#Jstudio

  Рет қаралды 163,518

Jstudio

Jstudio

Күн бұрын

Пікірлер: 693
@jstudio1
@jstudio1 5 жыл бұрын
ካልአይቲ ቻነልና ኣብዚ link ብምጥዋቕ subscribe ምግባር ይካኣል kzbin.info/door/54aTL50yVW4bxLXoMsAs7Q
@kidanemhret5257
@kidanemhret5257 5 жыл бұрын
Jossi አጆኻ አብ ጎድንኻ አሎና።
@freeomkidanemariam6354
@freeomkidanemariam6354 5 жыл бұрын
Josi yeneta ytbarek berhe wexiom alewu fiqad amlke koyenu
@ደላዪሰላምኢየ
@ደላዪሰላምኢየ 5 жыл бұрын
Jstudio JOSI HAWEY ብከመይ ከምዘመግነካ ጠፊኡኒ መምህርና ኢካ እሞ ማራ ኣፍሊጥካና ትፍልጠና ኣለካ ንሕና ኒእሽቱ ወለዶ ♥️♥️♥️♥️👍
@Never_give_up.Never_.
@Never_give_up.Never_. 5 жыл бұрын
በዚ ትገብሮ ዘለኻ ዓብይ ኣበርክቶ subscribe ኣይኮነን ካልእ ይግብኣካ ኢዩ ዝሓወይ! ብሊስ ግን እዚ ናይ ኣግኣዝያን ጉዳይ ዘዕግብ መልሲ ሃበሉ፥ ምኽንያቱ ደቂ ሰባት ነቲ ኮንሰርት ገዲፎም፥ ኣግኣዝያን ምኻንካ ስለ ዝጥምቱ ዘለው።
@selam7603
@selam7603 5 жыл бұрын
JOSSI THNK YOU THNK YOU THNK YOU I appreciate your knowledge the information how you get it is wonderful if it is possible please the dictator he is not from Eritrea and he went to destroy Eritrean people Shambal Ashber he wrote it in detail and about Nayzge keflu he was right hand of the dictator and when he died the dictator didn't allowed to enter his body to ERITREA if you can show to the puppets of the dictator they can change their mind please try your best thank you very much
@ሃብቲናይገዛና
@ሃብቲናይገዛና 5 жыл бұрын
ፍትሒ ንቅዱስ ወ ብጹእ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ስላም ካብ ኣምላክ ይምጽኣና ኣሜን
@ዙርፈንቅል
@ዙርፈንቅል 5 жыл бұрын
ናይ ድያፕሎስ ደቀመዛሙርት 1.ኢሳያስ አፈወርቂ 2.የማነ ማንኪ 3.ሐጎስ ክሻ 4.የማነ ገ/ኣምላክ 5.ህግደፍ 6.ጀነራል አብርሃ ካሳ 7.ወዲ ከበደ 8.ፊሊፖስ 9.ወዲ መምህር 10.ዑስማን ሳልሕ
@sihameylove7236
@sihameylove7236 5 жыл бұрын
ፊሊፖስ፡ወዲ መምህር(525)&ወዲ ከበደ(ዓዲ ኣቤቶ)ረሲዕካዮም
@febenmakonnen7596
@febenmakonnen7596 5 жыл бұрын
ይፍታሄ ዲመጥሮስ ተረሲዑ
@hagerey672
@hagerey672 5 жыл бұрын
Zemhret yohans
@sihameylove7236
@sihameylove7236 5 жыл бұрын
Xebxibka aywdun eyom
@ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ
@ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ 5 жыл бұрын
እዚ ኣብርሃ ካሳ ኣብ ብዙሕ ሕማቅ ሰሚዐዮ ኣለኹ እሞ ቤተስብ ገለ ዘስሞዖ የለን ኩሉ ኢዱ ደማዊ ኢዩ ጽባሕ ንግሆ ኣብ ዓሌቱ ሕማቅ ከየጋንፎም እሞ እቶም ቤተሰብ ዓገብ በልዎ ።
@God-db9vp
@God-db9vp 5 жыл бұрын
ቅዱስ ኣቦና እንጦንዮስ ብህይወቶም ዘለዉ ጻድቅ ኣቦ ርኢና፡ ኣምላክ በረከቶም የካፍለና፡ መዋጽኦ ድማ ይፍጠረሎም።
@محمدصلح-ت3ت
@محمدصلح-ت3ت 5 жыл бұрын
ንኣቦና ኣቡነ እንጠዮስ ረቢ ዕደመን ጥዕናን ሂብ ካብ ዘለዎ ማሕዩር ብሰላም የጋላግሎም ሓንቲ ማዕልቲ ኣላ ኣጆኹም
@merhawiteame4137
@merhawiteame4137 5 жыл бұрын
Thanks Jossy hawna, netom ezni kelewom zxememu enteteredeom xbuk gierka terikka zekrebkalna amlak nay ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ በረከት የሕደርካ፡ ከምኡ ውን ናይ ኩሎም እሱራትን ግፉዓትን ወገን ሙካን ዓስቡ ካብ ኣምላክ ኢዩ እሞ ናይ ብሓቂ ኣምላክ ንዐኦም መዋጽኦ ይፍጠረሎም ንዓና ከኣ ሕልና ይሃበና።
@jonasyonas8862
@jonasyonas8862 5 жыл бұрын
Poww ኣብ 30 ምዓልቲ ዘይ ኣክል 30 ሽሕ ሳብስክራይብ ዝገርም 'ዩ ማዕረ ክንደይ ጽምኢ ታሪኽ ጸኒሕና ማለት እኮ ኢዩ so keep it up dear bro
@wedibelih7205
@wedibelih7205 5 жыл бұрын
ዘመን ተቀይርካኒ, ya bhaki
@eribest4583
@eribest4583 5 жыл бұрын
ዘመን ተቀይርካኒ 30 mealti 30 shih subscribe dea kemey malet eyu eza nay josi Chanel 9 werhi gera ala kemey maleta eyu ayterdann AB 9 werhi 30 shih subscribe gerom alewu
@ፍቅርይኢዩመንገደይ
@ፍቅርይኢዩመንገደይ 5 жыл бұрын
@@eribest4583 ድቅስ ጽቡቅ ጌርካ ኣይተባረብርካን ኣለኻ።
@mutteristdiebeste7145
@mutteristdiebeste7145 5 жыл бұрын
ተስፋ ይገብር እዚ ታሪኽ እዚ ናብ ኤርትራ ይበጽሕ ክህሉ። በጃኻ ታሪኽዩ ሞ ዓቕቦ ጽባሕ ኣብ ናጻ ኤርትራ ክንሰምዖ።
@meharialem8661
@meharialem8661 5 жыл бұрын
Ane wn abzi natka hasab eye dsemamae
@محمدصلح-ت3ت
@محمدصلح-ت3ت 5 жыл бұрын
ስለቲ ሓቂቅ ዝኾነ ፍልጠት ዛሓዘል ቡሉጽ ሓበሬታኻ ብልቢ የመስግን ረቢ እንሻኣላህ ዕድመን ጥዕናን ኣብ ስራሕኻ ዓወትን ይምነየልካ እስያስ ቡሉጽ ኮይኑ ኣይኮነን ንሕና ደኺምና ፋላሊዩና ኣብ መንጎና ምትእምማን ኣጥፊኡልና ሰለዚ ኩቡራት ይሕዋት ዘጊድ ንፍልላይ ንበል መራሒ ሃይማኖታት ክእስሩ ቀሊል ኣይኮነን ሰለዚ ኩቡራት ካብ ህግደፍ ጹቡቅ ነገር ክረከብ ማለት ዘበት ኣፋላላይ ገዲፍና ባሓደ ብድሆ ንምልኪ ንበል
@ወዲሃይላትገደለ
@ወዲሃይላትገደለ 5 жыл бұрын
ዓሕሕሕሕ እዋይይ ኣነ ኣቦይይ 😭😭😭 እንታይ እሞ ሄለን ከለር ኮይኑ ህዝቢ ኤርትራ መስምዕን መርኣይኘ ከለዎ ኣይርኢ ኣይሰምዕ ፖእእእእእእእእ ኣቱም ሰባት መወዳእትኡ የጸብቀልና
@elsabethelilta5121
@elsabethelilta5121 5 жыл бұрын
1000%
@sebahnegasis8847
@sebahnegasis8847 5 жыл бұрын
Amelak shegrna yehxeralina niabona kab edi azabe awexaelina amen
@fiyoriafeworki8966
@fiyoriafeworki8966 5 жыл бұрын
ዝብለካ የብለይን ጽባሕ ግን ኣብ ዝለዓለ ቦታ ኰንካ ሃገር ኣብ ምምዕባል ዓቢ ተራ ክህልወካዩ። God bless you Josi hawey.
@tirhasweldu1337
@tirhasweldu1337 4 жыл бұрын
ናይ ሃገርና ሃዋርያ ጅግና ኣቦ ኣቡነኣንጠንዮስ
@yemanetesfamichael3400
@yemanetesfamichael3400 5 жыл бұрын
ንJstudio እንዳመስገንኩ ነቦና ኣቡነ እንጦንዮስ ዝኣሰሮም ህዝቢ ኤርትራ ባዕልና ኢና ኢድና ናብ ካልእ ኣይነዋጣውጥ ምክንያቱ ስቅ ኢልና ስለዝርኣና ሕጂ ውን ክፍትሑ ተኮይኖም ትሓተቲ ንሕና ባዕልና ህዝቢ ኤርትራ ኢና
@ኣቢስደተኛ
@ኣቢስደተኛ 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ናኣካ ዝከውን መግልጺ የብለይን ካባካ ብዙሕ ተማሂረ ኣብ ዓዲ ዘሎ ክሰምዖ ምታን ምስ ኣሰና ተሳማምዕኩም ናብ ኤርትራ ከምዛቱ ተዝግበር ጽቡቅ ኔሩ።
@kufluweldemichael9510
@kufluweldemichael9510 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ብተቅርብዎ ዘለኩም ሃናጽን መሃርን መደብ ኣዝዩ ዘሕጉስ እዩ ኣብ ስራሕኩም ሙሉእ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ሙሉእ ጥዕና ይምነየልኩም ቀጽልዎ
@akberetfitwi1019
@akberetfitwi1019 5 жыл бұрын
አቱም ንኢሰያስ ዕድመ ትምነዬ አብ ውላድኩሞ ተፈደዩ ክትረኸብዋ ኢኹም
@regatsebahtu7522
@regatsebahtu7522 5 жыл бұрын
God. GoD GoD. Plea. Yuo. My. Brazehr. Tanks
@ውፉይየንሃገረይ
@ውፉይየንሃገረይ 4 жыл бұрын
@@akberetfitwi1019 ከምኡ ኣይትበ ዝፈልጥዎ የብሎምን ትማሊ ንስኻ ኣነ ከምኦም ከይፈልጥና ብዙሕ ንዛርብ ኔርና ኢና ከምቲ ነኢኣኻ ዝተረደኣካ ንዕኦም ከኣ ጊዘ ይወስ እምበር ክርድኦም ዩ ድሓር ከኣ ይሕዋት ደቂ ሓንቲ ሃገር ዶ ኣይኮናን ዝግ በል ዝሓወይ
@ቀልኣብወልሉ
@ቀልኣብወልሉ 5 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ጂሲ ሓወይ ናይ ዞም ቅዱስ ኣቦና ዘቕረብካልና . ንሃገርናን ህዝብናን ምሕረት የውርደልና እግዝኣቢሄር ኣምላክ.
@temesgenhagos5556
@temesgenhagos5556 5 жыл бұрын
እዚ ኩሉ ታሪኽ ተሓቢኡና ጸኒሁሑ ብዝካነ ጆሲ ሓወይ ኣምላክ ዕድመን ትዕናን ይሃብካ ቀጽሎ !!!!!💯🥰🇪🇷
@tesfahans3436
@tesfahans3436 5 жыл бұрын
ጆሲ ብሮ እንቃዕ ደሓን መጻኻ ነቦና ከኣ መዋጽኦ ይፍጠረሎም ህግደፍ ቆማላት
@habtomsweden1807
@habtomsweden1807 5 жыл бұрын
ጆሲ ናይ በሓቂ ዘገርም እዩ እንተኮነ ሃገር ምሉእ ክሰምዖ ናብ ኣሰና ቲቪ ስደዶ እስካ ከኣ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦን ጥዕናን ይምነየልካ።
@azmeramerhatsion7166
@azmeramerhatsion7166 5 жыл бұрын
Entay emo kenbleka josi hawey abo Memher
@hagererselam6379
@hagererselam6379 5 жыл бұрын
ጆስ ናብ ኣሰና በጀካ ስደድ ኩሉ ይስማዓዮ : ኣንበሳ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
እሞ እቶም ሞስሊም ወገንና ኣጋኣዝያን እዪ ጆሲ ናብ ኣሰና እንድሕር ዘርጊሑ ኣጋኣዝያን ብሃልቲ ኣብ ኤርትራ ተፈላጥነት ምግባር እዪ ይብሉ ኣለው ስለዚ ኣብዚ ጽቡቅ ኣሎ ነታ ዓይኒ ህዝቢ ዘላ ኣሰና ክኣ ተነጽሎ እዪ
@omexhabeshawi6337
@omexhabeshawi6337 5 жыл бұрын
Asena wegenawyan eyom nska win jemom eka tmesil. Nsu chanelu awxiu alo subscribe gberlu imber nab kali chanel kid aytbelwo. Gega tblu delekum krdeakum alewo, asena rbi josi aywmxun eyom
@fiyoriafeworki8966
@fiyoriafeworki8966 5 жыл бұрын
ናብ ኣሰና፧ ኣሰና ደኣ ኣብ ኤርትራ ዝሰምዓ የለን። ጆሲ፡ኮ፡ ሓቀኛ ታሪኽ ዩ ዝነግር ዘሎ። ትም አልና ግዳ ነዋህልል
@mgychannel
@mgychannel 5 жыл бұрын
ሰብ ድልየቱ ይወደብ እንታይ ግደሶም
@elsafessahaye88
@elsafessahaye88 5 жыл бұрын
ናይ ዘመና ሃዋርያ አቦና ቡጵእ ወቁድስ አብነእንጦንዮስ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም አቦና። ነዚጭካን ስርዓት ሰታይ ደም ዕንወት።
@Amanuel.Kidane12345
@Amanuel.Kidane12345 5 жыл бұрын
ጆሲ ክብሪ ይሃብካ እቶም ዲስላይክ ትገብሩ ጥዑያት ዲኩም ንመን ዲስላይክ ከም ትገብሩ ፍለጢ ንኣቦና ኣንጦንዮስ ኢኩም ትግብሩ ዘለኩን ንጆሲ ከይመስለኩም ሕጂ ውን ሕሰቡ
@kidaneab4030
@kidaneab4030 4 жыл бұрын
ዓኽ ዋይ አቦይ ማዓረይ አይንርስዓኩምን አሰርኩም ክሳብ ዕለተ ሞትና ክንክተለኩም እና። አሎና ቅዱስ አቦና አጆኹም ጸሎትኩም ትደግፈና አቦና ተዋህዶ ሎሚ እዉን አሰርክም ክንስዕብ እና ።
@kiflomberaki3006
@kiflomberaki3006 5 жыл бұрын
Bless you , for being a voice for the voiceless...your reward will be not far ...it will be from God +++
@petrostsegai5208
@petrostsegai5208 5 жыл бұрын
VIVA JJ STUDIO - powerful voice of We the People
@ኩሉሕማቅንሰናየይኮነ
@ኩሉሕማቅንሰናየይኮነ 5 жыл бұрын
ኣምላክ ምስኩም ይኩን ኣቦና ኣቡነ ኣንጦንዮስ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ምሕረቱ የውርደልና
@yonietifekaradam5864
@yonietifekaradam5864 5 жыл бұрын
*ማህድር ሃገር የቐንየልና ምስ መሳርሕትኻ ብጣዕሚ* *ኢና ነመስግነኩም ኣጆኹም።* *ሓደራ ዓቅቢ ኢኻ🙏ኢዚ ዘይበርስ ታሪኽ‘ዩ።*
@eritreawiwedebat7972
@eritreawiwedebat7972 5 жыл бұрын
ኩቡር ሓው ጆን ጹቡቅ ስራሕ ነቦና ኣቡነ ኣንጤኖስ ካኣ ብሰላም መዋጽኦ ይፍጠረሎም ።
@Kidane13
@Kidane13 5 жыл бұрын
ካብ ቀረባ ግዜ የ ክከታተለካ ጀሚረ ሞ ብጣዕሚ ዓጊበ ኣለኹ ። ብጣዕሚ የቐንየልና ሓውና ። ኣዝየ ከይድነቕኩኻ ኣይሓልፍን ።
@ፍትሒካብእግዚእብሔርእዩ
@ፍትሒካብእግዚእብሔርእዩ 5 жыл бұрын
እዋይ ዘይሓልፈላ ሃገር። መወዳእትኡ የጸብቀልና። እግዚኣብሔር ብምሕረትካ ተዓረቀና። እግዝዮ መሓረና ክርስቶስ። እግዚዮ መሓረና ክርስቶስ። እግዚዮ መሓረና ክርስቶስ።
@hagererselam6379
@hagererselam6379 5 жыл бұрын
Thanks Anbesa Ajeka ✊️✊️✊️✊️✊️✊️✊️✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@alsatsfay7277
@alsatsfay7277 5 жыл бұрын
አታ ጆሲ በልስከ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ በዚ ትገብሮ ዘለካ አምላክ ምሳካ ይኩን
@fiametayohannes3820
@fiametayohannes3820 5 жыл бұрын
As usual Bravo, God bless, thanks, Josef.
@eritrawitpatriot8122
@eritrawitpatriot8122 5 жыл бұрын
አጆካ ጆሲ እዛ ሃገር ሰብ አለዋ. ተዳናጊርና ኢና ጸኒሕና እምበር አይሞትናን.ህዝበይ ተላዓል ንሓርነትካ.
@tsgabhadish3103
@tsgabhadish3103 5 жыл бұрын
ከማካ ይብዝሒ ጆሲ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኣጆና ህዝበይ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@andieri5437
@andieri5437 5 жыл бұрын
ነቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ፈጣሪ መዋጺኢ ይፍጠረሎም ህግደፍ ሰብ'ባ ኣጽኒትኩሞ ግን ንጸባጸበላ መዓልቲ ርሑቅ ኣይኮነን ተጸበዩ
@abrhamtesfay7545
@abrhamtesfay7545 5 жыл бұрын
Eritrea nay eseyasn sabtun shefatun zehaysh zeyblom abiet. fetari selamu ylakelna enber rinayom alena, orthodox haymanet nzelalem tenebr 🙏🙏🙏
@mickelemehari8578
@mickelemehari8578 5 жыл бұрын
የቀንየልና ጆስ ሓወይ ነዝ ዓቢን ኣገዳስን ታርክ ናይ ኣቦና ኣንጦንዮስ ዝፍለጥካና ናይ ህግደፍ ተዛርብካ ኣይውዳእን እዩ ፈጣሪ በዓሉ ምሕረት የውርደልና
@sole7719
@sole7719 5 жыл бұрын
ጹቡቕ ስራሕ ጆሲ ኣብ ኤርትራ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን ከምኡ ጌርካ ደኣ በርብሮ ታሪኽና ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና፡፡
@fitihifitihi3062
@fitihifitihi3062 5 жыл бұрын
Josi Agalalixa 100% Jigninet100% Tewefaynet100% Kotas kulu tgebrozeleka🇪🇷🇪🇷💯
@kulbrfess631
@kulbrfess631 5 жыл бұрын
ጸሊም ታርክ ኣብ ኦርቶዶክሳዊት ቤት ክርስትያን ኤርትራ ኣብ ዘበነ ህግደፍ!!!!! ፍርዲ ካብ እግዛብሔር ኢዩ እሞ ንዓመጸኛታት ዝፈርደላ መዓልቲ ክትመጽእ ኢያ።
@daniwedieri741
@daniwedieri741 5 жыл бұрын
Ezgyo tesahlene fetari kab qutu ysewrena enber zemenas abyet u zebl
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 4 жыл бұрын
SADK EYOM MO NZE MERE SWAA KMTE GOYTANA ZTEFETENO FSHULAT ABONA WN ED AMLAK DAMBER NAY SEB SE RANAYO ANKA..*GETA YHALKUM* .SADK EKUM EWAOM RESEAN ....
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 4 жыл бұрын
CORONA AQU KWHDENA BSENKE NKUSAT YNEDA RHUSAT MESHAF YLKEMEKA YBL....
@zereitokbaslase8243
@zereitokbaslase8243 5 жыл бұрын
ጆስ ሓወይ ብዓል መትከልኣፍ ዉጹዑ ኣጆካ ኣምላክ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብካ
@regataraya8227
@regataraya8227 5 жыл бұрын
Great job Jossi hawna for being the best history teacher for the new eri generation. I pray everyday for our Father.😞
@cm3are110
@cm3are110 5 жыл бұрын
እዞም ኣቦ ኣቡነ እንጦንዮስ ከምዚ እሎም ከለዉ ኣምላክ እንተ ጸዉዕዎም ኣብ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዉሃዶ ተኣሲራ ኪትነብር እያ ክሳብ ምጻተ ክርስቶስ ካብዚ ይምሓረና ። ኣቦና ደኣ ዓስቦም እዮም ዚፍጽሙ ዘለዉ ኣቦታትኩም ከመይ ኢሎም ከምዚሓለፉ ዘክሩ
@tesfuseum5610
@tesfuseum5610 5 жыл бұрын
Betemi zehzn fexem eu Josi hawey ajoka kexlo Nebona ka mewaxti yefterlom👍👍👍♥️♥️♥️💐💐💐
@dembehaki9939
@dembehaki9939 5 жыл бұрын
Cm3 ኮምኡ ኣይበሃልን አዩ ዕድል አንተ ጌርና ክጸንሑና አዮም ኣይኮነን ከኣ ንሕና ቁሩብ ዘይተቃለስና ደኣ ብምንታይ ክጸንሑና ትደሊ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ብጹዕ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ን ቤተክርስትያና ክብል ኣምላክ ክሳብ ሕጂ ብሂወት ኣጽኒሕዎም ኣሎ ' ንዓና ውን ይጽበየና ኣሎ እምነትና ከመይ ምኳኑ ውሽጥና ክፈለጥ ' ብመልሓስ ጥራይ ኣማኒ ተዋህዶ ምባል ሓጥያት እዪ ብዘይ ግብሪ "! እዞም ብዓል ኣባ ሉቃስ ኩሎም ብ ኣቡነ እንጦንዮስ ዝተወገዙ እዮም ከሳልሙ ይኩን ክቅድሱ ኣይግባእን እዪ ።
@tesfudrar7235
@tesfudrar7235 5 жыл бұрын
Eta tefrhani guday ya ezias.
@cm3are110
@cm3are110 5 жыл бұрын
Ab Eritrea tezaribka zey wda niktizaebo zeyedeks nktisemo zedenxu Abeti mstirat bzuh Ayu nti habti bzuh nikikalah zijmr zelo kea Josi Ayu . Kemu wn beba zikonu abona bxua wekidus Abune Antenyos Amlak xnat yhabom. Anber ab hagerna nbetekrstyan ab 2006 yflteni ab asmera xeada nexelan saykl zitewthu bezihom kibhal kelo hji koyne kihasbo keleku abzi zibexh ay meslenn neru kabu jemire anxar Ati srat yserh neyre gn zisab ayrekibnan siabu dma (wgzet) babaya mexia ab mengo kahnat beasi fetirna gin teasirka mnbar sle zeykown kinwexa fitina ab sdet ka nnebr alena
@elsajefter5596
@elsajefter5596 5 жыл бұрын
ኣቦና ፈጣሪ ናጻ የዉጽእኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣጆኩም ፈጣሪ ምሳኹም ኢዩ።
@SM-lu6ly
@SM-lu6ly 5 жыл бұрын
I love your program. Keep up the good work!!! You are loved by all “Tigrayian’s”
@ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ
@ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ 5 жыл бұрын
ኣታ ጆሲ ክንደይ ትነፍዕ ዝገርም እዩ ኣብ ምድሪ ምንባር ከሊኦምናሲ ኣብ ሰማይ ካኣ ምንባር ክኸሉና ይጽዕሩ ኣለዉ እዞም ሰይጣውን ህግደፍ እዚ ግን ሕምቀት ህዝቢ እዩ እግዚኣብሄር ገዲፉ ኣብ ሰብ ከምልኽ ክሰግድ ጀሚሩ ወረ ገና ኣቦኻ የእሲርካ ድቃስ የለን መቅዘፍቲ ክወርደና እዩ ሓደራኹም ይትረፍ እዚ ዶንቆሮ ስርዓት ክንደይ ሓያላት ገዛእቲ ኢና ዝብሉ ንዓለም ብሓደ መንግስቲ ከምትግዛእ ዝገብሩ ዝነበሩ እኮ ሓሊፎም ሞይቶም ታሪኾም ዝኖኦም ካብ መቃብር ኣይሓለፈን ይትረፍ ስርዓት እዛ ንምካሓላ ምድሪ ጻሓይ ወርሒ ባሕሪ እወን ግዚኤን ሓሌን ክሓልፋ እየን ዝለዚ ሓለፍቲ ካብ ኮና ዘይሓልፍ ታሪኽ ሰሪሕና ንሕለፉ
@amanueltecleberhan3848
@amanueltecleberhan3848 5 жыл бұрын
ተባዕ ጳጳስ ድኹም ምእመናን ድምጾም ሰሚዖም ዘይመሃሩ ሓዞ ሓዞ ንኢሳይስን ስርዓቱን ዕድሚኦም ኣብቂዑ ኢዩ
@simonsemere9926
@simonsemere9926 5 жыл бұрын
ደምበርዶ እርዶም ኣሎዩ ንደቆምን ቢተ ሰቦምን ደም እገድፍሎም ከም ዘለው፡ ኣበየናይ ዓለምዩ ፋሽሽታዊ ስርዓት ንዘላኣለም ዝነብር፡ ታሪክኩም ክሕከክዩ ንዘላኣለም ህግደፋውያን፡
@simbawedisultan2204
@simbawedisultan2204 5 жыл бұрын
እቲ ሹሙ ክገልጾ ኣይደለኩን ዝበልካዮ ኣቦ ክግለጽ ነይሩዎ ይብል ብወገነይ ስለምንታይ ሲ ታሪክ ስለ ትገልጽ ስለ ዘለካ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ ጆሲ
@tesfalemyikalo6599
@tesfalemyikalo6599 5 жыл бұрын
እግዝኣብሄር መዋጽእቲ ይፍጠረሎም ነቦና ኣቡነኣንጦንየስ ንህግደፍ ከኣ ለካሚኦም ትምጻእ ዝተሓየሩ ጀጋኑና ክፍትሑ።
@ruftakibreab2075
@ruftakibreab2075 5 жыл бұрын
I'm Eritrean sanef thank dear brother for information
@tekulbeyene8348
@tekulbeyene8348 5 жыл бұрын
ፍትሒ ንኣቦና እንጦንዮስ ኦ ኣምላከይ ፈታሕን መርሃውን ኢካ እሞ ፍታሕካ ብሰማይን ምድርን ኣውርድ!ሓወይ ድማ ዕድመ ይሃብካ
@yonasweldeab6452
@yonasweldeab6452 5 жыл бұрын
ኡሰያስ ዳኣ ኣብታ ንሕናን ዕላማ ትብል መጽሃፉ ኣምላክ ዝባሃል የለን ኢሉ ጽሒፉ ኢዩ።
@ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ
@ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ 5 жыл бұрын
ክሳብ ሕጂ ታሓቲማ ኣይተመረቀትን ግዲ ኮይና ክሳብ ሕጂ ኣየንበብኩዋኒ
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 5 жыл бұрын
ሰብ ኢዩ ሰብ ሰብ እወ መኽሰብ አጥፊኦማ እንተዘይኮይኖም አነ ቅድሚ 15 ካብ ኢንተርነት print out ጌረያ አለኹ
@solomonhadera5017
@solomonhadera5017 5 жыл бұрын
@@ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ, ,
@elsabethelilta5121
@elsabethelilta5121 5 жыл бұрын
እንታይ ኣምላኽ ክኣምን ንባዕሉ ሰይጣን ፈቀዶ ጠንቆልቲ ደኣ ይኺድ
@rezenekahsay9218
@rezenekahsay9218 5 жыл бұрын
ነቦና መዋጽ አቲ የተረሎም ኣምላክ ነሃገርናን ህዝበናን ድማ ሰላም የውርደልና josi ሃውና ምስ ብጾትካ ድማ አድመ ይሃብካ ሰለቲ ትገብረዎ ምትህብባር ህዝቢ ንምንቅህ
@በርጌድንሓመዱ-ሐ7ሠ
@በርጌድንሓመዱ-ሐ7ሠ 5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል ኣቃራርባ ጆሲ ቀጽሎ ፍትሕን ሓርነትን ድማ ነቦታትና ንኤርትራውያን እምበር እሰያስን ሰዓብቶምንስ ደም የብሎምን ።
@petrostsegai5208
@petrostsegai5208 5 жыл бұрын
Jose - stay powerful but also take care you and the team are powerful voice of the people 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪💪
@wedireda5076
@wedireda5076 5 жыл бұрын
I really appreciate bro ezy moiaka eu ezy kndey seb ktrek kelo des eu emo zbleni natka gen halefa yeblun bro ketslo eka you have good talent
@smretbereketeab8262
@smretbereketeab8262 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንኣቡነ እንጦንዮስ
@degenbrehane8201
@degenbrehane8201 5 жыл бұрын
Ewayyy kemey amlak mulue xega yhabka melktka nuxur atahazaka xufuf kulu ab rsi zatu bzey hrkrik josi hawna aythmeq bzuh seb eka tenqh zeleka so God bless you lovely bro🙏🙏🙏
@tabihabtemicael1940
@tabihabtemicael1940 5 жыл бұрын
Thank you for your hard work and accurate information. I love to follow your programmes even though someone of them are very hard and emotional to hear. God is good, God bless!!!!
@yorsalemgrmay510
@yorsalemgrmay510 5 жыл бұрын
Yosef hafna kalehiwet yesmalna Egziabiher Amlak aazizu ybarkan bkdusat melaektu kelilu yhalkan zhawey marey kalehiwet yesmalna ajoka Egziabiher Amlak msaka ayu aytfrah nhagerna eritrea ka tsebel selamu yntsegelna AMEN AMEN AMEN
@merihwuldey6468
@merihwuldey6468 5 жыл бұрын
ፍትሒ ን ኣቡነኣንጦንዮስ!
@ኣነትግራዋይዘይሕግዝኤረት
@ኣነትግራዋይዘይሕግዝኤረት 5 жыл бұрын
josi hawey betami eye zemesgeneka agoka kexelo ቅዱስ abona kea.mewxwo.yeftrelom. Amen Amen.Amen amlak mesom yekun
@alemazeysu1156
@alemazeysu1156 5 жыл бұрын
Jas stutdo god job widen gad bless you
@samabraha3833
@samabraha3833 5 жыл бұрын
Thank you for your excellent work
@loversofgodthinkbeforethey8677
@loversofgodthinkbeforethey8677 5 жыл бұрын
Egziabher ybarka Josi hawna, edmen tinan yhabka. Nabune Antenos dma eti nay esuraten, chuknatn, Wxaten Amlak fthi yewxalom.
@solomonaster
@solomonaster 5 жыл бұрын
Zeywidae gud eyu zelena. Bitsiu Abona Amlak mewatsi fitihi yemtsialkum. Hizbi Eritrea kemtom hizbi nenewie tsomin tselotin yedliyena allo eti abi argen Diabolosn mesarihton nab guhum kiatwu. Hayli Amlak ember hayli seb siki'lo aykonen nezi natna. Goita kuliH elka Temitena. Thank you Josi brother. May God bless you abundantly. We appreciate you so much and we love you and proud that you are ours.
@nazrethagos4560
@nazrethagos4560 5 жыл бұрын
Bravo josi God bless u Thank you so much.
@zerutesfay8648
@zerutesfay8648 5 жыл бұрын
ብዓይኒ ምሕረትካ ርኣይየና ኣንታ ኣምላክ እምበር ናይዚኦም ሲ ንበይኑ'ዩ
@tesfaldetbocure4254
@tesfaldetbocure4254 5 жыл бұрын
Jossy,, I didn’t have to express my thought how you master Tigrigna, you remind me of Araya Belay. I hope the Eritrean Orthodox followers will listen to this video and come to their sense and save our religion, be it Christians or Muslims.
@eduhaile5853
@eduhaile5853 5 жыл бұрын
Please please Lord have mercy upon us. Beloved mother virgin Mary please pray for us. Abona God is watching above 😢😭😢😭😢😭😢😭
@ሰላምኪተጨውዩዓደይ
@ሰላምኪተጨውዩዓደይ 5 жыл бұрын
ጆሲ ጅግና ኣምላክ ዕድመ ይሃብካ መግለጺ ሲኢነልካ
@fuadaman2001
@fuadaman2001 5 жыл бұрын
kubur haw ane aslamay eye imo izi siraat nizikone haymanot wey biher zey wikil mukanu enda haberku kulatna eritrawiyan b hade semirna kab suru kin neklo n beges. thanx bro
@dawithaile6327
@dawithaile6327 5 жыл бұрын
ጥኡመ ዜና ዮሴፍ ኤርትራዊ ለውልድ ወሬዛ ለባዊ ሰመይኩከ ናዝሪዊ ተባረክ ተባረክ በእደ መርኣዊ።
@muluefisehaye2468
@muluefisehaye2468 5 жыл бұрын
God bless you my dear you're honest man and keep it up
@zemen4935
@zemen4935 5 жыл бұрын
እዝጋቢሄር ኣምላክ ዓቃል እዩ እሞ ፡ይቅረ ይበለልና ኤርትራ ትብሃል ሃገር ኪኣ ንሓዋሩ ይሰዉረላ ነዞም እከያት
@abrahamabraham3749
@abrahamabraham3749 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ኣጆካ እዝጋኣቢሄር ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ክህበካ ይምነየልካ ወገነይ ኣጆካ ዓቅምካ ኣበርክት ኣይትተሓለል!!!!
@habtombeyene5990
@habtombeyene5990 5 жыл бұрын
Mewasio yifterelkum abona. Hiwet da hasar eya Ko. Nkulu gize alewo. Thanks josi abi seb
@kgg7935
@kgg7935 5 жыл бұрын
ክፈልጡዎ ዘለኩም ድሕሪ ሕጂ አግላይ ዝብል ስም ሴይሞዮም አለኩ ምሳይ ዝሰማማዕ like ይግበር.
@tekleyemanegash8739
@tekleyemanegash8739 5 жыл бұрын
ኣግላይ እኮ ኣብ 3ይ ወራር ወያነ ማለት ብስም ወራር ወያነ ኣብቲ ንጥፍኣት መንእሰይ ኤርትራን ካብ ቅዋም 1997 ምህዳምን ዝደረሶ ኩናት ኢሰያስ ኣግላይ ዝብሃል ቀባራይ ኮይኑ ናይ ወያነ ሰራዊት እዩ። ህግደፍ (ኢሰያስ) ግን ከመይ ኢሉ ኣግላይ ክከውን ንሕና ኮ ኣለና ኣይሞትናን ዋላ ብዙሕ መስዋእትንን ምፍንቃልን ምስዳድን እንተጋጠመና ሓደመዓልቲ ግን ብጎሮርኦም ዓትዒቱ ኣብ ኣደባባይ ከቅርቦም እዩ ህዝቢ ኤርትራ። ኢሰያስ ንሓማሴን ሒዙ እዩ ንሳብ ንስብሓት ዝቀትሎ ደው ኢሉጸኒሑ ሕጂ ግን ዋላ እንተዘይተቃውሙ ኢዶም ሒዞም ስቅ ኢልና ኢናባ ናትና ይመስለና ኔሩ ክብሉ ጀሚሮም እዮም ጽንሕ ኢሎም ድማ ኣብ ጎኒ ህዝቦም ክኮኑ እዮም ህግደፍ ንጎንደሮም ንሕና ንዓድና ኣብ 2020 ኣብ ኣብ ኣስመራ ኣብ ደቀምሓረ ኣብ ድባርዋ ኣብ መንደፈራ ኣብ ከረን ኣብ ኣቁርደት ኣብ ተሰነይ ኣብ ኣፍዓበት ኣብ ባረንቱ ኣብ ባጽዕ ኣብ ዓሰብ ሸናዕ ክንበል ኢና ኢሰያስ ምስ ኣቦሓጉኡ ኣብ መቃብር ጎንደር ክውተፍ ኣለዎ እቲ ሩኩስ ነብሰ ኣብቲ ቅዱስ መሬና ኣይክቅበርን እዩ ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ
@kgg7935
@kgg7935 5 жыл бұрын
አግላይ ማለት እኮ ባርያ እዩ ቅተል ተቦሎ ይቀትል አሰር ተበሎ ይአሰር ሐሱ ተበሎ ይሑሱ ጽረፍ ተበሎ ይጻረፍ አግላይ ንመሰሉ ከማን አየሐትትን እዩ: :
@tekleyemanegash8739
@tekleyemanegash8739 5 жыл бұрын
@@kgg7935 ok በቲ ኣነዝፎልጦ እየ ጽሒፈልካ ተጋግየ እንተኮይነ ድማ ሶሪ ኣብ 3ይ ወራር ኣግላይ ዝብሃል ናይ ወያነ ሰራዊት ቀባራይ ምንባሩ እየ ዝፈልጥ ሞ ኣግላይ ድማ ቀባራይ ጥራይ ካብ ኮነስ ኣይሞትናን ክብል ስለዝደለኩ የ ብዝኮነ ጽቡቅ ሸፋቱ ንበሎም ኣግላይ ንበሎም እንቃዕ ጥራይ ህዝብና ነቀሐ ብዝይካ ህግደፍ ( ኣሳሰይቲ ኢሰያስ) ካልእ ጸላኢ ከምዘይብሉ ህዝቢ ኤርትራ ሎሚ ጽቡቅ ጌሩ ፈሊጡ ኣሎቅድም ወያነ ፡ዓጋመ ፡ኤመሪካ ኣውራጃውያ ወዘተ ዝብሉ ንህዝብና ሓሊኮም ሒዞሞ ኔሮም እዮም ሕጂግን ዋላ ደቀቅቲ ፍልልያት እንተሃለው ምስግዜ ዘይዕረ የለን ክዕረዩ እዮም ዋላ እንተዘይ ተዓረዩ ውን ጸገም የለን ኩሉከም ስኒ ኣድጊ ክመዓራረ ኣይክእልን እዩ ኤመሪካ ከማን ዴሞክራት፡ሊበራል፡እዞም ናይ የማን ናይ በዓል ትራፕ ወዘተን ኣለው ግን ብሕጊ ተመሪሖም ይከዱ ንሕና ውን ጽባሕ ብሕጊ ትመሓደር ሃገር ክንሰርሓ ኢና።
@307abraham
@307abraham 5 жыл бұрын
ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረስ የለን ዝብሃልሲ ከምዚ ምስ ኮነ እዩ። ይገርም እዩ ብሓቂ። በትሪ ሓቅስ ትቀጥን እምበር ኣይትስበርን ዝብሃል ከምዚ እዩ። ኣብ መጨረሽታ ሓቂ ትወጽእ እሞ መስደሞሞ ይኮነና። ኣምላክ ባዕሉ ይፍደዮም።
@መሲሙሴላምሳኤል
@መሲሙሴላምሳኤል 5 жыл бұрын
ጆሰየ ሓቢቢ አደናቂህ ነኝ
@lemlembaka2880
@lemlembaka2880 5 жыл бұрын
God bless you
@ruthmesgen607
@ruthmesgen607 5 жыл бұрын
Good job brother keep going my God blessed
@abrahammerhay3237
@abrahammerhay3237 5 жыл бұрын
Thanks josi for your hard work
@tiblestgere2790
@tiblestgere2790 5 жыл бұрын
Wawwwww thank you josi btami zxbeyo znebrku agzabher amlak tsegu yebzhalka 😔😔😔😔🙏🙏🙏🙏🙏
@Channel-vw8fb
@Channel-vw8fb 5 жыл бұрын
Liek መበል ራብዓይ ኮመንት መበል ቀዳማይ Liek Liek Liek
@semerealem6131
@semerealem6131 5 жыл бұрын
ኣታ እቲ ላይክ ከመይ ጌርካ ከም ዝጻሓፍ ተማሃር ካብ ኣብዚ ላይክ ገለ ትብል ታሪክ እንዳ ተነገረካስ ብዛዕባ ኮመንትን ላይክን ትዛረብ ኣለካ ኣይርዳኣካን ድዩ በጃኩም እባ ንለብም::
@Channel-vw8fb
@Channel-vw8fb 5 жыл бұрын
@@semerealem6131 የቀንየለይ ዝሓወይ እሺ ክብረት ይሃብካ እግዚኣብሄ
@ሽመይኣይነግርንእምቢ
@ሽመይኣይነግርንእምቢ 5 жыл бұрын
@@semerealem6131 ክክክክክ
@ሽመይኣይነግርንእምቢ
@ሽመይኣይነግርንእምቢ 5 жыл бұрын
rip English
@sihameylove7236
@sihameylove7236 5 жыл бұрын
@@ሽመይኣይነግርንእምቢ ክክክክክክክ ኣታ ንስካ ክተሕምመኒ ኢካ
@habtuhabtu2776
@habtuhabtu2776 5 жыл бұрын
ጂሲ ሓውና ኣጆካ ንስካ መስካሪ ንሕና ሰማእቲ ተማሃርቲ ኣሎና
@tesfaymengstab5405
@tesfaymengstab5405 5 жыл бұрын
Edimen tienan nebona yhobom n josi hawna win edimeka ybark zhawey wetru hgusat ena n natka program bror
@kahsaymehari2328
@kahsaymehari2328 5 жыл бұрын
ስለ ተገዳስነትካ ብልቢ የመስግነካ: ናይ ዝተፈላለዩ ስብ ታሪኽ ከምዚ ጌርካ ንህዚ ምቅራብካ ኣምላኽ ሓሳብካ የስምረልካ::ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ነቦና ከምኡውን ንጀጋኑ ኣቦታትናን ይሕዋትናን ኣሓትናን መዋጽኦ ይፍጠረሎም:: ውድቀት ንህግደፍ ዓወት ንደለይቲ ፍትሒ::
@zemen6535
@zemen6535 5 жыл бұрын
Aye hezbey rekibkayo zeleka entay emo kigeber amlak selam yewurdelna ahwatey deki Eriey.
@TekilaWedidermas
@TekilaWedidermas 5 жыл бұрын
ጆሲ መምህረይ፥ ኸበካ ብዙሕ ከስበን ተማሂረን`የ እዚ ክሉ ዘርግሕካዮ ዘሎካ ታሪካት ናብ #ኣሰና-ተለበጅን እንተመሓላልፎ' ጽብቅ ኔሩ ምክንያቱ እቶም ኣብ ኤረትራ ዘሎው ምስ ተኸታተልዎ ኔሮም ምሳይ ዝሰማመዕ #ላይክ ይብል ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነይልካ ክብር ሓው ወደሕንካ!
@filisolomon9489
@filisolomon9489 5 жыл бұрын
We stand with u patariaric of eritrean orthodox church abune antonoious the truth will come soon ,God bless you .
@yemanegebremichael3415
@yemanegebremichael3415 5 жыл бұрын
ቃላት ይሀፅረኒ ምስኪን ፓፓስ
@simomnaizgi3276
@simomnaizgi3276 5 жыл бұрын
Ezi mendenay temen smi hzbi Eritrea Thanks josi
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ፍትሒ ን ኣቦና እንጦንዮስ ህግደፍ ሸፋቱ ኤህ ኣምላክ ተልዪ ወዳኢትኩም ትምጻእ
@tecleghebreslasie7782
@tecleghebreslasie7782 5 жыл бұрын
ሃየ ሰንድ ጽሓፊ ደራሲ ንዳሕሪዎት ዝዝከውን መወከሲ ።
@merryzerai9399
@merryzerai9399 5 жыл бұрын
Josi hawey azika tebarek God bless you more and more we Love you!!!
@azusami4140
@azusami4140 5 жыл бұрын
Amlak ybarka bruk haweyyy tebarek kulu medebka ykatatelo ye azika gdus eika emo ajoka qexlo amlak ybarka
@belisimatony3229
@belisimatony3229 4 жыл бұрын
May God bless his holiness 🙏🙏🙏
@divoramengisteab8675
@divoramengisteab8675 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ይባርኸኩም ሓቂ መግለጺ ቀጽልዎ
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
Who’s the Real Dad Doll Squid? Can You Guess in 60 Seconds? | Roblox 3D
00:34
黑的奸计得逞 #古风
00:24
Black and white double fury
Рет қаралды 28 МЛН
Миллионер | 2 - серия
16:04
Million Show
Рет қаралды 1,8 МЛН
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43