ሓደገኛ ጎስጓሳት ጉባኤ ዝገበረ ክንፊ ህወሓት፣ ዓመፅ መንኣሰይ ዓዲ ጉዶም!

  Рет қаралды 8,747

Axumawian Media Network

Axumawian Media Network

Күн бұрын

Пікірлер: 60
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw Ай бұрын
እቶም ናይ ፀጥታ ሐለፍቲ ጀነራላት ብጥቕሚ ስለዝተአሳሰሩ ንጉጅለ ደብረፅየን እዮም ዝድግፉ ዘለዉ።
@borasilman2926
@borasilman2926 Ай бұрын
Thank you again for the great educational session again. program
@haileseged1124
@haileseged1124 Ай бұрын
መንእሰይ ብስንኪ ዚ ጉጅለ ናተሰወአ ናተሰደተ ክነብር የብሉን ስለዚ መንእሰይ ተስእ እምቢ ንመግዛእቲ በል
@Girmay-j8w
@Girmay-j8w Ай бұрын
ካብ አዲስ አበባ ናብ ትግራይ መፂኦም ተሓቢኦም ናይ ሕሶት ፕሮፖጋንዳ ነዚሖም ኣጨፍጪፎምና እዮም ኸዚውን ራያ ኦንደርታ ተምቤን ዓጋመ ተዓጢቑ እዩ ዓድዋ ሽረ አክሱም ተዳሎ ይብልለው.....እዚ ህዝቢ ዚ ብሓባር ንሓደ ዒላማ ብሓደ ሓሳብ ተረዳዲኡ ዝወፈረ እዩ ህዝቢ ንህዝቢ ፀገም የብሉን ...ኸዚውን ህዝቢ ዓድዋ ኣክሱምን ኻልኦትን መሕብኢ ከይጥቀምልኹም ከይትጥቀሙልና ሓደራ!!!!
@ፀሊምሓድጊ
@ፀሊምሓድጊ Ай бұрын
እቲ ፀገም እቲ ግዚያዊ መንግስቲ ዓይኑ እናረኣየ ንሱ ዝሾሞ ዘይቕበል፣ ን ኣመራርሓ ግምት ክጥቃዕ ብግልፂ እናተሰበኸ፣ ንሓምት ብግልፅን ብስውርን ንምጭዋይን ኣንፃር ግምት ክዘምት ብግልፂ እናተሰበኸ፣ እቲ ዝኣረገ ብህዝቢ ኣዝዩ ዝተፀልአ ክንፊ ከም ወኪል ህወሓት ኮይኑ እናቐረበን ኣኼባታት እናፀወዐ፣ ብግልፂ ዓመፅ እናተሰበኸ ደቂሱ ዝርእይ ዘሎ ግዚያዊ መንግስቲ ዕላማኡ ግልፂ ኣይኮነን። እቲ ዝበለየ ህዝቢ ዝወደአ ሓደ ክንፊ ህወሓት ሐዚውን ካብ ጌግኡ ዘይመሃር ህዝቢ በቢገፁ ክእድምን ስጉምቲ ክወስድን ዝዕድም መደረታትን ኣኼባታትን ልዕሊ ሕጊ ኮይኑ እናገበረ ስቕ ኢሉ ዝርኢ "መንግስቲ" ተራእዩ ኣይፈልጥን። ህዝቢ በቢገፁ ተበቲኑ ኣብቲ ንህዝቢ ምርጋፅ መሰሉ ዝመስሎ ሰድራቤታዊ ጉጅለ ናይ ባዕሉ ስጉምቲ ከይወስድ ጥንቃቐ የድሊ። ሕጊ ንገሊኡ ዝጥብር ንገሊኡ ዝጎድእ ዘይኮነ ንኹሉ ማዕረ ምዃኑን ዘይሻራዊን ክኸውን ይግባእ። እንተዘየለ ....
@haftombeyene4546
@haftombeyene4546 Ай бұрын
Keep up the great work, Axumawian MN.
@Girmay-j8w
@Girmay-j8w Ай бұрын
ትግራዋይ....ኸዚ ተረኺቡ ዘሎ ናይ ለውጢ ኣንፈት ተዘይተጠቒምኻሉ ዘለኣለም ካብ ኺናት ኣይትወፅን!!!! ምስ ዓፋር,ኤርትራ ኣምሓራ ዝፈላለየና ጉጅለ ኸዚ ክውገድ ኣለዎ።።።።
@molladagnaw6012
@molladagnaw6012 Ай бұрын
🕊️🕊️🕊️🕊️
@haileseged1124
@haileseged1124 Ай бұрын
ግደይ ጽቡቅ ሐሳብን መደብን ቀጽለሉ
@WdasseTube
@WdasseTube Ай бұрын
🎉❤🎉❤❤❤❤
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw Ай бұрын
ሰላም አኽሱማውያን ሚዲያ ። ፅቡቕ አካይዳ ኢኹም ትኸዱ ዘለኹም።
@DoveAmego
@DoveAmego Ай бұрын
ዝተልዓለ ሓሳብ ፅቡቅ እዮ ብተወሳኪ ግን ውድብ ልምድሓን እንተዝከውን እቲ ጉባኤ ዓብይ ኣጀኖዳ ክከውን ዝነበሮ ተሓታትነት እዮ ዝኩላይ ኣመራርሓ ሓፂን ሰሪቁ ወርቂ ሰሪቁ ጨው ሰሪቁ መሰርያ ሰሪቁ ነዳጅ ሰሪቁ ኢሎም ክንደይ ማዓልቲ ኣብ ገምጋምን ኣብ ሚድያን ተናጊርካሰ ዝተኣሰረ የለን ይቅርታ ዝተገበረሉ የለን ዝተባረረ የለይ ብዝዓበየ ኣብቲ ጉባኤ ምንም ኣጀንዳ ኣይነበረን ብቻ ቅጥዑ ዝጠፎኦ ውድብ።
@KasuGermay
@KasuGermay Ай бұрын
ዳዊት ጎበዝ ❤
@molladagnaw6012
@molladagnaw6012 Ай бұрын
በሪቱዑ 💪💪💪❤❤❤❤❤ኣኩሱማውያን ጀጋኑ እሕዋተይ
@RobilRobil-t9w
@RobilRobil-t9w Ай бұрын
ፅብቅ ሓሳብ 👍
@Emun-k7k
@Emun-k7k Ай бұрын
መንእሰይ ትግራይ ይኣክል ይብል ኣሎ:: ወይ ክስማዕ ወይ ከስምዕ አለዎ::
@kidanehaddish
@kidanehaddish Ай бұрын
መትከልኩም ኣፅኒዕኩም ቀፅሉሉ። ንህዝብኹም ንቕሓተ ሕሊና ስራሕ ቀፅሉሉ።
@KalayuHailkirose
@KalayuHailkirose Ай бұрын
ተኽክልኛ ሚድያ ከምዚ አዩ ከምን ደደቢት ምድያ ዛዓይነቶሞ ናይ ሐደ ጉጅል ዘመሓላልፈ ከይቲኾኑ ብኡ ቀፅሉ
@teklitgm5246
@teklitgm5246 Ай бұрын
Gidena ወዲ መማህርተይ ጎቦዝ ቀጽለሉ
@Light51178
@Light51178 Ай бұрын
ሓደገኛ ጉዕዞስ ናታትኩም ናይ ኣኹስማዊት መድያ መንገዲ ኢዩ። ፕሪቶርያ ንኣቢይ ጠቕሊሉ ዘረከበ ጌታቸውን፥ ጽልኣትን ቂምታን ናብ ህወሓት ዘይወጸሉ ጻድቃንን፡ ዝድግፍ ዕዉር መርገጽኩም'ዩ ንትግራይ ህዝባን ሓደጋ!!!
@Light51178
@Light51178 Ай бұрын
እንታይ ዓይነት ድንቁርና ኢዩ እዚ ትንተናዚ? እቲ ናይ ሕጂ ስልጣን እኮ፡ ውዕል ፕሪቶያ ግብራዊ ኣብ ምግባር ዝተገብረ ጥልመት ኢዩ። ሓላፍነት ናይ ፕሪቶርያ እኮ ህወሓት ኢዩ ዋና። ጊዚያዊ ምምሕዳር ከኣ ብስምምዕ መጠን ናይ ህወሓት ተደንጊጉ ኢዩ። እሞ ጌታቸው ደኣ ኣብ ሓላፍነት ክጸንሕ ዘግበር ዲዩ ሰሪሑ? ብሓቁ ደናቑር ኢኹም። ጀኖሳይ ዝገበረ ናይ ኣካል ሰነዳት የሕሊፉ ዝሃበ። ምምላስ ግዝኣታዊ መሬት ብተግባር ናብ ረፈረንዱም ዘውረደ። እንታይ ዓይነት ድንቁርናን ጽልኣትን ኢዩ ዘለኩም?
@borasilman2926
@borasilman2926 Ай бұрын
ህወሓት ንትግራዋይ ብኸባባዉነትን ብደጋፋይን ተቓዋማይ ጌራ እያ ትገልፆ ወይ ዲፋይን ትገብሮ
@TilahunMulat
@TilahunMulat Ай бұрын
ካብኩሉ ዘሕዝነኒ እቲ መንእሰይ ዓድዋ ኣደታት ዓድዋ ኣቦታት ዓድዋ ብሽም ሰበስልጣን ካብ ዓድዋ ስለዝወፁ ተባሂሉ ካብ ኩሉ ትግራዋይ ብላዕሊ ዝብደል ዘሎን ዝዝመተሉ ዘሎ የሕዝን ሕልፊ ከይረኸበ ሕልፊ ይዉቀስ
@Jhon863
@Jhon863 Ай бұрын
አብ ሸዋ እንትዕንድሩ ትግራይን ትግራዋይነትን ተሸቑሪሩ ብሰኸፈን ፀለማን ን 27 ዓመት ትሕቲ ብሄራት ከነቀርሳ ገይሮምዎ ፤ ትግራይ ምስተሓብኡ ድማ ድህረ ሽሕን ማየትን ፀገሞም መሕብኢ ከባቢያዊነት ገይሮም አብ ትግራይ እቲ ብፉሉይ ዝብድልዎ ህዝቢ አድዋ ብናቶም ምስሊ ምርአይ ካብኦም ዘይምሓሽ ስለዝኾነ ኹሉ ትግራዋይ ምስ ህዝቢ አድዋ ጠጠው ኢሉ ክቃለሶም አለዎ።
@HilufTesfayHindeya
@HilufTesfayHindeya Ай бұрын
ቀፅሉ ኣክሱምውያን ብትክክል ትገለፅለኹሞ
@AbrahaleyHadush
@AbrahaleyHadush Ай бұрын
Tsibukat hasabt axumite media
@RomanHahos
@RomanHahos Ай бұрын
ጎበዝትቀፅሉ
@kesatebrhanhaile3730
@kesatebrhanhaile3730 Ай бұрын
ደብረጽንተት ኮነ ኢሉ ምእንቲ ኣብ ስልጣኑ ክነብር ሑሶት የጋውሕ ኣሎ። ነቶም ዝሰዶዱዎም ሙሩካት ንምሓዝ ክንደይ TDF እዮም ዋጋ ከፊሎም ኢሉ ንባዕሉ ንምድሓን ብኣሻሓት ዝቁጸሩ መንኣሰይ ግን ኣይዘርዘረን
@elda8805
@elda8805 Ай бұрын
የደብረጽዮንና የፈትለወርቅ ህወሀት አዳራሾችን በወጣቶች ላይ ዘግቶ የትግራይ እናቶችና አባቶችን ሰብስቦ ጌታቸውንና ፃድቃንን ሲሳደብና ሲያሰድብ ይታያል:: እኔ የገባኝ ህወሀት ከተፅዕኖ ፈጣሪ ፓርቲነት ወደ የአዛውንቶች ክበብነት ወርዷል::
@Tirhas-rs2od
@Tirhas-rs2od Ай бұрын
😊When the central core of TPLF was living in ivory towers tigresns were the majority of the street beggars in the middle of Addis for close to thirty years
@mohammedsaid8002
@mohammedsaid8002 Ай бұрын
Gooddiscation
@AberaAtaklti-tf7hn
@AberaAtaklti-tf7hn Ай бұрын
እዚ ዩቱብ ናይ ብስራት አማረ ድዩ?
@Tesfa-f4r
@Tesfa-f4r Ай бұрын
ሰነፍ ስለዝኮነ እዩ ጌታቸው እምበር መንግስት እዩ ክአስሮ ይግባእ ነሩ
@yirgalemdesta7869
@yirgalemdesta7869 Ай бұрын
Thank you for your in-depth analysis. You nailed it on the head. Appreciated
@Girmay-j8w
@Girmay-j8w Ай бұрын
ኣብ TDF ዘሎ መንእሰይ ምስ መንእሰይ ትግራይ ከም መንእሰይ ሰላም እዩ ዝደሊ ልዩነቱ ዝተወሰኑ ጀነራላት ምስቲ ጉጅለ ጉባኤ 14 ስለዝኾኑ አብቲ መንእሰይ TDF ተፅእኖ የሕድርሉለው ... ኾይኑ ግና እቲ ተፅእኖ ቀፃልነት ስለዘይብሉ ሰራዊት ትግራይ አብቶም ርእሲ ጀነራላት ክለዓሉ እዮም....ሰራዊትውን ሰላም ቤተሰቦም ሰላም ሕብረተሰቦም ሰላም ዓዶምን ዓርሰ ሰላምን ይደሊ።
@HailuMehari-s4x
@HailuMehari-s4x Ай бұрын
አክሱማውያን ነጻ ኮይኩም ናይ ኩሉ ተጋሩ ክትኾኑ ይግባእ ኣብ ጉዕዞኩም ዘተዓናቕፉ በዳሆ ዝኮኑ ክገጥምኹም እዮም ነዚ ተጻዊርኩም ኣብ ትግራይና ፍትሒ ዲሞክራሲን ሰላምን ክሰፍን እትገብርዎ ቃልሲ ዝነአድ ዩ
@Family-yl2bg
@Family-yl2bg Ай бұрын
ብመጀመርያ ንዓኹም ክብሪ ኣለኒ, ካብኡ ብምቕፆል before and after 97% ኢትጵያ ይፈልጣ እየ ከመይ ገይሮም ከምዝሰርሑዋ ኩልና ንፈልጦ ሓቂ እዩ! ነገር ግን ትግራይ ክትመፅእ እንከለኻ ይትረፍሞ መንግስቲ ከልምዕ ተወለድቲ ትግራይ ብዓል ሃፍቲ ከልምዕ ዕድል ኣይህልዎን:: እዞም ጉጅለ እዞኦም ስራሕ መስፍፀምቲ ምሊሊኽን ጣልያን እዮም::
@hadish9672
@hadish9672 Ай бұрын
Essays still in power in Eritrea because like this women and they are dengerous. Even they didnt sent there childeren and they hide them now they play like hero and that is sad truth
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin Ай бұрын
ከም ሕወሓት ብቐዳማይ ሕጋውነቶም ካብቲ ዝ ኣምኖም ህዝቢ ኢዩ ከረጋግጽዎ ዝጉዓዙ ካልኣይ ድሕሪ ህዝቦም ሕጋውነት ምርግጋጽ ኣብ ፈደራል ኣፍልጦ ክረግጋጸሎም ይቃለሱ። ስለዚ እቲ ቃልሲ ምስቶም ከም ሕውሓት ከጥፍእዎም ወራር ኣል ብ ልዕሊ ትግራይ ዝገበሩ ኢዩ እምበር ምስቶም ብሕጂ ሕወሓት ኢና እናበሉ ናይ ኣቢ ተጸዋዕነት ዘለዎም ጉጅለ ጌታቸው ረዳ ኣይኮነን። ምቕናይ ጥራይ።
@IbnShaday
@IbnShaday Ай бұрын
Excellent job as usual keep it up!!
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ Ай бұрын
በሪቱዑ ክብራት ኣሓዊት❤ ዲሒረቲን ካባቢያዊነትን ኣብ እንዲ ህውሓት እዩ መሰረቱ ብፊላ እተኑ ናይ ጥፊኣት ጉጀለ እና ዕለላ ዙዊዒላ ብጣዒሚ እዩ መሒፈሪ🙈
@Girmay-j8w
@Girmay-j8w Ай бұрын
ሓዱሽ ወለዶ ይምራሕ...ብኣፈሙዝ ዝመፅእ መንግስቲ ንወለዶ ስልጣን ከሸጋግር ኣይደልን...መን ምስ ሞተልኻ ናብ ስልጣን ትወፅእ አዮም ዝብሉ...ኢሳያስ ዝበሎ..."ምርጫ ገይርኹም ኣይትፈልጡን ንምንታይ ዘይትገብሩ ኢህኣደግ ግን 5 ግዘ ገይሮም" ኢላ ናይ ኣልጀዚራ ጋዜጤኛ እንትሓቶ ኢሱ "መን ምስሞተሉ ናብ ስልጣን ክወፅእ" ኢሉ መሊሱ..."ከም ናይ ኢህኣደግ ህወሓት መረፃ ኣብ ዓመት 5 ግዘ ክንገብር ንኽእል ኢና" ናይ ሕሾት መረፃ ስለዝኾነ እዩ። ህዝበይ እስካብ መዓዝ ከምዚ?????? ይኣክል እንበሎም!!!!!
@hirayndahray
@hirayndahray Ай бұрын
መትከልካ አስተካክል አኩሱም እንዳበልካ አይትሸቅጥ
@saessefa
@saessefa Ай бұрын
Tplf is sevived what are you going to do 😅😅😅😅
@haftombeyene4546
@haftombeyene4546 Ай бұрын
Go to school first, and learn how to compose your message.
@AbboWennbber
@AbboWennbber Ай бұрын
ናማን ንቅሓት ዘቀድምን ዘንቅሕ ሚድያ ሰላኹም መንዕሰይ ነቂሑ!
@yonathanyohannes2853
@yonathanyohannes2853 Ай бұрын
You two are twisted individuals
@Daglas25
@Daglas25 Ай бұрын
አኹሱማውያን ሚድያ ግን ናይ ብስራት አማረ ድዩ?ብጣዕሚ ሕማቅ ሚድያ እዩ ኩሉ ጊዜ ሓሜት ይፈቱ ቂመኛ ዘይትግራዋይ
@TilahunMulat
@TilahunMulat Ай бұрын
ስቅ ኢልካ ካብትኹንኖም እስኪ እቲ ሓቂ ትብሎ ኣመክንዮ ኣቅርብ
@AbrahaleyHadush
@AbrahaleyHadush Ай бұрын
ftsum gega eika zeleka!!! Amezazn ena ketsali edlka wesn kadre entekonka gn nay tkmi guday slezokone tkmegna eika
@heuhsjvydhhd6093
@heuhsjvydhhd6093 Ай бұрын
ጋሕባ ሓሳው
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ Ай бұрын
ፓው ናይ ህግደፊን ህውሓትይ ዘለዉ ባሃማት ኮ ዝተፈለዩ ባራዩ እዮም😂ፀሪፊ ታይ ኣሚፀኦ ባሓሳብ ዘይትሙጉት😕
@heuhsjvydhhd6093
@heuhsjvydhhd6093 Ай бұрын
ንሓሳው ሸያጥይ ዓዱ ሓሳውይ ተዘዘይልካዮ ብአጋ ይገንን እዩ
@gebrekrstosgebrelibanos7997
@gebrekrstosgebrelibanos7997 Ай бұрын
ሓሰውቲ
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw Ай бұрын
ሰላም አኽሱማውያን ሚዲያ ። ፅቡቕ አካይዳ ኢኹም ትኸዱ ዘለኹም።
@elda8805
@elda8805 Ай бұрын
የደብረጽዮንና የፈትለወርቅ ህወሀት አዳራሾችን በወጣቶች ላይ ዘግቶ የትግራይ እናቶችና አባቶችን ሰብስቦ ጌታቸውንና ፃድቃንን ሲሳደብና ሲያሰድብ ይታያል:: እኔ የገባኝ ህወሀት ከተፅዕኖ ፈጣሪ ፓርቲነት ወደ የአዛውንቶች ክበብነት ወርዷል::
@gebrekrstosgebrelibanos7997
@gebrekrstosgebrelibanos7997 Ай бұрын
ሓሰውቲ
@Family-yl2bg
@Family-yl2bg Ай бұрын
ብመጀመርያ ንዓኹም ክብሪ ኣለኒ, ካብኡ ብምቕፆል before and after 97% ኢትጵያ ይፈልጣ እየ ከመይ ገይሮም ከምዝሰርሑዋ ኩልና ንፈልጦ ሓቂ እዩ! ነገር ግን ትግራይ ክትመፅእ እንከለኻ ይትረፍሞ መንግስቲ ከልምዕ ተወለድቲ ትግራይ ብዓል ሃፍቲ ከልምዕ ዕድል ኣይህልዎን:: እዞም ጉጅለ እዞኦም ስራሕ መስፍፀምቲ ምሊሊኽን ጣልያንን እዮም::
FOREVER BUNNY
00:14
Natan por Aí
Рет қаралды 16 МЛН
The Ultimate Sausage Prank! Watch Their Reactions 😂🌭 #Unexpected
00:17
La La Life Shorts
Рет қаралды 6 МЛН
Amazing remote control#devil  #lilith #funny #shorts
00:30
Devil Lilith
Рет қаралды 16 МЛН
Top U.S. & World Headlines - November 15, 2024
11:48
Democracy Now!
Рет қаралды 146 М.
"ኣቦ ጓሉ ይደፍር - ዘይፈስስ ንብዓት ራሄል!"
45:05
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 30 М.