ሓንሳብ ስከ ካብ ነውጺ እዛ ዓልም ወጺእና ናብዚ ቅዱስ ገዳም ኣቡነ ሴት ንጓዓዝ። eritrean documentary @datlove

  Рет қаралды 44,373

HIRUT TV

HIRUT TV

Күн бұрын

ሂሩት ቲቪ ሰነዳዊ ፊልምታትን ዝተፈላለዩ ንመንፈሳዊ ህይወትና ዘነቓቕሑ መደባትn ዝፍነወሉ'ዩ። ስድራቤትና ብምዃንኩም ነመስግን
ኣብ ጸሎትኩም ደግፉና ሰላም ዝሰፈኖ ዘመን ይግበረልና፡ ናይ ካልኦት ገዳማት ሰነዳዊ ፊልም ውን ኣብዚ ኣለኩም፦
ገዳም ደብረ ጽጌ ግንባ ልዑል ኣቡነ ዮናስ • "ዘይዛረቡ ግና ዝበሃል ዘለዎም" ሰ...
• ክሳብ ሎሚ ዘይፈለጥናዮ ዝዓብየ ኢየ...
• ወናኒ ክልተ ገዳማት ኣቡነ ብጹእ ኣ...
ገዳም ኣቡነ ዮሃንስ ቴድረር • "እቲ ቅኑዕ ሓጎስ' ገዳም ቅዱስ ዮ...
ገዳም ጻዕዳ እምባ ስላሴ • ገዳም ጻዕዳ እምባ ስላሴ ተኣምራታዊ...
blessed land; • ብርኽቲ መሬት blessed land ...
gedam abune mnasie/aba smon • ሕቡእ በረኸት! ገዳም ኣቡነ ምናሴ...
ኣቡነ እንድርያስ ዕፉን • ተገሪመ ፡ ተሓጒሰ ሓዚነ ኣለኹ። ሰ...
ገዳም ማርያም ዓይላ • ደስ ዘብልን መሃርን ግዜ ኣብ ገዳም...
ካልኦት ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ መደባት ንምክትታል ኣብዛ ቻነል ተመዝገቡ።
እኩብ ሰነዳዊ ፊልም ናይ ዝተፈላለዩ ገዳማት • ሰነዳዊ ፊልም ገዳማት ኤርትራ 1ይ ...
ገዳም ደብረ ጽጌ ኣቡነ እንድርያስ ሰፍኣ • ብሃንቀውታ ትጽበይዎ ዝነበርኩም ገዳ...
ገዳም ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ደርዓንቶ • abune gebremenfes qdus...
ገዳም ኣቡነ ዘሚካኤል ዓዲ ዃላ • ሓጺር ሰነዳዊ ፊልም፡ ገዳም ኣቡነ ...
ገዳም ኣቡነ ኣብሳዲ ደብረ ክሳሄ • "መን'ዩ ድኻም ኢልኩም" ዘገርም ...
ማየ ጸሎት ኣባ ሰላማ ከባቢ ዓዲ ቐይሕ • "abune selama document...
ገዳም ኣባ ዮናስ ደብረድሁሃን ማይምነ • ካብ መቓብር ዝፍልፍል ዘይቲ ዘለዎ ...
© Copyright: All Rights reserved. @datlove
subscribe our you tube channel for more videos

Пікірлер: 201
@datlove
@datlove 9 ай бұрын
ቴሎፎን ኣባ ቦኽረ ሴት;-07527105 ቦታ ገዳም ኣቡነ ሴት ጴጥሮስ ተኽለብርሃን 07667702 ቦታ ኣስመራ መምህር ዮናስ ተስፋኣለም 07575122 ተሰነይ
@user-hq4dn9zr7l
@user-hq4dn9zr7l 9 ай бұрын
ንሂሩት ቲቢ ቴሌፍንኩም ሀቡና
@user-hq4dn9zr7l
@user-hq4dn9zr7l 9 ай бұрын
ናይ ገዳም ድየን ኩለን
@datlove
@datlove 9 ай бұрын
@@user-hq4dn9zr7l 07618536
@user-hq4dn9zr7l
@user-hq4dn9zr7l 9 ай бұрын
@@datlove የቐንየልና
@AlmazAlmaz-ys2yq
@AlmazAlmaz-ys2yq 9 ай бұрын
Amen Amen Amen xeletomini bereketom ayfelenan naye abotatna❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hq4dn9zr7l
@user-hq4dn9zr7l 9 ай бұрын
አቡነ እሴት አቦና አብ ስደት ዘለና ደቅኹም ሐልዉና ❤
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 9 ай бұрын
ድያቆን ዳት ሓውና፡ ስለቲ ትገብሮ ኣገልግሎት፡ ደኺመ ከይበልካ ኣብ ኩሉ ከባቢታት ሃገርና ዘሎ ገዳማትና ከተላልየና ምግባርካ፡ ዓስቢ ቁዱሳን ይኽፈልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ። በረከት ኣቡነ ሴት ድማ ምስ ኩላትና ይኹን! ኣሜን!!
@kidusanabew12
@kidusanabew12 9 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ብሩካት ብዙሕ ገዳማትና ኢና ንፈልጥ ዘለና ኣምላካ ጸግኡ የብዝሓልኩም❤❤😊
@hermontekle1418
@hermontekle1418 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ እግዛብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ
@hermonfutsumAk
@hermonfutsumAk 9 ай бұрын
እግዚኣብሄር ነዚ ዘርኣየና ክብረን ምስጋናን ይኩኖ ብጸሎት ኣቡነ ሴት ሓደ መዓልቲ ካብ ስደትና ተመሊስና በረከቶም ናይ ቁዱሳና ንካፈል ይግበረልና ,,,ዳት ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽሎ ኣምላክ ኣብ ኩሉ ጉዞካ ይደግፍካ ።❤❤❤❤❤❤❤
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 9 ай бұрын
እንቋዕ ብሰላም ምጻእካ ሓወይ ናተይ፡ክብረት ይሃበልና ብእትገብሮ ዘሎኻ ዘይንፈልጦ ቅዱሳን ገዳማትና ክንፈልጥ ጌርካ ኢኻ እሞ ኣምላኽ ጸጊኡ የብዛሓልካ።
@GoitomAlem-ez2ms
@GoitomAlem-ez2ms 9 ай бұрын
❤❤❤ቃለ ሂወት የስምዓልና 🇪🇷🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️🙏❤️🇪🇷❤️ብጸሎቶም ይሐልውልና እዛ ዓድና ብበረኸቶም የጽግቡልና ሐላል ሕዝቢ ሐላል መሬት
@ተስፋዩስንቀይ-ዀ8ኰ
@ተስፋዩስንቀይ-ዀ8ኰ 9 ай бұрын
በጃኹም ይሕዋት ላይክ ከይ ገበርና ኣይንርኣዮ ኩሉ ነዚ ዓለም ዘይቲ ፈልጦ ድቂ ዝኾነ ገዳማትና ክርኦ ምእንት ❤❤❤
@fanim.r
@fanim.r 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸቶምን ጸሎቶምን ኣይፈለየና❤❤❤😢😢😢
@NbayNegasi
@NbayNegasi 9 ай бұрын
❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤ጾሎቶምን ኣማላድነቶምን ናይ ኣቡነ ሴት ኣይፈለየና ህዝበ ክርስትያን❤❤❤❤❤❤
@filmontedros9772
@filmontedros9772 8 ай бұрын
በረከት ናይ ኣቦና ሴት የካፍለና ብሩከይ ጽቡቅ በሓቂ ደስ ዘብል ፡❤❤ ከም ፍቃድ ኣምላክ ናዛ መዝሙር ኢባ ኣብዚ link ግበረልና ሃደራ ሃወይ ስደደልና
@ሰላመይብኣኻዩናተይጎይታ
@ሰላመይብኣኻዩናተይጎይታ 9 ай бұрын
❤❤❤ ኣሜን ኣቡነ ሴት ጸሎቶም ምስኩላትና ይኩን።
@ንግዜ
@ንግዜ Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣቡነ ሴት ጽሎቶምን በርከቶ ኣይፊለየና ዳያቆን ሓወይ እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@geremskalredae6910
@geremskalredae6910 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት የሰማዓልና ሓዉና ዲያቆን በርክት ጸሎትም ናይ ኣባና ሴት ኣይፈለየና ናሃገር ኤርትራ ኣምላኽ ይበርክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Samuel-qt6pb
@Samuel-qt6pb 9 ай бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን እዚ ታሪኽ ኣቢታትናን ገዳማትናን ክንርኢ ዝፈቀደልና መጺና ንሳለመሉ ግዜ የምጻልና በረከቶም ንክንሳተፍ ከኣ ዕሽርና ንክንህብ እግዚኣብሄር ይሓግዘና ኩቡር ሓውና ከኣ እግዚኣብሄር ጽላሉ የንብረልካ ናይ ሂወት ዘመንካ ይባረኽ።
@lulaanday3735
@lulaanday3735 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና በረከት ቁዱሳን ኣቦታትና ምስ ኩላኣትና ህዝቢ ክርስትያን ይኹን ❤❤❤
@KibromKibrom-ok1ow
@KibromKibrom-ok1ow 9 ай бұрын
ጀጋኑ ናይ ብሓቂ ኣሎ ካልእውን ኮሙኡ ጌርኩም ኣፍልጥዎ ንዓኩም ድማ ኣምላክ ጻማኩም ይክፈልኩም❤❤❤
@havenabraham5252
@havenabraham5252 9 ай бұрын
ኦ አምላከይ ሐግዘኒ ናብ ቁዱስ ቦታታትካ ክበፅሕ ቅዱስ ፍቃድካ ይኩን ❤❤❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@MulueEyob
@MulueEyob 9 ай бұрын
❤❤ Eritrean Orthodox tewahdo live forever ❤❤❤
@biniambereket2266
@biniambereket2266 9 ай бұрын
ኣሜን በረኸት ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ሴት ኣይፈለየና ገዳማትናን ታሪኽ ኣቦታትና ንኽንፈልጥ ደኺምና ከይበልኩም እትገብርዎ ዘለኹም መንፈሳዊ ስራሕ እግዚኣቢሄር ጻማኹም ይሃብኩም 🙏🙏🙏
@micealmiki4053
@micealmiki4053 9 ай бұрын
ድያቆን ብሓቂ ምስጋና ይግብኣካ እዩ፡ ከምዚ ገርካ ንገዳማት ሃገርና ስለተላልየና ዘሎኻ ዝድነቕ እዩ። እግዚአብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልካ፡ ንሕና እዞም ኣብ ርሑቕ ዘሎና ድማ ነዚ ገዳማት ንምብጻሕ እግዚአብሔር ይፍቀደልና።
@ተስፋዩስንቀይ-ዀ8ኰ
@ተስፋዩስንቀይ-ዀ8ኰ 9 ай бұрын
በርኸቶምን ጸሎቶምን ናይ ኣቦና ሴት ኣይ ፈለየና ምስ ኩሉና ህዝቢ ክርስታይን ይኩን ብሓቂ ልቢ ዝትንክፍ ገዳማትና ተላልዩና ዘለኹም እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉእ ይብዚሓልኩም ናዓና ካኣ ካብ'ዚ ናይ ስደት ጥፋኣት ተመልስና ገዳማትና እንበጻሓሉ ከብቃዓና ናይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ቅዱስ ፍቃዱ ይኹነልና ❤❤❤
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 9 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክና ይመስገን ነዚ ዘርኣየና ፡ በረከት ናይ ኣቡነ ሴት ይሕደረና ፡ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ነዚ ዝገበርኩም
@wdasenguse8552
@wdasenguse8552 9 ай бұрын
ድያቆን ዳት ሓውና ስለ ቲ ክንደይ መስገደላት ዘለዎ ጉዕዞ እናተጋዕዝካ ኣብ ኩሉ ከባቢታት ሃገርርና ዘለዉ ገዳማትና ከላልየናን በረኸት ከተካፍለናን ምኽኣልካ፡ እግዚኣብሄር ዓስቢ ቁዱሳን ይኽፈልካን ኣዕዚዙ ይባርኽካን ነዊሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ይሃብካን ❤❤❤
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 9 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ፆሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለይና ❤ ብሓቂ አነሲ ናፈቀ ዓደይ ሰደት 😢
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 9 ай бұрын
❤🕯እግዚአብሔር ይመስገን 🕯❤ አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡራት አቦታትና🙏 ናይ ቅዱስ አቦና አቡነ ሴት በረከቶም ይሕደረና 🤲🤲🤲
@micealmiki4053
@micealmiki4053 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ፡ በረኸት አቡነ ሴት የካፍለና፡ ከምዚ ገርካ ገዳም አቡነ መርቆሬዎስ ደብረ ድምኅ ከተቕረብልባ ብተስፋ ንጽበየካ።
@asmretgirmay1117
@asmretgirmay1117 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ካብ ስድርት ተመሊስና ንነግዶ ይግንረና በረኸቶም ኣይፈለየና ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@edengoytom3695
@edengoytom3695 9 ай бұрын
ድያቆን ሓወይ እግዛቢሀር ጸጋ በረኸቱ ይዓድልካ እዚ ኩሉ ቅዱስ ገዳማት ክንፈልጥ ዝገበርካ ብጸሎቶን ከኣ ካብ ስደት ተመሊስና በረከቶም ንካፈል ይግበረና❤❤❤
@HadishTekletsion
@HadishTekletsion 5 ай бұрын
እድመን ትዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ብሰላም ኣዲና ተመሊስና ገዳማት ኣድና ንርኢ ይገበረልና
@Tsdal-n7q
@Tsdal-n7q 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማኣልና በርከት ናይ ቅድሳን ሚስ ኩላትና ይኩን❤❤❤
@amansolomun-yq1gf
@amansolomun-yq1gf 9 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ታሓጉሰ መረት ዓደይ ሪኤ ቂዲሚ 10 ኣመት ዱገደፉኩዎ መሬት ዓዲናን ወለዲናን ሪኤዮ ኦ ኣምላኽ መሬት ዓደይን ስዲራይን ኪተሪኤኒ እላበወካ ሰላምታይ ናዓኹም ካብ Paris❤
@rishant9980
@rishant9980 9 ай бұрын
ክብረትይሀበልና በዚ ኩሉ ትገብርወ ዘለኩም ንዐና ንምፍላጥን ንምምሀርን ጎይታ ጸጉኡ የብዝሐልኩም አሜን
@AbielKudus-j1v
@AbielKudus-j1v 9 ай бұрын
አሜን ❤ጸሎቶምን በረከትምን ናይ ኣቦና ሴት ኣይፈለየና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@awetnasr3229
@awetnasr3229 9 ай бұрын
ኣሚን በረከት ረዲኤት ናይ ኣቡነ seyt ይህደረና ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርከልኩም
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 9 ай бұрын
ኣምላኽና ክብሪ ይኹኖ፡ ቃለ ህይወት የስመዓልና ጸጋ የብዝሓልኩም ናይ ኣቦታትና በረከት ይሕደረና!
@user-hq4dn9zr7l
@user-hq4dn9zr7l 9 ай бұрын
ፀግኡ የብዛሐልካ አርያም ዓይላ ከም እዉን እንዳ አቡነ ዮናስ ስለዘርአኻና በረኸት ረኺብና ተመሪቅና ስለዝኾና ቀፅሎ በጃኻ ❤
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና በረኸት ናይ ቁድሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና⛪️🙏✝️
@TemesgenAmlakey6721
@TemesgenAmlakey6721 9 ай бұрын
በረከቶምን ጸሎቶምን ናይ ኣቦና ሴት ኣይፈለየና ♥️♥️♥️🙏🙏🙏❤❤❤
@merhawiberaki9610
@merhawiberaki9610 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወኣት የስማዓልና በረከት ቁዱሳኣን ኣቦታትና ምስ ኩላኣትና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን ❤❤❤
@resom87
@resom87 9 ай бұрын
ኣቡነ ሴት ነዚ ዘርኣየና ክብረን ምሰጋናን እግዚኣብሔር ኣምላክና🙏🙏💕
@DanayAbraham-z3r
@DanayAbraham-z3r 9 ай бұрын
ኣሜንንን ኣሜንን ኣሜንንን ጸሎትን ኣማላድነትን በረከትን ናይ ኣቦና ኣቡነ ሴት ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያንን ምስ ሃገርና ኤርትራን ንዘልኣለም ጸኒዑ ይንበረልና ኣዳላውቲ እዚ መደብ ድማ ብሓቂ ክብሪ ይሃብኩም ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም እግዚኣብሔር ዝተረፈ ገዳማትና ማየ ጸሎታትና ዓበይቲ ሊቃውንት ሃገርና ክተምጽኡልና ድማ ብትሕትና ንሓትት ነዞም ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋትኩም ኣሓትኩም ከምዚ ጌርኩም ክተላልዩና ገዳማት ሃገርና ሓደራ ንብል ክሳብ መጺና ንርእዮ በረከት ገዳማትና በዚ ክንካፈል፡ መታን
@ሸዊትዘ-ክርስቶስ
@ሸዊትዘ-ክርስቶስ 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽካ ሓዉና ❤
@ggfgjgfh4263
@ggfgjgfh4263 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶም ይሕደረና
@FortunaWelday
@FortunaWelday 9 ай бұрын
በረከት ናይ ኣቦና ሴት ይሕደረና ፡ኢዚኣ መዝሙር ስደደልና ድያኮን ሓውና
@esayasberhane5454
@esayasberhane5454 9 ай бұрын
My Orthodox forever አሜን 🙏 በረኸቶምን ፀሎቶም አይፈለይና
@HabtomTekele-y8c
@HabtomTekele-y8c 7 ай бұрын
❤ በረከት ቁዱሳን ኣይፍለየና!። ዓስቢ ቁዲሳን የብዛሓልኩም ኣምየን።
@DanidaniNatey
@DanidaniNatey 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜንንን ጸሎትን በረኸትን ናይ አቡነ ሴት አፈለየናአ❤❤❤❤❤❤❤
@munaaman4152
@munaaman4152 9 ай бұрын
ጾሎትን ረዲኤትን አቡነ ሴት አብ ኩላትና ይኹን አሜን ዓይንልቦናና ይኽፈተልና ግቡእና ከነማልእ።
@yacobhaile-b8f
@yacobhaile-b8f 9 ай бұрын
በረከት ረድኤት ኣቦና ቅዱስ ኣቡነ ሴት ❤❤❤❤
@SirakYohannes
@SirakYohannes 9 ай бұрын
hawey amlak msaka ykun yekenielna thanks zhawey ab xolotka zekrena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yacobhaile-b8f
@yacobhaile-b8f 9 ай бұрын
በረከት ረድኤት ኣቦና ቅዱስ ኣቡነ ሴት።
@Krstos_Semra_Adey_
@Krstos_Semra_Adey_ 9 ай бұрын
ጸሎቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቡነ ሴት ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ❤❤❤ ዲያቆን ሓውና ድማ ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልኩም ክቡር ሓው.
@ezgabiherymesgen214
@ezgabiherymesgen214 9 ай бұрын
Kibret yhabelna Diyakon Dat hawna, Ezgabiher xegu yebyelkum, xelotomn bereketomn nay qudusan Abotatna ayfeleyena Amen Amen Amen
@y.okubayabraham784
@y.okubayabraham784 9 ай бұрын
Nay kudus abune Siet bereket yhderena Amen amen amen kale hiwet yesmaelna ❤❤❤
@leterufaelkiflu8230
@leterufaelkiflu8230 8 ай бұрын
ጸሎቶም,በረከቶም,አይፈለየና🙏🙏🙏
@lemlemtekle3236
@lemlemtekle3236 9 ай бұрын
Amen (3) kale hiwet yesmealna D.hawna zemen agelglotka egzabher amlak ybark xelotomn berketomn nay awne set ms kulu hzbe krstian ykun amen
@woineteklea275
@woineteklea275 Ай бұрын
Amen Amen Amen God bless you guys Thanks ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹💕💕💕💕💕
@noretawelkhar4683
@noretawelkhar4683 Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን በረኸት ቀዱሳን አቦታትና ምስኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን
@merhawiokbay
@merhawiokbay 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ብረከቱን ረዲ አቱ ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን🎉🎉🎉🎉🎉
@TirhasEyob-x8l
@TirhasEyob-x8l 9 ай бұрын
Aseyyy beal dat yonas hawna kulkum egziabiher xegu yebzhalkum
@WeldeMical
@WeldeMical 9 ай бұрын
Amlak qdusan ybarkum btgebrwo agelglot egziabhier yhegzkum❤❤❤
@yemanegoitom3387
@yemanegoitom3387 9 ай бұрын
Amen amen amen bereket nay abona set ms kulinay ykun nakum ka xegan tinan yhabkum fetari
@weldumengsteab2222
@weldumengsteab2222 Ай бұрын
amen amen amen kal hiwet yesmalna abuna siet xletom ms kuluna ykun
@semharteklemariamsemhar1980
@semharteklemariamsemhar1980 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
@TeddyOkubagerges-jb7ey
@TeddyOkubagerges-jb7ey 9 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና
@senaittesfamariam183
@senaittesfamariam183 9 ай бұрын
AMEN AMEN AMEN THEIR BLESSINGS &PRAYERS UPON US God bless you more dear brothers ❤🙏👏💕🌍🌏🌴💕👏🌴
@meronalazar1770
@meronalazar1770 8 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 yegeberilna hawey ...be nafekot kidusan moytnaaa.
@NgstiTekle-h3s
@NgstiTekle-h3s 9 ай бұрын
Aseyyyy Ellllllllllllllllllllllllll Amen amen amen Beret nay qudsan abotatna ykfelena Nhawna ka xega ab resi xega yebzhalka Keythalelka qexlo zhawey buzuh asbi aleka maarey ❤❤️❤️🙏🙏🙏
@AbTs-d7h
@AbTs-d7h 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@filmonmichael3321
@filmonmichael3321 Ай бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 Xolotomun bereketomun nay abune set ayfeleyena
@selamyohannes1993
@selamyohannes1993 9 ай бұрын
Amen Amen Amen Amen Kale hiwet yesmalna kbur hawena
@genetgebremariam3503
@genetgebremariam3503 9 ай бұрын
Thanks!
@datlove
@datlove 9 ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣብዝሑ ይሃብኩም የቕንየልና።
@FirwayniTesgay
@FirwayniTesgay Ай бұрын
Amen kal hiwet yesmealna kab bereketkum ykfelena sdetna yhxrelna neakum yemaslena neana ndukumat yehwatkum ab xelotkum zekurna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ዋካዋካ
@ዋካዋካ 9 ай бұрын
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ይትባረክ እግዚአብሔር አምላከ አበዊነ ሰላም ዲያቆን ሓውና ሰለ እቲ ገዳማት ሃገርናን ታሪኽ ቅዱሳን ብምልላይን ምንጋር እትገብሮ ፃዕሪ እግዚአብሔር ይሃበልና ።እና አመስገንኩ እየ፣ ከም ሓሳብ ድማ ምስ ሠናይ ይቕረታኡ አብ ሃገርና ዝርከብ ናግራን ተባሂሉ ዝፅዋዕ ከባቢ አሎ እሞ አብቲ ከባቢ ዝርከባ ገዳማት እንተ ሃልየን ሰንደልና ወይውን ጥንታውያን አብያተ ክርስቲያናት እንተ ሃልየን፣ ሓደራ ክብል እፈቱ። በረኸት ናይ አቡነ ሴት ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን። ወስብሐት ለእግዚአብሔር አሜን
@FxHi
@FxHi Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤🙏
@adeymariam7899
@adeymariam7899 9 ай бұрын
❤ dyakon hawuna edmen tenan yhabka bikemey kensefu nik nab Asmara dyu please nigerena ne bereket
@ksanethagos2027
@ksanethagos2027 9 ай бұрын
Amen Amen Amen bereketom ayfeleyena❤❤❤
@dinglmariamey387
@dinglmariamey387 11 күн бұрын
በረከት ናይ ቅዱሳን ምስ ኩለና ይኩን
@EferomAfewerki
@EferomAfewerki 9 ай бұрын
kal hiwet yesmalna ezgabiher amlak ybarka
@user-hq4dn9zr7l
@user-hq4dn9zr7l 9 ай бұрын
እልልልልል ነዚ ዘርአኻኒ አምላኸይ
@tsehayneshweldu4416
@tsehayneshweldu4416 9 ай бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalina Egzabihar amlak xegua yebzihalkum
@Th-si7zn
@Th-si7zn 9 ай бұрын
_በረከት ቅዱሳን ኣቦታትና ኣደታትና ይሕደረና አሜን/3/_❤❤❤❤
@TeklitkidanKidane
@TeklitkidanKidane Ай бұрын
ጸሎቶም በረከቶም የከፊልና
@danielmichael9221
@danielmichael9221 7 ай бұрын
Bahaqi ena nemesgn dn. Hawey nay adna gedam blibi Ena nafiqnayo zelena ab xolotkum zeleku nay hati hawkum
@muslimbookambamravimukku3498
@muslimbookambamravimukku3498 9 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን በረከታቸዉ ይደርብን
@segentsegazab3238
@segentsegazab3238 9 ай бұрын
Amen amen amen haweay natey 🙏💃✈️🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💙💙💙💙💙💙💙
@FilmawitFili
@FilmawitFili 9 ай бұрын
bereketomn rediatomn ms kulna ykun
@arteri1342
@arteri1342 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mebrahtusyum1507
@mebrahtusyum1507 9 ай бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna bereketom yhderena
@simonselemon4460
@simonselemon4460 9 ай бұрын
በረኸቶም ይሕደረና
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 9 ай бұрын
Kalehiwet. Yesmalna Amen.amen Amen
@nazeratsamson3438
@nazeratsamson3438 9 ай бұрын
Amen amen amen bereketom ayfelyena
@MengsBayre
@MengsBayre 9 ай бұрын
Selam deacon dat hawna kemey tkewn aleka bkulu etgebro menfesawi agolglot asbi dkamka egziabhier ykfelka. Kexile telefonka abzi entegdefkalna entay ymesleka beakmna nayzi bereket tekafelti knkewn bzterefe agolglotka ybark goyta.
@meazahabtemariam7966
@meazahabtemariam7966 9 ай бұрын
Edmen tenan yhabkum yehwatey mearey ❤❤❤
@tesfatsiondebretsion744
@tesfatsiondebretsion744 9 ай бұрын
Amen amen amen bereketomn redeatomn ms kulatna ykun
@fetaritium5552
@fetaritium5552 9 ай бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmealna tselot kudusan abotatna ayfeleyena
@yonastesfa1287
@yonastesfa1287 6 ай бұрын
Egzabhir admen tanan yhbka Natgebro klo bereketo ybzhalka brku hawey. Bmqxal Gedam nabey semati ba alalyena ab naus zoba molqi Eu zrkeb please bxhayo.💒
@rihistihaile
@rihistihaile 9 ай бұрын
Amen Amen Amen berketkum yihderena abune sem aboy
@juliaabdelaziz4751
@juliaabdelaziz4751 2 ай бұрын
Aseyyyyy des zbil bereketkum yhderena
Крутой фокус + секрет! #shorts
00:10
Роман Magic
Рет қаралды 36 МЛН
Who’s the Real Dad Doll Squid? Can You Guess in 60 Seconds? | Roblox 3D
00:34
How it feels when u walk through first class
00:52
Adam W
Рет қаралды 12 МЛН
Synyptas 4 | Жігіттер сынып қалды| 3 Bolim
19:27
kak budto
Рет қаралды 1,1 МЛН
ቊ.5 "መልሲ ንሕቶታትኩም" ቃለ ምልልስ ምስ ኣባ ኪሮስ
1:06:40
TewahdoTV Eritrean Orthodox Church
Рет қаралды 65 М.
ERi-TV Documentary: ጥንታዊ ገዳም ኣቡነ ዮናስ - ደብረ ጽጌ
40:58
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 155 М.
ሰባት ከይጸልኡኻ! 10 ዓበይቲ ምስጢራት
18:45
Aklilu H.michael
Рет қаралды 28 М.
Крутой фокус + секрет! #shorts
00:10
Роман Magic
Рет қаралды 36 МЛН