ሂወት ኣብርሃ - ኮድ 070 - ላዛ ኣይዶል 3ይ ዙር - ጎበዝ ዓዲ

  Рет қаралды 116,443

ላዛ ኣይዶል Laza Idol

ላዛ ኣይዶል Laza Idol

4 ай бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 326
@user-tm3go8ly3k
@user-tm3go8ly3k 3 ай бұрын
ናይዛ ቆልዓ እዚኣ 24ሰዓት እንተዝሰምዖ ደሰተኛ እየ 🎉❤❤❤❤
@AmanualHumera
@AmanualHumera 4 ай бұрын
ኣነ ደጋፊ ናይ ሂወት ኣብርሃ እየ እዚ ኣይደል እውን ዋንጫ ከም ትበልዕ ይትኣማመን እየ❤
@user-dj5wd9zb5h
@user-dj5wd9zb5h 4 ай бұрын
በይዛኩም ቀሰ አቢልኩም አርምዎም ከይዳሃሉ!! ሰንታዮ 100%√ ብጣዕሚ ፅብቅ ኣድንቀካ::❤
@kebrongebreyesus15
@kebrongebreyesus15 3 ай бұрын
ሓቅኺ 💯💯💯
@Massawa90com
@Massawa90com 4 ай бұрын
Keff Alekum deki tgray, Ane nkulom mehlefkwom neyre, Ezi keman nsatom koynom ember ata kndey xegem dyom yehlifom!!! Ajokum kexlwo . Amlak Selam yewurdelna .
@samidk788
@samidk788 4 ай бұрын
nahamedu arkey
@lidu7571
@lidu7571 4 ай бұрын
Amen marey❤
@user-wx7rf6fc6x
@user-wx7rf6fc6x 4 ай бұрын
አሜን ማዓረይ❤
@kebrongebreyesus15
@kebrongebreyesus15 3 ай бұрын
ኣሜን ሳብስክራይብ ባ ግበረለይ ብሮየ
@hufhhdh38
@hufhhdh38 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ለባመይ ❤❤
@user-jx6wm7sh8x
@user-jx6wm7sh8x 4 ай бұрын
ደያኑ ትባሃሉ ድሁላት ኢኹም ጎቦዝ ኢኺ ማዓረይ❤
@merilovr5981
@merilovr5981 4 ай бұрын
መስግና ብጣዕሚ መስተውዓሊ እዮ ብጣዕሚ ካዓ ይግደሰሎም ክደሃሉ ደይኮኑስ ክእረሙ እዩ ዝፅዕሮ
@nomoneynoproblem7890
@nomoneynoproblem7890 3 ай бұрын
What a beautiful voice is that's L love ❤you from Eritrea 🇪🇷
@girummussie6426
@girummussie6426 4 ай бұрын
አቲ ጸጋማይ ዘሎ ተመሲጡ ክሰምዓ ጸኒሑስ ይድህላ ምስ ወደአት ሞራል እባ ሃብወን !!!!!
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x 3 ай бұрын
ይገርም ዓይኑ ዓሚቱ ናስዕሰዐ ፀኒሑስ 😂
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j 3 ай бұрын
​@@user-hm6ez8dx1xለለ እት ጡራሃዓኑ ጨጋግግግ ቱ😂❤❤እዛ ቆላዓ ግን❤❤😢😢ኣይዘኽ ጎለይ😂😢❤😮
@DhjkChj
@DhjkChj 3 ай бұрын
ዋይ.ሓሻዎ.ትመስጦም.ስምዖማስ.ቀስ.ቀስ.ዳኝነት.ኣይታሰምቡዱዋ.ዋይ
@Abd123mk
@Abd123mk 3 ай бұрын
Besrolama nay chat eu😂
@tigrayadijeganu2983
@tigrayadijeganu2983 3 ай бұрын
ይገርም እዩ😂
@gerietesfalem7670
@gerietesfalem7670 4 ай бұрын
ሓሰዉቲ እኩም ደያኑ ተስፋ ሃብዎም ተስፋ ዘለዋ እያ❤❤❤❤
@mahderbrhane9117
@mahderbrhane9117 3 ай бұрын
ተመሲጡ ክሰምዕ ፀኒሑስ ይድህላ ዱሁል
@jge7tye640
@jge7tye640 4 ай бұрын
ተስፋ ፅባሕ ትግራይና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md 4 ай бұрын
ደያኑ ኣዛራርባኩም ተኣረሙ እና፡እና፡እና፡እና፡እና፡ዝግጂት፡ያው፡ያው፡ያው፡ያው፡ያው፡ዝብሉ ኣምሓሪና ቃላት በዚሖም ላዛ ኣምሃሪና ኮይና እዛ መደብኩም, ሂወት ኣብርሃ ሽኮሪና ንፍዕቲ ድምጻዊት ፍሽክታ ኢዩ ዘጸብቀልኪ ፍሽክ በሊ ዓወት ይምነየልኪ ምቅርቲ።
@atranos2198
@atranos2198 3 ай бұрын
Rip ትግርኛ ሕምስ ኣቢልኩማ ። ባራዩ ኣምሓራ
@Denbefethiapp0733
@Denbefethiapp0733 3 ай бұрын
ሕለፍ ንስኻ ናይ ጣልያን ሓውስካ እንዳ ተዛረብካስ ንተጋሩ ከምዚ በሉ ክትብሎም
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 3 ай бұрын
​@@Denbefethiapp0733ሓቁ ኣሎ ርእይቶ ኣይትፈትውን ዲካ ኮንካ ጥልያን ዶ ጅኒፍሪት ትብል፡ ብመሰረቱ ደያኑ ዘይኮኑስ ገዋኑ ኢዮም ፋራታት !
@Haben-vo
@Haben-vo 4 ай бұрын
ስንቴ thanks 🙏🙏🙏
@kahsaykahsay7348
@kahsaykahsay7348 4 ай бұрын
ኣቱም ደያኑ ወርፀፀፅ ኣይትበሉ ብጣዕሚ እያ ጎቦዝ ምንም ኣይወፃን
@YafietGebregergs-fm4pt
@YafietGebregergs-fm4pt 3 ай бұрын
Hasewti feridkum Aytkalwon confidence 100 Dmxi. 101 Akedadna. 100
@-4587
@-4587 4 ай бұрын
ኣከዳድና💖💖❤👍
@kebrongebreyesus15
@kebrongebreyesus15 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ባ ግበርለይ ሓፍተይ
@alangreen1456
@alangreen1456 17 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኺ ፅብቅተይ❤❤❤❤❤❤
@user-ms4ki3ze4p
@user-ms4ki3ze4p 3 ай бұрын
ኣታ ወደይ ካብዚ ንላዕሊ እንታይ ዓይነት ድምጺ ከተስማዓካ ደሊካ እቶ ደርፍቲ ኢና ዝብሉ ክንድዛ ጎበዝ ቆልዓ ኣይመጹን እዩም ካናሪ ዝኮነ ድምጺ ኣለዋ ምቅርቲ ቀጽልዮ ❤❤❤❤❤
@ghiwettekea1426
@ghiwettekea1426 3 ай бұрын
ጀጋኑ ደያኑ ብጣዕሚ ጎበዛት❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💝💝💝💝💝💝💝
@mikialenguse3832
@mikialenguse3832 4 ай бұрын
ጎበዝ'ያ ዝብላ ብወገነይ ደያኑ ግን ኣብ ርእቶ ምሃብ ሞራል ናይ ተወዳዳሪ ብዘይድህል መልክዑ ልዝብ ብዝበለ ቃላት ምኽሪን ርእቶን ክትህቡ ይግባኣኩም ይብል እንተደፍረ ግን ምስ ሰናይ ይቕሬታ
@user-zu8yc1eu4x
@user-zu8yc1eu4x 4 ай бұрын
5:24 thtenaka ,keydnekuka khalf aydeln ,
@Bahgi_
@Bahgi_ 3 ай бұрын
ንእዞም ዳያኑ ተወቕሱ ሰባት በዚሕኩም ኣለኹም እሞ ገለ ነገር ክእብል። ከምኡ ዝበለ ርኢይቶ ዝህቡዋ ዘለዉ ዓቕማ ስለ ዝፈልጡዎ እዮም። ብሓቂ ድማ ክንዲ እቲ ክትሰርሖ ትኽእል ኣይሰርሐትን ዓቕማ ካብኡ ንላዕሊ እዩ። እቲ ደርፊ ናይ ሸዊት መዝገቦ ብጣዕሚ ጥዑም ስለ ዝኾነ እዩ ሂወት ኣብርሃ ክትደርፎ እንተተላ ፈቲናዮ እምበር፤ ብዓይኒ ሰብ ሞያ ክርአይ እንተሎ ድማ ይፈርሳ ነይሩ እዩ። ስለ 'ዚ፡ ብዙሕ ኣብ ዘይትፈልጡዎ ወቐሳ ኣይተብዝሑሎም። 😎
@TegstiGebrekrstos-yr2wv
@TegstiGebrekrstos-yr2wv 3 ай бұрын
Mekeret💯👌🥰🇪🇷
@fjz1093
@fjz1093 3 ай бұрын
ይድሃልኩም ዞም ዳያኑ ድሂለምዋ😔😔ቀስ ኢልኩም ተዛረብዋ 😔ዛቆልዓ ግን ድምፃ😍100/100 ፎትየያ ❤❤🎉🎉🎉
@user-kx9ib8gn3f
@user-kx9ib8gn3f 4 ай бұрын
ቃሰ ኣብልኩም ኣርምዋ ድሁላት ኣይትኩኑ
@gimihaile354
@gimihaile354 4 ай бұрын
ጉልበት የለን
@Sisay-12345
@Sisay-12345 4 ай бұрын
ዋው ፅብቅተይ ፍትውውውውው❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tekayihdego1942
@tekayihdego1942 3 ай бұрын
❤❤❤❤ዋው ብጣዕሚ ደስ በሃሊት ጎብዚ ቀፅልሉ
@user-np1vd9tu5v
@user-np1vd9tu5v 3 ай бұрын
ጉዳይ ደያኑ ግን ብራንክ እዩ ክተብልና ተብልና ንፅበ😂😂😂😂
@KffttHdft
@KffttHdft 4 ай бұрын
ስንታየው ለባም ዋውው
@AbashWedikeshi
@AbashWedikeshi 26 күн бұрын
ኣበይ ኣላ እዛ ቆልዓ ጠፌኣ እኮ❤❤❤❤
@user-pw8em6ge5s
@user-pw8em6ge5s 4 ай бұрын
ብዘይካ ስንታዮ xxxxx
@GebreTeshome
@GebreTeshome 4 ай бұрын
ሂወት በርትዕለይ❤❤
@meslumediya
@meslumediya 4 ай бұрын
ሂወት አብርሃ 🥰🥰🥰🥰👏👏👏👏👏 ጎበዚ አጆኺ በርትዒ
@RasMan-bi5uv
@RasMan-bi5uv 3 ай бұрын
ኣታ ታይከውፅእላ ደልዮም እዮም እንየኩም ዓምጫቃት❤❤❤
@ggff7595
@ggff7595 Ай бұрын
ዋይ እዞም ዶያኑ ማፊ ላዛ ከፍሩሑካ 😂😂 ዋይ መዳመይ ሽኮር ዳኣ ዋላ ናፀረፈትካ ምጣዓሙ ትላዛኣ❤❤❤😂😂
@-4587
@-4587 4 ай бұрын
ድምፃ ክጥዕም❤
@KubsulSul
@KubsulSul 13 күн бұрын
እቲ ደርፊ ግጥሙን ዜምኡን ኣደንጋጺ ስለ ዝኮነ ሳሓብነት ጌሩልና ከምዘሎ ይርድኣኒ እዩ፡ እንተ ኮነ ግን ድምጻ ምጉቡእ ኣይወጽእን ዘሎ ማሌት ትጸቅጦ ኣላ + ሜጀር ትፈርስ ኔራ
@media4060
@media4060 2 ай бұрын
ንስኩም እንበር ትቕልዱ ኣለኩም ጃናታት 😢
@habtamugebremichael7087
@habtamugebremichael7087 4 ай бұрын
ጀጋኑ ደያኑ ብጣዕሚ ጎበዛት🎉
@user-vg4fi1ko6g
@user-vg4fi1ko6g 4 ай бұрын
አዛ ደርፊስ ንዓይ ተድረፍት ይመስሊ ኣሎ😊❤❤❤
@mebrattadese6383
@mebrattadese6383 3 ай бұрын
😄😄 ተሪኣይካ
@ggff7595
@ggff7595 Ай бұрын
ኣጆኪ ሂወተይ ደስስ ልብል ድምፂ ኣለኪ ልጎደለ ለ ቀስስ ኢልኪ ኣስተካክሊ ደያኑስ ታይ ገዲፎምልኪ ዋ
@AmanGebre511
@AmanGebre511 Ай бұрын
ኣብ ልበይ ሰፈርኪ ምቅርቲ ኩልንትነኣ ደስ ትብል ቆልዓ ምሉእ መዓልቲ የ ሰሚዔ ዘይመንዋ like ግበር ዝፈትዋ ከምዚ ከማይ 143
@dejenbahre6642
@dejenbahre6642 4 ай бұрын
ኣሰይይይ ዝሓፍተይ ጥምዑም ድምፂ
@peaceforall1583
@peaceforall1583 3 ай бұрын
Ezom Deyanu misia ab simiet atyom xenihoms tegelbitom gele mele Ena ena ena yaw yaw yaw yblu ezi eko Medeb laza Tigrina eyu, Laza Amharena keyrkimo duhulat,eti 3y keman yhaysh xbuk rieto hibu, seb aytdahalu serekti,shikorina eki qexliyo ezom hasadst aytgedeslom
@user-lc9ir3is2n
@user-lc9ir3is2n 2 ай бұрын
Ygerm eyo ko😮
@mehariamare7394
@mehariamare7394 Ай бұрын
ኣስሚረላ ኣለኹ እዛ ሓሳብካ።እዞም ደያኑ ካብቶም ኣብ ጎቦታት ዓድና ዝነብሩ ገዋኑ ኣህባይ ኣይፍለዩን እዮም።ብራቮ ደራፊት ቀጽልዮ።ኮታ ብኸመይ ተለፎና ክረክብ ይኽእል?
@ggff7595
@ggff7595 Ай бұрын
በተላይ ትቀጢን ውይ 😂😂ፈጣሪ ላዛ ያሃቦ ከፍርሕ
@sebrugum2694
@sebrugum2694 3 ай бұрын
❤❤❤nay mexeay sebetey eki hade seb keyhizeley negire aleku😍
@MerhawiBahta
@MerhawiBahta 3 ай бұрын
ዋውውውውው❤❤❤❤
@PETERMiCHAEL-lk4ny
@PETERMiCHAEL-lk4ny 4 ай бұрын
ኤረ ትም ኤልኩም last stage yehlifwa eza gual ጎደሎ ኣልቦ...ድምጺ፡መልክዕ፡ኣከዳድንኣ wow!!!!perfect anes yeibidatni😍😍😍😍
@KubsulSul
@KubsulSul 13 күн бұрын
😂 ውድድር መልክዕ ኣይኮነን። ድምጻ ጽቡቅ ምካኑ ይነግርዋ ኣለዉ፣ ንሳ ግን ሜጀር የላን። ምናልባት ኣፍልጦ የብልካን ከይትከዉን
@PETERMiCHAEL-lk4ny
@PETERMiCHAEL-lk4ny 13 күн бұрын
@@KubsulSul Xibuk aleka nsu dia dihil dihil abiloma gn sii...Forma alewa ember Major zeyfelit seb ke alo diyu🤔..Emo tim elu eyu derfi zisemi zeyesetmakro!!!!!
@KubsulSul
@KubsulSul 13 күн бұрын
@@PETERMiCHAEL-lk4ny ይድህልዋ ኣይኮኑን ዘለዉ፣ ንድምጻ ብጣዕሚ ስለ ዝፈትውዎ፡ ካብኣ ቡዙሕ ተስፋ ስለ ዘለዎም፡ ሓልዮት እዩ ዘዛርቦም ዘሎ። ጽቡቅ ጌራ ስለ ዘይተዳለወት ካብ ክኒት ትወጽእ ነይራ፣ እሞ ድማ ኣብዚ ዛዛሚ መድረክ፡ እዚ ኮ ውድድር ኢዩ !!
@PETERMiCHAEL-lk4ny
@PETERMiCHAEL-lk4ny 13 күн бұрын
@@KubsulSul 😂😂😂ኣታ ናይ ማንካ ዲኻ😂😂እስኪ ብእንግሊዝ ጸሓፋ ሜጀር። ሜጀር ቋንቋኻ ከም ዘይኮነ ፍሉጥ እዩ!!ንገረና እባ ብትግርኛ ፈላጥ እየ ክትብል ደሊኻ ዲኻ!!!ይኹናልካ ዓለም ኣብ ኻልእ ኣላ ንስኻ ከኣ እንግሊዝ ቃላጥ ዘየጽረኻ ኣርክብ ብጻይ ግደፈና በጃኻ🤣🤗
@KubsulSul
@KubsulSul 13 күн бұрын
​@@PETERMiCHAEL-lk4nyናይ ማንካ ዲካ ክትብል ኮለካ እንታይ ማሌትካ ኢዩ ?
@user-qr9zo3tl5d
@user-qr9zo3tl5d 4 ай бұрын
ስንቴ ብጣዕሚ ዳይኘት ቀፅለሉ🙏♥️♥️♥️
@EskyasYemane
@EskyasYemane 3 ай бұрын
ደያኑ ናይ መወዳእታ ዜሮ እቶም ክልተ
@kkmm6754
@kkmm6754 4 ай бұрын
ኩሉእ አርግቶት ጎበዝ እያ እንየ❤ ካብኡሉ ብትሕትና አረድእዋ😊
@user-in4wf1nc7x
@user-in4wf1nc7x 4 ай бұрын
tekalat.abey.neyrom.blaza.muziqaa.tmemesitom.ychfru.tsenihom.tsahgarat.i.love.sntayo
@meratech6892
@meratech6892 3 ай бұрын
ከምዚ ዝበለ ድምጺ የለን ብጣዕሚ ልብኻ ዘረሳርስ። ደያኑ ግን ጠቅላላ ኣረምቲ ዲኹም ዳሃልቲ ምርዳእ ኣብዩኒ። በጃኹም እባ ቀስ ገይርኩም ተዛረብዋ ባእ። she is an Amazing over all.
@KubsulSul
@KubsulSul 13 күн бұрын
😂 እቶም ደያኑ እዉን ከምቲ ንስካ ዝበልካያ እዮም ኢሎማ። ድምጻ ጽቡቅ ምካኑ ኩሎም ይነግርዋ ኣለዉ፡ እንተ ኮነ ግን ሜጀር ትፈርስ ኣላ!!
@SemereAbraha-bi9cg
@SemereAbraha-bi9cg 3 ай бұрын
ጻሕጋር ዝኾነ ወዲ
@allugalltigray7766
@allugalltigray7766 3 ай бұрын
ደያኑ ገፅኩም ትራሓቅ ጂግና ናሃለትሰ
@kidanhagos7445
@kidanhagos7445 3 ай бұрын
ጎበዝእያ❤❤❤
@wediwedi8811
@wediwedi8811 4 ай бұрын
ዋዋዉ ደስ ዝብል ድምፂ
@ConfusedCake-rl8rl
@ConfusedCake-rl8rl 4 ай бұрын
ጎቦዝ ቆልዓ እያ😊❤❤
@FfGg-wh1kb
@FfGg-wh1kb 4 ай бұрын
ዋውውውውውው❤
@AtsedeKahsay-mz4vg
@AtsedeKahsay-mz4vg 3 ай бұрын
Wow 😍 Amazing sound
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 4 ай бұрын
I love your song ❤❤❤hiwot haftina
@user-ss4vl9ug2p
@user-ss4vl9ug2p 4 ай бұрын
ዋው❤❤❤
@user-mz8jb1wl6e
@user-mz8jb1wl6e 3 ай бұрын
ዕድመይሃብኪ
@PoggRyhy
@PoggRyhy 4 ай бұрын
❤❤❤❤ ጅግና
@tomasfeshaye6319
@tomasfeshaye6319 3 ай бұрын
Please aytdhalewa 🥰🥰🥰
@user-ts6fr6kv3z
@user-ts6fr6kv3z 3 ай бұрын
ቀፅልሉ ጎባዝ
@mesijfgjvjcfzf6426
@mesijfgjvjcfzf6426 3 ай бұрын
ጅግና❤❤❤
@user-iy3op7kh5k
@user-iy3op7kh5k 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤ wawww nice 👌 👍
@eyobwolderufael5665
@eyobwolderufael5665 4 ай бұрын
Nabey keydu powera za gule neishtey gudilateni wa amerarexa zefen iyu
@user-sb6dq9yu1w
@user-sb6dq9yu1w 4 ай бұрын
Waw❤❤❤❤❤tebareki Zhafteyyy
@tigitigi283
@tigitigi283 4 ай бұрын
Waw❤❤❤❤ tesfa tegray btami eiki dest tebli tsbktey gobziki kolay❤❤❤1000%
@soulyJah
@soulyJah 3 ай бұрын
Wow❤
@user-sp5ww3bm9u
@user-sp5ww3bm9u 4 ай бұрын
Keep it up mearey ❤
@user-jk7vd1fw2r
@user-jk7vd1fw2r 3 ай бұрын
Wow wow nice ❤❤❤❤❤
@helenberekt3774
@helenberekt3774 3 ай бұрын
Aytesnbdwom kes bitamiy eye gobez❤❤❤ seuntyyy🙏👏👏
@GSerh-sp3np
@GSerh-sp3np 3 ай бұрын
ዋይ ገፀኩም ትርሓቅ
@rhstifqr7724
@rhstifqr7724 3 ай бұрын
Very nice music sweetheart 👌❤
@axum-tube4259
@axum-tube4259 3 ай бұрын
wow wow wow wow , what a talent ! keep it up sweetheart !
@user-zr1rk7md3h
@user-zr1rk7md3h 4 ай бұрын
ንባዕሉኹምጠገለየብሉኩምን((2))ስንታዮጎበዝ❤❤❤❤
@user-ko1ih7io7k
@user-ko1ih7io7k 3 ай бұрын
ዋይ ዙ ሳሕጋግ መምሃሪ ሓገዝ ቀስ ዘይብል ጨምላቅ እዚ ስራሕ እዚ ንዕኡ ኣይግበኦይ ካሊእ ሰብ ምረፅሉ😢
@user-er9xy6qb3b
@user-er9xy6qb3b 3 ай бұрын
you are hero of the hero in our world,thanks so very much
@Awet229
@Awet229 3 ай бұрын
100% JGNA eia🌻🌻
@user-tl5yt9gg4f
@user-tl5yt9gg4f 3 ай бұрын
ናረ ሽኮረይ
@user-gt9ud8wi6w
@user-gt9ud8wi6w 3 ай бұрын
❤️❤️❤️ጀግና🎤 👸❤🎉
@user-cq2xq2ir6v
@user-cq2xq2ir6v 3 ай бұрын
ደያኑ ዜሮ ዜሮ ይድሃልኩም ኣኺልዎም ድዩ ኣንታ ጉሓፋት😮😮😮😮
@user-kn7cb8xg5c
@user-kn7cb8xg5c 3 ай бұрын
ስንታዮ ጎበዝ ዳኛ .....ጎበዝ እያ❤ ሽኮር❤
@user-rv2br9wv5p
@user-rv2br9wv5p 3 ай бұрын
nice ❤❤❤❤❤❤❤❤
@wedihaleka6973
@wedihaleka6973 4 ай бұрын
Atdhaluwa eba maletey hdei elkum gegai aredewa please ❤❤
@user-qn7lf7nw7r
@user-qn7lf7nw7r 3 ай бұрын
Meqerti ❤❤❤❤❤❤
@user-gy8qr4cp7z
@user-gy8qr4cp7z 3 ай бұрын
ፍቅር ዝኾነት ደራፊት
@amlshaamlsha8557
@amlshaamlsha8557 3 ай бұрын
ዋይ አረ ፅቡቅ እዩ ድያኑ ግን ሓቂ ተናገሩ❤❤❤
@user-pv3tx9jy1u
@user-pv3tx9jy1u 3 ай бұрын
Waww xebuk
@user-fu4jb9ys6b
@user-fu4jb9ys6b 3 ай бұрын
Yes❤❤❤❤
@WediTesiene
@WediTesiene 3 ай бұрын
Wa tuyat dyom zom teyachu lequmaxat ajoki zahaftey xbuq aleki🎉🎉🎉
@hyatthigher5891
@hyatthigher5891 4 ай бұрын
Wawwwwww👍👍👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️
@mekuaninta.9438
@mekuaninta.9438 3 ай бұрын
Nice
@user-ww3dd9ed3c
@user-ww3dd9ed3c 4 ай бұрын
wawwwww❤❤❤❤❤
@AbielBerhe
@AbielBerhe 4 ай бұрын
She can sing, i like her voice and her facial expressions.
@fentawtesfay9475
@fentawtesfay9475 3 ай бұрын
Sinte you are the man Thanks for your true comment about her amazing perforance
@user-qx4mv6ir5p
@user-qx4mv6ir5p 3 ай бұрын
ደስ በሃሊት ጓል ዓደይ ካባኺ ብዙሕ ንፅበ። ጎበዝ በርትዒ
@user-fo7rq8sh2j
@user-fo7rq8sh2j 3 ай бұрын
gobez eki shkorina haftey helu galey ewun kemzia akurieni haye
@mahraitikue4852
@mahraitikue4852 4 ай бұрын
ስንታዮ❤
Haha😂 Power💪 #trending #funny #viral #shorts
00:18
Reaction Station TV
Рет қаралды 15 МЛН
MEGA BOXES ARE BACK!!!
08:53
Brawl Stars
Рет қаралды 35 МЛН
Was ist im Eis versteckt? 🧊 Coole Winter-Gadgets von Amazon
00:37
SMOL German
Рет қаралды 29 МЛН
ሩታ እና ሶፊ የእራት ግብዣ ተደረገላቸው.ልዩ ቀን💍💍❤️
25:22
28 June 2024
3:39
Eyeru fsha
Рет қаралды 70
Wedding Miku and Haru (ጓል ዳዊት ሽላን) #Dawitshilan
39:01
ሮሃሚ ሃይላይ - ኮድ 016 - ላዛ ኣይዶል 3ይ ዙር ውድድር
7:26
ላዛ ኣይዶል Laza Idol
Рет қаралды 39 М.
Haha😂 Power💪 #trending #funny #viral #shorts
00:18
Reaction Station TV
Рет қаралды 15 МЛН