ጃልባ መለስ ዜናዊ ጥሒላ|ትግራይ ትርባሕ ዶ ትጉዳእ?ዶላር ዝወለዶ ፀጋን ዕዳን

  Рет қаралды 14,798

Tigray Broadcast Service

Tigray Broadcast Service

Күн бұрын

#ዶላር #ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #selamawit #ታደሰወረደ #dollar
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!

Пікірлер: 35
@abinetlideto3443
@abinetlideto3443 Ай бұрын
ፕሮግራምኩም ጽቡቕ እዩ ቐጽልሉ . ኣብ ናይ ትግራይ ፖለቲካ ህዝብና ንቑሕ ልክኾን ላዋጽኦይ ለያዋጽኦይ እንታይ ምኳኑ ባዕሉ ምእንታይ ክመርጽ ኢሉውን ክውስን ናይ ሚዲያ አበርክቶ ካብቶም ጠቐምቲ ስብ እጃም ሐደ እዩሞ ፕሮፌሽናል ኢትክስ ኣኽቢርኩም ፕሮግራምኩም ቐፅልሉ ፖለቲካ ውግንና ከይትኽተሉ ሚዲያኹም ነበረያ ነበረ ከይኾን ልዑል ጥንቃቐ ልክትገብሩ ንላወብ . ክብረት ይሀበለይ❤
@tbstig
@tbstig Ай бұрын
የቐንየልና🙏
@destaabusami9385
@destaabusami9385 Ай бұрын
👍👍👍🥰🥰🥰
@fthi3585
@fthi3585 Ай бұрын
Mele❤❤❤❤❤❤
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey Ай бұрын
💛❤️
@tekletedros4764
@tekletedros4764 Ай бұрын
አሰይ አሰር ረኪብኩማ ተጋሩ ዉሐጡዋ እታ ዕረ
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU Ай бұрын
ጀልባ ዝበሃል ኣታሓሳስባ የለን ። መለስ፣ ''World class mind" ዝብል ስም ተዋሂቡዎ ኣብ ኢትዮጵያ ተራእዩ ዘይፈልጥ ህብረተ ሰብ ክርበሐሉ ዝኽእል ፖሊሲ ፖለቲካዊ፣ኢኮኖሚያዊ፣ታሪካዊ ኣብ ስራሕ ክውዕል ብምግባር ኣመራርሓ ኣርእዩ ሓሊፉ እዩ ። ሐዚ ግዳ ዝዛረቡዎ ዘይፈልጡ መሕጨጪ ይገብሩዎ ኣለዉ። የሕዝን ፣ ከም ትግራዋይውን ተስፋ ዘቑርፅ እዩ ።
@tamutafu528
@tamutafu528 Ай бұрын
Kejemere. Nesekatekume. Bezaeba. Melese. Zemetene. Afene. Aemerone. YEBELEKUMENE. !!!!!!
@user-ou2rd8oz1t
@user-ou2rd8oz1t Ай бұрын
ፅቡቕ ሓተታ እዩ። የቐንየልና ሓያሉ ን TBSን
@LemlemKidanu-rt9hk
@LemlemKidanu-rt9hk Ай бұрын
No more dead King of Devils!
@haileemereb297
@haileemereb297 Ай бұрын
ዘይተዓደለት ኣፍሪቓ ፍኒሕኒ ንዝበሉ ቕንጥስ ተብል ኣህጉር
@AdmasEquar
@AdmasEquar Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@meselabreha-bk8ob
@meselabreha-bk8ob Ай бұрын
it IS TIME CONDITION OPPERTUNITY COST NOT ALWAYS DOES COST BENFITE ANALIYISES ALL ECONOMICA; ALTRENATIVES MAY RADICALY SHIFT FROM PAST OPPERTUNITY AND COST DIFFER CONCEPT
@hfdhdr7675
@hfdhdr7675 Ай бұрын
🙏🙏🙏🥰🥰🥰❤❤❤❤❤
@kidanehaddish
@kidanehaddish Ай бұрын
መለስ ንተጋሩ ኣግሊሉ, ቀጥቂጡ, መንእሰይ ትግራይ ንባሕሪ ኣጥሒሉ, ትግራይ ምስኤርትራ ኣይሰላም ኣይኺናት ሸሚሙ, ተጋሩ መራሕቲ ሕድሕዶም ኣባሊዑ, ኣምሓራ ዝብሃል ክልል መስሪቱ, ኣገው ቅማንት ሓፁር ትግራይ ኣፍሪሱ , ብኣሽሓት ዝመፀ ስልጣን ንኣምሓሩን ሃይለማርያምን ኣረኪቡ። ካብኡ______
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 Ай бұрын
Meles jegna
@Abrom-gg
@Abrom-gg Ай бұрын
ወርቃዊ አልጀዚራ።
@tesfitokubay7040
@tesfitokubay7040 Ай бұрын
ኢትዮጵያ ን ትግራይን እናበልኪ ትጽውዒ ዘይምህፋርኪ ትግራይ ጐረቤት ኢትዮጵያ ድያ ኾይና
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 Ай бұрын
እወ ኢትዮጵያ እንድያ ባዕዳዊያን ፀዊዓ ትግራይ ዝጨጨፈት ዝወርውረት እንታይ አለና ጉርብትና እምበር
@Non-nb3pi
@Non-nb3pi Ай бұрын
ይህ የትግራይ ሚዲያ ነው አይመለከትሽም እራስሽ እዚህ ስለመጣሽ እፈሪ አየር ማንነት የሌለሽ
@kidanehaddish
@kidanehaddish Ай бұрын
ናታ ኣዘራርባ ዓለምለኻውዩ እንተኢትዮጵያ ንግንዘብ ንጎረቤት ንሙኻን ቀሊል. ኢትዮጵያ መዳርግቲ ንዘይብላ ንደመኛ ፀላኢት ትግራያ። ካብኩሉ ንላዕሊ ዘቃፅል ንግንዘብ እዚ ዘረባዩ። ድቓሉ ንምኻን ነውሪ ኣይኮነን ንኩሉ ንህዝቢ ንከማና ኣይኹን ንግንዘብ ጌጋዩ።
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb Ай бұрын
Meles Biani Ethiopia gegna eyu biani Tigray gin ayihasaben neyru. Shaebiyan weyanen Ethiopia kigeziun kemehadirun adeda mekeran tsebeban kunatin geremo eyom bifilay nitezarebti tigrigna. Adom region animator serihom ab Edom enkelo kuteba niadom hanti keyserhu Ethiopia entayineta tefiatom eya neyra dihrihigi gin temahirom kikonu tesfa nigebir.
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme Ай бұрын
ሳልሳይ ወያነ ህዝብኻ ንሚዕቲ ዓመት ዘድኸዮ ሰረት ምድጋፍካ ፅምዒ ስልጣን ንምርዋይ እንበር ንህዝብኻ ዘርብሕ ኣይኮነን!
@AfariMadSleuthExportedSalt
@AfariMadSleuthExportedSalt Ай бұрын
አቲ ጀዝቫ ከልቪ ዓጣሪት ጓልዛ ከልቪ ሻዕቭያ ዓድኺ ዘይትኸዲ ፡፡
@SemiticTigray
@SemiticTigray Ай бұрын
ናይ መለስ ፒሊሲ መቀጥቀጢ ትግራዋይ እዩ ኮይኑ። አሜሪካ ናይ መለስ ፓሊሲ ብጣዕሚ እያ ትፍንፍኖ ፈድያትና ድማ።
@kibromgoitaom6001
@kibromgoitaom6001 Ай бұрын
ብሃንቀውታ ኢየ ዝፅበዮ ዜናኹም ግን ድማ already ኣብፌስቡክ ዘንበብናዮ ዜና ጌርኩም ናይ ውልቀሰባት ፅሑፋት ኣይተንብቡልና
@negagetachew974
@negagetachew974 Ай бұрын
መሰስ ዜናዊ - ካብ ሰበይቱ ጀሚሩ ናይ ፖለቲካ መሻርክቱን ሕወሓት ጀነራላት እንዳሰረቁ ሱቅ ኢሊ ዝርኢ ዝነበረ ሰብ እዩ። ናይ ደርጊ ባዕል ስልጣናት ቀተልቲ ነይሮም እንበር ሰረቅቲ አይነበሩን። እዚ ስርቂ ሕወሓት ዘተአታተዎ ሕማቅ ባሕሊ እዩ።
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 Ай бұрын
ሃለውለው አይትበል ብስብእነቱ ዝተፈለጠ መራሒ World Class Mind ዝተባሃለ ብዓለም።ትጅክል ባንዳታት አይፈትዎን
@kidanehaddish
@kidanehaddish Ай бұрын
መለስን ንሰበይቱን ዘመሳስል ነገር የብሎምን። ሰበይቱ ንጅግና ትግራወይቲያ
@negagetachew974
@negagetachew974 Ай бұрын
@@mulualemayehu6576 ባዓልቲ ቤቱ አብ ኡጋንዳ ዓቢ ካምፖኒ አለዋ፣ አብ ዓዲ እንግሊዝ 20 ሚልዮን ዘውጽዕ አብ ናይ ሚሊየነራት መንበሪ ገዛ አለዋ እዚ ሐደ እንግሊዝዊ አብ ጥቆኦም ዝቅመጥ ሰብ እዩ ነጊሩኒ ብአጠቃላሊ ናይ ሕወሓት አማራራሐ ዝተቃለሱ ርዕሶምን ደቆምን ሐፍታም ክገብሩ እንበር ንትግራይ ሕዝቢ ኢሎም ከምዘይኮነ 1 ሚልዮን ዝሞተ ሕዝቢ ዝምስክር እዩ።
@negagetachew974
@negagetachew974 Ай бұрын
@@kidanehaddish ቀጥታ ንሱ ብአካል አይሳተፍ እንበር ኩሉ ነገር ይፈልጥ እዩ፣ ኡጋንዳ ዓቢ ካምፖኒ ከም ዘለዋ ትፈልጥ ዶ 20 ሚልዮን ዘውጽዕ ዓዲ እንግሊዝ አብ ሚሊየነርስ ሰፈር ዝካረ ገዛ ከም ዘለዋ ሐደ እንግሊዝዊ ጥቆኦም ዝቅመጥ ሰብ እዩ ነግሩኒ፣
@kidanehaddish
@kidanehaddish Ай бұрын
@@negagetachew974 ዙርያ መለስ ዝዓሰሎ እዚ ኣይገብርን ኣይብሃልን። እንተኾነ መግናሕቲ ኣነ ዝፈልጦ ነገር እንተሃለወ ኣብ ንልዕሊ ተጋሩን ትግራይን ዝኽተሎ ብዝነበሮ ተግባራት ዓብይ ፀገም ኣብሓዳሮም ከምዝነበሮምን እሳ ምስኡ ንዘሕለፈቶ ዘይምስምዕማዖ ከምዝዝሕ ፍሉጥዩ። ንባዕሉ ተጠቒሙ ንኻልእውን ፅቡቕ ዝገብር’ውን መሐሸ።
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow Ай бұрын
ጃልባ ናይ ኩሎም ኣሸበርቲ ወይን ኢያ ጥሒላ ኣይምለሳ ንዘላለም ኣሜን በሉ ኣሜን ።
I Took a LUNCHBAR OFF A Poster 🤯 #shorts
00:17
Wian
Рет қаралды 15 МЛН
大家都拉出了什么#小丑 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 81 МЛН
SCHOOLBOY. Последняя часть🤓
00:15
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 16 МЛН
나랑 아빠가 아이스크림 먹을 때
00:15
진영민yeongmin
Рет қаралды 14 МЛН
TDF 2ኡ ጉጅለ ኣቀራሪቡ| ኲናት ሓግዙና ብርሃኑ ጁላ
13:02
ዘመድኩን በቀለ ( ዘመዴ )
ADWA TIMES አድዋ ታይምስ
Рет қаралды 634
I Took a LUNCHBAR OFF A Poster 🤯 #shorts
00:17
Wian
Рет қаралды 15 МЛН