ጀነራል ጉዑሽ ገብረ መን እዩ ?

  Рет қаралды 14,496

ሚሐ Mihe Entertainment

ሚሐ Mihe Entertainment

6 ай бұрын

#tigray #ሰማእታት #tdf #tegaru #tigrignamusic

Пікірлер: 39
@user-pk4hq7tz6m
@user-pk4hq7tz6m 4 ай бұрын
ጀግና ትግራዋይ 🥰🥰🥰✌️✌️🙏🙏👏👏👏💊💊💊🖤💛🖤💛🖤💛🖤💛💙💙💙💙💙💙💙💙💔❣️💔💞💓💕💝💘💖💟💟🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 6 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ይቅንየልና ሚሐ ሚድያ ኣሕዋትና አብየ ከም ዝተሰወኡ ዘይ ንፈልጥ አለና እሞ ዝካኣለካ እንተኮይኑ ክተቅርበልና ብክብሪ ይጥይቅ 🙏❤❤
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 6 ай бұрын
ክብሪ ንT'D'F💪💖💪 ናይ ሓደ ሰብ ታሪኽ ግን ካብ ዝተወለደሉ ግዜን ቦታን ስለ ዝጅምር ብኡ ጀሚርካ ሙሉእ ህይወት ታሪኹ ክትዝርዝረልና ኑአሩኳ። ብዝተረፈ ጉዕሽ ገብረ ማለት ናይ ዘበና ኣሉላን ሓየሎምን 'ዩ። ክብሪ ንጀጋኑና!!
@SemenawitKokob-dl8ej
@SemenawitKokob-dl8ej Ай бұрын
ጀጋኑ ኣቦታትና ሳላኩም ሰጊርና
@user-zt7jr6mn3z
@user-zt7jr6mn3z 6 ай бұрын
ክብርን ሞጎሰን ንጀጋኑ ተጋድልትና ❤❤❤
@haileslassetesfamichael8302
@haileslassetesfamichael8302 5 ай бұрын
ንሕና ንኮርዕ እኮ ከማካትኩም ዝበሉ ጀጋኑ ተጋሩ ሰለ ዘለኩምና እዩ።ባዓል ጉዕሽ ገበረ ድማ ካብቶም ፍቱናት ከም ወርቂ ሐደ ጅግናና እዩ።ክነክብረካ ድማ ግዴታና እዩ።ክበረልና ሽዶን እዛ ምድሪ❤❤❤❤❤❤❤
@wxzlli
@wxzlli 6 ай бұрын
ሚሐ ሚዲያ 👍👍👍💛❤💛❤💛❤🙏🙏🙏
@user-mr5sc6er1w
@user-mr5sc6er1w 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ሚሐ ሚድያ ግን እዚ ኩሉ ጅግንነትን ታርኽን ስለምንታይ ብመልክዕ ፊልሚ ዘይስራሕ❤❤❤❤❤
@user-dp5dn4rx4l
@user-dp5dn4rx4l 6 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ይቅንየልና ሚሐ ሚድያ❤💛🙏
@HRIPSIMEDesign-em2gj
@HRIPSIMEDesign-em2gj 6 ай бұрын
ምህረተ ኣብ ገ ህይወት አሎዶ
@somsomali6370
@somsomali6370 6 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ትግራይ ይኩን ❤❤❤❤
@smera-jw4cz
@smera-jw4cz Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@sooqusabya2196
@sooqusabya2196 6 ай бұрын
ተመስገን ኣምላኬ ካብዚ ህሩህር ኪናት ዘዉፅኣካና ጉዕሸይ ጅግና ኣቦይ ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና
@SertseTafere
@SertseTafere 6 ай бұрын
ጀግና ኣቦና
@user-ro4es5ci7r
@user-ro4es5ci7r 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤😢😢
@user-ru4ju9ec6q
@user-ru4ju9ec6q 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@rishanbitow3197
@rishanbitow3197 6 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💊💊💊🌹🌹🌹🌹
@user-ce6je9xi8s
@user-ce6je9xi8s 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-ev2ep2bc5y
@user-ev2ep2bc5y 6 ай бұрын
❤❤❤
@samisolomon8470
@samisolomon8470 6 ай бұрын
ኮ/ል ገሬ መከናዚድ ሓላፊ ኣቅርበለይ ጀግና መራሕየይ እዩ
@user-dg7ls2yv5e
@user-dg7ls2yv5e Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@samigereziher
@samigereziher 6 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ 😘😘😘😘💘💘💘💘💘💘
@kahsagebredessylal7818
@kahsagebredessylal7818 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏
@NegasiGT
@NegasiGT 6 ай бұрын
ሚሐ ሚድያ 👍👍🙏🙏👌👌👌❤️💛
@user-sd1ke8on3w
@user-sd1ke8on3w 6 ай бұрын
💪💪💪💪💛❤️💛❤️💛❤️💛
@ghebremedhinbelaybahta9066
@ghebremedhinbelaybahta9066 6 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
@user-me1vx5tg2w
@user-me1vx5tg2w 6 ай бұрын
ሱዩም ክ
@user-ce2tb3on6t
@user-ce2tb3on6t 6 ай бұрын
😍🥰🥰❤❤❤❤✊✊✊✊✊✊✊✊👈
@asefagerie8506
@asefagerie8506 6 ай бұрын
❤️❤️❤️💪💪💪💪
@user-gt9ud8wi6w
@user-gt9ud8wi6w 6 ай бұрын
❤️❤️✊🏼️✊🏼️✊🏼️
@user-zn8od3ne7k
@user-zn8od3ne7k 6 ай бұрын
Wow TDF ❤❤❤❤❤
@filimonmebrahtu2812
@filimonmebrahtu2812 6 ай бұрын
Tegaru : ab hasot tnbru alokum gena
@HntsaTsegay
@HntsaTsegay Ай бұрын
ኣናብባ ኣዐርዮ ወይ ድማ መንበባይ ቁፀር ። ንኣብነት ። ስሚ ጀት ዝብል ሳሚ ኢልካ ኣንቢብካ ።ካሊእ ፤ዝጠብቁን ዝልሕልሑን ቃላት ኣስተኻኽል በርትዕ
@burnlies
@burnlies 6 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ሕጽረት መራሕቲ ሃገር እምበር ጸገም ወትሃደራዊ መራሕቲ ውግእ ሃልይዎ ኣይፈልጥን. ኣብ ኤርትራን ትግራይን ዘሎ ብሄር ትግርኛ ከኣ ብተደጋጋሚ ባዕዳዊ ገዛእቲ ብዝፈጠርዎ ፖለቲካዊ ፍልስፍና ናይ ፖለቲካ ኣፈላላይ ይሃልዎ እምበር ባህላውን ሃይማኖታውን ታሪኻውን ማሕበረሰባውን ዓሌታውን ብሄራውን ስነልቦናኡ ሓደ ስለዝኾነ ዘፍርዮም መራሕቲ ፖለቲካን ወትሃደራውን ሓደ ዓይነት 'ዮም. ከመይሲ ግዜን ኩነታትን ብዝፈጥሮ ኩነታት ዝፍጠር ፖለቲካዊ ኣፈላላይ ብዘየገድስ ናይ ሓደ ማሕበረሰብ (ብሄr) ማሕበራዊ ስነ ልቦና ሓደ ስለዝኾነ እቶም ዘፍርዮም ዓቕሚ ሓይልታት ከኣ ሓደ ካብቲ ሓደ ዘይበልጽ ወይ ኣዝዮም ዝተቐራረቡ 'ዮም. ንኣብነት ኣብ ሞንጎ ዓብላሊ ምልካዊ ስርዓት ሰሜን ኮርያን ህዝባዊ ዲሞክራሲያዊ ደቡብ ኮርያን ዘሎ ማህበረሰባዊ ስነ ልቦና ምዕዛብ ይከኣል 'ዩ. እዞም ህዝብታት ክልተ ልኣላውያን ሃገራት ባዕዳውያን ሓይልታት ብዝፈጠርዎ ፖለቲካውን ጸጥታውን ጣልቃ ኣታውነት እምበር ኣብተን ክልተ ሃገራት ህዝብታት ናይ ማሕበረሰባውን ታሪኻውን ብሄራውን ወይ ዓሌታውን ኣፈላላይ ስለዘሎ ኣይኮነን.
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 6 ай бұрын
ጉዕሽ ገብረ ኣሎዶ ብሂወት ???
@Sele-lx3iz
@Sele-lx3iz 6 ай бұрын
ንእተቅርብዎ ታሪክ ጀጋኑና ነመስግ ኣነ ዝብሎኩም ግን ካብ መጀመርታ ሂወት ታሪኮም ጀሚርኩም ክተቅርቡልና ይላቦ ምክንያቱ ታሪክ ጀጋኑና ብዙሕ ስለ ዝኮነ ኣፀቢቅና ታሪክ ጀጋኑናን ምፈለጥና
@user-gk5jc7kx3z
@user-gk5jc7kx3z 4 ай бұрын
አሕፈሮም ክፍለሰራዊት አርሚ 22:ኮር 3 ስውእ ተ/ጋ ሻለቃ ሰለሙን ተኽሉ መን'ዩ?!????
@samigereziher
@samigereziher 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@yjghgy6495
@yjghgy6495 6 ай бұрын
❤❤❤
ጀነራል ኣብርሃ ወ/ማርያም (ኳርተር ) መን እዩ ?
10:23
ሚሐ Mihe Entertainment
Рет қаралды 1 М.
ሪች ተሰናበተችን።ወደ ቤተሰቦቿ ልትመለስ ነው።
22:48
ethio meznagna ኢትዮ መዝናኛ
Рет қаралды 10 М.
Gym belt !! 😂😂  @kauermtt
00:10
Tibo InShape
Рет қаралды 16 МЛН
Sigma girl and soap bubbles by Secret Vlog
00:37
Secret Vlog
Рет қаралды 12 МЛН
39kgのガリガリが踊る絵文字ダンス/39kg boney emoji dance#dance #ダンス #にんげんっていいな
00:16
💀Skeleton Ninja🥷【にんげんっていいなチャンネル】
Рет қаралды 8 МЛН
A teacher captured the cutest moment at the nursery #shorts
00:33
Fabiosa Stories
Рет қаралды 17 МЛН
ስውእ ጀግና ጀነራል ጉዑሽ ገ/ሄር መን እዩ ?
9:10
ሚሐ Mihe Entertainment
Рет қаралды 21 М.
Аниматоры в форме СПЕЦНАЗА: Именинника разыграли
0:21
Собиратель новостей
Рет қаралды 5 МЛН
200 IQ рабочий😳
0:28
FilmBytes
Рет қаралды 2,9 МЛН
Пранк над Махачевым🥶
0:19
FERMACHI
Рет қаралды 10 МЛН
ЧУТЬ НЕ УТОНУЛ #shorts
0:27
Паша Осадчий
Рет қаралды 9 МЛН