jstudio በርሀ ጻዕዳ ካብ ጎላጉል ጸሮና ክሳብ ጎቦታት ናቕፋ

  Рет қаралды 203,991

Jstudio

Jstudio

Күн бұрын

Пікірлер: 531
@afiealexissanchez9436
@afiealexissanchez9436 5 жыл бұрын
ጆሲ ጅግና ብሉጽ ታሪኽ ኣምጺካ ሎሚ ክብረት ይሃበልና ስለ እቲ ኣቅርበልና እባ ናይ በርሀ ጻዕዳ ኣብ ዝበልናሉ ግዜ ኣብ ታሪኽ ናይ ሓይሎም ዝገበርካዮ ቪድዮ ኮመንቲ ጺሒፍና ነይርና!! Thanks ዓዲ በርሀ ጻዕዳ እዩ ሎሚ ጭርምራም መሬት ተባሂሉ ናብ ትግራይ ክውሰድ ዝሕሰብ ዘሎ ዘሕዝን እዩ!! መቃብር በርሀ ጻዕዳ ከንቀጥቅጥ ዩ እዚ እንተ ተፈጺሙ
@wediaklaguzayeya4070
@wediaklaguzayeya4070 5 жыл бұрын
Dhan Ajoka Afiya Arkey Nehna ka dekom sek do Nebel Tesfa Teray
@kibreabindirias3863
@kibreabindirias3863 5 жыл бұрын
@@wediaklaguzayeya4070 t8
@gottistallesfurmich9957
@gottistallesfurmich9957 5 жыл бұрын
Nay Leul wedi eile ka akerbelna belu Afie Alexis Sanchez
@wediaklaguzayeya4070
@wediaklaguzayeya4070 5 жыл бұрын
@@kibreabindirias3863 8t etay Malet eu
@kingking-xe9iy
@kingking-xe9iy 5 жыл бұрын
Nice bro
@simontsige7361
@simontsige7361 5 жыл бұрын
እዚኦም አዮም ኣቦታትና። ንሕና ሕጂ ግን ፡ዓደይ -ዓድካ ኣውራጃይ-ኣውራጃካ። ቀቢላይ -ቀቢላካ። ቓንቓይ-ቓንቓካ። ናይ ሕጂ መንእሰያት ብጣዕሚ አና ንሕፊር። ቅሰኑ ስዋትና። በዓል ሓሞት ወዲ ጎልጎል ሃዘሞ።
@fthidelina4791
@fthidelina4791 5 жыл бұрын
Haki Tezarebka Sam ghe! Entay emo kndey guhaf kelo ms men kemnzareb tefiuuna equ
@simontsige7361
@simontsige7361 5 жыл бұрын
@Phenomenal Event ሓወይ ን መልስካ የመስግነካ ብጣዕሚ አየ ድማ ዘክብሮ ሓሳብካ። ወዲ ሰብ ብፍቕሪ አዩ ዚስዓር። ጆሲ ኣጋእዚያን ምካኑ ኣይሰማማዓን አየ፡ ግን የክብሮ። እነ ግን ኣብ ዚሰደዶ ቪዲዪ አየ ዘተኩር ፡ገጋ ተኮኑ ብፍቅሪ ተጋጊካ አለ የረድኦ፡ ጽብቅ ተሉ ኣጆካ ይብሎ ን ዚኮነ ሰብ ፡። ካብኡ ሓሊፈ ግን እዚ ኩን፡አዚ ግበር፡ ከምዚ ኩን ክብሎ መሰል የብለይን፡ ንዚኮነ ሰብ ።ኣይኮነን ዶ ጆሲ ዘይፈልጦ ፡ንሓወይ፡ንደቀይን እውን ክምዚኣ ዶ ትሓይሽ አየ ዝብሎም አምበር ፡፡
@simontsige7361
@simontsige7361 5 жыл бұрын
@Phenomenal Event ሕጂ ውን መልሲካ የመስግነካ። 100% እዚ ሓሰብ ናቲካ ኣይቅበሎን አየ ፡ግን የክብሮ። መትከል ናተይ ,።ንኩሉ ኤርትራዊ ክሰብ ዚኮነ የክብሮ ።ኣጋእዚያን ይኩን ጃሃድያን። ኣውያጃውያን ይኩን ዓሌታዊያን።ከበሳውያን ይኩን መታሕታዊያን ።ብዘይ ገዲስ ኩሉ ሓሰብ ንሕዝቢ ይህብ ሕዝቢ አዩ ዚውሲን።መዛካከሪ ፡ኤርትራ ናይ 2 ሃይማኖታትን ምስልምናን ክርስትናን፡9 ብሄራትን 6 ዞባታትን ዚቖመት አያ። ንጆሲ ኣይትስምዓዮ፡ኣይትስዓቦ ፡ኣይተድንቆ ዚቢል ሓሳብ ውዱቅ አዩ ፡ቦታ ድማ የብሉን ኣብ ሓንጎሎይ።ሕጂ ውን ጌጋ ኣሎዎ ብዛዕባ ፡ኣቦናን ወላዲናን ሓርበኛ ስውእ በርሀ ጻዕዳ ትብሎ ተሊካ ኣብ ናይ ኮመንት ቦታ ክትጽሕፊን ቅረታካ ከተስምዕን ኩፉት አዩ።ድመክራሲን ፍትሒን ኣብ ኤርትራ ይንገስ፡ጸቢብን ትምክሕትን ይፍረስ።
@omexhabeshawi6337
@omexhabeshawi6337 5 жыл бұрын
@naznet samuel meas ke texalina gna ezi seraki mngsti ayndegf ena nbil delena
@lion9733
@lion9733 Жыл бұрын
ከመይ ዓደይ ዓድካ ዘይንብል በዓል ዓዲ በርሀ ጻዕዳ ጭርምራም ናብ ትግራይ ይኪድ ዝብሉ ዓሌታዉያን እንተመጺዮም ዓዲ ኣቦና ኣሕሊፍና ከይንህብ ንዓዲ ኣቦና ደው ክንብልን ክንካታዕን፡ግድን፡ኢዩ
@fesehawold238
@fesehawold238 5 жыл бұрын
I am one of the fighters who participated in this Nakfa battle. After trying and failing to capture Nakfa for several months, Berhe Tzada's battalion relieved my unit. As soon as my unit left Nakfa and on our to Afabet, we received news of Nakfa's capture. Almost everything stated on this video is correct. I am glad to hear Berhe's heroic story. Fighters like Berhe are the heroes of the revolution. Most of Isaias' generals and ministers did not earn their even-name only titles. Jstudio, you are telling Eritrea's real struggle story. Good job!
@ghirmamogos9374
@ghirmamogos9374 5 жыл бұрын
You are great.
@shewitshewita209
@shewitshewita209 4 жыл бұрын
Thank you hawey Tmhrtey azekakirkaniy deki Tseronay yeak❤️ Zelialemawiy Zkriy Nsemaetatna🇪🇷❤️🇪🇷
@tediasli6423
@tediasli6423 5 жыл бұрын
በጃኹም ደቂ ኤረይ ብኣውራጃ: ብሃይማኖት: ብቢሄር: ብዓሌት ይኹን ብዝኮነ ብዘይ ኣይፈላላይ ብሓንቲ ኤርትራ ሓደ ክንከውን ድሌትን ዘለዎ ከም ዝኸማይ Like ብምጥዋቅ ምሳይ ይሰማማዕ:: ደቂ ኤረይ ኣብ ዝሃልክሞ ቦታ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን::
@ፍቅሪክሳብመቓብር
@ፍቅሪክሳብመቓብር 5 жыл бұрын
ኣጆካ ሓወይ
@ሓንቲያእምነቱረዚንዩታሪኹ
@ሓንቲያእምነቱረዚንዩታሪኹ 4 жыл бұрын
ንሕና ካብ ንፈላለ እሶም ካብ ዓለም ክፍለዩ ይበልጽ ኣጆካ እዚ ሓወይ
@drarredae2571
@drarredae2571 3 жыл бұрын
Kemaka zhasbu sebat yedlywa alewu eritra hagerna
@mengs999
@mengs999 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብልዩ ኣብ ትገብሮ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሰላም ኣሳልጦን ይግበረልካ ። ጽቡቅ ስራሕ ኢዩ ።
@tabihabtemicael1940
@tabihabtemicael1940 5 жыл бұрын
Dear brother, thank you for making sure that we know the history of our Eritrean heroes. God bless!!!!
@abed447
@abed447 5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ንስካውን ጅግና ኢካ ማልት ታርክ ናይ ጀጋኑ ሃገርናን ሃገርናን ከምዚ ገርካ ብምቅራብካ ማራ ኢየ ዘድንቀካ ሓንቲ ክላበወኩም ዝደሊ ኣብ ታርክ ህዝቢናን ሃገርናን ኣበርትዒኩም ክትሰርሑ ታርክ ህዝብናን ሃገርናን ኢንዳ ሃሰሰ ይከይድ ኣሎ ብሰንኪ ኢዚ ማፍያ ስርዓት ህግድርፍ።
@rufaelsolomon6184
@rufaelsolomon6184 5 жыл бұрын
ክብረት ይሃብካ ከምዚ ገይርካ ታሪኽን ቅያታትን ተጋደልቲ ምዝንታውካ
@mussiesultan5680
@mussiesultan5680 5 жыл бұрын
ናይ በርሀ ጻዕዳ ሓወልቲ ኣብ ጾሮና ናይ ግድን ክስራሕ ኢዩ።
@bemnetkiflay8887
@bemnetkiflay8887 5 жыл бұрын
Betimeherti eka dro besemu yesewa alo Kegeberelu eyu hezbena halale endyu
@mussiesultan5680
@mussiesultan5680 5 жыл бұрын
Hyab Bemnet Ewe Ab Nakfa keman Ksrhalu ygibae nzelalem sle hara zgebera ms jeganu ahwatu. Ayterfn eu edmen tienan tray nezi knrie......
@ይናፍቀኪኣሎበልለይንማማ
@ይናፍቀኪኣሎበልለይንማማ 5 жыл бұрын
Muse hawey ኣብ ጸሮና ቤት ትምህርቲ በርሀ ጻዕዳ ዝባሃል ኣሎ
@mussiesultan5680
@mussiesultan5680 5 жыл бұрын
ይናፍቀኪ ኣሎ በልለይ ንማማ Hakka/ki ane keman abieu aykonkun temhire emberi 4 ahwatey abeu temahiromn ymharu alewun. Adey Logo Tsorona eu. Tarik kebiromo emberi kem abotatna Jignnet zfexeme yellen kab kedem tnti.
@ትግርኛናሽናሊስት
@ትግርኛናሽናሊስት 5 жыл бұрын
ኣብ ጸሮና ዘይኮነ ኣብ ናቕፋ ዩ ዝስረሓሉ
@yemanebarya7089
@yemanebarya7089 5 жыл бұрын
Tarik ember jigna aynebrn u. Berhe we will never forget you.
@mehariandemikal108
@mehariandemikal108 5 жыл бұрын
ጅግና ኣይነብርን ዩ ትሪኩዩ ዝውረስ ታሪጅ ውን ብጅግና ዩ ዝትረኽ ሞ ኣጅካ ጅሲ ክማካ ዮም ዘድሉዩና ዘለው ፈትሾ ጽቡቅ ገይርካ ጋሕጋሓዮ
@adamamerica1229
@adamamerica1229 5 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ኣገዳስን ክፍለጥ ደሎዎ ታርክ ጀጋኑና ።ከምዚኦም ሓያልትን ቅያ ዝገበሩ ኣብ ሂወት ደቂ ሰባት ክሰርጹ ሰንድ ክግበረሎም ሓወልቲ አውን ኣብታ ዝተወለዱላ ክንሰርሓሎም ይግበኣና። ብጠዓሚ ንፉዕ ንስካ ከኣ ኣጆካ ቀጽሎ።
@tesfalemhagos214
@tesfalemhagos214 5 жыл бұрын
Fact is fact .Berhe Tsaada our pride. It can take time until it reveals reality but obviously it will come one day . It exist with this hero man now and it will continue such incident . our real event and history begin know to flourish . thanks for you whom you have done this explicit video.
@abelhans9379
@abelhans9379 5 жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ & መሳጢ ኣቀራርባ. ናይ ዝተረፉ ከኣ ከምዚ ጌርካ ከተቅርበልና ንቅበ.
@habtuberhane5273
@habtuberhane5273 5 жыл бұрын
ambesa nakfa zbl ktsl bwed afwerki tezemitu zelo nab wanu berhe tsaeda jgna bhtsuts kmles alewo bravo josi tsbuk srah
@finangebre1094
@finangebre1094 5 жыл бұрын
Thanks man ezi seb tariku zgelexelu aysemakun thank u rest in paridze berhe xaeda
@asternegasi7594
@asternegasi7594 5 жыл бұрын
btaemi xubuq qexilo azye eye zednqeka tebarek
@yikealotukue4759
@yikealotukue4759 3 жыл бұрын
Jossy great man thanks
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
በርሀ ጻዕዳ ጅግና
@aleksanderberhane2972
@aleksanderberhane2972 4 жыл бұрын
Thanks brother for this amazing story ❤🇪🇷💪👍
@Erinatop
@Erinatop 3 жыл бұрын
ናይ ኣስፍሃ ሃይለ ዓማ:: ወዲ መሳሊሕ ዓዲ ቀይሕ ኣምጽኣልና :: thanks 🙏🏽
@berekethabte940
@berekethabte940 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ካብ ኣድነቅትካ የ ከም ኩሉ ግዝየ ኣጆካ በርትዕ!!! ራህዋ ን ኤርትራና
@ቀስተደበናፍቕሪዋጋለዎ
@ቀስተደበናፍቕሪዋጋለዎ 5 жыл бұрын
ጆሲ ኑፉዕ ቀጽሎ ብጣዕሚ ጹቡቕ ታሪኽ ኢኻ ትምህረና ዘለኻ የቐንየልና መ ምህር ዮሴፍ!
@alemtekeste919
@alemtekeste919 5 жыл бұрын
Wow wow wow welahanti meglrtsi yebleyn josi asli
@elsakidane2201
@elsakidane2201 5 жыл бұрын
Amlak yhagzika haki kietka ketewsalna thankyou kulu tekebiru enkae ayterefen
@gud4983
@gud4983 5 жыл бұрын
Waww Btaoami des zbl tarik abi tara alewu emo qetslo, kab klu ka eti atarkaka znead e u!🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏🙏🙏. Entekone gn ni hna tarik gongebr ka nfetn yehwatey zztegebre mingar akali aykonen deqi hizbi wedhankum!
@yikealotukue9847
@yikealotukue9847 5 жыл бұрын
Thank you jossy, kokob eritrean
@tsigegirmay8879
@tsigegirmay8879 5 жыл бұрын
Bravo Josi jigna keep it up we are with you👍👍👍
@zaidghebremichael1897
@zaidghebremichael1897 5 жыл бұрын
und was nicht
@rahelmeasho7350
@rahelmeasho7350 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጆሲ 🙏🙏🙏
@fitsumabedefisseha9314
@fitsumabedefisseha9314 5 жыл бұрын
ስምካ - ጆሲ እንተኾይኑ ፍሉይነትካ - ብልሕኻን ተገዳስነትካን ኢዩ። መጸውዒኻ ድማ - መምህር ታሪኽ ቀጽሎ ጆሲ ሽኮርርርርርር
@kingofkings9569
@kingofkings9569 5 жыл бұрын
Jossi keep the good work......u r such a talented young men
@akilebahta8427
@akilebahta8427 4 жыл бұрын
ዓክ ጅግና በርሀ ጻዕዳ ባዓል ታኣሪክ ። ሕድርካ ተጠሊሙ ሰብ ፍሕ እሉ
@welduJrwoldu
@welduJrwoldu 5 жыл бұрын
josi, i tell you, you were born to do this. Eritrea is at least lucky to have you. great job.
@destabahtabarihannes140
@destabahtabarihannes140 5 жыл бұрын
የቐንየልና ጆሲ ሓውና ካብ ተወላዲ(7ተ) ሎጎ ሳርዳ ንኡስ ዞባ ጾሮና ብናይ ቀደም ኣጻዋውዓ ካኣ (ኣትካሮ) ብርዕኻ ይሰስን ዛዓርከይ!!!
@Hana-ud3cg
@Hana-ud3cg 5 жыл бұрын
በጃኹም ኤርትራዉያን ብፍላይ ኣብ ስደት ዘለና መሳርሒ ናይዚ ዘጥፋኣና ዘሎ ስርዓት ምኻን የብቅዕ፡ እዞም ኩሎም ጀጋኑ ሰብታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ቀሲኑ ክነብር እምበር ንሕና መሳርሒ ኢሰያስ ክንከውን ኣይሓለፋን ብሓደ ኬንና ነዚ ጽቡቕና ዘይደሊ ኣረሚን ብሓደ ድምጺ ፎፎፎፎፎፎ ንበሎ፡
@alekinogabino
@alekinogabino 5 жыл бұрын
Wwwwww vravo Tekielka kalay kfal gberela dejaka
@geromogerhi8387
@geromogerhi8387 5 жыл бұрын
ብታዕሚ ክፍለጥ ዘለዎ ታሪኽ ኣምጺእካልና እምበር ህግደፍስ ሓጺር ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ እንዳበሉ መጻኢ ዎሎዶ ከይ ፈልጦ ታሪኽ ኣቦታትና ይድምስዎ ኢዮም ዘለው !!ቀጽሎ ~~~~~።
@asmara1970
@asmara1970 5 жыл бұрын
መፍቲሒ ዓወት ዝመጸ ጅግና May your beautiful soul Rest In Peace
@tekleabamanual3018
@tekleabamanual3018 5 жыл бұрын
ዋውው ናይ በሓቂ ሓንቲ ከይኣግደልካ እካ ገሊጽካዮ ሞ ብጣዕሚ ቆጽሎ ኣበት እተን ኣዲኡ እንተትርእየን ብናፍቆት ወደን ኣዕንተን ፈልፋሊ ማይ ኮይኑ ናይ በርሀ ጻዕዳ ሓወልቲ ኣብ ጸሮና ንክግበር ናይ ወትሩ ሕልምና ዩ :: የቀንየልና ጅስ ሓወይ ካብ ወዲ ጾሮና
@ቆሓይቶከስከሰ
@ቆሓይቶከስከሰ 4 жыл бұрын
ጅግና በርሀ ጻዕዳ ታሪኹን ጅግንነቱን ነባሪ እዩ።
@ሰላምኤርትራ
@ሰላምኤርትራ 5 жыл бұрын
Great man berhe tsada from The great peoples ሎጎ ሳርዳ
@wedigerye556
@wedigerye556 2 жыл бұрын
Berhe xaeda King 💙🦁
@titikeshi8216
@titikeshi8216 5 жыл бұрын
jigna abona berhe xada .thanks may brhether
@dawitlove
@dawitlove 5 жыл бұрын
Waww, nay bhaki gele elalat yseme neyre na harbeja Berhe Xaeda. abotat wn yblu eyom bahwatu eu teketilu kblu kurb yseme neyre. Hji khasbo keleku gn hakom ykonu eyom eye zbl nayzi belaei merahina tebay ms feletku
@habtombahre5595
@habtombahre5595 5 жыл бұрын
Thanks ጆሲ, አብ ቀፃሊ ድማ ናይ ዶክተር ፍፁም ወስ በለና።
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 5 жыл бұрын
እዚ ደኣ ብሩህ እንድዩ ጅግና በርሄ ጻዕዳ ነቲ ብተንኮለኛ ወዲ በራድ ተጋደልቲ ናይ ምጽናት መሉኡ ብለይቲ ፈንጂ ኣይትርእየሉ ጸላኢ ኣበይ ኣድብዩ ኣሎ ክትቆጻጸሮ ዘይትኽእል ብይምሰል ብለይቲ ተጋደልቲ እናሰደድካ ዓወት ዘይኮነ ምጽናት ዕላሙኡ ብጅግና በርሄ ጻዕዳ ብቐትሪ ሰራዊቱ መሪሑ ኣብ ውሽጢ 2 ሰዓት ናቕፋ ዝሓረራ ተንኮለኛ ወዲ በራድ ዕላሙኡ ስለ ዝፈሸሎ ብዝያዳ በርሄ ህቡብ ጀግና ብሰራዊት ብመሪሕነቱ ዝተናእደ ኢሳያስ እዝስ ንስልጣነይ ክወዳደረኒ ኢዩ ኢሉ በቶም ናቱ ዕሱባት ከምዘቕተሎ ዘየጠራጥር ኢዩ ሎሚ ኣይኮነን ጀሚሩዎ ባህሪ ቀደሙ ምኹዋኑ ዝስሕት እቲ ብዘበን ዉቤ ዝጸመመስ ውቤ ክብል ነበረ ኢዩ
@eritreawieye2669
@eritreawieye2669 5 жыл бұрын
Nay behaku des zbul medeb
@samsongebrihiwot9889
@samsongebrihiwot9889 5 жыл бұрын
ጆሲ ተባዕታይ ቀጽሎ ከምዚ ገርካ ታሪክ ናይዞም፡ጀጋኑ ኣምጸእልና በርትዕ ብራቮ
@samuelygzaw1561
@samuelygzaw1561 5 жыл бұрын
Thank u so much bro, jegnuna ka kulu gze ab lebna alew. Ente srat Esyas gen......
@ንጽድቂተደሊናንኩሉሰብጽቡ
@ንጽድቂተደሊናንኩሉሰብጽቡ 5 жыл бұрын
xbuq ,tarik ezi grmay mahari tagadey aeb zkone nsemao zkone tegadalay yzkro tariku tetqrbelna xbuq neyru ,thanks kae.
@ስደተኛ-ኈ8ፀ
@ስደተኛ-ኈ8ፀ 5 жыл бұрын
ጆሲ ኣምበሳ ንቕሓተይ ሳላኻ'ዩ በሪኹ ብርዕኻ ይሰስን መምህረይ Much love.
@arfil4249
@arfil4249 5 жыл бұрын
Peace for the whole world , kendi gn sehafiyuyu kmsgen zelewo
@birhaneawate8531
@birhaneawate8531 5 жыл бұрын
woow nay behaki abi zanta nay jeganu abotatena berhe xada jigina hawey kulu geziea ab deam eritreawi aleka
@إبراهيمياسين-ص4و
@إبراهيمياسين-ص4و 3 жыл бұрын
ጆሲ ጅግና ናይ በሐቂ የቀነየልና
@zeraywelday5354
@zeraywelday5354 5 жыл бұрын
ብሓቂ ዘሐብን ታሪኽ የቐንየልና ኩቡር ሓው
@amanmichael7352
@amanmichael7352 4 жыл бұрын
Thank you bro hgedef never teach us about our eritrean heroes
@merhawigb6947
@merhawigb6947 5 жыл бұрын
Let’s do something guys I have a good job in UK but for Eritrean still I we’ll follow brhae (saida)
@tedifish399
@tedifish399 5 жыл бұрын
Bitaemi nifue josi God bless u
@ንግስቲልበይ-ጘ1ቈ
@ንግስቲልበይ-ጘ1ቈ 5 жыл бұрын
Thankss josi hawey እዚ ካብ ጭልፋ ባሕሪ ኢዩ ኣስፍሕ ኣቢልካ ኪትምጽእልና ንላቦ
@ruftalbey5097
@ruftalbey5097 5 жыл бұрын
Btaemi Xubuq srah josi hawey kexlo ente tekaelu nay Abram Tewelde tarik ketekrbelna bthtna yhat 😘😘😍😍🙏
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 5 жыл бұрын
ኣየ ጅግና ብሓቂ ወደቡኡ ወዲ በራድ ደኣ ዓወትዶ ይሓጉሶ ኢዩ ንጹሃት ተጋደልቲ እናጽነተ ንዓዱ ሃየ በሉ ኣምጺኤልኩም ንምባል ከምዝነበረ ሕጂ ኣግሂዱዎ ኣበይ ከይበጽሑ ንዓይ ክርእዩ ክርስቶስ እኩዋ ከሙኡ ኢሎም ኣይሰግድሉን ኢሉ ኣፍልቡ ይነፍሕ ኣሎ ሓቁ ኸኣ ቆጺርካ ዘይትውዶኦም ጀጋኑ ኣብ ዝተረኽበሉ ዓወት ንዑኡ ስለዘስጎኦ ዕሱባት ብድሕሪት ዝርሽኑ ኣሎውዎ ንሳቶምውን ብኻሎኦት የረሽን ምስጢሩ ከይግለጽ መንሞ ኢልካ ክትጽብጽቦ እነሄ መጋበርዩኡ ዝነበረ ስብሓት እንታይ ረኸበ ወዮ ንዑኡ ክቐትል ዝተላእከኸ ስለዘይተዓወተሉ ድዩ ኣጥፊኡዎ ክሳብ መዓስ ክንታለል እንገራን ጨውን በሊዕናዶ ኣይዓበናን ዘለኣለም ገለ ገሩ ይኸውን እናበልና ክንጸንት ደጊም ቶባእ ይብሉ ቀዳሞት ኣቦታት
@simonmeron5891
@simonmeron5891 5 жыл бұрын
Nay bhaki des zebel history josi
@tesfse7148
@tesfse7148 5 жыл бұрын
Thanks Jossi hawna!
@kokobsemay5858
@kokobsemay5858 5 жыл бұрын
ጽቡቕ መደብ ኢዩ ጆሲ
@efremeyobwolde8619
@efremeyobwolde8619 5 жыл бұрын
Wawww josi nay bihaki xibuk medeb kexilo
@habutes7358
@habutes7358 5 жыл бұрын
Beal xaoda lbi dea yswuu ewe xelim lbom kea ynebru seb yesaqiyu , eti fugur eyu ketilwo zkewn Tay gdka tarik aymewtn eyu gziu haliyu kmexana eyu , Josi kea nemesgneka keep going ❤️❤️🇪🇷💪
@fnantube3647
@fnantube3647 5 жыл бұрын
Thank you bro ❤️
@maxilove6247
@maxilove6247 5 жыл бұрын
Josi hawey mara kulu xubuk mihrkana aka Nay mussie tesfamical 73 kea kitemrbeina b tihtina Nihatit God bless you
@shdenmengstab6056
@shdenmengstab6056 5 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ኣድኒቀካ ኣጆኻ ቀጽሎ
@berihutesfay9519
@berihutesfay9519 5 жыл бұрын
ዋው ጆሲ ተባዕ ቀጽሎ።
@biniamtsegay6904
@biniamtsegay6904 5 жыл бұрын
Yekenyelna kubur haw Tarik jeganuna mglaxka Kab lbi Yekenyelna 💯👍💯👍💯👍💯🙏
@awetawita4115
@awetawita4115 5 жыл бұрын
ወል በርሀ ጻዕዳ ጂግና ኢዩ። ብሓቂ ብዓል ዓቢ ዝና ኢዩ ብዛዕባ ኣማውትኡ ግን ግምታት ሒዝካ ናብ ህዝቢ ምምጻእካ ብጣዕሚ ጌጋ። ተኣረመሉ
@eri-pride
@eri-pride 5 жыл бұрын
ኣብ ኤርትራውያን ዓባይ ጸገም ኮናትና ዘላ እዚ ኣ እያ፣ ንሓደ ሰብ ሽሙ ከተኽፍእ ክትብል ታሪኽ ምጥምዛዝ፣ ኩሉኦም እዞም ዝተሰው ኡ ጅጋኑ ኢሰያስ ቅቲሉዎም ክንብል መዓልትና ዓሪቡ። ብ ጥይት ኢሰያስ እምበር ብጥይት ጸላኢ ክስዋእ ዝኽእል ጅግና የለን ክብሉና ቑሩብ ተሪፍዎም።
@awethaile8144
@awethaile8144 5 жыл бұрын
Josiii hawey Abesa kbret yhabkaaa!!
@tesfaytewelde8851
@tesfaytewelde8851 4 жыл бұрын
ጆሲ ጅግና ብሉጽ ታርክ ኣምጺኢካ
@ይኣክልይኣክል-ዘ5ቈ
@ይኣክልይኣክል-ዘ5ቈ 5 жыл бұрын
Atume kolute Erirtrana axinikum huzu, Ezi kible keleku gen abzi commet texifwo zelkem betami betami xubuk! AJKUM!!!!!!!!!
@erimedia2481
@erimedia2481 5 жыл бұрын
Gele aynet bro Bejaka nay wedi hadera amxealna eka
@medhanieghebru4960
@medhanieghebru4960 5 жыл бұрын
ዮሴፍ ፅቡቅ ስራሕ ጅግና በርሀ ጻዳ
@lidyamengesteab3388
@lidyamengesteab3388 5 жыл бұрын
Zegeremen zeneaden zanta eyu thanks jossi
@Arsemaeri
@Arsemaeri 5 жыл бұрын
josi bhaqi tarik teraki eyu zdeli malet kemey ttrko kbri yhabka mara eyu zgermeni kemey nisseya kqetlu hatyat wey ka newuri ymeslom ezi kulu ezi kulu jegnnet'si saket kuynu, lomi teseddna neber . love you deqi eri GOD BLESS ERITREAN AND ERITREAN'S PLS
@mulertube3704
@mulertube3704 5 жыл бұрын
ዋው ጆሲ ቃላት ይስእነልካ ኣለኩ:: ቀጽሎ እስኪ ነቶም ታሪኮም ዝስንዶ ዝስኣነ ታሪኮም ሰንዶ: ወላ መጻሕፍቲ ከማን ኣይምኣከሎን ታሪክ ጀጋኑና::
@filmonziry8700
@filmonziry8700 5 ай бұрын
Ajoka josy hawy kowgh one day❤
@azebnegash3459
@azebnegash3459 4 жыл бұрын
Jonisi jigina tubuk tarik kotilo haftka cab 🇻🇳
@wediparis3583
@wediparis3583 5 жыл бұрын
josi abi seb xbuk tarik eu kexlo bzuhat alewu nay ibrahim wedi afa amxalna tarik
@samiel3160
@samiel3160 3 жыл бұрын
Xorona zefreyeto jgna Berhe Xaeda ab lbna aleka
@yonitomorrow7502
@yonitomorrow7502 4 жыл бұрын
Nay behaki tarik u zinebr
@michaelgaim7717
@michaelgaim7717 5 жыл бұрын
Beshem ezom jeganu ..godenatat kesym, hawlti kesrahalom alwo tarikom nebari koynu kekxel
@saeedmahmud7219
@saeedmahmud7219 5 жыл бұрын
Berhe tseda jegna wedi jigna iu mangisti semei yeweriska :: Jigna ayneberin iu tariku iu zeweres :: qetsilo Habibi ,tsubuq medeb iu :: intekielka Ka suwei jigna Ali ibrahim aqribana (neber inda 61 kifli sarawit Azazi zenebera kisab 1988 ) thanks for you sharing this video Allah bless you
@rabababamrabababam5500
@rabababamrabababam5500 5 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ጀጋኑ
@kibromsibhatu328
@kibromsibhatu328 3 жыл бұрын
GOD BLESS
@belisimatony3229
@belisimatony3229 4 жыл бұрын
Berhe, he might not be here physical but like you said his bravery will live on God bless his soul🙏
@wegiheritrawit1533
@wegiheritrawit1533 5 жыл бұрын
Btami jgna eka bunet tarik tbrbr 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@elsajefter5596
@elsajefter5596 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ እዋይ ኣሕዋተይ ንስኻትኩምስ ጀጋኑ ኔርኩም እንታይ እሞ ሓማቓት እንደሞ ኮይና ናይሎሚ ወለዶ ፈተዉቲ ነብሶም ንሶም ዉን እኮ ሓጺን ኣይኮኑን ለቢሶም ከማና ስጋለበሳት ኢዮም ከማና ግን ኣይኮኑን ኣሰርም ዳኣ ንስዓብ።
@filmontsegezab4411
@filmontsegezab4411 5 жыл бұрын
Thanks josi hawey betamy eye zemsegnka ane hade kabtom nay berhe akerbelna zebleku eye hiji dema nay eseyas felensa ka akerbelna bejeka
@finangebre1094
@finangebre1094 5 жыл бұрын
Filmon tsegzab adgi resi yeblkan du
@mierafhabte1164
@mierafhabte1164 2 жыл бұрын
Love you jossay
@henokmessibarcawi163
@henokmessibarcawi163 5 жыл бұрын
Meninetey😍😍😍😍😍😍👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌Tigrinya
@mutteristdiebeste7145
@mutteristdiebeste7145 5 жыл бұрын
1000% iseyas diyablos atfiuwo mber, wedi shermuta kndey jeganu dyu atfiu ahhhhh
@tesfomeyob3486
@tesfomeyob3486 5 жыл бұрын
100/100 haki zerba kubur haw
@tesfausnqey3252
@tesfausnqey3252 5 жыл бұрын
Danke dir bro berhe xada kbehal trah eye zsem nere men mkanu gn ayfeltn eye nere kaltfelto ketfltena dma bthtna yhateka
@kdust1178
@kdust1178 5 жыл бұрын
Nay behaki dmsgen srah ketslo eka tekielka nay kulom G15 and all the journalists thanks bro.
@eduhaile5853
@eduhaile5853 5 жыл бұрын
I was not born in Eritrea but I am so instead to hear more about my beloved country Eritrea. Even though I don't know the areas of Eritrea, hopefully one day I will visit all the cities. I mean Isaias and his fellow dictators will be gone soon. By the way I am packing my stuffs please let me know things to take with me. See you all in Asmara very soon.
@waterfall9624
@waterfall9624 5 жыл бұрын
ክክክክ ኣበይ ኢኻ ተወሊድካ፡ካብዞም ናይ ጀላተ ኢኻ ትመስል።
@SamiSami-iw3jn
@SamiSami-iw3jn 4 жыл бұрын
@@waterfall9624 ata entay ika tbl zeleka
@mgm4286
@mgm4286 5 жыл бұрын
Thanks 🙏 kitabyu zigbakum eyu kexlwo
@dejenkidane7260
@dejenkidane7260 5 жыл бұрын
Thanks Xorona adina Skorrrr
@tomitomi9660
@tomitomi9660 3 жыл бұрын
Josi jigna akerarbaka znead u
I Turned My Mom into Anxiety Mode! 😆💥 #prank #familyfun #funny
00:32
Trick-or-Treating in a Rush. Part 2
00:37
Daniel LaBelle
Рет қаралды 38 МЛН
Random Emoji Beatbox Challenge #beatbox #tiktok
00:47
BeatboxJCOP
Рет қаралды 55 МЛН
መን'ዩ ተሓታቲ?
1:00:14
BUFE-ERI ቡፌ-ኤሪ
Рет қаралды 120 М.
I Turned My Mom into Anxiety Mode! 😆💥 #prank #familyfun #funny
00:32