No video

Jstudio ሓዱሽን ዘሕዝንን ተርእዮ ሳዋ። ኢሰያስ " ኣይትሰክፉ"

  Рет қаралды 24,296

Jstudio

Jstudio

Ай бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @jstudio1
support Jstudio donorbox.org/s...
website Jstudio jstudio.online/
#Eritrea #Asmara #Tigrai #Mekele #Ethiopia #Addisabeba #sudan #somalia ‘Jstudio ’ is one branch of the three KZbin Channels under this name run by an Executive Committee team of dedicated Eritrean Journalists and writers in Exile. We have devoted members of PEN International and other well-founded global human rights organizations in our vibrant and goal-oriented group. We all stand for responsible free speech and peaceful co-existence which we are utterly denied in where we call home, Eritrea!
Our main motto is to cover: history, politics, current affairs, culture, art of our home country Eritrea in particular; and our war-torn region in general. This is to create awareness on our younger generation and to help them to hold their hopes and aspirations up and to prepare to co-exist in harmony with the free and democratic hosting societies in our Diaspora communities. Although, we have thousands of followers, mainly young Eritreans and Ethiopians, as it’s indicated in our subscribers’ rate, but we also face challenges from the supporters of the regime in Eritrea who always wanted to silence our critical voice!
Jstudio Team.

Пікірлер: 114
@meharikidane3070
@meharikidane3070 Ай бұрын
ጆሲ ፍንፋን ንካርታ ኤርትራ ክብትን ጎረርኡ ከንቅዕ ዝዉዕል ኮብላሊ
@meharikidane3070
@meharikidane3070 Ай бұрын
ኪድ ሑቱር ካብ ጆሲ ደኣ ከመይ ገሩ ኢዩ ክጥዕመካ። ዶ ዋልስ ከም ጆሲ ንካርታ ኤርትራ በቲንካ ትግራይ ትግርኚ ሰሪሕካ ብሰላም ክንበር ዪከኣል ኢዩ። ወደባት ዓሰብን ባጽዕን መጨም ብቲግሪንያ ተዛራቢ ክፋል ናይ ኤርትራ ከምደይዉነና ትፈልጥ ትከዉን ኢኻ። ስልዚ ኤርትራ ማለት ወደብ ደይብላ ባድመ ወይ ቃሩራ ትመስል ሃገር ዲኹም ክትፈጥሩልና፣ እሞ ከአ ክጥዕመና ብኸምዚ
@mehretghebrekirstos1731
@mehretghebrekirstos1731 Ай бұрын
🙏❤️
@Habeshy2024
@Habeshy2024 Ай бұрын
ኣይ እንዳ ራጂ: ኣይሰርሑ ኣየስርሑ: ንዝሰርሑ ጥራይ ዝሓምዩ :ሓሐመይቲ!!
@Eriax
@Eriax Ай бұрын
😂😂😂 TDF ብዛዕባ ሻዕብያ ክትንትኑ ግን ቅሩብ ስኽፍ ኣይብለኩምን እዩ ማለት ድዩ
@gitup7918
@gitup7918 Ай бұрын
Aye Josie. TIGRAY kitble hamimka.
@biniamsolomon45
@biniamsolomon45 Ай бұрын
Merhaba mahber dekalu
@erivoice4633
@erivoice4633 Ай бұрын
Where is johnblack 😂
@meharikidane3070
@meharikidane3070 Ай бұрын
ጆሲን ኢሳያስን ዶ ኤርትራ ክት ህነጽ ትደልዩ ኢኹም። ኢሳያስ ወይ ጆሲ ኣብ ምፍራስ ኤርትራ ጥራሕ ኢዮም ዝሰርሑ
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k Ай бұрын
ዮሰይስ ከዚ ከማካ ዛኣምሰሉ ለካብት ኢዮም ነሪትረያ ንድህሪት ቃልሲ ዘውዱቁዋ ዘለዉ ሰባት ኢዮም ዘዳናጉርና ዘሎዉ ህሱር ዮስየፍ ለክባት ሃሳዊ ኣምሰሉ ኢካ
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k Ай бұрын
ዮስየፍ ወዲ ማይ ተላሚት ተላም ይፈሊት ኣይትበል ኢየ ኣይትበል ንስካ ኣውራጃዊ ተንኮለናኣንጻር ቃልሲ መኒሰያት ብርገድ ንሃሃመዱ ንህዝቦም ዝቃለሱ ኢካ ኣምሰሉ ለክባት መርገጽ ኣልቦ ኢካ ሃሳዊ
@user-rl4bj2di4g
@user-rl4bj2di4g Ай бұрын
Welcome ጀጋኑ 👍👍
@tesfaldettesfazgitesfazgi9848
@tesfaldettesfazgitesfazgi9848 Ай бұрын
Yosief ked temar ketfelt anta denkoro resi meshenit shetatit
@mehretghebrekirstos1731
@mehretghebrekirstos1731 Ай бұрын
You are stupid garbage
@panial6147
@panial6147 Ай бұрын
እንታይ ይምልከተካ ብዛዕ ሃገራዊ መንነት ፧ ኣብ ትግራይ ከድካ ሃገር ህነፅ ፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧
@i.isayas7097
@i.isayas7097 Ай бұрын
Ata wedi shabia shabia aytbel ata chrmlak intay ika delika ?? Kinketleka ?? HGDEF bel hgdef intezey konka ata leklaki xere eritra
@YordanosYordanos-ew9mw
@YordanosYordanos-ew9mw Ай бұрын
ብዛዕባ ጽብል ሳዋ ንተጋሩ እንታይ ይምልከተኩም ብሓይሊ ኤርትራዉያን ክትኮኑ ትደልዩ
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k Ай бұрын
ዮስየፍ ሎቅማጽ ህሱር ኣምሰሉ ህሱር ኢንሥሳኢዩ ኣነ ግን ዝገርመንኒ ኢዚ ኣንጃል ኣንደብጻዩ ክሳብ ኪንደይ ዶንቆሮ ማሃይም ድሁል ፍትረረት ኢዩ ስቅ ኢሉ ዝሰሞኦ ሃሳባት የብሉን ዲዩ ኣንጃል ሃሰማ የህዝን
@petroshaile9185
@petroshaile9185 Ай бұрын
ሀገሪዊ ዕንወት
@ZaidAregaw
@ZaidAregaw Ай бұрын
Josi the only one I have seen with extra ordinary mind blessed one.
@ZaidAregaw
@ZaidAregaw Ай бұрын
Ni we di seb motu ab melhasu eya zela, Nitewxuwo kalat dima kixabaxebekum eye, mot eyu simka. Haymanot albo kelbi.
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k Ай бұрын
ኣታ ሃሳዊ ዮስየፍ ካብ ህጂ ንንዮው ከም አርቲራዊ ኣይሃስበካን ኢየ ለክባት መርገጽ መንነት ኣልቦ ኢየ ዝሃስበካ ኣምሰሉ ህሱር ክሱር ነጋዳይ ኢካ ሃንቲ ኪንዲ ታፍ ፍልተት የብልካን ዶንቆሮ ማሃይም ኢካ ነዚ ባሪያካ ኣንዳይ ካባካ ዘይሃይስ ማሃይም ህዝካ ናብ ገደልኩ ጽደፉ ኩሉኩም ባራዩ መንነት መርገጽ ኣልቦ ኣንጻር ቃልሲ ውዱቃት ፈላለይቲ ሃሰውቲ ሎቃሙጽ
@fatnazahrasied4339
@fatnazahrasied4339 Ай бұрын
Tsintet thintet tdegagem ala iseyas rebha Natu entay eyou kurub mebrhi.
@arefainealem9233
@arefainealem9233 Ай бұрын
💙💙💙💙💙
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 Ай бұрын
ናይብሓቂ። መአዝ ኢኹም ጋዋን ጌርኩም ትራአዩ? ባቃ አኺልኩም መዋዕልኩም ውትሕድርና? እውይ መርገም😭😭
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k Ай бұрын
ዮሰፍ ካባ ኢሰያስ ይሃይስ ንህዝቢ አሪትረያ ዝግደስ ንስካ ሎክማጽ ኣደናገሪ ሃሳዊ ኣንጻር ህዝቢ አሪተርያ ኢካ መርገጽ ይብልካን ሃሳዊ ናይ ጁባ ተበላጺ ኢካ ህፈር
@medeber0077
@medeber0077 Ай бұрын
አነ ዝብለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዓና ክሕሽና ጆሲ ሐወይቀጽል ከይትሕለል በጃካ ብአምላክ ዝተዋህበካ ትዕድልቲ ንህዝብካ ትግንኝ ተቃለስ አንታ ጂግና
@meharikidane3070
@meharikidane3070 Ай бұрын
ኪድ ሑቱር ካብ ጆሲ ደኣ ከመይ ገሩ ኢዩ ክጥዕመካ። ዶ ዋልስ ከም ጆሲ ንካርታ ኤርትራ በቲንካ ትግራይ ትግርኚ ሰሪሕካ ብሰላም ክንበር ዪከኣል ኢዩ። ወደባት ዓሰብን ባጽዕን መጨም ብቲግሪንያ ተዛራቢ ክፋል ናይ ኤርትራ ከምደይዉነና ትፈልጥ ትከዉን ኢኻ። ስልዚ ኤርትራ ማለት ወደብ ደይብላ ባድመ ወይ ቃሩራ ትመስል ሃገር ዲኹም ክትፈጥሩልና፣ እሞ ከአ ክጥዕመና ብኸምዚ
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k Ай бұрын
ጽቡቅ ገርካ ፈሊትካዮ ነዞ ህሱር ዮሶፍ ለክባት ማሃይም ህልኩስ ለክባት ኣምሰሉ ባሪያ ኢንታይ ኢሞ ክብለካ ቃላት የብለይን ኑኡኡ ክሳብ ኪንደይ ታህቲ ውርደተና ኢንሥሳ ከም ዝኮነ የህዝን ባሪያ ድቃላ ኢዩ ኣመስኪሩ መንነት ይብሉን ​@@meharikidane3070
@hiritizeru3975
@hiritizeru3975 Ай бұрын
Jossi our hero God bless you my brother ❤❤
@minassieshibru266
@minassieshibru266 Ай бұрын
ናበ ሕክምና SEHYKYAM ከዴ DUME RASESET ዘረኛ አለታዊ ጸቢብ ኣጋሜ መለት ብ ኢትዮጵያውን ነመንነት አየከንን ነተሐሳሶብሾክ አጋም ዝወጋእ አሽክ ዘየለከፍ ተነኮለኛ,ልቦም ዘይረከብ አሸኮት ትግሬ ለቴኩም ትግሬ አጋሟ 11 አበአይንኩም ጥባሕ ዘለኩም ጺላ አንዝ ተበሒሉ በዛአበኩመ ፈለጡ አጋሜ አጋሜ ተግርኛ ሽክ አጋም
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k Ай бұрын
ዮስየፍ ከም ሃውካ ብርሃነ ለክባት ሃስዊ መንነት ኣልቦ ኢካ ኣምሰሉ ኢሱብ ሰናቲም ኢካ ውርደተና ህሱር ኢንሥሳ ባሪያ ኢካ 🎉
@user-ci3tp4dq8q
@user-ci3tp4dq8q Ай бұрын
Hawtitca
@amates2451
@amates2451 Ай бұрын
How any body let you speak like this l know your life is measurable ...your life is a ticking boom stop insulting eritrean people.
@medeber0077
@medeber0077 Ай бұрын
አየ አገላልጻ አደ ወሊዳ ትምከን ግን ምስ እዚ ጥሪት ህዝቢ ግዜ ከድልየካ እዩ ክርድአካ ደኪመ ከይበልካ ቀጽል ንዚ ዶንጎላ ዘሎ አብ ሐዊ ክነድድ ኳሎ ነዲድ ሃይ ክብል 👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽🙏🙏🙏🙏
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k Ай бұрын
ዮስየፍ ከም ሃውካ ብርሃነ ለክባት ሃስዊ መንነት ኣልቦ ኢካ ኣምሰሉ ኢሱብ ሰናቲም ኢካ ውርደተና ህሱር ኢንሥሳ ባሪያ ኢካ
@user-ci3tp4dq8q
@user-ci3tp4dq8q Ай бұрын
Never
@teklekesete6612
@teklekesete6612 Ай бұрын
Fooooooooo fofoootekarat nskhatkum dea merkeb gidefu derho ketelelo kema aitkhelon
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k Ай бұрын
ኣንዳት ብገንዘብካ ዝተገዘአ ኢሱብ ኣገልጋሊ ባሪያ ናትካ ኢዩ ሃሳባት የብሉን ባሪያካ ኢዩ ህሱር መኒሰይ ዶንቆሮ ኣገልጋሊ ኢዩ
@elsaberhane3594
@elsaberhane3594 Ай бұрын
Bdhriu zelo bandera naymen bandera eyu xelim keyh xaeda yhwat melsuley
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s Ай бұрын
ሕልኩስ ኤርትራ will prevail
@haileezgihaxera9293
@haileezgihaxera9293 Ай бұрын
1 ጆ ❤ ሲ ❤ 2 ዓ ❤ ን ❤ ዳ ❤ ት
@hiritizeru3975
@hiritizeru3975 Ай бұрын
Jossi and Andat you really appreciate 🎉🎉❤❤
@wedi-troroba
@wedi-troroba Ай бұрын
ኣንታ ጆሲ ነቲ ኣወል ዝበለካ ዶ ምስጢ ኢልካ ደጊምካልና።
@user-il6dt9oe2h
@user-il6dt9oe2h Ай бұрын
Thanks you haweyyyy❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k Ай бұрын
Donqro Jeystudiyo ስቅ በል ሃሳባት የብልካን ለፍላፊ ሃሳብ ኣልቦ ማሃይም ሃሰማ ኢካ ሃሳባት የብልካን ኣይትጅሃር ህሱር ኢንሥሳ ኢካ ክክክክክክክክክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@elsaogbamikael6857
@elsaogbamikael6857 Ай бұрын
Kab mzraf bhasab. mmkat telamedu zerfi trgum yeblun naygezai Kbruchm zegudl mkanu. Ktrdu ygbakum. ms mlui Akbrot
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 Ай бұрын
ሃገራዊ ህንጸት ማለት ፡ ጽሩይ ምሩጽ ኤሪትራዊ መንነት ምህናጽ ፡ከምዚ ከማኻትኩም ጥማዕ ድማ መንነቶም ምሕዳግ
@EliasSimon-ve5bu
@EliasSimon-ve5bu Ай бұрын
Seb biwetaderawi disipllin itehalifu btami tsibuk iyu bikulu biku yigebirka bzuhat hagerat nzi terdiom iyom " hageraw agelgilot" awijom isika abeiyimofelitkayo
@panial6147
@panial6147 Ай бұрын
ደምነት ህዝቢ ኤርትራ እምበር መዓስ ዕቤታ ትምነ ፧፧፧
@sarajoh313
@sarajoh313 Ай бұрын
Haswi
@petroshaile9185
@petroshaile9185 Ай бұрын
መሰረት ሀገራዊ ዕንወት ሰው እስሪቤት
@letinagrmasion8152
@letinagrmasion8152 Ай бұрын
👍👍🙏🙏
@EliasSimon-ve5bu
@EliasSimon-ve5bu Ай бұрын
Nay hibi fikri rika.... nihizbu sleziserh iyu izikulu nay hizbi fkri!!!!
@cobraabraham5259
@cobraabraham5259 Ай бұрын
ሀገራዊ እንወት ማለት አዬ
@tsigeredahager6256
@tsigeredahager6256 Ай бұрын
ብላዕ ዘይበልዎስ ጽብሑለይ ይብል ኢሎሞ!!ሰክት ኪድ ትግራይካ ዋእ ኩሉ ግዜ ሚኒኒኒን አብደይእትወካ ኪድ ናብ መንደላይ ሰብአይ አንተኾንካ ለፍላፊ !
@teklekesete6612
@teklekesete6612 Ай бұрын
Entay gedeseka ata hatela
@ZemenMerhawi-em4wj
@ZemenMerhawi-em4wj Ай бұрын
ሃገራዊ ህንጸት ብቋንቋ ሽፍታ ስርዓት ንማሕረድቲ ዝተዳለው መንእሰይ ዮ
@ashebrgoitom6120
@ashebrgoitom6120 Ай бұрын
Josi abatreg❤❤❤
@futsumteferi4341
@futsumteferi4341 Ай бұрын
It's Fantastic Analysis! Thank you brother!!!
@misghnakeshi2680
@misghnakeshi2680 Ай бұрын
ሓድሽ ማሕበራዊ ምህንድስና ወይ ፖሎቲካዊ ሕጽቦ መእሰያት ኢዩ።
@medeber0077
@medeber0077 Ай бұрын
ናይ ብሐቂ አማን ብአማን ጆነሳይት እዩ
@user-il6dt9oe2h
@user-il6dt9oe2h Ай бұрын
Jossi❤❤❤❤❤❤❤❤
@Liazgab
@Liazgab Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@MeazaCzestochowa-uc9jm
@MeazaCzestochowa-uc9jm 28 күн бұрын
Abyet ethini thelewo ysmah elu eyesus amlak msakum ykun dkamkum ykifelelkum.
@letemeskelkahsay945
@letemeskelkahsay945 Ай бұрын
👌🙏❤️
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl Ай бұрын
ቡኩላት ካድራት ወያነ
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb Ай бұрын
Weyane kadir ayedliyon kadirat ezi aregit ethiopia ketedhinu ahwatna atfiekummomsi ayegedisikemun nay etom eshelat koliu denakur ferahat gegewti misakum kinitahananek tiray zelena biaregit jangolk kiniwared ayikonan kins8eala ena nierena eza misk8neyti dimtsi bizeybilu titsenit zela bisenki gawna eseyas ezi gawna eseyas biedna wetitna ab firdi entezeyetinayo ayinihnan ena deki eritra shu dehan weyane diyom nisikum ekum deli eritra kinirie ena.
@tsigeredahager6256
@tsigeredahager6256 Ай бұрын
መን ይብሉኻ ንስኻ ዮስየፍ ?መኒኻባባባባ? መን መሰል ሂቡካ ብዛዕባ ጀጋኑ ደቀንስትዮ ኤርትራ ክትዛረብ ቲዲኤፍ ኢና ምሽ ኢልኩም?
@abrahamkidane4831
@abrahamkidane4831 Ай бұрын
🤝🤝👌👌👌
@meb.g.1558
@meb.g.1558 Ай бұрын
ሃገራዊ ህንጸት ክብል እንከሎ አተሐሳስባ ወዲ ሃገር ፡ሻዕቢያዊ አተሐሳስባ ምትካል ማለት ኢዩ።
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@tesfuhat.407
@tesfuhat.407 Ай бұрын
ብመሰረቱ እቲ ሃገራዊ ህንጸት ኢሉ ድዛረብ ዘሎ ንሱ ዝሓንደሶ መርዛም ስነሓሳብ ኣይኮነን ብድሕሪት ዘለዉ ሃንደስቲ እንጅነራት ኢዮም ሂቦሞ ንሱ ደኣ በየናይ ኣእምርኡ ክህንድሶ ብመሰረቱ ግን ህንጸት ወይ ምህናጽ ልክዕ ከም ሓደ ገዛ ሰመንትን ሑጻን ሓዊስካ ኣእማን ገርካ ነታ ገዛ ከም ደስ ዝበለካ ቅርጺ ገርካ ትሃንጻ፣ እዞም መርዛማት ድማ ንህዝቢ ባህሉን ልምዱን ክብረቱን ቀንጢጦም በቲ ናቶም ናይ ሳሕል ማሃይማዊ ቅርጺ ክንሃንጾ ኢና ኢዮም ዝብሉና ዘለዉ።
@danieltekie6452
@danieltekie6452 Ай бұрын
Very educational as always Josi! Kudos for your dedication and commitment to enlightening path . I believe Deprogramming the isaiasaized mind set on the pupil is the very first step towards a change..
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 Ай бұрын
እዚውን ብሓይሊ ኣምላኽ ክሓልፍ እዩ፡ ቃል ኣምላኽ እምበር ሰብ ንዘልኣለም፡ ኣይነብርን እዩ። በዓል ስልጣን ይመጽእ፡ በዓል ስልጣን ይሓልፍ፡ ዘይሓልፍ ፍቃድ ኣምላኽን ስርዓት ኣምላኽ ፡ ጥራይ እዩ። ንኹሉ ግዜ ኣሎዎሞ ንኹሉኹም ንእግዚኣብሄር ግዜ ንገድፈኩም። እዚ ገዲፍኩም ግዳ ናብ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ዘይትምለሱ፡ ኣምላኽ ክምለሰልና፡ እስኹም ካብ ምልፍላፍ ኣይትምለሱ ፡ ኢሳያስ፡ ስጋብ ብህይወቱ ዘሎ ስራሑ ኣይገድፍ፡ እግዚኣብሄር ከኣ ኣብ ላዕሊ ኮይኑ ይዕዘብ። ኣብ መጨረሻ እግዚኣብሄር ስራሓ ወዲእካዶ፡ እዚ ኹሉ ዓመት እንታይ ኣፍሪኻ፡ ንዓይ ክሒድካ፡ ምኽሪ ዲያብሎስ ሒስካ ኣበይ በጺሕካ፡ ኢሉ ንኹሉኹም ክሓተኩም እዩ። እየሱስ ዘሎዎ ህይወት ኣሎዎ፡ እየሱስ ዘይብሉ ህይወት የብሉን። ንዑ ግዳ ኩሉኹም፡ ካብ ክፉእ ግብሩኹም ናብ እግዚኣብሄር ፡ ፈጣሪኹም ትመለሱ፡ እዚ ትብልዎ ዘሎኹም ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ናይ ከንቱ ከንቱ ፡ እዩ። ንኣምላኽ ገዲፍካ፡ ክሒድካን ዝርከብ ዓወት የልቦን። እቲ ህያው ቃሉ ይብለና ኣሎ። ንኣምላኽና እግዚኣብሄር ግዳ ንፍራሓዮን ንትኣዘዞን፡ ንገዛኣዮን፡ መንግድና ክቐንዓና። ሰብ እኮ ዓሻ ኣኮነን፡ ሰሚዑ ከምዘይሰምዔ ፡ ርእዩ ከምዘይረኣየ ዝሓልፎ ዘሎ፡ ብውሽጡ ግን ናብ እግዚኣብሄር፡ ኣምላኹ እዩ እህህ፡ ዝብል ዘሎ፡ ኩሉ ውሽጡ ሕሩር እዩ። እቲ ህዝቢ ነቲ ናይቲ ክሰምዕ ኣይደልን እዩ፡ ምኽንያቱ፡ ኩሉ ፍረ የብሉን፡ ህይወት ሰብ ግን ይምንጥልን የሰንክልን ኣሎ። ኣምላኽ ምስትዓኣል ይሃብኩም።
@user-tc3et5df3r
@user-tc3et5df3r Ай бұрын
ኣይ ጆሴፍ ነቲ ዘይፈልጠካ እምበር ነቶም ንፈልጠካስ ናትካ ሽጣራ ርዱኡ ዩ 😂😂 ከመይ ጌርካ ራዓዲ ትፈጥር እዩ። ዕላማካ ሩኩስ። እዚ ኣካይዳ ድማ 100% ናይ ህግደፍ ኣካይዳ ዩ
@letebrhantesfasillase576
@letebrhantesfasillase576 Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@rusomamare6125
@rusomamare6125 Ай бұрын
ከላ ፖለቲካ መይትካ ዩ ?
@tsehayehaile4760
@tsehayehaile4760 Ай бұрын
HAGERAWI XNTETT MALET AYU
@ThedalLjam-iz3ck
@ThedalLjam-iz3ck Ай бұрын
Hej, personligen tror jag inte att anhängarna kan ge er rätt svar, det krävs allmänt utbildning och har empati --😟
@user-mm7gv9rl8p
@user-mm7gv9rl8p Ай бұрын
ናይዚ ኣረሜን ስርዓት እዚ ላግጺ ኣብ ልዕሊ ህዝብን ሃገርን እኮ ብጣዕሚ ዓሻ ህዝቢ ድዩ ረክቡ ዋላስ እንታይ ኣይርድአካን በቃ 36 ይ ዙርያ ኣብ ሳዋ ኣውሪዶም መንእሰይ ኤረትራ ኣእምርኡ ብረን ወሽ ጌሮሞ ኢንቨርስቲ ዓጺኻስ ጎለጃት እንዳ ባጊዕ ዶ ይክፈት ኣብ ፈቆዲ ሰናጭሮ ኣቱም መስደመም እዩ በቃ ዘይሓስብ ዘየስቆርቁር ህዝቢ ረክቡ ብሕጽር ዝበለ ሃገራዊ ህንጸት ንኢሰያስ ኣፈወርቂ ክሉ መንእሰይ ኣክብካ ኣብ ሳዋ ሓንጎል መንእሰይ ወለዶ በጽቢጽካ ጉብእ ዘይሓትት ኣገልጋሊ ኢሰያስ ኮይኑ ከም ዝነብር ዕድሚኡ ምሉእ ምፍጣር እዩ 44 ነጥቢ
@meb.g.1558
@meb.g.1558 Ай бұрын
ሕግደፍ አባት ነብሳ ንሐሶት
@hayletkle2197
@hayletkle2197 Ай бұрын
መብዛሕቲኡ ሰብ ሃገራዊ ህንጸት ክብል ከሎ ፡ ( nation building ) ሃግራዊ ልምዓት ጌሮም ዝርድእዎ ኣይተሳእኑን ።
@user-gb4nv6pi7d
@user-gb4nv6pi7d Ай бұрын
Josi king
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w Ай бұрын
ጆሲ & ዓንዳት ለባማት ኣሕዋትና❤❤❤❤
@user-ft9vb7xx8h
@user-ft9vb7xx8h Ай бұрын
Bravo bro ajoka ajoka kulu zerebaka haqi haqi ajoka qexlo
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb Ай бұрын
Ahwatun azmadun alietun Amerika asfiru hizbi eritra admiwo ezi sebiay ezi keytekeyerevhagerna eritra ayihalfelan eyu.
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey Ай бұрын
🩵🩵🩵🩵🩵
@haileezgihaxera9293
@haileezgihaxera9293 Ай бұрын
ሃገራዊ ህንጸት ማለት ምስራጽ ስነ-ሓሳብ ህግደፍ ማለት ኮይኑ ። ነዚ ሕብረተ-ሰብ ፈንጢሕካ ብስነ-ሓሳብ ምስራሕ ማለት ኢዩ ።
@gizegize4486
@gizegize4486 Ай бұрын
ተጋግዩ,ዕንወት,ኪብልዩ??
@Araya-uj3hk
@Araya-uj3hk Ай бұрын
ሃገራዊ ህንጸት ቅድሚ ምባልካ ሃገር ትህነጸሉ ሕግታት ከተቕውም አለካ
@HagerawiSnit-eb7fz
@HagerawiSnit-eb7fz Ай бұрын
ንዓኻ ክሰምዑ ግዚኦም ዘሕልፉ ኩሎም ደናቑር'ዮም
@mehretghebrekirstos1731
@mehretghebrekirstos1731 Ай бұрын
@Hagerawisnit ? Same like you stupid
@abrahaleygebremichael1029
@abrahaleygebremichael1029 Ай бұрын
Hagerawi hintset , neti menesey ab elamaka mwal , beti nska tdelyo hasab kitmerho mkal.
@asmarino1520
@asmarino1520 Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂ጆሲ ጥራይ ይተንትን 😂😂😂😂😂😂ኣነ ኢንጆይ የ ዝገብሮ
@GfcgHfffng-uo3zs
@GfcgHfffng-uo3zs Ай бұрын
52 % ደቂንስትዮ ጸንተት 😢 መንሳይ ጠፍኡ ሃገር ሞይታ ማለት
@elsaruth6746
@elsaruth6746 Ай бұрын
ሃገራዊ ህንጸት ማለት ሃንጎል መንእሰይ ብትደልዮ ሓንጎሉ ምሕጻብ ማለት እዩ
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k Ай бұрын
ኣቱም ክልተ ሰረቅቲ ሃሰውቲ መጺኩም ገጽኩም ትርሃቅ መንነት ኣልቦ ኣምሰሉ መደናገርቲ ትርፍራፍ መንነት መርገጽ ኣልቦ ህሱራት ኢንሥሳ ባራዩ ተህፍሩ
@Habesha28
@Habesha28 Ай бұрын
ሃገራዊ ህንጸት ብትምህርቲ ዩኒቨርሲቲቲት ግብረገባዊ ናብራዩ ብጥዑይ ኣምሮ ግን ብህግደፍ ግን ብኣንጻሩዩ
@stevetsegay3930
@stevetsegay3930 Ай бұрын
Wedi Komarit Issayas is giving you your agenda. Please refrain from showing the brutal dictator's pictures and videos. Don't advertise for him! Please.
@hayletkle2197
@hayletkle2197 Ай бұрын
ከምቲ መራሕ መኪና ዑደት ሞቶር ( giri motore ) ዝቆጻጸር ፡ ኢሳያስ ሰራም ፡ ተቐዳዲሙ ኣእምሮ ህዝቢ አርትራ ኢዩ ተቖጻጺሩ ። ስለዚ ዝደንቆረ ኣእምሮ ፡ ዝበርትዐ ጸልማት (ደልሃመት ) ስለ ዝኮነ ፡ ነዚ ህዝቢዚ ከተንቅሑ ለይትን መዓልትን ትደኽሙ ዘለኹም ፡ ኣምላኽ ነዚ ህዝቢዚ ኣእምሮኡ ከብርሃሉ እግዝ ኣብሄር ምሳኹም ይኹን !
@L.Nuguse
@L.Nuguse Ай бұрын
Atum sebat eti hzbi wediqu EU mn waga zbahal yeblun hzbi ertirae qetalieu kem amlak zmlk hzbi EU tefetiru zehfr hzbi
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k Ай бұрын
ዮስየፍ ወዲ ማይ ተላሚት ተላም ይፈሊት ኣይትበል ኢየ ኣይትበል ንስካ ኣውራጃዊ ተንኮለናኣንጻር ቃልሲ መኒሰያት ብርገድ ንሃሃመዱ ንህዝቦም ዝቃለሱ ኢካ ኣምሰሉ ለክባት መርገጽ ኣልቦ ኢካ ሃሳዊ
@merhawitokubay7691
@merhawitokubay7691 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙
@yordag9538
@yordag9538 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k Ай бұрын
ዮስየፍ ወዲ ማይ ተላሚት ተላም ይፈሊት ኣይትበል ኢየ ኣይትበል ንስካ ኣውራጃዊ ተንኮለናኣንጻር ቃልሲ መኒሰያት ብርገድ ንሃሃመዱ ንህዝቦም ዝቃለሱ ኢካ ኣምሰሉ ለክባት መርገጽ ኣልቦ ኢካ ሃሳዊ
Logo Matching Challenge with Alfredo Larin Family! 👍
00:36
BigSchool
Рет қаралды 13 МЛН
OMG what happened??😳 filaretiki family✨ #social
01:00
Filaretiki
Рет қаралды 11 МЛН
Bony Just Wants To Take A Shower #animation
00:10
GREEN MAX
Рет қаралды 6 МЛН
A little girl was shy at her first ballet lesson #shorts
00:35
Fabiosa Animated
Рет қаралды 22 МЛН
Logo Matching Challenge with Alfredo Larin Family! 👍
00:36
BigSchool
Рет қаралды 13 МЛН