ሕዚ ዝካየድ ዘሎ ሰልፊ ተመዛብልቲ ናይ መወዳእታ ከም ዝኾነን ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም

  Рет қаралды 8,747

Tigrai Tv

Tigrai Tv

Ай бұрын

#TigraiTv_News
------------
Subscribe Tigrai Television
-------------
©Copyright: Tigrai Television
Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
-------------
Website: www.tigraitv.com
Telegram: t.me/Tigrai_Ttv
E-maiL: info@tigraitv.com
Twitter: / tigrai_tv
/ tigrai.tv1
Instagram: / tigrai.tv
KZbin: / tigraitv
#ቴሌቪዥን_ትግራይ #Tigrai_TV

Пікірлер: 28
@ugh6249
@ugh6249 Ай бұрын
ዲያስፎራ ትግራይ ህዝብና እርድእዎ ካም ቃደምኩም ሰልፌ ውፅኡ ለአለም ፀገም ህዝብኩም አስምኡ ንስኩም ኢኩም ናይ ህዝብኩም ተስፋ
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 Ай бұрын
ኣነ ን 8 ዓመት ኣብ ጸለምቲ ከም ስደቴኛ ኮይነ ኣብ ካንቢ ኔረ እየ።ህዝቢ ጸለምቲ 99% ትግርኛ እዩ።ዉሑዳት ኣብ ማይ ጸብሪ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ ኣለዉ ግን ዉሑዳት እዮም ክሳብ ዋልድባ እውን ከይደ ኔሩ ኩሉ ኣብቲ ገጠር ዘሎ ህዝቢ 100% እዩ።ስለዚ መንግስቲ ትግራይ ምስ ኣየናይ ህዝቢ ግጭጥ ከይፍጠር እዩ ዘስገኦ ዘሎ።ብርግጽ እቲ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ህዝቢ ብዙሕ ክስርሓሉ ዝግባእ ናይ ልምዓት ኣይተሰርሓሉን ናይ ሰናይ ምሕደራ ሽግር ኔርዎ እዩ ግን ትግራዋይ ምካኑ ብፍጽም ኣይጠራጠርን ስለዚ ሰራዊት ትግራይ ቀልጢፉ ማይ ጸብሪ ይቆጻጸር ካብኡ እቲ ጸወታ ናይ ኣምሓራ ከብቅዕ እዩ።
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Ай бұрын
መዓት ባንዳታት ኣለው ፀላእቲ ብኸብዶም ዝገዝእዎም ኣብቲ ከባቢ ብዙሕ ዕጡቅ እዩ ዘሎ እቲ ህዝቢ ኣይኾነን እቲ ፀገም
@wenshettamerate642
@wenshettamerate642 Ай бұрын
Geche ❤ god bless you and all tigryan peoples ❤❤❤❤❤❤❤❤
@nanutasew42
@nanutasew42 Ай бұрын
Good job 👍🏾they will deserve to be in their own home our people are suffering💔
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j Ай бұрын
😢😢
@user-mw9jx8fz8f
@user-mw9jx8fz8f Ай бұрын
ህዝበይ😢❤
@user-tb1rh9do1l
@user-tb1rh9do1l Ай бұрын
ኣምላኽ ይ ይሓግዘና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Ай бұрын
ብቅልፅምና ተወቂጦም ንሲኦል
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Ай бұрын
​@@aronyonas7563 👎👎👎👎👹👹👹👹
@fareedaSoud
@fareedaSoud Ай бұрын
Yemelay❤
@kalayuasefa1517
@kalayuasefa1517 Ай бұрын
ይመላአዮ !!
@dn2091
@dn2091 Ай бұрын
Ajoka bezey tornet bicha fithiwa ETA tsegem❤❤❤
@amnenmekonenasefa
@amnenmekonenasefa Ай бұрын
ይግበሮ
@eplfgallery
@eplfgallery Ай бұрын
ተትራ ሳይክ ጀሚረን😂
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey Ай бұрын
ወረቐት ምንባብ ዝበሃል የለን ከም ጌቾ ብቑዕ መራሒ ክትኮን ከለኻ። ኣጆኻ ህዝበይ ናብታ ምውቕቲ ገዛኻ ዝመልሰካ ጥራይ ዘይኮነስ ዝኽሕሰካ መራሒ ረኺብካ'ለኻ። ካባና ዝድለ ነገር እንተሃለወ ሓድነትና ኣስጢምና ነንባዕልና እንዳተሓጋገዝና ምጽናሕ ጥራይ እዩ።
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Ай бұрын
ተግባር እምበ ወረቀት ኣንበበ ብኣፉ ተዛረበ ያው እዩ ንሕና ተመዛበልቲ ተግባር ኢና ንደሊ ብመልሒስኻ እናለሰንኻ ግዘ ዝቀትለልና ኣይንደልን 😢
@atakltilegese5523
@atakltilegese5523 Ай бұрын
አይሓፍርን ንመበል ክንደይ ግዘ ቃል ከም ዝአተወ ዶ ይርደኦ?
@abezgiasgedom5895
@abezgiasgedom5895 Ай бұрын
ወረ ጥራሕ ፣ እናመፃኻ እትውርዮ ይኸኖ በቃ፣ አይሰርሕን ዘለኻ ፣ አይትሰርሑን ዘለኹም !
@Maykomola
@Maykomola Ай бұрын
ኩቡር ፕሪዝደንት ታይ ማለትዩ ብናተይ እምነት ህዝብና ናብ መረበቱ ምለስዎ
@nigussieeshetu8853
@nigussieeshetu8853 Ай бұрын
Baka tgriays KZbin m
@bluekai-qz6je
@bluekai-qz6je Ай бұрын
መሰል ደቂ ኣነስትዮ ክክበር ኣለዎ እቱ ትዛረብዎለ ኣብ ሞያ ኣብዕልዎ
@Azsx23-pg8ix
@Azsx23-pg8ix Ай бұрын
ናይ ቅትለት ደቂ አንስትዮ ከ ዘይተ ልዕልዎ
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j Ай бұрын
እሱ ውሽጣዊ እዩ ሕጂ ውዕሊ ፕሪቶርያ ይፈፀም እዩ ኣጀንዳ ሰልፊ ሎሚ
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Ай бұрын
ምንም አይመለከትህም የቆማጣው የሚሊሊክ ልጅ ድንጋጤ አላስተኛህም ምን ትስራለህ ጁዊሳ ግን ከየትኛው ነህ ከ3-ቱ ከ የመን ስሀራ ከኡማን ስሀራ ከ ሳውዲ ስሀራ ስለ ተምታታባቹህ የጃቹህ መጣ በገባህበት ውጣ አታስፈልግም ተኩላ ፈርሶች ተወቅጠህ ትጠረጋለህ ወደ ሲኦል የ 8 አመት ህፃን አንገት ቆርጠህ ስትፎክር ረሳህ ውጣ የቆማጣ ልጅ
@user-mw9jx8fz8f
@user-mw9jx8fz8f Ай бұрын
​@@user-wz9me5qs2j❤❤
@user-mw9jx8fz8f
@user-mw9jx8fz8f Ай бұрын
ናይ ዉሽጥና እዩ ፀገም እሱ
ምቕባል ቢንያም ግርማይ ኣብ Asmara palace
11:51
Erey Lul Bahri-ኤረይ ሉል ባሕሪ
Рет қаралды 25 М.
Heartwarming Unity at School Event #shorts
00:19
Fabiosa Stories
Рет қаралды 25 МЛН
WORLD'S SHORTEST WOMAN
00:58
Stokes Twins
Рет қаралды 128 МЛН
لااا! هذه البرتقالة مزعجة جدًا #قصير
00:15
One More Arabic
Рет қаралды 15 МЛН
* ፉሉይ ውድድር ኮኸባት ሳዕሳዕቲ ትግራይ #tigray #culturaldance #tigray_idol
49:04
ሕድሪ ስውኣትን ተግብራውነቱን
44:20
Tigrai Tv
Рет қаралды 1,4 М.
Heartwarming Unity at School Event #shorts
00:19
Fabiosa Stories
Рет қаралды 25 МЛН