ሑመራ ወሳኒ ጉዕዞ ሃመር|ስታሊን ተኸሲሱ - ምላሽ ሂቡ | TDF ብኤርትራውያን ተመስጊኑ

  Рет қаралды 38,005

Tigray Broadcast Service

Tigray Broadcast Service

Күн бұрын

Пікірлер: 151
@mossest.giorgis9589
@mossest.giorgis9589 Ай бұрын
LOVE TIGRAY PEOPLE. LOVE, PEACE & DEVELOPMENT TO ERITREA TIGRAY
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ መድሕን ትግራይ እዮም
@hayletkle2197
@hayletkle2197 Ай бұрын
ትግራይ ኣብ ልዕሊኣ ዝወረደ ልፍንታዊ ወራ ብመሪር ተጋድሎ ፡ንርእሳ ህላውነታ ኣውሒሳ ፡ንዓና አርትራውያን ሉ ኣላውነትና ንኸይድፈር ጽኑዕ ዕርዲ ኰይናትና ኢያ ፡ ክብርን መጎስን ነቶም ንመሰልን ህላውነትን ኣብ መሬቶ ዝተሰዉ ተጋሩ !
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 Ай бұрын
@@hayletkle2197 ትኽክል ኢልካ አነውን ክምኡዩ ዝርድአኒን እቲ ሓቂውን ንሱዩ!! ትግራይ ንዘይሓገዘቶ አብ'ዚ ቀርኒ አፍሪካ ብውሑድ ወይውን ብብዙሕ!! እተን ውዕለት ዝተገብረለን ሃገራትን ውድባትን ግለሰባትን ተአኻኺበን እዚ ንጥፍአት ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ክመኽራ ማንም አይጽበይን ኔሩ!!
@ksatenikedimos
@ksatenikedimos Ай бұрын
ኣነታ መርዓ ተስካር ክርስትና ኣርብኣ ህጊ ይውፃኣዮ ዝበልካ ተባረክ ናይ ብሓቂ ሃንጊ እዩ
@HiwotGebreegziabher
@HiwotGebreegziabher Ай бұрын
ኪዳነ አመነ ዝበሎ ትኽክልዩ ድምፂ ጥይት ከይትሰምዕ ጠንካራ ሰራዊት እንትህልወካ እዩ ብፀላእቲ ተኸቢብካ ሓንቲ ጥይት አይትስማዕን ማለት ላግፂ እዩ
@May-vt1jq
@May-vt1jq Ай бұрын
ጌታቸው ተገምግመ ኢልካ ተሰሚዑካ ህዝብና ግን ደቁን ሃፍቱን ስኢኑ ይፀንት ኣሎ ንስካግን ንክብርካ ተጨቂካ መሕፈሪ
@yemdos7222
@yemdos7222 Ай бұрын
ብልፅግና ዓዲ ረኺቡ
@Ekubay-j2q
@Ekubay-j2q Ай бұрын
ሰላም ክኾነልና ፀሎት ንግበር
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 Ай бұрын
❤❤❤አነውን ፈታው ትግራይ'የ ናይ ትግራይ እንኮ ተስፍ TDF እዩ እየ ዝብልTDF SAVED NOT ONLY TIGRAY BUT SAVED ERITREA TOO❤❤❤
@almazabraha6198
@almazabraha6198 Ай бұрын
ንስታሊን ዝማጣጠን ጋዜጠኛ ዋላ ሐንቲ የለን ጀግና ስታሊን
@alguyonas3312
@alguyonas3312 Ай бұрын
❤❤
@RrUu-zh5mc
@RrUu-zh5mc Ай бұрын
👌💖💖
@dimtsunegash6711
@dimtsunegash6711 Ай бұрын
Getachew Reda go ahead with the new trend.
@MameMam-m9n
@MameMam-m9n Ай бұрын
🎉🎉🎉
@almazyehdego4802
@almazyehdego4802 Ай бұрын
❤️‍🔥🎉❤️‍🔥🎉❤️‍🔥🎉❤️‍🔥🎉❤️‍🔥🎉❤️‍🔥🎉❤️‍🔥🎉❤️‍🔥
@haileGslasie-v4g
@haileGslasie-v4g Ай бұрын
Areselam selam kemey harifuwo alo hzbi tgray !!
@AmirAmir-w9h3z
@AmirAmir-w9h3z Ай бұрын
እስታሊንን ተከሲሱ የሚል ስታወሩ አታፍሩም የትግራይ ህዝብ በጦርነቱ ወቅት በረሀ ከወረዱት በላይ አይኑ እስኪታመም ድረስ ለሀዝቡ ድምፅ ሆኖ የሰራ ሰው ተከሰሰ ስትሉ ታሳፍራላቹህ።
@tesfaygebru6712
@tesfaygebru6712 Ай бұрын
ብትማሊ ከይኮነስ ብሎሚ እኻ ትምዘን ።
@hayelomwedimeri
@hayelomwedimeri Ай бұрын
ስታሊን ጅግና እዩ። ግን ከጥፍእ ከሎ ድማ ክንቀፍ ናይ ግድን እዩ።
@YonasTejle
@YonasTejle Ай бұрын
ሰላም ትግራይ ዓደይ ካብ ዓድዋ አለና
@kidudest7893
@kidudest7893 Ай бұрын
I appreciate the role of TDF leaders to take neutral position in the conflict running for power by the two TPLF factions.
@Yeabsraserasra-kl2ql
@Yeabsraserasra-kl2ql Ай бұрын
ትግራይን ኢትይዮጵያን
@ShishayAkli
@ShishayAkli Ай бұрын
ከደምቲ ደቂ ጌታቸው ኣብይ ሓመድ ኢኹም
@mekonnengebreal8969
@mekonnengebreal8969 Ай бұрын
ጌታቸው ተዛራቢ እምበር መራሒ ኣይኮነን ናይ PR ጀግና
@AbrhamAdehane
@AbrhamAdehane Ай бұрын
ስውእ ተተላዓለ ሓፂን መፂን ካምስራቅ ይሐይሽ
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey Ай бұрын
💛❤️
@zemen2886
@zemen2886 Ай бұрын
Tigrai has been through horrific times specially since 11/2020 and still the people of Tigrai is suffering of results of evils deed of so called brothers, sisters Ethiopians and neighbors countries had done all the atrocity against Tegaru. Getachew Reda was out there with his suffering people during the genocide in Tigrai. May God The creator of Heaven and Earth be with Getachew Reda in the names of the Lord Jesus Christ. He’s doing his best…..
@ShishayAkli
@ShishayAkli Ай бұрын
ንስታሊን ክትከሱ ሞራል የብልኩምን ድሙራትን ፅግዕተኛታትን ሓይሊ
@yonasdawit8382
@yonasdawit8382 Ай бұрын
Yesss hzbi tigrray ms hawkum hzbi Eritrea Selam entegerna kesina knserhn knmebln ena
@fff-g3q
@fff-g3q Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤
@ShishayAkli
@ShishayAkli Ай бұрын
"ሰላም ዝደልን ዘይደልን ኣሎ" እንዳበልኩም ድኹዒ ናይ ፀላእቲ ኮይንኩም ኣለኹም ፋንድያታት
@AbrahaGebreegziabherHailu
@AbrahaGebreegziabherHailu Ай бұрын
Thanks
@AbadyAbrhame
@AbadyAbrhame Ай бұрын
ይወሰኽ
@gidaydegefu3712
@gidaydegefu3712 Ай бұрын
TDF is indeed the second shield, next to the Tigray people, which the people itself is the main in Tigrai. As to the critical analysis of Kidane and the appreciation extended by Kahsay are all laudable and recommendable. Thanks!!
@selfreliance8999
@selfreliance8999 Ай бұрын
TDF ብዓጋመ እምበር ብሐደ ኤርትራዊ ተደጊፉ አይፈልጥንዩ...ተመስገን ድማ ዒጎ እምበር ኤርትራዊ አይኮነን
@getachewgebru1659
@getachewgebru1659 Ай бұрын
Keep it up Mizanawi Akerarbakum Nidenakurn kfafelti afegnatatAbryi timhrti eyu .
@Tamekebe-o3u
@Tamekebe-o3u Ай бұрын
ስታሊን ሓወይ ትማሊ ጅግና ሎሚ ጅግና ፅባሕ ጅግና ኢኻ አብቲ ዕፅዋን ክባን ድምፅ ህዝብ ትግራይ ምንባርካ ካብ ሕሊናና አይጠፍእን ብፍፁም አይንርሶዖን። ፅድመን ጥዕናን ይሃብካ ኽብሪ ንTDF ትግራይ ትስዕር❤❤❤❤❤❤❤❤
@TeamrMirutsi
@TeamrMirutsi Ай бұрын
ስታሊን እዚ ስም ዘዉጸአልካ ከመይ ዝበለ በዓል ራኢ እዩ እምበር ሰታሊን መሪሕ ጥፍኣት ገናፃልን
@alemwgebrail5317
@alemwgebrail5317 Ай бұрын
ብተወሳኺ አንቱም ንጌታቸው ትፀርፉ ሰባት አይት ሐርንኹ ተሓከሙ ደአ ካብዓሌታውነት ካብአረጊት ሞዴል ውፁ ትግራይ ብመናእሰይ ትመራህ ።
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 Ай бұрын
ክክክክ ጌታቸው ብልፅግና ድዩ መንእሰይ ዕድመ ፍልጠት እዩ ሳላ መን ተጋሩ ተባሂሉ። አሳውቲ ባንዳ እዩ ሕዚ እውን ።ሓንቲ ክብርቲ ትግራይወቲ ንፍዕቲ
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 Ай бұрын
@@alemwgebrail5317 መንእሰ አብይ መጸ እንታይ ተረኽበ? መንእሰይ ወዲ ረዳ መጸ እንታይ ተረኽበ?? ኤመሪካ ብበዓል ባይደንን ትርምፕን ክትምራሕሲ መንእሰይ ስለዝተስአነ ድዩ? እሞ ኸአ ዳርጋ 400 ሚልዮን ህዝቢ ዘለዋ!! እዚ እይኮነን ግቲ ሕቶ! ዝብላዕ ሓሳብ እስኪ አምጽእ!!
@kirosasefaasefa9242
@kirosasefaasefa9242 Ай бұрын
አብይ አሕመድ እኮ መንእሰይ እዩ አረጊት መንእሰይ ዘይኮነስ እቲ ተመራጺ አተሐሳስባ አምበር ሰብ እማ ኩሉ ሰብ እዩ ኩሎም ድማ ተጋሩ እዮም ምርጫና ክኾን ዘለዎ አብሐሳብ እዩ ክኾን ዘለዎ ፍልልይና ድማ አብሐሳብ ስለበይተሰማማዕና ከረሐሕቀና ከጻልአና አይብሉን
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 Ай бұрын
@@kirosasefaasefa9242 ትክክል እዚ'ያ እታ ሓቂ!! ባህልናስ ማይ ዝሰተየ ይብሃል ምሽዶ? ማይ እም ካብዝውለድ ጀሚሩ ማይ እዩ ዝሰቲ ግን ናይ ብቅዓት መመልከቲዩ!! ሎሚ ግን ብፍላይ ክመርጽ እንከሎ ዊስኪ ቮድካ ወይውንጂን ዝሰቲ ገይርዎ እት መማረጺ !! ንሰብ በታ ድክምቲ ጎኑ ክትጥቀም ምድላይ
@Shigut
@Shigut Ай бұрын
Mike Hammer Ethiopian Prime Minster
@aronmussie557
@aronmussie557 Ай бұрын
ማይክ ሃመር ክሳብ ኢዱ ምትእትታው ዘይገበረ ትግራይ ሰላም ረኺባ ማለት ዘበት።ካልኣይ ኤሪትራዊ መምህር ተመስገን ዝበልክዮ ትግራዋይ እዩ።ዓገብ
@TsegayAlemu-i3f
@TsegayAlemu-i3f Ай бұрын
እስታሊን ቅድም ክቃለስ ዝነበረ ንህዝቢ ትግራይ መሲሉኒ ብጣእሚ የድንቆን ይድግፎን ነይረ ግናነገር ን4ተ ሰበስልጣን ማለትም ንስብሀት:ንአለም :ንደብረሰይጣን: ንሞንጀሪኖ ን ካልኦትን ካብ ሌብነቶም ንምድሓን ድዩ ነይሩ ጌጋዩ! ከዚ እታጉዳይ ናብኦም ምስዞረት ንህዝቢ ኣጋመ ሾርት ሚሞሪ ኢልኻ ምጽራፍ ታይንማለት ተደልዩ እዩ ህዝቢ ብነፃነት ሓሳቡ ስለዝገለፀ። ክትእርሞ አለካ ንፍትሂ ትቃለስ ለውጢ ግድንዩ ከይመስለካ ከም ሀይለ መንደርተኛ አይትኹን።
@alemwgebrail5317
@alemwgebrail5317 Ай бұрын
ብዘዕባ እስታሊን አግሪሙለይ ኢዩ ሰለዝኾነ ክእርሞ ዝግባእ ጉዳይ አሌታውያን ማለት ስብሓታውያን የአክል ክብሓሉ ይግባ ተመለስ ናብ ሕዝብኻ።።።
@تغلايحبش
@تغلايحبش Ай бұрын
ስታሊን ጅግና
@AeblMejaor
@AeblMejaor Ай бұрын
ናይ ሕሉፍን መፃእን ክነታት ብትረካ መልክዕ ምቅራብ ተትጅምሩ ፅቡቅ ኔሩ ደቂቃ እውን አይተንውሕዎ አሕፅርዎ
@siblesible4838
@siblesible4838 Ай бұрын
Egzabiher leyto ykberh ante tokula
@rational5634
@rational5634 Ай бұрын
Egzabher meragem astemruwal yeh new yante chilota.
@SaadaMahmmed
@SaadaMahmmed Ай бұрын
ጌታቸዉ. መርዝይ. በማር. እናላእጠጥካ. አይትናገር. መሕፈር. ካብ. ክቡር. አቦ አቅልይ. ደክተር. ደብረፅየን. ንስኻ. ሕዋሐት. ኮይንካ. አምሰሉ. ናይ. ትግራይ. መሽረፈት. እኻ ናይ. ግዜ. ጉዳይ. አዩ. አታ. ጠላም. መስተ. ሕደግ ሐንጎልካ. ብደንብይ. ልክሰርሕ ጠላም. ናይ. አቢይ. አህመድ. ሐሽከር. ኮንካ. እዋይ. ዉርደት
@WedebMassawa
@WedebMassawa Ай бұрын
ተጋጊኪ ተመስገን ትግራዋይ እዪ ኤርትራዊ አይኮናን ምም ተመስገን ታአራምላ
@HailuAbreha
@HailuAbreha Ай бұрын
ስታሊን ጀግና እዩ:: ከም ተምቤን ብሮድካስት ሰርቪስ ንኸብዱ ኣይሓድርን::
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 Ай бұрын
😂😂😂😂...ዑጉም ጨዳዳት !!!! ተመስገን ካሕሳይ ድኣ ዝተጨብጨበሉ ትግራዋይ ... ተመስገን ትግራዋይ ተዘይኮይኑ ተመስገን ኢሉ ዝጽውዖ ኸማን ኣይነበረን ኣብ ኤርትራ
@foxsfoxs47
@foxsfoxs47 Ай бұрын
ፍትሓውያን ኩኑ። ሓደ እናሞገስ ሓደ ምንኣድ የትም ኣያብጽሕን። ናይ ነባራት ተጋደሊቲ ሕማቅ ፎቶ እናለተፍካ ገንዘብ ምዕራይ ገደፍዎ።ኾምኡ እንተቀጽልኩም.....
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 Ай бұрын
Temesgen kahsay tigraway iyu eritrawi aykonen aytehasuwi
@mossest.giorgis9589
@mossest.giorgis9589 Ай бұрын
What is the matter. Temesgen believs PEACE and love between these people.
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 Ай бұрын
@@mossest.giorgis9589 but, he keeps saying we Eritreans, while he is tigraway. He also talks both sides of his mouth at times dangerously campaigning for Eritrea destruction
@Warsay4565
@Warsay4565 Ай бұрын
እዋይ !!እምበኣር ተመስገን ካሕሳይ'ሲ ኤርትራዊ እዩ? ተመስገን ካሕሳይ ኢትዮጵያዊ እዩ።
@mebrimebriy
@mebrimebriy Ай бұрын
ወይ ስታሊነ ካባኻ ልላዕሊስያ አብ ዕፅዋን ከባን ጊዜ ዝተዋገአ አሎ? ምሉእ ጊዜኡ ሂቡ አካሉ ዘድቀቋ ጀግና ዉላድ ትግራይ ዩ።
@abrehetbeyenewoldu2869
@abrehetbeyenewoldu2869 Ай бұрын
Emo haqu edyu sitalin nero edlena ategageyen
@yohannes8242
@yohannes8242 Ай бұрын
Good idea ato Getachew kulatkum hizbe akberu
@bini5364
@bini5364 Ай бұрын
ግርም ዘረባ ኢርትራዊ መምህር ተመስገን ኻሕሳይ ዶ በልኪ ደጊም ብሰሊ አዉን ኢርትራ ክርአያ ኸቶ ዘይካል አዩ
@alemsegedteamrat
@alemsegedteamrat Ай бұрын
ብይናይ ምራል እዩ ንስታሊን ዝግምግም ህዝውን አብዓድግራት ዝተገበረ ሆሆይ ካብዝግቦኦ ንላዕሊ ተጋኒኑ እዩ ዕቀንዘሐሎፎ ምንጭብጫብ ናይዓጋማና ባህሊ አይኮነን ንእሽተይ ተሕፍር እያ
@herangetachew-dh5ip
@herangetachew-dh5ip Ай бұрын
ካባኹም ይሕሹ
@mekonenaregai9483
@mekonenaregai9483 Ай бұрын
ሓሳዊ!
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria Ай бұрын
ህዝቢ ዓጋመ ምቅጣርይክልደዩ ለካ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ Ай бұрын
ስታልን ወዲ ኣመንዝራ ዓለታዊ ኢዩ ዋላ ንባዓል ኣሳፍ ዓዲሙ ደቂ ከባብእ ብ ኣሳፍ ንህዝቢ ዓጋመ ክጽረፍ ገይሩ ኢዩ እዚ ካኣ ሓድሽ ነገር ኣይኮነን ባዓል ኣለም ገብረዋሃድ መንጀርኖ ምስ ግጅለኦም ን 30 ዓመት ጸሪፎሞ ኢዮም ንህዝቢ ዓጋመ ልቢ የዐብና ስቂ ኢልና ነይርና ሎሚ ግን ንኩሎም ዋጋ ከነኽፍሎም ኢና መኽናቱ መረሐት ከይኖም ንሓደ ክፋል ህዝቦም ብ ከባብነት ሪኢዮም ዝጸሪፍ ኢንተ ከይኖም ምዕጋስ የለን ክብራ ተኻባብራ ኢያ ቭዶ ኣውጽና ክንከሶ ኢና ጽብቅ ገይርና እቲ ቭዶ ምሳና ኢዩ ዘሎ ተታሕዙ
@ShishayAkli
@ShishayAkli Ай бұрын
ግምት ማለት እኮ 50% ግዝኣቱ ሸይጡ ልዕሊ 2 ሚልዮን ህዝቡ ኣብ ወፃኢ ዓድን ውሽጢ ዓድን ተመዛቢሉ እንዳሃለወ ደግፉኑ፣ ኣንጨብጩቡለይ፣ ስገዱለይ ዝብል ናይዚ ዘመን መስፍን ክኸውን ዝደፈረ ደፋር ቁንጪ ዩ።
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ Ай бұрын
@@ShishayAkli ኣይየ ግጅለ ደብረጽንተት እንካዓ ከማኹም ብካድረታት ገይሩ ኣይዓፈኖ መራሕ ናይ ህዝቢ ድለይት ክሰምዕ ምቅራብ ጽብቅ ኢዩ ኣብዚ የድንቆ ኢየ ንጌች ህዝቢ ዝሓቶ ዘሎ ሕቶ ግን ኣይራኣየካ ኢዩ ዘሎ ብሰንኪ ግጅለታት ካድረታት ን30 ዓመት ታዓፍና ተዋርድና ይብለካ ኣሎ ገለ ህዝቢ ካኣ ዞባና ይመለስ ይብል ኣሎ ግዛኣት ትግራይ ንማዓስ ኢዩ ክምለስ ኢሎም ዝሓትዎ ዘለዊ ከ ፍጽም ኣይራኣየካ ኢዩ ዘሎ ንስኹም ግጅለ ደብረጽንተ መንጀርኖ ስፍሓታዋይ ንህዝቢ ሓስብኩም ዘይከንኩም ስ ንስልጣንኩም ኢኹም መኽናቱ ስልጣንኩም ተመጥልኩም ከምዘይ ትምለስዋ ትኾኑ ስለ ዘለኹም ተአውዩ ዘለኹም ንህዝቢ ትሓስብ ነይርኩም ተትኾኑ 30 ኣብ ስልጣን ጸንሕኩም ንህዝቢና ኣብ ማዓሙቕ ድኽነት የአትኹሞ ክስደት ገይርኩሞ ዓዱ ገድፍ ብ ካድረታትኩም ዳሰደኩም ዲክታቶራት ግጅለ ዝኾንኩም ሕጂ ሓለይቲ ህዝቢ ክትኾኑ ንጸለአት ክንውረር ዝገበርኩምና ምኻንኩም ኣይትረስዕ ሎሚ ለቢምና ጎርሕና ኢና ጸለአትና ኣብ ውሽጥና ኢኹም ዘለኹም።
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb Ай бұрын
Antum sebat kemzi ayinet hizbis ezom Debretsionin Getachewn kirekib aziu yeguihi.
@hayletkle2197
@hayletkle2197 Ай бұрын
እዋይ ዘን ተጋሩ ክበልሓ ክልብማ ! ዘይከም ገሊ አን ፡ ኣብ ጥፍ ኣት ዝስዕስዓ ፡ እንቋዕ ጎረቤተይ ኮንክን !
@ZenachewGetachew
@ZenachewGetachew Ай бұрын
Estalen ye mekes. Ye tegaru telat new
@TeferMekonen
@TeferMekonen Ай бұрын
ኣብዙይ ዘለኻ ጋህታፍ ጉዳይ ስድራኻ ጥራሕ ግበር ዘለዎ ከምደስ ዝበሎ ይግበር ካብቶም ሓፂኒን ጨዉን ገንዘብ ድያስፖራን ዝሰረቁ ቁፅሪ ሓደ ፃድቃኒን ጌታቸዉን ፃድቃኒን እዮም ቡዙሕ ኣይቲዛረቡ ቀዳማይ ሌባ ጌታቸዉ እዩ
@TekleAregawi-io3zx
@TekleAregawi-io3zx Ай бұрын
@@TeferMekonen ሃለውለው
@YonasGebreegziabher-x8s
@YonasGebreegziabher-x8s Ай бұрын
Eritreawuyan ab guday Tigray ayeetewomin.....dedebat ekum atum media
@HalefomHaru-p3g
@HalefomHaru-p3g Ай бұрын
ብትግርኛ ተዛረቢ (ዘንዣብብ) ዘንፀላሉ እዩ።
@tbstig
@tbstig Ай бұрын
ነመስግን
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb Ай бұрын
Hiwehatawiyan denakur enkelewu Tigray ayihalfelan. Hiwehat kab surom siltanom kihadgu alewom.
@rimeydejen4140
@rimeydejen4140 Ай бұрын
ናብ ህዝቢ ወሪድካ ምይይጥ ጶቡቕ ዝኸውን እቶም አፈላላይ ዘለዎም አካላት በሓባር ብማዕርነት ወሪዶም ምስህዝቢ እንክዝትዩን አፈላላዮም አቕሪቦም ብህዝቢ ዝድገፍ አንትድገፍን ተመለሰ ተጋጊኻ ዝባሃልን አንከፍለ እንበር እስቲ ስልጣን ዝጨበጠ በየነ እንከዕንድር ኣይኮነን። ከምቲ አበመድረኻት ህዝበ ዘቕርቦ ዘሎ እቲ ዕድል ዝሳአነ ሓይሊ ሐሳቡ ከሰርጵ ውሽጣውሽጢ ምኻዱ ኣይተርፍን አዙይ ድማ ትግራይ ዝጎድእዩ።
@yohannesgebremeskel7368
@yohannesgebremeskel7368 Ай бұрын
2 ሚልዮን ካብ ማረት መኻን ስርናይ በብወርሑ እንተፀበየ ዝነብር ህዝቢ ዝነበራ ትግራይ ብኸመይን እንታይ ዝተሰወረ ዘይረአ ዓቕሚ ስለዝነበራ እዩ ትግራይ ኣብ 2013 ዓ.ም ንኹናት ክትዳሎ ኣይተገበረን ዝብሉ:: ትግርኛ ዝዛረቡ ሚድያ እንተደልዮም ፋኖ ይኾኑ እንተደልዮም ሻዕብያ ይድግፉ እንተደልዮም ካሊእ ይኾኑ ብቻ ንኡሽተይ ገንዘብ ትርከበላ ትኹን ኮይኑ ናይ ንኡሳን ጉያ:: ኩናት ሓንሳብ መሕለፊት ጊዜ ይብሉዋ ሓንሳብ ሕማቕ እያ ኣይንደልያን.... ብዛዕባ ንኹናት ፅዩፍ ምኳን እኳ ናይ ሓባር ርድኢት ከይህሉ ዝሰርሕ ወለዶ ሒዝካ ምትራፍ ኮይኑ::
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 Ай бұрын
tsadkan tigray nmfras siole kAtu ie ilu Aygedfn
@WATERLILY-ht8uh
@WATERLILY-ht8uh Ай бұрын
ዘንዣብብ ልብሃል ትግርኛ የለን ዘንፀላሉ እንትዝብሃል ዶ ኣይምሓሸን?
@AhmedMehamednor
@AhmedMehamednor Ай бұрын
እቲ ስምምዕ ፕሪቶርያ ግን ተመዛበልቲ ናብ ዘመዛበልዎም ወይ ድማ ናብ ቐተልቶም ይመለሱ ይመለሱ ድዮ ዝብል ???????
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb Ай бұрын
TDF nikulu entetat diluw kikewin eyu tiray zelo. TDF bifitsum ab nay enkilil beal debretsionin getachewn ayegedison. TDF wahis Tigray eyu. Zikone yikun zimetse yimtsae Tigray nay baela serawit biaziu ziteatsatsefe awedadiba serawit kihinets alewo.
@ShishayAkli
@ShishayAkli Ай бұрын
ግምት ማለት እኮ 50% ግዝኣቱ ሸይጡ ልዕሊ 2 ሚልዮን ህዝቡ ኣብ ወፃኢ ዓድን ውሽጢ ዓድን ተመዛቢሉ እንዳሃለወ ደግፉኑ፣ ኣንጨብጩቡለይ፣ ስገዱለይ ዝብል ናይዚ ዘመን መስፍን ክኸውን ዝደፈረ ደፋር ቁንጪ ዩ።
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 Ай бұрын
❤❤❤አየ ጌታቸው ብዘረባ ክእለት ድአ specialist እንዲኻ! ብተግባርከሞ??😢😢😢 መን ድዩ ናብ ፌደራል ሰዲዱካ? እዛ ወንበር ን5 ዓመት ዲኻ ኮንትራት ሒዝካያ?? ዕድመ ግዝያዊ መንግስቲ ንክንደይ ድዩ?😢😢😢
@NaodSyum
@NaodSyum Ай бұрын
1005
@bereketassefa-lp6mo
@bereketassefa-lp6mo Ай бұрын
z stalin zbhal gn tay eyu nagebere neyru kezike tay eyu zgebr lo. nmntay na getchew akebala kndzi anadidwo. naye ezi ezi sdi eyu. sreat athzwo natelake selam tigray ayrebsh.
@almazabraha6198
@almazabraha6198 Ай бұрын
ጌታቸው ተሐስው ኢካ ግን ንዶ/ር ሃይለ ብምንታይ ምኽንያት ክስመም ተጌሩ
@DemelashBelay-o8y
@DemelashBelay-o8y Ай бұрын
"ናብ ትግራይን ኢትዬጵያን "ታይ ማለት እዩ?ናኢትዬጵያ ፓስፓርት ልምግናይ እላተጓየኺ ሃምለይትውዕሊ።
@Bitew12
@Bitew12 Ай бұрын
hiji merahiti tigray humera kihiziwa alewu abi ahmed game eu zixawet zelo
@ksatenikedimos
@ksatenikedimos Ай бұрын
ክላ ሕይ እውን ጉርዲ ኢካ ትመስል
@TeferMekonen
@TeferMekonen Ай бұрын
እሞ ታናይ ዱባይ ገዛኻ ሕዝካ ኪድ ኣቶ ጌታቸዉ
@AbelTium
@AbelTium Ай бұрын
ስታሊን ጅግና እዩ
@yirgahayelom6628
@yirgahayelom6628 Ай бұрын
2013 ንኲናት ተዳሊኹም'ባ ክንደይ ፈኸራ ሓሊፉ...! ልዕሊ 1.3 ሚሊዮን ሰራዊት ኣለና እናተብሃለ!
@haqitisier8947
@haqitisier8947 Ай бұрын
ነዚ ህዝቢ ከመይ የተልሎ ኣሎ ሚድያ ሰለ ዝረኸበ ህዝበ የተልሉ ኣለው ።
@tesfileG
@tesfileG Ай бұрын
ስታሊን ሓሳዊ ሓማዪ
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 Ай бұрын
Tegaru bizaeba eritra zereba akarisuwo
@WediWeldab
@WediWeldab Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂 እንታይ ደኣ ኤረትራዋን ኢልኪ ውጽያ ባ ብድጌድ ንሓመድ ኢልኪ 😂😂😂😂😂
@WediWeldab
@WediWeldab Ай бұрын
ብዝኮነ ኢቶጶ ማይክ ሃመር ከይወጸ ሰለም ክንደይ ከይህሉ😂😂😂😂
@tesfaygebru6712
@tesfaygebru6712 Ай бұрын
ስታሊን ንምንታይ ካብ ሚዛን ወሪዱ ?
@goitomkidanu7691
@goitomkidanu7691 Ай бұрын
ሰታሊን በንዳ ናይቅርሽ ጨምላቅ ወታፍ ነቃይ ኣለም ገብረዋህድ እዩ
@ShishayAkli
@ShishayAkli Ай бұрын
ስታሊን ብናትካ ረሳሕ መልሓስ ዝለዓል ዓይነት ሰብ ኣይኮነን። ድግና ኒኩሎር ናይ ትግራይ እዩ። ፀላእቲ ትግራይ ምስክረይ እዩ። ንስኻ ግን ካብቶም ፋንድያታት ኢኻ
@AbadyAbrhame
@AbadyAbrhame Ай бұрын
ኣብ ህዝቢ ወርድኸ ምምያጥ ስልጡን መንገዲ
@tesfayghebremedhin5176
@tesfayghebremedhin5176 Ай бұрын
atenakiru is pure Amharich .zsay Adeldilu or Ahiyulu.
@tesfayghebremedhin5176
@tesfayghebremedhin5176 Ай бұрын
No To Zelaki comes from Zeleke"Soldier " Say Nebari or Fithawi.
@tigrayarmy2293
@tigrayarmy2293 Ай бұрын
1 Millions innocent Tigray People were killed by Eritreans Amhara, oromo Ethiopian.
@iskatl1098
@iskatl1098 Ай бұрын
Tdf ajoka hizkaya aleka eta nay hdri shambko bret ab sheto a keyebzahkaya keytewrda khdet blzgna terediekaya aleka get set bel wahs hzbi Tgrai ane Ertrawi fetawikum eye.
@ZaidDrar
@ZaidDrar Ай бұрын
Eti hasotn mitlaln kidney tikeliwo ekum ab wishtukum zelo kifat gedifkum nay dege mewaelkum nay degetblu
@RingAliok-yo2pc
@RingAliok-yo2pc Ай бұрын
አቱም ሚዲያ ንሱኹም ሕደጉ ናትኩም ንሱኹም ንደብረፅዮን እኹም ትደግፉ ዘለኹም ጠጠው አብሉ ምክንያቱ ንህዝብ ትግራይ ሕሰብሉ በዮዛኹም አብ ዓገመን አብ ተምቤን ዓቢይ ዓዲ ናይህዝብ እንቃሰቃሴ ሪእናዮ እና እዚ አጣናኸሪና ክንቅፅል አለና፣
@LinaTekie
@LinaTekie Ай бұрын
Teketilatikum timetsoe tata tiwatdiewa ekum statali ezuy ayigbion eti tsilamat gize diro rsiekmo bi ede aziro mes abiy tizarebu alekum😂😂😂😂
@esuali2818
@esuali2818 Ай бұрын
ንምንታይ እዩ ስታሊን አብ ጌታቸው ረዳ ዘመቻ ዘካይ ዘሎ?
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Ай бұрын
ጃንዳ አድዋ ኣያ ረኺቡ አሜርካ ዝአተው ኬሬማላ ዝበልኡ ስታሊን በል፥ ትግራይ ኦን ላይን፥ ደደቢት ብኸመይ ቢዝነሶም ዳአረበት አብ ጎይታይ ኢሳያስ ማሐረኒ እኳ በጺሒ መረብ ሩባ ሰጊድ ሰላም ምኳና ዳራኣዩ አቅልጽበት እዩ ክትሐስቦ ናይ ፍኖ propaganda ኮይኑ ዶ ትሪኦ አለኻ
@almazabraha6198
@almazabraha6198 Ай бұрын
አቦ ቀሺ መንእሰይ ብዙሕ አፓለቲክ አየድልዩኩምን
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr Ай бұрын
እስኻ ድማ ኣይትዓሹ ። ሰብ ከም ዓቕሙ ጓሉ ወዱ ከመርዑ ተስካር እውን ከምኡ ።
@asmelashyibeyin8707
@asmelashyibeyin8707 Ай бұрын
ደናቑር ዜናኹም ደጊምኩም ስምዕዎ ህዝቢ ኤርትራ እንተረጊኡ እዩ ዝብል ህዝቢ ትግራይ ኢልኩም ኣስተኻኽልዎ
@tbstig
@tbstig Ай бұрын
ነመስግን
the balloon deflated while it was flying #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 35 МЛН
兔子姐姐最终逃走了吗?#小丑#兔子警官#家庭
00:58
小蚂蚁和小宇宙
Рет қаралды 15 МЛН
የኮሎኔሉ ምስጢሮች ፤ በኤርትራ ፓስፖርት የተያዘው|ETHIO FORUM
17:56
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 32 ( BY BRUNO )
44:12
Awra Tube
Рет қаралды 158 М.
the balloon deflated while it was flying #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 35 МЛН