HDMONA - መን'ዩ ፈራዲ Men'Yu Feradi - New Eritrean Film 2020

  Рет қаралды 301,481

HDMONA NEBARIT

HDMONA NEBARIT

3 жыл бұрын

HDMONA - መን'ዩ ፈራዲ Men'Yu Feradi - New Eritrean Film 2020
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean Drama", "New Eritrean movie", "New Eritrean film" and "New Eritrean music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZbin : / hdmonanebarit
Facebook : / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
Twitter / hdmonanebarit
Website hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2020. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #eritreaDrama #EritreaFilm #eritreamovie

Пікірлер: 337
@djlion1652
@djlion1652 3 жыл бұрын
ንዘይ ተተግብሮ ቃል ኣይትእቶ ። ጠላማት ኣይንኩን ፡የቀንየልና ዓቢ መልእክቲ ዩ keep going!
@Henokghrimay
@Henokghrimay 3 жыл бұрын
ዝኣመናካ ኣይጥለም ከይጠልመካ ፈጣሪ ሪኻ እኮ ዝበሃል ናይ በሓቂ ግዝያዊት ፊልም
@yosieftekle8529
@yosieftekle8529 3 жыл бұрын
N furutna zfetu liki tray 👇
@classof9268
@classof9268 3 жыл бұрын
Telimatos like kaa kinhba dislike eleya aleku hhhh
@yosieftekle8529
@yosieftekle8529 3 жыл бұрын
@@classof9268 thanks bel yekeneley 😆
@user-xg8cv2uk2p
@user-xg8cv2uk2p 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ መሃሪት እያ ንዘይ ንምልኦ ቃል ኣይንእቶ ምኽንያቱ ሎሚ ንሰብ እንተበዲልካዮ ፅባሕ ኢድካ ኢያ ትፀንሓካ ንብልቢ ዘፍቅረካ ምጥላም😣 ፅባሕ ናይ ኢድካ ኢኻ ትረክብ ማለት ብኻልኦት ትጥለም ኣይምችወካን እዪ ። ዎ ኣምላኸይ ካብ ከምዚ ዝበለ ሰዉረና ።👏
@filinafilina2818
@filinafilina2818 3 жыл бұрын
ኢድ ሸናሒት ጸናሒት ከም ዝብሃል አቶም ኣብ ልዕሊ ሰባት ንብድሎም ነገራት ግዚኦም ሓሊዮም ኣብ ነብስና ከምዝመጹና ንዝንግዖ ኢና ንዛኣመነካ ዓጸፋ አምነት ዳኣ አምበር ንክሕደትን ንቃንዛን ኣሕሊፍና ኣይናሃቦ ምኽንያቱ ዓስቢ ሕማቅ ተግባራትና ከፋሊ ግዜ ኣለና (ጣዕሳ) ዝተሰብረ ልቢ ዝፈሰሰ ንብዓት ኣይሕብስን ኣይጽግንን ወን'ዩ ስለዚ ብዝተኻአለና መጠን ንሰናይ ነገር ንጓዓዝ ።
@user-ug8nm9gb3m
@user-ug8nm9gb3m 3 жыл бұрын
ኣምጺእካያ ናይ ልበይ ኢድ ሸናሒትስ ጸናሒት እዩ ነገሩ
@jhonsamuel9904
@jhonsamuel9904 3 жыл бұрын
ኢድ ሸናሒት ጸናሒት kemlemdi tsenihu konu eyu Ember haqenet yebelun...alewu zebehalu gebenechatat alemna endeahaderu le"eli sebom kenebru ember meareti zefetsemewo bedel waga kekeflu ayreanayomen!
@noch5jahrezukunft326
@noch5jahrezukunft326 3 жыл бұрын
Nay bhaki hawey alem nay edka ya thbeka
@readsea7933
@readsea7933 3 жыл бұрын
መሃሪት ፊልም ብልጽቲ ብጣዕሚ፡ ንፉዕ ደራስን ዳይረክተርን ተዋሳእትን 100%።
@user-cc7re5uq7l
@user-cc7re5uq7l 3 жыл бұрын
ሰላም አሕዋት አምላክ ምሳኩሙ ይኩን ምግዘ ልትከይ ዲ ፍልሚ ቀመም
@tedihayelom9066
@tedihayelom9066 3 жыл бұрын
ኣታ ኣታ በጃኹም ብዳታ እየ ዝጥቀም ዘለኹ ምሒር ፍትወትኩም እዩ እምበር ዳታይ ወጊፋትኒ !!! ጽቡቅ ስራሕ ካኣ ንኹሉኹም ኣብዛ ፊሊም ዝለኹም ምቁራት !! ቴዲ ካብ ልብያ
@ggt620
@ggt620 3 жыл бұрын
ኢድ ሸናሒት ጸናሒት:መዓልቲ ይነውሕ ይኸውን ኩፉእ ምግባር ወይ አብ ባዕልኻ ወይ ድማ አብ ዉላድካ ትረኽባ ኢኻሞ:ግርም Film 👌👌👌
@user-fi7nj5ko2l
@user-fi7nj5ko2l 3 жыл бұрын
ዋውውውው ብሓቂ ማሃሪቲ ድራማ እያ እና ቀፅሉል ደቂ ኤረ ሸኮርናታት 👍❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmarafanuseritrea7518
@asmarafanuseritrea7518 3 жыл бұрын
ኣብ ዓለም ዝዘራኣካዮ ኢካ ትዓጽድ'ሞ ስለዚ ጽቡቅ ዘርኢ ዝራአ! ቃል ክቡር ምካኑ ኣይትሓሱ ዝብል ትአዛዝ ናይ ፈጣሪ ዘክር ስለዚ ቃልካ ሓሉ! ሰበይቲ ብጻይካ ኣይትመነ ዝብል ቃል ኣምላክ አቲ ሰይቲ ዓርኩ ዝምነን ዝዘምትን ትምልከት ኮይና ጽባሕ ውን ዝሓዝካላ የብላን አታ ዘሚትካ ዘምጻካያ ሰበይቲ ብካልኦት ክትዝመት ምካና ፍለጥ! ኣትን ኣብ ብዓል ዓዲ ዑውራት ብዓል ሓደ ዓይኒ ይነግስ ዝብል ምስላ ዝሳሓትክናኣ ደቂ ኣንስቲዮ ንሂወት ሓሲብክን አተዋኣ ኣብኣ ውን ጽንዓ ከም ሎቶሪ ኣብ ኩሉ ክትሕከኻ ግዜክንን ዕድሜክንን ኣይተባኽና! አቲ ሙውቅ ሂወቱ ጠንጢኑ ዝዓብድ ጽባሕ ቀዝሒ ኣሳሓይታ ምስ ሃረመካ ከይትጣዓስ ካብ ሕጂ ምውቅ ናብራካ ተቆጻጺርካ ሓዝ! አቲ ለባም ሰብ ካብ ካልኦት ሰባት ብዝወረዶም ይምሃር አቲ ዓሻ ሰብ ግን ካብ ነብሱ ዘጋጠሞ ይምሃር ክሳብ ሂወትካ ዘዕኑ ትምህርቲ ኣይትምሃር ጽባሕ ሂወትካ ናብ ንቡር ክትመልሳ ግዜ ክትወስደልካ ምካና ፍለጥ! ካብ ለባም ለባም ትጻወት ዘለብሙካ ፍልጠት ቅሰም! ቅድሚ ምውሳንካ 2 ግዜ ሕሰብ ድሕሬካ ዘሎ ሂወት ይዓቢ ስለዚ ንደቅካ መጻኢኦምን ዕድሎምን ሕሰበሎም! Asmara fanus፥ Aron hagos
@user-ze4ci9zm1j
@user-ze4ci9zm1j 3 жыл бұрын
🇪🇷💪gebez tihefey
@asmarafanuseritrea7518
@asmarafanuseritrea7518 3 жыл бұрын
@@user-ze4ci9zm1j Thanks
@yuelniguse902
@yuelniguse902 2 жыл бұрын
🇪🇷❤️❤️❤️
@asmeraeritra873
@asmeraeritra873 3 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ እስከ ብዝሑልና ሰስኑ ኣጆኹም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-mt7cp3cj1n
@user-mt7cp3cj1n 3 жыл бұрын
ጠላም ምዃን ክሓስም፥😌 ከም ሴፍ ዘልዓለ ብሴፍ እዩ ዝጠፍእ ዝበሃል፥ ዋጋ ጥልመትካ ካኣ ብጥልመት ትካሓሶ። እምነት ትንገስ ክሳብ ዘላ ዓለም ።
@EFRA1987
@EFRA1987 3 жыл бұрын
ሓደ ካብ ደረስትን ተዋሳእትን ሃገርና ዩ ቅድሚ ገለ ዓመታት ተመርዕዩ ፡ ከም ሓደ ህቡብ መጠን ዳ ሕጽኖቱ ብበጻሕቲ የዕለቅልቅ ዩ ኔሩ ፡ ከም ሰባ ያ እታ ጓል ክትበጽሖም መጺኣ (ብዓቅማ 2 ዝኾና ዝደረፈት ሓውሲ ድምጻዊት ያ ) ፡ እዛ ጓል ግን ነዚ መርዓዊ ኣብ ዓይና የእትያ ክትሰርሓሉ ያ ጀሚራ ኣሻባኣ ፡ ምምልላስ ናብቲ ዳ ሕጽኖት ስረሐይ ኢላ ሒዛቶ ፡ ንወዮ መርዓዊ ካብ ሕጽኖቱ ከተውጽኦ ግዜ ኣይወሰደላን. .... ተለማሚዶም ወዮ ሕጽኖታ ዘይጸገበት ይዋኣያ መርዓት. ... በቃ ተጠሊማ ፡ ውድያት ምስ ዝቀደመት ተፋቲሑ ምስዛ ዝጠለፈቶ ሓዳር ተተሓሒዝዎ. ... ኣብ ውላድ ውን በጺሖም ፡ ቅድሚ ቅሩብ እዋን ግን ወዮ ልማደኛ ምስ ካልእ ጓል ተወሺሙ ከም ዝወለደላን. .... ወዮ ጠላፊት በዓልቲ ቃል ኪዳኑ ነቲ ጉዳይ ምቅባሉ ስኢና ኣብ ዘይ ሕማማ ከም ዝበጽሐት ምስ ሰማዕኩ ገሪሙኒ ናይ ህይወት ነገር. ..... እዛ ሓቀኛ ዛንታ ብዙሕ ሰብ ይፈልጣ ይኸውን ዩ ምኽንያቱ ኣብ ቅድሚ ዓይንና ስለ ዝተፈጸመት. ... ኣስማት ናይቲ ደራስን ናይታ ድምጻዊትን ግን ደሓን ብስቱሩ ይኹነልና
@merhawinegasi9227
@merhawinegasi9227 3 жыл бұрын
Mara mesitateni zarkey thanks kale teleka dgemena
@aweteritrawiboy3864
@aweteritrawiboy3864 3 жыл бұрын
nay bhaki mesatit zanta
@mathu4616
@mathu4616 3 жыл бұрын
Zegerm eyu!!!! gele aynet zkone gze! Menfes qudus zrehaqo gze! Amlak baynu mhretu ytemtena!
@gaema9673
@gaema9673 3 жыл бұрын
Des tebel zanta Kabe mentalit nabe mentali zebehal alo Kelom eyom tselimom !!!
@jerusalemkaleab7822
@jerusalemkaleab7822 3 жыл бұрын
መሃሪት መሳጢት ኬፍ ዘለዋ ዛንታ
@endiamo10
@endiamo10 3 жыл бұрын
ናይ ብሓኪ ገለ ኣይነት ፍሊም መሃሪት ደስ ቲብለካ ኣብዚ ግዜ'ዚ ኣፍካሪትካ ኣርኪኻ መሓዛኻ ክቲኣምነሎም ዘይቲኸል ግዜ በጺሕና ኣሚንካ ኩሉ ልብኻ ዝሃብካዮ ዝሃብካያ ክትጠልመካ ወይ ክጠልመካ ድሕር ዘይበሃሎ ግዜ ኢና በጺሕና ኣብዛ ፍሊም ዝረኣኽዋ ጽቡኽ ነገር ወይ ደስ ዝበለትኒ አቲ ዝበደለ ሰብ ናይ ኢዱ ኪረኪብ ኣለዎ መኣረ ክንደይ ኣብቲ ሰብ ብዱል ሰብ በደል ሃሲያ ገርካ ኣለኻ ኣብ ነብሱ መእስ መጾ 'ዩ ዝርደኦ እሞ ከኣ ከምዛ ፍሊም ዝረኣናያ ብዘይ ዝኮነ በደል ከተቃይሕ ኢልካ ቲብድሎ ሰብ ከምዛ ፍሊም ዝረኣናያ ቲግበኦ'ኣ ኢያ።
@alekmaki5715
@alekmaki5715 3 жыл бұрын
ካብ ደራሲ ጀሚሩኩም ኩሉኹም ኣብዛ ስራሕ ተሳተፍኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ 100%
@jhonwinta8703
@jhonwinta8703 3 жыл бұрын
ብጥዕሚ መሳጢት ኣምላኽ ፍረ ጻዕርኹም ያሃብኩም ደቂ ኤሩ ወገናተይ ጻዓዱ
@fuadjemal4702
@fuadjemal4702 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ምጅማር ስራሕ ወሊድ ኑርሑሴን ብሉጽ ደራሲ ምስ ብሉጻት ተዋሳእቲ ዉዱእ ስራሕ ናይ ብሓቂ መሃሪት ፊልም
@wediadikala1245
@wediadikala1245 3 жыл бұрын
Tebaetay srah film kemzi kikewn alewo gerchewchew delewo kikewn alewo kem natey rieto 👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@semerebereketab7566
@semerebereketab7566 3 жыл бұрын
ሓገተይይ እስከ ብላይክ ፍትወትኩም ግለጹለይ ደቂ ሪመይይ
@habromtube
@habromtube 3 жыл бұрын
ይበል ስራሕ መሃሪትን ሰሓቢትን ብልጽቲ ስራሕ
@LYE4EVER
@LYE4EVER 3 жыл бұрын
ኣይ ትጥለም ኣማኒኻ ከይ ጠልመካ ፈጣሪኻ ንኹሉ ሰብ ገግዚኡ ኣለዎ ።
@mossboss7995
@mossboss7995 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ኣሕዋት ,,,ፍርቱና ኣንጸባራቂ ገጸባህሪ ኣለዋ ሰለምንታይ ካብ ተዋስኦ ትጠፍእ ኣላ
@abdatosman5642
@abdatosman5642 3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጽብቅቲን መሃሪትን ቀጽልዎ ኣጀኹም
@mohamedfarah6652
@mohamedfarah6652 3 жыл бұрын
ምቅርቲ ከም ሓጻር ስልሲ ፊልሚ
@momona369
@momona369 3 жыл бұрын
ተባዕትይ ደራሰት ደቂ ኤሪይ
@user-kq8fx5yq3c
@user-kq8fx5yq3c 3 жыл бұрын
ዋውውውውው ደስ ትብል ስራሕ ናይ ብሓቂ ኣጆኹም ቀጽልዎ
@azukidane6807
@azukidane6807 3 жыл бұрын
ስለዚ ትልመት ጌጋ ዓባይ ትምህርቲ ናይስ ክጽልዎ ደኪ ኤረ
@yordanosteklu4340
@yordanosteklu4340 3 жыл бұрын
WAWWWWW des tebl maharit Aya
@azukidane6807
@azukidane6807 3 жыл бұрын
@@yordanosteklu4340 ናይ ብሃኪ ብ ግብሪ ክ ከውን ኣለዎ
@haskofager
@haskofager 3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጽፊፍትን ጽብቅትን ፈልሚ ኣሚዚን ።
@ablelkidane3452
@ablelkidane3452 3 жыл бұрын
አዛ ፊሊም ጽብቅቲ ከም ትከውን ኣይጣራጠርን አየ ምክንያቱ ዳሓን ዝኮኑ ተዋሳአቲ ለቢሳ ኣላ ኣጀኩም ደቂ ኤረይ
@merhawigebrezgi5714
@merhawigebrezgi5714 3 жыл бұрын
Welcome deki eri jeganu like eska habuni
@yemanetsegai4617
@yemanetsegai4617 3 жыл бұрын
Thanks Welid.....Not just a movie, a lesson too.
@SamiSami-il1we
@SamiSami-il1we 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቁምነገር ዘለዎ ፍሊም ብታዕሚ ኣድኒቀያ
@samielyosief5177
@samielyosief5177 3 жыл бұрын
Very koys god jobb
@efremabraham5598
@efremabraham5598 3 жыл бұрын
Bravo Welid! Not just a movie, a lesson too.
@user-mw2cj7sj9l
@user-mw2cj7sj9l 3 жыл бұрын
እዋይ በጃክን ኣትን ኣዋልድ እቲ ገጽክን ኣብ መስታት ትርእዮኦ ዶ በጃክን መክኣብ ኣይተብዝሓ ሕጂ ዝዛ ማርቲ ኮይና ትዋሳእ ዘላ እቲ ገጻ ርኣይኦ እሞ እተበዚሑ የክፍእልክን ኣሎ እበር ድራማስ ዝወጻየብላን ደቂ ኤረይ
@hadushteklab2967
@hadushteklab2967 3 жыл бұрын
ብ ጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ሰሪሕኩም መሃሪ ሙቁራት 👍👍👍👍👍👍👍👍
@yosieftekle8529
@yosieftekle8529 3 жыл бұрын
Welcome deki eri like eske habni 👇 👇 👇 👇 👇 👇 👇 👇
@mulugetatekle4191
@mulugetatekle4191 3 жыл бұрын
zdneq srah meharitn azenagaetn thanks so much guys
@suzimokonen3933
@suzimokonen3933 3 жыл бұрын
👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽I will give to to u guys cuz the theme was actually good
@shalomtes4901
@shalomtes4901 2 жыл бұрын
Wow well done deki adey tsebukat ✊ what goes around comes around exactly this days life hard to get trustworthy or healthy friendships my respect to you all
@azebhagos9374
@azebhagos9374 3 жыл бұрын
ኣሰይ እንቃእ ብሰላም መጻኩሙ የህዋት
@yosefhabtom5082
@yosefhabtom5082 3 жыл бұрын
,ሃል ሃል ትብል ፊልም ኣወፊኹምልና ደቂ ኤረ Thanks
@user-lo7nj1df9f
@user-lo7nj1df9f 3 жыл бұрын
ፍሩቲ ሽኮር ናይሕማመይ፡ ናበይ ድኣ ትጠፍኢ፣ ብጀካጂ ኮ ነዚ ስነ ጥበብ ትንፋስ ዝኾኖ ዘየለ፡ ንግስቲ ፊልም ኤረትራ ከማኺ የላን ኮ።😍😍😍
@zemuymsgna8513
@zemuymsgna8513 3 жыл бұрын
Welcome deki eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👍
@atakltielias
@atakltielias 3 жыл бұрын
That's real happening right now in this time, kabzi kemzis yedhnena 🙏thanks
@desuasmerom8854
@desuasmerom8854 3 жыл бұрын
Habayib
@Nah0ma
@Nah0ma 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝነኣድ ብሉጽ ስራሕ ደቂ ኤረይ። ሓንቲ ሕውነታዊት ነቐፌታ ግን፥ እዚ ተዋስኦ ናይ ትግርኛ ከም ምዃኑ መጠን ዋላ እኳ እቲ "Before 5 Years" ዝብል ዝጽላእ እንተዘይኮነ ምስኡ ከኣ "ቅድሚ 5 ዓመት" ኢልካ ክኣቱ ኔርዎ። ዕላማ ወይ ታርጌት ናይዛ ተዋስኦ ትግርኛ ክሰምዕን ክርዳእን ዝኽእል ክሳብ ዝኾነ ማለት እዩ። ምስ'ናይ ይቕሬታኡ ግን!!
@Heyabey880
@Heyabey880 3 жыл бұрын
Great work guys 👏👏👏
@delinamojelal4635
@delinamojelal4635 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃሪት
@luwamfutsumbrhan1942
@luwamfutsumbrhan1942 3 жыл бұрын
kitmesgenu zelekum ekum kab derasay kisab tewasati amazing job proud of you deki erey shikorat ❤❤❤❤
@JonasentertainmentER
@JonasentertainmentER 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ፍሊሚ ፍልሚ ትግርኛ ካብዘይርኢ 3ዓመተይ ሕጂ ግን ፍሊሚ ሬአ ናይ ባሓቂ ፍልሚ
@hiyabokbamichael2560
@hiyabokbamichael2560 3 жыл бұрын
Ya
@user-ml9jg7ot3e
@user-ml9jg7ot3e 3 жыл бұрын
Great Job deki Eri💓🇪🇷💓🇪🇷
@robelgerihiwet6781
@robelgerihiwet6781 3 жыл бұрын
ማራ ኬፍ ዘለዋ ፊልም ብጣሚ ጽቡቅ ስራሕ ❤❤❤
@dani73ge59
@dani73ge59 3 жыл бұрын
Mesatitn mehartin xbuk srah kexllu❤❤❤
@user-zu3mw9nu7s
@user-zu3mw9nu7s 3 жыл бұрын
Hdmona thank you so much
@danilove8581
@danilove8581 3 жыл бұрын
Amazing really really best
@fekaduestifanos2293
@fekaduestifanos2293 3 жыл бұрын
God jobb nic adenikekom
@saymonshelay78
@saymonshelay78 3 жыл бұрын
Nice one 👏🏾👏🏾👏🏾
@yafietsamuel5185
@yafietsamuel5185 3 жыл бұрын
Nice job deki eri ab zelkmo selam we senay
@robeljordan3017
@robeljordan3017 3 жыл бұрын
Tezeymoytkas bzuh eka tuzeb eway mnbar kumqir mish my ppl. God is Love Love U all guys Peace✌🏿 for all Nice movie deki eri♥️
@fifififi4252
@fifififi4252 3 жыл бұрын
Betami meharit film so kexilwo deki erey
@hanimiki9966
@hanimiki9966 3 жыл бұрын
Nice movie
@KhanKhan-tl2xp
@KhanKhan-tl2xp 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ማሃሪት ፊልሚ
@nahomasmerom3556
@nahomasmerom3556 3 жыл бұрын
Furutna zfetu lika ygbereley
@relaxingsoothingsounds8945
@relaxingsoothingsounds8945 3 жыл бұрын
Very cool!
@brhinsium437
@brhinsium437 3 жыл бұрын
Ajokum deqi eri. Proud of u
@medawediasmera2524
@medawediasmera2524 3 жыл бұрын
ብሉጽ ስራሕ ካብ ብሉጻት ሰባት ካብ ብልጽቲ ሃገረይ❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
@myid7781
@myid7781 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ማሃሪት ፊልሚ
@user-rz6jg8jc8c
@user-rz6jg8jc8c 3 жыл бұрын
ፉርተይ💋💋
@saronmisgna7349
@saronmisgna7349 3 жыл бұрын
wawww good job deki eriy
@huruyhuruy3904
@huruyhuruy3904 3 жыл бұрын
Bitami maharit movies keep it up
@safiyaadam8439
@safiyaadam8439 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዓባይ ትምህርት እያ
@hawet-ef6ci
@hawet-ef6ci 3 жыл бұрын
Nice film
@eyobaklok9963
@eyobaklok9963 3 жыл бұрын
Nice film
@Balhidri
@Balhidri 3 жыл бұрын
Top Tigrigna Eritrean film👍👍👍 it is really fascinated film. All actors are acted very well and my highest credit is to the writer & director of the film Metin Tesfu. Meron keep it up thoroughly, good job, well done!!!
@rihanaalaminrihanaalamin3478
@rihanaalaminrihanaalamin3478 3 жыл бұрын
Waaaaw btaemi xbuk srah abzi zelenayo gzi azya meharit koyna rekibeya n derasi laul msgana kemauwn n dalicter tewasaetn kemesgnekum yfetu wetru awet ymneyelkum admen tenan yhabkum ألف مبروك يا غالين
@abelabrha9893
@abelabrha9893 3 жыл бұрын
Wawww
@mulugetasaba1925
@mulugetasaba1925 3 жыл бұрын
Merhaba deqi Erey yehwatey enqa natkum konku admen tnan yhabkum 🇪🇷❤👁👁👈💐🌹🌸😘🥰😍👍👏
@user-vd5gz6pv9s
@user-vd5gz6pv9s 3 жыл бұрын
Nay Lbey Drset ❤❤🇪🇷🇪🇷
@awettewelde7675
@awettewelde7675 3 жыл бұрын
Azya des tebl qexlo Michael MJ nice job my dear bro
@yordi1683
@yordi1683 3 жыл бұрын
Nice job
@user-dp2gu7ip7f
@user-dp2gu7ip7f 3 жыл бұрын
ኣታ እዚ ሰብና ከመይ ኢዩ ርእይቶ ናይ ፊልም ኣብ ክንዲ ዝጽሕፉ ፍርቱነይ መሊእኩማ comment.
@biniamtesfazghi8181
@biniamtesfazghi8181 3 жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂
@mohamedibrahimerionelove4393
@mohamedibrahimerionelove4393 3 жыл бұрын
🤣🤣🤣
@alemxewar1825
@alemxewar1825 3 жыл бұрын
Habesha denaqur
@mohamedibrahimerionelove4393
@mohamedibrahimerionelove4393 3 жыл бұрын
Like habuna kitublu tiwelu delekum kanegerkumna balena kin hibekum filmi serhu way derfi direfu enkan haban eyu serahna habuna kin hibekum ufan kula
@user-dp2gu7ip7f
@user-dp2gu7ip7f 3 жыл бұрын
@@mohamedibrahimerionelove4393 meriratka eya tmesl kkkk
@eritreahagery6474
@eritreahagery6474 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ ደራሲ ኣዝዮም ሓያላት ተዋሳእቲ ድማ ተሳቲፎማ ብልጽቲ ስራሕ ኮይና ። ኣነስ እንቃዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ፡ ኣናብስ ደቂ ኤረይ ።
@ameniaodabi6803
@ameniaodabi6803 3 жыл бұрын
Habasasefa
@xeadarealman3134
@xeadarealman3134 3 жыл бұрын
Welid hawey betammmmi gele aynet srah kexlo hubi I'm proud of you bro.... ❤👌🙏 like eski ne derasia please guy's 🙏😘
@sarona3151
@sarona3151 3 жыл бұрын
Deki erey nice one halalat🇪🇷💞
@letishabrham7793
@letishabrham7793 3 жыл бұрын
Nay bhaqi mhari zkonet filim 🥰❤💯
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 3 жыл бұрын
Well done
@noch5jahrezukunft326
@noch5jahrezukunft326 3 жыл бұрын
Willkommen deki erey xbuk srah kexlwo
@momylove1962
@momylove1962 3 жыл бұрын
Tsubk Srah deki eri ❤️🇪🇷🥰🇪🇷 love ❤️ love 💕
@fekeriiyuementey6336
@fekeriiyuementey6336 3 жыл бұрын
Welcome
@queenheavu1040
@queenheavu1040 3 жыл бұрын
👉Be a nice human being❤ for everyone coz it will comeback to u by any means🙏🏿🙏🏿
@atakltielias
@atakltielias 3 жыл бұрын
Right ✅
@eriangelino7800
@eriangelino7800 3 жыл бұрын
It's called "karma".
@queenheavu1040
@queenheavu1040 3 жыл бұрын
@@eriangelino7800 yeah..dear cheers 🤛✌
@weinighirmay7093
@weinighirmay7093 3 жыл бұрын
very nice film
@wegahtamiki1368
@wegahtamiki1368 3 жыл бұрын
Blxti filim drasi tewasaeti nfuat ❤️❤️❤️
@temsgenfetari
@temsgenfetari 3 жыл бұрын
Naybhaqi tiyit zikonet Film.....I Hope kulatina temahirna kinkewin bejakum seb nkun bifilay kea izom ab Europa zelna🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@tesfazttf8662
@tesfazttf8662 3 жыл бұрын
Nay bhaki Nana tgelx abay film 😍
@mebrahtubeyene9623
@mebrahtubeyene9623 3 жыл бұрын
Deki ereyyy batami meharit film 100000000 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🗼💙💙💙💙
@wetruhugus-2pac854
@wetruhugus-2pac854 3 жыл бұрын
Eza Aristi ide shenahit xenhayet ketkwen nerwa bzeterf gel Ayet film bestom beluxat tewaseti 👍
@luwamhabtay1713
@luwamhabtay1713 3 жыл бұрын
Woww betami dess zebile film abzi Ewan zegatem zelo ksab zekone msgana ndeqie Eray shikornatatt 😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hadishhh5584
@hadishhh5584 3 жыл бұрын
Gal e lomas zewer eh Anya kibahls haki eu raki Kia nay ediki eki rekibiki
@danielhayle5971
@danielhayle5971 3 жыл бұрын
Wowww
@saronberhane4902
@saronberhane4902 2 жыл бұрын
Wow wow betami xbekti movie 🥰🥰🥰🥰 ... tewasati 100%
@mannyseretse
@mannyseretse 3 жыл бұрын
Very educational 🎥 movie
HDMONA - ሕነ ፍቕሪ Hne Fqri - New Eritrean Film 2020
44:26
HDMONA NEBARIT
Рет қаралды 196 М.
Incredible magic 🤯✨
00:53
America's Got Talent
Рет қаралды 72 МЛН
Вечный ДВИГАТЕЛЬ!⚙️ #shorts
00:27
Гараж 54
Рет қаралды 14 МЛН
- А что в креме? - Это кАкАооо! #КондитерДети
00:24
Телеканал ПЯТНИЦА
Рет қаралды 6 МЛН
TAXANAHA DABIN SE EP4
33:22
Omari Yaale
Рет қаралды 318
Burger Boom 💥 #настольныеигры #boardgames #games #игры #настолки #настольные_игры
0:35
红尘为救闺蜜使出了浑身解数
0:39
侠客红尘
Рет қаралды 28 МЛН
ПОХОДУ ОН БУДЕТ СИДЕТЬ ДОМА ДО СТАРОСТИ
0:18
DESAFIO IMPOSSÍVEL #trending
0:16
O Mundo da Ágata
Рет қаралды 16 МЛН