ዕላል ምስ ብሪጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ ክፍለ ዓስራይ ክፋል || PART 10

  Рет қаралды 29,873

Hordata Media

Hordata Media

Күн бұрын

Пікірлер: 219
@danielmekkonen3450
@danielmekkonen3450 10 ай бұрын
ናይ ብሓቂ መጽሓፍ እዮሞ ክብረት ይሃበልና ሓታቲ ዕድመን ጥዕናን ንጀነራል ከኣ ንካልኦት ከኣ ከሞዚ ጌርኩሞ ኣቅርቡልና ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍❤️❤️❤️❤️🤝🤝🤝🤝🤝🤝👍👍👍👍👍👍
@yodit1991
@yodit1991 11 ай бұрын
መሳጢ ታሪኽ ጅግንነት፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ኣብርሃለይ፣ ክብረት ይሃበልና ዋርሳይ ፋርስ ቀጽሎ ሓደራ❤❤❤❤❤
@asmarananatna5817
@asmarananatna5817 10 ай бұрын
ደስ ዝብል ታሪኽ ጅግነት ከም ርኢቶ ስእሊ ተትውስኹሉ ከመይ መሳጢ ምኾነ ብሕልፊ ናይ ጅነራል ኩብር አብረሃለይ ናይ ንእስነቱ
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 11 ай бұрын
ጅግንነት ኤርትራዊያን መግለጺ የብሉን።
@merongebretatios2654
@merongebretatios2654 11 ай бұрын
Very interesting but the parts of interview are to short and we are waiting to the next part long time abrhele kifle hero long life ❤!!
@tedredie4272
@tedredie4272 11 ай бұрын
Very interesting and informative history! I would like to thank you to B. General Abrehaley and Hordata Media. keep it up, Hordata Media.🎉
@Kelmebrahtu
@Kelmebrahtu 10 ай бұрын
ደስ ዝብል ዕላል ቀጽልዎ ብዙሕ ኣድናቆት ነቲ ሓታታይ ❤🇪🇷
@bererahwaesu3179
@bererahwaesu3179 10 ай бұрын
ገድሊ ምስ ኩሉ መሰናኽላቱ ፡ገለ ብቕንዕና ሩሓ ትህብ ገለን ኣብ ጉድለት ብጻያ ክትረብሕ ትደሊ ተጻይ ኣክይዳ ተሳሲ ፡ክብረት ንዓኹም ኣያታትና ።ሕሉፍ ተሞክሮኹም ነዚ ዘሎ ወለዶ ዝህቦ ትምህርቲ ቀሊል ኣይኮነን ።ክብሪ ነቲ ዘይድገም ገድላዊ ወለዶ ❤ ኤርትራዊ ምኻን ክብሪ ዩ !!!
@futuwihasen2667
@futuwihasen2667 11 ай бұрын
ብጣዕሚ ተሕጹሩልና አለኹም ኢዚ ታሪኽ 1000000% ብልክዕ ዝግለጽ ዘሎ ካብዚኦም ዝጽዎዖም መራሕቲ ብአካል ስለዝፈልጦምን ወላ አብ ኩናት ስለ ዝርአኽዎም ተጋ.አብርሃለይ ብዘይ ሙግዳል ይገልጸልና አሎ ካብ መጽሐፍ ንላዕሊ ስለ ዝኾነ please አንውሕ አብልዋ thank you
@gechemeche6258
@gechemeche6258 10 ай бұрын
ጅግንነት ኤርትራዊነት መግለጺ የብሉን ብመጽሓፍ መልክዕ እንተዝቀርብ ጽቡቅ ምኮነ ንዉሉድ ወለዶ ታሪክ ኣቦታትና ታሪክ ኮይኑ ምተሰነደ❤❤
@wediyemane-gl6dt
@wediyemane-gl6dt 10 ай бұрын
ጽቡቕ ኣጋላልጻ ታሪኽ ፡መ/ጀ ኣብርሃለይ ክፍለ ዕድመ ይሃብካ። እቶም ዝተረፉ ጀነራላት ይኹኑ ሰብ ታሪኽ ኣርካናት ኤርትራውያን ካኣ፡ ግዜኹም ሰዊእኩም ታሪኽኩም ከተካፍሉና ጽቡቕ ምኹነ።
@tadesetekle9192
@tadesetekle9192 11 ай бұрын
" ዋውውው ናይ በሃቂ ተካላሳይ ክቡር ጀነራል ፅጽመን ትእናን ይሃብካ ፈታሪ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 9 ай бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@tecleabraham3797
@tecleabraham3797 11 ай бұрын
ብዛዕባ ጆርጆን ሃብተስላሰን ከምኡ ውን ናይ ኢሳያስ ኣብ ቃኘው ምእታውን፥ አቲ ናብ ሓቂ ዝቀረበ መርዳእታ ረኺበ። ዕድመን ጥዕናን ብሪጋዴር ጄነራል ኣብርሃለይ ክፍለ።
@teclaishume3939
@teclaishume3939 11 ай бұрын
OK😊​@user-rt7gs1st6h
@abeilhedguhedgu8994
@abeilhedguhedgu8994 9 ай бұрын
Fanny stop making excuses 🐕
@ገናዩቲጒዕዞ
@ገናዩቲጒዕዞ 11 ай бұрын
ዘይምኖ ፍቕራዊ ዛንታ ብልክዕ ካብ ሓቐኛ ፍቕሪ ሃገር ዝተቀድሐ ዘይምኖ ዛንታ። ዋጋ ንፍቕሪ ሃገር ሂወትካ ረኪስካ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
@kirosasfaha3216
@kirosasfaha3216 11 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉 nay bihaki jigna
@wolduaraya1489
@wolduaraya1489 11 ай бұрын
Edimen Tenan kubur General Ayana Wedi Eri❤
@AboIkram182
@AboIkram182 11 ай бұрын
ብጣዕሚ ሞቁር ታሪኽ ❤❤
@saraasmerom9050
@saraasmerom9050 11 ай бұрын
አዚ ታሪኽ ሰሚዒካ ዘይምኖ፡ኩሎም ጀጋኑ ከምዚ ናይ ጅግና ብርጌደር ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ወጺኦም ክዘንትው ይግባአ፡፡
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 9 ай бұрын
ኣስኩት ሉኡኽ ዋሕድ
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 11 ай бұрын
ይበል ታሪኽ ማለት ! ዕድመ ይሃብካ ኣያና ብ/ጀነራል እብርሃለይ ክፍለ።
@solomontedla9987
@solomontedla9987 10 ай бұрын
ታሪኽ ምጥምዛዝ አይጽቡቕን። ብዛዕባ ሰለድ ዝበልካዮ ጐጋ ኢዩ። አባ ተኽለማርያም ኢዮም። ንሶም እውን አብ ሰገነይቲ ኢዮም ዚቕመጡ ነይሮም። ተወልደ ኢዮብ ነይሩ፡ ምትዃስ አይነበረን። ቶኽሲ እንተ ዘይነበረ እቲ ትብሎ ዘሎኻ፡ ጽውጽዋይ ይገብሮ። ሰፊሕ ታሪኽ ስለ ዘሎ አብ ጊዜኡ። ከመይ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር አሎዉ።
@tekhlehaimanotgebre5447
@tekhlehaimanotgebre5447 11 ай бұрын
ኣየ ጅግንነት ኣየ መዓንጣ ።ብርጋደር ጀነራልስ ውሒዳቶ
@tekhlehaimanotgebre5447
@tekhlehaimanotgebre5447 11 ай бұрын
በጃኹም ቁሩብ ደቓይቕ ወስኩሉ።ክስነድ ዘለዎ ታሪኽ ስለዝኾነ ከይተቓርጽዎ ሓድራ
@abeilhedguhedgu8994
@abeilhedguhedgu8994 9 ай бұрын
Just keep quiet 🐕🐕🐕🐕
@tsegaywelday5205
@tsegaywelday5205 10 ай бұрын
ዝሓለፉ ፈጸምቲ ታሪክ ብከምዚ ናይ ጅግና ብ/ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ዘይምግላጹ ክንደይ ከንደይ ጎዲልና።ብዕብቆት ታሪክና ሕጂ ክግለጽ ምጅማሩ ብጣዕሚ ንሕበን።ብዓል ጀነራል ውጩ፡ጀነራል ሳሚኤል (ቻይና)፥ጀነራል ቫይናክ፡ጀነራል ዓብዱ ሮመጭ፡ሚንስተር ዓሊ ሰይድን ካልኦትን እዚ ኩሉ ታሪካዊ ጅግንነቶም ከይተገልጸ ምሕላፉ ብጣዕሚ ይስምዓካ።ሕጂ ውን ሓደራ ነቶም ተሪፎም ዘለው ግዜ ከይወሰድኩም ኣቅርቡልና።
@godislove7204
@godislove7204 9 ай бұрын
I agree with you. I hope everyone heroes can tell the story✅🕌⛪️🇪🇷👏🏽❤️
@RelTron-sn5we
@RelTron-sn5we 9 ай бұрын
ናይ ጅግና ዓብዱ ረመጭ ታሪክ ወይ ቅለመሕተት ዝገበሮ ተልዩ ባ hi በለኒ
@abeilhedguhedgu8994
@abeilhedguhedgu8994 9 ай бұрын
Nice To see you B.General Abrehaly.
@entamogos4107
@entamogos4107 10 ай бұрын
መሃርን መሳጥን ታሪክ ብሓቂ ጅግና ግንብርጽ ዘይብሎ ጅግና ኤርትራዊ ተቃላሳ ቢርጋደር ጀረናር አብርሃለ ክፍለ እየሳብ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤። ጋዘጠኛ ኑፉዕ ጹቡ ትብርብሮ አለካ ቀስሎ❤❤❤ ❤❤❤❤
@lemlemseyoum6476
@lemlemseyoum6476 11 ай бұрын
Thank you, my hero, for protecting Eritrea 🇪🇷 ❤️
@NardosTsegai
@NardosTsegai 9 ай бұрын
Jigna haben hzbi qorax teb,ae🇪🇷❤️
@nohisack7796
@nohisack7796 10 ай бұрын
አዚዩ መሳጢ ታሪክ እዩሞ ሆርዳታ ሜዲያ ምሰጋና ይኩንኩም❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HERMON90
@HERMON90 11 ай бұрын
Good job
@dahlak8721
@dahlak8721 11 ай бұрын
Wow ❤
@selemawittekle5890
@selemawittekle5890 11 ай бұрын
Well come our hero 🌹💕🌹💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@berhanetesfamicael8545
@berhanetesfamicael8545 11 ай бұрын
❤❤❤ God pleas to you I love it
@geriegerie503
@geriegerie503 11 ай бұрын
ተጋደልቲ !
@bashailema9043
@bashailema9043 11 ай бұрын
Very interesting interview and thank you for sharing it. Please ask the General if he knows anything about Tekle Aden.
@meronnegassi316
@meronnegassi316 10 ай бұрын
Gzie btami yhaxrena alo ezi kulu tarik si 20 dekiki weskuluna bejakum
@gomida1552
@gomida1552 11 ай бұрын
ጀነራል ኣብርሃለይ: ሓያል ፈዳይን & መራሒ: ናይ ምዝካር ክእለት ዝድነቅ ኢዩ። ካልኦት ገዳይም ጀጋኑና'ውን ታሪኽኩም ምስ ኣእምሮኹም ከለኹም ሰንድዎ !!!
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 11 ай бұрын
ታሪክና ወያንቲ ምስምዖም ሓቂ ታሪክ ኣውጺኣ።ስርቂ ወያንቲ ፈጣጥ እዩ።ታሪክ ኤርትራ ብኤርትራዊያን ብእዝኖም ኣብ መደብ ኤርትራዊያን ካላኣይ ክፉል ዕጥቂ ምፍታሕ።
@tesfainegash9846
@tesfainegash9846 10 ай бұрын
ሽፍታ (ሸፋቱ) ብቆልዑትና ከለና ንሪኦም ኔርና ማለት ተጋደልቲ ናብ ከበሳ ከይተቃላቀሉ ከለዉ። ዕጥቆም ሻፎ በትሪ /ካራ/ ግንጽል እዩ ኔሩ ። እዚ ጅግና ዝግልጾ ዘሎ ታሪኽ ግን ኣብ ካላኣይ ኩናት ዓለም ዝጥቀምሉ ዝነበሩ ሸጓጉጥ ጸጋጊኑ እሞ ኻኣ መኪና መሪሑ ኣብ ማእከል ኣስመራ ነቶም ደመኛታት ኤርትራ በፈፍ ዘብል ዝነበረ ጅግና ፍልልይ ኣለዎ።
@AriamEfrem-yr1vh
@AriamEfrem-yr1vh 10 ай бұрын
HELLO HORDATA FAMILY! THIS IS INCREDIBLE PROGRAM. JUST WANT TO TELL U AT THE FIRST 5 PARTS THERE WAS A LITTLE COLORING PROBLEM PLEASE HAVE A LOOK AT THE SATURATION COMPOSITION OR EDITING.
@Daniel-f3s3b
@Daniel-f3s3b 11 ай бұрын
እዋይ ታሪክ ጅግነት እዚ ምፍሊም፡ክስራሓሉ ኣለዎ እዚ መጽሓፍ እዩ
@mrtopical9749
@mrtopical9749 11 ай бұрын
Merhaba btami tsbuk tarik gn tehtsrwo alekum Kbur general Abrhaley kfle btami nemesgn edmen tinan yhabka fetari🙏🙏🙏Thanks❤
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 11 ай бұрын
ሰሚዕካ ዘይምና ጽቡቕ መደብ፡ ቀጽሉልና በጃኹም። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷 Eritrea for ever ❤❤❤
@fesehesionhailo8945
@fesehesionhailo8945 11 ай бұрын
Ezi gize nayzi medebb Bill General abrahale tehtsrwo alekumm
@BereketSimon-h3p
@BereketSimon-h3p 10 ай бұрын
ልቢ ብል ኤርትራዊ ጅግና ጅግና ኣይበሉ እዚ ሰብ ንጹህ ኣይኮነን ባዕሉ ካኣ ተጠሉዑ ይነግረና ኣሎ ሓደ ስርሒት ናይ ከተማ ክፍጽም ተልእኾ ዘለዎ ሰብ ብጻዩ ኣብ ቅዲሚኡ ከሎ እንታይ ክገብር ኢዱ ኣብ ቃታ ይእትዎ እንደገና ማህረምቲ ብጻዩ ከመይ ኢሉ ኢዩ ብሃንደበት ኣብ ቀታሊ ክፍሊ ኣካልቱ ኮዩኑ ብቕጽበት ንሞት ኣብጺሕዎ። ስለዚ ን ዶክተር ፍጹም ብተመልከተለይ እዩ መንጢልዎ ታሪኽ ግን ኣይምሕርን እዩ ክትከፍላ ኢኻ።
@haileukbu171
@haileukbu171 10 ай бұрын
ንኣዳላዊ ናዚ ቃለመጠይቕ ብዙኾነ ነብራሃለይ ኪፍለ ቃለመጠይ ምግባርካ ጽቡቕ እዩ። እንተኾነ ኣብቲ ዘረቡኡ ብዛዕባ ተስፋሚካኤል ጆርጆን ብዛዕባ ኣብ ሰለድ ዘጋጠመ ኣብ ሞንጎ ኩማንዲስን እቲ ቀሺ ዝበሎ ሓሶት እዩ መጀመርታ ሰለድ ምሕዳር (ናይ ሕርሻ በረኻ)እዩ ቆዋሚ ካህን (ቀሺ) የብሉን ኣብ ዓመት ሓደ ጊዜ ንግደት ናቲ ታቦት (ኪዳነ ምህረት) እዩ ካብ ሰገነይቲ መጺኦም ዝቕድሱሉ ኣብ ዓመት ሓደ ጊዜ ድሓር እቲ ዘረባ ብኸመይ ኣብ እዝኒ ኩማንድስ በጺሑ ዝበዝሔ ህዝቢ ጽንዓደግለ ይፈልጦ እዩ። ሓንቲ ሰበይቲ ብገርሃ ካብቶም ወሑዳት ተጋደልቲ ወዲሓዋ ሪያ ክትምለስ ከላ ንሰባት ነጊራ እቲ ወረ ኣብ እዝኒ ኩማንዲስ በጺሑ፡ ድሓር እቶም ዝተማረኹ ብዓል ሃብተሰላሴ ገ\መድህን ኣማራጺ ኣይነበሮምን እቲ ገዛ ዝነበርዎ እዩ ተኸቢቡ ድሓር ከምቲ ኣብራሃለይ ኪፍለ ዝብሎ ዘሎ ዘይኮነስ ንኽልተ ዓመት እዩ ተኣሲሩ ብምሕረት ብዋሕስ ወጺኡ። ናይተስፋሚካኤል ጆርጆ እቲ ዝበሎ ኩሉ ሓቂ እዩ። ብሂወቶም ንዘየለዉ ሰባት ክትከስስ ምኻን ንስኻ እውን ብሂወት የለኻን ዝመትካ ኢኻ ዝጋኻን ትንፋስካን ጥራሕ እያ ነነው ትብል ዘላ እንበር ሕልናኻስ መትካ ኢኻ። ብዝኾነ ብዛዕባ እቲ ናይ ሰለድ ቀሺ ገለ ዝበልካዩ ብዙሓት ደቂ ጽንዓደግለ ብሂወት ኣሎዉ ኣብኡ ዝነበሩ ሓሶትካ ዘስደመሞም።
@bisratgoitom6279
@bisratgoitom6279 11 ай бұрын
ንጀረናል ኣብርሃለ ካብ ገለ ዝሰምዖ ዝነበርኩ መግለጺታት ኣብ ኣዛራርብኡ ረኺበዮ። ድምብርጽ ዘይብሎ ሓቂ ካብ ምዝራብ ንዝኾነ ምኽንያት ጥውይውይ ዘይብል ሰብዩ ከምዚ ምእንቲ መጎጎ ትሕለፍ ኣንጭዋ ኣይሰርሕንዩ ምስኡ እሰምዕ ኔረ እሞ ብሓቂ ሎሚ ካብ ቃሉ እሰምዕ ኣለኹ። ብፍላይ ነቲ ንነዊሕ እዋን ናይ CIA ውደባ ኣብ ተጋደልቲ ኔሩ ዝብሃል ንመጀመርታ ግዜ ከምዝነበረን ከምዝፈልጥን ዝመስከረ ሰብ ምዃኑ የድንቆ።
@DejenDeke
@DejenDeke 11 ай бұрын
ኩላ እታ ሓቂ ወጽያ ኣብ ደገ ብሓሶት ዝትርኽዎ ዝነበሩ ተቃወምቲ እታ ሓቂ ወጽያ
@peacefuleri1805
@peacefuleri1805 11 ай бұрын
እንታይ ማለትካ ዩ
@aruaki4454
@aruaki4454 11 ай бұрын
@@peacefuleri1805 ትግርኛ ከም ሓጻር ስረ ትሓጽረካ እያ መስለኒ😂
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 11 ай бұрын
​@@aruaki4454 እቲ ሓቂ እቲ ኣብ ጀብሃ ኮይኑ ዝቃለሶ ዝነበረን ኣንጻር ሻዕብያ ዝነበሮ'ዩ፡ ሕጂ ኣብ ትሕቲ ኢሰያስ ኮይኑ እንታይ ክብል ደሊካዮ 😂
@goitomfoto5276
@goitomfoto5276 11 ай бұрын
ኣብራሃለይ ክፊለ ፈትዩካ ኣይ ንኢደካ ጸሉኡካ ኣየማርረካ ንታሪክ፡ኩምዘላታ ዘንብብ እዩ ኣቶም፡ትዝንጢሉ ኣመልኩም ባህርያትኩ ናይ ባሓቂ ሙሩዛት ንኣርካናት ገዲሊ ምዝንጣል፡ሰብ ዒላማ ኣመንዝራ ፓሎትካ፡ስለ ንፈልጠኩ ኣገደስቲ ኣይኮንኩሙን ኣያና ኣለናልካ ሓርባኛ ኣዲንቅትካ ንበዝሒ ቀጺሎ ብዓል መትከል ንበረልና
@kakutes4966
@kakutes4966 11 ай бұрын
bitaemi tihaxir ala bejaka qrub weskela
@WediGash7106
@WediGash7106 10 ай бұрын
Selam adalewti z medeb btami xbuk tebegso u tarik abotatna kab kalom ketesmuna mkalkum msgsnay wesen yeblun kexlwo.
@solomonkidane2230
@solomonkidane2230 11 ай бұрын
Merhaba....🇪🇷👍🙏
@filimonzeray9885
@filimonzeray9885 10 ай бұрын
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷👈🇪🇷👌🇪🇷👍
@neamenkiflom7949
@neamenkiflom7949 11 ай бұрын
እዚ ታሪኽ ኣዝዪ ጡዑም ግዜ እንዳ ሓጽረ ግና ክትጅምርን ክትውድእንሲ ሓደ ኮይኑ
@Eri2626eritra
@Eri2626eritra 10 ай бұрын
💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kudus7756
@kudus7756 11 ай бұрын
ግን እዛ ጉዳይ ትጋማዳሕ ዶ ላ መስለነኒ ከም ንፈልጦ ኣብ ጀብሃ ምስ ዘሎ ጉዱሎቶም ብሕጊ ይኣስሩ ብሕጊ እዮም ዝፈትሑ፡ ሎሚ ግን ኣብ ግዜ ህግድፍ ዝኣስረካ ኣይትፈልጥ ዝፈትሓካ ኣይትፈጥ ስለ እዝስ እዛ ጉዳይ 60 ኣላታ ኢልና ንግድፋ። ታሪኽ ግን ኣይገድፍን እዩ ከከም ዘቅረብና ነቅርቦ ሓቂ ትዓብር እንበር ኣይትጠፍእን እያ።
@bereketdesta2593
@bereketdesta2593 10 ай бұрын
Good point
@abeilhedguhedgu8994
@abeilhedguhedgu8994 9 ай бұрын
Yes good points that what I am saying
@AboIkram182
@AboIkram182 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@HabtomTekele-y8c
@HabtomTekele-y8c 10 ай бұрын
❤......... !
@mussieawate2749
@mussieawate2749 11 ай бұрын
❤ ❤❤
@simonabay4638
@simonabay4638 11 ай бұрын
Abrahaley jigina wedi erey
@Systematize
@Systematize 10 ай бұрын
People can tell from your interview.you did it to satisfy Isayas Afewerki.
@Eri2626eritra
@Eri2626eritra 10 ай бұрын
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SanayGhebrehiwot
@SanayGhebrehiwot 11 ай бұрын
ልዕሊ ዝኾነ እዚ ሰብኣይ ግን ናይ ምዝክራ ተኽእሉኡ ላዕሊ
@saraasmerom9050
@saraasmerom9050 11 ай бұрын
ናይዚ ጅግና ስም ድዮ ጠፊአካ
@SanayGhebrehiwot
@SanayGhebrehiwot 10 ай бұрын
ኖ ዘይጠፋእኒ ኣጋጣሚ ኣብ ከምዚ ታሪኽታ ማራ እየ ዝግደስ ካላኣይ ካኣ ጀጋኑ ኣቦታትና እንድዮም ኣብ ግዜኦም ዘይስገር መድረኻት እዮም ሰግሮም ሒጂ ተምምሊሱ ድሕሪ 50 ዓመት ክዝክሮ ምኻኣሉ ከይጉደለ ናይ ብሓቂ ኣድኒቖዮ።
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️👍👍👍
@kiflesolomon6333
@kiflesolomon6333 11 ай бұрын
Amazing testimony!!! Zeywdan zenexfn hilklak zimelo qalsi gedli ERITREA 🎉🎉🎉 KIBRN ZIKRN NETOM LEYTIN QETRIN KEYTEHALELU HIWETOM ZIHABU HARBENGATAT ERITREANS 🎉🎉🎉🎉 QEXLO HORDATA nixbe Alona!!! 1.Gin iza nay JEBHA 1000 gzie zidegagmuwa hasot ISSAIAS luauk nay haile slassie tbl qal DEGAGIMkum anxrulana?? 2. Hto haile slassie zibahal ZELO seba bi nuxur Felikum aqemtulna tariku?? Biziterrfe AMLAK YBARKIKUM 🎉🎉🎉🎉
@hermonpatros3
@hermonpatros3 11 ай бұрын
Jegna b.General Abrahaley
@teamrgomida7834
@teamrgomida7834 11 ай бұрын
ኩሉ ፈተነ ሓሊፍካ ነጻነት ኣምጺኻ። ኣገናዕ!
@Barentuna
@Barentuna 10 ай бұрын
Qorarixkumo ab hade gerkum amxiulna . Neti tarik kinhizo
@Selam-Selam-j7l
@Selam-Selam-j7l 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏 edme yhabka abona keterfu zigbakum eba kisab hiji kertet tblu alokum
@yonasfesha4490
@yonasfesha4490 10 ай бұрын
ጀብሃስ ለካ ቤት ፍርዲ'ውን ኔሩዎም ኢዩ። ኣየየ ሻዕብያ ዘርኢ መርገም ዓዲ ምስ ኣተወት ከማን ሃገራዊ ባይቶ ክትገብር ኣይካኣለትን።
@amanghirmay386
@amanghirmay386 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@letinamb
@letinamb 11 ай бұрын
👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷
@tesfainegash9846
@tesfainegash9846 11 ай бұрын
እዛ ሓቁ እዩ ተኸስተ ሃይለ ዝበላ ትብል ቃል ኣብ ብዙሕ ትደጋገም ኣላ። ነዚ ዳሕራይ ወለዶ ኣይተዳናግርዎ እዚ ክሳብ ሕጂ ዝገልጾ ዘሎ ጅግንነት ወድሃይለ ዝተሰለፈ ኣይመስለንን ርግጸኛ እየ ነዚ ታሪኽ እዚ ኣርባዕተ ዓይኑ ጌሩ ይካታተሎ ከምዘሎ
@Shaebiya.tsereharestay
@Shaebiya.tsereharestay 11 ай бұрын
ኣየናይ ወተሃደር እዩ ፊት ንፊት ቃል መሕተት ዝገበረ ኣብ ኤርትራ እስከ ንገራና ኩሎም ናይ ባዕሎም ከጸባቡቁ እዮም ዝውዕሉ፡ታሪኾም ባዕሎም ንባዕሎም የብኽዋ ኣለዉ🤣🤣🤣🤣
@tedredie4272
@tedredie4272 11 ай бұрын
True 👍
@samki-rw6lt
@samki-rw6lt 11 ай бұрын
ወዲ ሃይለ ወገናዊ ንዝፈተዎም የጸብቖም ንዝጸልኦ ታሪኾምን ጅግንነቶምን የባላሽዎ ነይሩ።ታሪኽ ወዲ ሃይለ ዘዘንተዎ ኣነ ብዝፈልጦ ውን ብዙሕ ሓሶት ኣለዎ።ብዓል ወዲ ፍርዙን፣ቻይና፣ኣብርሃለ፣ወዲ የማነ ብኸመይ ገሊጽዎም ስኑድ ኢዩ።
@ابوهاشم-ت1غ
@ابوهاشم-ت1غ 11 ай бұрын
يا ريت كل يوم تنزل حلقه
@eritrea2913
@eritrea2913 11 ай бұрын
ዝገርም ዛንታ ን ክቡር PIA ካብ ግዜ ንእስነቱ እዮም ተጻባእቲ ኔሮሞ ስለዝኾነ እዩ ድማ ክቡር PIA ድምብርጽ ዘይብሎ ጅግና ከምኡውን እዚ ዕላል ምቁር ስለዝኾነ ቀልጢፉ ይውዳእ ስለዘሎ ኣንውሕ ኣብልዎ።
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 11 ай бұрын
Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌸❤️🇪🇷
@asmerethadgu9816
@asmerethadgu9816 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@frewengheltesfagherghis1985
@frewengheltesfagherghis1985 11 ай бұрын
ኣዚዩ መሳጢ ታሪኽዩ ፡አዚ ብምጽሓፍ ክስነድ ኣለዎ ይብል። ከምዚ ኣያና ጀንራል ዝትርኾ ዘሎ ካሎ ውን ኣብ ኢንተዝቀርቡ ጽቡቅ ኔሩ ።የቐነልና
@amaniele4693
@amaniele4693 11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@elsahidray1668
@elsahidray1668 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Eritreamassawaredsea
@Eritreamassawaredsea 11 ай бұрын
Kubur Abona Ayana B.GENERAL ABRAHALEY KIFLE tienan Edimen yehabka mis kulom ARKANAT ABOTATNA thank you for telling your history you passed and presents again God bless you hero's 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@teklaygebremariam4168
@teklaygebremariam4168 9 ай бұрын
ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ንጉጅለ 15 ኣሕሊፉ ዝ ሃበ ቅድሚኡ እውን ብጾቱ ኣሕሊፉ ናይ ምሃብ ታሪኽ ዘለዎ ንኣብነት ብ1990 ዓ/ም 'መራሒ ብርጌድ ኣብዱራሕማን ሓሽም(ወዲ ሓሽም ወዲ ባፅዕ) ድሕሪ ምሕራር ባፅዕ ብስርሒት ፈንቅል ንምንታይ ተቐቲሉ ኣብርሃለይ ክፍለን ዉጩን እንታይ እጃም ነይርዎም ኣብ መቕተልቱ ኢልኩም ሕተቱ
@solomonmosazgi8385
@solomonmosazgi8385 8 ай бұрын
ኣብርሃለይ ክፍለ፣ ፍሉጥ ቶኾኽ ቶኾኽ ዝብል ሓሳውን ቀንጻልን እዩ። ሕጂ እውን ንመን ክልክም እዩ ኣምላኽ እዩ ዋንኡ። እዚ ርጉም ቀንጻሊ እዩ።
@senaizemenfes5418
@senaizemenfes5418 9 ай бұрын
ኣብራሃለይ ብዛዕባ ዶክተር ፍጹም ክዛረብ እንከሎ ቁሩብ ነብሰ ምትሓት ዘርኣየ ይመስል። ነታ ናይ ኮሌጅ ዲፕሎማኡ ምስ ናይ ዶክተር ፍጹም PhD in Nuclear Physics ከዋዳድራ ይፍትን ኔሩ፤ ሌላ ምስ ብረት ኣብ ኩቡር ዘበኛ እንኮሎ ዝጀመሮ፤ ሽጉጥ ተባሪቃትኒ ን ዶክተር ፍጹም ቀቲላቶ ክብል ክትኣምኖ ከቢድ እዩ::
@tarikasmerom6238
@tarikasmerom6238 11 ай бұрын
🐪🐪🐪🐪✊✊✊❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊
@GhebrehiwotRe
@GhebrehiwotRe 9 ай бұрын
Osman saleh ezi halew zibel zelo:: kef hibatini::
@Mewarsti123
@Mewarsti123 11 ай бұрын
እዚ ዕትሮ ናየደይ ቡዙ ዝመስል ሲ ንዶክተር ፍጹም ቐትልዎ??? ጽንሕ ኢልናስ ገለ ክንሰምዕ ኢና 😂🤣🤣🤣😂😂🤣
@kabiefrem5824
@kabiefrem5824 11 ай бұрын
ክንብል ኣቢሉዎ ነዚ ድርባይ ዓጋመ ጉዛይ
@danielweldeyesus3230
@danielweldeyesus3230 11 ай бұрын
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk 1,5 ሚልዬን ህጥም ቊሕም.
@Mewarsti123
@Mewarsti123 11 ай бұрын
@@kabiefrem5824 ኩሎም እዮም ዝቐትልዎምን ዝጻወትሎምን ነሮም ነዞም ድርባያት, ሓማሴን ክኣ ይጻወትሎም እዮም ነሮም, ዕላማ ጌሮም እዮም ፍንክሊው ዘብልዎም ነሮም,ኣነጫጫዕ ይጻወትሎም ነሮም ኩናማን ራሻይዳን ኸይተረፉ, ከም ዑፍ እዮም ብማንቲግ ዘውድቕዎም ነሮም ነዞም ምዕንጅሉ ክኽክክ 🤣😭😂
@emahatsionyohannes2272
@emahatsionyohannes2272 10 ай бұрын
​@@kabiefrem5824anta wedi atarit sebere deqalu ab weshleklek meret kiarbekum eyw tekalat zeri nejawis tekal zerom
@teklusolomonyosab9250
@teklusolomonyosab9250 11 ай бұрын
ጀብሃስ ቤት ፍርዲ ኔርዎም ማለት ድዩ ገሪሙኒ
@nugusearey3923
@nugusearey3923 11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tadessekidane720
@tadessekidane720 10 ай бұрын
ኣብ ዓለም ሓሳዊ ሰብ ከምዚ የለን። ሰለድ ቅድሚኡ ሰራዊት ከይድዎ ኣይፈልጥን ክብለና!!!! ደቂ መሬት ከም ዘለዉ ይፈልጥ ድዩ
@Lagymw
@Lagymw 13 күн бұрын
Our hero
@Lagymw
@Lagymw 13 күн бұрын
Niska eka hasawi lekbat tsrik albo
@eritreanamazon9877
@eritreanamazon9877 10 ай бұрын
ኣብርሃለይ ባርያ ኢሰያስ ክሳብ ክንድዚ ጥልመት ኣብ ልዕሊ ሃብተስላሰ እዋይ ግን ኣብ ርእሲካ ያ ዘላ ዛ ናይ ዶር ፉጹም ደም ታሓታቲ ኢካ
@Shaebiya.tsereharestay
@Shaebiya.tsereharestay 11 ай бұрын
ንእትዮጵያ ከይገዛእኩማ ክትመቱ ማለት ድዩ 🤣🤣🤣
@SuleimanYassin-v3d
@SuleimanYassin-v3d 11 ай бұрын
ገና ብዙሕ ጉድ ኣሎ ናይ ቃኛው ምእታው 100/00 ጠሊላ ግርም
@danielweldeyesus3230
@danielweldeyesus3230 11 ай бұрын
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk አሰይ ገበረ እንታይ ቀሪጽካ ላህዛዝ
@SuleimanYassin-v3d
@SuleimanYassin-v3d 11 ай бұрын
እንታይ ኣብጸርፊ ኣብጸሓካ ስራቅ ሞባእስ ባዕሉ ይለፋለፍ ኣንታይ ማለቴካ ዩ ኣሰይ ገበረ
@asmeromembaye9652
@asmeromembaye9652 10 ай бұрын
Wedi kife jigna
@AronKahsay-p1m
@AronKahsay-p1m 11 ай бұрын
ግን አዞም ዓበይቲ ክዝክሩ ይገርመካ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 9 ай бұрын
እንታይ ክዝክር ድኣ ይሕስው እዩ ዘሎ።
@jorgotfanus5230
@jorgotfanus5230 10 ай бұрын
ሕውስውስ ዘበለ ሃለውለው ፡ ሓንሳብ እቲ ቐሺ ንበዓል ኢሰይያስ ከምዝሓሰወሎም ይዛረብ ፡ ሓንሳብ ሃብተስላሴ ከም ዘትሓዞም የምስሎ ። እቲ ሓቂ ግን ካልእ'ዩ ። ብሰንኪ ኢሰይያስ ደርቢዋ ዝሃደመ ቦርሳ እዚ ኩሉ ፈዳይ ኣብ ሓደጋ ኣትዩ ። እዚ ሓሳዊ ሃዳሚ ኢሰይያስ
@Byanuteg
@Byanuteg 11 ай бұрын
Selam selam, Adalawi dkmet areka abza guday tarik enda senedkas msti tntane tarikawi seltat mkrab grm neru. Kab elalkum eta seli kedad zbela bseli sele zfelta zekireia. Nmntay malet eye mray btami tezekro alewomo akerarbaka xbuk eu gna gze wesidka senedatn documents mwkas embza mmesete bhalay eye, mari slezkone terakay wn asmat zobatat bnay zhalefe zeykones entetekaelu bezi zelo entezeytekaele kea sm etibota Asmera, Nakfa, Dekemhare kotas wala kebabi mtkas keamaraxi mwssd xbuk eu.
@Network3231
@Network3231 9 ай бұрын
11minitues akeleguzay gexna knhalf kelema 😂😂😂 ቆሪጾማ 😂😂😂 እዞም ርጉማት ህግደፍ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 9 ай бұрын
ወዲ ፈንቅል ኣይተወግኣን ኣይትሓሱ ኣታ ሑሱር ፍጥረት። ጀነራል ሳጓ ናይዚ ሰብኣይ ድዩ
@JacobNayadina
@JacobNayadina 11 ай бұрын
🇦🇿🇦🇿🇦🇿👍
@makhulu2013
@makhulu2013 9 ай бұрын
Azerbaijanawi deka??
@ERENA-v6r
@ERENA-v6r 9 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Eritrean flag
@Eritrea.91
@Eritrea.91 11 ай бұрын
Haxiru bejakum entay eu ezi semun enda texebena si
@GhesesewBelay
@GhesesewBelay 11 ай бұрын
እዚ ቀታሊዚ ይነብር አሎ አብ ዓለም ኑበይኑ ዝጎይ ዝቅድሞ የብሉን ከምድላይካ ሐሱ ጥራይ ዝካታዐካ የለን ደም ፋጽም ክምለስዩ ዋላ አብ ደቅካ እዚ ሐሶት ታሪክዩ ትሕሱ እዎይ ዘርእካ አይባረክ መዋእልኩም cia ወያነ እንዳበልኩም ሰብ አጥፊእኩሞ
@kabiefrem5824
@kabiefrem5824 11 ай бұрын
😂😂😂😂መስተማሰልቲ ደቂ ባዘሊን
@emahatsionyohannes2272
@emahatsionyohannes2272 10 ай бұрын
​@@kabiefrem5824anta wedi amenzra wedi shermuta bazelin ab meshenit adekan haftikan iyom zitiqemulu tegaru sebar gene kitkurodu ekum deqi tekoredti inda maytelamit
@emahatsionyohannes2272
@emahatsionyohannes2272 10 ай бұрын
​@@kabiefrem5824anta tegonbah wedi tegonbahit kitestemaslu tikilu niskan meboqolkan ekum inda tarik albo tserfi aytegadefnan inte aha keyden iyen teregabi
@kabiefrem5824
@kabiefrem5824 10 ай бұрын
@@emahatsionyohannes2272 ወዲ ጋሕባ ረሳሕ ወዲ ዛህላይ ማህላይ፡ ወዲ ረሳሕ ማህጸን ወዲ ባህታ ገይ፡
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН
How Strong Is Tape?
00:24
Stokes Twins
Рет қаралды 96 МЛН
Tv Sened Eritra BG Tekeste Haile Interview Part 15      May 1- 2021
1:26:18
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 54 М.