ሕዳር ጽዮን ማርያም ን 3+ 4+ ዓመት ዝተዓፀወ በሪ ፅዮን በርኺ ክፈቲ መፅየን እየን ደቅኺ

  Рет қаралды 41,280

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 306
@yordawelde4889
@yordawelde4889 10 ай бұрын
ማሕበር ኣቡነ ኣረጋዊ በረኸትኩም የብዝሃልሓዮ ምርቓ ኣዴታት ብቀሊሉ ዝርከብ ኣይኮነን እሞ ጸጋ ተዓደሉ ዞም ኣሕዋተይ ።
@faalktbeia2725
@faalktbeia2725 10 ай бұрын
አረ ሓተይ ዛ ገፅ ንዕብያ ደቂ ተዋሕዶ shere ንግበር እንኳዓ አብፃሓኩም ሓተይ ❤👏👏👏💞💙💙
@Abeba1985
@Abeba1985 10 ай бұрын
ንኩልኩም አመንቲ አደና ቅዲሲት ማረያም፡እንካዕ ንማረያም ጺዮን፡ብዓል አብጻሐኩም አብጻሐና።ከምዙይ ንዓመትመላእ ትግራይ ሰላም ኮይኑ አብ ሲደት ዘለና ብገጎሰ ብሰላም ዓቁረ አብ አኩሱም ጺዮን ናብዕሎ ይግበረና ።
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 10 ай бұрын
ሃላል ሕዝበይ ማዓረይ አታ ከመይ ዝበልካ ሕዝቢ ኤካ ሃውና ብሩክ ጀግና ሃውና እግዚአብሔር ዘመንካ የለምልሞ ጀግና ሃውና ብሩክ ኤካ እሞ እግዚአብሔር ጽግኦ የብዝሃልካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤
@senaittesfamichael3635
@senaittesfamichael3635 10 ай бұрын
እምላክ ይሐግዘና ፀሎት አዴታትና አቦታትና ይድምአልና ስላም ፍቅሪ በረከት የውርደልና እመቤቴ ምስ ወዳ ትስምአና ነዚ ሞባእ ትሕብ ዘለካ ሐውና እድመን ጥእናን ይሐብካ ማማ ካብ ራማ እየን መፂኤን እውይ ሩሑቅ እዩ መፂኤን እመቤቴ ማርያም ትሐልውኩም መገድኩም ትሐግዝኩም
@freweynidesta
@freweynidesta 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንወሃቢ ይሃቦም ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ማርየም ፅዮን መሪፃትኹም ነዚ ፅቡቅ ስራሕ እዚ ምርቃ መን ይረክቦ❤❤❤❤🙏🙏🙏
@saraasefaw3459
@saraasefaw3459 10 ай бұрын
ኣምላክ ክንካዕ ብሰላም ኣተኽን እዚ ጉዕዘኽን ጸሎትክን ድኻምክን ንመላእ ዓለም ዘድሕን ይግበሮ
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 10 ай бұрын
ተመስገን ልዑል እግዚአብሔር እልልልልልልልልልልል !!!
@ሰብኩን-ሰ3ኸ
@ሰብኩን-ሰ3ኸ 10 ай бұрын
ኣዶ ጎይታ ድንግል ማርያም ኣዴና ኣዶ ብዙሀን ኣዶ ሕዙናት ሙሉእ ሰላም ንዓድናን ንህዝብናን ለምንልና💚🙏ህዝበይ ፈሪሀ እግዚአብሔር ሙሉእ ሰላምካ ይመለስ💚🙏
@mihretnega8841
@mihretnega8841 10 ай бұрын
ኣሜን 🤲🙏 እንኳዕ ኣብፅሕና ማርያም ፅዬን ፅሎቱሙ ይሕልወና❤
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 10 ай бұрын
እመብርሃነይ ሰላምን ፍቅርን ነዚ የዋህ ህዝብና ኣዉርድሉ 🙏❤️
@GgGg-c3t5k
@GgGg-c3t5k 10 ай бұрын
ተመሰገን ፈጣሪ ነዙይ ዘርኣኻና 🙏ኣቱም ዋሃብቲ ብዝወፀ ይተካኣልኩም 🙏💖💖💖💖
@ጎልራያኩኩፉቶ
@ጎልራያኩኩፉቶ 10 ай бұрын
እሰይይይይይይይይ ተመስገንንንን ኣየ ስድት ኹሉ ግዜ ናይ ዓመት ዓመት ልብና ወኽለል❤❤❤😢😢😢😢😢😢
@almaztm1853
@almaztm1853 10 ай бұрын
እንዳአብነአረጋዊ ማህበር ማርያም በረኸትኩም ያብዛሃዮ
@ማርያመይመዝሙረይ
@ማርያመይመዝሙረይ 10 ай бұрын
_እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምካ ዮብዘሐዮ ክቡር ኣሕዋተይ እልልልልልልልልልል ክብርን ይመሰገን ንቲ ኩሉ ዝክእል እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን እመብርሃን ኣዴና ንኩሉ ዓለም መሉእ ሰላም ለምንልና ኣዶ ጎይታይ ✝️✝️✝️❤❤❤_
@jgsg5356
@jgsg5356 10 ай бұрын
መደሃኒአለም አብዝሕ አቢሉ ይሃብኩም እንኮዕ አብፀሐኩም ንዓመታዊት ፅዮን አሜን በሉ 🙏
@ABibaBeba
@ABibaBeba 10 ай бұрын
ተመስገን ኣምላኬ እልልልልልልልል እንኳዕ ብሰላም ዓመት ናብዓመት ኣሻገረና በረከታን ረድአታን ናይ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣይፈለየና
@hgf6568
@hgf6568 10 ай бұрын
ናይ ዓመት ሰባት የበለና እንኳዕ አብፀሐና ፆሎትኩም ይመላለእና አብ ሰደት ሰለና ደቅኩም አደታትና አቦታትና 🤲🤲🤲😢
@ብሪጋልተዋህዶ
@ብሪጋልተዋህዶ 10 ай бұрын
በረከትኹም ይማላለአና 😢ናብቤትኺ ንምስማዕ የብቐኒ አምላኽ ኣደዮ እመ ብርሃነይ😢
@wezefGalTewahdo
@wezefGalTewahdo 10 ай бұрын
ኣሰይ ዕልልልልልል ማሕበር ኣብነ ኣረጋዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብነ ኣረጋዊ ፃዲቅ ካብ ኮፍእ ይሓልውኩም ገዛኩም ብበረከት ይምልአልኩም ❤❤❤🎉🎉🎉
@alemdesta454
@alemdesta454 10 ай бұрын
አሰይይይይይይይይይይይይይይ💒👏በረከትኩም ይሕደረና አሕዋትና ወለድና😢💙
@amsaletefara7995
@amsaletefara7995 10 ай бұрын
ሰለኹሉ ነገር እግዚአብሔር ይመሰገን እመ ብርሃን ብአማላጀነታ ንህዝብና ንአለምና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና አሜን እልልልልልልልል
@ሙሉእሰላምይግበረልና
@ሙሉእሰላምይግበረልና 10 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዓመት ነዓመት የዑቆረና
@ተመስገንአምላኬ-ዠ8ጰ
@ተመስገንአምላኬ-ዠ8ጰ 10 ай бұрын
እልልልልልልልልልልል ተመገስን ፈጣሪ ድንግለይ ክብረን ዉዳሰን ይብፃሕኪ ብታሕጋስ ምቁፅፃር አቡኒ ለከ ሳሕጋስ እውን ትበኪ እካ😢
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 10 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ተመሰገን ሓደራኽ ፅዮነይ አዉግሕዮ ሙሉእ ሰላም ግበሪልና ዲዓመታለ ብሰላም አብፂሕና አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏ማሕበር አብነ አረጋዊ ዕዲሜን ጥዕናን ይሃቦም 🤲🤲🤲
@fanielyowhans5939
@fanielyowhans5939 10 ай бұрын
ጸሎትክን ኣይፈለየና ክቡራት ኣዴታትና እመ ብርሃን ትስማዕክን ዝሃብኩም ከኣ እግዚኣብሀር ይሃብኩም
@sarammm8627
@sarammm8627 10 ай бұрын
ተመስገን ልዑል እግዚአብሔር እልልልልልል🙏🙏🙏
@gtsgkgbc5418
@gtsgkgbc5418 10 ай бұрын
እሰይ ተመስገን አነስ ብታሕጋስ ነቢዕ ማርያም ፅዮን ምሉእ ሰላም ግበርልና ንዓድና ❤❤
@ትግራዋቲአየጓልጀጋኑ
@ትግራዋቲአየጓልጀጋኑ 10 ай бұрын
ኣልልልልልልልልል ተመሰገን(21)❤❤❤👏👏👏
@BirhanKaliay-pn5lj
@BirhanKaliay-pn5lj 10 ай бұрын
ተመስገን እንኳዕ ናብዝ ኣብፀሐክን ኣደታትና ፅብቅ ዘመን ይፍጠረልኽን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@bettyboo7783
@bettyboo7783 10 ай бұрын
እልልልልልልልልልልል ፅዯን ማርያም ሰላም ራህዋ ቅሳነት የውርደልና ብፇለትኩም ኣምላክ ሙሉእ ሰላም የውርደልና ንቷም ዝሀቡም ኣብነ ኣረጋዊ ብዘውፅእዎ ይተክኣሏም ሙሉእ ጢኢና ይሀቧም ንኣካ ንትእድል ዘለካ ሙሉእ ጢኢና ይሀብካ
@bestebeste5137
@bestebeste5137 10 ай бұрын
እንኳን ኣደረሰን 🙏🙏🙏 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተመስገን ኣምላከይ እመቤቴ ናብ ቤትኪ የብቀዐና 🙏🙏🙏
@DgvDhv-q4l
@DgvDhv-q4l 10 ай бұрын
እንኳዕ ኣብፅሕና ማርያም ፅዪን ፅሎቱሙ ይሕልወና አሜን አሜን አሜን /3/🙏🙏🤲
@edenhabtom5112
@edenhabtom5112 10 ай бұрын
አሰይ ዞምየሕዋተይ ተባተኩ ጸሎት ወለድንየሕዋትንከአ አምላክና ይስምዓዮ❤❤❤❤
@ሂዊጋልአሕፎሮም
@ሂዊጋልአሕፎሮም 10 ай бұрын
ዕልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልል ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እንካዕ አብፀሐና /ኹም ፅዮን ማርያም ኣክስኹም ኣዶ ኹልና እቲ መከራ ዝፅገበ ህዝብኺ ብቃል ኪዳንኪ ምሉእ ስላምን ምሕርትን ኣውርድልና አሜን
@frezghiokube3241
@frezghiokube3241 10 ай бұрын
ካብ ኤርትራ ኸ ገለ ኣይመጹን ወለድና ? ህዝቢ ትግራይ እመ ብርሃን ጽላላ ተንብረልኩም ምሕረት ፍቁር ወዳ ይብጻሕኩም።
@mtlalal
@mtlalal 10 ай бұрын
አይትሓዘይ እምበይ ከመይ ኢሉ ብስንኪ ዙሩጉም አስያስ ስብን ህፃውትን ፍርሒ አሎ ካብኢለ ወታደር ኮ አለው አብ ኩሉ ዶባት❤
@frezghiokube3241
@frezghiokube3241 10 ай бұрын
@@mtlalal እንታይሞ ክንብል እዞም ኣራዊት ንኣርዊት ሰበስልጣናት ህዝብና ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ኣሕዋት ክነስና ፈላልዮምና ይነብሩ ኣለዉ ። እመ ብርሃን ሰላም ተውርደልና ሩሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና።
@gedamtube
@gedamtube 10 ай бұрын
አይዞኹም ኣሓተይ ፈጣሪ ኣብዝወዶኦ ክኾን እዩ
@saragetahun7648
@saragetahun7648 10 ай бұрын
እንኳን አደረሳችሁ የእግዚአብሔር ቤተስቦቼ እንኳን አደረሳችሁ አደረስን እኘንም እነትችን ለደጆ ያብቃን ትልቅ በረከት ነው እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
@fiyorihaftey4382
@fiyorihaftey4382 10 ай бұрын
Temesgen aemlak aboy maryyyy🙏🙏🙏
@Acnt12
@Acnt12 10 ай бұрын
Brukat , xibukat aditati edimen tienan yhabikin xolotikin ylekimena brahn gexen 🍀🍀🍀🍀🍀🍀
@BerhanaBayraoma
@BerhanaBayraoma 10 ай бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን❤❤❤
@ትግራይእዩደመይTDF
@ትግራይእዩደመይTDF 10 ай бұрын
ህዝበይ ለዋህ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም እሜታችን ሓዘንኩምን ፀገምኩሙን ትቀንጥጠልኩም ኣዴታተይ ሕያዎት❤❤❤❤❤❤
@AaAa-iz6tr
@AaAa-iz6tr 10 ай бұрын
Amen (3) 🙏🙏🙏
@asfg1772
@asfg1772 10 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@bestebeste5137
@bestebeste5137 10 ай бұрын
እልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን እመቤቴ 🙏🙏🙏🙏
@gideyyohanse8155
@gideyyohanse8155 10 ай бұрын
Kemakuh tsubk srah neserhelu gize yemetsela tsion mariam tmelealkum tebareku ❤❤❤❤❤❤❤❤
@zelasiekidani7021
@zelasiekidani7021 10 ай бұрын
ተመስገን ተመስገን ተመስገን ልዑል እግዚአብሔር ኣምላክ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏🙏🙏💘💘💘
@AllApp-c2b
@AllApp-c2b 9 ай бұрын
ተመስገገን ለእለ እግዝኣብሔር ጽዮነነይ ጽላልና በረከከትክን የየካፈለና❤❤❤
@rfghjhhgc3429
@rfghjhhgc3429 10 ай бұрын
ተመሰገን ልዑል እግዚአብሔር እልልልል 🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
@ጎሳልብየቃለስናየ
@ጎሳልብየቃለስናየ 10 ай бұрын
Egziabeher ymasegn yan Hulu mekara asalefu ichin ken sasayen❤
@helenberekt3774
@helenberekt3774 10 ай бұрын
Yhwatey eigizabher eidmen teina yhabkum bethgas 😢😢 temsgen amlak zezkedme ab Mela alem zelkum Deki tigray einqa maryma tsiyon abtshkum ❤❤❤❤❤
@እንደፍቃድህኣኑረኝጌ-ቨ3ለ
@እንደፍቃድህኣኑረኝጌ-ቨ3ለ 10 ай бұрын
ኣሰይ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብኩም ኣሕዋተይ ምሉእ ሰላም ይግበረልና 🙏💚
@FreTube-b9c
@FreTube-b9c 10 ай бұрын
ኣነስ ብታሕጓስ ነብዐ እልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ተመስገን ተመስገን
@JbbfhhFhd-ee9wj
@JbbfhhFhd-ee9wj 10 ай бұрын
❤❤❤❤ ኣሰይ ዞም ኣሕዋተይ ዘወፃኣክምዎ ይተከኣልኩ ኣምላኽ ኣንታ ብሩኽ ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ
@uutgmf0gy921
@uutgmf0gy921 10 ай бұрын
ተመሰገን ኣምላክ ዕልልልልልልልልልልል 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 10 ай бұрын
Asayyyyyy Ellllllllllllllllllllllllll temesgen fetari 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤
@Selam-ib3zu4io1f
@Selam-ib3zu4io1f 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ♥️♥️🙏🙏🌿🌿🌿🙏🙏እልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤
@sahleyonas7844
@sahleyonas7844 10 ай бұрын
ኣቱም ዝሃብኩም ኣብ ጽዮን ከም ዝውዓልኩም ኢኩም እሞ ወትሩ እዳሃብኩም ንበሩ❤❤
@kokobeasfaw1504
@kokobeasfaw1504 10 ай бұрын
ኣሜን❤❤❤❤❤
@vhdghhd9687
@vhdghhd9687 10 ай бұрын
ተመስገን እግዚአብሔር አምላክ ነዘይ ዘርኣካኒ/ና
@raheelrahee9494
@raheelrahee9494 10 ай бұрын
ተመስገን ጎይታ ፅዮነይ ❤ ፍፁም ሰላም አውርድልና
@sbegge7121
@sbegge7121 10 ай бұрын
አሜንአሜንአሜን❤❤❤🎉🎉🎉እልልል❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ
@ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ 10 ай бұрын
❤ዝሃበ እግዚአብሔር ይሀባ ተባረኩ ብሓቂ❤
@kirosgege3236
@kirosgege3236 10 ай бұрын
ተመስገን እንኮዕ ናብዚ አብቀዕካ ህዝብና 🙏🙏🙏❤❤❤
@TahaniManaei
@TahaniManaei 10 ай бұрын
አንኳዕ ኣብፀሐና ማርያንም ፅዮን ተመሰገን ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 10 ай бұрын
Edmen teina yehabka maryam tsyon tehalka lebam hawey🙏🏽
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 10 ай бұрын
አልልልልልልልልልልልልልልል አንኳዓ አበፀሐኩም አብፀሐና ኩሉ ህዝቢ ትግራይ 🙏🙏🙏❤❤
@CssdFwfc
@CssdFwfc 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏❤❤❤❤❤
@rughbsnsngusbsj6668
@rughbsnsngusbsj6668 10 ай бұрын
አሰይይይይይይይይይይተመሰገን አምላክ
@samirahkfch8417
@samirahkfch8417 10 ай бұрын
Amen amen amen temsgen 🙏🙏🙏
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di 10 ай бұрын
እዝህብና ፁኑዕ ዩኣብ ልዕሊ ሽጉሩ መመስገኒ
@BirhanKaliay-pn5lj
@BirhanKaliay-pn5lj 10 ай бұрын
እንኮዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ንዓመታዉይ ክብሪ ባዓል ማሪያም ፅዮን( 21) 🙏🙏🙏🙏🙏ኣሕዋትና ብድወፀአ ይተከአልኹም🍀🙏🙏
@EduFekadu
@EduFekadu 10 ай бұрын
እግዚአብሔር ይሀብኩም ልአመታ ብሠላም ያብፅኻና
@abrehamraya2008
@abrehamraya2008 10 ай бұрын
ንሃብኩም ንበሩ ደቅ'ኖይ ከምዚ ክንደጋገፍ ከለና ደስ ይብል
@tuutttet1854
@tuutttet1854 10 ай бұрын
ተመሰገን ንዘይ ዘረአኪና🙏
@እንዳባጉናዓደይ
@እንዳባጉናዓደይ 10 ай бұрын
ኦ ኣምላከይ ሙሉእ ሰላም ግበረልና ተመስገን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hulumyalfal7516
@hulumyalfal7516 10 ай бұрын
ኣሜን፫❤❤❤❤❤❤❤
@smd7650
@smd7650 10 ай бұрын
አግዚአብሔር ይመስገን🙏🙏🙏
@ሰላመይኢኪድንግለይ
@ሰላመይኢኪድንግለይ 10 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@fatemhhfatemhh8076
@fatemhhfatemhh8076 10 ай бұрын
አሰይይይይ በረከትኩም ይሕደረና አሕዋትና ወለድና👏🙏
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di 10 ай бұрын
❤❤❤❤እሰይ ተመስገን ህዝበይ
@ik-jt6lw
@ik-jt6lw 10 ай бұрын
Amen amen amen 🙏🙏🙏❤❤❤
@Tube-te8ut
@Tube-te8ut 10 ай бұрын
እዕልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 10 ай бұрын
O Mariam xeyon lemlena amen.
@frehiwettesfay8337
@frehiwettesfay8337 10 ай бұрын
Amen❤❤❤
@akberetkidane7358
@akberetkidane7358 10 ай бұрын
Egziabiher amlak xolotken ysmae
@FreTube-b9c
@FreTube-b9c 10 ай бұрын
ንዋሃብቲ ኣብዚሑ ይሃብኩም ኣብ ዘይሓልፍ መጽሓፍ ይጻሓፈልኹም ናይ ነብሲ በረከት ይግበረልኹም ኣሕዋተይ
@ephremnega-h2l
@ephremnega-h2l 10 ай бұрын
ተመሰገን ፈጣሪ ነዙይ ዘርኣኻ fetare yemesgen enbayen mekotater alchalkum...fettare meswat nzkono mengste semeyat yehetewewm.......
@gebregzhaberhelen6581
@gebregzhaberhelen6581 10 ай бұрын
Amem Amem Amem 🙏🙏🙏
@JjJj-qh2wd
@JjJj-qh2wd 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜንን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@اللالل-ج1د
@اللالل-ج1د 10 ай бұрын
ተመሰገን አምላክይ🙏🙏🙏
@salamassalama1671
@salamassalama1671 10 ай бұрын
ተመስገን ከምላክይ ናብዚ እንዃዕ አብፅሐኩም እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልል🌹🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🥀🥀🥀
@gdggdgg-zs9ou
@gdggdgg-zs9ou 10 ай бұрын
ተመስገን ፈጣር ዳብዝ ዳረአኻና❤❤❤❤🎉🎉🎉
@AaA-b1z4u
@AaA-b1z4u 10 ай бұрын
ተመሰገን አምላክየ እብ ሰደት ዘለና ናብዚ የብቀዐና አልልልልልልልል አልልልልልልልልልልልል ❤❤❤❤❤❤
@bestebeste5137
@bestebeste5137 10 ай бұрын
ተመስገን ኣምላከይ ኣሰይ አልልልልልልልልልልል 🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏
@ክብረትጋልትግራይ
@ክብረትጋልትግራይ 10 ай бұрын
ኣስይይይ ተመስገን❤❤❤
@GhTy-o7v
@GhTy-o7v 10 ай бұрын
ተመስን ፈጣረ እስይ😢😢❤❤
@elsiatesfay4484
@elsiatesfay4484 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
@dhhduruhduduf9202
@dhhduruhduduf9202 10 ай бұрын
አሰይይይይይይይይ ተመሰገን
@genigeni452
@genigeni452 10 ай бұрын
ተመሰገን ነዚ ዘራኣካና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልል እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም
@tewodroskiffle9563
@tewodroskiffle9563 10 ай бұрын
Adetat Tigray mariam xion thalkum 😪🙏
@tsegahailay4717
@tsegahailay4717 10 ай бұрын
Amen amen Amen
How do Cats Eat Watermelon? 🍉
00:21
One More
Рет қаралды 8 МЛН
🍉😋 #shorts
00:24
Денис Кукояка
Рет қаралды 3,3 МЛН
Sep 16/2024 ኣድኡ ክረክብ ከይዱ ንመን ረከበ ሰሊጥዎ ዶ
25:30
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 18 М.
ብጭካነ ዝተጨወየ ህፃን Terkibu
25:57
DEH Engineering
Рет қаралды 13 М.
ዘገርም ትግርኛ ዝዛረብ ዩጋንዳዊ!
29:30
Aklilu H.michael
Рет қаралды 88 М.
ጥዕሳ ጥሩጥ - Taesa Tirut - Best Eritrean Comedy
32:54
Fshkta Entertainment
Рет қаралды 184