ሕቡእ በረኸት! ገዳም ኣቡነ ምናሴ ትኹል ገዳም ኣባ ስምዖን ዓዲባስምኦን/

  Рет қаралды 89,882

HIRUT TV

HIRUT TV

Күн бұрын

Пікірлер: 234
@DanayAbrham
@DanayAbrham Жыл бұрын
ኣሜንንን ቃለ ህይወት የስምዓልና በረከትን ረድኤትን ናይ ኣቦና ኣቡነ ምናሴን ኣቡነ ኣባ ስምዖንን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያንን ምስ ሃገርና ኤርትራን ጸኒዑ ይንበር እናበልና ናይ ብሓቂ ታሪክ ገዳማት ኤርትራ ተላልዩና ዘለኩም ክብሪ ይሃብኩም ዘመን ኣገልግሎትኩም እግዚኣብሔር ይባርከልኩም እናበልና በጃኩም ዝጠፍኡ ገዳማትና ክተምጽኡልና ንላቦ ከም ገዳም ኣቡነ ኣብየ እግዚእ ደቀምሓረ ጥቃ ማይ ዕዳጋ ከባቢ ዝርከብን ገዳም ኣንገበን ኣቡነ ዕንቖ ብርሃን ደቂ ሽሓይን ገዳም ዓደርደ ኣቡነ ፊሊጶስ ዘደብረ ቢዘን እንዳ ኣንስቲ መነኮሳይት ኽከውን ዝገደምዎ ገዳም ንመጀመራ እንዳ ኣንስቲ ገዳም ዝተገደመ ኣብ ገድሊ ኣቡነ ፊሊጶስ ተገሊጹ ዘሎ ክተምጽኡልና ብትሕትና ንሓትት።
@SamuelKidane-dg5zc
@SamuelKidane-dg5zc Жыл бұрын
በረከት ናይ አቦና ምኔሴ ናይ አቦና እንዳባስሞዖን ይከፈለና አሚን 🙏🙏🙏
@mnasetewolde5034
@mnasetewolde5034 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ቡሩካት የሕዋተይ ኣቡነ ምናሴ ወስምኦን ይሓልውኩም
@miriamhabtay5439
@miriamhabtay5439 Жыл бұрын
Amen amen amen,qal hywet yesmean.bereketn redietn nay abune mnasien aba smonn ayfeleyena
@nolawi30com88
@nolawi30com88 Жыл бұрын
ኣነስ ሓንቲ ገዳም ናይ ሃገርና ከይረአኹ ወጽየ ኣምላኽ ዕድመ ይሃበና ክንርእዮ
@negasahle3494
@negasahle3494 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ጸጋኡን በረኸቱን የብዝሓልኩም።ልዕሊ 20 ዓመታት ንድሕሪት መሊስኩምኒ።ትኹል ጥዑም ዓዲ።ተቐባሊ ጋሻ መግለጺ ዝኸውን ቃላት ይሓጽረኒ።ደጊመ ንኽርእዮ ፈጣሪ ይሓግዘኒ።ደጊመ የመስግነኩም።
@muluebrhaneyob4630
@muluebrhaneyob4630 Жыл бұрын
❤May Eritrea orthodox tewahdo live forever ❤
@ghenetmehari233
@ghenetmehari233 Жыл бұрын
እግዝአብሄር ጸጋ አብዝሕልኩ ንዕና ሃገርና ታሪክና እተፋልጡና ዘለኩም ነመስግነኩም በርቱዑ ❤
@wdasenguse8552
@wdasenguse8552 Жыл бұрын
ክንደይ ሓርጎጽጎጽ ዝበዝሖ ቦታታት ምስ ስዓብትኻ እንዳ ከድካ ስፍራ ቅዱሳን በርቢርካ ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ተኸታተሊኻ ብዝተዋህበካ ጸጋ በረኸት ስለ ዘካፈልካና ኣዚና ነመስግነካ እግዚኣብሄር ኣብዓንደወቁ ይጽሓፈልካን ጸጋ በረኸቱ የብዝሓልካን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ❤❤❤
@filimonghebrekrstos2248
@filimonghebrekrstos2248 Жыл бұрын
ብኡነት ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዘሓልካ ድያቆን በረከት ቅዱሳን ኣቦታትና ይሕደረና
@sniteritrea4069
@sniteritrea4069 Жыл бұрын
የሕዋት እዛ Chanel መታን ክትዓብየልና ሸር እባ ንግበሮ like ከኣ ንግበር።የቀንየልና ነዚ መደብ ዘዳለኩም በረከቶም ኣይፈለየና🙏🙏🙏
@mihreteabandebrhan8615
@mihreteabandebrhan8615 Жыл бұрын
ኣሜን እግዚኣብሔር ይመስገን ነዚ ናይ ስፍራ ቅዱሳን ክንሰምዕ ዝገበርኩም ናይ ሰናይ ኣብሰርቲ ብምኻንኩም ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣብ ሰማይ ይሃብኩም። ደስ ዝብል እዩ፡ ዝሓለፈ ሰእን ምፍላጥናን ስንፍናናን ቅዱስ እግዚኣብሔር ይቅረ ይበለና። ካብ ሕጂ ግን ንሰናይ ክንስዕብ ጸሎት ቅዱሳን ኣቦታትና ይርደኣና።ኩላትና ነዚ በረኸት ተካፈልቲ ንኹን ኣሕዋተይ ንኩሉ ክሰምዕ ሸር ንግበሮ።
@meronabrhaley9181
@meronabrhaley9181 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን በረከቶምን ረዲኤትን ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና🙏🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@NxhaGebreyowhans
@NxhaGebreyowhans Жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ዘብል ኢዩ በረኸትን ረዲአትን ናይዞም ኣቦታትና ኣቡነ ስምኦን በረኸት ኣቡነ ምናሰን ተኻፈልቲ በረኸት ይበለና ፡ ኣነስ ሓንቲ ክትተሓባበሩኒ ደልየ ነይረ ገዳም ኣቡነ መቃርዮስ ምስ ኣዲኦም እምነ ሰበረ ከምኡ ውን ደብረ ማርያም ከባቢ ዓረዛ ብዛዕባ ታሪኾምን እቲ ቦታ ውን ክንደይ ኪለመተር ሓበረታን ደልየ ነይረ ከይድኩም ከምዚ ናይ ብዙሓት ገዳማት ተርእዩና ዘለኩም ከይድኩም ከም ፍቃድ ኣምላክ ክትሕብሩና ተስፋ ይገብር ነዚ በረኸት ክንሳተፍ ትገብሩ ዘለኩም ከኣ እግዚኣብሄር ዓስቢ ድኻምኩም ይሃብኩም
@NxhaGebreyowhans
@NxhaGebreyowhans Жыл бұрын
ይቅረታ እታ ስም ኣዲኦም ናይ ኣቡነ መቃርዮስ እምነ ሶሎሜ ኢየን ዚበሃላ ተጋግየ ጽሒፈያ ኣለኩ
@EferomAfewerki
@EferomAfewerki 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና በረከት ናይ ቁዱሳን ኣይፈለየና አዝጋብሄር ኣምላኽ ይባርኩም
@amineguesh8230
@amineguesh8230 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦታት በረኸት ናይ ኣቡነ ዮናስ ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስቲኣን የኩን ኣሚን ። ተወሳኺ ካኣ ናይ ገዳም ሰርቐብርሃን መራጉዝ እባ ከምዚይ ገርኩም ምስ ህዝቢ ኣላልይዎ በጃኩም ብዝሕ ታኣምር ኣሎዎ።
@goytomhabtom1208
@goytomhabtom1208 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በርክቶም ረዲኤትን ቅዱሳና ናይ ኣቦና ስምኦን ኣቦና ሚናስን ይክፈለና
@GoitomAlem-ez2ms
@GoitomAlem-ez2ms Жыл бұрын
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሐልኩም የሕዋት ብጸሎቶም ሰላም ይግበረልና እዛ ሃገርና❤
@yerusalemtsehaye7149
@yerusalemtsehaye7149 Жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna egzabher tsegu yebzahlkum❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@awetasmerom6674
@awetasmerom6674 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኹን በረኸት ናይ ቅዱሳ ኣቦታትና ኣባ ምናሴ ናይ ኣባ ስምዖን ምስ ኩልና ይኹን እግዚኣብሔር ከምዚ ጌርኩም ነዚ ዘይፍለጥ ዝነበረ ገዳማትና ዘላለኹምና ብስም እግዚኣብሔር ነመስግን ናብ ንቡር ክንመልሶ ናይ ኩላትና ሓላፍነት ኢዩ።
@himannuguse2751
@himannuguse2751 Жыл бұрын
በረከቶም ወረዲኤቶም ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ምሰ ኩላትና ይኹን ነዚ በረከት ክነካፈል ዝገበርኩ እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጋኩም የብዛሓልኩ
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና በረከቶም ይሕደረና
@fshalefsha2735
@fshalefsha2735 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ረዲኤትን በረከትን ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና
@PeaceandJustice872
@PeaceandJustice872 Жыл бұрын
Akerariba, editing kotas kulu bulux nay bihaki 🔥
@ikkmii
@ikkmii Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ቃለ ሂወት የስመዓልና❤❤❤❤ ኣቤት ገዳም በረኸቶም ጸሎቶም ኣይፈለየና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mebrahtomweldeslassie4495
@mebrahtomweldeslassie4495 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ ዝብል፡ ተኻፈልቲ በረኸት ይግበረና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም፡ ጽቡቅ መደብ ኢኹም ትገብርዎ ዘለኹም እሞ ኣጆኹም ቀጽልዎ፡ካብ ኣምላኽ ርኸብዎ ዓስቢ ድኻምኩም ክቡራተይ።
@GoitomAlem-ez2ms
@GoitomAlem-ez2ms Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን አቦታት ቡጹዓን ድሃበና በረኸትኩም ይሕደረና
@MichaleElyas-b1f
@MichaleElyas-b1f Жыл бұрын
ኤሜን አሜን ኤሜን በረከቶም ናይ ቁዱሳን አቦታትና አይፈለየና ነቶም ድኻሙኳም ከይ ጸብጸቡኩም በረከት ናይዚ ገዳም ዘካፈልኩሙና እግዚአብሔር ጸጉኡ የቡዛሓልኩም : ቀጽልዎ ብሩኹት የሕዋተይ
@Footballworld1644
@Footballworld1644 Жыл бұрын
Egziabhier amlakna bana bdukumat baritu zkeberen ztemesgenen ykun amen. Orthodox ☦ Church ⛪ for ever!
@tekleweynikahsay1168
@tekleweynikahsay1168 Жыл бұрын
ዓደይ ማረይ ሎሚስ ይመጻኪ ይከዉን ግዜ እባ ነዉሕና እንዳባስሞዖን ❤በረከትኩም ኣይፈለየና ። ኣቦይ ማዓረይ ድሕሪ 9 ዓመት ገጽካ ርኤ አይይይይይይይ ኣቦይ ምናሴ ሓልወኒ በል እስከ ❤❤❤❤
@Finan_wel
@Finan_wel Жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና ኣቦታትና መምሃራንን ኣሕዋትናን እግዚኣብሔር ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ይቐድስ በረኸት ናይ ኣቦታትና ቅዱሳን ኣቡነ ምናሴን ስምኦንን ይኽፈለና እግዚኣብሔር
@azekriedengleyadegoytay5981
@azekriedengleyadegoytay5981 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን አግዛኣብሂር ኣምላክ ዓስቢ ደካምኩም ይክፈልኩም ❤❤❤
@augenstern2691
@augenstern2691 Жыл бұрын
ታሪክ ናይ አንዳ ሰማአት ፡ ኣብ መንጎ ዓጸጸረን ቀነንቅብዓ ዝርከብ። አቲ መንሳዒ ፡ ብንእስነተይ ዝማላለሶ ዝነበርኩ። አባ ኣቅርብልና ከም ፍቃድ ኣምላክ ??
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 7 ай бұрын
❤🕯እግዚአብሔር ይመስገን 🕯❤ አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዓልና .ናይ ቅዱሳን አቦታትና በረከቶም ይደረና 🤲🤲🤲
@ኦጎይታብመንገድኻምርሓኒብ
@ኦጎይታብመንገድኻምርሓኒብ Жыл бұрын
በረከቶም ወረዲኤቶም ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ምስ ኩላትና ይኹን ፍቁራተይ በረኸቱ የብዝሓልኩም ጻዕርኹም ብጽድቂ ተዓደልዎ ኣሜን፡🙏🙏🙏
@milenamehari2256
@milenamehari2256 Жыл бұрын
✝️✝️✝️Amen Amen Amen 🙏🏼
@danielhabtom4569
@danielhabtom4569 Жыл бұрын
ብሓቂ ዘደንቅ ታሪክ ኣቦታትና ጽድቅን ኣቦ ምናሴ ኣባ ስምዖን በረክቶም ንምስኩሉና ይኩን እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣሰር እምነቶም ክንክተል እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይሓግዘና ከምኡ ገዳም ክንሃንጽ ይደግፈና ፈጣሪ። ናይ ኣዴና ቅድስቲ ቅዱሳን ኣማላድነት ምስኩሉና ናይ ቅዱሳን መላእክቲ ረዲኤት ኣቦታትና ጻድቃን በረከት ምስኩሉና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን።ብፍላይ ሓውና ድያቆን ብሓቂ እዚ ኩሉ ክንፈልጥ እትገብሮ ዘለካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓስቢ ይሃብካ ታሪክ ኣቦታትና ብሕጂ እውን ዝተረፈ ኣምላኽ ይሓግዝካ።ናይ ኣጎልግሎት ዕድሜካ ይባርክ❤
@aduadu7632
@aduadu7632 Жыл бұрын
ተመስገን ኣምላክ ኣቦታትና ደው በሉልና ፡ በረከቶምን ረዲኤቶምን ናይ ቅዱሳን ኣይፈለየና🎉፡ ከምዚ እንዳገበርኩም ዘሎ ገዳማትና ኣፋልጡና፡ ተመስገን ❤❤ ሰላም ን ሃገረ ኤርትራ❤❤
@augenstern2691
@augenstern2691 Жыл бұрын
ምናሲ በሪኺ ኣበይ ካላይ ግዜ ዝበጽሃካ ይግበረኒ። በረከቶምን ጸለተምን ኣይፈለየና።
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Жыл бұрын
Qal hiwet yesmalna abtatna nay aba simon nay aba minase brketom yekflena❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@Nebyat6790
@Nebyat6790 Жыл бұрын
Amen amen amen 🙏🏾 Abotatey ahwatey kal hiwet ysmalna berket nay abune mnasein abna smon ayfeleyena amen 🙏🏾 🙏🏾🙏🏾
@EfremEseyas
@EfremEseyas Жыл бұрын
እዋይ ቱኩል ጽሙዋ ተዋሒጣ ኣምላክ ናብታ ንፈትዋ ዓድና ብሰላም ይምለሰና ፡ብናሰ ብሪክ ብሰላም ክንምለስ ጾሎቶም ኣይፈለየና
@hagerteweldemedhn7338
@hagerteweldemedhn7338 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በርከቶም ናይ ኣቦና ስምኦን ኣቦና ሚናሰን ይክፈለና 🙏❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣቦይ በጃኻ ንህዝብና መንፈሳዊ ኣዓንቱ ኣብርሃሉ። ብድሓን ብጀኻ ብእየሱስ ክርስቶስ ብማንም የልቦን። በጃኹም ፡ ነዚ ህዝብንስ ወንጌል ኣበስረዎ።
@medashishay2626
@medashishay2626 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ በረኸቶም ይክፈለና
@erihagerey7072
@erihagerey7072 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ብሩኻት የሕዋት
@freweynihabtemichael5842
@freweynihabtemichael5842 Жыл бұрын
Aseyyyyyy teadilkum Egziabhier yebarekka geozo kudusan yegberelkum
@sabaghumbot5485
@sabaghumbot5485 Жыл бұрын
በረከተ ናይ ቅዱሳን አቦታትና አይፈለየና ።
@alemgebremedhin5235
@alemgebremedhin5235 Жыл бұрын
Amen Amen berkit nay Abottna mes kulna ykun
@sabazeromtesfai7502
@sabazeromtesfai7502 Жыл бұрын
ኣማላክ ይባርኹም🙏🙏🙏🇪🇷🌹🌹🌹🌹💕💐💐💐
@haderakelati1160
@haderakelati1160 Жыл бұрын
ብሓቂ ናትና ከሎና ናብ ካሎኦት ሃገራት ክንጎይ ኢና ንረአ እቶም ዘይጣዓሞም ሲ ዳሓን እቶም ዝጥዕመና ቅድስቲ ሃገርና ኮላትና ንምንታይ ሃገርና ገዲፍና ናብ ካሎኦት ንኸይድ ይገርመኒ ኢዩ። በጃኹም ቅድስቲ ሃገር ኣላትና እቶም ዝጥዕመና ኣድባራት ሃገርና ንኽብርን ንብጻሕንሞ ጻማን ምሕረትን ኪንረክብ ኢና ።
@stighehanaghebreyesus1696
@stighehanaghebreyesus1696 Жыл бұрын
Hadera Kelati ኣነ እውን ከማኻ ኢዩ ሓስበይ ብፍላይ በዚ ሎሚ ንርእዮን ንሰምዕን ዘለና ናይ ጮሎት ኣዲስ ኣበባ እንዳኸደ ክትርኢ ከለኻ ብጣዕሚ ኢኻ ትጉሂ ይስማዓካ ስለምንታይ ካኣ ከምኡ ያከውን ናትና እንዳሃለዎና
@danaiteyob7456
@danaiteyob7456 Жыл бұрын
ኣሰይይይ በረከትኩም ይሕደረና በረከት ቅዱሳን ኣቦታትና ምስ ኩልና ይኩን ነዚንምስላም የብቀዓና ❤
@dawittekleab9118
@dawittekleab9118 Жыл бұрын
ኣቅረብቲ መደብ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጸግኡ የብዛሓልኩም
@ተስፋኢዩስንቀይ-ጀ5ፀ
@ተስፋኢዩስንቀይ-ጀ5ፀ Жыл бұрын
ኣሜን 🥀🙏ኣሜን 🙏🥀 ኣሜን 🙏🥀ቃል ሂወት የስምረልና በረከቶም ይሕገልና 🙏🥀🙏🥀🙏👉🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wedieritrea3813
@wedieritrea3813 Жыл бұрын
ኣቦታትና እዝጋኣቢሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም። ሓፍትና ፌቨን ትክክል ኣለኺ።
@habtomm5000
@habtomm5000 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ በሓቂ ቃለሂወት የስመኣልና ኣቦታት ኣሕዋተይ
@fevenandemeskel1809
@fevenandemeskel1809 Жыл бұрын
ኣሰይ ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ፍትዋት ኣቦታት ❤❤❤
@wediteklya1540
@wediteklya1540 Жыл бұрын
ቃል ሂወት ይሰማዕልና ዓደይ ማዓረይን ህዝበይን ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ሰድራና HlRut tv ka Thnkes you kab Lebi nemsgnkum
@samuelhailemichael2799
@samuelhailemichael2799 Жыл бұрын
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ክቡር ዲያቆን ሓውና ዳት❤❤❤
@kasay67
@kasay67 Жыл бұрын
ድንቅ ዝኾነ ገዳም፡እግዚኣብሔር በረኸቱ የብዝሓልኩም ክቡር ድ/ን ሓውና።
@semerehabtetiso7792
@semerehabtetiso7792 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@mebratberhane7402
@mebratberhane7402 Жыл бұрын
Amlaek Bereketom ayfeleyena Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@meazaghebre8317
@meazaghebre8317 10 ай бұрын
amen amen amen bereketom redietomn ydegfuna
@nebyattesfazgi3423
@nebyattesfazgi3423 7 ай бұрын
Amen (3) Egziabiher xegue yebizihalikum bereketom xelotom ayifeleyena
@ruthmisgun8792
@ruthmisgun8792 Жыл бұрын
Amen berktomen redatomen yikaflena yhderna , betame nimesgen beruk hawey egzabher berktut yebzhelka 🙏🙏🙏❤️
@eelnabieielnabi2772
@eelnabieielnabi2772 Жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmealna netom ab rhuq adi zelen berektom ykfelena leul amlken ❤❤
@tesfaldetbrhane7745
@tesfaldetbrhane7745 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶምን ጽሎቶምን ረዳእቶምን ኣቦናታትና ኣቦና ምናሴን ኣቦና ሰሞኦን ኣይፈለየና ምሰ ኩላትና ህዝቢ ክርሰትያን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።
@Adoniram1032
@Adoniram1032 Жыл бұрын
ኣሜን በረኸቶም ናይ ቅዱሳን ይሕደረና።
@Princesses-h4b
@Princesses-h4b Жыл бұрын
እግዚኦ መሀረና። ካብ እቲ አብ መስቀል ዝመተን ዝተሰኤን እየሱስ ክርስቶስ ምምላኽ ገዲፍካስ ናብ ፅውፅዋይ። እግዚኦ መሀረና ክርስቶስ። Have mercy have mercy. አቤት ድንቁርና !!መፅሐፍ ቅዱስ አንብቡ። ሐቀኛ ወንጌል አንብቡ።
@datlove
@datlove Жыл бұрын
ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ሓፍትና፦ ድንቁርና ዲኺ ዝበልኪ፧ ካብ ጸርፊ ዝዓቢ ድንቁርና ዶ ይህሉ ትብልዮ ኢኺ። ጠፊኦም እንተድኣ ኢልኪ ሓሲብክስ ጸሎት ክትገብርልና ኣይምሓሸን ካብ ትጸርፍና። ሓቅኺ ኩሉና ከምኡ ኢና፡ ንዘለናዮ መገዲ ኢና ነድንቕ እግዚኣብሄር ብፍቕሪ ንጠማመተሉ ግዜ የምጽኣልና።
@merhawifirzun3477
@merhawifirzun3477 10 ай бұрын
እዚ ብዛዕባ እቶም መስቀለይ ጸይርካ ስዓበኒ ዝበሎም፡መሊሱ ውን መስቀለይ ጸይሩ ዘይስዕብ ንዓይ ኣይበቅዕን'ዩ ዝበሎ ጎይታ ዝፈጸሙ ኢኺ ትሪኢ ዘለኺ።ሓቀኛ ወንጌልን መስቀል ምጻርን ክኣ ንፈተውትኻ ገዲፍካ ንምቹእ ናብራኻ ውን ሓዲካ ድኣ እያ ትጉላሕ እምበር፡ኣብ ፍርናሽ ተቐሚጥካ ዓሰርተ ግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ብምባብ ካብ ናይ ዓለማውያን ዘይፍለ ናብራ እናነበርካ ኣይኮነን።ኣብ ርእሲኡ እኳ ምስ ግጉይ ርዲኢት ሒዝካ።ንሕና ግዳ ካብቲ ጌጋ ወንጌል ናብቲ ሓቀኛ ወንጌል ተመሊስኪ ነፍስኺ ከተድሕኒ ንመኽረኪ።ነቲ ንጽህና ድንግልንኡ ንምንኩስና ዝወፈየ ኣፍሪሱ ኣብ መርዓ ዝኣተወ፡ነታ ሚስጢር እምነት ድማ ዝጨራረመ ሓድሽ ኣታራርጉማ ወንጌል ድማ ዝጀመረ፡ ብጎይታ ይኹን ብሃዋርያት ዘይትኣዘዝናዮ ውን ንስለ ወንጌል ምቕታል ይግባእ ኢሉ ደም ዘፍሰሰ ሉተር ሓለቓ ፕሮቴስታንትን ከሓድትን ካብ ናቱን መሰልቱን ሓሳብን ካብታ ዘይሃዋርያዊት እምነትን ውጺ።ንዒ ናብታ ጎይታ ዝተኸላ ሃዋርያት ዝምሃርዋ ንጽህቲ እምነት። ብሓቂ መጽሓፍ ቅዱስ ትስዕቢ ተኾይንኪ ከም ቃልኪ ክኣ ነዚ ኣብዚ ቪድዮ ዘሎ ዝገልጸልኪ ጽሑፍ እንሆ ኣብዚ ብድሒሪኡ እግዚኣብሄር ይምለስኪ ንብል። Matthew 10 ትግ - ማቴዎስ 37: እቲ ኻባይ ነቦኡን ነዲኡን ዜፍቅር ንኣይ ኣይበቅዕን እዩ። ካባይሲ ንወዱ ወይስ ንጓሉ ዜፍቅር ድማ ንኣይ ኣይበቅዕን እዩ። 38: መስቀሉ ኣልዒሉ ደድሕረይ ዘይስዕብ ንኣይ ኣይበቅዕን። 39: እቲ ንህይወቱ ዚረኽባ ኼጥፍኣ እዩ፡ እቲ ንህይወቱ ምእንታይ ዜጥፍኣ ከኣ ኪረኽባ እዩ። 40: ንኣኻትኩም ዚቕበል ንኣይ እዩ ዚቕበል፡ እቲ ንኣይ ዚቕበል ድማ ነቲ ዝለኣኸኒ እዩ ዚቕበሎ። 41: ንነብዪ ብስም ነብዪ ዚቕበል፡ ዓስቢ ነብዪ ይረክብ፡ ንጻድቕ ብስም ጻድቕ ዚቕበል ድማ ዓስቢ ጻድቕ ይረክብ። 42: ካብዞም ናእሽቱ ንሓደ እኳ ብስም ወደ መዝሙር ጣሳ ዝሑል ማይ ጥራይ ዜስቲ፡ ዓስቡ ከቶ ኸም ዘይስእን፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ። እዚ ንኾንቱ ዶ ዝተጻሕፈ ይመስለኪ ኣሎ ቃል ኣምላኽ ንሓሳባቶም ንምልምማድ ኢሎም ዝጽሓፍዎ እሞ ገሊኡ ዝጠቅም ገሊኡ ድማ ዘይጠቅም ዶ እዩ፧ ኣይኮነን ቃለይ ካብ ትሓልፍ ሲ ሰማይን ምድርን ክትሓልፍ ትቐልል ከምዝበሎ፡ቃሉ ንኾንቱ ኣይተጻሕፈን።ቃል ኣምላኽ ክኣ ከም ቃላት ሰባት ኣይኮነን። ነቶም ሕሩያት ዝቃወሞም መን እዩ ከምዝብል ቃል ኣምላኽ፡መሊስና ውን ምስ ቃሉ ኮይና ዎ እግዚኣብሄር ተንስእ እሞ ጸላእትኻ ፋሕ ይበሉ ንብል ኣለና ኣሜን።
@abrewel4331
@abrewel4331 Жыл бұрын
Amen amen amen bereket nay abune minas, bereket nay abune Simon yihderena . Nay agelgulet zebenkum yibarek
@dawitmengstab1647
@dawitmengstab1647 Жыл бұрын
ኣሜን በረኸቶም ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ይክፈለና።
@BarakiGebreGebrezgihear
@BarakiGebreGebrezgihear 5 ай бұрын
ኣሰይ ደስ ዚብለካ እንክትዝክሮ ካብ ቅድሚ ዓይንካ ዘይክወል ገዳማት ኤርትራ ን፡ነቶም ነዚ ዓስቢ እዚ ዛተካፈልኩም እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኪም።ደስ ዛብለካ መደብ።
@BereketMedia762
@BereketMedia762 Жыл бұрын
በረኸት ቁዱሳን ኣቦታት ኣይፈለየና። በሓቂ ንፋዓት መሬት ዓድና ውን ኣሪኢኹምና ናፍቆትና ኣውጺእና።ጽብቅ መደብ ቀጽልዎ።
@tekleweynikahsay1168
@tekleweynikahsay1168 Жыл бұрын
ይገርመካ እዩ ❤
@NbayNegasi
@NbayNegasi Жыл бұрын
❤❤❤ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ጸሎቶም ጸጋ ረዲአቶም ናይ ኣቦና ምናሴ ዘወትር ኣብ ዝርያና ይኹን ህዝበ እግዝኣብሔር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sam3beyan739
@sam3beyan739 Жыл бұрын
Amen (3) bereketom yhderena nay agelglot zemenkum ybarkelkum
@azebmedhin1949
@azebmedhin1949 Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏ቃልሂወት የሰማአና ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@helenfishaye-vm6go
@helenfishaye-vm6go Жыл бұрын
ተመሰገን ኣምላከይ ነዚ ዘረኣካኒ ዳት ሓወይ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ግን ከኣ ሓዚነ ኣብ ሞልቒ እንዳነበርኩ ገዳም ከምዘሎ ዘይፈልጥ ምኻነይ ሕጂ ደኣ ስደት እየ ዘለኩ ኣመላክ ኣቦይ በጃኻ ስደትና ኣሕጸረልና ዓድና ክንምለስ እናዳ ነባዓኩ😢 ረኤያ ዳት ሓወይ
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 Жыл бұрын
በረከት ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና እግዚኣብሔር ኣምላክና የሕድረልና ኣሜን።
@hailemehari4107
@hailemehari4107 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏ክቡራት ኣቦታትና ጸጋኹም የብዝሓልና ❤🇪🇷🙏🙏🙏በዚ ኣጋጣሚ ኣብቲ ከባቢውን እንዳባ ዳንኤል (ድቦኖ)ዝበሃል ኣሎ ብዙሕ ኣይተፈልጠን ግን ከኣ በቲከባቢ ዓቢ ኣፍልጦ ኣሎዎሞ ኣቃልቦ ተጌሩሉ ምስ ቅዱሳን ገዳማትና ክስራዕ ብትሕሕትና ርኢቶይ ይህብኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@freweynifsehaye
@freweynifsehaye Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመኣልና በረከትን ረዲአትን ናይ ኣቡነ ምናሰን ኣቡነ ስምኦንን ምስ ኩልና ይኩን
@zufanmengistu5612
@zufanmengistu5612 Жыл бұрын
አሜን ኣሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ❤❤❤❤❤
@mehrethabteselassie5307
@mehrethabteselassie5307 Жыл бұрын
Bereketomn rediatomn ayfeleyena amen amen amen 🙏🙏🙏
@filimonkidane8415
@filimonkidane8415 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏🙏🙏
@yacobhaile-rn4nx
@yacobhaile-rn4nx Жыл бұрын
በረከት ናይ ቅዱሳት ኣቦታትና ኣይፈለየና
@bisrathabte5832
@bisrathabte5832 Жыл бұрын
Amen❤❤❤ bereketom xelotom ayfeleyena .egziabiher xeguu yebzhalkum diyakon hawey ab zmexie nay kalie gedam tarikh hizka ktmexana bereketom knsatef kemfkad amlak knxibe ena ❤❤❤ diyakon hawey egziabiher nay agolgulot zemenka ybarik amen
@selemawyannukun4736
@selemawyannukun4736 Жыл бұрын
ኣሚየን (3) በረኸት ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና ። ትኹል ዓድና ዘርኣኹምና ኻኣ ኣምላክ ጸጋኹም የብዛሓልኩም
@selamtesfuberhane
@selamtesfuberhane Жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏Aseyyy xega berktu yebzhlkum amlak
@zebibmebrahtu3828
@zebibmebrahtu3828 Жыл бұрын
Amen amen amen berketom rediotomn nay aba minasen aba simion ayfeleyena.
@selamzemen1730
@selamzemen1730 Жыл бұрын
Bereketu yekafilena amen 🙏🙏🙏
@dawitweldemichael2064
@dawitweldemichael2064 Жыл бұрын
ጸጋ በረከቶም ኣይፈለየና ክቡራት ኣሕዋት ዓስቢ ቅዱሳን ይክፈልኩም ብጣዕሚ ደስ ዘብል ድካምኩም ከይጸብጸብኩም ከምዚ ጌርኩም ስፍራ ቅዲሳን ክትብርብሩ ብስም እግዚኣብሄር ይላቦ እቲምንታይ ካብዚ መደብኩም ብዙሕትምህርቲ ስለዝርከብ ድኩም ሓውኩም
@bokreyohannes7502
@bokreyohannes7502 Жыл бұрын
ኣሜን በረኽቶም ምስኩላትና ህዝበክረስትያን ይኹን ነቶም ነዚ ታሪኽ ቅድሳን ኣቦታትና ንህዝቢ ምልላይ ዝጻዓትኩም እግዛኣቢሄር ኣምላክ ዓስብኩም ያክፈልኩም ምንያቱ ክትብገሱ ከለኹም ውን ንረብሓ ዘይኮነስ ንበረኸት ስለዝነበረ እመ ብርሃ ብጾሎታ ምሳኹም ትኩን ኣሜን ወስብሃት ለኢግዚኣቢሄር ወለ ወላዲቱ ድንግል ማርያም
@musseteklit2860
@musseteklit2860 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ወገናተይ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዘይንፈልጦ ገዳማት ሃገርና ኣለሊኹምና :ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልኩም።
@yerasew1
@yerasew1 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያሰማልን!
@semerehaile8031
@semerehaile8031 Жыл бұрын
Amen amlak xegu ybzhlkum
@samorasertu3776
@samorasertu3776 Жыл бұрын
ደግ ሰላሞም የስዕመና
@edensaymon
@edensaymon Жыл бұрын
Amen minase berik xegu yebzhalkum kburat yehwatey🙏🤲 thank you for sharing❤🤍🤲
@yohannessbhat4434
@yohannessbhat4434 Жыл бұрын
ኣምላክ ህዝብናን ሃገርናን ይባርክ
@solomonneguse9509
@solomonneguse9509 Жыл бұрын
God bless l am watching from USA
@fanatewelde9305
@fanatewelde9305 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመኦና❤❤❤
@wintughebrebrehan2013
@wintughebrebrehan2013 Жыл бұрын
ናይ ኣቦታትና ተረዳእነትን ጸሎቶምን ምስኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሕዋተይ ከኣ ብታእሚ ነመስግን ኣሜን
@miletemicheal2201
@miletemicheal2201 Жыл бұрын
Amen(3) bereketomn xelotomn misana ykun
@fetaritium5552
@fetaritium5552 Жыл бұрын
Bihaki kale hiwet yesmealna tselotomn bereketomn rediotomn nay kulom kudusan abotatna ayfeleyena kibrn misganan nigoitanan medhaninan eyesus kirstos yikun amen amen amen❤
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 48 МЛН
Ouch.. 🤕⚽️
00:25
Celine Dept
Рет қаралды 26 МЛН
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 6 МЛН
ERi-TV: ጥንታዊ  ገዳም ቅዱስ የውሃንስ ቴድረር
32:32
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 122 М.
Eritrean ortodox tewahdo sina monastery(ሌላ ገዳም ሲና)ናይ ነቢ ሙሴ
30:08
Men eu Tehatati ... a film by Elsa Kidane
1:40:16
Elsameterkosha
Рет қаралды 218 М.
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 48 МЛН