ጀነራላትን ኮለኔላትን [ትግራይ] ፣ሚዲያና ዝረኸበቶ ዜናን ዘረባ ጌታቸውን [ሕዚ] /tigray news

  Рет қаралды 6,521

Natna Forum ናትና ፎረም

Natna Forum ናትና ፎረም

Күн бұрын

Пікірлер: 34
@haileselassieyohannes978
@haileselassieyohannes978 3 сағат бұрын
እዙ ኹሉ ናይ ትግራይ ናይ ወርቂ ሐብቲ እናተመዝመዘ ናይ ትግራይ መራሕትን ናይ ትግራይ ሐለዋ ጸጥታን ሱኽ ኢሎም ምርአዮም ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ። እዙ የዋሕ ሕዝብና ብጥምየትን፣ብስደትን እናተሰቓየ። ሐዘነይ ገደብ የብሉን።
@weldeabmengesha1128
@weldeabmengesha1128 3 сағат бұрын
,ጸጥታ ትግራይ አለውዎ ዝባህ ንምድንጋር'ዩ ።ዝጓህጉዎ ካሎኦት'የም።
@rahwag.6888
@rahwag.6888 2 сағат бұрын
ጌች ከም አብይ ምህሳው ኮይኑ ስርሑ መሕዘን
@adwawoldearegai
@adwawoldearegai 2 сағат бұрын
ትግራይ ትጠፍእ ኣላ እናበልካ ዓጀውጀው ካብ ምባል ሓሊፉ ንድሕነት ሃገሩ ኣለኹ ዝብል ሰብ ዝስኣነት ትግራይ ::
@fisshadesta
@fisshadesta 3 сағат бұрын
ናትና ፎሮም እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ሓቀኛን ተኣማንን ፀብፃብ ንኽተስመዐና። ናይ መኣድን ዝርፍያ መሕዘኒ እዩ ክእረም ኣለዎ። ንኽእረም ግምት መሓውሩ ክዝርግሕ ኣለዎ። ንኸይዝርግሕ ዕንቅፋት ዝኾኑ ናብ ሕጊ ይቕረቡ። ብመስዋእቲ ደቂ ድኻታት ዝቕልዱ ለያቡ ናብ ሕጊ ይቕረቡ። ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎኒ ግምት ኩን ሰላምን ፍትሕን ንኽትረክብ።
@NatnaForum
@NatnaForum 3 сағат бұрын
ክብረት ይሃበልና
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 сағат бұрын
ሓሳዊ ንምባል ድዪ
@brhanenael6486
@brhanenael6486 3 сағат бұрын
Welcome
@HazaMelody
@HazaMelody 2 сағат бұрын
❤❤❤ 🎉🎉🎉
@BerheAregayMedhanye
@BerheAregayMedhanye 2 сағат бұрын
ንኩሉ ነገ ትግራይ ሚዛናዊ ጋዘጠኛ የድልያ😊
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 сағат бұрын
ጉቦ እናበልዑ ከመይ ሚዛናዊ ይኾኑ
@naix3768
@naix3768 3 сағат бұрын
💔💔💔💔💔
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td Сағат бұрын
መን እዩ እናፃዓነ ናብ ማእከል ዓዲ ይወሰዶ ዘሎ
@LidiyaAlemu-b5i
@LidiyaAlemu-b5i Сағат бұрын
Getachew must go
@MuluGeta-x4z
@MuluGeta-x4z 2 сағат бұрын
ናትና ፎረም አይትጋገ ሰለ ናይ ጌታቸው ዘረባ ሀሶት እዩ ቶም ዝተለቀቁ አብእሱር አለው ኢሉ ተዛሪቡ ፈስፋስ ሀሳዊ ካብቶም ዝተሰደዱ ገበነኛታት አብ ግባር ናይፋኖ ጦርነት ተማሪኾም ይርከቡ ህጅጉን ናትና ፎረም ንጌታቸው አይትደግፉ ጌታቸው ማለት አብይ ፃድቃን ማለት አብይ ታደሰ ማለት አብይ እዮም ህጅ ድማ ናይ በዓል ጌታቸው ጉጅለ በንደ አድን ህዝብን ዝኸድዑ ከደዓት ስለ ዝኾኑ ኩልሻብ ሀገርነ ህዝብን ዝኸድዔ ወይካዓ ባንዳ ይባሀል።ገሎም ታጉጅለ ናብ ህጊ ትቀርብ። 10:01
@kebedetilahun7940
@kebedetilahun7940 3 сағат бұрын
እዚ ዝፈጸሙ ተሐተቲ እዮም ቀልዲ የለን ። ነንሕድሕዳ ትፍጸመ ጌጋ ጽባሕ ተሐታትነት ክተወልድ እያ
@TTG-t3k
@TTG-t3k 3 сағат бұрын
We know Getachew is lying!
@AyalewAlemu-m5y
@AyalewAlemu-m5y Сағат бұрын
ጌታቸው ረዳ ምስ አበይ ተመሻጢሩ አብሽረ ዘሎ ወርቂ ዝጉህጉህ ዘሎ ሰብ እዩ እዙይ ወንጀላ ተዳሂዙ ክህተት አለዎ እንታብ ትግራይ እውን ካልአይ ከይሪአ ክባረር አለዎ።
@DanielFtiwi
@DanielFtiwi 3 сағат бұрын
ጀኖሳይ ዝፈፀመ ሓይሊ በየናይ ሕግን መስርሕን ዓለም እዩ ምስ ብመንነቱ ዝተኣሰረ ልውውጥ ዝግበር
@Zeleul-f8r
@Zeleul-f8r 2 сағат бұрын
ወርቁ ዝብልሐሳብ ልብወለድ ንሕና ንፀሐት ካልኦት ረሰሐት ዝብል ብስነልብና ጦርነት መላዓዓልን ንኽጥቀምሉ ዝገብርዎ ፈተናታእዩ ሕዝብን ዘገድሶ ዘጨንቆን ዓዱንመሬትን ስደትን ሞትን ድአ እምበር ተፈጠሮ ዝቀበረት ዘይርኤሕምባሻ ውይ ወርቂ አይሕዝኖን ቅያሪ ሽርሒ ወርቅ አይኮንምን
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 3 сағат бұрын
Giosder abyi mida
小蚂蚁会选到什么呢!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:47
火影忍者一家
Рет қаралды 121 МЛН
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 84 МЛН
哈哈大家为了进去也是想尽办法!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:33
火影忍者一家
Рет қаралды 130 МЛН
She's very CREATIVE💡💦 #camping #survival #bushcraft #outdoors #lifehack
00:26
ኢትዮ ብሪክስና የግብጾቹ ለቅሶ
Kings of Abbay (KoA)
Рет қаралды 1,4 М.
小蚂蚁会选到什么呢!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:47
火影忍者一家
Рет қаралды 121 МЛН