KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Жазылу
Tewahdo zebeaman
43:59
ክሕደት ኣባ መቃርዮስ ብወላዲተ አምላክ Tewahdo zebeaman ብመ/ምስጢር አማኑኤል መንግስተአብ
14 сағат бұрын
14:05
ግእዝ ትግርኛ English ግሪክ ራሻ ግብጽ ህንድ ዝጥቀምሉ ዘለዉ መጽሓፈ ቅዳሴ ብመ/ምስጢር አማኑኤል ዝተዳለወ Tewahdo zebeaman
Күн бұрын
30:54
መንፈስ ቅዱስ ንኸይፍለየና እንታይ ንግበር tewhdo zebeaman ብመ/ም አማኑኤል መ/አብ
Күн бұрын
18:00
እቲ ዝበለጸ ሃፍትና ጥንታውያን መዛግብትና እዮም ኣብ ቦሌ መድሃኔዓለም ዝቀረበ ባዛር tewahdo zebeaman
14 күн бұрын
25:21
ዕርገተ ስጋ ኣብ ማህጸን ድንግል ስብከት Tewahdo zebeaman ብመ/ምስጢር አማኑኤል መንግስተአብ
21 күн бұрын
42:24
ተልእኾኦም ዝዘንግዑ ካህናት ጻውዒት ንኣባ መቃርዮስ tewahdo zebeaman መ/ምሥጢር አማኑኤል መ/አብ
21 күн бұрын
1:41:26
መጽናዕታዊ ጽሑፍ ብራና ከመይ ይዳሎ ናይ13 ክ/ዘመን ደብረ ቢዘን ኣብነት ዝገበረ ብመ/ም አማኑኤል ዝተዳለወ ኣብ ገ/ደብረ ሊባኖስ Tewahdo zebeaman
Ай бұрын
37:31
ብሰንኪ ሓደ ካህን ቃል ኣምላኽ ናብ ኩሉ ይብጻሕ tewahdo zebeaman መ/ም አማኑኤል መንግሥትአብ
Ай бұрын
43:50
ሎሚ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ዝእከብሉ ካብ ፓትርያርክ - ዓጻዌ ሆህት ምስጢረ ክህነት ኣብ መዓስከር tewahdo zebeaman ብመ/ም አማኑኤል መ/አብ
Ай бұрын
41:14
ታሪኽ ደብረ ሲና ብሓንቲ እምኒ tewahdo zebeaman መ/ምሥጢር አማኑኤል መ/አብ
Ай бұрын
37:11
ካብ ንፖለቲካ ንሰላም ንዘምር ንኣባ መቃርዮስ tewahdo zebeaman መ/ምሥጢር አማኑኤል መ/አብ
Ай бұрын
1:00:27
ምስ ካቶሊክን ጴንጤን ሓደ ኢና ንዝብሉ መናፍቃን tewahdo zebeaman መ/ም አማኑኤል መ/አብ
Ай бұрын
25:04
ብፍላይ ንዘይተመርዓዉ tewahdo zebeaman ዝተደግመ
Ай бұрын
33:55
ኣምላኸይ መድሓንየይ ጎኒ መልኮት ዝዳህሰሰት ኢድ ቶማስ tewahdo zebeaman መ/ምሥጢ አማኑኤል መንግሥተአብ
Ай бұрын
45:53
ልደታ ለማርያም ባሕቲ ግንቦት Tewahdo zebeaman
Ай бұрын
37:20
ኣብ በዓለ ሓምሳ ዝፍጸሙን ዘይፍጸሙን tewahdo zebeaman መ/ምሥጢር አማኑኤል መ/አብ
Ай бұрын
33:03
ቃለ በረከት በቦና ብዓለ ትንሳኤ ኣብ ገዳም Tewahdo zebeaman ኣሳናዳኢ መ/ም አማኑኤል መ/አብ
2 ай бұрын
40:11
እቲ ዓብይ ምስጢር ናይ ዓርቢ ስቅለት ትርጉም ናይቶም ኣስማትን Tewahdo zebeaman ብመ/ምስጢር አማኑኤል መ/አብ
2 ай бұрын
28:09
ኦ ትሕትና ጎይታ ንባሮቱ ንሕናኸ? tewahdo zebeaman
2 ай бұрын
52:13
ሕማማት ዘይጽለዩን ስርዓተ ስግደትን ብተግባር (ሼር ንበሎ ናይ ጽድቂ ስራሕ እዩ) tewahdo zebeaman
2 ай бұрын
26:55
ብሓጢኣት ንዝተኣስሩ ኣምጽእዎም tewahdo zebeaman መ/ምሥጢር አማኑኤል መ/አብ
2 ай бұрын
40:05
ብፍላይ ኣብ ሕማማት እንታይ ኢልና ንጽሊ መዓስከ ንሰግድ tewahdo zebeaman መ/ም አማኑኤል መ/አብ
2 ай бұрын
34:32
ብምንታይ መንፈስ እዩ? tewahdo zebeaman መ/ምሥጢር አማኑኤል መ/አብ
2 ай бұрын
32:18
ካብ ኒቆዲሞስ እንታይ ንመሃር tewahdo zebeaman መ/ምሥጢር አማኑኤል መ/አብ
2 ай бұрын
44:52
ማር ማሪ ኢማኑኤልን ኣባ መቃርዮስን ንስጥሮሳዊ ትምህርቲ Tewahdo zebeaman ብመ/ ምስጢር አማኑኤል መ/አብ
2 ай бұрын
21:30
ጥቕሚ በገናን ኣሰራርሕኡን በገና ናብ ቅድስና፡ ብፍላይ ንተጠቀምቲ በገና Tewahdo zebeaman ብመጋቤ ምስጢር አማኑኤል መ/አብ
2 ай бұрын
28:37
እግዚአብሔርሲ ይጽውዕ ኣሎ tewahdo zebeaman መ/ምሥጢር አማኑኤል መንግሥተአብ
2 ай бұрын
27:42
ገብርኄር ወገብር ሓካይ tewahdo zebeaman መ/ምሥጢር አማኑኤል መንግሥተአብ
2 ай бұрын
1:15:47
ንጉሥ ቴዎድሮስ ክነግስ tewahdo zebeaman ብመጋቤ ምስጢር አማኑኤል መንግስተአብ ዝተዳለወ
2 ай бұрын
Пікірлер
@user-bk4sl2fz8z
3 сағат бұрын
__እግዚአብሔር ኣምላኽ ይክበርን ይመሰገን ሰለ ኩሉነገር ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ቃል ህይወት ቃል የሰመዐልና ክቡር ኣቦና ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አሜን አሜን አሜን✝️✝️✝️_
@user-pe5jb1cc9c
8 сағат бұрын
❤❤❤❤ኣሜን ቃል ሂውት የሰማዓልና ክቡር መምህር ንሕዋንናት ዕድሙናን ጥዕናን የሃብኪም ❤❤❤
@monahamid5765
14 сағат бұрын
🦁🇪🇷♥️🇪🇷🤲🏻☝️🙏🇪🇷🥰😍👍👏🌷🌹👈
@ferawinnie4996
15 сағат бұрын
ኣሜን ቄሂወቱ የስመዓና
@hagosgebrekidan4316
17 сағат бұрын
ቆባ እዚና ከልባ እታይ ኣፍልጦ ኣለካ
@user-xb7lq4rc5v
19 сағат бұрын
❤❤❤
@user-fl2tj3vv9m
Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-fl2tj3vv9m
Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣቦና ዕድመ ይሀብኹም
@shadowgamingtubehotshis7023
Күн бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dawittekleab9375
Күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ksanetgoitom7826
Күн бұрын
Amen Amen Amen ❤
@tsegaaraya5672
Күн бұрын
ኣሰይ ኣቦይ ማዓረይ ብሓቂ ደስ ዝብል ንኑብስን ንስጋን ዝጠቅማነን ዝሃስየናን ጽቡቅ መደብ ኢኩም ተቅርቡ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🇪🇷💙❤️💛💚🕊🙏🕊🇮🇱
@AngesomMesfin
Күн бұрын
ስለ ኩሉ ነገር ስም ኣምላኽ ይመስገን ❤❤❤
@flimonzerabrukgoje
Күн бұрын
Kale hiwet yesmealna
@robielgebrehiwet8712
Күн бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና መጋቤ ምስጢር መም ዘኣማኑኤል
@Welat-kj8yl
Күн бұрын
Qal hiwet yesmalna
@SaimonAndom
2 күн бұрын
Egziabher beaynimhretu.Abona qalehiwet yesmaelna❤🎉
@abbyha7518
2 күн бұрын
Abet kabzkemzi ysewrena Amlakey kubur Abona 🙏🏽
@abbyha7518
2 күн бұрын
🤲🏽🤲🏽🤲🏽🕯️🕯️🕯️🌹🌾🌷🌹🌾🌷🌹🌾🌷🌹🌾🌷🌹🌾🌷
@alemtesfai525
2 күн бұрын
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏
@senaitweldeghiorgis3250
2 күн бұрын
Emebrhan Baela Hishuk Tibelom
@user-yu1yy8sm2t
2 күн бұрын
Amen kelhwet yesmaln Natu hawey embrhn aytflyka🙏🙏🙏
@senaitweldeghiorgis3250
2 күн бұрын
❤❤❤Egzeabhier ymesghen nifueat Memahran slezelokumna... Qalehiwet yesmealna behaqi Nezom zeyteredeom kea Libom ykfetelom. Hatiatna enazekena nnisehana yebqeana Mechem Ezom abo kea Tseyqlom alo... Ninseha yebqeayom
@merrygoytom9357
2 күн бұрын
Amen amen amen Nay bhaqi qal Egziabiher haylna eu qale hiwet yesmalna Abona ab tseletkum zekuruna Nana ndkumat deqkum❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ce7uk8li5w
2 күн бұрын
Amen qale hiwet yesmealna❤
@user-rx6pt8ps3z
2 күн бұрын
kemakum yebzhalna ABKULU mistafom ABARATIEKMWOM KINEBR SRAH yedliyeka malet sinetbabwyan kea srah eyu EZINATKU MIBRTAE EYU AGOKUM AMLAEKUM ENDA ZEKERKUM EGAMKUM ABERKTU MIBALKUM TANKS keep it 🙏🙏🙏
@user-re8hs9dm6t
2 күн бұрын
ክብርን መስጋናን ንእግዚኣብሄር ኣምላክ ይኩን ቃለሂወት ይስመኣልና ናይ ኣጎልጉለት ዕድሜኩን እግዝኣብሄር ኣምላክ ይባርከልኩም ኣሜን ኣኤን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@zetemezanu
2 күн бұрын
kzbin.info/www/bejne/fIa4gaCog7Fgqtk
@ShishayAbadit-xe1uu
2 күн бұрын
Nay bhaki Lewah eyu Ami wn n Merhawi Kubus dekimka eka emo ygbeaka eyu elu kedamay kwexie hadiglu eyu zeyrsae
@teklaytesfay5064
2 күн бұрын
Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna
@bsrattesfaldete5478
2 күн бұрын
AMLAK MSAKUM
@musseizemuy2094
2 күн бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና መም ምስጢር ቀጽልዎ
@ShishayAbadit-xe1uu
2 күн бұрын
Kale hiwet yesmealna
@teklaytesfay5064
2 күн бұрын
Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna
@Mhretab-ec8ok
2 күн бұрын
Ewe netom zeamnwo ydhnom iyu
@mebrhitamanuel3090
2 күн бұрын
ቃለ ህወት የስማዓና መምህረይ
@adhanetnagash1766
2 күн бұрын
ቃል ሂውት የስምዓና ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@GoitomAlem-ez2ms
2 күн бұрын
ዝማሬ መልአኽቲ የስምዓልና እቶም ቀዳሞት ዳሕሮት እቶም ዳሕሮት ቀዳሞት ቡዙሐት ክወጹ ክኽብሉሉ ከለው በዞም የሕዋትና ድማ ከምዚ ክትርኢ ከለኻ ባህታ ይፈጥረልካ አምላኽ ይመስገን
@letinazeray1199
2 күн бұрын
❤❤🎉
@ameteberhane3678
2 күн бұрын
🙏🏾 zemenka yebzha abona
@tewoldegebrewold2632
2 күн бұрын
Nay behaki mergieta memhrna hawuna
@meharitadesse5415
2 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስማልና ኩቡር አቦና ናይ አገልግሎት ጊዜኩም እግዛብሄር ያሓጉስኩም ።
@teklitbereket8263
2 күн бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኛን፡ኣንጻፋዊትን፡ቅንዕትን ኢያ። ቃል ሂወት የስመዓልና መምህረይ መጋቢ ሓዲስ ዘኣማንኤል መንግስተኣብ ወዲ ሊቃውንቲ ዝኮንኩም ኣቦ። ኣብዚ ዓለም፡ዘሎ ፉጡር ኩሉ ብዘይእግዛኣብሔር ኣምላክ ዋላ ሓደ ነገር ክገብር ኣይክእልን ኢዩ። ስለዚ ወትሩ ንእግዛኣብሔር ኣምላክ ለይትን፡ቀትር ከመስግን ይግባእ። ንእግዛኣብሔር ኣምላክ ዝፈርሕ ሒማቅ ተግባራት ኣይገብርን ኢዩ። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘላእለም ክትነብር ክሳብ ምጾታት ዓለም። ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን!!!
@tewelde9778
2 күн бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ንኩሎም ደቂ ቤተክርስቲያን ኣብ ስጋውን መንፈሳውን ስርሖም ኣምላክ የሰንዮም።ክብሪ ንልዑል ኣምላክ ይኩን።
@zaydzersenayZaydzersenay
2 күн бұрын
Amen ❤❤❤❤❤❤
@user-cd2ql4rm8d
2 күн бұрын
መኽሰብ ዘለዎ ምድንጋር
@zaidmehari7450
3 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን እግዚኣብሄር ይመስገን
@esutekie360
3 күн бұрын
ቃለሂወት የስመዓልና ኣቦና ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🙏
@safiyasafiya5671
3 күн бұрын
Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna. Nhawna natnael dma amlak ab zkedo msu yikun.
@ejduy
3 күн бұрын
ሐውና ኮነ ኢልካ ዘይኮንካስ እቶም ስነጥበባውያን ከይተረፈ ዝተላሉ ኣሎው። ሐውና ናይ ጸላኢ ኣብ እምነታ ከባላሽይ ዝጥቀመሉ ስልቲ ክንፈልጦ ይግባእ። እቲ ገካዮ ዘለኻ ካባ ናይ በተክህነት ኣብቶም መልኣኽታት ዘሎ ሰብ ክንፊ ይመስሎ ግን ኣይኮነን እንታይዳኣ እቲም ርኹሳት ኣመንቲ ሰያጣን ዝገብርዎ ምልክት ንዓና ንምሽዋድ ብዙሕ ሜላ ይጥቀም እታ ምልክቶም V እያ ቅርጺ ናይ ክንፊ ከምኡ ኣይኮነን ብክልተ ጎኒ V ብዓቢ ማለት እቲ ካላይ ምልክቶም ክልተ V ብላዕልን ብታሕትን ዝተግጣጠማ እየን። ከሙ ኣብ ኣደና ማርያም ውን ብልሽው ዝኾነ ስእሊ ይስእሉ በቲ ምዕርባውያን ዝገርዎ መናውራ ልክዕ እንዳመሎም ይኽርውን ምናልባት እቶም ናትና ዝጋገዩ ዘሎው መስለኒ ንቅድስት ኣዴና lipstic ኣብ የእዳዋ ሕኛ ከሙኡ ኣብ ሐደ ገዳም ዝረኣኽዎ በዚ ዓዲ ኻላ ሐሊፍካ ዘሊ ገዳም እዩ ይመስለኒ ኣደና ማርያም ጡባ ቃልዕ ኣውጺኣ እንድጠወት ንጎይታ እዚ ጊጋ ተባሂሉ ኣብዚ ምዕራባውያን ነሩ ሕጂ ኣልየሞ የለን። እዚ ተለቂሖም ዝገብርዎ መናውራ ነፍስወከፍ ኣስእል ብጥቃቀ ትዕዝብቲ ክግበረሎም ኣሎዎ በዓል ቅዱስ ሚካኤል ኮነ ካልኦት ሰንሱር ክግበር ኣሎዎ ነቶም ስነዝጥበባያን ክምከሩ ኣሎዎም።