ጀነራል ታደሰ ንደብረፅዮን መልሲ ሂቡ/ብወገን ሱዳን ህፁፅ ንመራሕቲ ትግራይ /ፊልድ ማርሻል ኣዘራራቢ ወታሃደራዊ ስምምዕነት/መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተኣጊዱ!

  Рет қаралды 19,658

Tigray Horizon

Tigray Horizon

Күн бұрын

#tigrayhorizon #tigraynews #tigrignanews #ሑመራ#ጀነራል #ወዲ ወረደ #ወልቃይት #ፀገዴ #መቐለ #ትግራይ #ethiopia #eritrea #sudan #rsf #ጌታቸው ረዳ #ola #endf #fano #አብይአህመድ #ደብረፅዮን #israel #iran #usa #uk #middleeast #libanon #hizbullah #gaza #marine #Tigraynews #tigrayhorizon #raya #Humera #welkayt #tselemti #ወዲ ወረደ #ጀነራል ምግበይ #ጌታቸው #ሑመራ #ወልቃይት #ህወሓት #ደብረፅዮን #ረዳ #eritrea #russia #sudan #libanon #usa #Ethiopianews #Ethiopia #Tigray Horizon #usa #jawarmohamed
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia #KamalaHaris #trump #kamalaharris #joebiden
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda /Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: Tigray Horizon
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 114
@robimassawino
@robimassawino Күн бұрын
ንምንታይ በቶም ወንጀል ዘይብሎም ሰራዊት ኢትዮጵያ ነቶም ተጋሩ ዘየፍትሕዎም ኔሮም ንምንታይ ነቶም ግፍዒ ዝፈጸሙ ይለዋወጥዎም አየ መራሕቲ ትግራይ ንኣቢ ከሐጉሱ ክብሉ ንህዝቦም ብጓሂ ክመውት ይፈርድዎ ኣለው ።
@mekonenaregai9483
@mekonenaregai9483 Күн бұрын
ብምኽንያት አዞም ብሓይሊ ኣብ ስልጣን ዘለው ውልቀ ሰባት ናብ ሓደገኛ ኩነታት የእትወና ኣለው!
@OsGh-pu6xh
@OsGh-pu6xh Күн бұрын
ናብ ሓደገኛ ክእትውና ላሕ ዝብሉ ዘለውስ ንሪኦም ኣለና
@getachewgebrekrstos2000
@getachewgebrekrstos2000 Күн бұрын
ተጋሩ ወንጀል ዘይብሎም ምስ ወንጀለኛ ብኸመይ ክለዋወጥ ይኽእል ግልፅነት የብሉን አይትሓሱው ብትግራዋይነቱ ዝተአሰረን ጆናሳይት ዝፈጠረን ከመይ ሓደ ይኸውን
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 Күн бұрын
ስዲ አይትኹን ገልጃጀው
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 Күн бұрын
ወድ ወረደ ጅግና
@SaintGeorge2323
@SaintGeorge2323 Күн бұрын
Dr Debretsion, Entay Tiguasi Neirika
@focus.15
@focus.15 Күн бұрын
ከም ሓደ ኤርትራዊ ትዕዝብየይ ክገልጽ እብተኮይነ ብአንደበቱ ከም ዝገልጾ ዘሎ ወዲ ወረዳ ናይ ፌደራል ጦር ገበነኛ ዝነበሩ አብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ጨፍጫፍ ብምክያድ ብዙሓት ሂወት ዘጥፍኡ ብዘይ ፍርዲ ብድርድር ፈትሕናዮም ኢና ዝብል ናይ ብሓቂ ገበን ዘሕፍር እውን እዩ ::
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Күн бұрын
ወዲ ወረደ ኸ ንስኻ ንምንታይ ገበነኛታት ነፃ ይኺዱ ክብሉ ከለዉ ክልተ መራሕቲ ንስኻ ከም ሓላፊ ፀጥታ ንምንታይ ታሓባቢርካ?
@teklayfisaha22
@teklayfisaha22 Күн бұрын
ብጣዕሚ ተሕዝኑኹም ጀነራል ካባኻ ዘይንፅበዮ ዱኹም አካይዳኹም ጆኖሳይድ ዝገበሩን ብሽም መንነቶም ዝተአሰሩንስ ማዕረድርድር ኮይኖም መሕዘንቲኹም
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 Күн бұрын
Gonosayid yifexemu ayifexemu ni 4 amet ab elmat teaserom zenberu tegaru nexa nimiwuxae zetegebre guday eu kulu beteseb niamawti ab xenqi eu neyru Nay esuregnata lewti zetegebre eu seq elkum halewlow aytiblu bejakum
@AmusedPeacock-jv7mb
@AmusedPeacock-jv7mb Күн бұрын
እዘም ባንዳታትመርሐቲ አዚ ለካት ደብረፅየን ሃላሊ ገታቸው ሞቅታሎም
@user-ik2zk4of1v
@user-ik2zk4of1v Күн бұрын
ኩሉ እንድዩ ሓሚሙ ጆኖሳይድ ዘፈፀሙ ምስ ብመንነቶም ኑፁሃን ዝተኣሰሩ መለወጢ ዝገገብርዎም እሞ እቶም ናትናኸ ወፅዮም ዶ? 2 ሞት ኮይኑ ይአአየኒ ሓዚነ😢
@user-xg5wq1kz1t
@user-xg5wq1kz1t Күн бұрын
ወዲ ወረደ ገበነኛ ነፃ ጌርኩም ወገን ህዝቢ ትግራይ ክትኮኑ አይትክእሉን። ዓገብ እዩ ክህደት እዩ እንዳሓደርኩም ትፎኹሱ ኣለኹም።
@OsGh-pu6xh
@OsGh-pu6xh Күн бұрын
ንወዲ ወረደ ዝፀርፍ እንተሎ ገደል እቶ ኢለዮ ኣለኹ
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Күн бұрын
ገበነኛ ሰራዊት ኢትዮጵያ ከመይ ጌሮም ምስ ገበን ዘይብሎም ነባራት ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝነበሩ ተጋሩ ምስ ገበን ዝፈፀሙ ክሉወጡ ይኽእሉ?
@OsGh-pu6xh
@OsGh-pu6xh Күн бұрын
ብዙሕ ክንዛረብ ኣንኽእልን ግን እሱራት ፈቲሕኻ ወገናትካ ካብ ኡሱር ምውፃእ ግን ጌጋ ኣይኮነን
@abrahatsadik652
@abrahatsadik652 Күн бұрын
ብሰንኪ ምድረ መሃይም መራሕቱ ህዝቢ ትግራይ ዋጋ ይከፍል አሎ.ሙሩካት የብለይን እንተኢሎም ብከመይ ሙሩካት ስደዱልና ኢለሙኩም? እዚ ሌይባ ጀነራል ናይ ኢትዮጵያ ጥቅሙ ንከይቃርዮ ን 3 ዓመት ዝተአሰሩ ተጋሩ ከይተፈትሑ ቀተልቲ ህዝቢ ብወነኑ ፈቲሕዎም ተኮይኑ ቁጽሪ ሓደ ተሓታቲ እዩ ☝️
@user-je3ij7ph1e
@user-je3ij7ph1e Күн бұрын
ሓሳዊ እዩ ደብረፄን ህዝቢ ሸዊዱ ስልጣን ንምርካብ ዝገብሮ ውዲት እዩ
@BelayHailu-k3r
@BelayHailu-k3r Күн бұрын
ኣብ ሂወተይ ዶ/ር ደፅዮን ዘይኮነ ጥቅንዩ ኢለ ሓሲበ አይፈልጥይ፤ ዋና ጠቃኒ ምዃኑ ግና ካብ ጀ/ል ታደሰ ግና እታ ሓቂ ኣውፂእዋ። ተዓዚበካ ዶ/ር ደፅዮን!
@mulugetarayaw2233
@mulugetarayaw2233 Күн бұрын
😂😂😂 ደፂ እኮ ተፀሊሉ እዩ ዘሎ ሰብ ስኢኑ እምበር😢😢😢😢😢
@marcelllyewsang5485
@marcelllyewsang5485 Күн бұрын
"አነ ዘይርደኤኒ ብሐደ ወገን ጽንተት ከምዝተፈጸመ ዝተጸንዔ ምስክሪነት የለን ክበሀል ተጸኒሑ ተመሊስካ እቶም ጽንተት ዝፈጸሙ ብነጻ ተለቅቆም ኽበሀል ኽትሰሚዕ ኸሎኻ እቲ አብ አመራሪሐ ዘለዉ ስኺን እሎም ኽሐስቡ ይጽገሙ ኸምዘሎዉ ኢዩ ዘርኢ ስለዙይ ሄዚ አብ ነውጺ ዘሎ ሐንጎል ዘይዒረ ጌጋ ኽፈጢር ስለዝኽእል ቁሩብ ዕሪፍ እልኩም ሐሲብኩም ናብ መድረኽ ቅረቡ ኽብል ይላቦ "!
@DagmHinset-uf9xp
@DagmHinset-uf9xp Күн бұрын
እታ ሕቶ እዚኣ እያ???👌
@TIGTIG-z
@TIGTIG-z Күн бұрын
ፅንተት ከምዝተፈፀመ ዝተፀንዐ የለን"ኣይተብሃለን ሰባት ንፖለቲከኦም ክብሉ ዘናፈስዎ ኣይትድገም ደብረፅዮን "1 ሚልዮን ሞይቱ ይበሃል ኣሎ ቁፅሩ ብልክዕ ከይፍለጥ ኮምሽን ጄኖሳይድ ትግራይ ስርሑ ከይሰርሑ ተገይሩ ናይ ሕቡራተ ሃገራት ጄኖሳይድ ዘፅንዕ ካብቲ ጉዳይ ክወፅእ ተገይሩ"ዩ ዝበለ
@marcelllyewsang5485
@marcelllyewsang5485 Күн бұрын
@@TIGTIG-z" አነ ባዕሉ ክዛረቦ ኢየ ሰሚዔ አይትድገም እንተኾይኑ ባዕሉ እንተዘይደጊሙዋ አይደግሚን ኢየ ግና ንዒኡ ምኸሮ "!
@josefberhane
@josefberhane Күн бұрын
Esurat ketefteh eileka tsentet lefetsemu sebat meftah Gen kebid eiyu tigrayna tebetatenuwa alekum
@opsahmed7211
@opsahmed7211 Күн бұрын
Getachew team cecaram la tigray hezb aytkmum
@TeshaleAsmelash
@TeshaleAsmelash Күн бұрын
እዚ ሓሳብ ፍፁም ምዕሩይ ኣይኮነን ወዲ ወረደ።
@mulugetarayaw2233
@mulugetarayaw2233 Күн бұрын
ኮነሬል ሓወይ ካብ ምዕቃብ ሰላም ሶማሊያ እዩ ጁንታ ተባሂሉ ብኡሱር መፂኡ ኣብ ሃዋሳ ማእከላይ ትኣሲሩ ዘሎ ምስኡ 64 ተጋሩ ነበር ምክልኻል ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣለዉ። ስለዚህ ለይተፈትሑ ገበን ስለዘለዎም ማለት ድዩ? ከም ኣገላልፃ ወዲ ወረደ😢😢😢😢😢
@YitbarekTesfayeHailemariam
@YitbarekTesfayeHailemariam Күн бұрын
አንቱም ሰባት ርዕሶም ዚኢጉ ግድዩ እቲ ጀነራል ዝዛረቦ ዘሎ ይርድኦ ድዩ ወንጀል ዝሰርሀን ወንጀል ዝሰርሀን ምቅይያር ተገቢ ድዩ
@YitbarekTesfayeHailemariam
@YitbarekTesfayeHailemariam Күн бұрын
ሎጔም እልፊ ሎጔም አብዚኦም አዲ ወዲቃ
@EtAb-qs9kr
@EtAb-qs9kr Күн бұрын
ወዲ ወረደ ዝዛረቦ ባዕሉ ካሊእ ቶርጋሚ የድልዮ እዩ ንግግሩ አይጥዕምን
@teklayfisaha22
@teklayfisaha22 Күн бұрын
ብሰንክኹምባ ህዝብና ካልአይ ተጥፍእዎአለኹም
@MussaHabib-d2n
@MussaHabib-d2n Күн бұрын
ጉዳይ ትግራይ ኣብሕማቅ ኩነታት ከወደግ ማኳኑ ፕረዝንት እሳያስ ተዛርቡ ነይሩ
@aranshitesfay3145
@aranshitesfay3145 Күн бұрын
ንዉልቀሰብ ጥራይ አይኮነን ዝምልከት እቲ መልሲ ንህዝቢ እዩ ስለዚ ተሓዋሱኩም አብመልሲ ምሃብ እቲ ሓደ ብፌደራል ክዉሰኖሎ ምስማስረጃ ስለዝኾነ ክፍሮዶም እዩ ዝብል.እዚከአ ሙሩኻትና ንምውፃእ ኢና ሰዲድናዬም .ፀልም ታሪክ ንፈለማ አብትግራይ .መልሓሶምን ተግባራቶምን ብልፅግና ባዓለገታት.
@TIGTIG-z
@TIGTIG-z Күн бұрын
ጀኖሳይድ ዝፈፀሙ ተሰዲዶም ክበሃል ከሎ ትግራዋይ ኩሉ ብሓደ ድምፂ ዘይምቅዋሙ ዘሕዝን ዘሕፍር ዩ ንደብረፅዮን ምፅላእ ምስ ረብሓ ትግራይ ክተሓዋወስ የብሉይ
@LichiKahsay
@LichiKahsay Күн бұрын
ወንጀለኛታ ምስ ንፅሃት ተለዊጡ አይፈልጥን ብልፅግና ምንም ወንጀል ዘይብሎሞ ንምንታይደአ ዘይፍትሑ ??/
@sabagmariam8222
@sabagmariam8222 Күн бұрын
ደብረፅንተት ክጥየቅ አለዎ ሚልዮናት አወዲኡ እንከብቅእ አይሞቱናን ምባሉ የሕዝን ።
@TIGTIG-z
@TIGTIG-z Күн бұрын
ኣይበለን ዝሓፍተይ እታ ዘረብኡ ብእዝንኺ ኣዳምፅያ ብወረ ኣይትፍረዲ
@hiwotgebrehiwot8008
@hiwotgebrehiwot8008 Күн бұрын
😢😢😢😢😢
@GidayNayzgi
@GidayNayzgi Күн бұрын
ነጥቢ ክተቊፅር፣፣፣ናብባዕልኻ፣፣፣።ንምንታይ ወድያው ዘይተቀተሉ?
@Tesfayteklay-t2u
@Tesfayteklay-t2u Күн бұрын
Zereba tefiewo ay behasab koynom deykonen zsededwom halewlow
@kebedetilahun7940
@kebedetilahun7940 Күн бұрын
እዚ ሰብ እዚ ካሐዲ እዩ ሰማእታትና ኪሒድዎም ጆኖሳይድ አይተፈጸመን ኢሉ ደብረጽዮን እግዚኦ መረሕቲ ህወሓት ናብ ስልጣን ዘይኾነስ ናብ ፍርዲ እዬም ክቀርቡ ዘለዎም
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Күн бұрын
እግዚአብሔር ይገስጭኪም።
@mulugetamuler464
@mulugetamuler464 Күн бұрын
Tewelaweliti Gebenegnatat v geben zeyibilom esurat zegetim eyu
@user-di4it4xi1o
@user-di4it4xi1o Күн бұрын
እሞ ዘዲ ወረደ እውን ተሳቲፉሉ እዩ ኣብቶም ጆነሳድ ዝፈጸሙ ወታደራት ምስዳድ። ዝሕዝን እዩ። ብሱሩባ እቶም መንም ገበን ዘይብሎም ታኣሲሮም ዝርከቡ ተጋሩ ወታደራት ተሰዲዶም ዶ?
@AetwWleargu
@AetwWleargu Күн бұрын
😢አታ አይተጨብጭብ ፐለቲካ ኮምኡ እዩ ወንጀል ዝፈፀሙ ተሰዲዶም እዮም እታይ ዘበለካ ኢኩም ትዛረቡ እወ ስኽልና ኢና ሲዲድናዮም ኽትባሃል ደለኻ
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 Күн бұрын
ክሳብ ሕጂ ኽጸንሑ ኣይነበረሙን
@HadasWeldegebrial
@HadasWeldegebrial 21 сағат бұрын
አይአይ ደብረፅዮን ንህዝቢ ትግራይ ከምዝኸሐድካዮ መ ምድርን ሠማይን ትኻሐድካ ሲኦል ትብላኻ አምየን
@user-cz6ti8ks9x
@user-cz6ti8ks9x Күн бұрын
They are all the worse leaders. I am not sure if Debresion is ok. He has a problem adjusting to civil life. I feel sorry for him.
@kirosabrha
@kirosabrha Күн бұрын
ተኽበርካዮም ዘይኸብሩ ርኹስ ታደሰ ወረደ መንእሰይ ትግራይ ረሺናም ብገደል ዘፅደፉ ፈቲሐዮም ምባሉ ጀኖሳይድ ተፈፂሙና እናበለ ምስህዝቢ ኢትዮጵያ ፈላልዩ ኸምዙይ ዝበለ ዘረባ ምዝራቡ ናይ ውድቀት ውድቀት እዩ ጠቅላላ ትግራይ ዝሕምሳ ዘፍርሳ ዘሎ ተፈናቀልቲ ከይምለሱ ሓሶት መብፃዓ እናአተወ ብትግራይ ህዝሒ ዝሽቅጥ ዘሎ ወዲ ወረደ ዝባሃል ቆራፅ መልሓስ እዩ ህዝቢ ትግራይ ንቃሕ ማእኸል ሰፋሪ ወዲወረደ እዩ።
@Tesfayteklay-t2u
@Tesfayteklay-t2u Күн бұрын
Kotaf zey tsuri zerebaeu ewr
@Beehope-y7i
@Beehope-y7i Күн бұрын
ዕንክሊል ur genocider
@Thellman1
@Thellman1 Күн бұрын
Nesom ny te mekelakeya hizom ember wengel zeserehu sebates mes wenge zeyeserehe seb nemetay tarakebo..higim kullukum ketehetetu alekum..
@g.haweriag.tsadik7846
@g.haweriag.tsadik7846 Күн бұрын
ሐደ ግዘ ጆኖሳይድ ከምዝተፌፀመ ካልእ ግዘ ብመፅናዕቲ የተረጋገፀን ማለት እንታይ እዩ እቲ መርገፂ ቅዋም ተሳኢንዎ
@iahadu4817
@iahadu4817 Күн бұрын
ናይ ውሽማ interview ለካ ከምዚኣ ያ....... ሕቶ የለ ገለ የለ
@BerhanemeskelTesema-m2h
@BerhanemeskelTesema-m2h Күн бұрын
Nekelebi ya beighereka meweka si henka sega malte iu ezome ghebenegnatate fetireka mesedade mene ne hezbi Tegrai azenetu ilu kemezelako ena tefelete kab biet maesereti mefenawe Abe leili hezbi Tegrai fezume kehedete mefezame iu.Ghena kab ezome azabe ghiziawi meneghesti Tegrai ne semeio mesedememe kehelu iu.
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 Күн бұрын
ወዲ ወረደ አብዚኣስ ዓብይ ስሕተትን ወንጀልን ኽሕደት ህዝብን እዩ ተፈፂሙ !! ኢሰብኣዊያንን ጆኖሳይዳዊያንን ለዉጢ ምንም ወንጀልን ገበንን ዘይፈፀሙ ተጋሩ ብምኳኖም ጥራሕ እሱራትን ለዉጢ ገይርካ ምልቃቅ ናይ ወንጀል ወንጀል እዩሞ ዝፈሰሰ ማይ አይሕፈስን እሞ ንተገበረ ገይጋ ንዞም መዳርግቲ አልቦ አራዊት ዝሰደደ ብሕጊ ኽሕተትን ክቅፃዕን አለዎ ??? ሸፋፊንካ ዝሕለፍ አይኮነን ???😭😭😭😭
@messiah7043
@messiah7043 Күн бұрын
Ane eko zgermeni beziom tmrah nebsi foo shame on you Habesha people 😢😢😢😢 we r dieing for nothing
@muludesta71
@muludesta71 Күн бұрын
" እቕሊ ጽበት በሉ"
@sdssr2850
@sdssr2850 Күн бұрын
ሓሳዊ ደብረጽንተት
@gebeanenyagerziher
@gebeanenyagerziher Күн бұрын
ግምት ቀይወጥ ሽዋ ምስ ጠዓምኹም ትግራይን ኣዶ ትግራይን ኪሒድኹም ኢኹም ጌታቸው ሊክዕ ከም ናይ ኣምሓራ ምስሌነ ኣምሓራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቅሚጥ ኾይኖም ዘመሓድሩ ኣብ ሻራተን እዩ ምውዓል ጀማሩ ዘሎ ምንጪ ኣብኡ ካብዚሰርሑ ሰባት ።
@Me-cy2un
@Me-cy2un Күн бұрын
Hezes selechew elkume seleten bellu eba.
@OsGh-pu6xh
@OsGh-pu6xh Күн бұрын
@@gebeanenyagerziher ከም ደብረፅየን ነዲሳበባ ዝጎይ የለን
@Me-cy2un
@Me-cy2un Күн бұрын
Debretsion zebehal kursesus neshetey ayehafern besenkie nessu Tigray ferarisa menaesseye tewedeeuu resign megebare neyeru zegebeoo fetatte anjal sebeayye
@user-di4it4xi1o
@user-di4it4xi1o Күн бұрын
ቁርሱስ ንሰኻ ደኣ። ሓቂ እንድዩ ተዛሪቡ
@michaelkbrom6495
@michaelkbrom6495 Күн бұрын
ኣብዚ ሕጂ ዝተፈጥረ ኩነታት ኣብ ተራ ክጻወት ዝነበሮ ሰብ ነይሩ።ኣብዚን ኣብቲ ን ልኡም ላንጋ ላንጋ ኣካይዳ ዘለዎ ናይ ወታሃደር ባህር ዉን ዘይብሉ ስልጣን ሓላፍነቱን ክዕቐብ ካብኦም ብዘይፍለ ተመሳሳሊ ተራ ዘተግብር ጀነራል ኢዩ ወዲ ወረደ።
@Growfast-d4h
@Growfast-d4h Күн бұрын
😂😂😂 ቅድም ኢሉ ውን ጀግና ትብልዎ ነይርኩም ። መብዛሕትኦም ጀነራላት ህወሓት ፈራሓት ላንጋላንጋ እዮም መፃወቲ ህወሓት እዮም ። btw እቶም እሱራት ብኒበዓል ክንፈዳኘው ን ብኣብዪ ተኣሲሮም ዝነበሩ መከላኸልያን እዮም ተቀይሮም።
@Wedizom123
@Wedizom123 Күн бұрын
ኩሉኹም ኪሒድኩምና
@HadushTsegay-e6b
@HadushTsegay-e6b Күн бұрын
ብግለሰ ዝወቅሶ ሰብ ወይ በዓል ስልጣን ጀነራል የብለይን ግን ሓደ ነገር አሎ ንመራሕቲ ትግራይ አብይ ብጣዕሚ ዩ ዘዕሽወኩም ዘሎ።
@KedirAbdulkader
@KedirAbdulkader Күн бұрын
ኣረ በጃኻ ቁሩብ ሕፈረ እቶም ተጋሩ ዝተኣሰሩ ብመንነቶም ዝተኣሰሩን በቶም ፀንተት ዝፈፀሙ ማዕረ ክረኣዩ ዓገብ እዩ
@goyteomadmasu488
@goyteomadmasu488 Күн бұрын
ግልጽነት የብሉን ክቡር ጀነራል ከመይ ገይርኩም ጆኖሳይደራት ምስ ብመንነቶም ዝተኣሰሩ ትዳራደሩ ። ዓብይ ግበን እዩ ናይ ህዝቢ ትግራይ ቃልሲ ክመክን ትግብሩ ኣለኩም ግደፉ ልቢ ኣዕብዩ ህዝቢ ሓዚኑ እዩ ደም ይነብዕ ኣሎ ሽሕ ዓመት ዘይትነብሩ ሽሕ ጌጋ ኣይትፍፅሙ ናይ ታሪክ ተሓተቲ ኢኩም ።
@gebreslaseabebe
@gebreslaseabebe Күн бұрын
ገበን ፈፂሞም ብምስሊ ውንተራእዮም ምስክር ክኾኑ ዝክእሉ ኣነ ደው ዘበልኩዎም ተለቂቆም ኢሉ ደብረፅዮን.ግን ናተይ ሕቶ እዚኣቶምስ እኳ ምስ እሱራት ተጋሩ ክለዋወጡ ተገይሩ.እቲ ምስክር ጆኖሳይድ ዝኮነ ብምስሊ ዝረአ ዝተቃፀለ ሓፂን መፂን ከ እንታይ ዳኣ ኣብ ቦትኡ ንክፀንሕ ደው ዘየበልካዮ ?ወይ ምስመን ኣለዋዊጥካዮም? ወይ ነቲ ምልዓል ሓፂን መፂን ኢድካ ስለ ዘለዎ ገበን ኣይኮነን ? እትደልዮ እምበር እትዛረቦን እትገብሮን ኣይትፈልጥን ደብረፅዮን።
@AsmelashAmanuel-kr6ef
@AsmelashAmanuel-kr6ef Күн бұрын
ሓሳዊ ....
@GebiremedhinGebregzabhir
@GebiremedhinGebregzabhir Күн бұрын
ሓዛኖ መሲለን መንቆሮ ንስኻ ዋና ጨፍጫፊ ኢኻ ንጌቾ ንምውጃል ድዩ አይተጨፍጨፈን እናበልኻ ብኻሊእ ምውንጃል ሓሳዊ
@GlifeGere
@GlifeGere Күн бұрын
ወዲ ወረደ ጆኖሳድ ዝፈፀሙ ወንጀለኛታት ብትግራዋይነቶም ጥራሕ ምስ ዝተኣሰሩ ከመይ ጌርኩም ክትፈትሑ ኪኢልኩም ?እንተነኣሰ ህዝቢ ግደፉዎ እሞ ምስ ይምልከቶም እዩ ዝባሃሉ ፖሎቲከኛታትን ናይ ህዝቢ ተወከልቲ ክምከረሉ ዘይገበርኩም ? እዙይ ናይ ህዝቢ ንዕቐትዶ ኣይኮነን ?መልሲ ክህብሉ እሓትት !!!
@user-nq8pz1kh2w
@user-nq8pz1kh2w Күн бұрын
eshi esurat tegaru abey alewu ztefethu kem banbula ytsawetekum alo abyi
@Tadesse-ht9ob
@Tadesse-ht9ob Күн бұрын
ተአረም ጀ ታደሠ ነውሪ እዩ😂
@NaodSyum
@NaodSyum Күн бұрын
ለኽባጥ ሓሳዊ ንስልጣን ኢልካ ህዝቢ ኣይተደናግር ወራዳ ብኣኻ ዝምራሕ ጉጅለ ኣየድልየናን ንጠቕምኹም እምበር ንህዝቢ ቅንጣብ ትኸውን እኳ ሓሲብኩም ኣይትፈልጡን ኢኹም ንስኹም ሰረቕትን ዘረፍትን ጨወይትን ድኣምበር ንስኹም ናይ ፍትሕን ሰናይ ምምሕዳርን ኣንባሳደር ኣይኮንኩምን ህዝቢ ክትእምኑ ዓገርገር ኣይትበሉ ደጊም ካብ ልቢ ህዝቢ ትግራይ ወፂኹም ኢኹም
@ባዜንካህሳይ
@ባዜንካህሳይ Күн бұрын
ደብረ ፅንተት ወድዛ ሓሻዊ
@tewodroshailu4531
@tewodroshailu4531 Күн бұрын
ዓገብ ሲቪል ዝኾኑ ሰባት ዝቀተሉ ከመይ ገይርካ ምስ ማንነቶም ዝተኣሰሩ ተጋሩ ትደራደሩ ዓብዪ ስሕተት ፣ ክንደይ ብመንነቶም አብ እስርቤት እና ካብ እስርቤት እናውፅኡ ዝቀተሉ ኸ እንታይ ጠይኩም??? ሲጀመር ምርኮኛ እና ጆኖሳይድ ዝፈፀሙ መንግስቲ ኣይደልዮምን እዩ ስለዙይ ዝበሃል ዘሎ ናይ ተደራዲርና ዝብል ምኽንያት ሓሶት እዩ???
@tewodroshailu4531
@tewodroshailu4531 Күн бұрын
ሲጀመር ምርኮኛ እና ጆኖሳይድ ዝፈፀሙ መንግስቲ ኣይደልዮምን እዩ ስለዙይ ዝበሃል ዘሎ ናይ ተደራዲርና ዝብል ምኽንያት ሓሶት እዩ???
@Sencere1967
@Sencere1967 Күн бұрын
ሞት ንዝተፈረደሎም ተጋሩ እሱራት ቐይርናዮም ትብለኻ።እሺ 1-ኣበይ እኒአዉ ዞም ናይና ልተፈትሑ? 2- ዞም ብመንግስቲ ኢትዮዽያ ሞት ተፈሪዱሎም ልተብሃሉ ሰባት ታይ ዓይነት ወንጀል ተልህልዮም እዩ ካልኦት ተሰዲዶም እሶም ህንድዚ እስካብ ሞት ልተፈረዶም?ማለት - ኣብ ህዝብና ለብፅሕዎ ወንጀል ብኣንፃራዊ ክረአ ተሎ ;ፍትሒ ንህዝቢ ወይስ ን ተጋሩ ፍርደኛታት ኢትዮዽያ?እዚ ብደምቢ ለየብራህረህኻ ምሕላፍ ንዕቐት እዩ።ቡሱሩለ ኣዛዚ TDF ልኣክል ትማሊ ስቓይ ትግራይ ናጎሃሀሩ ልነበሩ ልጥይቕዎ ለይፈልጡ ልወረዱ ሚድያ ኼድኻ ምንጋር ንባዕሉ ዓብዪ ዉርደት እዩ። ኹሎኹም መሕፈሮ ኢኹም።ወሪድኹም ህዝቢ ትግራይ ኣዉሪድኹሞ።ብጣዕሚ እዩ ለሕዝን።ተስፋ ብሂወት ለሎ ተጋዳላይ ተስፋ ኣካሉ ዝጎደለ ተጋዳላይ ተስፋ ሂወቱ ልሰኣነ ተጋዳላይ ብጠቕላላ ተስፋ ህዝቢ ገደል ኣእቲኹሙዎ።ብምግዳለይ ንመጀመርያ ግዘ ሎሚ ሓፊረ😞
@AlmeX-j1e
@AlmeX-j1e Күн бұрын
ሕዝቢ ኪሒድኹምዎ ኢኹም
@alganeshshifre3466
@alganeshshifre3466 Күн бұрын
አንታ ጆነሳይድ እንታይ ተሩፍካ ውረዶ ይአክለካ ጭፍሉቅ
@kidanehaddish
@kidanehaddish Күн бұрын
ውፅኢት ዋዕላ ሽረ እንዳስላሰ ብዘረባ ደብረፅዮን ምኻኑ ንፁር ኮይኑሎ።
@kidanehaddish
@kidanehaddish Күн бұрын
ስለዚ ውፅኢት ዋዕላ ሽረ እንዳስላሰ ብዘረባ ደብረፅዮንን ከይቃለዕ ምኻኑ ንፁር ኮይኑሎ።
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 Күн бұрын
Ginosidr midya
@user-hz3uo6gw5o
@user-hz3uo6gw5o Күн бұрын
አታ ክንደይ ህሶት እናተነገረና ነይሩ አብ ደፅ አፍ ምዓር ተቅምጥኻ ብነጋኣ ትረኽባ እኻ እሉ መለስ ይብሉና ሓዝ ርአዩ ብክንደይ ድርድር ዝተለቀቁ ሰባት ጌታቸው በይኑ ለቅቅዎም እሉና አነ አይፈልጥን ነይረ ይብል እዝ ሰብ ዓብዱ ድዩ
@mulugetarayaw2233
@mulugetarayaw2233 Күн бұрын
😂😂😂😂😂 ደፂ ከርቲቱ ባቃ ሞቑሕ ጌርኩም ናብ ደደቢት ውሰዱዎ ፀበል ስልጣን ለልቅቕ ታሎ ይፀፋዕ😂😂😂
@Tesfayteklay-t2u
@Tesfayteklay-t2u Күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂
@KirosHadish
@KirosHadish Күн бұрын
ብሪፀ ሐሳዊ ኢካ
@KirosHadish
@KirosHadish Күн бұрын
በዕልካ አይተፀብቅ አይትሐሱ
@RingAliok-yo2pc
@RingAliok-yo2pc Күн бұрын
ውሪደታም ደብረ ዕክሊል እዚ ኹሉ ህዝብ አወዲኡ ክጅሃር ውዕሉ ሰለዚ ህዝብ ራያ ን27 ዓመት ብሐጀ ጉጅለ እናረገፅዃ ፀንሖም እዮም ንሕና አይተረዳእናዮይ እምበር ንሶም ስልጣን ካብ እዶም ከይትወፅእ እዮም ዝቃለሱ ፀንሖም እዞም ኩፍት ጭቅላቶም ወዲ ራያ ከይወፅእ ናብ ሰልጣን ይሰሪሑ አለው አብዚ እዋን እዚ አብ ክንደይ ግዜ ናብ ሰልጣን ወፅኦም ዓኖም ደም መልኡ እዘኦም ሰባት አይኮኑን ትግራዋይ ንምዃን ወዲ ዓዲዋ ክትኸውን አለካ ማለት እዮ፣አነ ህዝብ ራያ ምሰት ናይ ትግራይ ህዝብ በተለይ ብቋንቋ ብባህል ሐደ አይኮንካን ሰሐዚ ናይ ኢትዮጵያ ሕገ መንግሰት ብሐቋንቋ ብሐደ ባህል ሐደ ዝኾኑ ክሊል ይኸውን እዮ ዝብል በተለይ ናይ ራያ ጡዑም ቋንቋኻ ይጠፍእ አሎ ሰለዚ አብ ራያ ፉሉጣት ወረዳ ከምኒ ቦራ ከምኒ ሰለዋ ከምኒ አለጀ ዝበላ ነባሪ ወረዳታት ዝነበራ አብ ሐደ ወረዳ ጨፍልቆም ን27 ዓመት ካሳቅዎ ፀንሖም እዮም ምኽንያቱ ካብ ዞባ ክሳብ ወረዳ ከብዓዲዋን አካባብአን እዮም ዛማሐድራዋ ነይሮም ሰለዚ ምንም ልማዓት ዘይተገበረሉ እዮ ንአብነት አቦራን አብሰለዋን ብዙሕ ምሪት እዮ ዝምረት ነገር ግን መንገድ የብሉን ንአብነት ካብ አለጃ ቦራ 30 ኪሎ ሜትር ንዚአ እውን አሰፋልት ምግባር አይካአሉን ሰለዚ ህዝብ ራያ ቅድሚ ሐዚ እውን ታሐቱ ነይሩኩም ይህ አጣናክርኩም ናይባዕሊኻ ክሊል ንምምሰራት ተቃለሰ ምሰዚኦም አይዋፀአካን ንኒረዳኢ ሐሎም ዝብሉዎ ዝነበሩ ትፎሉጦ እኻ እንዲያው ህዝብ ራያ ንሰኻ ምሰ ትግሪኛ ምንም ሪክብ የብልካን ንሰኻ ግዲኻ ምሰ ኦሮሞ እዮ አብ ራያ ዘለዋ ሰማት ከምኒ ቦራ ማጨው ጨርጨር ወዘተ ዘአምሰላ ሰማት አብ ሐርጌ ተማሳሳይ እዮ ናይ ራያ አንእሰት አካዳዲና ምሰ ሐረርጌ ሐደ እዮ ክሳብ ሐደ አብ ዕጀመ ፀገብ ዝኾኑ ሰባት ኦሮምኛ ይዛረቡ እዮም እዚ ማለተይ ናብ ኦሮም ንኽድ ማለተይ ዘይኮነሰ ራያ ሪእሱ ክእሉ ክሊል ክኸውን አለዎ እዚ ካዓ ናይ ግዜ ጉዳይ እምበር ክኸውን እዮ፣ዓወት ንጭቁን ህዝብ ራያ ጎሮቤትካ አገው ሕቶኦ ተመልሱ ክሊል ኾይኑ አሎ፣
@fisshadesta
@fisshadesta Күн бұрын
ዶክተር ደብረፄን ካባኻ ንላዕሊ ህዝቢ ዘጨፍጨፈን ዘጨፍጨፈን የለን ኣይትሓሱ ዱኹም መራሒ ኢኻ።
@meri3353
@meri3353 Күн бұрын
ንስካ ኪ ምርሑናን ዕጭ
@opsahmed7211
@opsahmed7211 Күн бұрын
Kolkolla
@genet7340
@genet7340 Күн бұрын
ደደብ
@fisshadesta
@fisshadesta Күн бұрын
@@genet7340በሊሕ ክክክ ዓፋኒ ኩርኩር ስብሓት ነጋ።
@sancho12345
@sancho12345 Күн бұрын
ደብረጽዮን ናይመጨረሻ ሀሣዊን በላኢ ሠብን እዩ ናይ ህሶት ምምስሳል ድማ ይኽእለሉ እዩ
@opsahmed7211
@opsahmed7211 Күн бұрын
Kolkolla
@user-wn8cm9oi5q
@user-wn8cm9oi5q Күн бұрын
ደብረጽንተት ዝዛረቦ ዘይፈልጥ ደንቆሮ ኢዩ ሓደ ሚሎን ህዝቢ ኣይተቀትለን ሓሶት ኢዩ ናዓይ ካብ ስልጣን ንክለቅቂ ፕሮፖጋንዳ ዝተገብረ ኢዩ ኢሉ መስክሩ ብኸመይ ዳኣ ሕጂ ጆኖሳይድ ዝገበሩ ወተሃደራት ተሰዲዶም ኢሉ ዝከስስ እዚ ማሃይም ደብረጽንተት
@genet7340
@genet7340 Күн бұрын
መሓይምባ እስካ ለክባጥ ወረኛ 😅
@user-wn8cm9oi5q
@user-wn8cm9oi5q Күн бұрын
@@genet7340 ዋላ መራሕኹም ደብረጽንተት ዝበሎ ዲኹም ትኽሕድዎ ስፍሓታዋይ ምርኮኛታት ከዳዓት ግጅለ ጠላማት ገይና ሎሚ ናዓኹም ኢና ከነጥፋኣኩም ሰላም፡ክንረክብ ኣንቱም ጠላማት
@genet7340
@genet7340 Күн бұрын
@@user-wn8cm9oi5q ለክባጥ ሱቅ በል
@user-wn8cm9oi5q
@user-wn8cm9oi5q Күн бұрын
@@genet7340 ጋል ስፍሓት ምርኮኛ ስልጣን ካባና ኣምልጣ ኢልኩም ኣይተአውዩ ገይና ኣንቱም ሰተይቲ ደም ሃዽምቲ ካሓዳማት ጠላማት ግጅለ ደብረጽንተት ዋጋኹም ክትከፍሉ ኢኹም ከምቲ ን ኣድስ ኣባባ ዝቀበጽኩማ ንመቀለ ውን ቅበጽዋ ደቂ ሕንቅቂት ወረዳ ኣራማ ድኽነት ጥሜት ዝኸንኩም ንሕና ዘይደይ መርሕና ትግራይ ትፍረስ ትብሉ ከባባዋይ ዓለታዋይ 27 ዓመት መርሕኹም ህዝቢ ኣጥፍእኹም ንባዓልኩም ተማርኽኩም ታርክ ኣልቦ ዝኸኑም ደም ክትነብዕ ኢኹም ክክክክክ
@hiwotgebrehiwot8008
@hiwotgebrehiwot8008 Күн бұрын
😢😢😢😢😢
Секрет фокусника! #shorts
00:15
Роман Magic
Рет қаралды 110 МЛН
Sep 19/2024 ህጹጽ ሓቤረታ ግብረ መልሲ መልሲ
30:26
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 18 М.