ዕላል ምስ ብሪጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ ክፍለ ታሽዓይ ክፋል || PART 9

  Рет қаралды 27,643

Hordata Media

Hordata Media

Күн бұрын

Пікірлер: 146
@yodit1991
@yodit1991 11 ай бұрын
ኣየ ጅግንነት ትብዓት ድፍረት፣ እንቋዕ ውዕሎ ጀጋኑ ክትገልጽ ኣብቀዐካ፣ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ መወዳድርቲ ዘይብሉ ታሪኽ ጅግንነት፣ ዋርሳይ ፋርስ ቀጽሎ ኩሎም ክቐርቡ ሓደራ ሓደራ።❤❤❤❤
@abduhussien596
@abduhussien596 11 ай бұрын
ነዚ ኸንዲ ግዛዕ ዝኸውን ታሪኸ ሲ 30 ደቒቕ ኣብ ሰሙን ፣ ኑዑ እባ ሰብ ኩኑ እዋእ
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 11 ай бұрын
ኣይገርመካን ዘይሰምዑ ኻኣ'ባ፥ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ቪድዮ ከምኡ ኢለ ርእይቶ ሂበ ባዓል ሳሚ፥ ናይ ኤርትራ ታርኽ ከይውዳእ ዝፈርሑ'ዮም ዝመስሉ። ሳኣን ጉያ ጉያ ኢልካ ታሪኽ ምዕቃብሲ ከም ዑቁብ በብ20 - 30 ደቒቅ ያኣይ ጂሆ ክሕዘና ደልዩ ከም ተኻታታሊት ፊልም ኳና ክክክክክክክክክ።
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 11 ай бұрын
ጽብቅ ተጀሚሩ ኣሎ፡እንተ እቲ ሕንድ ምሓዝ ናትና ስራሕን ግደን እዩ።መጽሓፍ ክጻሓፍ ኣለዋ ግን ይብል።
@mohammedahmed9966
@mohammedahmed9966 9 ай бұрын
ኢዚ ናይ መዋዳእታ ጅግና ሃገራዊ ኢዚ ኩሉ ታርኽ ናይ በሓቂ ኣድኒቅናካ
@henokefrem5021
@henokefrem5021 11 ай бұрын
ስብኣይ እንተበልኩካስ ይንእስካ ጅግና ኣቦና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@erifreeone8083
@erifreeone8083 11 ай бұрын
Amazing experiences of B/ General Abrahaley Kifle. EPLF was really in deed the continuation of the true ELF heroic freedom fighters, may God bless you all❤🇪🇷🙏😍
@fuzumghebrehiwot2943
@fuzumghebrehiwot2943 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ዕድመ ይሃብኩም ጀጋኑ አያታትና።
@Teklinoo
@Teklinoo 11 ай бұрын
ኣቤት ጅግንነት ሕጹብ መዓንጣ 💪 ብመልክዕ መጽሓፍ ክስነድ ተስፋ ይገብር🙏❤
@gegerbashay719
@gegerbashay719 11 ай бұрын
የቀኔልና ጀረናል ስለ ኩሉ ውዕለትካ ❤❤❤ ታሪክና ክስነድ ሰለ ዝገበርኩም ድማ ሆርዳታ ነመስግነኩም እንበር ጀጋኑናስ ታሪክና ሒዞሞ ይከዱ ኣለዉ❤❤❤
@meharigoitom4495
@meharigoitom4495 11 ай бұрын
ብጣዕሚ ትጋገዩ ኣለኩም ምስ ክብርን መዓርግን ዘይከይድ ናይ ግዜ ሕጽረት ንተዓዛባይን ነቲ ተራካይን ዘየክብር:እንድሕር ንኣታዊ ጥራይ ትሓስቡ ኣለኩም ትጋገዩ ኣለኩም :ክልተ ሰሙን ተጸቢካ 22 ደቂቅ ክትሓፍርሉ ጥራይ እዩ ዘለኩም ኣዳለውቲ:እዚ ዓቢ ታሪክ እዩ::
@brhaneghebrab5716
@brhaneghebrab5716 11 ай бұрын
ዋውውውው ኩቡር ሓርበኛ ጀነርል አብራሃለይ። ጎይታ ታሪኽ. ጅግና ግ. ደቀምሓረ አዛዚ ክ/ስ 16.ነበር። ኩሉ ጅግንነትኻን ናይ ቡጾትኻካን ታሪኽ ገድሊ ይበል አገላልጻ። ናይ አስመራ ስርሒት ጎይታ ታርክ። ወትሩ ተዘካሪ። ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንእትገብርዎ ዘለኩም ታርክ ምስናድ ብልቢ የመስግን።❤❤❤❤❤
@senaithagos6045
@senaithagos6045 10 ай бұрын
እዋይ ጅግንነት ንክትሰምዖ ጥራይ ራዕዲ ይሕዘካ ሰብ ኮይኑ እዚ ኩሉ ማዓንጣ ዉጺኢት እዚ እዮ ሕምረት ናጽነትና ክበረልና ንበረልና ኩቡር አቦና 🙏❤️🙏🇪🇷❤️🙏
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 11 ай бұрын
እንካዕ ብዳሓን መጻኣኩም
@ErdiYosief
@ErdiYosief 11 ай бұрын
Welcome ❤deqi rimey 🇪🇷❤️💯🥇👑👏💪✅🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💯🥇 ግዜ ብጣዕሚ ሓጺር እሞ ክኣ ኣብ ሰሙን ሓንሳብ እዚ ታሪኽ ኢዩ ብኸምዚ ክቀርብ ከምኡ ክኸውን ኣይግብኦን ሕሰብሉ ንምንታይ ኣይርድኣንን
@jaynjonas
@jaynjonas 11 ай бұрын
ሰላማት ጅግና ብርጋዴር ጀነራል ኣብራሃለይ ክፍለ ስዉእ ፈዳይን ፍስሓየ ሰሎሞን ንኣደይ ወዲ ሓወቦኣ ኢዩ። ኣነ ቅድሚ ዕግርግር ኣስመራ ካልኣይ ክፍሊ እንዳተማሃርኩ እንከሎኹ ንሕዝባዊ ሓይልታት ኣብ ርእሲ ዓዲ ኣብ ዝቀላቐልሉ ዝነበረ እዋን ብኣጋጣሚ ምስ መተዓቢተይ ደቂ ገዛውተይ ንረኽቦም። ኣብ ርእሲ ዓዲ ወዲቦምና ክሳብ 1976 ነዛ ኹላ ዝዓበኹላ ገዛውተይ ፓምፍሌት ይብትነላ ኔረ። ካብኡ ዝጎበዝኩ ኮይኑ ስለዝተሰማዓኒ ኣብ መወዳእታ 1976 ንሓደ ተጋዳላይ ከም ዝመስለኒ ፍስሓየ ኣፍሮ ወይ ድማ ዓለም ኣፍሮ ዝባሃል ክንጋደል ምስበልናዩ ንዓኹም መውዓሊ ሕጻናት ስለዝይብልና ናይ ከተማ ንጥፈታትኩም ብዝሓየለ መንግዲ ቀጽልዎ ምስ በለና።ምስኩሎም ደቂ ገዛውተይ ካብ ሕዝባዊ ሓይልታት ሓኪልና ኣብ 1977 ናብ ተ.ሓ.ኤ ተሰሊፍና። ጌጋ ይኽልኣለይ ድኣምበር ኣብ ጸዓዘጋ ሪኤካ ኔረ። ቅድሚ ምስላፈይ ምስ ፈዳይን ተሓኤ ጥቡቕ ዝኾነ ርክብ ኔሩኒ። ንሳቶም ድማ ስዉእ ፍስሓየ ሰሎሞን፥ስዉእ ወዲ ዓዋተ፣ስዉእ ወዲ ማኣዛ፥ስዉእ ሓረጎት፥ወዲ ኻስማይ፡ስዉኣ ዓብለሎም፥ስውእቲ ሃንሱ፡ኢብራሂም ቅጠላ ቅጠል፡ወዘነት፡ወይኒ፡ሓርበኛ ማማ ሃንሱ ከባቢ ሲነማ ክሮቾሮሳ ሓብሓቢት ፈዳይን ዝነበረት ወዘተ። ሓንቲ ክሓተካ ዝደሊ ሓደ ግዜ ስውእ ወዲ ዓዋተ ሓንቲ ስርሒት ኣብ ውሽጢ ፎርቶ ስለዘላ ንስኻ ነቲ ናይ ወታሃደር ልባስ ወድዩ ዘሎ ፈዳይን ኣብ ውሽጢ እታ ጂፕ መኪና ተሰካም በጊዕ ኮይንካ ክትኣቱ ኢኻ።እቲ ብጻይና ነታ ስርሒት ምስ ፈጸማ ንስኻ ነታ በጊዕ በቲ ትሕቲ ፎርቶ መንበሪ ናይ ፖላይስ ከም ትበርር ግበራ ኢኻ።ነታ በጊዕ ትመልስ ኣምሲልካ ተምልጥ ይብለኒ። ኣብ ውሽቲ ፎርቶ ምስ ኣተና ነታ ጂፕ መኪና ካብቲ ናይቲ ዝእለ ሰብ ኣርሕቕ ኣቢሉ ጠጠው የብላ። ናብታ ገዛ ናይቲ ዝእለ ሰብ ምስ በጻሓን ሓንቲ ጓል ኣነስተይቲ ኣብ ፍርቂ 30ታት ዝነበረት ነጸላ ኣልዕላ ካብቲ ገዛ ትቡቀጽ። እቲ ፈዳይን ናብቲ ገዛ ምስ ኣተወ ድሚጺ ቶኽሲ ይኹን ድምጺ ባእሲ ኣይሰማዕኩን። ካብኡ እቲ ፈዳይን መን ስምካ ምስ በለኒ ሱሌማን ዓብደልማልክ ቓስም ይብሎ።ንሱ ድማ ኣነ እንተ በላይ እንተ ወዲ በላይ ይብለኒ። ኣነ ሓልዮት ሒዙኒ ነታ በጊዕ ብገመድ ወጢጠ ናብ ክሮቾ ሮሳ ናብ ሓርበኛ ማም ሃንሱ የብጽሓ።ነዛ ናይ ፎርቶ ስርሕቲ ዓበይቲ ኣያታተይ ከምዚ ከማኻ እንተሓተተኩ ዝምልሰለይ ስኢነ። ገሊኦም ድማ ምናልባት ናይ ሕግሓኤ ስርሒት ትኸውን ይብሉኒ። ብርጋዴ ጀነራል ኣብራሃለይ ክፍለ ኣብ ምሕራር ኤርትራ ብዝገበርካዮ ኣበርክቶ ካብ ማዓሙቕ ልበይ የመስግነካ። እንኳዕ ግዜኻ ከም ሕሩይ ትፋእ ወያኔ እንዳኣልመጽካ ኣየሕለፍካዮን። ኣጆኻ ተርኸልና ድኣ ነዞም ታሪኽ ዝጉዕጽጹ ትምህርቲ መታን ክኾኖም።
@eriasmara4218
@eriasmara4218 9 ай бұрын
ንስካውን ፡ ጀግና🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsegunor5862
@tsegunor5862 11 ай бұрын
Paa Mara tenguyuna alkum beunt , Edmen tenan yehabka Abrhaley Halafina Neber teum Seb 🇪🇷❣️🇪🇷🤝💪
@zewdifesshay7081
@zewdifesshay7081 11 ай бұрын
God blees Eritrea ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪🇪🇷🇪🇷
@saraasmerom9050
@saraasmerom9050 11 ай бұрын
አዚ ታሪኽ ጀጋኑስ ከምዚ ትማሊ ዘተፍጸመ ከይ ረሰዕ ክዕልል ኩሎ ብጣዕሚ ተድንቆ ዘይ ድግሙ ቡሉጻት ሰባት። ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም ፈጣሪ፡
@fisehayegeorgis271
@fisehayegeorgis271 10 ай бұрын
Bless to our Heroes and martiers.
@wedidenden
@wedidenden 11 ай бұрын
M.G. Abrhaley is a fearless gallantry and a man of values and principles. A huge thanks to you and all your comrades for the sacrifices you made to liberate our beloved country, Eritrea 🇪🇷 🎉🎉🎉🎉. As for Huruy, he has not changed nor learnt from his mistakes. Huruy loves a murky business!
@danielghebremichael2969
@danielghebremichael2969 11 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብን ሰሓቢ ታሪኽን:ከም ርኢቶ ግን ካብ ነናይ 00:30(ፍርቂ ሰዓት) ጌርኩም ንነዊሕ ክፋላት ምቕራብ ናይ ሰዓት ጌርኩም ተተቅርብዎ ዝያዳ ሰሓቢ ምኾነ ብዝኾነ ነመስግን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷::
@tekhlehaimanotgebre5447
@tekhlehaimanotgebre5447 11 ай бұрын
ኣየ ታሪኽ ኣየ ጅግንነት በጃኹም ቀጻሊ ግበርዎ ታሪኽ ኣያታትናን ኣቦታትናን ክስነድ ኣለዎ እንተወሓደ ኣብ ሰሙንክክልተ ሰለስተ ግበርዊ
@nasserahmed6758
@nasserahmed6758 11 ай бұрын
Welcome back Hordata TV Aberahaley Gegna God bless you.
@efremmebrahtu5830
@efremmebrahtu5830 11 ай бұрын
🇪🇷የቐንየልና ጀነራል 🇪🇷
@kebekebarino6103
@kebekebarino6103 11 ай бұрын
Thank you for sharing this from our hero
@mehreteabghenrekidan5357
@mehreteabghenrekidan5357 11 ай бұрын
ኣየ ጅግንነት❤🎉
@NardosTsegai
@NardosTsegai 9 ай бұрын
Eritrawyan kuber mennet 🇪🇷❤️
@tesfaiasbu6694
@tesfaiasbu6694 11 ай бұрын
Thank you.
@sabawelday6434
@sabawelday6434 11 ай бұрын
Meditation so wonderful to late please come quickly
@isaacabraha9481
@isaacabraha9481 11 ай бұрын
ብሓቂ መሳጢ ታሪኽ ።ቀጽልዎ ከምዚ ዐይነት መደባት።
@hiab5055
@hiab5055 11 ай бұрын
You are a hero and educated general.
@berherussom976
@berherussom976 11 ай бұрын
Kbret yehabelna kbur Abona edmen tiena yhabkum kesali ktigebrelna mdelena
@zewdifesshay7081
@zewdifesshay7081 11 ай бұрын
Jegnuna yesss ❤🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
@SMOOVExNOOB
@SMOOVExNOOB 10 ай бұрын
🇪🇷💯❤️❤️🇪🇷
@tsehayetekeste6753
@tsehayetekeste6753 11 ай бұрын
Enqae bselam mexakum iti zeydgem jignnetkum edmen tinanan yhabkum
@GLiLo-m5c
@GLiLo-m5c 9 ай бұрын
Abza nay Huruy tela bayru kiamneka ashergiruni alo . Nezom abzi gize ezi nezi zelo sireat ziqawemuwo zelewu jeganu abotatna ketetselimon zeleka koynu tesemieni
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 11 ай бұрын
Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🇪🇷
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 11 ай бұрын
👋👋👍👍 ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጽን መደብን ንድሕሪት ተመሊሱ ብምግላጹ፤ ማለት ዝርዝራዊ መግለጺ ናይ ዝሓለፈ/ፎ ብድሆታትን ሕልኽላኻትን፣ ጥራይ ኣብ መደቡ እካ ይህሉ ይኸውን ኣብ መጽሓፍ ግን እንተ ዝስነድ ሞ፤ ናይ ዝተሓልፈ ሕልኽላኻት ናብ ዝመጽእ ወለዶ ምሓለፈ/ ወይ ምተሳጋገረ። ብዝተረፈ ክቡር ብ.ጀ. ኣብርሃለይ ክ. ብሓቂ ትብዓትን ጅግንነት ኢኻ ሰሪሕካ ምስ ብጾትካ ኣየ ሓሞት ኣየ ምትዕጽጻፍ ዝገበርካዮ ንስለ ናጽነት እሞ ከኣ ኣብ ቱሽትሽ ጸላኢ ኮንካ። ከምኡ ውን ቲ ኣብ ኮሮኮንን ድሒሩ ዝተሓልፈ ከምዚ ኢልካ ከተዘንትወሉ በቓዕካ ብምባል ከስምረሉ ኣዝዩ ባህታ ይስመዓኒ ብዝኾነ 🙏🙏💐💐💐 ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fekedetesfay6745
@fekedetesfay6745 11 ай бұрын
Good job,memory 💯,
@amanuelhabtayeyenumberone1581
@amanuelhabtayeyenumberone1581 11 ай бұрын
Jigna General 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@alexbrhin2145
@alexbrhin2145 11 ай бұрын
Well come ❤❤❤
@berakiweldegergish8202
@berakiweldegergish8202 11 ай бұрын
Thanks general
@naebtewelde499
@naebtewelde499 11 ай бұрын
እዚ ከምዚ ዓነት ቃለምሕታት ክቅጽል ኣለዎ እዞም መብዛሓኦም መንስያት ኤርትራ ኣብ ደገ ዘለው ብንእሶም ስለ ዝወጹ ዓብይ ትምህርቲ ኢዪ በጃኩም ቀጽልዎ እቲ ተቅርብዎ ክፋላት ድማ እንዳ ራሓቀ ደቂ ኤርይይ ❤❤❤❤
@tesfainegash9846
@tesfainegash9846 11 ай бұрын
እዚ ኩሉ ጅግንነት እንዳሰራሕካ ብ ኣብ በቕሊ ተጻዒኑ (ሰሪሩ) ዝኸይድ ክትእሰር ዘስደምም እዩ።
@erifreeone8083
@erifreeone8083 11 ай бұрын
No wonder Huruy Tedla Bairu ended up to be a loser feudal with in the ELF!
@MsgnnaWeldeyesus
@MsgnnaWeldeyesus 11 ай бұрын
What's this ? Please add some time.Incredibly huge historical accounts.May God bless you general.
@danielmihreteab2518
@danielmihreteab2518 11 ай бұрын
Please you guys are delaying to release the video we have been waiting for long
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 11 ай бұрын
Welcome deki Eria jeganu
@l678pursle
@l678pursle 11 ай бұрын
ኣቤት ጅግንነት
@samsontewelde-y5b
@samsontewelde-y5b 11 ай бұрын
tewet ❤❤❤❤
@okubazgiherteferi-abai4591
@okubazgiherteferi-abai4591 11 ай бұрын
Welcome jigna jeganu
@tefeybeyene5789
@tefeybeyene5789 11 ай бұрын
ጉዳም ታሪክ ሓዘል ዕላል ቀጽል።
@kobromberachi5944
@kobromberachi5944 11 ай бұрын
Tdinguyu alekum
@SuleimanYassin-v3d
@SuleimanYassin-v3d 11 ай бұрын
30 ደቂቅ ብጣዕሚ ሓጺሩ
@zeraibahlibi9896
@zeraibahlibi9896 11 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ረዚን ታሪኽ ትዝክር ወዲ ሓራም ብዝኾነ እታ ብሃንቀውታ እንጽበያ ካብ ብህሎ ውዕሎ ስለዝኾነ ዘገርም ጭደድ ስነሓሳብን ጉዕዞን ኤርትራ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሕጅውን ብዙሕ እንጽበየካ ባሕሪ ታሪኽ ኢኻሞ ሃየ ግዜ ከየርከበ ታሪካ ኣረክበና ካልእ ዓቢ ነቐፌታ ብዛዕባ ሕጽረት ግዜ እዩ እዚ ዝመስል ታሪኽ ብ20ደቂቕ ምቁራጽ ኣይግድን ደጊምኩም ሕሰብሉ ካብቲ ኣታዊ እትጽበይዎ እቲ ታሪኽ ይዓቢ ሓደራኹም 1 ስዓት ክትገብርዎ ብትሕትና ይሓትት ምኽንያቱ ታሪኽ ይብተኻና ኣሎ
@tesfalemtekelmkal
@tesfalemtekelmkal 11 ай бұрын
PlS tehixirwo alkume big story so geza yehxir alo kame reto entzwisaki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@brktirezene5144
@brktirezene5144 10 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@romayabraham8737
@romayabraham8737 11 ай бұрын
Welcome back ክቡር ሓርበኛ ጀነራል።
@teklia3701
@teklia3701 11 ай бұрын
Dengikumna mesleni😍😍
@nohisack7796
@nohisack7796 11 ай бұрын
ቴንኪው ሆርዳታ ክንጽበያ ቀኒና❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️
@AboIkram182
@AboIkram182 11 ай бұрын
❤❤❤
@Sami-jj7rn
@Sami-jj7rn 11 ай бұрын
❤❤ tednguyuna alkum gn
@FikreTareke
@FikreTareke 11 ай бұрын
ኣየታሪክ ጅግንነ ኣቦታትና ደሪስካዮ ዘይውዳ ሃየ በሉ ጸሃፍቲ ናብ ነአኡስ ወለዶ ኣማሃላልፍዎ
@Ama-pq3tx
@Ama-pq3tx 11 ай бұрын
🏆🏆🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏆🏆መጀመርያ የቀኔልና ክቡር ጀነራል ዋና ቻነል ግዜ ኣይትብቀቅ ተወሓደ 40 ደቂቅ
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 11 ай бұрын
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷።
@SaronNatey-zj7ci
@SaronNatey-zj7ci 11 ай бұрын
Haxirna please 🙏 gzue
@AboIkram182
@AboIkram182 11 ай бұрын
ጻባ ዝኾነ ዘይሙኖ ታሪኽ
@habtomrussom3689
@habtomrussom3689 11 ай бұрын
Welcome deneral
@mussieawate2749
@mussieawate2749 11 ай бұрын
👍🙏🏿❤️
@shunumii7214
@shunumii7214 11 ай бұрын
ብሃንቀውታ ንጽበያ መደብ ከላስ ብሰንኪ ምሕጻራ ከምዛ ኣብ ስሚዒት ከለኻ ምኹላፍ ትኾነና ኣላሞ በጃኻ ብውሕዱ ሓደ ሰዓት ግበራ።
@sielughebreweld5497
@sielughebreweld5497 11 ай бұрын
Yekenyelna sle ati kbur tarik Brgader General Abrhaley. Yehxirkmo gn
@zewdifesshay7081
@zewdifesshay7081 11 ай бұрын
Jegna abona edemen tiene yehabka ❤🇪🇷🥰🥰👍❤️❤️💪❤️👍👍🥰🇪🇷🥰🇪🇷🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@habenabrha4995
@habenabrha4995 11 ай бұрын
Please aytdenguyuna and tarikna bkemzi knfelto tgebruwo zelekum nemesgn
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
@GisilasemeashoAkberom
@GisilasemeashoAkberom 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@natnaelokgbaldet4064
@natnaelokgbaldet4064 11 ай бұрын
B tami xibuk medeb u ezom Arkansas gedli b hiwet kelowu tarik misnadkum xibuk tebegso u gn gzie tehxiro akoka neti semae eti tarik wey wahzi zanta keteasasro kibd ebl u ezi malet kea meliektka bgbue key half wey tihbo astemhro ykun zata, tarik, elamiu b gbue key harm ekil u Bkakie wegen wn niska mis gzie kitkadadem geganu seb tarik key kedu nab kakie srahka misgar wn hagazi mikone ymesleni ajokum kexilwo thanks
@sweeteseyas1175
@sweeteseyas1175 11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤💪💪💪💪🙏🙏🙏
@redseacamels3582
@redseacamels3582 11 ай бұрын
Haxiru, በጃኹም'ባ ግደፉ ታሪኽ ኣይትብተኹ። ጀነራል ዕድመኻ መዋእል ይኹን
@eriasmara4218
@eriasmara4218 9 ай бұрын
ጀ ነራል ፡ ጀግና ፡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MehariAbraham-zl5nf
@MehariAbraham-zl5nf 11 ай бұрын
👍👍👋👋👋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mikaleyosef9157
@mikaleyosef9157 11 ай бұрын
Baba aberehalye tegreme sebe ika
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 11 ай бұрын
እቲ ዝገርም ንሕሩይ ተድላ ጀብሃ ንምንታይ ጸይራቶ ትጕዓዝ ኔራ፧ ከቢድ መስፍናውነትን ክሳብ ሎሚ ዘይገድፎ ክፍኣት ዝወሓጦ፡ ዘይረብሕ ሰብ እዩ። ኣብ ገድሊ ብበቕሊ እናተጐዓዘን ጎይታ ኰይኑ እዩ ኣሕሊፍዎ።
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 11 ай бұрын
እቲ ታሪክ ዘይኮነስ እቲ ዝክሪ።ታሪክ ብዘይ ዝክሪ ባዶ እዩ።ታሪክ እንተዘይተሰነደ ጽውጽዋይ ይክውን።ታሪክ ኤርትራዊያን ግን ኣይተጸወየን።ቅልጥፍ ንበል።
@semharinvestment1183
@semharinvestment1183 11 ай бұрын
BITAEMI.XUBUQ HARBENA ABONA B.GENERAL HANTI HUTO ALATINI BIZAEBA AB DANDERE GENET MENDEFERA ZITESEWEIA MOHAMMEDBIRHAN NEGASH PLZ PLZ
@isaacabraha9481
@isaacabraha9481 11 ай бұрын
❤🇪🇷👍🐪
@solomonmosazgi8385
@solomonmosazgi8385 8 ай бұрын
ኣብርሃለይ ክፍለ፣ ፍሉጥ ቶኾኽ ቶኾኽ ዝብል ሓሳውን ቀንጻልን እዩ። ሕጂ እውን ንመን ክልክም እዩ ኣምላኽ እዩ ዋንኡ። እዚ ርጉም ቀንጻሊ እዩ።
@entamogos4107
@entamogos4107 11 ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ታሪክ ኤርትራውያን ክዝንቶ አለዎ ታሪክ እዩ ገዝምና በጃኩም
@yosberaki340
@yosberaki340 11 ай бұрын
ክቡር ጀነራል ኣብርሃለይ እንኴዕ ብሂወት ኣሎኻ ሳላ ዘሎኻ ንኹሉ እንተታት ዝበሃልን ዘኹርዕ ኤርትራዊ ጅግንነትካን ብጾትካን ክተዘንቱ ኣብቑዓካ። ኣዳለውቲ መደብ ኣዝዩ ዝነኣድ መደብ ቀጽልዎ ሰንዱዎ።
@bereketsaare7283
@bereketsaare7283 11 ай бұрын
ትንተና ታሪኽ ኩሉ ጽቡቅ ከሎ, ኣብ ክንዲ ወዲ ገረመስቀል ምባል ተኽልኣብ እንተትብሎ ምጸበቀ
@teamrgomida7834
@teamrgomida7834 11 ай бұрын
ጽንዓትካ ነጻ ኤርትራ ፈጢሩ። ጂግና ኢኻ!
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 11 ай бұрын
መትከል ከቢድ እዩ፡መሰረቱ ግን ዕላማ እዩ።
@MehariAbraham-zl5nf
@MehariAbraham-zl5nf 11 ай бұрын
Merhaba enka bdhan metsakum
@samueldebas5826
@samueldebas5826 11 ай бұрын
Wey zigerm tarikh, Amlakh edime yihbkum.
@astertesfazgi2750
@astertesfazgi2750 11 ай бұрын
Ezi nay tmali tarik kelos elfi wekaru zderesuwo tsntsway ab midya ablilu deqi erey forsa nsom yhalfu tarik ysrek alo gorebetna
@amanuellayne4569
@amanuellayne4569 11 ай бұрын
ሰላም ኣዳለውቲ ናይዚ መደብ ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ድማ ምሉእ ጥዕና እንዳተምውነኩ ንምታዩ ኢኩም እቲ ግዜ ተሕጽርዎ ዘለኩም ? እዚ ዓቢ ታሪክ ኣብ 20 ደቂቅ ግን ንኣታዊ ድዩ ዋላ ሰብ ክማሃረሉ ንምታዩ ኮምኡ ዝከውን ዘሎ ኣብ ኩሉ ቭድዮታት ኣብዚ ሆርዳታ ዝቀርብ መደባት ኣብ ቃጻሊ ኣሰተካኪልክሞ ክትቀርቡ ይላቦ ወዳሓንኩም❤
@abdulahi8301
@abdulahi8301 11 ай бұрын
ኣመና ትዱንጉዩ ኣመና ኸኣ ተሕጽርዎ ንምንታይ
@teklaygebremariam4168
@teklaygebremariam4168 9 ай бұрын
ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ንጉጅለ 15 ኣሕሊፉ ዝ ሃበ ቅድሚኡ እውን ብጾቱ ኣሕሊፉ ናይ ምሃብ ታሪኽ ዘለዎ ንኣብነት ብ1990 ዓ/ም 'መራሒ ብርጌድ ኣብዱራሕማን ሓሽም(ወዲ ሓሽም ወዲ ባፅዕ) ድሕሪ ምሕራር ባፅዕ ብስርሒት ፈንቅል ንምንታይ ተቐቲሉ ኣብርሃለይ ክፍለ ዉጩን እንታይ እጃም ነይርዎም ኣብ መቕተልቱ ኢልኩም ሕተቱ
@EritreaOne_1991
@EritreaOne_1991 11 ай бұрын
ተጀምሩና ስ ኣለኹም ተወዱእና ዲኹም ኣይትደንጉይና
@hadishanan695
@hadishanan695 11 ай бұрын
ezom tegdelti nay jebhas tehabiom eyom zehamyu heji dea abzi enterviwe comont zey hebu neabenet hedray fesha okbay tsesfay wedi gangil semera feshaye bezuhat nezi meflas yeweksuwo neyrom
@nugusearey3923
@nugusearey3923 11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@isakkesete5505
@isakkesete5505 11 ай бұрын
ኣየ ጅግንነት አርትራውያን ኣደ ወሊዳ ኣብ ብርገድ44 ብሓንሳብ ነርና
@akilehab377
@akilehab377 11 ай бұрын
Too short!
@abkwnnetemen6341
@abkwnnetemen6341 11 ай бұрын
Jigna hagena muqulul General.
SLIDE #shortssprintbrasil
0:31
Natan por Aí
Рет қаралды 49 МЛН
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 25     July 16-2021
1:14:46
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 72 М.