ዕላል ምስ ብሪጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ ክፍለ ዓሰርተ ሰለስተ ክፋል || PART 13

  Рет қаралды 28,643

Hordata Media

Hordata Media

Күн бұрын

Пікірлер: 192
@robielmana7301
@robielmana7301 10 ай бұрын
ዝኸበርካ ጋዜጠኛ ሳሙኤል። መደብ ኣዝዩ ኣዝዩ ማሃርን መሳጥን እዩ ደሎ እንተኾነ ግን ብምሕጻሩ ነቲ ዋሕዚ ትረኻ ኣዝዩ ጽልዋ ይገብር ኣሎ፡ በጃኹም ብዝተኻእለኩም መጠን ኣንውሕዎ፡ ቁርጽ ቁርጽ ኣይተብልዎ። ብዝተረፈ ግን ኣዝዩ ጽቡቅ መደብ ፡ ቀጽልሉ።
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 10 ай бұрын
ሓደሽቲ ዩትዩበራት ኢዮም ኣይትሕዘሎም። ከምዚ ናይ ኳና ፊልም ኢዮም ለሚዶም?
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 10 ай бұрын
ጅነራል ኣብራሃለይ ክፍለ ጅብሃ ዓባይ ናጽናት እንተ ተምጽእ ካብዚ ናይ ህግሓኤ (ህግደፍ)ናይ ሕጂ ዝሓሽ ዶ ንህዝቢ መርበሓ ትብል!!
@Barentuna
@Barentuna 10 ай бұрын
Nezi zimesil tarik b nay youtube genzeb yiriwo alew. Gega yu
@muhurberekt7144
@muhurberekt7144 10 ай бұрын
ቕርሺ ከይ ገርካ ትእከብ ኢዩ ዘሎ
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 10 ай бұрын
ብጻይ ንስኻ ብነጻ ኣብ ዩቱብ ትርእዮ ኣሎኻ: ንሶም እዚ ኹሉ ግዚኦም ሰዊኦም እንታይ እዩ ክኸውን ረብሓኦም? ሓደ ሓደ ግዜ እንታይ ንጽሕፍ ኣሎና ምፍላጥ ጽቡቕ እዩ:: እዚ ታሪኻዊ መደብ እዩ ፈቲና ጸሊእና ብ ትዕግስቲ ክንከታተሎ ኢና::
@ገናዩቲጒዕዞ
@ገናዩቲጒዕዞ 10 ай бұрын
ናይ ምዝካር ተክእሎ ግን ይበልዩ ዘብል። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
@mehrethabteselassie5307
@mehrethabteselassie5307 10 ай бұрын
ጀጋኑና ዘይተገንጸሉ መጻሕፍቲ እንዲኩም በጃኩም ተዛረቡ ከለኹም ንድሕሪ ሕጂ ዘይትድገሙ ዕንቒ ኢኹም አግዛቢሀር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷❤🇪🇷
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 10 ай бұрын
ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዘናውሐ ምኽንያት ውሽጣዊ ጸገምን ዘይምትእምማንን ምዃኑ መግለጺ ጀነራል ኣብርሃለ ክፍለ ህያው ምስክር እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።❤❤❤
@NardosTsegai
@NardosTsegai 9 ай бұрын
Eritrawyan kuber mennet 🇪🇷❤️
@peacefuleritrean
@peacefuleritrean 9 ай бұрын
ኣዝዩ ደስ ዝብል ኣቀራርባ። ሓታት ጋዜጠኛ ብሓቂ ኣብ ዘጽናዕካዮ ወይ ኣብ ትፈልጦ ዛንታታት ትሕታት ምህላውካን ኣተሓትታኻን ኣዝየ ኣድኒቐዮ። ጀነራል እውን ዝገርም ኣእምሮ ን ምዝካርን ፥ ጀግንነት እውን ኣብ ቦት ኡ ኮይኖ። ኢርትራ ዓደይ ፥ ዓዲ ቕያ ከም ሃገር እቲ ክትኮኖ ዝግባእ ዘይምዃና መመሊሱ ይግሁየካ።
@wedizemat527
@wedizemat527 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ሐያል ጋዜጠኛ ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏 ጀነራል ሐያል ምዝካር ውግእ መረብ አዘኪሩና 🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eyobtesfay
@eyobtesfay 10 ай бұрын
ኣጆኻ ኩቡር ጀነራል ኣብርሃለ ቀጽሎ። ታሪክ ብዋናኡ ክትረክ ኣለዎ ።❤
@tesfalemg.ghebremariyam2876
@tesfalemg.ghebremariyam2876 10 ай бұрын
መርሓባ ሳሚ ሆርዳታ መዲኣ ብሰላም ምጻአ። መደብኩም ኣዝዩ መሳጥን መሃርን ኢዩ ነመስግን ኒኣበርክቶኹም። ሳሚ ብሓቂ ብቑዕን ኣማአዛንን ጋዘተይና፣ነቲ ቃለ ምልልስ አትገብረሉ ዛዕባ አኹል ምድላውን ኣፍልጦን ሒዝካ ምቕራብካ ክትምስገን ይግባኣካ፣ ኣጆኻ ነቲ ሞያ ጽቡቕ ሒዝካዮ ኣለኻ ኣጆኻ ተበግሶኻን ጻዕርኻን ቀጽሎ።
@tesfaiasbu6694
@tesfaiasbu6694 10 ай бұрын
ታሪክ ብጅግና ክትረክ ከሎ መሳጢ ይከውን።ተዓወት ጅግና!
@yosephmichael3165
@yosephmichael3165 10 ай бұрын
እዚ ጀግና ጀነራል ብኣጋጣሚ ምስ ሓደ ቤተሰበይ ንምርኣይ ዕድል ረኺበ ኔረ ግና ኣፍልጦ ኣይነበረኒን ኣብ ኢንተርቪ ምስ ርኣኹዎ ተጣዒሰ ክበረልና ጅግና ኣያና ኣምላኽ ዕድመ እንተሂብና ደጊመ ይርእየካ ይኸውን
@yohannesseyoum
@yohannesseyoum 10 ай бұрын
Abrahalei is my mother’s younger brother.
@yosephmichael3165
@yosephmichael3165 10 ай бұрын
@@yohannesseyoum wow you’re lucky you have a hero ankle
@yohannesseyoum
@yohannesseyoum 10 ай бұрын
@@yosephmichael3165 all our tegadelties (males and females) are our heros.
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 10 ай бұрын
Thank you and God bless wedi ER Jigna Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@almazabraham7802
@almazabraham7802 9 ай бұрын
I really appreciate the interviewer he knows history and moderates it well 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Thanks general for your contributions and you are Eritrean hero 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@berhanegabremariam4884
@berhanegabremariam4884 10 ай бұрын
ነቶም ዝጽሕፉን ዝስንዱን ጽቡቕ ተበግሶ ዕድመን ጥዕናን ይምነ ።
@TesfamichElKiflemariam
@TesfamichElKiflemariam 10 ай бұрын
❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴🌴🌻🍇👍👍ታሪኽ ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ ብርድጋዴል ጀረናል ዘማሓላልፎ ዘሎ ንወልዶታት ዝምህር ስለዝኮነ ክልኦት ውን ከም ጅኔራል ኣብራሃለይ ክፍሌ ከተማሓላልፉልና ንላቦ
@eyorzeray7526
@eyorzeray7526 10 ай бұрын
Thank u for yr great service.
@yohannesestifanos9504
@yohannesestifanos9504 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ፡ ኣጋጣሚ ኣብ ክሳድ ዒቃ ምስ ቦጦሎኒ 107 ዓሪድና ምስ ሓያላት ተጋደልቲ ግን መሪሕነት ግን ብዘይ ቀላዓለም ዜሮ ካልአ ይትረፍ ቡምባ ኣርበጂ ከማን አኹል ኣትነበረን
@hailzghihadish7736
@hailzghihadish7736 10 ай бұрын
ኩላ ነብሱ ታሪእ ዝኾነ ጅግና ሰቢኣይ።ኣብየት ሓሞት።ጎጉል ዝኾነ ሚሞሪ ሒዝካ ሲ ክሳብ ሒጂ ዘይምዝራብካ ተገሪመ።ኣብ ዘለኽሞ ዕድመን ጥዕናን ይምነ።
@ፍረኣድሪ3348
@ፍረኣድሪ3348 10 ай бұрын
ዕድመን፡ጥዕናን ን ጀጋኑና።
@romagebremedhin2764
@romagebremedhin2764 10 ай бұрын
Abrahaley abo Tariki kesiliwo yekeniyelina❤❤❤❤
@issayasnewatu9452
@issayasnewatu9452 10 ай бұрын
❤ ጅግና
@merkebselam6456
@merkebselam6456 10 ай бұрын
ማራ ሓጺሩ
@kbromteklemariam508
@kbromteklemariam508 10 ай бұрын
Ankoa beselam mexakum Gna medeb btami haxira sori❤❤❤
@lemlemseyoum6476
@lemlemseyoum6476 10 ай бұрын
Thank you are my Hero ♥️ 🇪🇷♥️
@MnassieHabtu-ye3cy
@MnassieHabtu-ye3cy 10 ай бұрын
ባሓቒ ህይያው ታሪኣክ ግን መደባት ኣትሕጽሪ ኩቡር ሓው ንኩቡር ብርጋደር ጀነራል ኣብርሃለ ክፍለ ካ በርትዕ ከምቐደምካ ታሪኽ ተንትኖ ዕድመን ጥዕናን ውን ይሃብካ ወትሪ ዓወት ንሓታሽ
@entamogos4107
@entamogos4107 10 ай бұрын
መጀመርታ ንጋዜጠኛ ኣአዝየ ከመስግኖ ይፈቱ ካብ ጅግና ቢርጋደር ጀረናል አብርሃኣለ ክፍለ እየሳብ ደጋኣጊምካ ክትሰምዖ ዘየሰልችወካ ሓቀኛ ታሪክ ኤርትራውያን ብልክዕ ትገልጾ አለካ ዕድመን ጥዕናን ይህብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤
@henosaymon
@henosaymon 10 ай бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ybel tarke sehabi tarike admen tiana yhabkum nkulatkum
@eriasmara4218
@eriasmara4218 10 ай бұрын
ጀነራል ፡ ጀግና ፡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wedidenden
@wedidenden 10 ай бұрын
M.G. Abrhaley Kifle, simply you're an amazing hero and truly patriotic. Thank you for narrating our invaluable pre-independence history. You're a brilliant narrator and it seems that you have an extraordinary memory and bravery.
@teweldemeharzgi4205
@teweldemeharzgi4205 10 ай бұрын
ጽቡቕ ተበግሶ እዩ'ሞ ቀጽልዎ። ታሪኽ ብሰብ ውዕሎ ክዝንቶ ክንደይ ይዓዝዝን ህይወት ይህልዎ። እንተኾነ ግን ሰንሰለትን ዋሕዚ ትረኻን ክመሓየሽ ኣድላይ ኮይኑ ይስምዓኒ። ብዙሓት ክለዓሉን ንጹራት መልሲ ዘድልዮም ሕቶታት ግን ኣለዉ። ጀነራል ኣብረሃለይ ገዲም ምኩርን ላዕለዋይ ሓላፍን ካድርን ተሓኤ ስለዝነበረ ብዛዕባ ምብርዓን ውሳኔታት ኣዶብሓ፡ ጉባኤ መዓስከር ዓዋተን ቀዳማይ ጉባኤ ተሓኤን ውሳኔታቱ ኣውራ ውሳኔታት ኲናት ሓድሕድ ኣበጋግሳኡ ሳዕቤናቱ፡ ሕቶ ሓድነት ሓይልታት ሰውራ ኤርትራ፡ ውሳኔታት ካልኣይ ጉባኤ ተሓኤ ሳዕቤናቱ፡ ኣብ ውሽጢ ተሓኤ ዝነበረ ፖፐቲካውን ውድባውን ድስይናሚክስ፡ ብዛዕባ ሰልፊ ዕዮ፡ ወዘተ ዝያዳ ሕቶታት እንተዝቀርብ ጽቡቅ ምኾነ።
@semharkahsay-uh4kf
@semharkahsay-uh4kf 10 ай бұрын
Tarik Jeganu betom seb weilo enkizinto Kindey y’tiem aziyu dima y’tinkfeka Eritreawinet ❤ Newih Edmen tienan y’habka kubur tegadalay Abona 🙏🇪🇷💪🏽
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 10 ай бұрын
ኢንተርቪው ኣግበርቲ ካብዚ ን ጀነራል ኣብርሃለይ ኢንተርቪው ዝገብር ዘሎ ሓውና ብዙሕ ክትመሃሩ ትኽእሉ ኢኹም:: እዚ ሓውና ኣብ ዘግብሮ ኢንተርቪው ሙሉእ ኣፍልጦ ከምዘለዎ ካብ ሕቶታቱን ምክትታል ዋሕዚ ታሪኽን ይፍለጥ:: ከምዚኣ ርእይቶ ንኻልኣይ ግዜ እዚ እየ ዝጽሕፍ ዘለኹ:: ኣብ ብዙሕ ኢንተርቪዋት ዘይተሓሓዙ ሕቶታት ዝሓቱ ጋዜጠኛታት ርኢና ኢና ናይዚ ሓውና ግን ብሉጽ እዩ:: ቀጽል ብጻይ
@meharigoitom4495
@meharigoitom4495 10 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ቆልዓ እዩ ካብ መግለጺ የብለይን
@adamismail9137
@adamismail9137 10 ай бұрын
ኩነታት ጋዜጠኛ ኣራእያ በላይ / ትግራዋይ / ሕተተልና . Thanks
@mrtopical9749
@mrtopical9749 10 ай бұрын
Kbur Jeneral eizi zmesl Tarik btami sehabi Ane degagime eiye daemo so Metshaf tetsndo tsbuk neru edmen tann yhabka fetari🙏🙏🙏
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 10 ай бұрын
Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸❤️🇪🇷👍🇪🇷
@1CENT1962
@1CENT1962 10 ай бұрын
Btaemi haxiruna ❤
@eyorzeray7526
@eyorzeray7526 10 ай бұрын
Thank u our hero
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 10 ай бұрын
ስላም
@goitomfoto5276
@goitomfoto5276 10 ай бұрын
መርሓባ ጀነራል ኣብራሃለይ ክፋለይ
@yohannesseyoum
@yohannesseyoum 10 ай бұрын
My grandfather’s name is Kifle not Kiflay. Abrahalei is my uncle. Younger brother of my mom.
@genethani8151
@genethani8151 10 ай бұрын
Abotatayiii jeganuuu ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ermiaskidane1558
@ermiaskidane1558 10 ай бұрын
Jenral Abrhale tebatay teklasaey semekyo zeymono jegnantat .ade welda temken .sehul wedi shale. Horidota geza yelen nukulom jeganu merhit azerbwom hdera .xubk serha❤❤.
@Tesfaldet-r3t
@Tesfaldet-r3t 10 ай бұрын
መርሐባ አኮይ ጅግና
@mussiesolomon1598
@mussiesolomon1598 10 ай бұрын
Waww aziu zimsit tarik gin bejakum aythizriwo
@michaeltesfay3296
@michaeltesfay3296 10 ай бұрын
@Solomonkahsay-m6q
@Solomonkahsay-m6q 10 ай бұрын
"ሳሚ ግዘ , , , , , , ናይ ቃለ መሕተት ኣሕጺርካዮ "
@negusebelay4012
@negusebelay4012 10 ай бұрын
Neguse❤
@tesfaalema8949
@tesfaalema8949 10 ай бұрын
Welcome deki Erey Satat yehaxerena alo 1 sat ba geberewo
@teklia3701
@teklia3701 10 ай бұрын
ግለጽዎ ታሪኽ ተዓቢጡ ከይተርፍ🥰🇪🇷🇪🇷
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 10 ай бұрын
Welcome deki Eria jeganu
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 10 ай бұрын
ኤርትራዊ ታሪኽን ጅግን ነትን ተስምር እዩ።
@simonabay4638
@simonabay4638 10 ай бұрын
Abrahaley ❤❤❤
@mussiesolomon1598
@mussiesolomon1598 10 ай бұрын
Bejakatkum ezi tarik bmexahaf melke xehafiwo
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 9 ай бұрын
3:00
@samt7785
@samt7785 10 ай бұрын
ሕሩይ ተድላ እኮ ብእንግሊዘኛ መጽሓፍ ጽሒፉ‘ሎ ኣንብባ ጋዜጠኛ። ምስ ኣንቶንዮ ተስፋይ ሽወደን እውን ቃለ መሕትት ገይሩ‘ሎ።
@habtomrussom3689
@habtomrussom3689 10 ай бұрын
Welcome General
@negusebelay4012
@negusebelay4012 10 ай бұрын
Like❤
@maekelegherezgiher6003
@maekelegherezgiher6003 10 ай бұрын
Eway sami, bedilkumna eko, bejakum endo gize anwh ablwa. Xbuq srah kea.
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 10 ай бұрын
Welcome
@KBEri-g7o
@KBEri-g7o 10 ай бұрын
ኣርእስቲ ታሪኽ ጀሚርካ ሰሙን ትጽበ ሽዑ ውን ከምኡ😒ማራ ሓጺሩ
@filmonmehari3823
@filmonmehari3823 10 ай бұрын
Hey sami xebuk medeb gen please tariknau nay 1 seat steel geberulna❤❤❤
@alaywelday3379
@alaywelday3379 10 ай бұрын
Nay baki zegerim jigninet kubur General kexilo
@simretberhe729
@simretberhe729 10 ай бұрын
ዝከበርካ ሳሙኤል መሳጢ ዛንታ። ኣብ መደብካ ቦታ እንተረክብካ ነዚኤን ሕተተልና ናይ ኣርአያ በላይ ሳራ መኮንን ትግራዋይ ጸጋ ልዑል ኪሮስ ሕተተልና። የቀንየልይ።
@kibromsolomon5613
@kibromsolomon5613 10 ай бұрын
Zeymno tarik zeyxgeb elal......nay Kbrom wedi Bula tarik bkemey tzkro
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 10 ай бұрын
ኣብ መወዳእታ 1979 መጀመርታ 1980 ምክትል ኣዛዚ ብርጌድ ናይ ሲዒድ ሳልሕ ምስ ኮነ ኣብቲ እዋን ብዙሓት መንእሰያት ሃዲሞም ንከሰላ ይኣትዉ ነይሮም፡ ክልቲዕም መራሕቲ ነቶም ሃዲሞም ዝኣተዉ ካብ ከሰላ ጨውዮም የእትዮም ኣብ ቅድሚ ሰራዊት ይርሽኑ ነይሮም። ብዛዕባዚ ሕቶቶ።
@girmaadebo4768
@girmaadebo4768 10 ай бұрын
ጋዜጠኛ ሳሙኤልን ጀነራል ኣብርሃለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እንዳ በልኩ፡ ጀነራል ኣብርሃለይ፡ ኣዛናትዋኻ ምቁር፡ ናይ ምዝካር ክእለትካ እውን ልዑል፡ እንተኾነ ጀብሃ ከም ውድብ ዝነበሮ ርኡይ ናይ መሪሒነት ድኻም ብዕሙቕ ዝበለ ክትገልጸልና ተጸብየ፡ ደኾን ኣብዛ ናይ ምዝላቕ ቅሩብ ትንክፍ ኣቢካያ። ኣብ ዝቕጽል ክፋላት ጀብሃ ከም ውድብ ድኻሙን ብልጫታቱን፡ ናብ ውድቀት ዝመርሕዎ ረቛሒታት ክትገልጸልና እጽበ።
@robelhaileab3706
@robelhaileab3706 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️
@yosiefzighta3445
@yosiefzighta3445 10 ай бұрын
❤❤❤
@Ourvision971
@Ourvision971 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mussieawate2749
@mussieawate2749 10 ай бұрын
መራሒ መደብ ምስ ጀናራል ኣብራሃለ ምስ ገዓት ጠስሚ ዝጥዕም ዕላልኩም እንቋዕ ብዳሓን መጻእኩም።
@tesfayghebremedhin5176
@tesfayghebremedhin5176 10 ай бұрын
Mekonen Lema Tesfay wedi Belay (wedi bashaul) ab operation Addis Abeba neirom.
@erifreeone8083
@erifreeone8083 10 ай бұрын
ብጻይ ጀነራል ኣብርሃለይ ኣዚና ነመስግነካ ብፃቕምካእታ ዝነበርካያ ውፅሎ ከምዘላታ ምቕራብካ! ውፅሎ ቅንጸላ ኣብ ኣስመራ ጸይቀ-ፅሉል ደርገኛ ጸጋለኡል ክንደይ ንጹሃት መነእሰያት ኤርትራውያን ዝቐተለ ከመይ ነበረ? ስም ናይቲ ህሉው ጅግና ፈዳይን ነታ ስርሒት ዝፈጸመ ከይጠቐስካ በጃኻ ንሰማፂ ሓብሮ::
@berhanegabremariam4884
@berhanegabremariam4884 10 ай бұрын
ጀዓፈር ኣል ኣስድ ሓላፍ በዓስ ኣብ ምምሕዳር ቁ 5 ኣማሓዳሪ ኣይነበርን። ወድ መላይካ ኢዩ ነሩ ግን እቲ ናይ ምውዳብን ምግንጻል ካብቲ ውድብ ምስ ሓደ ኣባል ግድላዊ ባይቶ ክልተ ሓይሊ ዝይ ኣክላ ኣብ ሃበሮ ቀሪቦም ከልው እቲ ስሪሒት ብመላኣከ ተኽለ ብለይቲ ኣብ ዓላ በርዒድ መጽኡ ንጅዓፈር ኣልሰድ ምስ ምሉእ ንብርቱን ገንዘቡን መጽሓፍቲ ናይ በዓስን ኣብ ዒላ በርዒድ ተታሒዙ ብፍጥነት ንሃበሮ ብለይቲ ሽዑ ንሽዑ ድማ ነቲ ኣባል ገድላዊ ብይቶ ኣብ ሃበሮ ኣርኪበዎ። ዕምሪ በዓስ ኣብዚ ተዳኺሙ ሓደገኛ ውድብ ክፈጥር ተክእሎ ነይርዎ ኢዩ።
@Barentuna
@Barentuna 10 ай бұрын
Film mesilu eti mihxaru. 45 min ente wehade kikewin neriwo
@kiflea241
@kiflea241 10 ай бұрын
ዚነበረ ይንገርካዩ ነገራቱ ሒሩይ ተላ ባይሩ ሂጂ ናይ ወያነ ዕሱብ ኮኢኑስ ሰኪቱ ኣሎ ዲሕሪ 2018
@okbittesfit2025
@okbittesfit2025 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@eriasmara4218
@eriasmara4218 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@michaelnatey5056
@michaelnatey5056 9 ай бұрын
ኩቡር ጀነራል ኣብርሃለ ክፍለ እዚ ታሪኽ መጽሓፍ እንተዝጽሓፍ ክንደ ምጸበቕ
@berhanegabremariam4884
@berhanegabremariam4884 10 ай бұрын
1/ሑሩይ ምስቶ ኣብ ከበሳ ዝነበሩ ከም ምስ በዓል ተስፍይ ተክልዝግን መልኣከን ተታፋኑኑ ኢትዮ 2/ በቲ ሓደ ክንፊ ናይ ብዓል ዓብደላን ተምሳላቱን ዘይሕጋዊ ርክባት ምስ ሻዕብያ ኣብ ቤሩትን ድሒሩ ድማ ኣብ ከበሳን ተራኪብካ ዝብል ብተሪር ክስታት ይቀርቦ ንይሩ
@GodisLord-om5kf
@GodisLord-om5kf 10 ай бұрын
ሳሚ ታሪኽና ይበርስ ኣሎ ኣቦታትና ታሪኽ ክሰርሑ እበምር ታሪኾም ከዘንትዉ ሽግር ኣለዎም ስለዚ ወጣሪ ሕቶታት እንዳምጻእካ ኣዛርቦም ኣናብስ ዕድመ የርክቦም ኣሎ ሓደራ
@tarikasmerom6238
@tarikasmerom6238 10 ай бұрын
🐪❤🇪🇷✊✊✊
@sabawelday6434
@sabawelday6434 10 ай бұрын
Abraham ali nur aby alo
@gebrehiwettecle8990
@gebrehiwettecle8990 10 ай бұрын
እዚ ጀነራል ዝብሎ ዘሎ ብዛዕባ ፋሉል ሓቂ ኢዩ ጀብሃ ምስ ሃረመቶም ሓገዝ ኽሓቱ እዬም ኸዮዶም ግን ኻልእ ኾይኑ ጸናሕዎም.
@MichaelTek151
@MichaelTek151 10 ай бұрын
This video is too short, why?
@GojeGebrhiwet
@GojeGebrhiwet 10 ай бұрын
🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
@NewVisionAfrica-wq2sw
@NewVisionAfrica-wq2sw 10 ай бұрын
an interesting presentation. I guess he meant Adi Yacob when he said Adi Bidel and also the attempt to assassinate Menghistu was around September 1977, and not in 1976. The reason for the failure of the operation was primarily related to the fact that Mengistu decided to raid in a different automobile instead the one that he was expected to be in. The notion that the ELF crisis started in 1975 during the 2nd national congress is essentially incorrect. If any, the ELF was in a deep survival struggle since the 1969 Adobha Military conference which was accentuated by the outcome of the 1st National congress that took place in November 1971. The nature of the crisis was fundamental to the extent that it became clear that the organization became void of any social and political constituents. As such, the various social and political constituents, from, the eastern, western and highland regions. were completely disfranchised and finally left it.
@ibrahimsuleman8347
@ibrahimsuleman8347 10 ай бұрын
ሳልሕ በላይ እቲ ሐደ ኻአ ተሰፋይ በላይ እዩ ክልቲኦም ኻአ ፊዳእዬን ነይሮም ማለት ናይ ከተማ ተቃለስቲ እዎም ነይሮም.
@GisilasemeashoAkberom
@GisilasemeashoAkberom 10 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@รําเพยจั่นเพ็ชร
@รําเพยจั่นเพ็ชร 10 ай бұрын
สวัสดีฉันมาจากไทยแลนในหมุ่บ้านฉ้นไม่มีไครร้จักเอริเทรียมีแต่ฉ้นเท่านั้น
@Ybl2016
@Ybl2016 10 ай бұрын
Hji wun 30 amet kwesd eyu tarikhna ktnegruna bezi tkhedwo zelekhum gzie haxiru bejakhum ?
@wedikeshi5322
@wedikeshi5322 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪
@yosiefzighta3445
@yosiefzighta3445 10 ай бұрын
ዝከበርኩም ኣሳናዳኢቲ ፡ዝምስገን ስለ ትሰርሑ ሰለኩም ነመስግነኩም ፡ካልኦት ከተስዕቡልና ነማሕጽን
@tesfainegash9846
@tesfainegash9846 10 ай бұрын
ሳሚ ተቐቢሩ ዝነበረ ታሪኽ ምፍንቃል ካብ ጀመርካ እዛ ኩቡር ጀነራል ትንክፍ ዘበላ ናይ ሽዑ ወይጦታት ኣሰፋ ስላንሳ ምስ ምክትሉ ኣበድ ናይ ቓሓይን ኪዳነ ፎቶ ዓይላ ጉንደት መንገሻን ማዕሎን መራጉዝ ካብ ካልኦት ከባቢታት ውን ይህልዉ እዮም። ዳርጋ ኩሎም ብ ሓለንጊ ሻዕብያ ተቐጺዖም እዮም። ነዚ መንእሰይ ወለዶ ትምህርቲ ክኮኖ ኣስሕ ኣቢልካ ግለጸሉ
@selamneritranaselamneritra3954
@selamneritranaselamneritra3954 10 ай бұрын
ንምኻኑ እቲ ገድሊ ዝብልወ ቱሩጉሙ እኮ ጠፍእና ወይ ጉድ ቀጽልወ በጃኹም ታሪኽ ይቕበር ኣሎ
@eri-boy8727
@eri-boy8727 5 ай бұрын
Kabzi interview Jebha democratic kamznberu ena nemahar ::
@yonasberaki6143
@yonasberaki6143 10 ай бұрын
❤❤🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉
@simongrmay9975
@simongrmay9975 10 ай бұрын
ኣብ መንጎ መንጎ ነቲ ናይ ሽዑ እዋን ስእልታት ገለ ወላ ብደረቅ እንተተቅርቡልና ብሓሳብ ናብቲ እዋን ተመሊስና ብተምሳጥ ምተካታተልናዮ
@futuwihasen2667
@futuwihasen2667 10 ай бұрын
ብልክዕ ኢቲ ሐቂ ታሪኽ ናይ ጀብሃ ትገልጸልና አለኻ አብ 1978 ዝነበረ ኩነታት በጺሕካ አለኻ ብርጌድ 69/77 አብ ታማራት ዒላ ዓብደላ ጥቓን ጥቓን ኢየን ነይረን ናብ አቑርደት ውግእ ዊን ብሐንሳብ ኢየን ተዋግኤን ዓብደላ ኢድሪስ ዝበለና ግን አይርስዖን ይብል አብዚ ኩናት አቑርደት ኢንተ ተዓዊትና ንሻዕብያ ሐይልና ነርእዮም ከምኡዊን ካብ ሶርያ ዓቢ ሐገዝ ክመጻና ኢዩ ይብል ግን ኢቲ ኩናት ብዘሕዝንን ብብዝሒ ሱውአት ዝኸፈልናሉ ኢዩ ነይሩ ስለዚ ዓብደላ ኢድሪስ(5ይ መስርዕ ዝነበረ)ኮነ ኢሉ ከም ሕሱም ከም ንጥፍእ ጌሩና ስለዚ ዓብደላ ጀብሃ ንክትጠፍእ ካብቶም ዓቢ ተራ ዝነበሮ ዶ?ይመስለካ ካልአይ መስከረም1 1980 አብ ፎርቶ ዝነበረ በዓል መ/ናስር ናይ ውግእ ሕድሕድ አውጁ ብናቱ ሐሳብ ዶ ወላ ዓብደላ ኢድሪስ ኢዩ? ክብረት ይሃበልና አቦና ገዲም ተጋዳላይ ዕድሚ ሂቡ ነዚ ሐቀኛ ታሪኽ ዝገለጽካልና
@Danon157
@Danon157 10 ай бұрын
ተስፋ ይገብር ብ/ ጀነራል መጽሓፍ ክጽሕፍ። ኣገዳሲ ታሪኽ፥ ሰውራ ኤርትራ ኢዩ ዘዘንቱ ዘሎ።
@abisolomasfha3131
@abisolomasfha3131 10 ай бұрын
Enkae bdhan mexaka jeneral ayani
@erifreeone8083
@erifreeone8083 10 ай бұрын
ጀብሃ ንውድብ ፁስማን ሳቤ ኣብ መፃስከር ሓሸኒትያ መጥቃፅቲ ፈጺም እፅንያቶ:: ውሩይ ኮኾብ ተጻዋታይ ኩፅሶ እግሪ እምባሶይራ ዝነበረ ጅግና ተኸስተ ገብረመድህን ( ኤለ) ኣብዛ ኩናትዚኣ ተሰዊኡና: ዝተማረኸ ስንቅን ፅጥቅን መድሃኒትን ማእለያ ኣይነበሮን: ዘንደድናዮ ናይ ብፃዝ መጻሕፍቲ እሽሓት....
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 10 ай бұрын
እዛ ናይ ክርስትያን ደሞክራቲክ ፓርቲ ኣብ ጀብሃስ ሰሚዕናያ ኣይንፈልጥን መብዛሕትና ኣብ ጀብሃ ንጋደል ዝነበርና መስለኒ። ቦኽሪ እዝነ'ያ። ናይ በዓስ ሊቬር ፓርቲ ናይ ምስልምና ወዘተ ከም ዝነበሩ ዳርጋ ንፈልጥ ነርና። ብዙሓት'ውን ዘዕለልክዎም ናይ ሌቬር ፓርቲ'ውን ስጋብ ሱዳን ወይውን ኪኑኡ ስጋብ ንስደድ ዘይፈልጡ'ውን ከም ዝነበሩ እፈልጥ። እታ ናይ ጀብሃ ጸላኢ እመጽእ ከምዝነበረ ኣይንፈልጥን ከምኡውን ናይ ስለላ ወዘተ ኣየጽንዕዎን ዝብላ ጀነራል, ድሒርና ከም ዝሰማዕናዮ ብሑመራ ሓይሊ ናይ ኢትዮጵያ ይተእኻኸብ ከም ዘሎ ናይ ዶባት ናይ ስለላ ዝነበሩ ንአርካን ጀብሃ ከም ዝነገርዎም ኮይኑ ግን መሪሕነት ናይ ጀብሃ ሰሚዖም ዋላ ቅድሚ'ቲ ኩናት ምጅማሩ ዋላ ሐደ ነገር ከም ዘይገበሩ ሰሚዕና። ብዝተረፈ ኣብ ናይ እምንሓጀር ነቲ ኩሉ ዓርመሾሽ ናይ ደርጊ ዝመጽእ ዝነበረ እዝከረኒ ናይ ድንጉስ ሓይሊ ዝነበረት ገለ ካብ ክፍልታት ኣዋጺኦም ናብ ሓንቲ ቦጦሎኒ ሰሪሖም ቦጦሎኒ 444 ኢሎም ሰምዪም ናብ እምንሓጀር ከም ዝሰደድዋ ኣብ ባረንቱ እንከለና እዝክር። ስለዚ መሪሕነት ጀብሃ እቲ ክሰርሖ ዝግባእ ስራሕ ኣይሰረሔን። ብዝተረፈ ግርም ተዘኩሮታት'ዩ።
@wedidenden
@wedidenden 10 ай бұрын
Extraordinary narrator , but substandard journalist and presentation. Why on earth, this type of history presented in pieces of episodes and short of slot of time?
@cumba3551
@cumba3551 10 ай бұрын
smart journalist. but short time. jusk ask for time extension.
@wedidenden
@wedidenden 10 ай бұрын
@cumba3551 Nope, he believes in sloppy journalism! If he was a smart journalist, he ought to listen to his viewers who were keen crying for a decent presentation for this type of extraordinary story.
Try this prank with your friends 😂 @karina-kola
00:18
Andrey Grechka
Рет қаралды 9 МЛН
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.
Chain Game Strong ⛓️
00:21
Anwar Jibawi
Рет қаралды 41 МЛН
Try this prank with your friends 😂 @karina-kola
00:18
Andrey Grechka
Рет қаралды 9 МЛН