#Jstudio

  Рет қаралды 68,730

Jstudio

Jstudio

Күн бұрын

Пікірлер: 261
@jstudio1
@jstudio1 4 жыл бұрын
sport news ስፖርት ጸብጻብ ብዓንደማርያም የማነ subscribe our 3rd channel kzbin.info/door/t_bODfyoxTXC8PHoRC8QYg
@እቲስውእሰሚዑዶይኸውን
@እቲስውእሰሚዑዶይኸውን 4 жыл бұрын
ኣሌኪስ ኣበይ ክረኽቦ ይኽእል jstudio sorry ግን ኣነ ኣብቲ ቦታ ሰለ ዝነበርኩ አየ ናይ በሓቂ እዞም ዝሞቱ ሰባት ውን ይዝክሮም እየ ዓሕ ዳኒ ሓወይ ናይ ሎሚ 9 ዓለት 😭😭😭😭
@AduBlina
@AduBlina 4 жыл бұрын
ኣሕሕ እዋይ ሰድራይ ሓላለይ ምዓስ ኮን ክወግሓልና እዩ
@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ 3 жыл бұрын
ኣድሐነት ጽርይቲ 💋❤💫
@kidanemeng5800
@kidanemeng5800 4 жыл бұрын
*U welcome jstudio ብቅዓት ስራሕካ ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ኮይኑ፥ ወላ እቲ ድምጽኻ'ድማ ጽፉፉን ክትሰምዖ ዘብህግን'ዩ እሞ ኣጆኻ ኣጆኹም ምስ መሳርትሕትኻ thank you bro's & sis*
@mikado5545
@mikado5545 4 жыл бұрын
እውይ መንእሰይ ኤሪትራዊ ዝሕልፎ ዘሎ ስቅያት መከራ ግፍዒ 😭😭😭 ንብዐትካ ዘንቅጽ ልብኻ ዘድክም መሪር ሐዘን እዩ እቶም እዚኹሉ መከራ ይሕሊፍኩም አብ ዐዲ ሰላም ፍትሒ ተዐቂብኩም ዘለኹም የሕዋተይ እንቃዕ እዝግአቢሄር እውፃኩም እንቃዕ ብደሐን መፃኹሙልና እቶም ገና ዝሳቀዩ ዘለዉ ይሕዋትና አምላኽ ፈጣሪይና ብዝቀልጠፈ መዋፅኦ ክፈጥረሎም በብዘለናዬ ናብ አምላኽና ንፅሊ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽 ብዝካአለና ክንሕግዞም ሐቢርና ንኽእሎ ንፈትን ✊✌️❤️
@BETESEB1972
@BETESEB1972 4 жыл бұрын
Jstudio ኣቦ ሓቂ ኣቦ ፍትሒ ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ሰስነልና ወትሩ ኣብ ጎንካ ኣለና ፣ ይኣክል ጃንዳ ህግደፍ ።
@merhawihabtay4810
@merhawihabtay4810 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ኢልኒ ናይ ጆሲ መደብ ንስድራና ይበጽሕ ምኻኑ
@ayemane1870
@ayemane1870 4 жыл бұрын
ኣራጋጊጽካ ዲካ ኣብ ኤርትራ ይስማዕ ኣሎ
@merhawihabtay4810
@merhawihabtay4810 4 жыл бұрын
A Yemane ብሩኽ ሓወይ ይነግረካ ኣሎ ባዐሉ ጆሲ ብኣሰናን ኤሪ ሳትን ከም ዝመሓላለፍ።
@Afowerki07
@Afowerki07 4 жыл бұрын
እዛ ዛንታ ናይ ኣሌክ ጽቡቅ ጌርናንፈልጣን ዘስተማቀርናያን ያ ኣነ ውን ብኣካ ኣብታ ሰዓት ምሶም ዝነበርኩ ወዲ 16 ዓመት መንእሰይ የ ኣብቲ ግዜ እቲ ። ካብ ኣባላት ናይ ንጉሰ ድማ የ ። ኣነ ውን ክሳብ ሕጂ ዘይሃስስ ስንብራት ኣለኒ ዝተሰነደ ።
@amlakymesgen65
@amlakymesgen65 4 жыл бұрын
ኤፍፍፍ አኒ ትግርወትይ አዬ ግን ብልበይ አየይ ዝሓዝን ኣሕወትይ ኣብ ኤር. ስሉ ዝልዉ ድህይ ስልህ ዝብለይ!!! 😭😭😭😭😭
@natsennetnagasi9115
@natsennetnagasi9115 4 жыл бұрын
Egziabehier amlak hade mealti nezom bseb zixawetu zelewu tserg abilu kewsealna bebwegena selot trah ngber🙏
@ariammengisteab7300
@ariammengisteab7300 4 жыл бұрын
ኣምላኽ ይባርካ ጀስቲዲዮ
@amanuelberhe9254
@amanuelberhe9254 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን መንእሰያትና ዝወሓጠ ምድረ ሲኦል
@omersalih812
@omersalih812 4 жыл бұрын
Bravoo jossi hero keep going you are really hero .
@mossshow7989
@mossshow7989 4 жыл бұрын
አዋይ ኤርትራዊ one ደይ ክንትሰ አና አሞ ኣጆኹም
@funnyerilove6834
@funnyerilove6834 4 жыл бұрын
ፍቅረይ ሞይታትኒ meas ena Mo atum yehwat moytna ko
@artzhaye759
@artzhaye759 4 жыл бұрын
Man of the year, Josi!
@robielabraha9705
@robielabraha9705 4 жыл бұрын
Thanks you Jossi abi seb..
@nzmfamily
@nzmfamily 4 жыл бұрын
ጆሲ ሓዉና ጅግና፡ ቅንጣብ ሓሶት ወይ ምግናን ዘይብላ ቪድዮ ፡ ዛ ኩነታት ጽቡቅ ገይረ ይፈልጣ የ፡ ኣብ በበይኑ ዓመተ ምህረት እንተ ዘይ ኮይኑ ሂወት ብዙሓት ሑሉፍና ዩ ፡ እንታይ ሞ እዚ ኩሉ ብሓባር ተዳሂክናስ ኣብዚ ናይ ግዝያዊ ስደት ቦታና ክንባላዕ ምድላይና ምግራምካ ትዉድእ፡ እስከ ብዛዕባ ከምዚ ኣብ ኢስራኤልን ካልእን ዘጋጥም ዘሎ እንስሳዊ ዘይ ሰብኣዉነታዊ ከኣ ሕልናዊ መልእክቲ ገለ በለና የቀኒየለይ።
@nzmfamily
@nzmfamily 4 жыл бұрын
@@freweynikidane4943 ኣሜን(3) ፍሪየ ሓፍተይ ክብርቲ
@godislove7721
@godislove7721 4 жыл бұрын
Tnx nati asu eu zgermeni geliomes wereg aynka eyom zenkuruka
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 4 жыл бұрын
መርሓባ ጆሲ እንኳዕ ዳሓን መፃካ ❤❤
@ሓዊእሱራት
@ሓዊእሱራት 4 жыл бұрын
Jstudio thank you.
@raheltewelde847
@raheltewelde847 4 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ጆሲ ናይ ኤርትራዊ ታሪካት ኻብ ውልቀ መላኺ ዝመጽእ ኽትሰምዖ እንዳሐደረ ዝመረረ ስቅያት ትሰምዕ ግን ተስፋ ለኒ እፎያ ኢልና ኽነብር አብ ሀገርና ቀሪባ ኦያ መዓልታ ኽትመጽእ🙏 ኽብረት ያሀበለይ ግዜካን ነብስካን ተወፈ ዘለኻ ንህዝብኻ🙏👍💪❤️ አጆኻ አጆና 👍❤️💪
@raheltewelde847
@raheltewelde847 4 жыл бұрын
Hei Her du Vipps slik jeg kan sende deg et lite støtte for den jobben di gjør? Mvh Rahel Tewelde Stavanger🙏
@tsehayefssha932
@tsehayefssha932 4 жыл бұрын
ጆሲ ኣብኡ ኜረ ዘስካሕክሕ እዩ ኜሩ
@rezene6115
@rezene6115 4 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ኣሻቂልካና ኮ ኣይትዶንገና ኣብ ምዝርጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ
@haregueman7439
@haregueman7439 4 жыл бұрын
Amen
@stefenboy3061
@stefenboy3061 4 жыл бұрын
ናይዛ ሃገር ጉድ ዘርዚርካ ኣይውዳእን ኢዩ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ህግ ዘይተነግረ እንበር ዘይተገብረ ከቶ የለን።
@musaromodan5152
@musaromodan5152 4 жыл бұрын
Willkommen Herr Jst.
@asternegasi7594
@asternegasi7594 4 жыл бұрын
Jossi hawey tebarek
@nebiathaile4170
@nebiathaile4170 4 жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መጻኻ ጆሲ ሓውና!
@samabraha3833
@samabraha3833 4 жыл бұрын
Thank you
@abrahamhagos4562
@abrahamhagos4562 4 жыл бұрын
Hanti malti ala hgdef zmotela Adina temelisna ms weledna ntahakakefela. Fthawit hager nmsrtela ajona tray ahwat, jossi hawey kea znad srah goyta haki ajoka kexilo👍🏽
@godislove7721
@godislove7721 4 жыл бұрын
Yketa dhri hji ayketateln eye bezihu hmam God bless my country
@kibrommehari1401
@kibrommehari1401 4 жыл бұрын
ትፈልጥ'ዶ ጆሲ፡ ኣብዚ ቻነልካ ክሰምዕ ኢለ ክሓስብ ከለኹ፡ ነብሰይ ከምዝግፈፍ፡ ንሕናስ ካብ መንን ኣበይን ኢና ተፈጢርና፡ኩሉ ተቕርቦ ሰሓብን ኣብ ሂወት ድማ ኣሰካፍን ዘፍርሕን ዩ፡ ብሓቂ ግን ሰባት ዲና ኢልና ንነብስና ክንሓታ ንግደድ፡ ኪንዮ ቲ ፍርሕን ኣሰቃቂ ታሪኽን ግን ኤርትራውነት ትጸልኦ፡ በቃ ጽልእ ጽልእ ጽልእእእ!!
@tesfamariamnegasi5791
@tesfamariamnegasi5791 4 жыл бұрын
ከይጀመርኩዋ እንከለኩ ኣብ ብኽያት ከይኣተኹ እንከለኹ ኩሉ ግዜ ኣቐዲመ ላይክ ዝገብረላ ከብድኻ እተበልዕ ፕሮግራም jstudio ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዚሓወይ
@ichliebedichmeinemutter1001
@ichliebedichmeinemutter1001 4 жыл бұрын
Thanks brother GBU 🙏🏻
@kalilrezkay3096
@kalilrezkay3096 4 жыл бұрын
መርሓባ ጆሲ ሓወይ ኣጆኻ በርትዕ
@mgl1tv661
@mgl1tv661 4 жыл бұрын
እዋይ ኣዘካኪርካና ጆሲ፡ ሕሉፍ ህይወት ምዕጥር…።
@efremweldai3229
@efremweldai3229 4 жыл бұрын
Thanks josi sle eti tewefaynetka
@esseyyonas298
@esseyyonas298 4 жыл бұрын
Josi bro 1000 like
@tesfommengis3101
@tesfommengis3101 4 жыл бұрын
Thanks josi hawey ajoka 👍👍
@tesfittewelde3785
@tesfittewelde3785 4 жыл бұрын
Willkommen Josi
@Wedielfu
@Wedielfu 4 жыл бұрын
Well come js. Ata nskas enkuea teweledka belom terah nezom resahat
@admasabreha6005
@admasabreha6005 4 жыл бұрын
Nay metr nay behaqi amxikayo josi kubur hawi slezi thanks azekirkan ygdf nknebr dtekelkelna weledo gerina beqa
@ogbssolomon2803
@ogbssolomon2803 4 жыл бұрын
መሳኪን መንአሰያትና ጸጊቦም ወጺኦም ድማ ይበሃሉ ዘገርም ኢዩ
@manchesterunited3847
@manchesterunited3847 4 жыл бұрын
Josi hawey amlak msaka ykun💋💋🙏🙏❤❤💖💖🌹🌹🌹💒💒💒💒🇪🇷🕌🕌🕌🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋🌹❤❤💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💟
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 4 жыл бұрын
Ahhh ewey ana yehwatay mearey, oh Amlak aboy mearey ekir eba belelna 😭😭😭😭😭😭😭😭😔😔😪😪
@awetsemere4771
@awetsemere4771 4 жыл бұрын
eway mietir 2 amet sefifeya nere thanks josila
@aminomer5791
@aminomer5791 4 жыл бұрын
My favorite channel well come josy
@bgezaehageromztetelemu3620
@bgezaehageromztetelemu3620 4 жыл бұрын
enkae bselam mexaka jossy jgna selam we senay neaka hawey 🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍♥️
@zewdibeyene903
@zewdibeyene903 4 жыл бұрын
Bles you all jstudio and tank you.
@GM1380mebrahtom
@GM1380mebrahtom 4 жыл бұрын
Thankfully jossy ❤❤❤
@rezenemengis4634
@rezenemengis4634 4 жыл бұрын
Bravo jaosi ✊
@eritreaeritrea9955
@eritreaeritrea9955 4 жыл бұрын
ኣብ ሂወትኩም ሙሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ጀኦይ ስቲድዮ ብሓበራ
@kbromkebari9324
@kbromkebari9324 4 жыл бұрын
ጆሲ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ ፡ከሙኡ ካኣ ነቲ ውጽዕ ህዝቢ ዓቢ ትምህርቲ አዩ፡ ንከምዚ ከማና ካኣ መናቃቅሒ፡አዩ፡ኣጆካ ጆሲ ሓቢቢ።
@darsamussa44
@darsamussa44 4 жыл бұрын
Ajokha Jesy jigna qaxil tray xamakha ms hizbi Eritrea.
@estifanosmebrahtom7476
@estifanosmebrahtom7476 4 жыл бұрын
nay behaqi zehazn eyu josi hawey edmen tenan yhabelna fetari
@ለዋህልበይ
@ለዋህልበይ 4 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ወገን ውጽዕ ህዝቢ ዕድመ ይሃብካ
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 4 жыл бұрын
Welcome josi Intellgent we miss u Where have u been past one month
@Sdethsum395
@Sdethsum395 4 жыл бұрын
Ak halifu mtir tekal hiwet azakakirkana welcome back josi big man
@anditbraun7550
@anditbraun7550 4 жыл бұрын
Josi bro we love you 🇪🇷
@wedishikerwedishiker7690
@wedishikerwedishiker7690 4 жыл бұрын
I love you Joci hawey man of the year
@zerietgilay8215
@zerietgilay8215 4 жыл бұрын
Welkam Josi
@ammedia6416
@ammedia6416 4 жыл бұрын
መርሓብ ጆስ እንቖዕ ሰላም መጻእካ
@djbahlna9367
@djbahlna9367 4 жыл бұрын
አቶም ድስላይክ ትገብሩስ ኣአዳውኩም ይሰበራ ሓቂ መቸም ኣይትፈትዉን አኹም. ንኩናማ ድኣ ብምንታይ ዓቅሞም ከርክብዎም ወኻሩ. ብዝኾነ ዝሕዝን ፍጻመ 😥😥😭
@meleymeley8215
@meleymeley8215 4 жыл бұрын
Josi hawey zey nfelto zneberku mstir jeganuna kfelt sle zgeberkan Btami kalat yebleyn naka zbeka ajoka kexlo
@awateasli9668
@awateasli9668 4 жыл бұрын
Bienvenue jossi mon frère Dieu te bénisse
@abielsolomon6322
@abielsolomon6322 4 жыл бұрын
ጆሲ ድምጺ ሓቂ እንካዓ ዳሓን መጻካ
@Tes.H
@Tes.H 4 жыл бұрын
Josi ኣጆካ በርትዕ
@ሓዳግኩንልበይኣዲባ
@ሓዳግኩንልበይኣዲባ 4 жыл бұрын
Merhba jossi
@liverpoolever2850
@liverpoolever2850 4 жыл бұрын
Well come Josi
@eyobtes5588
@eyobtes5588 4 жыл бұрын
Wel come Josi ! Hanti kabten bhanqewta zxbeya agedesti chanelat jstudio eya
@mekazintewelde6894
@mekazintewelde6894 4 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ቀጻሊ እየ ዝከታተሎ መደባትካ ብዙሕ ከኣ ተማሂረ ቁሩብ ግን ትድንጉየና ኣለኻ ይርደኣኒ እዩ ግዜ ከምዝሓጽረካን ኩሉ ነገር ከም ዝጽግመካን ኣጆኻ ጻማኻ ካብ ህዝቢ እዩ ኣብታ መጻኢት ሓርነታዊት ኤርትራና
@fremenkemyemane1259
@fremenkemyemane1259 4 жыл бұрын
😭 Ahhh Hizebi eritra hanti mealti ala Rawan kisanetin Nirekibela
@ኣለኹኣምላኽይመስገን
@ኣለኹኣምላኽይመስገን 4 жыл бұрын
Thanks wedi hizbi
@ablelteame
@ablelteame 4 жыл бұрын
Eway Eritreawe hawey 🇪🇷 😭😭😭 😭😭😭
@meramedia7797
@meramedia7797 4 жыл бұрын
ኣነ ውን ኣሓደ ሰብ የድሌን ኣሎ ምንላባት ደቂ ዓዲ ንፋስ።ነዚኣ ጽሕፍቲ ትራእይዎ ተለኩም ትፍልጠኦ ወይ ትዝክርዎ እንተ ኣህሊኩ ክትሓብሩኒ ወይ ክትጽሕፉለይ ብትሕትና ይሓትት ።ስሙ ሃፍቶም የማነ ይብሃል።ዓዱ ዓዲ ንፋስ ኣስመራ ፡ኣባል ዊዓ ሓልሓል 21ዙራ አየ ነይሩ።ዝርዝር ገበኑ ንግዚኡ ክሳብ ኣድራሽኡ ዝረክብ ይጽናሓለይ።
@Eritreyan
@Eritreyan 4 жыл бұрын
Välkommen josi
@bereketkibrom5258
@bereketkibrom5258 4 жыл бұрын
Josi hawey 😍 tefiekana kenka hij tehagise kulu gize tekatateli medeb nateka eye Enkae b Selam mexaka hawey natey Eden tienan yhabka fetari!! Hade mealti rahwa natna eya
@onedaymsedey6575
@onedaymsedey6575 4 жыл бұрын
wellcome josie
@evenezer7715
@evenezer7715 4 жыл бұрын
Enkae dhan mexaka hawey natey
@selemun3michael7
@selemun3michael7 4 жыл бұрын
ጆሲ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ኣጆካ ጎበዝ
@ፍቅሪክሳብመቓብር
@ፍቅሪክሳብመቓብር 4 жыл бұрын
ኣየ ወ ሓሊፍናዮ ከይሸነካ ወ ከፎበልን ተስእነን ብሓደ ትሰምዐን ሰይጣውንቲ ጉጅለ ኢሰያስ ኣብ ዓላ ዓዲኣቤቶ ዊዓ ብዙሕ ኣሕሊፍና
@funnyerilove6834
@funnyerilove6834 4 жыл бұрын
ፍቅሪ ክሳብ መቓብር entai Mo niska halifkayo emdemo yehwatnan ahatnan endemo yitefiu alow
@ፍቅሪክሳብመቓብር
@ፍቅሪክሳብመቓብር 4 жыл бұрын
@@funnyerilove6834 እንታይ እሞ ክንገብር ሓወይ ናተይ ሰይጣውቲ መራሕቲ ረኪብና
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ 4 жыл бұрын
ኣብዚ ባርዕ ቦታ ወዲ 16 ዓመት ከለኩ ወሪደ 2009 ወርሒ 10 ክሳብ 1 ጥሪ 2010 ታዓሊመ ተባዕታ ዓርኮብኮባይ ኣሰኪሞም ሕቅና ሰይሮምና ኔሮም ምስ ሓደ ሰብ እቲ ተንኮበት ንሕና ሰሪሕናዮ ቀዳም ሰንበትን ጎዳጉዲ ክንኩዕት ንውዕል ኔርና እዞም ርጉማት ህዝቢ ኣባሳቢሶሞ ሸዊት ዝብሃል መርሓቲ በጦሎኒ ኔሩ ኣብኡ ንክንደይ ሰባት ክልኣዮም ክዕለሙ ዝመጽኡ ኣለልዩ ይቅጥቀጡ ኔሮም እዚ በላዒ ወዲ እዝራ ዝባሃል ሓላፉ ኔሩ ሓደ ወዲ ከረን ዝብኢ በሊዕዎ ኢሎም ሳእኑን ክዳውንቱን ሳዓት ኣምጺኦምልና ከም ማይ ዕጥር ካሚስን ሕማቅ ማይን የለን ይዝከረነ ሓደ ማዓልቲ ዘይርሳዓ እቲ ተንጎቦት ብንፋስ ስለ ዝፈረሰ ኣብ ደገ ሓዲርና ማይ ኣብ ዝባና ሓዲሩ ኣብ ጭቃ ሓዲርና ንሳቶም ኣብ ዝጥዕሞም ሓዲሮም ጽጋብ ድቃስ ጽምኢ ማይ ጥመት ታሓዋዉሱ ዳርና ኣርእያና ክንደይ ኢልና እሞ ክንጽሕፎ ናትና ናይ ኤርትራዉያን
@koshimo2758
@koshimo2758 4 жыл бұрын
Maru anta azekirkumina eta mischet ayrisean zinab zeharemela zinebere kemelalusin kab teschiril nab tenikobet
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ 4 жыл бұрын
@@koshimo2758 ምሳይ ታዓሊምካ ተኮይንካ ጸጋይ ዝባሃል ኔሪ ዓላሚና መርሒ ሓይልና ካኣ ወዲ ቀሺ ረዳእ ዝባሃል ኔሩ ኣብ ኤውረፓ ኣሎ ሕጂ ኣብ ሆላንድ ዝባሃል ሃገር
@mgl1tv661
@mgl1tv661 4 жыл бұрын
Maru kesete :- ኣብቲ ውሑጅ ዘልዓለ ማይ ኣብ ዝባንና ምስ ጸሓየ፡ ሰብ ብቁማልን ኩንጭን ሓካኪንን ተወዲኡ ኣብ ማይ ውዑይ ኪሕጸቡ ኪሳብ ፈጃዕጃዕ ዝብል እቲ ቁስሊ ይሕጸቡ ነይሮም፡ እቲ ዝገርም ግን ደቂ 70 ዓመት ዝኮኑ ሰብኡት ኣብ እስሩቤት ተኣሲሮም ምንባሮምን ንሕክምና ኣብ ዝመጽሉ ዝነበሩ ብናይ 6 ብርገድ ኣባላት ይሕለው ምንባሮም ኢዩ። ሓደ ተዓሊም ናብራ መሪርዎን ነብሱ ከሐልፍ ክሳዱ ብላማ ጠቢሑ ንሕክምና ወሲዶሞ ኣብ ከረን ኪበጽሕ ሞይቱ ኢሎምና። ናይ ምዕጥር ናብራ ንጸላኢካ ከማን ኣይትምነየሉን ኢካ።
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ 4 жыл бұрын
@@mgl1tv661 ስቅ ዳኣ በል ናይዚኦምስ ዘረባ የብሉን ንእሽቶ፡መነኮስ ኔሩ ምሳና ኣብ ደገ እግሩን ኢዱን ታኣሲሩ ኣብ ደገ ይውዕል ኔሩ ምስ ኩሉ ጻሓይን ሓሩር ማይ ካኣ ይደፍኡሉ ኔሮም ኣብ ዉዓ ኣዋልድ መንኮሳት ኔረን 3 ነውርሒ እየ ገረ 3 ዓመት ኮይኑ ተሰሚዕኒ ኔሩ ናብ ሳዋ ከይዳ እንዳታዓለምና ኣሳእና ተወዲኡ ምስልካብ ክሳብ ዛኣብየና ኮይኑ ወዲ መምህር ዝብልዎ ኔሩ ሰመረ ከለ እዩ ስሙ ኣከባ ገርልና ሳእኒ ወዲእና ክንዕለ ከለና ካኩቶ እሾክ ይወገአና ኣሎ እሞ ሳእና ሃቡና ኢልናዮ ታዱኩም ሳእኒ ኣድልይኩም ከዳዓት ኢሎ ንበጦሎኒ፡ምእቲ ጸሪፍና ወዲ 16 ኔረ ሽዑ ይዝክሮ
@hello-je2kd
@hello-je2kd 4 жыл бұрын
ቅድሚ ኩሉ ድምጽካ ፈቴዮ'ጹፉፍ ስራይ
@ማማቲቪ
@ማማቲቪ 4 жыл бұрын
ክላ ዋእ ናይ ሚዕጥር ድኣ ንዓይ ደውለልይ ክንደይ ሰብ ዝብኢ በሊዕዎም ርእሶም ሒዞሙልና ዝመጹ ብፍላይ 2 ደቂ ከረን ዝርከብዎም ናይ ሚዕጥር ሲ ምዓት ጉድ ይፈልጥ የ ካብዚ ንላዕሊ
@rehaboth203
@rehaboth203 4 жыл бұрын
ማማ ቲቪ whatttt?
@cliffsaid5267
@cliffsaid5267 4 жыл бұрын
Selam zehawy seb kehatka delye nere feqadenga ante konka?
@ማማቲቪ
@ማማቲቪ 4 жыл бұрын
@@cliffsaid5267 ጸገም የልን
@nakfavsdollar
@nakfavsdollar 4 жыл бұрын
ሓውይ ፈሊሞን (ጎልሓጥ ) ዝባሃል ክተሓበብርና ድሃይ ሲኢና ።
@ማማቲቪ
@ማማቲቪ 4 жыл бұрын
ኣብ ምዕጢር ኔሩ ድዩ ምዓስ ግዜ ዩ ክኣ ተኣሲሩ ንገረኒ እሞ ካብ 2006 ክሳብ 2008 ዘሎ ግዜ እየ ኣነ ኣብኡ ኔረ
@saraabrha8617
@saraabrha8617 4 жыл бұрын
Antum dekey kemzieom zebelu denakur deki Hager endaalom nehigdef emri seltanu zenawehwo zelewu .
@michaelbeyene9677
@michaelbeyene9677 4 жыл бұрын
Well came back Jose
@lovebest4461
@lovebest4461 4 жыл бұрын
ዕንቃዕ ደሓን መጻእኻ ጆሲ፡
@shewitgebrekidan8029
@shewitgebrekidan8029 4 жыл бұрын
Nay bhaqi zehzn u amlak menkerana yehxro atum nhaqi dew tblu keea egziabiher hayli yhabkum ajokum kwegh u
@awetmeda1172
@awetmeda1172 4 жыл бұрын
correct my bro jose im look the sad
@henokmengestab9192
@henokmengestab9192 4 жыл бұрын
Welcome Josi hawina enika besalim maxikaina nay nakifa endaboy rugime zebhale ka sededelina
@ephremdawa3615
@ephremdawa3615 4 жыл бұрын
👂🏾👂🏾🖤
@eritrawitpatriot8122
@eritrawitpatriot8122 4 жыл бұрын
እዋይ መንእሰያት የሕዋተይ ኤርትራ መሬት ሲኦል ኮይናቱኩም. ተስእ መንእሰይ ተቃለስ ንሓራ ኤርትራ .
@Eri.Boy07
@Eri.Boy07 4 жыл бұрын
ጆሲ ኣቦ ውጺዑ ህዝቢ ጆሲ ኣቦ ሓቂ ጆሲ መንእሰይ ወርቂ ኣጆኻ ቀርብና ኢና!
@regatangesomo9403
@regatangesomo9403 4 жыл бұрын
Ezegeyo maharena kerestos 🙏🙏🙏😥
@ዕቁበኣብርሃእንተዝነብር
@ዕቁበኣብርሃእንተዝነብር 4 жыл бұрын
Like 1000 ን'ጆሲ
@meramedia7797
@meramedia7797 4 жыл бұрын
Edem tenan yhabkum ayni hzbi
@davidtom8062
@davidtom8062 4 жыл бұрын
Josi ketslo 100 awet n hzbi Eritrea
@meramera1765
@meramera1765 4 жыл бұрын
Iziom Dislike tiblu zelekum kemey Fetari Dis Like yibelkum,,,, Amennnnn
@gashbarka3170
@gashbarka3170 4 жыл бұрын
bzuh Aytgedeselom tom haki zeyeamnu eyom Habibi !!
@yabkidues9460
@yabkidues9460 4 жыл бұрын
Abenesom zeybexhom yikewun denaqur
@siemmehari9927
@siemmehari9927 4 жыл бұрын
😥😥😥😥😥😥😥
@mehariyibeltsom8133
@mehariyibeltsom8133 4 жыл бұрын
Velkommen Josi .vet hva jeg kunne ønske meg å dele deg Nobelprisen. Bra jobba
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 4 жыл бұрын
Wey Barnet yhgdef!!!!!!!!! 😭😭😭😭 Zeytezebenayo rekibna azabi yhwatom zbelu kabziom keltifu yegelaglelna amlak
@yonasyonas3249
@yonasyonas3249 4 жыл бұрын
ግፍኢ ናይ እዚኦም ዳአ ዘይውዳእ!! ውድ ምድህን ተምቤንን ኣኻልቡን 🧐እህህህህ
@awetsemere4771
@awetsemere4771 4 жыл бұрын
josi asli kexlo eka habibi
@RobelYirgalem-d7i
@RobelYirgalem-d7i 4 жыл бұрын
Ezi keblo zxenhe 100% haki eyu ane kab 2009/2010 werhi 4 abiu niere beuzuh keman alo ezi kekelilu hade gieze 10 deki adi nfas hadimom kabiom seleste tetahizom etom zterefu moytom terekibom hade tarzan zbhal terah dehayu zeyterekibe meiat seb eba wedioma 😭😭😭
Миллионер | 2 - серия
16:04
Million Show
Рет қаралды 1,8 МЛН
Cool Parenting Gadget Against Mosquitos! 🦟👶 #gen
00:21
TheSoul Music Family
Рет қаралды 33 МЛН
CAN YOU DO THIS ?
00:23
STORROR
Рет қаралды 39 МЛН
Sigma baby, you've conquered soap! 😲😮‍💨 LeoNata family #shorts
00:37
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 31 ( BY BRUNO )
44:05
Awra Tube
Рет қаралды 162 М.
Миллионер | 2 - серия
16:04
Million Show
Рет қаралды 1,8 МЛН