ሕብረተሰብ ኣከለ ጉዛይ ፍትሓዊ ሕብረተስብ ምኻኑ ሑሉፍ ታሪኹ ይምስክር 3 ሰለስተ ቢሄር ዝሓቖፈ ብስምምዕ ዝነብር ሙእዙዝዝ ባዓል ሕግን ስርዓትን

  Рет қаралды 3,030

mera TV  degiean ደጊዐን

mera TV degiean ደጊዐን

Ай бұрын

Пікірлер: 19
@asternegasi7594
@asternegasi7594 Күн бұрын
💙💙💙
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 3 күн бұрын
አልልልልልልልል ኣጀኩም ኣንቱም አሪትራ ዚመስረትኩም ብድኪኩም መስዋአቲ ኪሳብ ሂጂ ትከፍሉ ኣለኩም አንታይ አሞ ኮልካል አንዶ ኮይኖምና አዞም ተከተልቲ ሚልኪ
@user-ke1bd2ni7e
@user-ke1bd2ni7e 29 күн бұрын
Akeleguzay bzey ertra si entayu turgumu? Weys nay deqi kebabi merakebi ekum delikumo?
@user-tc1jy6qs3q
@user-tc1jy6qs3q 24 күн бұрын
ኤሪትራ ብዘይ ኣከለጉዛይ ከ እንታይ እዩ ትርጉም ዘለዋ ኤሪትራ ኣይተድልየናንን ዝበለ ጹሑፍ ኮነ ቪዶ የለን ኣብዚ
@cellam1960
@cellam1960 22 күн бұрын
ኤረ በጃኹም ኤርትራ ጸቢባትናስ አብ ክባ ዑጽዋ ናይ አውራጃ ክንአቱ አብ መበል 21 ክ/ ዘመን ሕሰቡሉ አብ ዞባዊን ሀገራዊ አህጉራዋን ጠሙቱ ምስ ምሉእ አኽብሮት ውልቃዊ ርእቶይ እዩ
@habtomtsegayhhabtom8476
@habtomtsegayhhabtom8476 18 күн бұрын
Nkid tray deki akele jeganu selehzbom zhalfu mkankum aregagixkum ekum
@monenmerah2565
@monenmerah2565 6 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@BiniamTeklemariam1
@BiniamTeklemariam1 6 күн бұрын
ወዲ ኣፈወርቂ እንታይዩ ዝበለ ደቂ ሓደ ከባቢ ዮም ዝቃወሙኒ ኢሉ ኔሩ እቲ ዝሐጉሰኒ ካብ ሓማሴን ,ኣከለጉዛይ ,ሰራየ ይውለድ ኮይነ ተረኺበ ብምርጫይ ኣይኮነ ብዕጫይ: ኣባሓጎታተይ ኣውኡ ጸኒሖምኒ ኣውኡለኹ ካልእ ትርጉም ኣይህቦን ኣብ ዶብ ዘይብሉ ኤውሮጳ እንዳነበርኩ ዶባትን ዓሌትን ክጭርሕ ኣይነብርን እዝኒ ዘለዎ ክሰምዕዩ ወድሓንኩም
@teklenara9386
@teklenara9386 19 күн бұрын
ጹሩያት ደቂ ኣኮሎጉዛይ ድኩም እሞ ካብቲ ንሓመዱ ሕውስዋስ ወጽእኩም ብሽም ኣኮሎጉዛይ ክትዛረቡ ከሎኩም ኣኮሎጉዛይ ኣብ ኤርትራ ስላ ዘላ ንኤርትራ ከይ ጠቀስካ ምሕላፍካ የሕዝነኒ። እንበር ብጽሩይ ንምሕደራ ኣኮሎጉዛይ ምዝራብ ጥራሕ ዘይኮነስ እንታይ ክንጋብረላ ብኩሉ ወገናታ ብጽርግያታት ነራክባ ዘድልያ ንግበረላ ህዝብና እንታይ የድልዮ ጽሩይ ማይ ትምህርቲ ድዩ እልካ ክትዝቲ ትክእል እካ። እስኩም ግን ካብ ጨንፈር ንሓመዱ ሽም ቀይርኩ እኩም ትመጹ ደሎኩም።ምክንያቱ ሰማያዊ ጨርቂ ኣብ ክሳድካ ትጋዓዘ ምክንያት የብልካን።ኤርትራ ኣኮሎ ጉዛይ ዝፈልየን የሎን። ባደራ ኤርትራ ድማ እታ ብደም ሰማእታት ዝመጸት ቀያሕ ቀጠልያ ሰማያዊት ብጫ እያ ከዘካክረካ። ነዚ ኣምንካ ምስትከይድ እካ ብዛዕባ ኣውራጃ ኣኮሎጉዛይ ትዛረብ መጀመርያ ኤርትራዊ ኩን ።ካብዚ ሀጠውቀጠው ውጹ።ኣኮሎጉዛይ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ መሬት ምካና ክሕብረኩም ይፈቱ።ደም ናይ ኩሉ ብሄራት ኤርትራ ፈስስዎ ስለዝኮና።ንኩሉ ከምዝብጸሖ ክሕብረኩም ይፈቲ።ካብዚ ጸቢብነት እንተውጻእኩም ዝሓሸ ኮይኑ ይስምዓኒ።ካብ ውዲ ዓደብዑር ኣኮሎጉዛይ።
@Serafuael6666
@Serafuael6666 24 күн бұрын
Abzlos qurub iba Hdb ablu bOalet kekabb ayserHn nhzbna naxa mwuxa nHseb Antay ykowun aloseb Atom abotatke bejakum Aba
@MuluAbraha-wi8yd
@MuluAbraha-wi8yd 10 күн бұрын
ሰስኑ ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ
@ej2832
@ej2832 23 күн бұрын
Sesinu deki Akele Guzay mis Eritreana
@Latina-uy4lf
@Latina-uy4lf 19 күн бұрын
እዚኦም፡ኩሎም፡ትግራይ፡ትስዕሪ፡እዮም፡ኣብ፡ኤረትራ፡ኣዉሪጃ፡የሎን፡ዞባ፡ደብብ፡ኢዩ፡እንዳ፡ትግራይ፡ትሰዕሪ፡ንሰ ኩም፡ቁልዉላዉ፡መንነት፡ዘለኩም፡ደቂ፡ሓደ፡ብዕራ፡ቆንዳፋት
@shimejenaadey8260
@shimejenaadey8260 3 күн бұрын
Letebran akas qlwulaw mennet zeleki nski tray kondaf, ezom zoba tblu adi zeyblkum deki dikala Iseyas Afeworki zmerahikum abta zoba tbl tehabiekum alekum Deki funfunat, we rejected Zoba, we believe in Awuraja
@BiniamTeklemariam1
@BiniamTeklemariam1 6 күн бұрын
ወዲ ኣፈወርቂ እንታይዩ ዝበለ ደቂ ሓደ ከባቢ ዮም ዝቃወሙኒ ኢሉ ኔሩ እቲ ዝሐጉሰኒ ካብ ሓማሴን ,ኣከለጉዛይ ,ሰራየ ይውለድ ኮይነ ተረኺበ ብምርጫይ ኣይኮነ ብዕጫይ: ኣባሓጎታተይ ኣውኡ ጸኒሖምኒ ኣውኡለኹ ካልእ ትርጉም ኣይህቦን ኣብ ዶብ ዘይብሉ ኤውሮጳ እንዳነበርኩ ዶባትን ዓሌትን ክጭርሕ ኣይነብርን እዝኒ ዘለዎ ክሰምዕዩ ወድሓንኩም
ሩታ ደነገጠች.መሽኚያሽ ወርቅ  ቲቪውን አጠበችብን😱
20:07
AB Tube አብርሽ ቱዪብ
Рет қаралды 127 М.
EVOLUTION OF ICE CREAM 😱 #shorts
00:11
Savage Vlogs
Рет қаралды 12 МЛН
Inside Out Babies (Inside Out Animation)
00:21
FASH
Рет қаралды 24 МЛН
Box jumping challenge, who stepped on the trap? #FunnyFamily #PartyGames
00:31
Family Games Media
Рет қаралды 22 МЛН
Пранк пошел не по плану…🥲
00:59
Саша Квашеная
Рет қаралды 7 МЛН
Wedi Mobae 🦁💙💙💙
9:04
MB Entertainment
Рет қаралды 4,8 М.
ጉዕዞ ናብቲ ዝሓዘንኹሙሉ ቦታ. . . @AlajeMedia
25:34
EVOLUTION OF ICE CREAM 😱 #shorts
00:11
Savage Vlogs
Рет қаралды 12 МЛН