HDMONA - Part 5 - ዕላል ምስ ስነጥበባዊ ገብረሂወት ጸሃየ Artist Gebrehiwet Tsehaye - New Eritrean Video 2020

  Рет қаралды 57,351

HDMONA NEBARIT

HDMONA NEBARIT

Күн бұрын

amzn.to/34qMlJl
HDMONA - Part 5 - ዕላል ምስ ስነጥበባዊ ገብረሂወት ጸሃየ Artist Gebrehiwet Tsehaye - New Eritrean Video 2020
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean Drama", "New Eritrean movie", "New Eritrean film" and "New Eritrean music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZbin : / hdmonanebarit
Facebook : / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
Twitter / hdmonanebarit
Website hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2020. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #GereTsehaye #Eritreavideo

Пікірлер: 308
@hagerey672
@hagerey672 4 жыл бұрын
Eske like etom ksab hji Btemesto tketatelwo n Gere✌.
@fetawihaki3672
@fetawihaki3672 4 жыл бұрын
Kemzi nay Iseias kolel koynu elalka bro. Philsiphina enda abzahka😏😏
@heri2068
@heri2068 4 жыл бұрын
ያኸ ከመይ ዓይነት መጽሓፍ ዝኾነ ሰብ'ዩ እዚ ወዲ። ዘውጽኦም ቃላትን ከረድኦም ኢሉ ዝሰፍዮም ዘረባታት'ባ ጽን ኢልኩም ስምዕዎ ? ዋው" ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ገሬ ሓውና።
@robelabadi5109
@robelabadi5109 4 жыл бұрын
እዛ ኢንተርቪው ስ ውላ ካሳብ 50 part ተትቅጸል ቤላ ኔራ
@ichwilllachenabernichtjetz2341
@ichwilllachenabernichtjetz2341 4 жыл бұрын
Robel Abadi ክሳብ 25 ይኣክል 😂😂
@robelabadi5109
@robelabadi5109 4 жыл бұрын
@@ichwilllachenabernichtjetz2341 Tewali wegeneyy
@kibromkidane2474
@kibromkidane2474 4 жыл бұрын
Wala 250 ekun bejaka nayzis realy
@naomimqurzanta2019
@naomimqurzanta2019 4 жыл бұрын
@@kibromkidane2474 fgie eba keyblena ,ms teanqefna gerie eba keynbl kkkk
@esu.111
@esu.111 4 жыл бұрын
150ክትብል ዲካ ዊሕድኒ ሓሪቀ
@ግዜፈራዲ
@ግዜፈራዲ 4 жыл бұрын
ንፈለማ ግዜ ጋዜጠኛታታ ዝመሰጠ ስነጥበባዊ ዕድመንን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ።
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 4 жыл бұрын
*ተመስገን ኣምላኸይ ን ሃገረይ ብዓይኒ ምሕረትካ ዝረኣኸለይ ሕጂ ውን ጸሎት ንግበር ደቂ ዓደይ መዓረይ*
@fthiyaqob1961
@fthiyaqob1961 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ አቲ ሃገር ዘይትግድሶ ሰብ ሃገራዊ ክመስል ይደሊ ኣቤት ጥበብ ብርዕኻ ይሰስን ገሬ ሓወይ
@ፍቃርእየትዕግስተይእዩ
@ፍቃርእየትዕግስተይእዩ 4 жыл бұрын
"እቲ ሃገር ዝይተገድሶ ስብ ሃገራዊ ክመስል እደሊ" "ኣነ ክትብል ኣለካ፡ ካብ ክስቶ ይብልጽ ግን ክትብል የብልካን" ገጣሚ ገብሪሂወት ጽሃየ
@ፍቃርእየትዕግስተይእዩ
@ፍቃርእየትዕግስተይእዩ 4 жыл бұрын
ነፍሲ ውከፍ ክፋል ገለ ፍልስፍናዊ ዝረባ ትስማዓሉ ፡ክምዚ ከማይ ዝተስምዖ እስከ ላይክ ይርገጽኒ
@ትሚትትሚት
@ትሚትትሚት 4 жыл бұрын
ኣነ ክትብል ኣለካ።ኣነ ካብክስቶ ይበልጽ'የ ግን ኣይትበል።ጽቡቕ ገሊጽካያ ገሬ ብሉጽ ሰብ
@tmnitayyyyyeribande9039
@tmnitayyyyyeribande9039 4 жыл бұрын
ቡዝሓት ስነጥበበናታት ኑፉዓት ሪኢ እየ እሞ ከምዚ ወዲ ገሩ ዝገረመኒ ሰብ ግን የለን ብጣዕሚ እየ ረዝን ቃላቱ ። ኣጆካ በል ።🇪🇷❤🙏👍🤝🎂
@fitfit1965
@fitfit1965 4 жыл бұрын
Confidence 100% Explaination 100% Words 100% he is smart artist.let's Continue untill part 10 please.
@mnbarhusum9506
@mnbarhusum9506 4 жыл бұрын
መን ዩ ገብሪሂወት ጸሃየ ክብል ሐንጎለይ ይናወጽ ነሬ ። እንተ ሎሚ ግን ናይ ብሐቂ አሚነልካ ።
@wedixeoada4006
@wedixeoada4006 4 жыл бұрын
Ane ktbl aleka:: Ane kab ksto ybelts ' ye aytbel. it 's really u smart artist. ✍❤❤✋✍✍
@beti2403
@beti2403 4 жыл бұрын
ካብ ዝገርመኩም ኣብ ሂወተይ ከምዚኣ ዓይነት interview ሪእየ ኣይፈልጥን ኢየ ብሓቂ ካብዚ ናይ ገሬ interview ብዙሕ ዘይፈልጦም ዝነበርኩ ቃላት ተማሂረ ብጣዕሚ ፉሉይ ሰብ ኢዩ ብሓቂ ። ዕድመን ጥዕመን ን ገብሪሂወት
@robelgerezgiher4742
@robelgerezgiher4742 2 жыл бұрын
Gere the brilliant Teacher of life.
@samiwili2214
@samiwili2214 4 жыл бұрын
መዓስ ኢኹም interview ክትገብርሉ ኢለ ይጽበ ኔረ እየ፡ካብ part 1 ክሳብ ሕጂ ይከታተሎ ኣለኹ፡በዓል ፍልጠት ሙኻኑ ካብ ግጥምታቱ እዩ ዝፍለጥ፡ገብርሂወት ጸሃየ ጅግና ናይ በሓቂ
@kemlbeylbey715
@kemlbeylbey715 4 жыл бұрын
ገሬ ብጣዕሚ ብሉጽ ስነ ጥበባዊ ኢኻ ኣገላልጻኻ ገለ ኩልንትናኻ ኣድኒቐካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጽሎ። ጋዘጠኛታት ክኣ ብልቢ የመስግነኩም።
@atranos.online
@atranos.online 4 жыл бұрын
"ኣነ ክጋገ'የ ናብዚ መጺአ!" ዳርጋ ክልተ መጻሕፍቲ ዘንበብኩ። ሊቕ ዝዀነ ስነ-ጥበበኛ!
@niyatnit5961
@niyatnit5961 4 жыл бұрын
ናይ በሃቂ ካብ ምህሮ ኣእምሮ፡ኣይተመሃርኩን ኢልካ ግን መመሃራን ዝኮኑ ቃላት ኣለውካ።።።ፈታሪ ምሉእ ጥዕናን ምውቅ ሃዳርን ይፍጠረልካ
@ቴኖዓርኪባጤንጋ
@ቴኖዓርኪባጤንጋ 4 жыл бұрын
ደንጊኹሙና ናይ ብሓቂ ብ ሃንቀዉታ ተጸቤያ ገሬ ሓወይ ናይ ብሓቂ መምህር ናይ ሂወት ኢኻ ከማኻ ጌሩ ዝመሰጠኒ ኣርቲስት የለን ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ክቡር ሓወይ
@mesginahabte3391
@mesginahabte3391 4 жыл бұрын
ኣብ ሂወት ደቂ ሰባት ዝትንክፍ ዝኮነ ቃላት ኣለዎ፡ግን ብሓቂ ዘድንቆ ምሉእ ሰብ ኢዩ ብሓቂ።ዕድመን-ጥዕናን ይምነየልካ ክቡር ሰብ😍👌🇪🇷🇩🇪
@filmontekle9307
@filmontekle9307 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅ ትምህርቲ በልሕ መንእሰይ ካባካ ብዙሕ ተማሂረ ዋውውው
@ኣደይእምበርናፊቐ
@ኣደይእምበርናፊቐ 4 жыл бұрын
Welcame ብሩኻተይ ጥዕማት ድምጺ ኣበይ'ዩ ጸኒሑ ዝወዲ በሓቂ ዘይተ ገንጸለ ድግሽነሪ'የ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም / ይሃብካን ገርየ ሓወይይይይይይይይይ ንባዕልኻ ኩሉ ነብስካ ፍቕሪ ኢኻ ።
@seareasgodom7010
@seareasgodom7010 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብሉጽ መንእሰይ (ሕቡእ ወርቂ) ኣለውና ብዙሓትን ሕቡአትን መንእሳያት በብግዚኡ ከተቅርቡልና ብትሕትና ንሓትት እዚኣቶም ኢዮም ሃኒጾም ኣብ ዝብጻሕ ኣብጺሖሞም ክታባባዑ ዝግብኦም ኢዮም thanks hudmona Nebarit
@ሓቦቅናቱ
@ሓቦቅናቱ 4 жыл бұрын
ገሬ ኣገላልጻካ ጽቡቕ እንድዩ ፡ ምናልባት ሓንቲ ምሳካ ዘይሰማማዓላ ኣብ ፍቕሪ ምርኩስ ጌርካ ምስ ሓቂ ተተኣሳስሮ ኣለኻ ፡ ሓቂ ተዛማዲ ኢዩ ኣብ ኩሉ መዳያት ኣብ ፖለቲካ ፡ ኣብ ማሕበራዊ ኣብ ፍቕሪ ስለዚ ከምዝበልኩዎ ኣብዛ ንነብራ ዓለም ፍጹም ሓቂ ዝበሃል የለን፡ ኩሉ ጊዜ ተዛማዲ ኢዩ ። ምናልባት ዲሕሪ ዓሰርተ ዓመት እንተጽኒሑና ገብርሂወት ኣብ ቃልካ ኣለኻዶ የለኻን ክንርኢ ኢና ።
@DejenKesete
@DejenKesete 4 жыл бұрын
ጽቡቕ እንዲኻ ዘለኻ፡ ሓቂ ግን ኩሉ ግዜ ኣይኮነን ተዛማዲ። ንኣብነት ትማሊ፡ ሎምን ጽባሕን 2+2 ኩሉ ግዜ ኣርባዕቲ ኢዩ። እዚ ፍጹም ሓቂ ኢዩ። ዝኾነ ሰብ መዋቲ ኢዩ፡ እዚ'ውን ፍጹም ሓቂ ኢዩ። ተረዳዲእና ክንከውን ተስፋ ኣሎኒ።
@ሓቦቅናቱ
@ሓቦቅናቱ 4 жыл бұрын
ስማዕ ደጀን ኣነኮ ነታ " ፍጹም" ትብል ኢየ ዝቃወም ዘለኹ ፡ ምኽንያቱ 2+2 ብኽልሰ ሓሳብ 4 ኢዩ ፡ ብግብሪ ግን ከማኡ ከይከውን ይኽእል ኢዩ ፡ ምኽንያቱ ኣብ ቁጽሪ ምስኡ ተዛሚዱ ዝኸይድ ዓይነት ፡ ዓቐን ፡ወዘተ ኣሎ ፍጹም ዝበሃል የለን ። ናይ ሰብ ካብ ኣምጻእካ ወዲ ሰብ ብስጋን መንፈስን ኢዩ ዝቐውም ንስጋ ንበይኑ ነጺልካ ፍጹም ሞይቱ ኢዩ ኣይትብልን ኢኻ ፡ ኣብ ካልእ ምርምር ከየእትወና። መወከሲታት ተጠቒምካ ጽቡቕ መጽናዕቲ ግበር እምበር ኣብዚ ንነብረሉ ኣድማስ ፍጹም ሓቂ ዝበሃል ነገር የለን ።
@DejenKesete
@DejenKesete 4 жыл бұрын
@@ሓቦቅናቱ ተረዲኤካ ኣለኹ የግዳስ ኣነ ክኣ "ፍጹም" ዝበሃል ሓቂ ኣሎ ኢየ ዝብል ዘለኹ። ሰብ ብ ስጋን መንፈስን ዝቖመ ኢዩ ኢልካ ትኣምን እንተ ሃሊኻ እዚ ንባዕሉ ምስ ግዜን ኩነታትን ዘይቅየር ፍጹም ሓቂ ኢዩ። ወላ ካልእ ፍጹም ሓቂ እንተ ዘይህሉ እቲ "ኣብ ኣድማስ ፍጹም ሓቂ የለን።" ትብሎ ዘለኻ መግለጺ ንባዕሉ ፍጹም ሓቂ ምኾነ። በቲ ኢልካ በቲ ፍጹም ሓቂ ኣሎ፡ የግዳስ ኩሉ ሓቂ ፍጹም ኢዩ ማለት ኣይኮነን። ኣብ መወዳእታ ኣንብብን መወከሲ ድለ ንዝበልካኒ የመስግነካ፡ ጽብቕቲ ምኽሪ ኢያ። ተስፋ ይገብር ወላ ንስኻ ከምኡ ትገብር ክትከውን።
@JESUS-711
@JESUS-711 4 жыл бұрын
Meshaf kduse Anbebkom entekonkum.Fkri haki eya haki kea Fkri eya eti fsum haki kea Krstos eyo.nska gen nay Sga fkri eka taten zeleka hawey abe kommentka
@ምንባርንመንትግብኦ-ኀ4አ
@ምንባርንመንትግብኦ-ኀ4አ 4 жыл бұрын
ኣቤት ልቦና ወዱእ ረዚን ደስ ዝበል ከዕልለካ ዘይምኖ ዕላል
@ZERIZGHI
@ZERIZGHI 4 жыл бұрын
I can wait to hear part 6 gere is a book. He is number one smart gifted and brilliant.
@ንበርኣይፍራሕፈትንጥራሕ
@ንበርኣይፍራሕፈትንጥራሕ 4 жыл бұрын
Edmen tiEnan yhabka fetari. Smart artist G/hiwet tsahaye
@fustummanga5577
@fustummanga5577 3 жыл бұрын
Wow semieka zeyxgeb kubur gebrhiwet xehaye yekenyelna
@semurasemura1176
@semurasemura1176 4 жыл бұрын
ገብሪህወት ጸሃየ እስካ ፍሉይ ሰብ ኢካ።መግለጺ ሲኢነልካ ብሃቂ i wishe you the best with your bright future. ሃብቲ ኤረይ
@rezenelloveissongforever..3928
@rezenelloveissongforever..3928 4 жыл бұрын
I never seen before like you you are smart, God bless you
@awetakurdeta9054
@awetakurdeta9054 4 жыл бұрын
ብልቢ ደስ ዘብል ቃለ መሕተት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ቃለ መሕተት ናትካ ብሃንቀውታ ኢየ ዝጽበዮ ነይረ፡፡
@kokomanwedielyas3912
@kokomanwedielyas3912 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ማህደር ኢኻ ንስኻ ብኡነት ዕድመ ይሃብካ ሓሳብካን ኣዘራርባኻን ብሱልን መሃርን
@musieentertainmentbzdeleka6051
@musieentertainmentbzdeleka6051 4 жыл бұрын
Waooooooo nic gebrehawta hawna Egziabhar amlak edmen tinan yhabeka .nay bhaqi kemaka ybezha wedi seba ananeti zey bula nska gana memehari eka ajeka...🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 wedi Eri
@merihkifle4919
@merihkifle4919 4 жыл бұрын
MY GOD i am speechless♥️♥️what a smart human being, i didnt want it to stop serahka wehazi yekhun gere Tebeb!!!
@kesabzkonley8661
@kesabzkonley8661 4 жыл бұрын
ህዱእ፣ ርጉእ ፣ትሑት እዚ ጥራይ ምስክርካ እዩ ስርሓትካ ገዲፍና። ኣጆካ በርትዕ ሰብኣይ ልዋም: akile ተተቅርቡልና ክኣ ምረጎደ
@mesfunmihertab6442
@mesfunmihertab6442 4 жыл бұрын
Betami nefu qexlo....ezi abi timhertiy u
@afomiahntsa7691
@afomiahntsa7691 3 жыл бұрын
Zerebaka btaemi kef yhbeni 👍👍❤️
@andemeskelmehari4805
@andemeskelmehari4805 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሳጢ ዕላል ኣብ ትዝታ የቲዎም ወላ ነዓና ኩሙ
@mohammadamdes8248
@mohammadamdes8248 4 жыл бұрын
Proudly pretty classy fabulous lady journalist
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 4 жыл бұрын
የቐንየልና እዞም ስነጥበበኛታትና ኣምጽእዎም ድኣ ሓያል መንእሰይ ቀጽሎ
@grmaytadese1960
@grmaytadese1960 4 жыл бұрын
ብመጀመርያ አንቃዕ ገጽ ንፈትዎ ረኤና ኣብ ዝቅጽል ፓርት ከስማዓኒ ምደለኩ ኣብ አንዳ 32 ክፍለሰራዊት ጉጅለ ባህሊ ኩሉ ግዜ መእተዊ ዝጥቀመላ ኣላ ናይ ከባቢ ዛላምበሳ አትገልጽ
@ዓለምጸዋር-ቨ9ጘ
@ዓለምጸዋር-ቨ9ጘ 4 жыл бұрын
wawwww nay bhaki gele ዓይነት wedi ቃላትካ rezinemuni
@yonasberhane9115
@yonasberhane9115 4 жыл бұрын
Wowww woowwwweww gera kab gitimka azararibaka btami seb eika gera hawey edmen tienana yhabka fetari gera hawey wawww merri ab hamushay kifal deqiski yelekin
@mehariweldegebriel9578
@mehariweldegebriel9578 4 жыл бұрын
ኣነ ኣብዛ ርእሲዛ ዓለም ካብዝፍጠር ከምዚ ዓይነት ኣዝዩ ብቕዓት ዘለዎ ስነጥበባዊ ሪኤን ሰሚዐን ኣይፈልጥን !!! ዝገርመኒ ኩሉ ዝዛረቦ መልስታት ትምህርቲ ሓዘል ፡ ትዕቢት ዘይትሪኤሉ ብርእሰተኣማምነት ዝምልስ ፡ ምስትሕትንኡ ፡ ዘይተፈልጠ ኮኾብ ፡ ናይዚ ዋላ ክሳብ 100 እንተትከውን ጽቡቕ ኔሩ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ ናተይ!!!።
@eseyasyohannes4727
@eseyasyohannes4727 4 жыл бұрын
Edmenn tenan yhabeley ❤🇪🇷💕🇪🇷❤🇪🇷👍🇪🇷❤🇪🇷💕💪
@የማነባርያየማነባርያ
@የማነባርያየማነባርያ 4 жыл бұрын
Powww ፍላስፋ ዩ እዚስ ገጣሚ ኣይኮነን።
@teklebrhantesfamaryan7804
@teklebrhantesfamaryan7804 10 ай бұрын
My pleasure love you boy ❤
@kibromhabte5157
@kibromhabte5157 4 жыл бұрын
እዋይ ጥበብ ተቐዲሑ ዘይዉዳእ ዒላ በጃኹም እባ ኣይተቓርጽዎ እዚ ኢንተርቪው ዋላ ክሳብ 40- 50 ይቐጽል። "እቲ ሃገሩ ዘይተገድሶ ሰብ ሃገራዊ ክመስል ይደሊ" መግለጺ ሲእነልካ ንጉስ ናይ ጥበብ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወገነይ!
@danielkiflay4533
@danielkiflay4533 4 жыл бұрын
ትግርኛ ጹቡቕ ትመልኽ ፡ዘየሰልቹ ዕላል Very good
@nosignal320
@nosignal320 4 жыл бұрын
*please don't stop this interview I really like him it's interesting meaningful meeting I'm begging you try to not stop it*
@thomaskudus8102
@thomaskudus8102 4 жыл бұрын
ገ/ጸሃየ ኣማን ብ ኣማን እዚ ናትካ intervju ክሰምዐ ማራ ባህ ይብልኒ ካብ ማራ ምስማ ሲ ከይተረደአኒ 40 min ይበጽሕ : ካብ ግጥምካ : ኣዘራርባካ : ኩሉ ትናካ ሰሓቢ ኢካ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ካብ ኣድናቂካ በጃኩም like ሃቡለይ ::
@kibromdebessay5502
@kibromdebessay5502 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ ኣርቲስት።፡በርትዕ ።
@tadeseyonas9130
@tadeseyonas9130 4 жыл бұрын
nay bahaki gobez getamay kemti zbelkayo haqena fqri zelewo seb nzbedelo kketlo ay deln nufue
@massawino4ever939
@massawino4ever939 4 жыл бұрын
Really smart teacher
@helenmekal9583
@helenmekal9583 4 жыл бұрын
Gere It’s great to see we have writer’s like you that explain thing very deeply and meaningful. I wish you prosperity in single step.
@መርሃዊኣብርሃም
@መርሃዊኣብርሃም 4 жыл бұрын
መምህር ፍቅሪ ኢካ ብሓቂ
@yelenannhaluksabzelena3783
@yelenannhaluksabzelena3783 4 жыл бұрын
እንቃ ብሰላም መጻኩም ሰላም ዝኮነ ዳግማይ ትንሳኤ ይግበረልኩም እዚ ኮሮና ድማ ሒዙልና ይኪድ ፈጣሪ
@essete7627
@essete7627 4 жыл бұрын
ኣብ ልዕሊ ፍቅሪ ዘለካ መርገጺታት፤ ወይ ርድኢት፤ ብጣዕማ ኣስማረልካ ኣለኩ ገሪኖ
@alekobini7357
@alekobini7357 4 жыл бұрын
ሰናይ መዓልቲ ይግበረልና ።አንቃዕ ብደሓን መጻካና
@edenawithareg6069
@edenawithareg6069 4 жыл бұрын
waw Belih seb , Bhaqi Belih Belih .....(God bless you) please kexluwa eza interview ♥️♥️♥️♥️♥️
@yonaskahsay3102
@yonaskahsay3102 4 жыл бұрын
ዋው ኬፍ ደለዎ ሱፕር ስነ ትበበኛ ገሬ በርትእ አነስ ምስመን እስኪ አመሳሲለዮ ምስ ኩቡር ጀነራል ወዲ ኤፍሬም keep up bro love you
@merhawibelay4066
@merhawibelay4066 4 жыл бұрын
Gebar Abi seb nay bhaqi msatn meharn elal.
@andomkirosandom2515
@andomkirosandom2515 4 жыл бұрын
Ane mis eza gal fikir hizni alo mesleni bealti hadar dekon tkewun? So ገብሪሂወት ማራ ኣድኒቀካ ቀጽሎ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@yonasmengs1054
@yonasmengs1054 4 жыл бұрын
May God bless you Gere hawey. Keep shinning Bro.
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ኑፋዕ ገሬ ዓርከይ ውቭጣዊ ጽባቔኻ መሳጢ ዩ በርትዕ ኮርዒዳ
@yonatanmesfn5418
@yonatanmesfn5418 4 жыл бұрын
ቃላትካ መግለ ስኤነሎም ብሮ 🤝🤝🤝
@abrahamtesfamaryam6709
@abrahamtesfamaryam6709 4 жыл бұрын
Anes megemerya gebrhiwet xehaye gexamay zbl xhuf ria abeye alo eli tedanagr xenihki endaraakuka meman siene anes Kali seb texebi xenihe muarug xbuk seb leka wshexka gn berki seb ika 😍😍😍
@asmeraxada226
@asmeraxada226 4 жыл бұрын
Ata entay aynet mexhaf zekone seb eyu ta ezi poww ade naka welida temkane ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏❤ sega parat 10 gebrwa bejakum
@samrgg9069
@samrgg9069 4 жыл бұрын
Gerye is very smart guy ajoka 🙏
@Djmeshito
@Djmeshito 4 жыл бұрын
ንመጀምርያ ግዜ ቃል መሕቲት መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ዝወድኣ ተደኒቐ 😍
@ardan2291
@ardan2291 3 жыл бұрын
ይዝክር ይዝክር
@sabakifle8375
@sabakifle8375 4 жыл бұрын
Temuka zesugeb qaletuka butami 100 guzey degagumey ysemo aleku ab huwetey uterubuw zubhal seme ayfelutun ey guna natuka❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏🙏🙏🙏
@simreth3954
@simreth3954 4 жыл бұрын
ሃገር ዘይተገድሶ ሰብ ሃገራዊ ይመስል 100% ኣቤት ወዲ መግለጺ ስኢነልካ ።
@hadenetsimon64
@hadenetsimon64 4 жыл бұрын
Simret Habtu 150/habo nezi da
@simreth3954
@simreth3954 4 жыл бұрын
@@hadenetsimon64 ብሓቂ ይግብኦ እዩ ክብርቲ ሓብተይ ።
@ichwilllachenabernichtjetz2341
@ichwilllachenabernichtjetz2341 4 жыл бұрын
Simret Habtu ይገርመካ እዩ ኩሉ ግዜ ብሱል ኣእምሮ ዘለዎ ሰብ ትሑትን ሓቀኛን እዩ
@simreth3954
@simreth3954 4 жыл бұрын
@@ichwilllachenabernichtjetz2341 Exactly bro ❤️
@ሌላኢንተርተይመንት
@ሌላኢንተርተይመንት 4 жыл бұрын
መምህር ሂወት ዝኾነ ኣርቲስት ነዊሕ ዕድመ ይሃበልና
@ABIGAIL12562
@ABIGAIL12562 4 жыл бұрын
Egziabhier amlak edmen tenan yhabelna kemzi kemaka lebamat ybzhu . Kdmi hji zeyfelto zneberku bhanti mealti gn adnaki nay Gebrehiwet koyne aleku.hanti msla tz elatni ”ms anbesa tkeyd adgi si nferes selam keybeloto thalf ” ezom kulom derefti hbubat zkonu bezi seb eyom.😊😊
@samihawiichey449
@samihawiichey449 4 жыл бұрын
You are special gerie god bless u
@HERMON90
@HERMON90 4 жыл бұрын
ገብርሂወት ዓርከይ ኮለል ኣይተብዝሕ ብ ግጥሚ ጌርካ ግለጾ
@ONELove-q6n
@ONELove-q6n 4 жыл бұрын
Gaztnatat kef alkum mara Gera ane betami eya temsta zelku meglxi kalat Keman ayrkblkan so bwehad part 10kebxah alwo keytklfwo.
@kbrikbri7956
@kbrikbri7956 4 жыл бұрын
Xbuq meglexi eu nice qexlo hawey natey nice Job
@bmabma6230
@bmabma6230 4 жыл бұрын
Wow Boy sab Smart seb amazing words yfesis pls 2 hito alewani bzae fkrin , gizen . (1) gele diki sebat fkri yelen fkri ab Remeo & juliet eyu neyru nziblu entay melsi mhabkana ? * wedi tsahaye kem zteredaekuka fkri alo kemey gerna kemznfaker gn yemikna aynfelton ena okay xbuk aleka .,👍 * 2, seb gize hasimu elu nzemariro entay eyu melsika gere hawey ? ------------------------------------------------------------------ 3, hito kea , selemntay eyen gelien deki anstyo yehwatna neti tiuy, tihut , lebam nay mexayiu zstebihl , kab geziu ntimhrtu , zekbra wedi nfkri hatitwa nieu gedifa ! neti zeyekbra zehisra , elewala Dege dege zbil wedi, turfa wedi nfkri hatitwa gn okay tiblo ???? # Pls nezien htotatey hdmona TV nezi wedi hitotuley ab part 6 kxbeyekum eye . Thank you 🇪🇷❣ ksab hiji zey temelasaley hito eyen . # Nskum kea fetunu yehwat neakum kea ymlketekum eyu kem natey hasab eye akribeyo .
@shishaykesete5080
@shishaykesete5080 4 жыл бұрын
Anawuhwo ezi interviw, bteami sehabi elal 100/100
@atakltielias
@atakltielias 4 жыл бұрын
Mexhaf eka nay behaki btemesto znebebkuka edmen tienan habibi 💙👍🙏
@mekalhafewerki3130
@mekalhafewerki3130 4 жыл бұрын
ኣብ ሓቀኛ ፍቅሪ እየ ክነብር ድደሊ ደስትብል ዘረባ
@misganakesete818
@misganakesete818 4 жыл бұрын
Brilliant! Very much enjoyed your interview!
@tabihabtemicael1940
@tabihabtemicael1940 4 жыл бұрын
Amezing interview. Can’t wait for part 6 to come!! አይትደንጉዩና::
@intertement2096
@intertement2096 4 жыл бұрын
Smart man gerie
@siku9753
@siku9753 4 жыл бұрын
ገሬ ብሉጽ ገጣማይ 👉🇪🇷👈
@masimobruuh6954
@masimobruuh6954 4 жыл бұрын
ንፉዕ ኢካ ገሬ።
@sisfisaha8990
@sisfisaha8990 4 жыл бұрын
Woow nay behaki buluts seb
@msgenagebrehewit5657
@msgenagebrehewit5657 4 жыл бұрын
ዋይ ጥበብ ተቐዲሑ ዘይዉዳእ ዒላ, እቲ ሃገሩ ዘይተገድሶ ሰብ ሃገራዊ ክመስል ይደሊ" መግለጺ ሲእነልካ ንጉስ ናይ ጥበብ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወገነይ!
@chanell8261
@chanell8261 4 жыл бұрын
ksab hji ብዕምቖት ተከታቲለዮ መደባትኩም እንተኮነ ኣብ ግጥምታቱ ዝስኩዑ ዜማታት ደስ ኣይበሉንን ነቲ ጠመተ ወይ ዝተደለተ ኣበሃህላ የህሲሰናለይ
@sikudimaria6260
@sikudimaria6260 4 жыл бұрын
Mrcha aykonetn hiwetna, B'enregxo kale u mengeda, Echa aykonetn mnbar, edln xhfton Fetene eya hiwet mengo melsn hton🙏🙏🙏🤔🤔🤔
@saimonghe6019
@saimonghe6019 4 жыл бұрын
Naybhaki xebuk interview bezuh temhrti zelwo belux zekone hebue sentebebenja....
@eritreakidane9068
@eritreakidane9068 4 жыл бұрын
Waaaa etia nay yemane abahahila feteya nebia ka like nsle barya habuni kihgos yhwat
@brahaneteaame4463
@brahaneteaame4463 4 жыл бұрын
ቡሉጹ ናይ ቡሉጻት ገብርህወት ጻሃየ፡ ኣቅርብቲ ዉን ኑፍዓት ።
@Ninotes17
@Ninotes17 4 жыл бұрын
Hager zeytegedsom hagerawyan kimeslu yidelu 100% nirio zelena endu
@fremenkemyemane1259
@fremenkemyemane1259 4 жыл бұрын
Dehari yemane and Abraham $ Tomas $ kirosey ,Aklilu getami and Gere agibe beakum dedihriom ey ziserakum
@ሃኒማማኣለመይ
@ሃኒማማኣለመይ 4 жыл бұрын
ገሬ ሓወይ ናይ ሙደይ ❤️
@abientertaintment7286
@abientertaintment7286 3 жыл бұрын
Wedi hantal arkey
@habeshaview930
@habeshaview930 4 жыл бұрын
Betami blux
@habtomblackman9649
@habtomblackman9649 4 жыл бұрын
Enkea bselam mexakum ftwat yehwat edmen teanan abzezelenayo amlak kabsi hmaq hmam ymharena aman(3)
HELP!!!
00:46
Natan por Aí
Рет қаралды 8 МЛН
This dad wins Halloween! 🎃💀
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 33 МЛН
Try Not To Laugh 😅 the Best of BoxtoxTv 👌
00:18
boxtoxtv
Рет қаралды 4,9 МЛН
Wait for the last one 🤣🤣 #shorts #minecraft
00:28
Cosmo Guy
Рет қаралды 16 МЛН
HELP!!!
00:46
Natan por Aí
Рет қаралды 8 МЛН