ሕብረትኩም ድኣ ምስ መን ድዩ ? tewahdo zebeaman ብመ/ም አማኑኤል መ/አብ

  Рет қаралды 8,821

Tewahdo zebeaman

Tewahdo zebeaman

Күн бұрын

Пікірлер: 134
@yonasmehari0
@yonasmehari0 Жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna nay agolgulet zemenkum egziabiher ybark
@mesganamerhawi4003
@mesganamerhawi4003 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርና መጋቤ ምስጢራት ዘኣማንኤል ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርክ እግዚኣብሄር ንዓና ክኣ ዘስተውዕል ኣእምሮ ይዓድለና ዋላ ውን ብርቱዕ ማዕበል እንተ መጽአ ቤተ ክርስትያና ኣይትናወጽን ኢያ ዋንኣ ክርስቶስ ኢዩ እግዚኣብሄር ናብ ልቦም ይምለሶም
@tsegaeyob7787
@tsegaeyob7787 Жыл бұрын
ኣምላክ ናይ ኣጎልጉለት ዘመንካ ይባርክ መ/ምህርና
@W.Yohans
@W.Yohans Жыл бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣጽናፋዊትን ጥንታዊት ዘለኣለማዊትን ዘይትቅየር ዘይትሕደስን ሓንሳብን ንሓዋሩን ዝተዋሃበትና ሓቀኛ እምነት ኢያ።ብምቅጻል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስመዓልና. ክቡር መምህርና መጋቢ ምስጢር ዘኣማኑኤል. ዝተማሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና.ካብ ጸባን ማዓርን ይጥዕም ትምህርትኹም.ንዓኹም እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርኸልኩም.ንስኹም ጠምቆሊ ኣይኮንኩም ካልእ ኣይኮንኩም ነቶም ከይተፈለጡ ዝተፈለጡ ኣይትጎዶስሎም ንስኹም ጅግና ወታሃደር ናይ ክርስቶስ ኢኹም በልዎም ርእሲ ርእሳም ብቃል ኣምላኽ ጌርኩም ንመናፍቃን ተሃድሶን ሰዓብቶምን ካብ መጽሓፍ ቅዱስን ካብ ቅዱሳት መጽሓፍቲ ኣዋልድን ጌርኩም እዚኦም መን ፍለጡ ኢልዎም ማዕርግ ዲይቁና የብሎም ገለ የብሎም ቤት ክርስቲያን ኣይትፈልጦም ናይ ዚኦም ጸገም ዓሌት ኣውራጃ ዓዳውነት ፖሎቲካ ወዘተ ኢዩ ብኾሙ ምኽኒያት እምባር ኢዮም ንፖሎቲካ ክትጥዕመሎም ደሊዮም ዕርቀ ሰላም ዝበሉ ነዚ መርዛም ዓገብ ኩብሉ ይፈትዉ ዓገብ ክባሃሉ ግን ዘይፈትዉ ኣቤት ትዕቢት ዝበለዐት ከብዲ ኣይትጠልምን ዲዩ ዝብሃል ገለዶ ብገንዘብ ኣዒንቶም ኣዕዊሮሞም ኮይኖም ኣብ ሑጻ ዝተመስረተ እምነት ኢዩ ዘሎዎን ናትና ግን ኣብ ከውሒ ከምት ኣቀዲምኩም ዝብልኩሞ ኣጆኹም ቀጽልዎ ኣብ ጎንኹም ኣለና ።
@tsigearaya4242
@tsigearaya4242 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማልና ናይ ኣምልኾ ዘመንኩም ይባርኽ 🙏ኣሜን ብዛዕባ ቅዱሳን ስእልታት ክኣ መብርሂ ሃቡና
@mibraktesfalem4261
@mibraktesfalem4261 Жыл бұрын
Qale hiwet yesmialna kbur memherna
@danielhabtom4569
@danielhabtom4569 Жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና መምህር መጋቤ ሚስጢር እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ዘመን ኣጎልግሎት ዕድሜኩም ይባርክ። ጎይታና ኣምላክን መዲሓኒና ኢዮስሱ ክርስቶስ ብደሙ ዝመስረታ ተዋህዶ እምነትና ንዘልዓለም ይሓልወልና ❤❤❤
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 Жыл бұрын
ውውውው እንኾዕ ብሰላም መጻኩም ክቡራት መምህርና መጋቢ ምስጥሪ ዘኣማኑኤል ቃል ህይወት የስምዓልና ብሓቂ ኣጆኩም ኣብ ጎንኩም ኣለና ❤❤❤
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 Жыл бұрын
እንኳ ብሰላም መጻኹምና ክብር መምህርና መርጌታ ዘኣማኒኤል ርእሲ ርእሶም ስለ ትርኽብዎም ኢዮም ከጉረምርሙ ዝውዕሉ ዘለው መናፍቃን ተሃድሶ ኣቃልዕዎም ደኣ ክንደይ ገርሂ ልባ መሸቀጢ ይገብርዋ ኣለው
@ድንግልኣደጎይታ-ጐ4ሐ
@ድንግልኣደጎይታ-ጐ4ሐ Жыл бұрын
Amiennn qale hiwet yesmeAlna nay agolgulotkum zeben EgziabHier yebarkelkum memhrna 🙏⛪🙏
@Fcbuster194
@Fcbuster194 Жыл бұрын
Amen amen amen kalehiwet yesmealna kubur Abona mrgeta ze Amanuel amlak edmen tienan yehabkum 🙏🙏🙏💒🌹
@zenay7056
@zenay7056 Жыл бұрын
ኣሜን። ኣሜን። ኣሜን። ቃለ። ሂወት። የስመዓልና። ብሓቂ። ኣዝዩ። ደስ። ዘብል። ትምህርቲ። መጋቢ ምስጢር። ዘኣማኑኤል
@mehretabgafre1854
@mehretabgafre1854 Жыл бұрын
Kebri ms Mesgana nEgziabiher We le Weladitu Dengl We le Meskelu Kubur + Kele hiwet yesmealna Megabi Mistir ze Amanuel. Egziabhier ybarkelna! +
@shewakesete1167
@shewakesete1167 Жыл бұрын
Amen amen amen Ezgabher ms hakenga orthodox tewahdo haymanot yexneana. Abotatna papasat Eritrean Bereketkum iyfeleyena.
@hawisenaytweditegabr8417
@hawisenaytweditegabr8417 Жыл бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኛን ርትእትን አጽናፋዊት እያ ቀለ ሂወት የስማዓልና መጋቢምስጪር መ/ዘአማኑኤል
@edenmeasho
@edenmeasho Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና መጋቤ ሐዲስ🙏ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዝፈለጣ መዓር ወለላ ቅንዕቲ ሀይማኖት እያ::ስጋብ ዕለተ ሞትና አብዛ ሐቀኛ ሀይማኖት የንብረና🙏🙏🙏
@lemlemtekle3236
@lemlemtekle3236 Жыл бұрын
Amen (3) tewahdo haymanot rtetn knetn eia sle kalu egzabher amlak zkeberen ztemesgenen ykun memhrna megabe hadis mergta Amanuel xeguen berektkum yebzhalkum ab entna yexneana nbetkrstiana ebietn selamn yhabelna fetari kulu alem ab xelotkum zekurna
@tekleaster5340
@tekleaster5340 Жыл бұрын
Kal hiwiet yesmealna.
@fitsumesayas6859
@fitsumesayas6859 Жыл бұрын
እዞም ሰባት እዚኦም ሲ ንእግዚኣቢሄር በዲሎም ምስ ደቂ ሰባት ይዕረቁ ንሰብ እንተበዲልካ ምስ ሰብ ትዓሪቅካ ምስ ኣምላክካ ክትዕረቅ ትኽእል ኢካ ምስ ኣምላክ ተባኢስካ ግን ምስ ኣምላክ ኢካ ትዕረቅ ኩሉ እቲ ስሕተት ትምህርቲ ዝምሃርካዮ ግቡእ ቁነናኻ ወሲድካ ምስ ደቂ ሰባት ካኣ ድሕሪኡ ትዕረቅ ማለት ዩ መምህርና ናይ ኣጎልጉሎት ግዜኹም ይባረክ ኣሜን
@mooabo9545
@mooabo9545 Жыл бұрын
ሰላም ማሐረና ፈጣሪ ቃልሂወት የስመዓና መምህርና ❤️🤲🤲🤲💒💟
@rahelzerazion7617
@rahelzerazion7617 Жыл бұрын
Amen qal hiwet yesmealna memhrna amlak mulu tena yhabkum 🙏➕️💒
@senaytesfaldet9404
@senaytesfaldet9404 Жыл бұрын
Amen kal hieet yesmealna amlak berketu yebzehalkum
@asmerakitchen7501
@asmerakitchen7501 11 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስማዓልና አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም
@merhawiberaki9610
@merhawiberaki9610 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወኣት የስማዓልና መምህር ዘኣማኒኤል ሓዉና
@meashokubrom1537
@meashokubrom1537 Жыл бұрын
ኣይትናወጽንያ ተውሃዶ ኣይትናወጽን ኣይትቅየርንያ ተውሃዶ ኣይትቅየርን መሰረታ ጽኑዕ ኢዩሞ ኣይትናወጽን። ቃለ ሂወት የስመኣልና መምህር መጋቤ ምስጢር መእመናን ብዘይፍላጥ ንኸይንጠፍእ ትጋደልዎ ዘለኹም ብሓቂ ክድነቅ ዘለዎዩ ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም እዛ ናይ ምንፍቅና ጉጅለሲባ ዘይትእክቦ የብላን ዩ ኣብራር ዑስማን ከደኣ በየን ኣከበቶ ዘስደምምዩ
@kalabraha3426
@kalabraha3426 Жыл бұрын
Qale hewet ysmalna Weld wahid tewhdo nzelalem tnber
@IkAm...........
@IkAm........... Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና መጋቤ ምስጢር ዘኣማኑኤል እግዚኣብሄር ኣብታ ቅንዕቲ ዝኾነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ የጽንዓና ካብዚ ናይ ሎሚ ምንፍቕና ዝበዝሖ ዘመን ካብዚ ይሰውረና
@nati4958
@nati4958 Жыл бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ቃለ ሂወት የስማዓልና መምህረይ ኣጆካ ኣምላክ ምስ ሓቂ ኢዪ ቀስ ብቀስ ናብ ቤተ-ኽርስቲያን ክኣቱ ስለ ዝኮነ (ነዚ ኩሉ ዝተዛረብዎ ብሸፍኖ ሸፍኖ ድከይድ የለን ወይ ይቅሬታ ክሓቱሉ ኣሎዎም።)
@ks24721
@ks24721 Жыл бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር፡ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር መምህርና።
@michaelasfeha888
@michaelasfeha888 Жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna Amsal Paulos hawna
@letehajmanot5883
@letehajmanot5883 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓዉናን መምህርናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንሃማኖትና ኦርቶዶኽስ ኢቲ ዝሰረታ ብደሙ ይሓልወና
@AlikKfle
@AlikKfle Жыл бұрын
Kal Hiwet yesmealna
@rutatesfaalem7536
@rutatesfaalem7536 Жыл бұрын
Egziabher zeben agelglotkum ybark megabe mstir kbur memhrna ❤❤❤
@Berhanekiflu3065
@Berhanekiflu3065 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ኣቡነ ኣረጋዊ ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን እዝግዮ መሐረና ክርስቶስ ኣሜን፥ ትንቢት ክፍጸም ናይ ግድን እዩ፥ ካብ ሐዊ ማይ ፥ካብ ሞት ሂይወት ፥ካብ መርገም በረከት ክትመርጽ ግን ኣንታ ህዝቢ ምርጫ ናትና እዩ።
@shimbayberihu1241
@shimbayberihu1241 Жыл бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሓቀኛን ኣጽናፋዊትን እያ ቃለ ህይወት የስመዓልና ነቶም ቅድስት ቤተክርስቲያን ሓዲጎም ኣዳራሽ ዝመረጹ ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላክ መንፈሳዊ ልቦና ይሃቦም።
@YohannesBerhe-ib1ww
@YohannesBerhe-ib1ww Жыл бұрын
ኽቡር መምህር መጋቤ ሚስጢር ዘአማኑል አነ ጥንታዊት ሐዋሪያዊት አጽናፋዊት ኦርቶዶኽሳዊት ተዋህዶ ንዘለአም ትንበረልና ኽቡር ሐዉና ወድና ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህር
@teweldebereketab5508
@teweldebereketab5508 Жыл бұрын
መጋቤ ምስጢር ዘኣማኑኤል ምስ ሓውና ቃለ ህይወት የስምዓልና።ንዝሰበክሞ ክቃወሙ ንርእን ንዕዘብን ኣሎና ፡ነገር ግን ኣጀኩም ፡ንሳቶም ካባና ኣይኮኑን ።ብትዕቢትን ኣንነትን ንዓይ ስምዑኒ በሃልቲ ፡ናይ ዩትብ ሰናቲም ንምእካብ ዝሰርሕዎ ስራሕን ብሃይማኖት ኣመካኒካ ፖለቲካዊ ዕላምኦም ንምስሳይ ዝከድዎ ዘለዉ ኪደት እዩ።ኣምላከ ቅዱሳን ብረድኤቱ ይሓግዝኩም፡ድንግል ማርያም ተጽልለልኩም በርትዑ።
@aziebtadesse3411
@aziebtadesse3411 Жыл бұрын
ኦርቶክስ ተዋህዶ ሐቀኛን አጽናፋዊትን አያ ቃለሂወት የስመአልና ጸግኡ የብዝሐልኩም አምላክ መማህርና።
@ftretadam2192
@ftretadam2192 Жыл бұрын
እቲ ርኹስ ኣብቲ ቅዱስ ቦታ ምስ ረኣኩም ናይ መወዳእታ ዘመን ከምዝበጻሕኩም ፍለጡ ይብል ቅዱስ ቃሉ።ብሓቂ መምህርና ስለታ ሓቀኛ ትምህርቲ ክርስቶስን ናይ ሃዋርያት ስብከትን ትገብርዎ ዘለኹም ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም። ኩልኹም ምእመናን ድማ ካብ ሓሰውቲ መምሃራን ንጠንቀቅ ንንቅሓሎምን።ከምቲ ንኩሉ መንፈስ ዘበለ መርምሮ እምበር ኣይትቀበሎ ከምዝብል።
@twatsfya906
@twatsfya906 Жыл бұрын
እዚ ትብሎ ዘለካ ብዛዕባ ሓሳዊ መሲሕ እምበር ብዛዕባ ዞም ኣቦታት ኣይኮነን። ንቅል እግዝኣብሕር ኣብ ዘቦትኡ ኣይተእቱ ዝሓወይ
@fanusyosiefalemu2004-oc6fd
@fanusyosiefalemu2004-oc6fd Жыл бұрын
ተዋህዶ ኣይትናወጽን እየ ንዘልኣለም ክትነብር እያ ❤❤❤❤
@ytgr3379
@ytgr3379 Жыл бұрын
መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብኡነት እግዚአብሔር ይሓልወልና ከም ባስልዮስ ዘቂሳርያ መነሳንስ እንተሓዝኩም መጠምጠሚያ እንተጠምጠምኩም ካባ እንተተኸደንኩም ንኽብሪ ወንጌል ብኡነት ነዚ ድዮም ተቓዊሞም እዚኣቶም ኣጋንንቲ ዝሓደርዎም ንኽብሪ ቤተ ክርስቲያን ደይኮኑ ንኽብሪ ቻነላቶም እዮም ድዛረቡ ህዝብና ነዘግን የሕዝን ኣምላኽ ንኹልና ይሓልወና
@willnever22
@willnever22 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና!!
@fanusyosiefalemu2004-oc6fd
@fanusyosiefalemu2004-oc6fd Жыл бұрын
ቃል፡ሂወት የስምዓልና ❤❤❤እግዝኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልካ መምህርና
@issayasbahta4502
@issayasbahta4502 Жыл бұрын
መምህር እግዚኣብሄር ጸጉኡ ይብዛሃልኩም ።ግንባርኩም ሂብኩም ትቃለስዎም ዘሎኩም ነዞም ናይ ፕሮቲስታንት ጀሃድ ጉጅለ ንክታተለኩም ኣሎና።ኣጆኩም የጽንዕኩም።ተዋህዶ ናይ ኤርትራ ንዘላለም ትንበር
@kidanemihret6091
@kidanemihret6091 Жыл бұрын
Amen Qale hiwet yesmalna
@Robel-r9t
@Robel-r9t Жыл бұрын
Qal hiwet yesmealna abey alekum kesahun selten entay dea neba meqaris dea ageb zeytblu hji antum hasewti aletawyan nskum ntewahdo aytwkilun eikum kem sga zreaye kelbi wuh wuh kitblu kemzey qenekum belu abokum reaywo entay eu nay mexai elameu abrhilkum alo baelu mergeta gin jigna
@genetnmenalowoezgilewo54
@genetnmenalowoezgilewo54 Жыл бұрын
Abet ysewrena kabziom xere orthodox Tewahedo
@ghideonortho4957
@ghideonortho4957 Жыл бұрын
ሕብረት መቃርዮስን ፥ኣባ ምሕጽንተን ናይ ስልጣንን ናይ ምንፍቕናን ሕብረት ዩ! ! !
@twatsfya906
@twatsfya906 Жыл бұрын
ስለምንታይ ፡ እንታዩ ምንፍቅንኦም
@robielabsadi
@robielabsadi Жыл бұрын
እንታይ ከ ዘይከሓዱ ኩሉ ኪሒደሞ
@bereketeabrufael1261
@bereketeabrufael1261 Жыл бұрын
​@@twatsfya906ኬድካ ሕተቶም እንታይ ክሕደት ትምህርቲ ሚሂርኩም ባዕሎም ክንግሩካ እዮም ።
@tsegaeyob7787
@tsegaeyob7787 Жыл бұрын
ኦርቶዶክ ተዋህዶ ርትዕትን አጽናፋዊት ኣብ ከውሒ ዝተሰረተት እያ
@dawityemane9732
@dawityemane9732 Жыл бұрын
ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘልኣለም ትንበር ናይ ብሓቂ ከምዚ ከማኹም የብዝሓልና መም መጋቤ ምሥጢር ከምዚ እንዳገበርኩም ቀጽልዎ ምኽንያቱ ተሃድሶ መድያታት ኩሉ ተቆጻጺሮም ሓሶት ክነዝሑ ስለ ዝውዕሉ ዘለዉ ።
@misghinaamanuel-nn4hx
@misghinaamanuel-nn4hx Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና መምህርና ጸግኡ የብዝሓልኩም
@xhvudv4292
@xhvudv4292 Жыл бұрын
💒💒💒
@twatsfya906
@twatsfya906 Жыл бұрын
እግዝኣብሕር ናብ ልብኩም ይምለስኩ
@g776yy3
@g776yy3 Жыл бұрын
ቃለ ሂዊት የስማዕና ኦርተዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖትና ንዘለኣለም ጸኒዓን ከቢራን ትንበር ኣመረን ኣሜን ኣሜን
@beleri9119
@beleri9119 Жыл бұрын
KUBU MEMHRA💒HAYMANOTN HAGRUN ZEKBR KUBUREU KALE HIWET YESMALNA HAGERNAN HZBNAN EGZABHAR YBARK💒🙌👍🙏🏾
@marconicola8814
@marconicola8814 Жыл бұрын
ኦርቶደክስ ተዋህዶ ንዘላለም ኣለም ክትነብር እያ ንሕና ደቃ ውን ንዘላለም ኣብ ቤታ ክትነብር ቅዱስ ኣምላክና ሰናይን ቅዱስን ፍቃዱ ይኩን መምህርና ውን ናይ ኣጎልጉሎት ግዜኩም ይባረክ
@dejenhagos2682
@dejenhagos2682 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና
@AdiEto
@AdiEto Жыл бұрын
Amen Amen Amen qalehiwate yesmalna memhrna
@Bienonaron-ou3ji
@Bienonaron-ou3ji Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህረይ ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ክትነብር ኢያ❤🎉
@FkroyKidane
@FkroyKidane Жыл бұрын
ኣቤት እዚ መእመን ከደንግጸካ መምስ ድወደቀ ሓሳዉያን መምሃራን ይወድቁ ። ቃለ ሂወት የስመዓልና መጋበ ሓዲስ።
@ዘይትመልእ
@ዘይትመልእ Жыл бұрын
እስኪ እምበር ተደንግጺ ምስ ህልከኛታትን ንሐቂ ዘይምስክሩን ዝወገንንኪ፡እምበር እግዚአብሔርሲ ናይ ምሕረት አምላኽ እዩ።ተጋጌ ንዝብል ዉልደይ ኢሉ ዝቅበል እዞም ተጣቅዕሎም ዘለኪ እኮ ዝተጋገየ ክምለስ አይክእልን እዩ።ብዝጠፈኦ ክጠፍእ አለዎ ኢሎም እዮም ዝምድሩ ዘለዉ።
@FkroyKidane
@FkroyKidane Жыл бұрын
@@ዘይትመልእ ምምላስ ከመይ እዩ ኩቡር ሓው ዉድቀትካ ኣሚንካ ምንሳሕ ድዩ ከም ሓዋርያ ጰጥሮስ ወላስ ብትዒቢት ክፈኣት ከም ድያብሎስ ፧ 1) ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብክንደይ መጽሓፍቲ ንምሕደር ፧ 2) ኢየሱስ ክርስቶስ ኣማላዲ ድዩ ፈራዲ ፧ 3) ቅድስት ድንግል ማርያም ጥንተ ኣብሶ ኣለዋ ዶ ፧ 4) ዉድቀት ከኒሻ ካቶልክ ፕሮትስታንት ዉድቀት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ድዩ ፧
@ዘይትመልእ
@ዘይትመልእ Жыл бұрын
​@@FkroyKidaneሐፍተይ እሞ እዞም ሰባት ነቲ ጌጋ ዝነበረ ትምህርቶምን ሐሳቦምን ተአሪምናሉ ኢሎም።ይቅሬታ እንተሐቲቶም በቲ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እትክተሎን እትምህረሉን ትምህርቲ ክንከይድ ኢና ካብ በሉ ስለምንታይ ብዝጠፋእኩሞ ጥፍኡ ዘስምዕ ሞጎተ ዝዝረብ ዘሎ።
@FkroyKidane
@FkroyKidane Жыл бұрын
@@ዘይትመልእ ሓው እሞ ኣይሰማዓካዮምን ኣለኻ ማለት እዩ ንሕና ደይኮና ንሳቶም እዮም መጺኦሙና ብ vdeio ዩኹን ብ audio ሒዝናዮ ኣሎና ኣቡነ ሲኖዳ ናይ ትምህርቲ ሃይማኖት ጸገም የብለይን ምሳኹም ምስ በሉና ንሕና ከኣ ተቀቢልናዮም እዮም ኢሎም ደለዉ። በጃኻ ብቃሎም ነዘን ድሓተትኩኻ ኣብ ቅድሚ መእመን ወጺኦም ንሕና ጌጋ ትምህርቲ ሚሂርና ሕጂ ግን ጌጋና ኣምና ኣሎና ዝበልዋ vdeio ሊንኪ ስደደለይ ፧
@ዘይትመልእ
@ዘይትመልእ Жыл бұрын
​@@FkroyKidaneሐፍተይ ይቅሬታ ጋል ዲኪ ወዲ አይፈለጥኩን ሐፍተይ ምባለይ ብግምት እየ፡ብምቅጻል ብቪዶ እካ ዝወጸ የለን ብጽሑፍ ግን 29 ነጥብታት ዝሐዘ ዝተሳማምዕሉ ነጥብታት ከም ዘሎ አብ ማስሜዳ ተዘርጊሑ ኔሩ ምናልባት አይተካታተልክዮን ትኮኒ።
@MhretAsmelash-bh3nx
@MhretAsmelash-bh3nx Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኦርተዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖትና ንዘልኣለም ጸኒዓን ከቢራን ትንበር ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@simonberhe6684
@simonberhe6684 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት
@ብመገድኻምርሓኒእግዚ-አ2ኈ
@ብመገድኻምርሓኒእግዚ-አ2ኈ Жыл бұрын
Orthodox tewahdo nzelalem tnber ❤❤❤
@tirhastesfamariam5687
@tirhastesfamariam5687 Жыл бұрын
Orthodox Tawhedo haymanot nezalalem kenaber eya,1Sienodos,1Batakrstyan,1 Haymanot, kalehiwat yesmalna kubur memhrna,🙏🙏🙏💒💒💒
@SolomonMebrahtu-c7p
@SolomonMebrahtu-c7p Жыл бұрын
Orthodox haqenga Emnet abotatna kale hiwet yesmalna ajokum memaharna ezi hbret nay klte gohalalu hbret eu kserqu eyom tesamamiom zelewu ksab zebeasu
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 Жыл бұрын
Kalehiwet. Yesmalna. O.malak..mihretka..awuridelna..Amen.amen Amen
@dejenhagos2682
@dejenhagos2682 Жыл бұрын
ኦቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ቅንዕትን ርትዕትን
@mehretabgafre1854
@mehretabgafre1854 Жыл бұрын
Orthodox Tewahdo nzelam alem Tkber
@trhasmogos4291
@trhasmogos4291 Жыл бұрын
Orthodox tewahdo nezalalm tenber❤❤❤❤❤
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 Жыл бұрын
ኦርቶፎክስ ተዋህዶ ንዘለኣለም ትንበር፡ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና።
@senyaitteklisenbet3124
@senyaitteklisenbet3124 Жыл бұрын
Kel hewet yesmean amen Amen Amen
@ghirmainegash6075
@ghirmainegash6075 Жыл бұрын
አመላኸ ይምሓረና ፣ንቤተ ክርዝትያን አብ ዩቱብ አምቢርኩም መ ናገዲ ናይ ውልቀ ኡቶትኩም ጌርኩማ ። ህዝበ ክርስትያን አብ ምድያ መናቆቲን መጻልን ጌርኩማ ንዓኻትኩም ዝሰምዕ ይደናገር እምበር ይመሃር የለን። ብፍላይ መንእሰያት ብሰንኩኹም ካብ ቤተ ክርስትያኖም ተበቲኖም መሳርሒ መናፍቃን ክኮኑ ዝዓበየ አስተዋጽኦ ትገብሩ አለኹም። ምሰልቲ ዒኹም።
@michaelsolomon1106
@michaelsolomon1106 Жыл бұрын
ኦርቶዶክስ ንዘላለም ትንምበር ኣጆኹም ደቂ ኦርቶዶክስ ተዋሂዶ
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 Жыл бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሓቀኛን፡ቅንዕትን፡ኣንጸፋዊትን ኢያ። ቃል ሂወት የስመዓልና መምህረይ ኣባ መጋቢ ምስጢር ዘኣማንኤል መንግስተኣብ፡ወዲ ሊቀውንቲ ዝኮንኩም ኣባ። ኣነ ዝገርመንስ እንታይ ይብሉ ወይ ይገብሩ ይፈጥዋ ወይ ይርደኦም ዶ ይከውን? ጌና ዓይኒ ልበነኦም ተደፊኑ'ዩ ዘሎ። ዘይተማህረ ወይ ቃል ናይ ቤተክርስትያን ዘይተማህረ ከምዚ ናትናስ እንተ ዝከዉን፡ኣይፈለጡን ምበልናዮም።እዚኦም ግን ጳጳሳት ዝበጽሑ'(ካብ 8-9) ቆንቆታት ናይ ዓለምና ዝፈልጡ ከምዚ ዓይነት ክዛረቡን፡ክገብሩ።ኣነ ገሪምንን፡ደንጺንን ኣሎ። ግን ምላልባሽ ኤርትራዊ ስንክሳር ኢዪ'ሞ ካልእ ዊዲትን፡ሸርሕን ከይህልዋ'ምበር ከምዚ ዓይነት ክሕደትን፡ኣሽካዕላልን ኣብ ልዕሊ ቤተክርስትያን ኣይተራእየን። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘላእለም ክትነብር ኢያ ክሳብ ምጾታት ዓለም። ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን!!!
@asmerommhreteab5701
@asmerommhreteab5701 Жыл бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሓቀኛን ኣጽናፋዊትን እያ ቃለ ህወት የስመዓልን ወታህደር ናይ ክርስቶስ
@eyobkidane7579
@eyobkidane7579 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር መጋቤ ምስጢር መርጌታ ዘኣማኑኤል ናይ ዘበና ዋልታ ቤተክርስትያን ተስፋ ከንቖርጽ ኢሉስ ኣምላኽ ንዓኻ ኣተሲኡልና ክብሪ ንኣጋእተ ኣለም ንስላሴ ይኹን !!!❤❤❤።
@weinimenkiros2089
@weinimenkiros2089 Жыл бұрын
Ayewe QDSTI BETEKRSTIYANA HGN SRATN AlOWA Qale hiwet yesmealna kubur memhrna Megabe hadis zeAmanuel eadmen tieanan yehabelna neta tintawit Amanawit ortodox tewahdo betekristyan Adena Qdste Qudsan dngl Maryam ms weda namn kulu gize Betekristyana brhanu xehay Aden wedn Netom qubuatna Agelgelti kibir tibatn xegan ms hanti sinodos Betekristyan hanti tintawit Amanawit emnet .
@mebrahtusyum1507
@mebrahtusyum1507 Жыл бұрын
Amen Amen Amen qalehiwet yesmalna
@michaelsolomon1106
@michaelsolomon1106 Жыл бұрын
መነፍቓን ድበሉ እንተበሉ ቢተክርስትያን ኦርቶዶክስ ኣይትናወጽን ኢያ።
@michaelsolomon1106
@michaelsolomon1106 Жыл бұрын
ኣብኮውሒ ኢያ ተሰሪታ ኦርቶዶክስ ተዋሂዶ ።
@habtomtekle-mi3cl
@habtomtekle-mi3cl Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና፡ እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሓልኩም። ነቶም ብዘይፍላጥ ዝጠፍኡ ምስትውዓል ይሃቦም፡ ነቶም ዳፈለጡ ዝጽይቁ ዘለዉ ብምሕረቱ ይምለሰልና፡ ነቶም ኣብዛ ሃይማኖት ኣቦታትና ዘለና ድማ ጽንዓቱ ይሃበና።
@robielgebrehiwet8712
@robielgebrehiwet8712 Жыл бұрын
ገለ ይምቀሎ መቃርዮስ ነዓካ ዘይበቅዕ ስም ኣርዮስ
@danielgilazgi4956
@danielgilazgi4956 Жыл бұрын
Orthodox tewahdo nezlalm tenber ⛑️⛑️⛑️⛪♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹
@bisratbereket8099
@bisratbereket8099 Жыл бұрын
Neza Chanel ነዕብያ bhabar
@merhawitgoje2967
@merhawitgoje2967 Жыл бұрын
Betekrstyansi aytmkeln eya goyata bdemu dmesreta zeyfelt memen gn mekilkum ktwesdu tkelu tkonu sgab zrdom
@luwamy
@luwamy Жыл бұрын
ኦርቶዶክስ ንዘላለም ትንበር
@astertesfazgi2750
@astertesfazgi2750 Жыл бұрын
🙏👍🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏
@Smiboy1
@Smiboy1 Жыл бұрын
ኣቶም ፍቁራት የሕዋተይ በጃኩም ብልቢ መርሚርና ስለታ ሓንቲ ሃይማኖት ጥራይ ንስዓብ ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን ቤተይሰ ቤተ ጸሎት ትሰመይ፡ ንስኩም ግን ቤት ሸቀጥን መናፍቅን ጌርኩሞ😂😂
@mulueasmelash5281
@mulueasmelash5281 Жыл бұрын
Enka bselam mexakum memhrna
@jeromesolomon9880
@jeromesolomon9880 Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@21Fkie
@21Fkie Жыл бұрын
መጋቤ ምስጢር ሰላም ክትህልዉ ምንዮተይ ኢዩ። እምበኣር ክብሎ ደልየ ዘለኹ ብመጀመርታ ንጽቡቅኩም ሓሲበ እምበር ንሕማቅኩም ሓሲበ ይነቅፈኩም ከምዘየለኹ ክትርድኡለይ ይደሊ። ንስኹም ናይ ቤተክርስቲያን ትምህርቲ ኣብ እግሪ መምህራን ኮፍ ኢልኩም ዝተመሃርኩም ዓቢ መምህር ምዃንኩም የ ዝፈልጥ። ስለዚ ካባኹም ንጽበዮ ትምህርቲ ዘይተማህሩ ተማሃሮ ተዛሪቦምን ዓፊሮምን ኢልኩም ክብርኹምን ክብሪ ሃይማኖትን ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ምእታው ፈጺሙ ናይ ክርስቶስ ትምህርቲ ኣይኮነን ባዕልኹም ውን ትፈልጥዎ ኢኹም። በጃኹም ድሕሪ ሕጂ ምስ ሰልጠነን ምስ ካሳሁንን ዘለኩም ምክርኻር ኣብዚ እንተዘይ ኣምጻእክሞ ይብል ኣነ። እዚኦም ትዛረብሎም ዘለኹም ከኣ ብዙሕ ኣገደስቲ ኣይኮኑን ሎሚ ሳላ ምዕባለን ቴክኖሎጅን ኩሉ ሰብ ፈሊጥዎም ኢዩ። ነቲ ስለ ክርስቶስን ምስጢሩን ክንመሃሮን ቤተክርስቲያን ክትምህረሉን ዝግበኣ ግዜ ዮም ዘሕሩሩ ዘለዉ እምበር ኣብዝበጽሕዎ ከምዘይብሎም ኩሉ ሰብ ፈሊጥዎም ኢዩ። ስለዚ እዚ ናይ ህልኽ ስራሕን ክብሪ ነብስኻ ምዕባይን ገዲፍና ናይ ሃይማኖትና ክብርን ህላወን ቤተክርስቲያን ምዕቃብን ይኹን ስብከትና ክብል ይደሊ ክቡር መምህር
@fevenbeyin2903
@fevenbeyin2903 Жыл бұрын
Ane kea neaka Kbur haw khateka entay eyom gerom bkbri eye zhateka zeleku sltann kasahunn nay mrgeta zeamaneul gega kemxelka yikeel eye gn Kab smeit wexika Bridit ente tmlseley xbuq neru mknyatu ab metereshta nkuluna zerbhana selam ksab zkone sesenayu
@jeromesolomon9880
@jeromesolomon9880 Жыл бұрын
❤❤❤
@werdesolomon618
@werdesolomon618 Жыл бұрын
Abona enkaa bdhan mexakum ajokum kulu nxbuqkum eu
@astertesfazgi2750
@astertesfazgi2750 Жыл бұрын
Besme ab ! Beteksyan ertra ktmqelya elllllllllll ????? Entay aynet gize eyu
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh Жыл бұрын
Ab ዉሽጢ ኤርትራ ዘሎዋ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን ኩለን ኣብ ትሕቲ ስኖደስ ኤርትራ ድየን? መናፍቃን ዝበሃሉ! ተዋህዶ ክትምቀል እያ ዝበሉ ፓፕስ ብምስሪ እየ ተሸይመ ኢሎም : ከምኡ ውን ቤተ ክርስትያንተዋህዶ ስእልን ምስልን ኣይተምልኽን እያ: ኢሎም :: ጉድለት ይተኣረም :: ብኽትዕ ይፈታሕ :: ኣሜን ::
@asmerommhreteab5701
@asmerommhreteab5701 Жыл бұрын
ተለፈንኩም እባ በጃኩም ብውሽጢ ስዶዱልና ❤
@sebseb1795
@sebseb1795 Жыл бұрын
መምህር ዘአማኑኤል፡ ኣቱም ዓያሹ ሰብአ ኤርትራ ንከይትርእዩ እንታይ ዓዘመኩም ኢዮም ዝብሉና ዘለዉ፡ ንለቡ ሓደራ
@josisereke4329
@josisereke4329 Жыл бұрын
Ortodose nizelhalem timber
@habtomtekle9100
@habtomtekle9100 Жыл бұрын
ስቢኽኩም ዝተጋገየ ክትመልሱ ዘይትኽእሉ መምሃርይን ካኣ ትብሃሉ እግዚአብሔር ወልድ ንሓደ ኣዳም እዩ መጺኡ እግዚአብሔር ይቅረ ይበለልኩም ህልኽ ኣምልኾ ጥኦት እዩ 1ሳሚ 15:23
@teweldebereketab5508
@teweldebereketab5508 Жыл бұрын
ወዮ ዝሰምዕ ኣይተረክበን እንበር ፡ንሳቶም እቲ ቅኑዕ መንገዲ ኣየናይ ምካኑ ይነግሩካ/ኪ ኣለዉ ዝወደቀ ወይ ዝተጋገየ ካብ ጌግኡን ውድቀቱን ክምለስ ከስተውዕል ይጽዕሩ ኣለዉ።ኣምላክ ንዝወደቀ ኣዳም ኢሉ እዩ መጽዩ ምባል ኣየድሕንን እዩ።"ኣልቦቱ ካልእ ህሊና ለኣዳም ዘእንበለ ብካይ ላዕለ ሓጢኣቱ"ኣዳም ኣብ ሕልንኡ ብዘይካ ብክያት ናይ ሓጢኣቱ (ውድቀቱ)ካልእ ሕልና ኣይነበሮን ፡ስለዚ ኣዳም ምስ ተነስሐ እዩ ኣምላክ ውን ኪዳን ኣትዩ ከድሕኖ ዝፈተወ።እንበኣር መጀመርያ ሰብ ሓጢኣቱ ይእመን ፡ንስሓ ወሲዱ ምስ ኣምላኩ ይዕረቅ።እዞም ሰባት ግን ጉድለቶም ኣይኣመኑን ፡ካብ ግጉይ መንገዶም ኣይተመልሱ ኣነን ንስካን ወይ ንስክን ውን ብሃማት ቃለ ይህወት የስምዓልና ጥራሕ በሃልቲ ንከዉ ።"ድሕነት ግን ኣብ ምስትውዓል እዩ ዘሎ"!!!!!!!!!!።
@FkroyKidane
@FkroyKidane Жыл бұрын
ኣይትጋገ ዝሓወይ ልብኻ ከፊትካ ስመዓዮ ክገርመካ ብካሳሁን ብስልጠነን ጸሚምኩም እዝኑኹም እንበር ጭብጢ ብጭብጢ ልክዕ እዮም ድምህሩ።
@elnatanbubu9759
@elnatanbubu9759 Жыл бұрын
Habtom tekle ክቡር ሓው ትምህርስ ከም ሎሚ እኴ ኣይበዘሔን ። ነገር ግን ሃይማኖትን ፖለቲካን ፈሊካ ምርኣይ እዩ ተሳኢኑ ዘሎ። እዞም መጋቢ ምሥጢር ዝገብርዎ ዘለው ድማ ኦርቶዶክሳዊ እዩ። ( 318) ሊቃውንት ቤተክርስትያን ብከምዚ ጌሮም ነዛ ርትዕት ሃይማኖት ኣጽኒሖምልና እዮም። ሓድሽ ነገር ኣይኮነን ። ሃይማኖተ ኣበው ዝበሃል ናይ ቤተክርስትያና መጽሓፍ ብኸምዚ እዩ ሓይማኖት ኦርቶዶክስ ዓቂቦም ኣጽኒሖምልና ።
@fevenbeyin2903
@fevenbeyin2903 Жыл бұрын
⁠@@elnatanbubu9759 bebhade kea ko melisemulu dro ko gegeu terediewos dagme gmt yigebrelu lo zerebeu poletics haymanotn gn btaemi mfllay seina alena Neti zhswo gn melsi yihlwo do Kbur haw
@elnatanbubu9759
@elnatanbubu9759 Жыл бұрын
@@fevenbeyin2903 ayenay eyu eti hasot tiblyo zelki kibrti hafteti . Eski eta gega tiblya tikesley emo kireyo.
@efremkiros
@efremkiros Жыл бұрын
Nska ke men ika beyekrstiyan da iseyas iye kormerha zelo
@43058
@43058 Жыл бұрын
ክንድዚኦም ዝኾኑ ኣኽላባት ኣለውና እዋይ ጭንቂ ዘሕዝንዩ ፡፡
兔子姐姐最终逃走了吗?#小丑#兔子警官#家庭
00:58
小蚂蚁和小宇宙
Рет қаралды 13 МЛН
Will A Basketball Boat Hold My Weight?
00:30
MrBeast
Рет қаралды 126 МЛН
ደራሲ በየነ ሃይለ እንክዝከር
16:15
Mosaic Bahli
Рет қаралды 10 М.
Lemlemitu (ለምለሚቱ) - Funny Ethiopian comedy drama
17:08
DireTube
Рет қаралды 1,2 МЛН