🟤 ስጋዊ ርኽብ እንዳ ገበርና Video ቀድሕዎ ( ሓቀኛ ዛንታ ሄርሞን (part 9)

  Рет қаралды 102,911

Heri love

Heri love

Күн бұрын

Пікірлер: 457
@beyenealem957
@beyenealem957 9 ай бұрын
አብ ዓለም ዘይተሰምዔ እንበር ዘይግበር የለን ንስኪ ዕድለኛ ኾይንኪ ነዚ ኩሉ ሐሊፍኪ ትዛረብሉ አለኪ ኽንደይ ካአ ይህልዋ አፈን ከየከፈታ ዝጠፍአ ዕንቓዕ አምላኽ ረድአኪ❤❤❤
@saramedhane3485
@saramedhane3485 9 ай бұрын
Totally agree 👍
@MuluGermay
@MuluGermay 9 ай бұрын
ጅግና❤❤ኢኪ ከምዚ ዘሕለፍኪ ዘይትመስሊ አወዳት አሕዋትናውን ልቦና ይሀብኩም
@HiwiYoutubeሂዊዩቱብChannel
@HiwiYoutubeሂዊዩቱብChannel 9 ай бұрын
ሄሩ ሽኮር እንዃዕ ብሰላም መፃእኺ ❤የፈትወኪ እየ ሂዊ ሓፍትኺ ካብ ሃገረ ትግራይ ♥💛👑
@yordanosabraham1829
@yordanosabraham1829 9 ай бұрын
ሓንቲ ነገር ከአ ክውስከልኪ አብ መጽሓፍ ፀሓፍዮ አብ ስደት ኤርትራውያን እንታይ ከም ዝሕለፈ ክዝንተው ኣለዎ ንወለዶታት🙏
@sdetadigana1887
@sdetadigana1887 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ ርግቢት ኖህ ትብል፥ ደርፊ ወዲ ትካቦ ንዓኺ ኢሉ ድዩ ደሪስዋ" ኣብ ታርኽ ሂወትኪ ርኺበያ 😢 ተባዕ ግን ካኣ ነባዕ✅ ሓያል ግን ካኣ ዓቃል✅ ፍቅሪ ግን ካኣ ብድልቲ✅ 💪💝🔐🤴❤🙏
@rahwattrahwatt3358
@rahwattrahwatt3358 9 ай бұрын
Nay bhaki 👌👌
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 9 ай бұрын
ከምዚ ናትኪ ፍቅሪ ብቀትለት አዩ ዘዛዘም ዓይንኻ ክሳብ ምርኣይ ተሰእን ንሰብ ኣይተፍቅሮን ኩሉ ደረት ኣለዎ.ኩሉ ግዜ ንሰብ ልዕሊ ዓቀን ኣፍቅርካዮ አሞ ንዘይ ኣፍቀረካ ደድሕሪኡ ተክይድ ተኾንካ ትናዓቅ ተፍንፍን ጥራይ አካ መጀመርታ ነብሰካ ከትፈቀር ኣለካ. ብዘኮነ ነዓኪ ዘመሰል ኣምላኽ ክህበኪ አዩ . ሰለዚ ካብ ሂወትኪ cut ገበረዮ ከይተመልሰዮ ብሕጂ ውን ይቐረታ አልኪ ኸይተኣምንዮ ሂወትኪ ክይዘርገልኪ ገርሂ አኪ ብጣዕሚ
@rimmichael1353
@rimmichael1353 9 ай бұрын
I admire your strength and the women you became. You didn’t allow all those traumas and experience to break you. It’s his loss and you are such an amazing human being.
@yordanosabraham1829
@yordanosabraham1829 9 ай бұрын
ኩሉ ቪድዮታትኪ ተኸታቲለዮ ብጣዕሚ ገርሙኒ you are very positive and strong:: ሓደ ነገር ግን ሪኤ ኢድ እግዚአብሄር ምሳኺ ከም ዝነበርትን ዘላን ምክንያቱ ብምንም ምክንያት ክሕለፍ ዘይከአል ሓሊፍኪ ኢኺ እሞ ንጎይታ የሱስ ኣይትግደፍዮ ንሱ ኣይገድፈክን እዩ:: ተባረኪ ምስ ጓልኪ❤️❤️❤️🙏
@regatmebrahtu9065
@regatmebrahtu9065 9 ай бұрын
You are a strong woman. Keep going sister 🙏🏾❤
@brhanlbey7067
@brhanlbey7067 9 ай бұрын
ከመይ ዓይነት ሕማቕ ሰብ እዩ ወደይ እዘስ ኣቦ ድዩ ክበሃል ሕማቅ ትዕድልቲ ዩ እዚ ኣቦ ደማርስ ክከውን። ብዝኮነ ንስኪ ሄሪየ ኣኹርዒክኒ ኢኺ ብዙሓት ደቀንስትዮ ብ ኣቦ ደቀን ወይ የዕሩኽተን ከምዚ ዓይነት ምፍርራሕ ይወርደን እዩ ትምህርቲ ክኮነን ከኣ ተስፋ ይገብር። ወረቀቶም ሓንሳብ ተተባላሽዩ ሂወቶም ሚዘርብል ክከውን ምኳኑ ስለዝፈልጡ ናብ ሕጊ ጥራይ ከተቅርበኦም ኣለክን።
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 9 ай бұрын
💜💜🙏
@Divora-bv2ty
@Divora-bv2ty 9 ай бұрын
Much love heri haftey
@elhagos5920
@elhagos5920 9 ай бұрын
I agree. They need to go to law and face consequences of their actions.
@yosefnegash441
@yosefnegash441 9 ай бұрын
ሄረ ከሉ ዛንታክ ዝገርም እዩ ጌታ ሐግዝኪ እንቋዕ አብዚ አብጻሐኪ ሄሪ ሐፈተይ ጓረቤተይ ጓል ማይ ዓይኒ ። ሄሪ ማዓረ ከምዚ ሽግርን መከራን ምሕላፍኪ ዘይ ምፍላጥና ይቅረታ ይሐተኪ ። ማለተይ ጓረቤትና ብምንባርኪ ።ብዛንታክ እሞ ሐቀኗ ታሪክ ብምኽኑ ብዙሕ ሰብ ክማሃረሉ ይክእል እዩ ።ሄሪ ግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ።
@filmon5121
@filmon5121 9 ай бұрын
ነው በልዮ ወላ ከማን ኣይትጽሓፍሉ ሀሪ ረሳሕ ሰብ እዩ ናይ በሓቂ
@Dasna_tube
@Dasna_tube 9 ай бұрын
ሄሪ አነስ እዛ ሐፍትኺ ገሪማትኒ ጨካን ዋላ ገንዘብ እንተዘይብላ አጆኺ ሐፍተይ ኢላ ልእሊ ማንም ክትሓልየልኺ ይግባአ ኔሩ ብሎክ ግበርያ ሐፍቲ አይኮነትን🥹 ምስ ሐለፈልኺ ድዓ ኩሉ እዩ ደላይኺ. እቶም አብቲ ጸበባ ምሳኺ ዝነበሩ ንሶም እዩም አሓዋትኺ🫡 አምላኽ ይባርኾም🙏🏽🙏🏽🙏🏽 እቲ አቦ ጓልኺ ኽዓ ብደዉ ዝሞተ እዩ:: ከይትምለስዮ ሰብ ሐንሳብ እዩ ዝጋገ ሄሪተይ💪👸❤️
@sami20099
@sami20099 9 ай бұрын
No kulu halifu eu . Zey tenisa awila ela eya. Ezi ka ab gal yebilu ab wedi sidrana sile zikonu eyom. Gin kithigza nerwa
@Yowypw
@Yowypw 7 ай бұрын
ኣነስ ታ ሃፍታ ገንዘብ ስለ ዝሳኣነት ስለ ዘይኮመት እምነት ስለ፡ዝቀየረት ከይትኸውን ኣብያታ ዝብል፡ግምት ኣለኒ ማለት ስዓቢት ናይ ባስተር ምኻና ክትዛረብ ጸኒሓ ተዘይተጋግየ
@WintaGrmay
@WintaGrmay 4 ай бұрын
Ewaa wala tkeyr hafta endia rgmti eya eza hafta​@@Yowypw
@dearxumuwam3253
@dearxumuwam3253 9 ай бұрын
Heru haftey ane kemzi natki bzhu endye halife bflay kab familie ktnxel btami u kebid htoy gn haftki ab gzye xegemki ab gonki ayneberetn selamta yhlweki do ms haftki melsley
@KisanetAraya-c8h
@KisanetAraya-c8h 9 ай бұрын
Yhlwa u hermon dea neti sebaya znebere ko ayhazetlu wela ane komu ele ye zgrem gn nfieti ya hadag amlak hibwa
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 9 ай бұрын
ንፍዕቲ ኣብዚ ምብጻሕኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤
@SamirhAaa
@SamirhAaa 9 ай бұрын
እዋይ ፀገምሄሩ ታይ ዓይነት ኣረመንየ እዩ ግን በስመአብ💔 😭 😭 ብጣዕዒሚ ኢኪ ጀግና ንስኪ ፍሊቲ ፍጥረት ኢኪ ጥንካረኪን ትዕግስትክን ኣመና ኣገሪምኒ😢❤ ❤❤? ? እና ስዑዲ ምርር ኢልኒ ንኢሮባ ክመፅእ ደልየ ብቱርኪ ገይረ እና ክመፅእ ትመክርኒ ዶ ሄሩየ😢
@ራኢአለኔደይሃስስ
@ራኢአለኔደይሃስስ 9 ай бұрын
Hi habibt neay Kontakt gebrniy
@እዚኣብሔርጓሳይየይእዩ
@እዚኣብሔርጓሳይየይእዩ 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጠንካራ ጋል እኺ እዚ ስብ ግን ገሪሙኒ እንታይ ዓይነት ስበ እዩ በፈጣሪ ያለ😊 ሐጂ ግን ካባኺዉን ክመሃር ይኽእል እዩ
@Simret755
@Simret755 9 ай бұрын
ሰላም ሄሪ ሓፍተይ ሓንቲ ሕቶ ክሓተኪ ቀደም ኣማኒት ነይረ ኢልኪ ሎሚ ከ ንክርስቶስ ኪሒድክዮ ማለት ዲኪ ኣብ ምንታይ ታኣምኒ ኣለኪ ኣብዚ ግዜ ዚ ሶሪ
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 9 ай бұрын
ሄርሞ ሓፍትና እዚ ዛንታ ናይ ባሓቂ ዲዩ ናትኪ እዚ ፍጻሜ፡ እንተ ዳኣ ሓቀኛ ዛንታ ሂወትኪ እንተኮይኑ ? ብጣዕሚ በላሕ ንፍዕቲ ኣንበሲት ብልጽቲ መንእሰይ ኢኪ ኣዝዩ ማሃሪ ኣራሚ ዛንታ ኢኪ፡ ጽቡቅ ጌርኪ እንቃዕ ገለጽክዮ ብዙሕ ሰብ ኢዩ ዝማሃረሉ ብትብዓትኪ ኣድኒቀኪ ቀጽልዮ
@senaitg3377
@senaitg3377 9 ай бұрын
I am very disappointed on our Eritrean brothers 😞 who do awful things to their own Eritrean sisters 😢. I admire you Heri for all your courage 🙏 and am so happy you did not bend for this man, he is not worth for you at all. 😢. May God bless 🙏 you and your beautiful 😍 daughter ❤.
@naomighide1492
@naomighide1492 9 ай бұрын
Ezi tiblo, elkea ke men yizarobo alo??😢
@1995mwa
@1995mwa 9 ай бұрын
Your story is very interesting and inspiring for young people specially your female audience. I am a senior person and I know how our culture suppressed women. Many suffer in silence. Talking about love relationship is aTaboo. Arranged marriage is still around. Many marriages fail as a result. You are very brave young lady. I can imagine how many discouraging feed back you may get. I am sure you have the stamina to navigate through. Remember thousands of women will benefit from your story. If I have my way you deserve award not criticism. Carry on you young lady. GOD BLESS YOU.
@brhanebb1960
@brhanebb1960 7 ай бұрын
ኣሰይይይ ናይ እግዚአብሔር ስራሕ ዲንቅ እዩ ብሓቅ እንዃዕ ደስስስ በለክ ዝሓፍተይ እና ብምቅፃል ሓንት ሕቶ ዶ ወይ ምክር ክበለክ እግዚአብሔር ኣብ ሙሎኡ ህወትክ ኩሉ ፈታናት ኣብ ዝራያኺ ከይኑ ሓግዝክ እዩ ብርግፂ ካዓ እግዚአብሔር ኩሉ ግዘየ ኣብዝራና እዩ እና ስለምንታይ ዲኣም መክኣብ ጥራሕካምውፃኣ ክዳን ስዋኣይ ምክደን ወዘተ ስለምንታይ ትጥቀም እግዚአብሔር ፂብቅት ገብሩ ፈጥርክ እዩ መልክና ስእል ስላሴ ቅርፂና ቅርፂ መስቀል እግዚአብሔር ኣክብር ዩኡ ፈጥርና ምክንያቱ ብት ክብር ደሞ ዩኡ ዓዲጉና እና ኣብዘሐልክ ይቅርታ ዝሓፍተይ ብስም እመብርሃን ኣቃርፂዩ እዝ መካኣብ ትገዲስክ መልስለይ 😢❤❤
@Mewarsti123
@Mewarsti123 9 ай бұрын
እንቃዕ ብምቕትታል ኣይወዳእኩምዋ, ናይ ግርጭት ኣፈታትሓ መላኺ ፈትየዮ, ሓደሓደ ግዜ ብሰንኪ ብቕዓት ናይ ኣፈታትሓ ግርጭት ነገራት ናብዘይተደለየሉ ማእዝን ይስሕት ክሳብ ሂወት ኽኣ ይበልዕ, ኣብኩሉ መዳይ ኣብ ሓዳር ኣብ ንግዲ, ወዘተ, እዚ ግዜ ኽኣ ሉኹፍ ዝኾነ ግዜ እዩ ምዳና ኣባና ኣብ ኤርትራውያን መመሊሱ እዩ ዝብእስ ዘሎ ኣፈታትሓ ግጭት ነይንኽእል እንተኾይና, ኣብ ጥዕናና, ገንዘብና ዋላ ውን ሂወትና ክንከስር ንኽእል ኢና. Thank you for sharing this story 👍
@meseretberhe2964
@meseretberhe2964 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መግለጺ፡ ኣጆኺ ብርኽቲ ፍጥረት። ንደቂ ኣንስትዮ ኣሓት ብጣዕሚ መሃሪ ኢዩ ዘስተውዕላ እንተኾይነን። እተን ነዚ ዘይርድአ ከኣ ካብቲ ሽግር ይመሃራ። ንዓኺ ብልቢ ኢየ ዘመስግነኪ ቀጽልዮ ከማኺ ይብዝሓ። መምህር ኢኺ
@tsegaykidane2110
@tsegaykidane2110 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሄርሞን ሽኮር❤ ከም ወርቂ ኣብ ሓዊ ተፈቲንኪ ኢኪ:እዚ ኩሉ ሽግርን ፈተነታት ሰጊርኪ ከም ወርቂ ደሚቅኪ ምውጻእኪ ከም ጓል መጠን ብጣዓሚ ይሕበን:: ኣብነት መምህር ናይ ሂወት ኢኪ:ግልጹነትኪ እሞ ብጣዓሚ ተደኒቀ👌ዓቢ ትምህርቲ ተማሂርና ኣለና ካባኪ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ኣብ ሂወትኪ...ነቲ ሓውና ኣቦ ጓልኪ ከአ ብጣዓሚ ሓዚነሉ ምክንያቱ ክንዲ ብፍቅሪ ብእምነትን ምሳኪ ኮይኑ ጓሉ ዘዐቢ ከምዚ ሓሳብ ክሓስብ ይገርም ኢዩ !
@ezigamnteklay4980
@ezigamnteklay4980 9 ай бұрын
Ewy herman habtey nay bhaki smart eki ezgabher Edmen tenan yhabki Fetari❤
@godislove8174
@godislove8174 9 ай бұрын
This is my first time writing you a comment.You are so brave.keep shining shkorina
@rakebmbrak5184
@rakebmbrak5184 9 ай бұрын
Eway heri rekabit mekera bejaki enjoy your life now. Tetenkeki abo galki ezi zelekyo aknewo bgele keymexaki🙏🙏🙏😍😍😍
@teklekidane3667
@teklekidane3667 8 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ፅቡቅ ዛንታ ግን አዚ ኹሉ የሕልፍክስ ኣይትሓዝለይ ድኣ እንበር ደጋፊት ጥራይ ከይትኾን
@betelmesfin1888
@betelmesfin1888 9 ай бұрын
Forgiveness is good, but never never believe him at all for your daughter, you are the mother you are the father you are strong women thank you God for that
@eyesabtesfamariam-pu9rc
@eyesabtesfamariam-pu9rc 9 ай бұрын
መጀመርያ አቲ ኩሉ ሽግር ብዓቅሊ ምጽማምኪ የመስግነኪ ግን ኣነ ኣማኒት አየ ክትብሊ ከለኪ አንታይ አምነት ኢኪ ታኣምኒ ኦርተደክስ ዲኪስ ወይስ ካልአ ማለት አኪ ተገዲስኪ መጅልስ❤❤❤❤❤❤❤❤
@IsaakSimon
@IsaakSimon 9 ай бұрын
Oy tsega yhabki 🙏 protestant eya abdi eya komom akedadna keman zeytemehaysh
@SelamAlem-v7t
@SelamAlem-v7t 9 ай бұрын
ሄሪ ሓፍተይ ኣዚኪ ጽብቅቲ ኢኪ ቅንዕናኪ ከኣ ይገርም ግን ሄሪ ሓፍተይ ሓደራኪ ናብ ኣምላክ ኣዚኪ ጥበቂ ዝሓፍተይ ብርክቲ ሓቀኛ ምስክርነት ይገርም❤❤❤❤❤❤❤
@hailomgoitom7179
@hailomgoitom7179 9 ай бұрын
ሄርሞን እቶም ቤተሰብኪ ታይ ኢዬም ጸገሞም???ናይ ኣቦ ጋልክስ ናይ ሰብ ወይ ናይ ወዲ ተባዕታይ ባህሪ ክንብል‼️ናይ ኣሕዋትኪን ናይ ኣዝማድክን ታይ እዩ እቲ ጸገም??ብጣዕሚ ዝገርም ኢዩ።
@LuwamGebrehiwet
@LuwamGebrehiwet 9 ай бұрын
Ewey besmam kamey zebele hemaki seb ezi 😢 herey Gen betami jegna eki kamzi zexrki zeytmesli ❤
@mehretm34
@mehretm34 9 ай бұрын
Hari Kongo lebam.menem.mete aykonen fikiri kebid ryu enetekone gen xubuq edel hibibikyo eki ge n ka would ala amaikrkum.amlak mesakin meswuladin beselam menbarki teray eyu zegedsrki ajoki amlak hiji win Misaki yu❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@brktimeles2234
@brktimeles2234 9 ай бұрын
መከራ የሓልፍ ሂወት ይቕጸል 😢 ንውላድካ ኢልካ ትኸፍሎ ዋጋ ከቢድ አዩ
@MengstabHabtom-e2f
@MengstabHabtom-e2f 9 ай бұрын
ሂወትኪ ተጠንቀቂ ብኣካል ትራከቡ ተከንኩም ሕማቅ ውሳነ ከይውስን ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ❤
@yoditfessahaye6563
@yoditfessahaye6563 7 ай бұрын
Ja ente welidka nfladka elka eka kulu tgedfo gn yehwatna ayrdeomn eyu hjiii ajoki amlak kulu senay kgebrelki eyu❤❤❤❤
@fevengile7229
@fevengile7229 12 күн бұрын
So sad 😞 history I’m sorry heruye 😢kablebi tefkirka hadage u lebka aychken u ajoki neski nefeti ade iki heji neaki zekwen lebam Reiki teum hiwet kethlfi yemnyelki ❤
@Theblessedone579
@Theblessedone579 9 ай бұрын
ሄሪ❤ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ናይ ዳህላክ ምስ ረኣኩኪ ክሳብ ሎሚ ተከታቲለኪ ። ዘድነቅክዎም ነጥብታት *ብ መንነትኪ ኩርዕቲ ሙካኒ ❤ብንጽህና ኣጣል ይህሉ ኔረ አልኪ ቡኩርዓት ተዛሪብኪ ። * ሕድገት ንዝወርደኪ ዝነበረ በደላት ስለውላድኪ ❤ * ጻዕራም ❤ ነብጾር ከለኪ ካብ ዜሮ ተበጊስኪ አንዳ ሻሂ ምክፋትኪ። ዘይከኣል የለን። * ብዛዕባ ሓፍትኪ ዝኮነ ሕማቅ ዘይምዝራብኪ ። ፈቃር❤ ኩሉ ዘይክአሎ ነገር አዩ። * ነቲ ጻዕዳ ዓርክኪ ናብ ገዝኡ ምስ ዓደመኪ፡ ኖ ዋጋ ከፊለሉ አየ ገዛይ ምባልኪ ። ዘይተጸባይነት ሰልፍ ኮንፊደንስ❤ ኣብዚ ወጺኪ ምዝራብኪ ባህሊ ሕብረተሰብና ከየፍራሓኪ ብግልጹነት ምዝራብኪ ።እብነታዊት ኣደ❤ እምላክ ከም ኩሉ ጊዜ ምሳኪ ይኩን ።
@yodit
@yodit 9 ай бұрын
ከምዚ ተገዲስኪ ሰለዝገለጽክያ ሄርሞን ደስ ከም ዝብላ ርግጸኛ ኢየ'ሞ አነ ውን የመስግነኪ/ካ 😊
@lemlemg542
@lemlemg542 9 ай бұрын
ካብ ህሉፍኪ አይተማሓርክን ጓልኪ አደቂስኪ ምስኡ ክሰትይ መሊሱ ዘንዕቀኪ ነገር ኢኪ ጌርኪ !! ዝጠቅመኪ ሰብ አይኮነን ፈጺሙ !!! ለባምን ጎራሕን ኩኒ ! ዘፍቅረኪ ጥራሕ ዘይኮነስ ዘክብረክን ዝሓልየልክን ሰብ ድለይ !! ፍቅሪ ኩሉ ክሕልዎ አለዎ :ምትሕልላይ: ምክብባር : ወዘተ ። let him go...... he is not yours
@selomonrussom940
@selomonrussom940 8 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሓያል ሰብ ኢኪ ንፍዕቲ ።
@selameyob4258
@selameyob4258 9 ай бұрын
You are very strong and beautiful woman, keep it up. Thanks for sharing your life experience.
@akibirhalal5203
@akibirhalal5203 9 ай бұрын
ከም ዚርደኣኒ ኣብ እትጓዓዝዮ ሂወትኪ ታህወኽ ኣለኪ ምክንያቱ ናይ ብዙሕ ግዜ ፍልልይ ተራኺብኩም ሲ ከምኡ ኢልኪ ሰኺርኪ ,ከምዚ ዓይነት ሓሳብ እውን ምዝራብ አድላዪ ከይኑ አይስመዓኒን አይትሓዚለይ እምበር ክንደይ መኸራ ኣሕሊፍኪ ሲ እንደገና ምግጋይኪ ዩ ዚገርመኒ
@delelaissak1993
@delelaissak1993 9 ай бұрын
hawen eti natu tenkolatn kifae litngro alewa ember.nikalot ahwat deqenistyo timhrty eu aytxlayo slety kifut haberetaa.
@rutamelake9666
@rutamelake9666 3 ай бұрын
Ur such intelligent and strong women god blessed you with ur beautiful daughter my love
@LebasiDrar
@LebasiDrar 9 ай бұрын
ሓዳር ክብረት እዩ ተመለስዮ ምኽንያቱ ይቅረ ዝብል ብልጽ ኣታሓሳስባ እዩ ይቅረ ዘይብል እዩ ሕማቅ❤❤❤
@saronbereket3463
@saronbereket3463 9 ай бұрын
ewae beka nqbey kitmiles oyyy zeykewen beyna guala mibay yihesha wedey kabzi nelaili entay kidegima
@yordakidane1686
@yordakidane1686 9 ай бұрын
Really 😮😮😮
@akidrar4887
@akidrar4887 9 ай бұрын
Terrible advice...she should never go back to him
@rthagos635
@rthagos635 9 ай бұрын
Gdefa eske hmum dika lieli ezi entay kgebra dika txbe😕
@weiniBahta-b8i
@weiniBahta-b8i 21 күн бұрын
ፖዉዉዉዉዉዉ ዘሕዝነን እዩ ንሱ ይኩን ስድርኡ ኣምላክ ይቅጻዓዬም መዕበይኡ እዩ በዲልዎ ምስ መዕበይኡ ይጥፋእ ባባዕለገ ሰብ ኣምላክ ካብ ከምዚኦም ዓይነት ስድራ ይሰዉረና
@rahwattrahwatt3358
@rahwattrahwatt3358 9 ай бұрын
Ufff haftey btami eye gn zednkeki Hayal eki ajoki b Amlak ktrekbyo eki trah nski kem kedemki kuni ❤❤❤❤
@habeshapage755
@habeshapage755 9 ай бұрын
I wonder how many eritrean women are going through the same thing 😢
@segenmehari5508
@segenmehari5508 9 ай бұрын
Very strong women heri haftey mes hftki hji kemey alo rkbkn xebuk eyu bshgr mhlaf belhe seb ika tkwn
@gfyr6202
@gfyr6202 9 ай бұрын
ሄሩ አነ ብጣዕሚ እየ ተገሪመ ብአኪ ጥንካሬኪ ፍቅርኪ ሕድገትኪ ብዙሕ ፅቡቅ ነገር ዘለኪ ሰብ ኢኪ እዚ ኩሉ ሽግር ሓሊፍኪ አብዚ ምብፃሕኪ ብጣዕሚ ንፍዕቲ k Hope ገለ ትምህርቲ ክንወስድ ካባኪ ❤❤
@tesfazgigirmay3595
@tesfazgigirmay3595 8 ай бұрын
ሰላም ሓፍተይ ናተይ ኣነ ናመጀመርያ ነዚ ናትኪ መደብ ወዲ ማይ ዓይኒ እየ ድማ ። ከም ወዲ ማይ ዓይ መጠን ዉን ብዙሕ ተሰሚዕኒ ምኽንያቱ ፋሉይ ፍቅሪ እዩ ነይሩና ። በዚ ዛንታ ዉን ቡዙሕ ሓዚነ ። ግና ኣጆኺ በርትዒ ካብ ከምዚኦም ዓይነት ዉን ካብ ጌጎኦም ዝማሃሩ ሰለ ዘይኮኑ ካብቲ ንሱ ዘለዋ stet ዉን ኣዚኪ ርሒቅኪ ክትነብሪ ፈትኒ::
@bsratteamerat3138
@bsratteamerat3138 9 ай бұрын
You are strong heri xbkti iza amanit amani tblyas zeytgedfya des mbeleni bflay ab habesha kulu amani fetarin feriha egzabher zelewo seb iyu zelena zeyamin yeblnann
@Nuroking-r5u
@Nuroking-r5u 9 ай бұрын
Omg I am so speechless.you are the besttt.keep always shining sis ✨️ u deserve all z happiness with ur duaghter .but he🤬 ! May he get what he deserve
@vvvvain814
@vvvvain814 5 ай бұрын
Heru shkor l love the way u tell all ur stories keep it up my dear
@sami20099
@sami20099 9 ай бұрын
Kulu Part aysemakiwon ezia eye semieya. Am fill bad. Biflay kem amani seb etom yehwatin Pastor zigeberiwo ni kulom weile yekireta yehateki
@SarmaEriEntertainment
@SarmaEriEntertainment 7 ай бұрын
ሄሪ በዓልቲ ዓባይ ልቦና እዚ ኩሉ ሽግር የሕሊፍኪ ስቶሪ ናትኪ መምሃሪ ክከውን ኢልኪ ናብ ህዝቢ ክትዝርግሕዮ ብምብቅዓካ ኮንጉራ ብሽግር ብምሕላፍኪ ሕጂ ሕጉስቲ ኮይንኪ ሓንቲ ክብለኪ ግን እቶም ኣብ ግዜ ሽግርኪ ዝነበሩ እዮም የሕዋትኪ እሞ ሕጂ ኣለክልኩም በልዮም ❤❤❤❤
@shewittekle9207
@shewittekle9207 8 ай бұрын
Betikikil zahafitey xibuku timihrit eya esiki domo ezi kulu halifiki enkoa des beleki ❤❤❤❤🎉
@senaitgezae4763
@senaitgezae4763 8 ай бұрын
Heri you're such a strong woman, really appreciate your progress in lifeand you deserve all beautiful things❤, your sis from Tigray. ❤
@nahernoah
@nahernoah 9 ай бұрын
ሄሪ ሓፍተይ ከም በዓል ወዲ እሰይ ኣወዳት ብዙሓት ኣለዉ ሓደገኛታት እዮም ሓደራኪ ውላድኪ ተዓረቁ ኢላ ተለመነትኪ በፍቱም ከይትቅበልያ ወዲ እሰይ ስዲ ንዓል ኣቡክ ኣብ ማይ ዓይኒ እንከለና 1000 ግዜ ትበኣሱ ትዕረቁ ቀናእ ሰብ እዩ
@merhawittesfatsion8298
@merhawittesfatsion8298 9 ай бұрын
Heri jegina ❤, gen kehateki heri hafitey mese hafitki abzi hijje gize tezerariba diken?
@holbrook-ul9cf
@holbrook-ul9cf 9 ай бұрын
ካብቶም ሕቶ ዝሓተቱ ኣነ ኔረ ተገዲስኪ ብምምላስኪ ድማ የቀንየለይ ከሙኡ ዘሕተተኒ ኣዋልድ ለዋሃት ስለዝኮና ዋላ እንዳበደለን 10 ግዘ ዝምለሶኦም ኣለዋ ብከሙኡ እየ ሓቲተ እሞ ንስኪ ኢኪ ትፈትውዮ ኔርኪ እምበር ንሱ ኣብ ፍቅሪ ኣይነበረን ጠቅላላ ኣይፈትወክን ኔሩ ማለት ዘይኮነ ናትኪ ፍቅሪ ይበዝሕ ኔሩ ሄሩ ሽኮር ንሱ ንዓኪ ከሲሩኪ እምበር ንስኪ ዳኣ ተጋላጊልኪ ካልእ ከማኪ ፈቃር ይፍጠረልኪ❤❤❤
@godisgood9111
@godisgood9111 9 ай бұрын
Ezis seb aykonen enqa kedeliki aytekimin eu 32:51 you are so beautiful inside uitside stay blessed ❤
@BilibiliBilifkrti1-yc4iq
@BilibiliBilifkrti1-yc4iq 9 ай бұрын
Btaemi hayak eiki. Haftki ab gize shgrki thgzeki ayneberetn hiji ke rkb yhlwekn do ? Entezeyblkn ms haftki rkb ktgebri ymhtseneki.
@متكل
@متكل 2 ай бұрын
I just had to take a moment to express how deeply impressed and moved I am by your incredible presence and voice. Your beauty, both inside and out, truly shines through and is absolutely captivating. I am so impressed by your talent and the way you express yourself-your voice is incredibly poignant and resonates on a profound level. You have become my weekend podcast, and I genuinely look forward to your content each week. Your love and life story are not just inspiring but also deeply touching. The passion and authenticity you bring to your work are remarkable, and it’s clear that you put your heart into everything you do. Please continue to be as powerful and engaging as you are. Your work is making a significant impact, especially for the Eritrean community. You have a unique ability to connect with people and inspire them, and that’s something truly special. Keep up the amazing work-you are making a difference and touching lives. I am grateful for the content you create and look forward to hearing more from you. Thank you for sharing your journey with us! Hawki Eritreawi♥️🇪🇷
@ስብዩመክስብ
@ስብዩመክስብ 9 ай бұрын
ዋይ ሃፍተይ ረካቢት ሽግር አንካአ ብሂወትኪ ኣይመጸ ሂሪ ረካቢት ሽግር ናትኪ ሂወት ሲ ራህዋ ድህሪስቃይ በልያ ❤❤
@Anbesamehari
@Anbesamehari 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ bhaqi bfati qexley zhabtey ab alem nbur giga khlu gn bgigakha mmhar eyu ati zbelexe
@adiamabrha8616
@adiamabrha8616 9 ай бұрын
U r strong & smart woman good bless you with your daughter ❤❤❤❤
@deenh9960
@deenh9960 9 ай бұрын
Wow Heri haftey Kulu hiwetkum yzkro ye ab Mai Aini Camp Btami kemzi elki kreki gn dess eluni #womanpower
@hailomgoitom7179
@hailomgoitom7179 9 ай бұрын
ብዝኾነ ኩሉ መጻኢኺ ጽቡቕ ኢዩ 👍
@ምስጽጌናይ
@ምስጽጌናይ 9 ай бұрын
ሄሪ ጻዕዳ ልባ ምሉእ ናይ ምቕያር ዘመን ይግበረልኪ 🫶❤️
@merhawitsehaye6718
@merhawitsehaye6718 9 ай бұрын
Kebrti Hafti seb Ezi Gerlki Eski k Neseb Entay Tegbrlu Eu Eti Agedasi !!!
@samriissak1204
@samriissak1204 8 ай бұрын
Eway meskniti heri love...ezi abo gala...naiza kola abos.....mafia eiu naru...kemzi negre kifu yehseb ade galu endia...dehray gala mes abite entay story ketnegra eia ezom awdat geltamte kemu kurub eti resom😮 zisrhewo....eyom.anes...germni.......kefu zegbre. Aba zebnu mulu kerkiba eiu.....🎉🎉🎉🎉🎉..
@linkonjo4464
@linkonjo4464 9 ай бұрын
You are very strong hermi haftey amilak feriha e/r zelewo zkihseki embeytey elu zenbireki yiftereliki❤
@elsawelday5271
@elsawelday5271 9 ай бұрын
Thanks for sharing Shikorina ❤❤❤.
@yorusalemyohannes2838
@yorusalemyohannes2838 5 ай бұрын
Ambesa Hermon haftey nikdmit ember mdhrit zey mray
@edenluul1275
@edenluul1275 9 ай бұрын
Yhwatki gn btaemi eyom chekanat ksab kndzi zchknu yhwat alewu ere besmeam neziom gn ykre gierklom abzbxah ms bexahki dea heri heri ybluki yhlwu ember chekanat eyom nay bhaki bflay gal koyna kndu tchkn ab hafta emo kea n bxhti werhi hafta sry gn emotional koyne ckanom gerimni
@ZewdiAlem
@ZewdiAlem 9 ай бұрын
Abti tserhilu zneberki nay model b kemey knrio nkl
@kikki5502
@kikki5502 9 ай бұрын
Bravo heri zeydleyka seb ketalyo teray eyu zelka
@luwamtesfay5284
@luwamtesfay5284 7 ай бұрын
Nay bahaki belah seb eiki hermon haftey jgna ade eiki ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@delina3421
@delina3421 2 ай бұрын
Heri haftey kulu abzi tzarebyo zeleki haki eyu, nahom malet nay kndey deki anstyo hiwet zebalashewe kab asmera godayf jemiru sdi znebere seb eyu ane yzkro ab asmera kelo 2 awalid bhansab hizu zhadir znebere hilna zeyblu seb eu seb kitblo keman btami eu zkebid never ever kikiyer zeykiel sdi seb eyu
@misganateklay5317
@misganateklay5317 8 ай бұрын
Heri haftey nay bhaqi blxti eki hehmaqu kulu haliflkiyu hji xexbuqu trayu terifki zelo ❤❤❤❤
@BisratTewelede
@BisratTewelede 9 ай бұрын
Nay bhaki hayal gal eki ezi kulu sheger men yexawero gen hanti heto alatni etom yehwatken betsbken ab shegrki mesaki aynbrun abzi hji geze ke kmey aynet rekeb alkum❤❤❤
@desbelehabte25
@desbelehabte25 8 ай бұрын
Ab mengo xotawi rkbn sgawi rkbn zelo difference ba ngerna
@hawiweledu
@hawiweledu 6 ай бұрын
በሓደ ወገን ሰምዒኹም ኣይትፍረዱ በጃኹም ኣብኡ ኣይነበርኩምን
@gidenameh9589
@gidenameh9589 9 ай бұрын
ጅብዕተይ ❤
@Bahrna593
@Bahrna593 7 ай бұрын
Haneyneyta fikri eyu neruki har shikor maibi ab jowajiwe dima Hayal yikewun
@mielawitGrmay
@mielawitGrmay 9 ай бұрын
heri xbqti kemey aleki selamta ybzahaki hto aleni khateki ktharsi ilki nbetesebki ms nexeguki abzi hji ewa nsom texegimom hatitomki yfeltu do ??
@Magdelina792
@Magdelina792 9 ай бұрын
Yeah this qoestion came to ma mind also and what feedback u r getting when r sharing in youtube nowdays from z family and him...that stupid guy...
@YoditTesfu-gm3ix
@YoditTesfu-gm3ix 9 ай бұрын
Hakka wela kemu ybl
@yirgaberhe8516
@yirgaberhe8516 9 ай бұрын
Stay strong one day it will come ur dream guy God bless you with ur beautiful daughter
@danayt7581
@danayt7581 9 ай бұрын
Amen
@samriasrat2259
@samriasrat2259 9 ай бұрын
Heri haftey kemey gere kontact kgebreki
@wealth552
@wealth552 7 ай бұрын
Heri shkor ❤❤❤❤
@2024-c3b
@2024-c3b 9 ай бұрын
Anesi adnikeki video hizley elki edki keyhabki jgna heri haftey nezon ahwatna komu zegatmen xbkti ftah eya
@abdumahammed3903
@abdumahammed3903 6 ай бұрын
ወላ ኣይሓዙኩክን
@samuelghebre6226
@samuelghebre6226 9 ай бұрын
İ have some Questions for you my sister. ❤ ab qetsali. ......? 1. Kindey ahwat aleki ? 2. abokin adekin bhiwotom alewu do ? 3. kindey yehwatki ab dege alewuki ?❤
@MrGezai
@MrGezai 9 ай бұрын
ኩሉ ኣማኒ እኮ ናይ ሓቂ ኣማኒ እዩ ማለት ኣይኮነን ዓቢ ኣብነት ንስኺ ኢኺ ስለዚ ናብ ሰባት ኣይንጠምት ካብ ሰብ ዋላ ሓንቲ ዝርከብ ነገር የለን
@weldeabghebregziabiher6593
@weldeabghebregziabiher6593 9 ай бұрын
ኣጆኺ ንስኺ ጅግና ጋል ኣንስተይቲ ኢኺ
@petelinatey1669
@petelinatey1669 8 ай бұрын
Ajoki heri haftey betaemi nefeti lebamen eki feteri ab gonki eu ajoki❤❤❤❤❤❤
@helenh2411
@helenh2411 9 ай бұрын
Welcome heriye you are very strong women❤😍
@TikToksdi
@TikToksdi 7 ай бұрын
Ytref do kemzi aynet hiwet ahlifki si enda feteweki msaki zeyemasi entekoinu kgohaf xray eyu zelewo
@merhawitkeleta5905
@merhawitkeleta5905 9 ай бұрын
😢😢😢ኡፍፍፍፍፍ ጋል ተረክቦ❤❤❤
@onlight-l1o
@onlight-l1o 9 ай бұрын
ናበ ሓቂ ጣንካራ ሺኮሪናን ኢኪ ሄርየ ❤❤❤❤
Trick-or-Treating in a Rush. Part 2
00:37
Daniel LaBelle
Рет қаралды 46 МЛН
Family Love #funny #sigma
00:16
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 64 МЛН
The IMPOSSIBLE Puzzle..
00:55
Stokes Twins
Рет қаралды 152 МЛН
ЛУЧШИЙ ФОКУС + секрет! #shorts
00:12
Роман Magic
Рет қаралды 40 МЛН
ኣብ ፍቕሪ ዘለና ኣረዳድኣ ጌጋ እዩ!
36:48
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 40 М.
ፍቅሪ ሓበሻ ብጸርፊ
27:37
100 video production
Рет қаралды 1,4 М.
ናይ ናርሰስቲክ ባህርያት’ን ጠባያት’ን
1:44:52
Trick-or-Treating in a Rush. Part 2
00:37
Daniel LaBelle
Рет қаралды 46 МЛН