ሕቶታት ህዝቢ ምስ መንግስን ግርማይን ተኽለ ተወልደን

  Рет қаралды 6,071

 TSA Media ጽላል ዓደቦ

TSA Media ጽላል ዓደቦ

Күн бұрын

Пікірлер: 19
@M-i8e
@M-i8e 9 ай бұрын
Thank you 😊 💙💙💙💙💙💙
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 9 ай бұрын
It is such a nice and beautiful informational program. How come not too much viewers it should've 80 to 100 thousands viewers.
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 9 ай бұрын
እግዚኣብሄር ድኣ ምሕረት ይግበረልና እምበር፡ ኣብ ኤርትራን ኣብ ደገን ፡ ኣብ ኤርትራዊ፡ ብኤርትራዊ፡ ሓዉ፡ ዘይተነገረ እምበአ ዘይተገብረ የሎን። ንግዜ ንግደፎ፡ ኩሉ ግዜኡን ሰዓቱን ምስ ኣኸለ ክወጽእ እዩ። ቃል፡ ኣምላኽ ከምዚ ይብለና፡ ሓደ እኳ ጻዲቕ የልቦን፡ ኩሎም ሓጢኦም እዮም፡ ክብሪ፡ ኣምላኽ ጎዲልዎም እዩ ይብለና፡ ኣብ ሮሜ 3፦ ምብሉእ ምዕራፍ ነንብቦ። ኣምላኽ ምሕረት ይግበረልና። ንስኻትኩም ከኣ ዞም ደቀይ ፡ ናይ ፡ ሃገርና፡ ተዛሪብካ ዝውዳእ፡ ኣይኮነን። ክንደይ እሞ ዘይሰማዕና፡ ግን፡ እቲ፡ ቕኑዕ፡ ፈራዲ ፡ እግዚኣብሄር፡ ኣብ ዙፋኑ ኾይኑ፡ ይሪኢ፡ ኣሎሞ፡ ንሕና ፡ ግና ንዓና፡ ክሕሸና፡ ይቕረ፡ ንበለሎም። ኣነ ይቕረ ኢለሎም ፡እየ። ምኽንያቱ፡ ኣነ ፡ ብእግዚኣብሄር ኣቦይ ብዙሕ ምሕርት ዝተገብረለይ ሰብ እየ፡ እወ፡ ንሕንስ፡ ምስ ህዝብና፡ ብደርጊ፡ ብወያኔ፡ ብህግደፍ፡ ብዙሕ ፡ ስምብራት፡ ዘለና ፡ ህዝቢ ኢና ፡ ግንከ ፡ ቂም ፡ ንኹሉ ፡ ጥዕናናን፡ ምስ መናብርትና፡ ኣብ ኩሉ ስራሕናን ፡ ሰላም ፡ ስለዘይህበና፡ ከምቲ ንዓና ፡ እግዚኣብሄር፡ ብሓጢኣትናን ብበደልናን ጥፉኣት ዝነበርናሞ፡ ብሞት፡ ሓደ ወዱ ፡ እየሱስ ክርስቶስ ጌይሩ፡ ዘድሓነና፡ ምሕረት ዝገበረልና፡ ንሕና፡ ኸኣ ካብ ልብና ነቶም፡ ኣብ ህዝቦምን፡ ኣሕዋቶምን ፡ ክንዲ፡ ዚኣክል፡ ጭካኔ፡ ዘውርዱ፡ ፈትዮም ኣይኮኑን እሞ፡ እቲ ክፉእ፡ ዲያብሎስ ፡ ኣብ ሎሊኦም፡ ሰፊሩ፡ ናይ ቃኤል፡ ናይ በልዓም፡ ናይ ይሁዳ መንፍስት ኣብ ውሽጦም ሰፊሮም፡ ኣሎዉሞ ኣምላኽ ካብዚ ይፈውሶም። ድሕሪ ሞት ፍርዲ ኣምላኽ ኣሎሞ፡ (እቶም መሓርትስ ምሕረት ክርኽቡ እዮም እሞ ብጹኣን እዮም ይብለና ቃል ኣምላኽ ኣብ ማቴዎስ ወንጌል ምዕራፍ 5፦ 1-12 ኣንብብዎ።) (ኣብ ማቴዎስ ምዕራፍ 16፦ 26-27 ከኣ ከምዚ ይብለና፡ ንሰብከ ኩላ ዓለም ረቢሑስ ነፍሱ እንተ ኣጥፍኤ፡ እንታይ፡ ይጠቕሞ፡ ወይስ ሰብ በጃ ነፍሱ እንታይ ክህብ እዩ፡ ወዲ ሰብ ብኽብሪ ኣቦኡ ምስ መላእኽቱ ፡ ኺመጽእ ሽዩሞ። ሽዑ፡ ንነፍሲ ወከፍ ከከም ግብሩ ኺህቦ፡ እዩ። ይብለና። ) ስለዚ እግዚኣብሄር ምስ ዓማጺ ሕብረት የብሉን፡ ግን ኩሉ ናብ ንስሓ ክመጽእ ይጽበየና፡ እግዚኣብሄር ሓጢኣተኛ ብሓቲኣቱ ክመውት ኣይፈቱን እየ ይብለና፡ ትዕግስቲ ኣምላኽሲ ኩሉ ናብ ንስሓ ክመጽእ እዩ፡ ይብለና። ዕድመና ነንመዓልቱ እንተወሰኸ ኣምላኽ ሸለል ኢሉና ከይመስለና፡ እንታይ ድኣ ንንስሓ ዕድል ሂቡና ኣሎሞ፡ ንግዜና ንጠቐመሉ። እየሱስ ዘሎዎ ህይወት ኣሎዎ፡ እየሱስ ዘይብሉ፡ ህይወት የብሉን። እዝኒ ዘሎዎ ይስማዕ።
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 9 ай бұрын
🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪
@biniamberaki8513
@biniamberaki8513 9 ай бұрын
ኣቀራርባን መልስን ሕቶን ይበል ❤ ጋዜጠኛ ግን ምስ ሙሉእ ኣኽብሮት ሕቶ ሕተት እምበር መግለጺ ኣይትሃብ ናትካ ካብ 40 ካልኢት ክሓልፍ የብሉን በጃኻ ስምዒታትካ ይርድኣኒ ዩ ግን ///// ኣዝዩ ግን ቡሉጽ ስራሕ
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 9 ай бұрын
Egziabher yekeyero
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 9 ай бұрын
It reminds me of Eritreans in Asseb prisoned by Derg in the 1970s,we used to be shocked.
@TheHaileab
@TheHaileab 9 ай бұрын
ይቐንየለይ:: በል "thank you" ማለት : ዘይውሓጥ : ካብ ክሳድ : ንላዕሊ : ትዕቢት : ትርጀጋ : ኢዩ ::
@mkidane8658
@mkidane8658 9 ай бұрын
ሰላም የሕዋት የቀንየልና ንኹሉ ትገብርዎ ዘለኹም ቀጺለ ሕቶይ ናብ ሓው መንግስ ምናልባት ኣብ 2004 ገብረሂዎት ወልዱ ዝበሃል ዓዱ ዓዲ ገላዕ ንኡስ ዞባ ማይምነ ናብ ቤት ጽሕፈት ስለያ ወዲ ረዱ ኣብ ማይምነ ጸዊዖም ምስ ወሰድዎ ክሳብ ሕጂ ደሃይ የብሉን ምናልባት ኣፍልጦ እንተለካ ወይ ሓቲትካ ደቁ ወላ እታ ምቕባጽ ውን ዓባይ እያ ሞ እንታይ ትብለና
@eyasuyonas5626
@eyasuyonas5626 9 ай бұрын
ሰላም ኤሕዋቲ እንቋዕ መዋጸኦ ፈጠረልኩም ብምቅጻል ሕቶይ ንአቶ መንግሰ ኢዩ ብብልሺዊና ኩሎም ተጣላቅዮም ንለዊጢ ዝደልዪ ይርከብዎም ዶ ትብል?
@ShifaAhmed-l7m
@ShifaAhmed-l7m 9 ай бұрын
الحلقة كانت مفيدة جدا.. الاستمرار في رفع الوعي الشعب الاريتري مهم جدا. تحرير الشعب من العبودية.. بدون برلمان. بدون المحكمة العليا...اسياس افورقي هو الخصم والحكم.
@TSAMediaSwiss
@TSAMediaSwiss 9 ай бұрын
ትርጉም '' እቲ ክፋል ብጣዕሚ ጠቓሚ እዩ ነይሩ.. ንቕሓት ህዝቢ ኤርትራ ምዕባይ ምቕጻል ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። ህዝቢ ካብ ባርነት ሓራ ምግባር... ብዘይ ባይቶ። ብዘይ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ... ኢሳያስ ኣፍወርቂ ፈራዲ ዳኛን እዩ።''
@ghirmaihaile7910
@ghirmaihaile7910 9 ай бұрын
What i have facing is kind of is barbaric no words at all
@wolduyohannes2969
@wolduyohannes2969 9 ай бұрын
ሕቶ ንመንግስ ነቶም የሕዋት ብሄረ ኩናማ ብስሚ ዘጥፍእዎም ናይቲ ስርዓት ኣባላት ዝርዝር ኣስማት ኣለካዶ ግትገልጸልና ክትዝርዝሮም ትኽእልዶ የቀንየለይ
@eseyasberhe7842
@eseyasberhe7842 9 ай бұрын
ቅድሚ ሕጂ እንተዘይተጋግየ ዘርዚርዎ ኔሩ ፣ ሓደ ዓርከይውን መንግስ መርማሪኡ ዝነበረ ሳልኡ ድሒነ ኢሉኒ ፣ በዚ አጋጣሚ ምስጋናይ አክብሮተይን ክገልጸሉ ይፈቱ።
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 9 ай бұрын
Properly nay kunama hebreteseb xelat menalbat kem ane zimesleney kabty betamey wohudat dekey Kunama bzeben dergy zneberom methebebar misty sirait dergy ztebegese kikewon yekel eyou .
@ShifaAhmed-l7m
@ShifaAhmed-l7m 9 ай бұрын
الاريترين في السجون ثلاثون عام لم يعرفون ماتو ام حيين.
@germennguse8536
@germennguse8536 9 ай бұрын
Zgermu nayzi gripi zbehal tegadalay ab 2009 abgnbar aseb nhaylitat mklilka nsfhat wediefrem wekilo eza qal ezia degimuwa iyu
@M-i8e
@M-i8e 9 ай бұрын
Thank you 😊 💙💙💙💙💙💙
ВЛОГ ДИАНА В ТУРЦИИ
1:31:22
Lady Diana VLOG
Рет қаралды 1,2 МЛН
УНО Реверс в Амонг Ас : игра на выбывание
0:19
Фани Хани
Рет қаралды 1,3 МЛН
ССЫЛКА НА ИГРУ В КОММЕНТАХ #shorts
0:36
Паша Осадчий
Рет қаралды 8 МЛН
Live መደብ ሕቶታት ምስ ብርኩታ
2:00:54
TSA Media ጽላል ዓደቦ
Рет қаралды 894
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3,2 МЛН
قسمت ۲۴| داستان و ادبیات جنوب با احسان عبدی‌پور
57:42
ሕጊ ብ ዓይኒ ሓፋሽን ህዝብን
3:01:46
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 27 М.
ስግደት ንመን ይግባእ፧ ዘተ
2:59:30
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 148 М.
ВЛОГ ДИАНА В ТУРЦИИ
1:31:22
Lady Diana VLOG
Рет қаралды 1,2 МЛН