KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ብሰንኪ ገዛ ኽራይ ኣብ በረኻ ንነብር መጸግዒ ዝስኣናሉ ግዘ ኾይኑና
18:52
1ይ ክፋል "Documentary film" ገዳም ኣቡነ ሊባኖስ Eritrea Orthodox Tewahdo
35:43
Жездуха 41-серия
36:26
Этот метод используют в Японии | Метод “Shisa Kanko” | Маргулан Сейсембай #маргулансейсембай
0:32
tusi mote mote Ho #shorts #trending #TusiMoteMoteHo #SadiJaanDeTusi mote mote ho Sehnaaz Gill
0:13
요즘유행 찍는법
0:34
ገዳም ኣቡነ ኣረጋዊ ዳሞ "gedam abune aregawi damo ናብዙይ ቕዱስ ስፍራ ይብቕዕኩም
Рет қаралды 41,297
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 45 М.
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Күн бұрын
Пікірлер: 267
@gedamtube
3 ай бұрын
ገዳም ሚድያ ንኽትዓቢ subscribe እንዶግበሩልና ደቅነይ
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
3 ай бұрын
እሺ ክቡር ሓዉና ኣብ ጹቡቅ ስራሕ ዘየዉዕሎ ወለዶ ኾይንና ኣምላኽ ምስትዉዓል ይዓድና ንዓኻቱም ድማ ኣጆኹም እግዚአብሔር ሓይልኹም ይፅናዕ❤❤❤🎉🎉🎉
@ኣዙዩቱብኣዙዩቱብ
23 күн бұрын
እሺ ወድኖ ኩላትና ናይዚ ሚድያ ተከታተልቲ ሼር እዳገበርና ነዕብዮ ክቡራተይ ብያንሰ ሓደ ሰብ ልዓሰርተ ዝደዋወሎም ሳብሰክራብ ግበሩ እናበልና ንንገሮም ❤
@BdMs-ci3dp
3 ай бұрын
አቡነ አረጋዊ አቦይ ብዓል ውዕለታይ😢 ገና ጓል14አመት እዳሃለኹ አየ ስዑዲ መፅኢ መንገዲ ብጣዕሚ ደኽሚ ነይረ በተለይ አብ ጥቃ ባሕሪ ክበፅሕ ከለኹ አይካኡልኩን ተጋሩ አሕዋተይ ጸበል አቡነ አረጋዊ ኢሎም ምስ ሃብኒ ቃሊሉኒ እግዚአብሔር ይመስገን♥
@smerhsoso7490
3 ай бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን ቡዙሕ እዩ ውዕሎቶም ተነጊሩ ኣይውዳእን የኔ ጣባቂ
@Vhvgu-g9j
2 ай бұрын
ናዓይ እውን ኣዶ ንምካነ ውልደይ ብሰላም ዘሕቅፈኒ እዩ ኣባቴ ክብርን ምስገና ናዕኡ ይክን🙏🤱😘🥰
@BirBirr-bd3xz
3 ай бұрын
ተመስገን በርከት ረድኤት ናይ አባታችን ኣበነ ኣረጋዊ ጻድቅ ይሕደረና በረከትኩም ይሕደና መምህር ጸጋይ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልካ ከሉ ኣገልግሎትካ ብዓይኒ ኣጋኣዝተ ዓለም ስላሴ ብዓይኒ ወላዲት ኣምላኽ ብዓይኒ ኩሎም ቅድስን ዝተርኣየ ይኹን
@tirhasagw5728
3 ай бұрын
Thanks!
@gedamtube
2 ай бұрын
Welcome!
@GebreGebre-bz4sn
3 ай бұрын
እወ ይቅሬታ ደአ ይገበረለይ እምበር አባታችን አይትበሉ አቦና በሉ አቦና አቡነ አረጋዊ ምሳኻትኩም ይኹን አሜን
@BdMs-ci3dp
3 ай бұрын
ዋ እንታይ ችግር አለዎ አባታችን አቦ ና ኹሉ ሓደ❤
@fhgYuyyu
2 ай бұрын
ኣሜን ና ኣቦና ኣረጋዊ ፀለቶምን በረከቶምን ምስ ኩላትና ይኹን❤❤❤❤❤
@GereGebre-b2w
3 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢኻ ትገርም መምህር ፀጋይ ኣብዚ ግዜ እዚ ከማኻ ዓይነት መንእሰይ ምርካብ ፀጋእዩም ራኢኻን ህልምኻን ኹሉ ፃዲቁ ኣቦና ጋህድ ይግበረልካ።
@smerhsoso7490
3 ай бұрын
ኣይይይ ቡኡነት ኣባየይ ኣቡነ ኣረጋዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኣባየይ ኣቡነ ኣረጋዊ ስደተይ ባሪኾም ማዓዝ እየ ናብቲ ቁዱስ ቦታኹም ዝኸዶ ተመስገን የቀንየልና ኩቡር ሓውን ናዓይ ኣባየይ ኣቡነ ኣረጋዊ ኩሉ ነገረይ እዮም ከንዲ ኣዶ ክንዲ ኣቦ በቃ ኩሉ ነገረይይ ቡኡነት ታይ ከምዚፅሕፍ ጠፊእኒ ብጣዕሚ እየ ዝቃንእ ናበይነይ ላመሰሉኒ ኣባይ ኣቡነ ኣረጋዊ ጠበቃየይ በረከተይ ስደተይ ባሪኩም ኣፍ ደገ ዝቅዱስ ገዳምኩም ክስዕም ኣብቁዕኒ😢😢😢
@FakeAccount-uh1fk
3 ай бұрын
ኣባታችን ኣይትበሉ:: አቦና ኢልኩም ፀውዕዎም
@hanayemaryam12
3 ай бұрын
በረከት ፀሎት ቅዱስ አቦና አብነአረጋዊ አብቱ ገዳም ዝነብሩ ቅዱሳን ወለድና በረከት አይፈለየና ብሩኻት አሕዋተይ ብዝወፀ ይተክእ ባአኹም እንሕና እውን ቅዱስ ቦታ ሪኢና መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓይልኹም የፅንዓዩ መድሃኒአለም አብዝኸድክምዎ ሓላዊ ይልአኸልኩም አሜን 💟✝️🙏💟✝️🙏💟✝️🙏💟✝️🙏
@qqqaaa3887
Ай бұрын
በረከት ረዲአት ኣብነ ኣረጋዊ ይሕደረና ንዓድና ብቃል ኪዳኖም ፍፁም ሰላም የዉርደና የቀንየልና ገዳም ምድያ ነዉሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት ኣሕዋትና🥰❤🕊
@AbrhaGirmay
3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ንዓና ውን ስደትና ኣሕፅሩ ናብ ደገ ሰላሙ የብቅዐና በተለይ ንዓይ ንሓጥያተኛ ንበደለኛ ንጥፍኣተኛ ወድኻ (ገብረ ሚካኤል )ሓደራ ኻ ፈጣርወድ ድንግል ማርያም 🙏🙏🙏
@AbrhaGirmay
3 ай бұрын
ኣሕዋተይ ናብ ኣውደ ምህረት ክትኸዱ ተለኹም ነፀላ ተትገብሩ ደስ ይብል ፀጋኡ የብዝሐልኹም ብሩኻተይ ንወሃብተ ውን ብዝወፀ ይተክኤልኹም 🙏🙏🙏
@ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ
3 ай бұрын
ኣሰይ ተዓዲልኩም ጸሎቶምን በረከቶምን ናይ ኣቡነ አረጋዊ ፃድቅ ይሕደረና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሕዋተይ❤🌺 ናብ ገዳም ክትከዱ ከዓ ነፀላ ገይርኩም ኪዱ ብሩካተይ
@hgggg7143
2 ай бұрын
እግዚአብሔር ካልእ ምንም የደልን ዋ ብሰላም መሊስካ ደገ ሰላምካ ንምስላም ኣብቀዐና ኣቡነ ኣረጋዊ ፃድቅ በዓል ብዙሕ ዉዕለትና እዩ ፀበሉ ቁሒመ እየ ስደት ወፅየ ብፀሎቶም ተመስገን ኣምላክ❤
@hareyahareya6870
3 ай бұрын
ኣሰይይይ ክንደይከ ደስስስ ይብሉይ ብስሙ ብቻ እየ ዝፈሌጦ ነይረ በረከቶም ናይ ኣብነ ኣረጋዊ ፃድቅ ኣማላድነት ናትኩም በረከት ይሕደረና ኣብ ስደት ዘለና ድማ ናብ ደገ ሰላሙ የብቀዐና❤❤❤❤❤
@mhretgaltewahdo3459
3 ай бұрын
በረከትኩም ይሕደረና ተዓዲልኩም😢ስደትና የሕፅረልና ፀሎትኩም ኣይፈለየና ኣቦታትና 🤲50k ነብፅሓዮም ሳብስክራይብ ላይክ ንግበር እዙይውን ዓብዪ ሓገዝ እዩ ።❤ኣገልግሎትኩም ይባረክ መንፈሳዊ ቅንኢ ኣቅኒእኩምና😌❤🎉
@MdGf-m3b
3 ай бұрын
አረ ኣይክፎሎን
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
3 ай бұрын
_እግዚኣብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ሰላምኹም/ክን ይብዛሕ እንዃዕ ብሰላም መጻእኹም💙_ _ጸሎትን በረከትን ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ጻድቅ ኣይፈለየና እግዚኣብሔር ኣምላክና ደጉ ሰላሙ ንምሥላም የብቀዐና ኣሜን_
@getahagos
3 ай бұрын
እግዚኣብሔር ይባርካሉኩም ንሕና ኣብ ኣለም ዘለና ናብ ደጁ የብቀዓና ኣሜን!!!
@selamgoytom-dj4mb
3 ай бұрын
አሜን ናይ ፃዲቁ ኣቦና አብነ አረጋዊ በረከቶም ይሕደረና 🙏 መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ምስ መሳርሕትኻ ❤
@FreTube-b9c
3 ай бұрын
እሰይይይ በረከቶም ይሕደረና ናብ ሃገረይ ብሰላም ተመሊሰ ክበጽሖ ዝህንጠ ገዳም ቃልኪዳኖም ይሓልወና ኣቡነ ኣረጋዊ (ዘሚካኤል)
@اللالل-ش2ش
3 ай бұрын
ኣሜን ናይ ኣብነኣረጋዊ በረከቶምን ፀጋኦሙን ይሕደረና
@TeweldeMahari
3 ай бұрын
ያው እኛው እንዳበልኩም መንነትና ኣጥፊእኽሙልና ናብ ሜድያ ቅድሚ ምውጻእኹም ቋንቋን ባህልን መንነትን ተጋሩ ተምሃሩ።
@KingTedros
3 ай бұрын
❤❤❤❤❤ቃለ ሂይወት የስማዓልና! ኣረጋዊ ጽሓይ ኣቦይ14ዕድመ ደይበ ምስተሳለምኩኻ ስደት ግዒዘ፡ብሰላምን ጥዕናን ሓሊኻ ናብ ቅዱስ ገዳምካ ዳግማይ ምለሰኒ❤√
@محمد-ب8ص9ب
2 ай бұрын
Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ftweytefetawi9506
3 ай бұрын
ጸጋኡ የብዘሕልኩም ኣሕዋት ንግ 25:28 25:28 ታሪካን ቅርሰሱን ቤተክርስትያን ጸበሉን ዳ። ዘርኩም እንተርእዩ ጽቡቅ ነይሩ ኮይኑ ይስመዐኒ ከምዝመስለኒ
@MahderMahder-j6g
3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲😘ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ ተኣዘዝቲ🤲ወሃብቲ ኣብዚሑ ይሃብኩም😘🤲ኣቦታትና ብፆሎትኩም ይምሓረና ንዓና ሓጥያተኛታት ደቅኩም😢ስደተይ ኣሕፅረለይ ፈጣሪ😢😢❤❤❤
@GgCf-s5t
2 ай бұрын
ተመስገን ኣባነኣረጋዊ ኣቦይ በረከተ ፀለት ኣይፈለየን❤
@fili9331
2 ай бұрын
በረከት ፀሎቶም ናይኣቦና ኣብነኣረጋዊ ኣይፈለየና👏♥️
@እኖንወድንሓልዉኒቤዛ
3 ай бұрын
ዉይ ኣህዋተይ ኣቡነኣረጋዊ ምሳኩም ይኩን።ብሰላም ድማ ተመለሱ።
@mmn-sy7vo
3 ай бұрын
አሜን በረኸቶም ምስ ኹሉ ህዝቢ ክርስቲያን ይኹን ❤❤❤
@meksebtesfamaryam8232
3 ай бұрын
Amen 🙏 agziabiheir amlak tegeu yebzhalkum ❤❤❤
@AsAs-lr7fw
3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿
@FeffDadf
3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@CcVv-b3p
3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏💖💖 በረክትኩም ኣይፈለየና 🙏💖💖💖 ❤❤❤
@lokas1112
3 ай бұрын
እልልልልልል በረከተምን ረድእቱን ናይ አቦና አብነ ኣረጋዊ ፃድቅ ኣይፈለየና ❤❤❤❤
@እየሩሳሌም-የ9ጸ
3 ай бұрын
በረከት ኣቦና አረጋዊ ምስ ኩለና ይኹን ብጣዕም ደሰ ዝብል ግና ምስ ሰናይ ይቅራታ ናብ ገዳም ዋይ ቤተክርስቲያን ክትከዱ አትም መሰራሕትካ ነፀላ ግበሩ ዝምሕዋተይ ❤🎉🎉🎉
@Kokob-xy3hs
3 ай бұрын
ኣሜን ❤ ኣቡነ ኣረጋዊ ጻድቅ በረከቶም ይክፈለና ❤❤❤
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
3 ай бұрын
ናይ ኣቦና ኣብነኣርጋዊ ፀሎቶምን በረከቶምን ይብፀሐና ተኣምር እዩ ኡፍ ደስ ክብል ዝቦታ ❤❤
@skwenyalameda7974
3 ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@lwamgr9il
2 ай бұрын
ቃለ ህይወት የሰምዐልና 🙏ኣብነ ኣረጋዊ ኣቦይ ንታ ዓመት እዚኣ ዘፅነሓካና ከምዚ ንዓመታ ውን ዕቆረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏❤🎉
@HelenMichael-or9ty
3 ай бұрын
Amennn berketu Ms kulna yekun ahwatey❤❤❤
@Winta2016
3 ай бұрын
Amen Amen Amen👏
@medhin8187
3 ай бұрын
ዘዝቐደመ ተመስገን ክንደይ መዳፍዕ ዓሪፉዎ እዞም ኣቦታት ከምዚ ኢሎም ክንርኢ ተመስገን ዩ በረከታቶም ይሕደረና ።
@Sari-t7b
2 ай бұрын
ፀሎቶምን በረከቶምን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
@birtukantesfaye1934
2 ай бұрын
የአባታችን በረከታቸውና ረዴታቸው ይደርብን
@nnnKk-dy9ng
3 ай бұрын
በረከት ናይ ኣቦና ኣምነ ኣረጋዊ ምስክልና ይክን❤❤❤❤
@MeksebTesfamariam
2 ай бұрын
Agziabiheir amlak tegeu ybzehelkum ❤❤❤❤❤❤❤
@medhin8187
3 ай бұрын
በረከቱ ይሕደረና እግዘብሔር ዕድመ ይሃብካ የቐንየልና መምህር ።
@mahrrat1866
3 ай бұрын
በርከት ናይ አቦና አብነአረጋዊ ምሰ ኩላትና ይኩን ❤❤❤
@BjkBb-g3g
2 ай бұрын
እንኳዕ ኣብፀሓካትኩም ንዓመታዊ ባዕል ኣቦና ኣብነ ኣረጋዊ ናዓመት ሰባት ይበለና🙏🙏🙏
@VictoriaMylove-ce4tf
3 ай бұрын
❤❤❤abune aregawe yebarken amen redatechewen yetwelen temesge
@ቅዱስሚካኤለይ
3 ай бұрын
አቡነ ኣረጋዊ ጻድቅ መልሲ ስደተይ ነቲ ቅዱስ ክቡር ገዳምኩም ንምስላም ኣብቅዑኒ ❤❤❤
@YosufHusien
2 ай бұрын
❤❤❤❤❤gietana medhanina Yesuf krstos msakatkum ykun
@TeweldeMahari
3 ай бұрын
ኣቦና ኣረጋዊ ኣይኮኑን ናኣብኡ ኣብፂሖሙኹም እቲ ሰማይን ምርን ዝፈጠረ ግዜን ሰዓትን ዘይውስኖ ኣምላኽ ዳኣ እምበር ክብሪ ኣምላኽ ንኻልእ ኣይወሃብን ጻድቕ ኣቦና ኣረጋዊ ቃል ወንጌል ፈጺሞም ዘሓለፉ ቅዱስ ኣቦ ዳኣ እምበር ንፍጥረታት ኣምላኽ ዝውስኑ ዘብጽሑን ዘየቭጽሑን ኣይኮኑን ኣስተውዕል ።
@HIwetAsefa-l3n
3 ай бұрын
ብጸለቶም ታይ ከይኖም እዮም ዘየብጽሑኸ❤
@MohMoh-w1r
3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤Amen Amen Amen
@amaniamani80
3 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@HaregKiros
2 ай бұрын
ኣሜን ኣቡነ ኣረጋዊ ኣቦይ መዓረይ ከምዙይ ነዓመታ ዕቆረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን::
@hareyahareya6870
3 ай бұрын
በረከት ከመ ይሕደረና መምህረይይ❤❤❤
@samirha5358
3 ай бұрын
እልልልልል ብረክተም ኣበና ኣብነኣረጋዊ ይሕደረና ኣሕዋተይ 13:04 ❤❤
@WediKindeya
3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@FevenAtoma
3 ай бұрын
Amen Amen zehawey tebarek🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@tirhasagw5728
3 ай бұрын
❤❤❤😢😢wow Amen Amen ❤❤😢😢
@MarieFg-r9b
2 ай бұрын
❤❤❤በረከተ ነብስ ርኸብ
@GebreGebre-bz4sn
3 ай бұрын
አሜን አምላኽ ምስቲ የዋሕ ህዝብና ይኩን አሜን
@aumkhaled-qe4sb
3 ай бұрын
ኣቦይ ኣቡነ ኣረጋዊ በረከቱ ይሕደረና ደኣስ ክብል ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@rughbsnsngusbsj6668
3 ай бұрын
አሰይይይደሰ ክብል በረከቱም ናይ አቦና አረጋዊ ጸሎትም አዬፍለየና❤❤❤
@AsAs-lr7fw
3 ай бұрын
ኣሜን (3)ናይ ፃዲቁ ኣቦነ አረጋዊ ብረከቶም ይሕደረና መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 👏👏👏👏🌿🌿🌿
@FdrXgt
2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@MolowHadabaga
3 ай бұрын
ብስምኣብ ክንደይ ደስ ይብል እልልልልል ጋል ተዋህዶ ምካነይ❤❤❤በረከቶም አይፈፈለየና ናይ አቦታትና❤❤
@sbegge7121
3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ተመሰገን ፈጣረ አሜንንን ብረከቶም አብነ አረጋዋ ፃሎቶም ይክፈልና
@Sojoo-k5z
3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀበል ኻ ኣብነት ኣረጋዊ ገይታይ❤
@brhienzmechile2167
3 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤
@MashoZerabruk
3 ай бұрын
Fetari admen tanan yahabka zahawey
@HaylayGebremedhn-w3h
2 ай бұрын
breketomn tsegeomn yekaflena amen/3/
@nfreefqr9657
3 ай бұрын
ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ በረከቶም ይሕደረና ✝️✝️✝️
@dammamksa1302
3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@MedhinSolomoun
3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@SalamheAldshre
2 ай бұрын
በረከተኩም ይሕድርና አቦታትና
@sohaabera5851
3 ай бұрын
Amin amen amen a une aregawey hadera
@YasmenA-h8n
3 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@SosinaFiseha
2 ай бұрын
በረከታቸው ይድረሰኘ❤❤❤❤❤❤❤❤
@TsadiFikrrr
3 ай бұрын
ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንንን እልልልልልልልልልልልል ✝️✝️👏👏👏🙏🙏🙏💒
@Destakebed
3 ай бұрын
አቦነ አረጋዊ ኣቦና ምሕረትካ አይፈለይና🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@GgfFffy
3 ай бұрын
ኣሜን(3)
@AbieTklsh
3 ай бұрын
ኣሜን❤❤❤❤
@AkberetYemane-bd4gs
3 ай бұрын
amen amen ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@MhretTades
3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤
@TigtGhh
3 ай бұрын
በረከትኩም ይሕደረና ኣቦታትነ
@SosinaFiseha
2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤አባቴ
@mulalemWeres
2 ай бұрын
አሜን
@lealemalemamen9029
3 ай бұрын
ካብቶም ቀዳሞት ዝበሃሉ ነዚ ገዳም ዋጋ ዝኸፈሉን መዕረፊኦም ዝገብረዋ ወለዲ ምፍጣረይ ምስ እዚ ገዳም ዘለኒ ዘይብጠስ ምትእስሳር ፈጢሩለዩ። አርባዕተ ግዜ ዝደየብኩዋ ገዳም ቡዙሕ ዕሙቅ ታሪኽ ምስ ሂወተይ ዘለዋ ገዳም ድሕሪ ፈጣሪ ዓብይ ቦታ ዝህቦ ዘቀመጥኩላ ገዳም፣ ጸሎትን ምረቃ ናይ እዞም ወለዲ አብ ዘለኽዎ በረክት ኮይኑኒ ይነብር አለኹ። እዚ ምስሊ ምስ ረአኹ አብ ውሽጠይ ቡዙሕ ነገር ተመላሊሱ ንብዓት፣ ትዝታ ቅዳሴ፣ ኩሉ ዓብይ ንእሽተይ ከይበለ ማዕረ ክሰርሕ ዝረአኽዎ ዝፈጠረለይ ግርምታ፣ ሓደ ሓው ዲሞክራሲ አብ ደብረዳሞ እዩ ዘሎ ክብል ዝተዛረቦ አይርስዕን፣ ኩሉ በብታርኡ ይስንክት፣ ይቅጭቅጭ፣ ስዋ ይጸሙቅ (አዴታት አብዘይብሉ)፣ መቃብር የዳልው፣ ንዝመነኑ 'መቅኑን?' የቅርብ፣ ብዙሕ ናይ ገዳም ስራሕ ይስራሕ። ቅድሚ እቲ ጦርነት ቁሩብ ዝሓዘንክዎ እቲ ገዳም ደቂ ዓዲ (ተጋሩ) ዘይኮኑ ክበዝሑ ሪኤ ፍርሒ የሕዲሩለይ ነይሩ ናይ ማህበረ ቁዱሳን ወራር ዶ ይኾን ይብል ኔይረ። በረከቱ የብዝሕልካ መምህር
@gedamtube
3 ай бұрын
ዋው ደስ ክብለ ዝ ትዝታ ፅሑፍ ኩሉ ንስንደሉ መርሐግብሪ ክንገብር ኢና🙏
@lealemalemamen9029
3 ай бұрын
@@gedamtube ክብረት ይሃበለይ ፋጺ ምስ ፉሉይ እምባአ እውን ሪኢናያ የቀንየልና መምህር ስራሕኻ ይባርኸልካ።
@BhdHhjx
3 ай бұрын
አሜንአሜንአሜን
@ኣዙዩቱብኣዙዩቱብ
23 күн бұрын
ኣብ ዓዲ ኮይንና ገዳማተና ዘይንፈልጥ ነይርና ኣብ ሰደት ዉፂእናሰ ኣብ ትግራይና ክንደይ ገዳማት እዮም ዘሎዉና ❤ንዓደይ ምሰ ኣተኹ ትግራይ ዓደይ ክዘራ እየ ❤
@freweyni-jk3yi
3 ай бұрын
✝️✝️✝️Amen amen amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@dchfdvhh6757
2 ай бұрын
Amen Amen zahwey
@berhaneftwi468
3 ай бұрын
ምምህረይ ብሕቂ ዒዲለና ኢኪ አዚ ገለ ምረቃ ወለዲ አላኻ
@Kahase_Mulu
2 ай бұрын
🎚️🤍🙏🙏🙏🙏
@haderaberhe3557
3 ай бұрын
TEMESGEN ENKUA ezuy Arekani
@lemlemrezene8636
3 ай бұрын
Berkotom yekaflena 🙏🙏🙏🤲🤲🤲❤
@bahtaleake5969
3 ай бұрын
Kibrn misganan NEGZIABHER Amlak ybxahayo
18:52
ብሰንኪ ገዛ ኽራይ ኣብ በረኻ ንነብር መጸግዒ ዝስኣናሉ ግዘ ኾይኑና
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 1,1 М.
35:43
1ይ ክፋል "Documentary film" ገዳም ኣቡነ ሊባኖስ Eritrea Orthodox Tewahdo
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 61 М.
36:26
Жездуха 41-серия
Million Show
Рет қаралды 5 МЛН
0:32
Этот метод используют в Японии | Метод “Shisa Kanko” | Маргулан Сейсембай #маргулансейсембай
МАРГУЛАН СЕЙСЕМБАЙ
Рет қаралды 6 МЛН
0:13
tusi mote mote Ho #shorts #trending #TusiMoteMoteHo #SadiJaanDeTusi mote mote ho Sehnaaz Gill
seeVi la
Рет қаралды 46 МЛН
0:34
요즘유행 찍는법
오마이비키 OMV
Рет қаралды 12 МЛН
17:12
የዐቢይ ልመና ለትራምፕ በዓለ ሲመት፣ "ወገቡን ሰብረነዋል" ዘመነ ካሴ፣ የመቀለ ሰልፍና የአክሱም ውሳኔ፣ አሜሪካ ስለድርድሩ ድጋፍ| ETHIO FORUM
Ethio Forum ኢትዮ ፎረም
Рет қаралды 33 М.
50:49
ካብ መቓብር ዝፍልፍል ዘይቲ ዘለዎ ገዳም ኣቡነ ዮናስ፡ eritrean monastry abune yonas @datlove
HIRUT TV
Рет қаралды 175 М.
23:46
#ማርያም_ቂዓት 44 መንጫዕጫዕታ ጸበል ዘለዎ ውቑር ገዳም
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 8 М.
24:05
ማታ ማታ ነብር ወደ ዋሻው ይመጣል ግን ሰው አይነካም
AddisWalta ENTERTAINMENT
Рет қаралды 138 М.
27:06
DW TV ኾኾሎ ዮሃንስ
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 67 М.
16:27
goytom gebrye Gedam Abune Aregawi Guayda Wereda Seharti ጎይትኦም ገብርየ ገዳም ኣውነ ኣረጋዊ ጓይዳ ቸለ ስሓርቲ
Gofla Records
Рет қаралды 959
11:19
የሎስአንጀለስ አሳዛኝ ቪዲዮእሳቱ ወደውስጥ ገባ "California Wildfires: A Deep Dive into Today's Crisis"
አሰሳ ኒውስ (Asesa News
Рет қаралды 10 М.
29:51
ናይ ድቃስ ጸሎት
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,1 МЛН
3:58:03
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3,2 МЛН
27:58
#ዴስኣ ጥቓ #ዓፋር ሞት ልዕሊ መሬት ኢልዮ ይቕሬታ ነቲ ቓሉ ኸማኡ ኾይኑ ረኺበዮ
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 61 М.
36:26
Жездуха 41-серия
Million Show
Рет қаралды 5 МЛН