No video

ምቁር ውድድር ኣብ ህድሞና - ባሲ Vs ዳኑ | Basi Vs Danu - New Eritrean Show 2024

  Рет қаралды 97,217

HDMONA NEBARIT

HDMONA NEBARIT

Ай бұрын

JOIN 👉 / @hdmonanebarit
ምቁር ውድድር ኣብ ህድሞና - ባሲ Vs ዳኑ | Basi Vs Danu - New Eritrean Show 2024
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZbin - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaMqurWddr #hdmonaVideo #hdmonaSHow
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050

Пікірлер: 208
@haderakelati1160
@haderakelati1160 Ай бұрын
ኣቤት ዕላልኩም እኮ ኣቅኒኡና ሽኮሪታት ኦ ጎይታ ንሃገርናን ህዝብናን መራሕትናን መሬትናን ባሕርናን ባርኽ ኣሜን ኣሜን። ❤🇪🇷🎉❤🇪🇷❤🎉❤🇪🇷❤🎉!!!
@TefitOdem-nh6dl
@TefitOdem-nh6dl Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ seyiti jigna danuio( winita) eritrawit ade
@BlesssedDay
@BlesssedDay Ай бұрын
ከምኡ ዘይትመስለኒ ኔራ
@merhawibereketab6313
@merhawibereketab6313 Ай бұрын
ንዳናይት ቃለ ምሕተት ግበሩልና ኣብነታዊት ባዓልቲ ሃዳር?
@kisanet4715
@kisanet4715 Ай бұрын
ኣባዲት ሽኮር በጃኹም ዓድምዋ ኣባዲት ጻዕዳ ልባ ጓል ኣምላኽ 🙏🏾❤
@user-lt3yl9nq1d
@user-lt3yl9nq1d Ай бұрын
እዛ ይር ይርና ኢያ ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቀጽልዎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wintamehari3569
@wintamehari3569 Ай бұрын
Des ktbla elalkn kdawntkn muqurat kulatkum deqi Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷I love you so much 🇪🇷🇪🇷🇪🇷tebareku ❤❤❤
@meryemsiid6901
@meryemsiid6901 Ай бұрын
Aseyyyy meshallh deki Erey selamna yebzah ❤shekorinatat Rakitey sweetie ♥ Aeron welcome back 🙏
@AfwerkiRussom
@AfwerkiRussom Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💕❤️💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 Ай бұрын
ህድሞና ነባሪት ጽቡቅ ነሩ ትመደብ ግን ኢዛ ጉዕበርበረ ተትተሪፍ ይብል ኣነ ከም ሪኢቶ ምሰ ይቅረቱኡ🙏🏾💗
@rishant9980
@rishant9980 Ай бұрын
ሳሌመይ ደርሆ እየ ዝፈርሐ እንበር ደቃ አይፈርሖምን እየ ምስ በልኪ ብሳሐቅ መይተ ደጋጊመ ሰሚዐያ ሽኮሪናታት ደስ ክትብላ ኩሉ ነገርክን ጋዘጠኛታት ንፊዐት ኩሉ ጽቡቅ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hannaberhane2904
@hannaberhane2904 Ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ግን በጃኹምባ ንሄሉ ኣምጽእዎ
@fiyoriberhe4305
@fiyoriberhe4305 Ай бұрын
Bejkum eba etien kedamot tewadaderti amxewn men taweta knflet knrsen Eko delina Tanks ❤selam❤❤
@kamillclassic8714
@kamillclassic8714 Ай бұрын
ደስ ክትብሊ ኣምላክ ዕድመን ጠዐናን ይሃብኩም
@user-mq7sv1um6o
@user-mq7sv1um6o Ай бұрын
ኣንቱም ኤርትራዉያን ከመይ ኢልኩም ኣለኩም ጸጋ ጥዕናኩም ኩሉ ሰላም ድዩ ከመይ ኣለኩም ነዊሕ ኮይኑ ተጣፊኢና እዋይይ ገሌኩም ጎቢዝኩም ጎሌኩም ኣሪኩም እንታይ ኣለዎ እዚ ዕድመ በሉ እስከ በብ ዘለናዮ ሰላምዎ ሰናይ ይኩነልና
@ftsumftsum6995
@ftsumftsum6995 Ай бұрын
Wintay btaemi xbuki btaemi eye zfetweki koleut hadshi zena egziabher hadarkum ybareki❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@medhanietewelde7416
@medhanietewelde7416 Ай бұрын
ኣከዳድናኽን ኣሕዋትና ዕላልኩም ጸወታኹም ጭርቃንኩም ሓሪፍ ሓሪፍ ዘይትጻወቱ ምኻንኩም ደስ ዝብል ፕሮግራም ቀጽልዎ
@filmawitgebrihiwet5127
@filmawitgebrihiwet5127 Ай бұрын
Basitey shikor ahh sahaqki nafiqeyo yene fqr miss you
@almazabrahagrz.gabiher5687
@almazabrahagrz.gabiher5687 Ай бұрын
Bemgmrta betami selamety yqerbelkm betami xbuk medeb bemdbe ena nxbya. ne basi Goe merirata tsehqilna xnhna, congratulations kbla yeftu, qexelwo deki Eri 🇪🇷 🇪🇷 🎉❤
@kisanet4715
@kisanet4715 Ай бұрын
ኣሰይ ደቂ ኤረይ እቲ ፍቅርኩም ደስ ክብል ኤረይ ቦታ ፍቅሪ 🌷🌷🌷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@gebremeskelberhane8062
@gebremeskelberhane8062 Ай бұрын
You guys are amazing All of you. Love you!!!
@LemlemAdhanom-uv8xg
@LemlemAdhanom-uv8xg Ай бұрын
Danuye nay bhaki shkor ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@edenyemane6801
@edenyemane6801 Ай бұрын
Dinu and Basi mukurat edmen tienan yhabkin Rakitey ms Are kea ms kulom mesarhtukum thank you we love you deki Erei ❤❤❤
@Black_star_of_Eritrean
@Black_star_of_Eritrean Ай бұрын
ህድሞና ሎምዓንቲ ረኺብኩሙኒ ኣዝየ ዝፈትወን ተዋሳእቲ ዊንቲ ጋል ዶቦጭ ሜሪ ጋል ዓንዳይ ማራ እየ ዝፈትወን ❤🙏 ፍቕራዊ ምሕዝነት ዊንቲ ሜሪ ደስ ክብለካ ኣነ'ስ ማራ እየ ዝፈትወን በጃኹም ህድሞና ነባሪት ኣብጽሑለይ💐
@meraftesfahannes1978
@meraftesfahannes1978 Ай бұрын
wow Wintey adekoleu eiki btaemi nfeti🎉🎉🎉
@yohahmichael1442
@yohahmichael1442 Ай бұрын
ሰላም ሰላም ደቂ ሓላል መሬት 🇪🇷❤🇪🇷❤🎉🌷🌹💐🌾👍
@habtomtsehaye4147
@habtomtsehaye4147 Ай бұрын
ኣሰይ ጹቡቃት ደቂ ኤርትራ ጋል ዶቦጭ ከምዚ ኣይትመሰልናን ዕድመን ጥዕናን ❤❤❤❤
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 Ай бұрын
ሽኮሪናታት እንዳ ዝማም መቐረት ወሲክናላ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን፡ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@trhishsultan2794
@trhishsultan2794 Ай бұрын
ከጸብቐልክን ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ወራዙት 🙏🏾🇪🇷🌹💐👑
@Firehabte12
@Firehabte12 Ай бұрын
ሽኮሪናታት ኩላትክን❤❤❤❤
@user-jf6kq3eg2r
@user-jf6kq3eg2r Ай бұрын
ሰላም ደቂ ኤረይ ሸኮርት 🇪🇷❤🇪🇷❤👍
@kisanet4715
@kisanet4715 Ай бұрын
ዲኑ ሰይቲ ጅግና 🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
@SimonSimon-ps3tr
@SimonSimon-ps3tr Ай бұрын
Deki erey wow beautiful culture eritrea 🇪🇷 ❤❤ and beautiful woman 👩 ♥️
@meraftesfahannes1978
@meraftesfahannes1978 Ай бұрын
Wintey teum elal aleki❤❤❤❤❤
@eritrea6227
@eritrea6227 Ай бұрын
Deki erey marey fekri beflay ka danu hadirki egzabher amlk yebrekalki shikor haftey 🙏❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@medhanieyemane1611
@medhanieyemane1611 Ай бұрын
❤❤❤❤ Akedadina nedietatkin mesilkin ❤❤❤
@belayqehawta3904
@belayqehawta3904 Ай бұрын
Asey des ktblu deki erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nahomdawit3522
@nahomdawit3522 Ай бұрын
ዳኑ ዓይነይ ❤️ ማሺ ደሓን። ሸለል'ዶ ጋቢዝክያ ንስኺ ትሕሺ ደሓን ባቲ ከኣ ቆልዓ እንድያ እቲ ስዕረት እንቋዕ ገደፍክላ። love you 🥰 ጓል ሓተኽ ቅጭን
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 Ай бұрын
አሰይ ደቂ ኤረይ ፁቡቓት ❤❤❤
@hayaalabid8285
@hayaalabid8285 Ай бұрын
hdmona betaeme xebouk madabe mess ezan nefatwan ahewatn xebok tekattlna❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@Eruna757
@Eruna757 Ай бұрын
21:02 ዊንቲ ሓፍተይ ከምዚ ኣይትመስልንን ኢኪ ኔርኪ ኣድኒቀኪ 👸🏽🇪🇷😇.
@AmanFsihaye
@AmanFsihaye Ай бұрын
ኣሮነይ ከምቲ መጀመርታ ዝበሃግናኩም ኣይ ኮንኩምን ዘለኹም ንምንታይ ሕቶ ናይ ተኻታተልትኹም ዘይ ተኽብሩ እታ ናይ ዞባታት ዘይ ተምጹኡልና ወይስ ክነታባበዐኩም ኣይ ደለኹምን ክነግረኩም በሓቂ ሎሚ ተምጽእዎ ዘለኹም መደብ እንዳ ሰልቸወና እዩ ጽቡቅ መደብ ኣቅሩብልና ሓደራኩም
@girmawitwelde4579
@girmawitwelde4579 Ай бұрын
Shikorinatat 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@haderakelati1160
@haderakelati1160 Ай бұрын
ዊንታ ዶቦጭ ሰቢሎሞ ኣጆኺ ዋዉዉ ወዲ ወሊድኪ ኣሰይይይ የዕቢየልኪ በሊ ኣጆኺ ኣብ ውድድር ንፍዕቲ ኢኺ። ❤🇪🇷🎉❤🇪🇷❤🎉❤🇪🇷❤🎉!!!
@yosberaki340
@yosberaki340 Ай бұрын
ዊንታ መዓስ ኢኺ ንላስቨጋስ ትመጺ ንዋዛ ካብዛ ምጭውቲ ከተማ ኣስመራኺ ደኣ ዕድመን ጥዕናን ንዓኽን መወዳድርትኺ ሳሌምን ህድሞና ሸውን።
@kikilove6751
@kikilove6751 Ай бұрын
ቴድሮስ ብርሃነ ኣማን ባድሻ በጃኻ ኡይ ከይንብል ኣምጻዮም 😂😂😂😂😂😂😂😂
@BlesssedDay
@BlesssedDay Ай бұрын
ባድሻሽ ኣይትጸበዬ ኣበይ መጺኡ ርኢካዬ ትፈልጥ ፍቃደኛ ኣይኾነን ወላ ኢንትርቪዉ ክገብር ኢሎሞ❤
@genetestifanos4182
@genetestifanos4182 Ай бұрын
I lave 🎉🎉🎉. For dano
@user-su7he2po3c
@user-su7he2po3c Ай бұрын
ዳኑ ሲ ገርሂ ኢያ
@TesfuGerye-cn5dp
@TesfuGerye-cn5dp Ай бұрын
Eritrawnet kubur mennet ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@LemlemAdhanom-uv8xg
@LemlemAdhanom-uv8xg Ай бұрын
Merhaba deki erey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Blien33
@Blien33 Ай бұрын
Haftkum ende 🥹🥹🥹🥹ሳብስክራይብ ba gberuley ❤️❤️❤️❤️
@Black_star_of_Eritrean
@Black_star_of_Eritrean Ай бұрын
Eleki anes hawki Ende subscribe gberuley ba😔❤
@Blien33
@Blien33 Ай бұрын
@@Black_star_of_Eritrean eileka hawey 😘😘
@Black_star_of_Eritrean
@Black_star_of_Eritrean Ай бұрын
@@Blien33 Thanks Blieney👸🏽🫶
@hanahabtemariam4103
@hanahabtemariam4103 Ай бұрын
Shikorrinatat desi kitibila kidankin ketebikelkin❤❤❤
@azebhagos9374
@azebhagos9374 Ай бұрын
ኩሉ ስራሕኩሙ ሙቁሩዩ ደስ ብሃልቲ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-er7xw6ny8r
@user-er7xw6ny8r Ай бұрын
ኣየ ባሴባ ኣምላክ ሃጊዚኒ ዘይኮነስ ሃርሜላ ሃምቃትለይ ሄርሜላ ክትሃምቅ ዚገበረልኪ ኢኮ ኢግዛብሄር ኣምላክ ኢዩ
@user-fc9eo5qc8t
@user-fc9eo5qc8t Ай бұрын
Shikorinant ❤❤❤❤ deki,erey
@nahomdawit3522
@nahomdawit3522 Ай бұрын
ዳኑ ዓይነይ ❤ ጓል ሓትኖ ፎርሳ ስከ I stand with you💪🏾
@zebibtekle8020
@zebibtekle8020 Ай бұрын
Ezien si Mukurat eien danu belflay I ❤️ love u❤
@user-yw4sc5kw7v
@user-yw4sc5kw7v Ай бұрын
Aru nay bal aynom shilmat men kedameyti bhankewta ena nsbe zelena dengukumna 🙏
@Abrahamwedikeshi
@Abrahamwedikeshi Ай бұрын
Aron hawey bjaka bjaka Tesfaldet kbrezgi & wedi shawsh amxaley bzuh gizie xihifelka aytegedeskaleyn
@nitshtitesfamariam1961
@nitshtitesfamariam1961 Ай бұрын
Deqi Erey xbuqat edmen tenan yhabkum ❤❤❤❤🌻🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@almazmesghin6281
@almazmesghin6281 Ай бұрын
♥️🇪🇷♥️👌👌
@ArsuGeremskel
@ArsuGeremskel Ай бұрын
Ari & raki bejakum eba nshewit serep & rahel hayle amxulena bejakum❤❤
@KahsayMengsteab-xr5yk
@KahsayMengsteab-xr5yk Ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@dawedgherense1485
@dawedgherense1485 Ай бұрын
Good show as always ❤❤❤❤
@LemlemAdhanom-uv8xg
@LemlemAdhanom-uv8xg Ай бұрын
Shkorinatat deki erey❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@MeseHeraro
@MeseHeraro Ай бұрын
ጽቡቅ መደብ ደቂ ዓበይቲ ❤❤❤❤❤❤❤
@user-hf3bd3ks1z
@user-hf3bd3ks1z Ай бұрын
Waw kafe Zalakum ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉🎉
@user-og7lp8xl4b
@user-og7lp8xl4b Ай бұрын
ዲኑ ሰይቲ ጅግ አንበሲት ቀጽልዎ 🙏🏽👍🏾💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@almaztewelde1605
@almaztewelde1605 Ай бұрын
Aseyyyyyyy Aseyyyyyyy 🙏🏾❤️🙏🏾❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaithailemariam5731
@senaithailemariam5731 Ай бұрын
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@ZerayElfu
@ZerayElfu Ай бұрын
🎉❤🎉❤hdmona ashqkumna 🎉❤🎉 gn gue bertiewen sihiqna zeray elfu wedi elfu kab UK England awet nhafash wdqet nfshfash edmen tenan yhabkum Amlak 🎉❤🎉❤🎉 wetru Awet nhafash wdqet nfshfash zeray elfu wedi elfu kab UK England awet nhafash wdqet nfshfash degime degagime 🎉❤🎉❤
@piealpha795
@piealpha795 Ай бұрын
ጽቡቅ ናይ ምዝንጋዕ መደብ እዩ ቀጽልዎ ፣ እቶም መራሕቲ መደብ ስሩዕ ናይ ጋዜጠኛ ሙያ ወይ ድማ ትምህርቲ ዘይብልኩም ክትኾኑ ትኽእሉ ፣ ግን እንዳ ኣንበብካ ምዕንባብ ዝበሃል ነገር ኣሎ ፣ ዓቅምኹም እንዳ በረኽኩም ክትዓብዩ ኣለኩም ፣ ብዓይኒ ፕሮፈሽናል ጋዜጠኛ ብዙሕ ጌጋ እንድዩ ዘለኩም ፣ ን'እብነት ኣጠቃቅማ ግዜ ፣ እቲ ዕዱም እንታይ ክሕተት ኣለዎ ፣ ንኽምልሶ ዝወሃቦ ግዜ ፣ ኸም'ኡውን ከም መራሕቲ መደብ ስጋብ ክንደይ ነቲ ፕሮግራም ሃይጃክ ከይትገብርዎ ምጥንቃቅ ፣ ናብ ዘይተደልየ ዋዛ ፈዛዛን ስሓቅን ክኸይድ ከምዘይብሉ ብጥንቃቀ ካብ ክስርሓሉ ደለዎ እዩ ፣፣ ብሕልፊ ብሕልፊ ድማ ንመን እንታይ ይሕተት ክትፈልጡ ኣለኩም ፣ ንቆልዑት ናይ ዓበይቲ እሞ ኸ'ኣ እብቲ ዘለውዎ ዕድመ ክዛረብሉ ዘይብሉ ምሕታት ግቡእ እይኮነን፣፣ ካል'እ ምሙጉጋስ ፣ ሓወይ ሓፍተይ ምባል ኤርትራዊ ባህልና እዩ ፣ ኣብዚ ናትኩም ፕሮግራም ግን ቅጥዒ ይስ'እን ኣሎ ፣ ንሓደ ሰብ ሓንሳብ ምስ እመስገንካዮ ዓሰርተ ግዜ " ደጊምና ደጋጊምና " እንዳ በልካ ምምስጋን ተደጋጋምን ኣሰልቻውን እዩ ፣ ስለዚ ኹሉ ነገር ተሓሲቡሉ ብግቡእ ኮርዮግራፍድ ኮይኑ ፣ መራሕቲ መድብ ኣጽፍፍ ኣቢልኩም ሰላምታኹም ፣ ሕቶታትኩም ብንጹር ከተቅርቡ ፣ ንተዓደምቲ ድማ ውሱን መመለሲ ግዜ ብምሃብ ንኹሎም ተዓደምቲ ፣ ተወዳደርቲ ትህብዎ ግዜ ማዕረ ክኸውን ክትሰርሕሉ ኣለኩም ፣ ኣብ ምሽላም ድማ ቆርማዳት ኣይትኹኑ ፣ ብሕልፊ ኣብ ቆልዑት ገንዘባዊ ሽልማት እንተ ሃብክሞም ዝተመርጸ እዩ ፣ ምስ ስድርኦም ተማኺሮም ኖዃላት መነባብር'ኦም ይዓብስሉ ፣ እዚ ኽዳን ፣ ጫማ ገለ እንዳ በልካ ምሽላም ግደፍዎ ፣መጽሓፍውን እንተኾነ ከም ዝምባሌኣም ባዕላቶም ዝመረጽዎ እንተ ተበርከትሎም ይሓይሽ በሃላይ እየ።
@BlesssedDay
@BlesssedDay Ай бұрын
ኣብ Eri-Tv ተዝኾኑ ሓንቲ መደብ ምስ ኣቕረቡ ጌግኦም ምተረድኦም ምኽንያቱ ኣዝዩ ጸቕጢ ዘለዎን ጥንቃቀ ዝሓትት ቦታን እዩ ዝበዝሕ ዉን ብ ሞያ እዩ ዝኣትዎ ስለ ዝነበርኩ እየ ኣብ YouTub ግን ከምዝመስለኒ ሸለል ይብልዎ እዬም ዝኾነ ክዛረብ ዝኽእል ሰብ ድማ ክሓትት ይኽእል ካልእ ሞያን ትምህርትን ኣለዎም ብፍላይ ኣሮን ኣብዚ ግን በቃ ክዛረብ ዝክእል እዬም መደብ ዘምርሕዎ😊
@josijosi350
@josijosi350 Ай бұрын
Selam hdmona nebarit mejemeria selamtay ybxahkum qexile kblekum zkiel slemntay ekum abnet ktkonu zgbiakum ab xom gziye sgado enkakho tgebru zelekum bejakum araya ktkonu zgbakum u
@user-cs4cc9mu6t
@user-cs4cc9mu6t Ай бұрын
I love the show ....please in the copmtation time after they eat green chilly give them cold milk it's work guys makes you cool ❤
@user-zu1lh2sh6p
@user-zu1lh2sh6p Ай бұрын
deki erey mqurat sesnaley
@teklittesfamariam8847
@teklittesfamariam8847 Ай бұрын
Nay bhaqi Xbuq medeb yu Qexlwo... Abta Studiokum nay Biniam Girmay Pic Entetseqlu kea btaemi xbuq nieru
@kokobsolomon6830
@kokobsolomon6830 Ай бұрын
Raki mekeret .❤❤❤
@temesgenhdray2610
@temesgenhdray2610 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@qatardoha5290
@qatardoha5290 Ай бұрын
ድሕሪ ጉዕ ምስ በላዕካ ዉዑይ ነግር ኢዩ ጽቡቅ ኣብ ቀጻሊ ፈትንዎ ኣሩ ወዲ
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 Ай бұрын
Yes
@AdhanetBerhe
@AdhanetBerhe Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@kidusansbhatu3722
@kidusansbhatu3722 Ай бұрын
ሰላም ሰላም ህድሞና ነባሪት ከም ወትሩ በቲ ተቅርብዎ ዘለኹም ምትብባዕ ሰነ ጥበባዊያና ምስገናና ወሰን የብሉን እንተኾነ ግን ንዝተወሰኑ ክትደግምዎም ጽቡቅ እኳ እንተኾነ መጀመርታ ነቶም ኣቅሪብኩሞም ዘይትፈልጡ ዓበይቲ ስነጥበባዊያን ከም ባዓል ተኽሊት (ኩኞ) ገረመስቀል (ከውሒ) ውዳሰ ገብረንጉስ ብርኽቲ (ታንኪ) ጸጋ ሓጎስ ገዳይም ሰነ-ጥበባዊያን ካልኦትን ዝኣመሰሉ እንተተቅርብዎም ኣብ ምቃረትኩም ምቃረት ምወሰኸት ግን እዚ ክንብል ከለና ከም መተሓሳሰቢ እምበር ነቄፌታ ኣይኮነን ምስናይ ይቅሬትኡ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም ብኣድናቆት ኢና ንከታተለኩም ትሕዝቶኹም የበርክቶ ዓወት ይሃብኩም ንሕና ድማ ሸር ላክ ሳብስክራይብ ምባል ኣይንመቅ ደቂ ኤረይ ሕቡናት🙏♥️🇪🇷
@azmeratesfamariam7480
@azmeratesfamariam7480 Ай бұрын
Aseyyy xibukatey edmen tianan yhabikum amlak ❤❤❤
@HermiTesfay-yd6bp
@HermiTesfay-yd6bp Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@zenithalem5503
@zenithalem5503 Ай бұрын
Wintuuu❤❤❤❤❤❤
@KflaySbhatu-nr4xr
@KflaySbhatu-nr4xr Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️
@fioritsehaye1029
@fioritsehaye1029 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤tsbuk srah ketslwa hdmona nebarit
@saraweldslasie2403
@saraweldslasie2403 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@merrytesfay96
@merrytesfay96 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@yordanostesfa7680
@yordanostesfa7680 Ай бұрын
❤❤❤❤❤wetey
@tesdebesay9019
@tesdebesay9019 Ай бұрын
Hdmona xbuq medeb qexlwo Rahel gn zereba aytebzhi 🎉🎉🎉
@FevenKidane-h4c
@FevenKidane-h4c Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@qatardoha5290
@qatardoha5290 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@milkakiflu3284
@milkakiflu3284 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Akhberet-gm4js
@Akhberet-gm4js Ай бұрын
Batey shkor❤
@sarateclab1936
@sarateclab1936 Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Rahwa20156
@Rahwa20156 Ай бұрын
ዊንተይ (ዳኑ)shikor መሊሰ ፈትየኪ ደቅኺ የዕብየልኪ ሰብኣይኪ ድማ ኣብ ሑቅፈኺ ይምለሰልኪ 💞💞
@negusebelay4012
@negusebelay4012 Ай бұрын
❤Like
@Asi-e9k
@Asi-e9k Ай бұрын
selam hdmona btaemi tsubuk medeb ketslwo nzewengel tekle (zewit) eba amxuelna
@kikilove6751
@kikilove6751 Ай бұрын
Meas eyu nayti wddr znebere memerekta Aron
@user-ob4ub1kz2k
@user-ob4ub1kz2k Ай бұрын
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 Ай бұрын
Danu jebeti ❤❤❤❤
@kbraeabhailemikael6925
@kbraeabhailemikael6925 Ай бұрын
Deki erey xbukat 👍👍👍
@bicherzere6312
@bicherzere6312 Ай бұрын
Eway kifutewuka diki eri shikorinatat subukat ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
艾莎撒娇得到王子的原谅#艾莎
00:24
在逃的公主
Рет қаралды 46 МЛН
Идеально повторил? Хотите вторую часть?
00:13
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 17 МЛН
If Barbie came to life! 💝
00:37
Meow-some! Reacts
Рет қаралды 59 МЛН
لعبنا لعبه واشوفوا جوان ليش عصب😂🤔
27:23
فطومه وجوان
Рет қаралды 1,5 М.
Eritrean best wedding Dr Selomie & Aman Seattle USA 4k
40:09
Photo Berhan
Рет қаралды 76 М.
艾莎撒娇得到王子的原谅#艾莎
00:24
在逃的公主
Рет қаралды 46 МЛН