ሓንቲ ተሽከርካሪት ብዘይዕርፍቲ ንነዊሕ ሰዓታት እንተተጓዒዛ ከጓጥሙ ዝኽእሉ ዓበይቲ ፀገማት

  Рет қаралды 117

ትግራይ ኣውቶሞቲቭ Tigrai Automotive

ትግራይ ኣውቶሞቲቭ Tigrai Automotive

Күн бұрын

ሎሚ 02 ሰነ 2016 ዓ/ም ኣብ ቴሌቭዥን ድምፂ ወያነ ትግራይ መደብ ትግራይ ኣውቶሞቲቭ ናባኹም እነብሎም መደባት፦
1) ሓንቲ ተሽከርካሪት ብዘይዕርፍቲ ንነዊሕ ሰዓታት እንተተጓዒዛ ከጓጥሙ ዝኽእሉ ዓበይቲ ፀገማት
2) ኣብ ፍሬን ዘለዉ ምሽጥራትን ክንገብሮም ዝግብኡ ጥንቃቐታትን
3)በብኣብያተ ዕዮኡ ከምኡ እውን ኣብ ተሽከርከርቲ ተሰቒሎም እንረኽቦም መከላኸሊ ባርዕ ከመይ ከምዝትግበሩን ካልኦት ትሕዝቶታትን ካብ ኣጋምሸት 11:00-11:30 ናባኹም ከብሉ እዮም።

Пікірлер: 6
@ErmiyasHadush-tm7cc
@ErmiyasHadush-tm7cc 4 ай бұрын
Woo it's interesting for us thanks
@JustDear-f7v
@JustDear-f7v 4 ай бұрын
Thanks bro
@derbew8948
@derbew8948 4 ай бұрын
ብዩቱብ ጥራሕ ዲዩ ብቲቪ እውን ትሰረሑ
@TigraiAutomotive
@TigraiAutomotive 4 ай бұрын
ብyoutube ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና።
@TigraiAutomotive
@TigraiAutomotive 20 күн бұрын
@@derbew8948 ኣብ ድምፂ ወያነ ትግራይ ቴሌቭዥን እውን ኣለና
@mahariyemanu284
@mahariyemanu284 20 күн бұрын
Btami nfuat qexlwo
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 3,1 МЛН
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 26 МЛН
ታሪፍ ኣብ ትግራይ፤ ብዛዕባ ፅገና ተሽከርከርቲ ጠቐምቲ ምኽርታት
28:47
ትግራይ ኣውቶሞቲቭ Tigrai Automotive
Рет қаралды 48
EMS Special ጀነራል ተፈራ ማሞ ይናገራሉ Oct 2024
14:57
EMS (Ethiopian Media Services)
Рет қаралды 210 М.
ኣብ ተሽከርከርቲ ዝርከቡ ዓይነታት ኤሌክትሮኒክስን  ስራሕቶምን
29:26
ትግራይ ኣውቶሞቲቭ Tigrai Automotive
Рет қаралды 66
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 3,1 МЛН