#Jstuduo

  Рет қаралды 183,597

Jstudio

Jstudio

Күн бұрын

#Jstudio #Jstudioyosief #Eritrea #Eritrean #Eritreamilitariycamp #wiaa #sawa #yosiefghebrehiwet. ነዚ ኣብቲ ህሮሩማ ሑጻ ዛዕ ኢሉ ዝነበረ ተስፋይ ዝተባህለ ተዓላማይ እውን፡ ሙሳ ፈጺሙ ኣይኣመኖን።
«ተሲእ ኣታ!» ኢሉ በቲ ጸያፍ ትግርኝኡ ብምንዳር፡ ሰለስተ ግዜ ኣቢሉ ብበትሪ ሰለቘ።
እቲ መንእሰይ ግን፡ ስምዒት ቃንዛ ኣብ ዘዋናውነሉ ኲነታት ኣይነበረን። ወኑን ኣካላቱን ተፈላልዩ ድኣ ነበረ።
ጸሓፊ ዛንታ ደሳለ በረኸት ኣቅራቢ ዮሴፍ ገብረህይወት ምስ ቴክኒክ ባዓልቲ ሞያ ራሄል ተወልደን ካልኦት ኣባላት J-studio

Пікірлер: 578
@jstudio1
@jstudio1 5 жыл бұрын
ክትረኽቡኒ ምስ ትደልዩ ብዝቐለለ በዚ ናይ መስመር ደዊልኩም ሓሳብኩምን ዘጋጠመኩም ሓቀኛ ፍጻመ ምስ ዕለታቱ ክትሕብሩና ትኽእሉ ኢኹም facebook.com/yosiefgebrehiwot
@dlegess7450
@dlegess7450 5 жыл бұрын
yes go a head Josi u are amazing nhzbi nezom jeganu emo dmtsi zey blom ab mehafuz tedagunom ab kndom af konkayom zanta ggnnetom ttrkelom zeleka kelil aykonen and nezi ngebro zelena kalsi nay harnet azu hagazi sle zkone agoka betgebro zeleka ka agenae ebleka
@mathiasfshaye2345
@mathiasfshaye2345 5 жыл бұрын
Ok, josi beti kulu tgebro nemesgneka
@yonasmsgun8211
@yonasmsgun8211 5 жыл бұрын
Thank you josi ተስፋ ይገብር ሓሳብካ ክውን ክከውን ህዝቢ ኤረትራ ክሰምዖ
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 5 жыл бұрын
We will make peace at homeland just wanna a lot of innovate all eritreaweyan people eritreawi to eritreawi god bless eritreaweyan
@ማማቲቪ
@ማማቲቪ 5 жыл бұрын
ቀጽሎ ኣጆኻ ጆሲ ብጣዕሚ ኣዝየ ሕቡን የ ብኣኻ ኣነ ውን ቀጥቂጦም ዝቐተልዎም ሰባት ብሓደጋ ሞይቶም ኢሎም ዘርድእዎም ዝፈልጦም ኣለው ከቃልሖም ክፍትን የ ኣብዛ ናትኩም መደብ ዓቕሚ እንዳ ሓጸረኒ እምበር
@user-bb9jj1cm9n
@user-bb9jj1cm9n 5 жыл бұрын
እዋይ ንስኻስ እንቋዕ ናትና ኮንካ ከምዚ ጌርካ ሓቀኛ ፍጻመ ብምቅራብካ ከመስግነካ ይፈቱ ንጆሲ ዝፈቱ እስከ like ረጊጽኩሙኒ ሕለፉ ደቂ ኤረ መዓረይ
@fkrehabtu2093
@fkrehabtu2093 5 жыл бұрын
ጸሊም ታሪኽ !😭
@ssdtv130
@ssdtv130 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣቀራርባ፡ ተመሳሳሊ ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ክሰሚዕ ህንጡይ ኢየ፡ ብዙሕ ነገር ኣሎ ዘይንፈልጦ፡ ኣምላኽ ጥበብካ ይብዚሓዮ ጆሲ።
@ማማቲቪ
@ማማቲቪ 5 жыл бұрын
ኣነ ውን ሓደ ምዓልቲ ክረኽበካ የ ኣብዚ ቦታ ብዙሕ ግዜ ተሳቕየ ሂወት መተኣስርተይ ብዓይነይ እንዳ ርአኹ ዝቐበርኩ የ
@leilayemane4671
@leilayemane4671 5 жыл бұрын
beautiful that is a very good plan, good luck🙏
@haileogbai7723
@haileogbai7723 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ትምስገኑ መንእስያት ኢኺም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ነቲ ኩሉ ግፍዕታትንከምዚ ገርኩም ምቅራብኩም ብጣዕሚ ዝምስገን እዩ ግን ብዛዕባ ጀግንነት ኤርትራውን ከተዘንትዉ ከለኹውን ክንደይ ጅጋኑ ተግደልት ኣብ ተ ሓ ኤ ውን ነይሮም እዮም እሞ ታሪኾም ከይርሳዕውን ኣዘትውዋ።
@AbielBerhe
@AbielBerhe 5 жыл бұрын
እዚ ኩሉ ዝበልካዮ ሓቂ እዩ ኣብ 2007 ኣነ ንባዕለይ ኣብ ኣንደር ትኣሲረ ኔረ ድሕሪ ማእሰርቲ ክኣ ናብ ብሎክ ፈንቅል ተመዲበ ኣብኡ ተዓሊመ። ዓብዱ ወዲ ሳሆ መራሒ ሓይለይ ኔሩ ክምኡ'ውን ኣድም ዝብሃል ቤተሰቡ መራሒ ጋንታይ ኔሩ። ኣቤት እወ ዝሓለፈ ስቃይ። ኣነ ሽዑ ወዲ 16 ዓመት እየ ኔረ ስግረ ዶብ ኪትከይድ ሓሲብካ ኢሎም ካብ ገዛ ብለይቲ ወሲዶምኒ፡ ድሕሪ ብዙሕ ማህረምትን ማእሰርትን ካኣ ናብ ዊዓ ከይደ። ብፍላይ ሽዑ ኣብ ኣንደር ከለና ናይ ምሸት ከባቢ ስዓት 5 ይኸውን ናብ እንዳ ሽንቲ ኢሎም ምስ ኣውጽኡና ብዙሓት ሰባት ክሃድሙ ፋሕ ኢሎም ኣብ ቕድሚ ዓይኒና ኸኣ 6 ሰባት ብ ኣድራጋ ጠያይቲ ተቀቲሎም። ስቃይ ናይ ዊዓ መዳርግቲ የብሉን፡ እዚ ግን ዝሓለፎ ጥራይ እዩ ዝፈልጦ። እቶም ኣብ ስደት ኮይንኩም ኣብ ኤርትራ ሽግር የለን ትብሉ ሰባት በቲ ሂወት እቲ ተትፍተኑ ከሙ እይምበልኩምን።
@fkrimisamlak6256
@fkrimisamlak6256 5 жыл бұрын
Abey kftenu nsom dea ngusat endyom ab sedet baeyatat ab Eritrea negawis ab sawa kia kab timhrti abkurom netom kab dege zmetsu schikak medekesiom kenetsiryelom nwiel nerna ab memerektan ab festivalin.
@nysebnegereko9239
@nysebnegereko9239 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣሎኻ ኩቡር ሓዊ 2008 ኣነ ውን ከምዛ ናትካ ኣጋጢማትና ኔራ ሞጎስ ዝባሃል ወዲ ቃሓውታ ኣባል ዕቁባይ ዝባሃል ዝባሃል ወዲ ጋሽ ባርካ ኣድራጋ ቶኪሶም 4 ወጊኦም 2 ቀቲሎም ብኣካል ዝነበርክዎ ::ክንደይ ልካ ክዝርዘር ::
@yorsamore
@yorsamore 5 жыл бұрын
ጆሲ እቲ ህዝቢ ውን ንህዝቡ ንምጥፍእ ተራ ተጻዊቱ እዩ ይጻወትን ኣሎ ኢሰያስ ጥራይ ኣይኮነን🙈🙈
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 5 жыл бұрын
Emo hawey mearey wela nska malet du tezetegagye akal nay hzbi ika
@tewekeltuella-allah6235
@tewekeltuella-allah6235 5 жыл бұрын
ምንባር ሕልና እዩ absolutely true
@yorsamore
@yorsamore 5 жыл бұрын
TEWEKELTU Ella-ALLAH yeap we can just point finger to isayas only. As the same time we have to come with solution not victim mentality always bro👌👌👌
@sam-ld3kl
@sam-ld3kl 5 жыл бұрын
ህዝቢ ደኣ ታይ ዘይገበረ ካብ ቶኻሉ መራሕቲ ህግደፍ ደቅና ዮም ክፉአኣይፈዱናን ዮም ኢሉ ተጸሚሙ። ዕሱባት ኣረሜን መራሕቲ ግን ሲስተም ገረብ ብሓኽላ ተጠቂምም የጥፍ አዎ ኣለዉ።
@yorsamore
@yorsamore 5 жыл бұрын
mistota mical ካብ ኣገልጉሎት ኮብሊልካ እቲ ህዝቢ ንድዩ ንክንደይ ዳኣ መጺካ ዝብለካ ሓንቲ ማዓልቲ ተሕሊፍካ ካብታ ዝበልካዮ ክካታተለካ ዝውዕል ኣብ መወዳእታ ካኣ ናብቲ ምምሕዳር ከይዱ ኣብዚ ኣሎ ኮብሊሉ ዝብል መን ድዩ?
@simontsige7361
@simontsige7361 5 жыл бұрын
ዋይ ኣነ ኣዘኪርካኒ ጆሲ ገሪምና ኣስደሚምና ኮ ምግራምና ምብካይና ወዲእና። ኣብ ብሎክ ሓልሓል አየ ነረ ።
@user-nf1iw7fz7v
@user-nf1iw7fz7v 5 жыл бұрын
ሓሊፉ እወ ተካል ግዜ ብላዕሊ ጸሓይ ብታሕቲ ረስኒ ሑጻ በቶም ተካላት በላዕቲ ሰተይቲ ደም ኢካ ትድሰቅ ንድሕሪት 12 ዓመት መሊስካኒ ተካል ግዜ ።ዕድመ ይሃብካ ሓወይ
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 5 жыл бұрын
The history of our heroes should be heard by our people inside Eritrea. Jstudio jegina ika.
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 4 жыл бұрын
Yes yes TY J Studio for your dedication and determination..TY
@loveyoueritrea2627
@loveyoueritrea2627 5 жыл бұрын
ኣጆኻ ጆሲ ኣይትሕመቕ ሞት ሸፋቱ ህግደፍ ቐሪቡ ኢዩ ከይትሓምቕ! ቐዳምነት ሰሪዕካ ጉዳይ ሃገርናን ህዝብናን ካብ መግዛእቲ ሽፍታ ህግደፍ ንኽንገላገል ማለት ግዜ ኣብ ዝረኸብካሉ ኣምላኽ ሓይሊ ይሃብካ i am proud of you
@tesfaldetmahari9263
@tesfaldetmahari9263 5 жыл бұрын
ብትገብሮ ዘሎካ ጻዕርታት ንስካን ቡጾትካን ክብሪ ይሃብኩም ሰላምኩም
@tesfaldetmahari9263
@tesfaldetmahari9263 5 жыл бұрын
ይብዛሕ
@simonmicael7752
@simonmicael7752 5 жыл бұрын
Josi hero the best best ever person I have no words for you God bless you
@isaiasafewrki4038
@isaiasafewrki4038 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ። ነዚ መደብ ብፍላይ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ክሰምዖ ኣለዎ።
@hailezghigebrengus547
@hailezghigebrengus547 5 жыл бұрын
ቡልቢ እትገቡርዎ ዘለኹም ጻዕሪ ናይ በሓቂ ዘዕግብ አብርእሲ ምኾኑ ዝወዓለን ይንገርካ ዝቀበረን የርድእካ እዩ እሞ ብልቢ እዛ ዛንታ ኸአ ንኹልና ደቂ ኤረይ ትምልከቶ እያ!!!!!!
@habtemariambahlbi627
@habtemariambahlbi627 5 жыл бұрын
ጆሲ ኣምበሳ ኣጆካ ቀጽሎ ናይ ሃገርና ጉድ ዘርዚርካ ኣይውዳእን ዩ እቲ #ላይክ ሸር ሳብስክራይብ ናባና ግደፎ
@ghirmaytesfamariam9118
@ghirmaytesfamariam9118 5 жыл бұрын
Please ,this program should be broadcast through Asena TV and Erisat. Josi keep the excellent work
@saragebre6289
@saragebre6289 5 жыл бұрын
Thanks Bro God Bless we love u
@negussebaheta654
@negussebaheta654 5 жыл бұрын
My favorite channel......keep is it up . It's by spoon from the higdef's crime sea gena gena........
@ፊልምንተስፋሃንስ
@ፊልምንተስፋሃንስ 5 жыл бұрын
Ni josi zifetu eske like bitte
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 4 жыл бұрын
My people of Eritrea sweet people of kindness, forgiveness, loyal to truth, and above all kind people of mine..we have heard enough of the barbarity of this devilish leadership therefore from here on forward we need not be defensive but stand to carry our burden and participate in existing movement to dislodge this dictatorship from our beloved nation..yes, J Studio can continue to contribute but then after ward what is our part folks..we heard therefore we need to act now...
@eyobteklab7588
@eyobteklab7588 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣብቲ ግዜ ኣብኡ ነይረ
@haremecho2215
@haremecho2215 5 жыл бұрын
ጆሲ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ዝተፈጸመ ቅትለት ሓደ መንእሰይ ኣሎ ወዲ ከረን ኢዩ እቲ ዝሞተ ምሳይ ዝነበረ ኣብ ክፍሊ ታዓሊም ብኸመይ ክሰደልካ ታሪኹ።
@eritrealove444
@eritrealove444 5 жыл бұрын
Ab laeli Link xihiflka alo
@million153
@million153 5 жыл бұрын
Eti wedi tekie estifanos du haben esu ente koynu sie metabitey arkey u ane wun ameweteu keflet delye aleku esu ente koynu amtuteu bseb eye semie ab ahdu eye nere bezkone nesu ente koynu wes belni eka kenfelto eti haqi tnx dear.
@haremecho2215
@haremecho2215 5 жыл бұрын
@@million153 ያ ሚሊ ተኪአ ኣብ ቅድመይ ኢዩ ብዓረር እዞም ጉኑፋት ከንቱ ዓሪቡ መስኪናይ
@million153
@million153 5 жыл бұрын
Haye bel kulu eti neger awxeayio kenfelto eti haqi hji ewan haqi u kewelwel elka zekyed yelen habibi ana.
@wineeyes6206
@wineeyes6206 5 жыл бұрын
Adel wedi keren
@danaithabte2700
@danaithabte2700 5 жыл бұрын
*ነዛ ዛንታ ብህንጡይነት ትሰምዑዋ ዘለኹ ሰላምኩም ይብዛሕ ሳብስክራይብ ሃቡኒ ብስም ጆሲ* እንኳዕ ናትና ኮንካ!
@HiwetErikitchen
@HiwetErikitchen 5 жыл бұрын
Danait Habte ጌረልኪ ኣለኹ ለቃሕ ምለሲ ንትሓጋገዝ subscribe ንዓይ ክኣ
@mnbarnmenygbae8438
@mnbarnmenygbae8438 5 жыл бұрын
ዋይ ጉድ ክክክክክክ like do sub ktblu akilkum
@nuwatu3778
@nuwatu3778 4 жыл бұрын
ጅጅ
@user-gm8rq3xi8n
@user-gm8rq3xi8n 3 жыл бұрын
Amen amen 👍👍👍👍
@ereyadey8051
@ereyadey8051 5 жыл бұрын
Ok ጽቡቅ ሓሳብ ጆሲ ብመልክዕ ደኮሜትታሪ ጌርካ ኸ ጆሲ ሓወይ እነ ወን ክሕግዘካ ምሉእ ዓቅሚ ኣለኒ ።
@ereyadey8051
@ereyadey8051 5 жыл бұрын
እው ጆሲ አዲቲን ሹቲን ከግበር ይከኣል ዩ ጥራይ ንተሓጋገዝ
@temyewedisenafe1809
@temyewedisenafe1809 5 жыл бұрын
*Danke Josi bro kemzi geyrka tarik hagerna nana mmharka azyu des zebl eyu kexlo 🇪🇷💪💪💪💪💪💙*
@BETESEB1972
@BETESEB1972 5 жыл бұрын
ሕጂ ጽቡቅ ኣስሚዕካኒ ብቲቪ ክከታተሎ ኣለዎ ህዝብና ብዙሕ ዝተዓፈነ ኣሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።
@tesfahansalem4347
@tesfahansalem4347 5 жыл бұрын
ኢዋይ ኣሕዋተይ ዘሕዝን ኢዩ ኣጆክኩም ደሃን ሓንቲ መኣልቲ ክርሂ ኢዩ ጆን ሓውና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ ኣጆካ ኣይትሕመቅ ኣብ ጎድንካ ኣለና
@asmeretberaki300
@asmeretberaki300 4 жыл бұрын
Josi ayni Eritrea edmen tinann yhabka fetari we love you 😍💥❤
@TEKLIT185
@TEKLIT185 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዓቢይ ስራሕ ትሰርሑ ኣለኹም ጆሲ እዝህዝቢ ከምዚ ጌሩ ዝነግሮ እዩ ስእኑ ጸኒሑ ኣጆኹም ቀጽልዎ⭐⭐⭐🔊🔊🔊🔊
@isakmicheal3183
@isakmicheal3183 5 жыл бұрын
Wellcom to my friend thanks you 🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 awet deleyti fethi
@adiamokbay5279
@adiamokbay5279 5 жыл бұрын
ጂሲ ሐበን ኤርትራን ህዝባን ኤርትራዊት ብምኮነይ ብአካ ኮሪዓ
@TIGRINYA449
@TIGRINYA449 5 жыл бұрын
Kemza tbla zeloka si yhasib neyre N shetan mesqel N Higdef dima Asena Ezi kulu gerkayo deloka thank josi
@kidanemeng5800
@kidanemeng5800 5 жыл бұрын
*thank you josi bro, ብሓቂ ብዙሕ ትሃንጸና ኣሎኻ ነቶም ተኻታተአልትኻ ኣጆኻ ቀጽሎ*
@danielkesete1443
@danielkesete1443 4 жыл бұрын
Ane behak bizuh aflito bizaba hgdef ayneberenin gega ridet eyu nerine lomi gn terdiene kulu thanks josi
@selamtewelde7147
@selamtewelde7147 5 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻካ ጆሲ ሰላምካ ይብዛሕ ካብ ገበርቲ እከይ ይሰውርካ 😍😍😍
@ምንባርኣይድገምንዩ-ዸ8ቸ
@ምንባርኣይድገምንዩ-ዸ8ቸ 5 жыл бұрын
ጀሲ ናይ የማነ ባርያ ተሐበረና
@zeruaman2479
@zeruaman2479 5 жыл бұрын
very attractive and sad story anyway became one day Eritrean really Peace
@nazrethagos4560
@nazrethagos4560 5 жыл бұрын
Thanks more bro.
@iloveyoueritrea5477
@iloveyoueritrea5477 5 жыл бұрын
Nska nay kedem kabtom nhagerom elom hiwetom zhlefu eka eritrawi kbleka xerfi keykoneka meknyatu trieyena aleka 😭😭😭😭😭
@melakefisseha104
@melakefisseha104 5 жыл бұрын
ዛንታ ናይ ዊዕያ ኣዝዩ ሕማቕ እዩ ። ሰብ ብሕማም ኣካላቱ ምቁጽጻር ሰኢኑ ምስ ዝወድቕ ከም ተመን ብበትሪ ይጭፍጨፍ ከምዚ ዓነት ጭካነ ኣብ ሲናይ እንተዘይኮይኑ ኣብ ካልእ ቦታ ኣይርኣኹን።
@titititi2598
@titititi2598 4 жыл бұрын
Thanks Jsosi hawey 👍👍✍️🇪🇷💔😭😭🙏🙏🙏
@marcelodiesnetberhe1368
@marcelodiesnetberhe1368 5 жыл бұрын
#ጆሲ #ጅግና we love you ❤❤❤
@yonastecle4551
@yonastecle4551 5 жыл бұрын
ብጣሚ ጽቡቅ ብ ኣሰና ክመሓላለፍ ኣለዎ ክብረት ይሃብካ ጆሲ
@awetgebre7366
@awetgebre7366 5 жыл бұрын
ጆሲተይ እንቃዕ ዳሓን መጻእኻ ከመይ ድየ ብሃንቀውታ ክጽበየካ ቀንየ መስልካ ። ኣብዚ ዘለኹም ኩቡራት የሕዋት ኩሉኹም ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡ጆሲተይ ዋላ ናዓኻ ፡እስከ እንዳ ሓለፍኩም ዓባይ ኣጻብዕትኹም ኣርእዩኒ፡ብሩኽ ቅነ ዝመጽእ ዘሎ ሓሙስ የራኽበና።
@wedidruaewedibitowyeaneale8247
@wedidruaewedibitowyeaneale8247 5 жыл бұрын
Btami zhzn u thank u josi hawna hji dma btami xbuk hasibkum pls josi hawna b tv asena amahalalfwo thank you we love ms mesarhtka edmen taenan yhabkum
@fitsumabedefisseha9314
@fitsumabedefisseha9314 5 жыл бұрын
ንስቓይ ኤርትራዊ ብከፊል እትገልጽ ብቕዕቲ ጽሕፍቲ። ንሳ ኢየ ዝበልኩ ጆሲ ሓወይ ቲቪ ኣሰና ነዚ መደብካ ኣካላ ክትገብሮ ኣለዋ። ኣብ ህዝብና ሓቂ ከጉልሕን ከነቓቕሕን ዓቢ ተራ ክህልዎ ኢዩ።
@eritreanlovetv9794
@eritreanlovetv9794 5 жыл бұрын
ዎውው! ጃሲ ሓወይ ሓሳባትና ሰሚዕካ ክዉን ንምግባር ብምብጋስካ ብልቢ ተሓጊሰልካ፡ thanks
@nashihg7867
@nashihg7867 5 жыл бұрын
Jstudio ጆሲ ንበረልና ቀጽሎ ስላም የውርደልና
@jddbxx4445
@jddbxx4445 4 жыл бұрын
Justdio💗💚💘💛💝💜💞💓💟💔💕❤💙
@MD-fq2en
@MD-fq2en 5 жыл бұрын
ክቡር ሓው ናይ ሃብተጽየን air force ከተክርበልና ይምሕጸን
@fetshenegasi3310
@fetshenegasi3310 5 жыл бұрын
ደሳለ በረኸት ቅድሚ 12 ዓመት ወርሒ 7 መምህር ናይ ቦሎቲኻ ኔሩ ብሎክ ዓራግ ስቦርተኛታት፡፡ thank u teacher
@asmeraeritrea7858
@asmeraeritrea7858 4 жыл бұрын
J-studio bra jobba wedi hzbi
@mathiasfshaye2345
@mathiasfshaye2345 5 жыл бұрын
Thank you josi! Ane hade kabtom abza bota bhawi zteleblebku eye, kemnfelto wiaa mejemerta temeharo university asmera adma gerkum elom ztetebsula eya, bdhriau keaa kab malta ztemelsun gele gfufatn zteteket , bdhriau neana temeharo elet 21/01/2006 temeharo semenawi keyhbahri mss divizana, ketsilom nay anseba , bdhriau nay gashbarka, bdhriau nay maekel, ab mewedaeta nay zoba debub n 2 werhi tetebisna, kabau n aseb aba seb tealimey wediaa nab kebesa tewiziaa , neti srat rahrihe abzneberkulu tegefife wiaa werhi 7/2007, eta zfleta wiaa gn aykemkedeman bmkot b tseta b kulu tekeyra tsenihatni, kulu atyuwa, awald, memahran, akishti, nay pente naybhaki zesdemm hlket etriawyan bayney reye ab semuney gerna mai mss werdna ms kalay hadimna amlitna
@b.t7164
@b.t7164 5 жыл бұрын
WELCOME BROTHER !!! THANK YOU FOR YOUR GREAT JOB & INFORMATION
@fthawibrhane7053
@fthawibrhane7053 5 жыл бұрын
ዮሰፍ ሓወይ ከመይ ኣምሲካ ሰላም ክትህሉ ናይ ወትሩ ተስፋይ ከምቲ ንስካ ጸግዒ ውጹዓት ዝኮንካዮ ህዝቢ ከኣ ከም ዝፍልጦ ነቶም ጀጋኑ ህዝቢ ከም ዝካሓዶም ክፍልጡ ኣለዎም። ኣጆካ ጸላኢካ ኣይቅሰን ኣይትሕመቅ ኢካ።
@menkemkirosasfaha8254
@menkemkirosasfaha8254 5 жыл бұрын
Eway nsikasi entay emo kibelka eye ❤❤❤❤❤
@sirakelias2644
@sirakelias2644 5 жыл бұрын
Josi ብሉጽ ስራሕ ታሪኽ ይሰነድ ክጠቕመናዩ ንኹሎም ንሓተሉ ግዜ ይመጽእ ይኸውን
@iloveyoumamawediasmera9329
@iloveyoumamawediasmera9329 3 жыл бұрын
Sirak Elias ኡማስይ ክፈትወኪ love u ሃኒ
@goytaarhwela4821
@goytaarhwela4821 5 жыл бұрын
Josi ajoka ezi hawey edmen tenan yhabka ♥️♥️♥️
@mehariandemikal108
@mehariandemikal108 5 жыл бұрын
ጣዕሚ ጽቡቅ ጆሲ ኣነከማን ናኣሰና ጽሕፈሎም ነይረ ናጅሲ ኣቅርቡልና ጽቡቅ መደብ ኣለዎ አለጽሕፈሎም ሕጅግጽቡቅ ኣስሚዕካና
@temesgentekle5528
@temesgentekle5528 5 жыл бұрын
ጆሲ አድም ሳልህ ዳኮማንዶ ዝነበረ ዓላማይ ተኮይኑ ህጂ አብ ኖርወይ አሎ ትግረ ተኮይኑ አብ ኖርወይ አሎ
@amlesetgrmay5741
@amlesetgrmay5741 4 жыл бұрын
እወ ንሱ እዩ ኣነ ጽቡቅ ገረ ይፈልጦ እየ
@kebrontekie6518
@kebrontekie6518 4 жыл бұрын
Ewa emo suk dikum tiblu deki erey?
@milliondawit9304
@milliondawit9304 4 жыл бұрын
Betami eu zegerem meliskana nedehrit
@kibreabyemane2699
@kibreabyemane2699 5 жыл бұрын
Tanks Josii hawey neya Behaki xebuk serhe eu koxilo ajoka 🙏
@haremecho2215
@haremecho2215 5 жыл бұрын
Well come Josi
@bitereyowhanayowhana2982
@bitereyowhanayowhana2982 5 жыл бұрын
Tebaetay ktsbeyeka ye wiale ajoka ajoka 👏🏻👏🏻 haki mzrab aytekarqo
@teklitgebrelibanos4935
@teklitgebrelibanos4935 5 жыл бұрын
Tahnks josss jigna
@habtommengesha7393
@habtommengesha7393 5 жыл бұрын
J.studio smart brother Thanks you so much again
@simonmicael7752
@simonmicael7752 5 жыл бұрын
This is very true
@tesfommengis3101
@tesfommengis3101 5 жыл бұрын
Thanks josi hawey
@kflomblata9948
@kflomblata9948 5 жыл бұрын
እዞም ኣዛብእ ሃገርና ሕማቕ ታሪኾም ጸብጺብካ ኣይውዲኣን እዩ ጆሲ ሃወይ ቀጽሎ!!!!!!!!
@dlegess7450
@dlegess7450 5 жыл бұрын
Wwawww ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ ኣስሚካና ጆሲ ሓሳብና ሰሚሩ እቲ ንምስማዕ ይኩን ንምዝራብ ከሙውን ንምፍላጥ ትሓሪምዎ ዘሎ ህብና ንክሰምዕ ኣማኒኤል ኣሰና ምትሕብባሩን ሓላፍነቱን ከርእየና በዚ መንገዲ እንዳ ተላበና ህዝቢ ኤርትራ ዳግማይ ሓርነቱ ዘረጋግጸሉ ነዊሕ አይ ክከውንን ኢዩሞ ደጊመ ሓርነት ንኤርትራውያን ይብል እጆሲን ካልኦትን ብእትገብርዋ ዘለኩም ካከየመስገንናኩም ኣይንሓልፍን thanks ቀጽልዋ
@esamhiyabu2727
@esamhiyabu2727 5 жыл бұрын
Bezaeba eziey zerba alnie habebe bekmey kerkbeka agdasiey medbe aleniey bejka Tnx
@muligetatareke6353
@muligetatareke6353 5 жыл бұрын
Välkommen❤🇪🇷
@meharigmeskel4774
@meharigmeskel4774 4 жыл бұрын
josi hawey mis mesarhtka edmen tiena yhabkum
@belazena5791
@belazena5791 5 жыл бұрын
ጆሲ ድማ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ መንእሰይ ዝሓለፎ ሂወት ረሲዑ ናብ ዘጠቅም ቆሎ ጥጥቆ ዘረባ ሒዝሉ ኣብዘሎ እዋን ጽቢቅ መዘከርታ እዩ።
@letinagrmasion4437
@letinagrmasion4437 5 жыл бұрын
Ah zehzn tarik wia 😭😭
@fanielgebrihiwet6277
@fanielgebrihiwet6277 5 жыл бұрын
ኣንበሳ ስመርሉና ዳኣ ዝሓበረ ሓፋሽ ዓጋቲ የቡሉን ከምዝባሃል"ኣጀኩም ዳኣ ደቂ ኤረይ።
@Kib563
@Kib563 5 жыл бұрын
Btamutsbuk bwhudus etomabmaeserti zelewu bgegardiet ztebedelu abgonukumalena nblom ykretakea natom 🙏🙏🙏
@wedinegedenegede9813
@wedinegedenegede9813 5 жыл бұрын
Josi naybahaki mesati medeb thanks more bro
@wedimogos5236
@wedimogos5236 4 жыл бұрын
ጆሲ ጅግና ናይ በሓቂ ዕርቃኖም ኣወጺካዮም
@weygudeweyadiynafckemasyzi8555
@weygudeweyadiynafckemasyzi8555 5 жыл бұрын
Anesi nafeki Adey 🇪🇷👈 😥😥😥😢😢😢😭😭😭😭😭😭 measikoneye ne xinet kekun
@Hespon
@Hespon 5 жыл бұрын
Waaaaw Jossi kab kulu ezi nay Assena zibelkayo des elni tehababirna kinserih ente jemirna abia eya zela eta mistir awetna so kemzitat habirka nay misrah hasab ajoka kexilo nihna kea ab gonka alena.
@juditeweldejudi1547
@juditeweldejudi1547 5 жыл бұрын
ዋውውውው ጆሲ ሓወይ እዚኣ ተገርኩም ሽግርና ክውዳእ እዩ። ንሕና ከኣ ዓቕምና ናኣሰና ገለ ንግበር ኣምላኽ ሽግርና የሕጽር
@fedayn1838
@fedayn1838 4 жыл бұрын
#1 Ane ab wia wia wia and again ab wia wedi 17 amet keleku ab Ander ztebahle malet kedem bzebene megzaeti nay tliyan nmay meekori zteserihe koyinu aykonen abue seb may keman yregie hiwet b mensherfet halifa Beka.Ah! 😭👍 ○°•~ So so so ssssssso I will never forget you Hgdef Mendef just wait your time !
@divoraolive722
@divoraolive722 5 жыл бұрын
Jegna hawey
@woldumihreteab6859
@woldumihreteab6859 5 жыл бұрын
Good job Jossi , nay Abraham Afewerki tetemtsialna tsubuq neru
@mehariyibeltsom8133
@mehariyibeltsom8133 5 жыл бұрын
Neber kiber zhawey .
@almazweldu3914
@almazweldu3914 5 жыл бұрын
እዞም ጨካናት አብ ሚዕጥር አብ ንዕሊ ዝይንጎ ሰቂሎም ዝቀጽዑ ብላዕልን ብታሐቲ ሐዊ ጠቢሶም ዝቀተሉዎም አለዉ
@tekienigusse
@tekienigusse 5 жыл бұрын
Good job!!
@abrahamabraham3749
@abrahamabraham3749 5 жыл бұрын
ኣንበሳ ጆሲ ጅግና
@tesfutsegay6133
@tesfutsegay6133 5 жыл бұрын
Jossey hawey sorry clasical Song eritrea tetekem mis bizuhe yekrita 🇪🇷😀
@wineeyes6206
@wineeyes6206 5 жыл бұрын
Adel wedi keren
@Filmontesfa
@Filmontesfa 4 жыл бұрын
Aletawi dika
@johnjohnhallohallo2164
@johnjohnhallohallo2164 5 жыл бұрын
ሰላም ጆሲ ሰላምን ቅሳነትን ይመነየልካ ብኩሉ እተቅርበልና ታሪኽ ኣዝየ የመሰግነካ እቲ ዘሕዝን ግን በሕዋትና ምኻኑ ዩ
@estifanosredae1912
@estifanosredae1912 5 жыл бұрын
Kjil ka beleni Josi hawna eti hsum Ewan blaeli hawi btahti hawi nendo nwedi hagerka ab zingo wian ab ander n baska may zteserhe ktasros ntselaeka zeytmneyelu. Ab ander b htsret tinfasn hmamatn bzuh menesey yu tesaku. Thank you Josi for true story. Ketslo ✊✊✊
@belazena5791
@belazena5791 5 жыл бұрын
ያኸ ኣብዚ ዘሕለፍናዮ ሂወት ዝርሳዕ ኣይኮነን በዓል ኣንገሶም፡መኣዛ፡ሳሙኤል ዝበሃሉ ክንደይ መንእሰያት እዮም ወዲኦም ሓልሓል ዝነበርኩም ኣለኹም ዶ?በዓል መኣዘ ዝበሃሉ እኮ ወጺኦም ሰሚዐ ኔረ ኣብ ዘለዉዎ ዝፈልጥ ነዞም ሰባት ከነትሕዞም ኣሎና
@hagosberhe8169
@hagosberhe8169 5 жыл бұрын
Bela Zena angosom angosom Ane zekireyo xelim gejif wedi btaemi kindey zesakeye
@habtuabraha7933
@habtuabraha7933 4 жыл бұрын
@@hagosberhe8169 Angesom Adi keyh eyu n 2 deqi adi keyh reshnu arefti aikeydn eyu ane yfelto eye ab xelim gejif kefrh mat eyu ms bal azi halay abey kon yhlu
@tommygebar1930
@tommygebar1930 5 жыл бұрын
Hji grm jossi hawna xbuk hasab
@AhaduAdam
@AhaduAdam 5 жыл бұрын
josii jolly fantastic idea very nice continued the end.
@michealgebrengus951
@michealgebrengus951 5 жыл бұрын
Good Job 🇪🇷
@am_tvrose8596
@am_tvrose8596 4 жыл бұрын
tack så mycket min bror 🙏🙏🙏👀👍
@romatewelde1620
@romatewelde1620 5 жыл бұрын
Think's Radio J.studio
My daughter is creative when it comes to eating food #funny #comedy #cute #baby#smart girl
00:17
Blue Food VS Red Food Emoji Mukbang
00:33
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 37 МЛН
Amazing Parenting Hacks! 👶✨ #ParentingTips #LifeHacks
00:18
Snack Chat
Рет қаралды 15 МЛН
ወንጌል ሉቃስ
2:45:55
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 504 М.
JESUS [Tigrinya (Eritrea)] 🎬
2:01:45
Jesus Film
Рет қаралды 2,1 МЛН