ሓደ እኳ ኸየስሕተኩም ተጠንቀቑ!!! ንቕሑ!!! ወንጌለ ማቴዎስ 24፡4

  Рет қаралды 2,143

ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር

ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር

Күн бұрын

Пікірлер: 49
@nuguseman6180
@nuguseman6180 17 күн бұрын
Amen kal hiwet yesmalna hawuna dyakon
@tirhasbahta6374
@tirhasbahta6374 17 күн бұрын
Amen ❤
@Tiebe-r8z
@Tiebe-r8z 17 күн бұрын
Amen amen amen
@habteberaki5987
@habteberaki5987 15 күн бұрын
kale hiwet yesmalna egziabhier xega yebzhalka zhawey
@natsinettesfit3965
@natsinettesfit3965 17 күн бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna hawuna dyaqon
@abbyha7518
@abbyha7518 18 күн бұрын
Thank you so much tebarek za wedeyyy qal hiwet ysmalna 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤❤❤❤❤❤👍🏽🇪🇷
@MustWith-w1u
@MustWith-w1u 17 күн бұрын
ቃል ህይወት የሰመዐልና🙏🙏🙏❤❤❤
@HabtayKebreab
@HabtayKebreab 16 күн бұрын
Behaki zegerem eiy amlak yekre yebelelom qual egzeabeher mexeaweti koynu. Bedegame eti fikar amlak yekre yebelelom.
@militeabraha643
@militeabraha643 18 күн бұрын
Kale Hiwet Yesmealna Amen Amen 🙏
@zebibdebas3231
@zebibdebas3231 17 күн бұрын
Efrem hawey segu yebzahalka ❤
@simratbeley5677
@simratbeley5677 17 күн бұрын
Kaile heiwet yesmalna...!!!🙏
@HelenTesfamichael-e9g
@HelenTesfamichael-e9g 18 күн бұрын
Qale hiwet yesmalna Diaqon 🙏
@ሻሎምተዋህዶ
@ሻሎምተዋህዶ 18 күн бұрын
Besme selase niska nikah 👈 Efrem hawey nayzi zemena hawerya pawlos edmen tienan yehabka 🙏🌺❤️🌺💐🌺💐🌺💐🌺
@nkhu27
@nkhu27 18 күн бұрын
ካብዚ ንላዕሊ ንብሎ የብልናን ንዘስተውዕል ግና ግሁድ እዩ "ኣቱም ዓያሱ ሰብ ገላትያ፡ ቀደም ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ቅድሚ ኣዒንትኹም ከም ስቑል ኰይኑ ተስኢሉ ነበረ። ንሓቂ ኸይትእዘዙ ደኣ መን ዓዘመኩም?" ገላትያ 3፡1
@hawsenu6087
@hawsenu6087 18 күн бұрын
​@@nkhu27 ሰላም ኣምላክ ምሳካ ይኩን ክቡር ሓወ፡ ንብሎ የብልናን እንዳ በልካ ክትሃድም ድእን ንምንታይ ኢልካ ኣእቲካዮ?ይቱብ ክትበልዕ? ስለምንታይ ንኩሉ ብክፉእ ዓይኒ ጥራይ ትጥምቶ? ከምቲ ክፉእ ጌረ ኢልካ ዝሓሰብካዮ ንዕ ኡ ጸላእቱ ኣቀናቢሮም ክፉእ ጌሮም ኢልካ ዘይሓሰብካ?
@hawsenu6087
@hawsenu6087 18 күн бұрын
​@@nkhu27ንስካ ነዚ ነገር ብላይፍ ክትዛረበሉ ትክእል ዲካ ንገረኒ ኣብ ላይፍ ከእትወካ ? ነዚ ከምዚ ጌሩ ዘቀናበረ ድያቆን ከዘራርቦ ከሎ ቪድዮ ከ ሰሚዕካዮ ዶ?
@ሻሎምተዋህዶ
@ሻሎምተዋህዶ 18 күн бұрын
@@nkhu27 kubur hawey anes yekatateleka nere abzi kemzi mwradka gn yehizinkani👈 Niska kem memhir subae atika zeythatit 👈 anteltilka matsika nab KZbin seb tetselm Niska mehirka nab nesha zebtsahakawo seb yelen Efrem gn nab kudus kurban zebtsihom ashehat yom👈🙏✝️
@ሻሎምተዋህዶ
@ሻሎምተዋህዶ 18 күн бұрын
@@nkhu27 hakena memher entekoynka nab efrem atika tetfom alka zom hizbi elka eske hitato 👈👈👈👈
@simretkesete9505
@simretkesete9505 18 күн бұрын
Kal hiwet yesmaln kubur hawna 🙏 🙏 🙏
@solomontesfat3783
@solomontesfat3783 17 күн бұрын
ምሕረት ይውርደልካ ንግዘ ግደፎ ነብስካ ፍትሽ ጽባሕ ንግሆ ከይትበኪ
@habteberaki5987
@habteberaki5987 15 күн бұрын
ነብስኻ ክትፍትሽ ዘለካ ንስኻ ኢካ
@solomontesfat3783
@solomontesfat3783 14 күн бұрын
@habteberaki5987 ሓውይ እዛ ትምህርትካ ዕድመ ሃመማ እዩ ወደ ሰብ ኣይትለክም ጽብሕ ንግሆ ኩሉ ሰብ እምኒ ከይድርበልካ ስለዚ ንግዚ ግደፎ ሕማቕ ግን ካብ ኣፍካ ኣይትውጽእ እንበር እዚ ማሕበር ክንዲ ፍድሪ ኣድሪ ጌጋ ኣይትረክብን እንኪልካ ኣርክብ ኣይኮንንን መፍረዲካ ኣይትዛረብ ሓወይ እንታይ ገደሸካ
@habteberaki5987
@habteberaki5987 14 күн бұрын
ዝሓወይ ይፈርድ ኣይኮንኩን ዘለኹ እዚ ጌጋ ትምህርቲ እዩ ምባል ምፍራድ ኣይኮነን እዛ ማሕበር ጌጋ የብላን ዶ በልካ እንታይ ከ ኣለዋ ቅኑዕ ትምህርቲ እቲ ዘሕዝን ግን ህዝብና ዘየስተውዕ ምኻኑ እዩ እግዚኣብሄር ምስትውዓሉ ይዓድለና
@HandyLaden-kp4tf
@HandyLaden-kp4tf 18 күн бұрын
Ja ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Ngsti-e3g
@Ngsti-e3g 18 күн бұрын
❤❤❤❤
@nfreefqr9657
@nfreefqr9657 17 күн бұрын
ኣይንኣምነኩምን ተኣምር እንድዩ ከይተናወጸ ከመይ ኢሉ ክቕየር ኣስተውዕል ባዕልኻ
@merhawitguesh5884
@merhawitguesh5884 18 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@missg7480
@missg7480 18 күн бұрын
ስራሕ እግዚኣብሔር ንእግዚኣብሄር ይምልከት ንሕና መን ፈረድቲ ጌርና. ሓቂ ትቀጥን እምበር ኣይትስበርን. ክስቶ ገርዎ ቀሺ ገርዎ ኣይንበል ዝገብርን ዘይገብርን እግዚኣብሔር እዩ. ነዳይ ናይልቡ ይሓልም ኣይንኹን ኩልና ምሕረት የውርደልና. ብዓይንና ኬድና ርኢና ንፍረድ ኩልና ዕዱማት ኢና ናይ ዓይኒ ምስክር ንኹን ቅድም
@TmnitEmaha
@TmnitEmaha 17 күн бұрын
@ missg 7480 ንዝተጋገይ ተጋኺ ምባል ምፍራድ ኣይኮን ዳሓር ካኣ ንሓደ ኣዳም ኣብ ቴድረር ተወሊዱ ብዙሑ ናይ ስሕተ ቃል ዝዛረብ ከመይ ኢልካ እንታይ ክንሪኤሉ ብፍሪኦም ክትፈልጥዎም ኢኩሙ እዪ ዝብል ቃሉ ምዕዳም ኣይድል እዩ ሓቂ የብሉ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ወገን ሓቂ ይግበረና እምበር የሕዘነካ ስቅ ኢሉ ኣሜን ዝብል ሰብ ብዚሑ
@missg7480
@missg7480 17 күн бұрын
@TmnitEmaha ብዓይኖም ከይዶም መርሚሮም ዘለዎም ሕቶ ተወኪሶም ይምሃሩና ምጹ ናይ ዓይኒ ምስክር ክኑ ተባሂሎም እዮም. ሺዑ ጌጋ ተሎ ክኣ ይመልሱና ሓቀኛ ሃዋራትነት ስራሕ ይስርሑ ቅድም ካብ ኢሎሞ ኢልካ ምልካዕ ሂወት ዘየውህብ ስራሕ
@ተመስገንኣምላከይወድዳዊት
@ተመስገንኣምላከይወድዳዊት 18 күн бұрын
በጃኹም እስኪ ተቃወምቲ ኣይትኹኑ እንታይ እዩ ጌናኩም ገደፉና ሱባኤ እተው ሕተቱ ኣምላኽ ዶ ግለጽና በሉወ ኣምላኽ ሕጂስ በዚሖ
@zebibdebas3231
@zebibdebas3231 17 күн бұрын
Kedka rea cik elka aytifred
@hawsenu6087
@hawsenu6087 18 күн бұрын
ብከመይ ክረክበካ ይክእል ከረድእካ ሊንክ ግደፈለይ፡፡
@ሻሎምተዋህዶ
@ሻሎምተዋህዶ 18 күн бұрын
Beza KZbin tahabiekum seb kab tetselm abta layf zeythatu
@habenberhane3256
@habenberhane3256 17 күн бұрын
nay nebski gberi mis effrem kab twieli
@missg7480
@missg7480 18 күн бұрын
ክቡር ሓውና ዉግዘት እንታይ ማለት እዩን እንታይ ዝገበረ ከምዝውገዝን ብመን ከምዝውገዝን ብኸመይን ትምህርቲ ተትህበና ድማ ጽቡቅ ኔሩ? ምንጪ ናይዚ ዉጉዝ እዩ ትብሎ ዘለካ ስለ ዘይተረድኣና መብዛሕትና. በልዎ ኢልካ ምልካዕ ግን ሂወት ኣየውህብን እዩ የቀንየለይ
@TeameHabtay
@TeameHabtay 17 күн бұрын
ብስመ ስላሴ ሰላም ድያቆን ኣይትዛርብ ኣንብለካን ከየረጋገጽካ ምዝራብካ ግን ግብሪ ከኽፍለካ ምኻኑ ክትፈልጥ ኣለካ
@TmnitEmaha
@TmnitEmaha 17 күн бұрын
Teame habety ኣነ ዝገርመኒ ግን ከመይ ኢልኩሙ ኣትዛረብትብሉ እሞ ካኣ ጌጋ መንገዲ ናኽደ ንሓደ ኣዳም ኣብ ቴድረር ተወሊዱ ንብስኻ ከ ዓጽሚ ኣዳም ኣብ ኣሎ ምኽንያቱ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብፍሪኦም ክትፈልጥዎ ኢኩሙ ዝብሉ ግን ማዕረ ክንደይ ልብና ተደፊኑ ዘሎ እዩ ዝገርመካ ንዝተጋየ ተጋጊኻ ምባል ዋጋ ዘክፍል ኣይመስለን እሞ ምስትውዓሉ ይሃበና ትውክልትና እግዚኣብሄር ይኹን
@TeameHabtay
@TeameHabtay 17 күн бұрын
ኣነ ብዓይነይ ርእየ መርሚረ በሊዐዮ ሰቴዮ ኢየ ዝዛረብ ዘለኹ ንኹሉ ግን ግዜ ኣለዎ በረኸት እግዚኣብሄር ንስኹ ከተቃልልዎ ትኽእሉ ኢኺም ጽባሕ ዓለም ክመሓረሉ ክትርእዩ ኢኹም ኣነ ግን ዝብለኩም ሓቂ ድዩ ሓሶት ከተራጋግጹ ተደቢርኩም ሱባኤ ሕዙ ሞ ብሰይጣን ዲና ንምራሕ ዘላና ወላስ ብመፈ እግዚኣብሄር ተረጋግጹ
@TmnitEmaha
@TmnitEmaha 17 күн бұрын
@TeameHabtay እሞ ነቲ ጎይታይ ብመልኮት ማይ ናብ ወይኒ ዝቀየሮ ቀይርዎ ንሱ ቀይርዎ ኢልካ ትኣምን ማለትካ ድዩ መቸም እንታይ ይብሃል ኮይኑ ከምቲ ቅዱሱ ቃሉ ዘበሎ እዚ ዘማውን ሓሳዊ ወሎዶ ታእምር ይፈቱ ከም ዝበሎ ንሱ ክፍጸም ግድን እዩ እቶም ከይራኣዩ ዝኣምኑ ብጹኣን እዮም ዝብል ምስትውዓል ይሃበና ። ዳሓር ካኣ ንሓደ ኣዳም ኣብ ቴድረር ተወልዱ ዓጽሙ ካኣ ኣቡኡ ኣሎ ዝብል ብኸመይ መለክዒ ትኣምኖ ካብ ናይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ንላዕሊ ምሕረት ዝዓቢ የለን ካቡ ካኣ ንጽበ ።
@TmnitEmaha
@TmnitEmaha 17 күн бұрын
ስጣን ከም መልኣኽ ይመስል ይብሉ ኣቦታትና ቅስ ኢሎም ኣኮኑ ምህውታ ዝቡቅ ኣይኮነን @ tame habtay ህድእ ብሎ እሞ ኣነ ኣምላኽ ምኻነይ ኣስትብህሉ ይብል ቅዱሱ ቃሉ ምህዳእ የድሊ ኣሎ
@abeltesfamariam3753
@abeltesfamariam3753 17 күн бұрын
@@TmnitEmaha ዝያዳ ሓፍተይ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ምስ ይቅረታ ,ርኩስ መንፈስ ሴይጣን ካብ ምስቀል እንተሬኡ ገና ከየማዕተብካ ካባካ ሽሕ ኪሎመተር ይርሕቅ እምበር ካብ ምኣስ እዩ ኣብ መስቀል ድላዩ ክገብር, ትኣምር ክገብር ስልጣን ረኪቡ. ከይተረደኣና ንሰይጣን ምስ እግዚአብሔር ነወዳድሮ ዘለና ንመስል. ንኩሉ መርምሮ ነቲ ቅኑዕን ሰናይ ስዓቦ እዩ ዝብል መጽሓፍ. እቲ ካልእ (Lucy ናይ መጀመርያ ፍጥረት ሙካና ሳይንስ ይሕብር እዩ ጎግል ምውካስ ይክኣል. ቅንዕና ከም ሓድሽ ክዳን ተከደንዋ ስለ ዝብል ቅዱስ ሲራክ. ዝመስለኒ ንምዝራብ ኢለ እየ ብቪድዮ ዝይኮነስ ብዓይኖም ዝርኣዩ እልፊ ሰባት ስለ ዘለዉ ከኣ ዓይኖም ከነንቁሮም የብልና. ጥዕና ይሃበለይ ምስ ሰናይ ይቅሬታ.
@kisanettesfatsion7882
@kisanettesfatsion7882 18 күн бұрын
ሰላም ሓወይ ከመይ ኣለካ ኣይትሃወክ ንምንታይ ቅድም ዘይትከታተል ወይ ከድካ ረአይ ኣፍካ ከምዝሃበካ ኣይትራረብ እዚ ትብሎዘለካ ኣምላክ በዕሉ ኣፍካ ክሕዘካ እዩ ኦ ጎይታ ዝብሉዎን ዝዛርብዎ ኣይፈልጡን እዮም እሞ ንኩላትና ይቅረ በለልና።
@fikrteame6769
@fikrteame6769 16 күн бұрын
Ane zgermeni gn ageb mbal ente koynu nkulu dika ageb ktbl zeloka weys felalika eka ageb tbl. Exempel kidmi hji Monika monekosat rkusat eyom ela wala hade aybelkan hji kea eti resah Awel telaeku haymanotna yemarash alo tsemamae dika koynka walas ferihka wala hade aytbln eka aybelkan wn.
@meronmilen1956
@meronmilen1956 18 күн бұрын
መቸም እታ ፍልተትኩም ሰይታን ከምዚ ይገብር እዩ ተተንከኩ ስራህ ትንኮላ እዩ ፍክፋእ እዩ ስራህኩም ማእረ ክንድዚ ንሰይታን ኣብ ርእስኩም ቦታ ትህብዎ። ኩምነገር እንተ ዝህልወኩም ከምቲ ሃዋርያት ንሃደ ተንካሊ ወይ ንካል ኣምላክ ዝተዊ ገኒሆም ነቲ ጸላኢ ሰናይ ገሲጾም ናብ መንገዲ ኣምላክ ዝመልስዎም ዝነበሩ ምለስዎም። ከም በኣል ንስካትኩም ግን ኣብ ቡዝህ ቢድዮ ክትዘውር ስለ ዝረኣካያስ ንስካ ቢጊደካ ክትህሱ መጺካ ።ብታእሚ እዩ ዝገርም ካብ ንሃሶት ኮለል ተብሉስ ኣብታ ዝተገበርታ ከድኩም ሃደ ዘይገንህ ወይ ኣገብ ዘይብል ሃክነት እንድህር ሃልያትኩም። ዝህሱ እንጀርኡ ዘእቢ እንበር ብግብሪ ኣገብ ዝብል ኣይረኣናን ።ሃክነት እድህር ሃልያትኩም ከምቲ ሃዋርያት ኩዱሳን ንተንኮልቲ ንካል ኣምላክ ዝተውዩ ዘሕፍርዎም ዝነበሩ እዚ ሃክነት የብሉን ኢልኩም የህፍርዎም ።ካብ ኣብ ማስ መድያ ከለል እንዳኣበልኩም ግዝየኩም ብሃሶት ተሕልፍዎ ።እቲ ሰብ ካምነኩም እውን ግብሪ ይሃልኩም ።ምህሳው ትራይ ኣየጽድከኩምን እዩ።
@awetbrhane9114
@awetbrhane9114 18 күн бұрын
ወይለኹም ዘይርኣኹም ዘይሰማዕኩም ብሓሶት ትምስክሩ ዘለኹም ባእስኹም ምስ እፍሬም ዘይኮነ ምስ ኣምላኽ ኢዩ ቅንኢ ኮሙኡ ዘብለኩም ዘሎ ካባኻ ንላዕሊ ሓሳዊ ዘሎ ኢዩ ብዛዕባ ሓሰውቲ ነብያት ክትነግረና ብኣካል ኢና ንፈልጦ ብቪዶ ኣይኮናን ብኸመይ ርግጸኛ ኮንካ ኬምካል ከምዝ ኣተዎ ግብሪ እግዝኣብሄር ምቅልላል ድቃስ ኣይህበካን ኢዩ
ንግምቢ ባቢሎን ንዘፍረሰ ንቅዱስ እግዚአብሔር ኣመስግኑ
29:57
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 629
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН
Сестра обхитрила!
00:17
Victoria Portfolio
Рет қаралды 958 М.
Support each other🤝
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 81 МЛН
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
00:11
Toshleh
Рет қаралды 22 МЛН
ቅድሚ ውቃጦ ምውቃጥና ግድን ክንፈልጦ ዘለና ነገር
20:12
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 2,6 М.
ስለምንታይ ብዙሕ ሰብ ዝስዕቦም?
22:30
Aklilu H.michael
Рет қаралды 43 М.
GERE EMUN PART 214 | ገሬ እሙን ክፋል 214
50:17
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 25 М.
ከምዚ እንተ ጌርና ካብ ናይ ዝሙት ፈተና ክንድሕን ኢና
18:41
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 2,6 М.
ገንዘብና ዝስለበሉ ምክንያት እዚ እዩ ንቕሑ!!!
16:49
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 2,9 М.
ጸሎት ሰነ (ሰኔ) ጎልጎታ ብትግርኛ Sene Golgota
28:45
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 182 М.
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН