#Jstudio

  Рет қаралды 312,863

Jstudio

Jstudio

Күн бұрын

#Jstudio #Eritrea #Eritrean #Yosief #neweritrea #Asmara #Godayf

Пікірлер: 992
@ንጽድቂተደሊናንኩሉሰብጽቡ
@ንጽድቂተደሊናንኩሉሰብጽቡ 5 жыл бұрын
ነዛ ናይ ጄሲ ቻነል ነዕብያ ሰብክራይ ላይክ ሸር ንበሎ ናብ ሙሉእ ሰብ ክበጽሕ ። ጄሲ ኣምላክ ምሳካን ምስ ስድራካ መሳርትሕካን ይኩን።
@davidbirhane3190
@davidbirhane3190 5 жыл бұрын
Kose
@selamaman5219
@selamaman5219 5 жыл бұрын
Josi hawey ajoka keslo
@yorusloveyoruslove3506
@yorusloveyoruslove3506 5 жыл бұрын
Yes
@yonasgabremedhin8131
@yonasgabremedhin8131 5 жыл бұрын
Kesete Habtom xbuq aleka bro
@admasadu6925
@admasadu6925 5 жыл бұрын
Kesete hakika bruk hawey
@ትንሳኤትግራይ
@ትንሳኤትግራይ 3 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍ😭😭😭😭 እዋይ ጭካነ ታሪኽ ህግደፍ ዘይምፍላጥና እንዳኣልና ትግራይ ኣትዮም እዚ ኩሉ ሰይጣናዊ ግፍዒ ክፍፅሙ ከለዉ እንታይ ገይርናዮም ኢና ንብል ዘለናስ ንኣሕዋቶም ከምዘይ ዓይነት ጭካነ ናፈፀሙ ንዓና ከመይ ይምሑሩና ኣብ ልዕሊ ቁስልና እዛ ታሪኽ ኣመና ከብደይ በሊዓትኒ ኤርትራውያን ኣሕዋትና እዞም ፀረ ህዝቢ ጨካናት ሰብ መሰል ኣራዊትን እዞም የእዱግ ኣምሓሩን ካብ ገፅ መሬት ኣጥፊኡ ብርሃን ሰላምን ነፃነትን ክልቲኡ ህዝቢ ተወሊዑ የርእየና እግዚአብሔር ኣምላኽና ኣጆኹም ኤርትራውያን ኣሕዋትና ክወግሕ ቀሪቡ እዩ
@ተዘካሪትዓወትጋነርስ
@ተዘካሪትዓወትጋነርስ Жыл бұрын
😭😭😭 kem kalki ygbrelna
@ga7903
@ga7903 5 жыл бұрын
ብኣቀራርባ Jstudio ዝዓገብኩም Like ሓብወ እስከ፡
@MossKMH
@MossKMH 5 жыл бұрын
እዋይ ጓሂ ኡፍፍፍፍ ሓቂ ብሓቂ ኮርመናዕ ዘይፈተነ ይፈትኖ ኣብኡ ዘሎ ጭካነ እንበር ዶ ኤረትራዉያን እዬም ኢካ ትብል ዓላሚ ኣይትበል ዋርድያ ክትሃድም ማለት ከምዛ ክገልጻ ዝጸንሐ እያ እንተሒዞምካ ከኣሞ ኣይትብላዕ ኣይትስተ እዬም ዝገብሩካ ኣብኡ ዘሎ ሪሳታት ከኣሞ መስደመም እዩ ኣነ ብዓይነይ ስለ ዝረኣክዎ እየ ዝነግረኩም ዘለኩ 6ወርሒ ኣስሒኖምኒ እዬም፡፡ ጽቡቅ ስራሕ ከኣ ጆሲ ሓወይ ቀጽሎ ብኮርመናዕ ዝሓለፍኩም እስከ ብሽም ጆሲ like ኣግርጭዉ ኣቡሉኒ ፡፡
@ilovemam1824
@ilovemam1824 5 жыл бұрын
Meas amete mhret eka nierka hawey
@bereketfshahaile8865
@bereketfshahaile8865 5 жыл бұрын
Wedi efrem smka keyrka key tkewn filmon efrem zbhal neru msay nska dika wey kalea eu ayfeletkun bhansab hadimna gn agatami koynu tetahizu neru
@ን2025ዩቲኣንፈትበቃ
@ን2025ዩቲኣንፈትበቃ 5 жыл бұрын
meas amete mhret eika nerka sebey Kormena aye hiwet hasur ktnetr tit antr kebluka zeytrsani takal ahwat nhaw zichkakenelu bflay enda 28 ab kifli taelim zineberet
@MossKMH
@MossKMH 5 жыл бұрын
i love MoM 2018 እየ ኒረ ንስካከ
@MossKMH
@MossKMH 5 жыл бұрын
Bereket fsha haile ኣነ ልክዕ ኣለኩ መዓስ ዓመተ ምህረት ዲካ ሃዲምካ ኒርካ
@ማማቲቪ
@ማማቲቪ 5 жыл бұрын
መግለጺ ስኢነላ እዛ ቻነል ናይ ብሓቂ ኩሉ ግሁድ ጌራቶ ምስጢር ህግደፍ
@wedierisouth2962
@wedierisouth2962 5 жыл бұрын
Ygermeka eyu ezia ktabi zelewa Chanel eya
@tegezabtekleab2430
@tegezabtekleab2430 5 жыл бұрын
ድህር እድያት እንትይእለም ድህሪ ጎሲ መን? ይእመን !
@berhezeremariamtewhadotnbe342
@berhezeremariamtewhadotnbe342 5 жыл бұрын
Nay bahaqi
@michaelgere7975
@michaelgere7975 5 жыл бұрын
ኦ ልዑል ፈጣሪ ሃገርና ባርክ ካብ መከራ ሰውረና ዝሓለፈ ይኣክል በሎ
@omermohamednuribrahim4855
@omermohamednuribrahim4855 5 жыл бұрын
ጆሲ ኸኣ ከም ወትሩ ብዘይ ቀልዓለም: ምስጋናና ወሰን የይብሉ ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ፍትሒካብእግዚእብሔርእዩ
@ፍትሒካብእግዚእብሔርእዩ 5 жыл бұрын
እዋይ ኣንታ ኣምላኽና፡ ነዛ ህዝባ ተንጽፍ ዘላ ሃገር እባ ምሕረትካ ፈንወላ። ኣታ መፍቀር ሰብ፡ ገጽካ ቀይረልና። ብምሕረትካ ተዓረቀና።
@amengoytay257
@amengoytay257 5 жыл бұрын
ተስፋ ይገብር ሓደ ማዓልቲ ሕነ ናይ ደም የሕዋትና ክንፈዲ ጂሲላ ሓወይ ብጣዕሚ የመስግነካ ነቲ ዘይንፈልጦ ንኽንፈልጦ ብምግባርካ
@zemen6535
@zemen6535 5 жыл бұрын
ጀሲ አንኮ ደሃን መጻካ ኢዝጋብሀር ኣምላኽ ወጽዓ ኤርትራዊ ኣብቂዕ ኣብ ዓዲና ሓብርና ንዛተየሉ ሓብርና ንስሕቀሉ ኢዋን ይፍጠረና ኢዚ ሑስር ህግደፍ ከኣ ዝወድቀሉ ።
@ሎዛቤትያዕቆብ
@ሎዛቤትያዕቆብ 5 жыл бұрын
ኣዝዩ ልብካ ብሓዘን ዝኩንትር ታሪኽ፡ ብሓቂ ድዩ እዚ ታሪኽ ተፈጺሙ ዘብል፡
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 5 жыл бұрын
ኣዝዩ ዘሕዝን ታሪኽ ብሓቂ እዚ ጉዳይ ተፈጺሙ እዩ!! ኣምላኽ ይኣክል እባ በለና መሳኪን ኣደን ወድን !!!ዓሕ
@tedrosteklab4856
@tedrosteklab4856 5 жыл бұрын
I really admire you, what you are doing. It is not easy, but someone has tell the true story and you are doing great job Jose. No but or if , our solution is our unite. Simple as it get. Thank you.
@sinitey_natey2
@sinitey_natey2 5 жыл бұрын
ኦ እግዚኣብሄር መከራ ይኣክለኩም በለና! Josi hawna ka ajoka bertie ztehabie haki ketwexie egziabhier yhagzka
@teklaygebrekristos1922
@teklaygebrekristos1922 5 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 እዋይ ምህጸን ኣደ ጉራምራ ክብሃል ሓቂ እዩ ። ብዕልና ቀተልቲ ባዕልና ተቐተልቲ! እግዚኣብሄር ሕነ ይፍደየሎም ። ንፍሶም ድማ ምስ ነፍሲ ቅዱሳን ይዕርፍ።
@erimychannel3505
@erimychannel3505 5 жыл бұрын
ኦ እግዝኣብሄር ኣምላኻ ባዕልኻ ትፈልጥ ነዛ ቅድስቲ ሃገርና ካብ ኣፍ ጋሕለሉ ኣድሕና
@wedimiki5318
@wedimiki5318 5 жыл бұрын
ኣምላክ ምሳካ ይኩን ጆሲ ሓወይ ንትገብሮ ኩሉ እንዳ ኣምስገንኩ ኢየ ናዚ ዘመና ቡሉጽ ሊካ ነኦም ገበርቲ እከይ ከኣ ኣምላክ ናይ ኢዶም ይሃቦም፡
@SalamSalam-ke1iu
@SalamSalam-ke1iu 4 жыл бұрын
እዋይ ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ዝገብርወ ኣይፍልጥን እም ዓይኒ ልበኖኦም አብረሀሎም😥😥😥
@wedinegasi5420
@wedinegasi5420 5 жыл бұрын
መግለጺ ስእነልካ ኩቡር ሐወይ ብጣዓሚ ንፍዕ ካብ በላሕቲ ህዝቢ ዝውነን አጆኻ በል ኢስክ በርቲዕ ።
@Mikimiki-tx4ql
@Mikimiki-tx4ql 5 жыл бұрын
ኣሕ አዋይ ኣነ አንታይ ይብሃል ኮይኑ አቲ ልዑል ፈጣሪ አግዚኣቤሄር ኣምላክ ምሕረቱ የውርደልና ።
@shimetbrhane4815
@shimetbrhane4815 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ክስምዖ ዓቅሚ ስኢነ 😭😭😭😭😭😭 ንዓኻ ዝሃብና እግዚአብሔር ስሙ ይመሰገን
@ሄሪሓዊእንቺ
@ሄሪሓዊእንቺ 5 жыл бұрын
ጆሲ ተካታታሊ ናይዛ ቻነልካ እየ ናይ ብሓቂ መግለጺ ስኢነሉ መንፈዓትካ ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና
@ኤማዊሰገናዊ
@ኤማዊሰገናዊ 5 жыл бұрын
ይሓይሽ እንተበልኩስ መሊሱ ዝገደደ ኡይይይይ ኣምላክ ኣቦይ ሰላምካ ልኣከልና ንሕና ክኣ ዝግብኣና ንግበር መንእሰይ
@fishiktaameley9561
@fishiktaameley9561 5 жыл бұрын
ኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡይይይይይይ ዶ ክብል ክዳነይ ደርብየ ኣቱም ሰባት ካብታ ዝፈትዋ ሃገር ትመስለኒ ዝነበረት መቓብር ኤርትራ ካብ ዝወጽእ 3 ወርሒ ጥራይ ጌይረ ኣለኹ እዚ ኩሉ ግፍዒ ህግደፍ ይፈልጦ እካ ተነበርኩ ክንድዚ ዝኣክል መወዳእታ ዘይብሉ ምጽናት ህዝብና ግን ክጻወሮ ኣይከአልኩን በቃ ሃጽ ኢለ ክምለስ ኢየ ነዞም ደመኛታትና ካብ ደቆም ከውድቕ ኣለኒ
@seifetekle1807
@seifetekle1807 5 жыл бұрын
ኣጆኻ ወጺኻ ተመሃርን ትፈልጦ ዘበለ ክኣ ንካልኦት ዘይተረድኦምን እንተኣረዲእካ እኹል ኢዩ እቲ ምዉዳቕ ናይደቆም ዘይኮነ ንኹሎም ነውድቐሉ ከምዝመጽእ ኣይትጠራጠር ፍሽኽታ ኣመለይ
@ሓዊእሱራት
@ሓዊእሱራት 5 жыл бұрын
#FishiktaAmeley እንቈእ ብሰላም ወጻኻ:: ከይ ደኸምካ ብምስትውዓል እቲ ትፈልጦ ንዘይ ፈልጥ ሰብ ኣፍልጥ:: ቃልሲ ብጥይት ምውጋእ ጥራይ ኣይኮነን:: ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን::
@filmonandebrhan7686
@filmonandebrhan7686 5 жыл бұрын
Hawey Nhnas Nbatna wediena Eina
@theganersbomb8955
@theganersbomb8955 5 жыл бұрын
Seb ab thmo edu keygodaekayo kanziu ayridion eyu ezom deki halefti n Abnet deki B General Flipos kabziom hade tenewdiq xbuk neiru kirdiom mjemere entay mkanu motin qanzan msaka aleku
@zaidsyum9706
@zaidsyum9706 5 жыл бұрын
ፍሽኽታ ኣመለይ እንቛዕ ብሰላም ኣተኻ ዝወደይ ከምቲ ዝበልካዮ ኣይትበል መዓረይ ተምሃር ስራሕ ሽዑ ብሓንጎልካ ክትስዕሮም ኢኻ ኣብ ሂወት ጥዕና ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነየልካ ማርያም ምስወዳ ጽላላ ተንብረልኩም ዞም ደቀይ ሓላለይ ኣጆኻ ዓይነይ ናተይ🤲🤲🤲
@fikadfanuel9363
@fikadfanuel9363 5 жыл бұрын
ንብኣተይ ደው ክብል ኣይከኣለን ኣብ ቤት ነፍስወከፍ ኤርትራዊ ዘሎ ህልው ኩነታት አዩ ፈጣሪ ይኣክል ይበለና ።
@tabihabtemicael1940
@tabihabtemicael1940 5 жыл бұрын
እዋይይይይይይይይ: 😭😭😭 Thank you brother for telling us the reality in Eritrea. God bless!!!!
@ኤማዊሰገናዊ
@ኤማዊሰገናዊ 5 жыл бұрын
ጆሲ ጅግና እንቃዕ ብሰላም መጻካ ዳሕድሓዮ ሓዘን ለሚድናዮ ኢና
@er937
@er937 5 жыл бұрын
Hazen lemidnayo nay bahaki Motn hazenn mretn echakum eyu ztebahslna mnesl ahhhhh knbl nwl Alena Dahan gn hade malti yrhwena ykewn
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 5 жыл бұрын
Amanuel Kidane ajoka zehawey hade mealti mebzahtu xegemnan hazennan kebqE eyu.
@merhawihabtay4810
@merhawihabtay4810 5 жыл бұрын
Amanuel Kidane natna ejam entay e u nbel ykixl e u zelo ab hagerna kemey gerna nezi sirat nielyo nbel
@pagb9131
@pagb9131 5 жыл бұрын
😭😭😭😭
@ilikegoodpeople651
@ilikegoodpeople651 5 жыл бұрын
Amanuel Kidane ❤️ewe hawey kulu lemidnayo gn ajokum ahwatey 😢😢😢✌🏾
@yemaneberaki1214
@yemaneberaki1214 4 жыл бұрын
ኣሕሕሕሕ እዋይ ተካል ስማዕ ኣዝዩ ዘሕዝን ታሪክ እግዚኣቢሀር ብየማኑ ይቀበሎ።
@fiyoriafeworki8966
@fiyoriafeworki8966 5 жыл бұрын
ዓኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽ እዋይ ኣነ ኣታ እዝስ ሕመቕና ሕመቕ እዚ ወሎዶ ኢዩ እኮ፡ እዋይ እዋይ ብጣዕሚ ዘሕዝን
@ስድተኛኮይኑስመይ
@ስድተኛኮይኑስመይ 5 жыл бұрын
ጆሰይ ኑፉዕ ቀጽሎ ኣነ ግን ዝገርመኒ ናይዞም ዲስ ላይክ ትገብሩ እንታይ እዩ ጸገምኩም በጃኩም ባ ንገርኒ ንሱኩም ኣደታትና ክነብዓ ደስ ዝብለኩ ከይኮንኩም ኣይትተርፉን እኩም
@genetgebreslasie1885
@genetgebreslasie1885 5 жыл бұрын
Behaqi kindey alo fetawi temesilu zetfeaka kab kemzieom ysewrena
@delaytselam6909
@delaytselam6909 5 жыл бұрын
አኽ ከብደይ ቀሪጽካኒ ጆሲ😰😰😰😰😰😰😰😭 አቶም አዚ ስርዓት ጽቡቕ ዩ ዘሎ ይንበር ትብሉ ኸኣ ከምዛ አዛ ስድራ ጸኒታታ ዘላ ኣምላኽ ሰማይ ንዉሉድ ወለዶኹም የጽንትኩም ወላድ መኻን ኩኑ አሳ ያ ዓቕመይ።
@abrahamhag.3431
@abrahamhag.3431 5 жыл бұрын
ምዓንጣ ከብድኻ ዝበልዕ ፍጻመ'ዩ ብሓቂ! ነዚ ኣብ ምዝንታው ንዝነጠፍኩም ኣዝየ አመስግን። እንተተኻኢሉ ክኣ ከም'ዚ ዝኣመሰሉ ብዙሓት ዛንታታት ስለዘለዉ ከተዘንትወልና ብሃንቀውታ ንጽበ።
@ገርሂኢዩልበይንኩሉኣማኒ
@ገርሂኢዩልበይንኩሉኣማኒ 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ኦ ጎይታ በጃካ ክሳብ ምዓስ ኢካ ትዓጊስካ ንበደላትና ሸለል ክትብል ይኣክለኩም በለና ከከም ኢድና ፍረደና
@amarhalal3166
@amarhalal3166 5 жыл бұрын
ከብዲካ ዚበልዕ ታርክ ብካ ዘይ ሰማዕኩዋ ብዚኮነ ጆሲ ሓዉና ኣይትሕመቅ ቀጺሎ መደብካ ኣብ ምንቅቃሕ ደቂ ሃገር ዓቢ ታራ ኢዩ ዘለዎ።
@iameritreaneritrawi426
@iameritreaneritrawi426 5 жыл бұрын
መጀመርታ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ ቀጺለ ድማ ጆሲ ሓወይ ኣነ ካብ 2009 ወርሒ09ካብ ዊዓ ናብ ኮር-መናዕ መጺአ ክሳብ2010ወርሒ 01 ድማ ተዓሊመ ተወዚዕ ኣብቲ ኣብ ኮር መናዕ ዝነበርኩሉ ግዜ ግን ህድማ ኔሩ ብጥይት ዝተቀትለ ግን ኣይመስለንን ሓካኪን ጋህሚ ኮታስ ቡዙሕ ሕማማት አዩ ኔሩ ኣነ ንባዕለይ ሹዑ ካብ አንዳ ሽንቲ ምስ ገለ ሰባት ሃዲመ ኔረ ሰለስተ ሰባት ተዓዊቶም ሹዑ ከማን ይዝከረኒ ዩ ካምሲን ጀሚሩ (ዶሮና)ማለተይ የ በቃ ነዛ ዕድል ተጠቂምና ቶኽሲ ቶኰሶም ዮም ግን ናባና ኣይኮነን ኣነን አቶም ክልተ ምሳይ ዝነበሩን ተታሒዝና ኣቤት አወ ኣደይ ኣይትርአ አዩ ዘብል ሓንሳብ ብሰደፍ ናይ ብረት ሓንሳብ ኣባትር ኣብ ዝባና ዝተሰብረ አልቢ የይብሉን ወረ ሓንሳብ ነነጢሮም ኣብ ሑቆና ይድሱቁና በግሮም ክሳድናን ርአስናን ይዘብጡና ብኩቱር ኣባትር ኣብ ዝባና ዝወርድ ዝነበረ ቃንዛ ሓሊፍናስ ለሚድናዮ በቃ ኣብ መሬት ተሰጢሕና ሱቅ ኢልና ንድሰቅ፡ ግን በዚ ኣየብቅዕን ኣብ ጭዓ ገረብ ቆሪጾም ኣብ ልዕሊ አቲ ጭዓ አሾኽ ኣንከራርዉ ኢሎምና አንታይ አሞ ክንገብር በቃ በባትር አና ተገረፍና ኣይ ኡይ አናበልና በቃ ከፈተና ኣንከራሪና ማይ ኣብ ዝባንና ካዕዮም ደማ ኣንከራርዮምና ሕጂ ዉን በዚ ኣየብቀዐን ገመድ ኣምጺኦም ኣብ ፓሎ ናይ አለክትሪክ ኣአዳዉና ኣሲሮም በ ዓባይቶ ኣጻብዕቲ ኣአጋርና ደዉ ከምንብል ጌሮምና ኣንቱም ሰባት አዛ ልብና ብቃንዛ ነጢራ ከወጽአ ደልያ በቃ ሰለስቴና ኡይ ኢልና ናይ አቲ ሓደ ኣአዳዉ ክልቲአን ለሚሰን ኣነን አቲ ሓደን ድማ ሃለዋትና ኣጥፊአና ።2014 ወርሒ 01 ድማ ኣብ ዶብ ሱዳንን ኤርትራን ተታሒዘ ናብ ግርማይካ ካብ ግርማይካ ድማ ኣዳርሰር ወይ ድማ (ሓድሽ መዓስከር )መርመራ አዮም ዝብልዎ ኣነ ግን መቅተሊ መንአሰይ አየ ዝብሎ ኣብኡ ገሪፍምና ን ሓሽፌራይ ወሲዶምና ካብኡ ድማ ስቢል ኢለ ናብዛ መኣዲ ሞትን ስቃይን ዝኮነት መዓስከር ኮር-መናዕ ንካልኣይ ግዜ ታዕሊም ወሪደ ኣብዚ ግዜ ዚ ኮር መናዕ ብ ኮነሬል ወዲ ኣስፍሃ ዝበሃል ዝምራሕ ኮይኑ ድንጋጸ ዘይ ፈልጥ ሓልዮት ዘይብሉ አያ ትመሓደር ከምዚ አሉ አንከሎ ኣስታት 100ገለን ዝኾኑ መናአሰያት ይሃድሙ ወዮ ስርዓት ህግደፍን ኣሳሰይቱ ን ኣብ ክንዲ ጎዮም ዘርክብዎም ልክዕ ከም ጸላኢ ብተመልከተለይ ብሬን ተኽሎም ኣብዛ ጎልጎል ብ ጠያይት ኣርጊፈሞም ካብዛ ዕለት አዚኣ ድማ ምርካብ ስድራ ቤት ተኸልኪልና በቃ ሕማም ንፍዮ ድማ ብግዲኣ ክንደይ ሰብ ቀቲላን ኣሳቅይያን ክብዚ ንንዮዉ ኣኼባ ተባሂሉ ተኣኪብና ኣየ ይገርምን ኣዝዩ ዘሕዝንን ንመንአሰያት ሃገርና ከጽንት ኢሉ ከም ዝተበገሰ አዚ ስርዓት ህግደፍ ኣነ ካብ ሹዑ ፈሊጠዮ አቲ ዘርምም ዘረባ ናይ ዞም ክልተ ኣሬሜናት ተኽለ ማንጁስን ፍሊፖስን ድማ አዚ ዝስዕብ አዩ ፡ ስምዑ ተዓላሞ ካብ ሕጊ ጀሚሩ ካብዚ መዕስከር ክሃድም ዝፈተነ ዋርድያ ኣይጎዮኩም ወላ ወተሃደር ኣይጎዮኩም ጥይት አያ ተርክበኩም ኢሎም ኣኼባ ዓጽዮማ፡ ብዘይካ አዞም ዝገለጽክዎም አቶም ብትአዛዝ ሓለፍቲ ተኰስኩም ቅተሉ ዝተበሃሉ ድማ ኣሃዱ62 ናይ ወዲ ዕምረን ካልኦት ኣሃዱታትን አየን ካብ 2014 ጀሚሩ ክሳብ 2015 ክኒኡን ድማ ኣብ መዕስከር ምዐለሚ ኮር መናዕ ሃብቲ ሃገር ዝኮኑ ቡዙሓት መናአሰያት ኣብዚ ቦታ ዚ ንቡር ዘይብሉ ቀብሪን ስድራቤታት ደሃይ ደቆም ዘይብሎም ትረፎም ከም ዘለዉን ሃገረይ ኤርትራ ድማ ብ ሕጊ ዘይብሎም ማፍያታትን ጋንግስተራትን ትምራሕ ከም ዘላ ድማ ክገልጸልኩም ይፈቱ ምኽንያቱ ኣነ በተን ንሓዎም ብ ኣመልካቲቶ ኣጻብዕቶም ተሳሒበን ዝወጻ ጠያይት ተሳሒተ ብኣምላኽ በታ ለዋህ ኪዳነ ምህረት ካብ ክፍኣት ጥፍኣትን ግብሮም ንስክላ ካብ ሞት ዲሒነ ሕጂ ኣብ Europe ይነብር ኣለኩ ።
@ISY-lf5tm
@ISY-lf5tm 5 жыл бұрын
Enquae bselam wexaeka hawey natey 🙏 it's so sad story.
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 5 жыл бұрын
ሓወይ መዓረይ እንቛ እግዚኣብሔር ኣውጽኣካ። እንቛዕ ደኣ ካብቲ ጨካን ሕሰምን መከራን ወጻእካ እምበር ሕጅስ ደሓን ከም ህዝብኻ። ነቶም ኣብትሕቲ ዝሓለፍካዮ ግፍዕን መከራን ዘለው ኣሕዋትናን ኣሓትናን ድማ ራህዋ ይፍጠረሎም።
@RuftaEwan
@RuftaEwan 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ታሪኽን ፍጻሜን ኢዩ Awet111 Awet. ወላ እካ ምስዚ ናትካ ዝመዛዘን ግፋዒ ኣይኹን ፡ ኣነ ውን መጠን ዘይብሉ ታሪኽ ከርተን መግረፍትን ግፍዕን ናይዚ ኡኩይ ጸረ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ኣረሜን ህግደፍ እየ። ብዝኾነ ነቶም ብድሕሬና ዝገደፍናዮም ነኣሽቱ የሕዋና እዚ ሕማቅ በሰላ ስቃይ ዝበዝሖ ሂወትን ናብኣቶም ከይድገም ኣምላክ ፍቃዱ ይኹን።
@fkrimisamlak6256
@fkrimisamlak6256 5 жыл бұрын
Kubur haw Egzabher enqe bselam awtsiaka
@girmayteweldebrhan2316
@girmayteweldebrhan2316 4 жыл бұрын
Hawey marey enka beselam wexaka
@ኩሉዝሓልፎንሰናየይኢዩ
@ኩሉዝሓልፎንሰናየይኢዩ 4 жыл бұрын
ኣብታ መጻኢት ኤርትራ ንጆሲ ጉቡእ ዓስቡ ክረክብ ይጉቦኦ እዩ እትብሉ ኣብዚኣ ላይክ ይግበር፤፤
@merhawitesfu427
@merhawitesfu427 10 ай бұрын
ክክክክክክክክ
@bhhb9786
@bhhb9786 5 жыл бұрын
ኣኣኣኣኣየይ እህ እንታይ ከምንብልኳ ጠፊኡና ሎምስ ብምድሪ ውጹዓት ኢዮምሞ ብሰማይ ይኽሓሶም መኢድሓኔዓለም
@الشهريالشهري-ر4ث
@الشهريالشهري-ر4ث 4 жыл бұрын
ብሓቂ ስርዓት ደርጊ ኣብ ኤርትራ እኒሆ ኤህ ኣቱም ብላብቶብን ብ ፌስቡክን እናተፃረፍኩም እትውዕሉ መንእሰያት ካብዚ ዝኸፍእ እንታይ ክመፅእ ትብሉ ናይ ብሓቂ ሓቦ፣ኒሕን የብልኹምን የብልኹምን ምፀታኣለም ይበሃል
@amanuelpaulos2688
@amanuelpaulos2688 5 жыл бұрын
እመኑ ኣይትእመኒ የዕንተይ ብንብዓት ተሓጺቡ ዓሕ።ንዑ ባ በጃኹም እዞም ዓመጽቲ ብሂወት ከለዉ ነርክበሎም ብዙሕ ምስጢር መታን ክንረክብ።
@Amanuel.Kidane12345
@Amanuel.Kidane12345 5 жыл бұрын
ጆሲ እንቃዕ ብሰላም መጻካ ካባካ ብዙሕ ታሪክ ንምሃር ኣለና እሞ ኣጆካ።
@eritrealove5888
@eritrealove5888 5 жыл бұрын
ካብ ወርሒ ሓደ 2015 ክሳብ ወርሒ ሓደ 2016 ኣብ ኮርመናዕ ንዓመት ዝተኻየደ ዘስካሕክሕ ፍጻሜታት ሂወት ኣማኢት የሕዋትና ዝሓለፈሉ ሂወት ኣማኢት የሕዋትና ደም ዝፈሰሰሉ ዛንታ ብ ኣካል ኣብቲ ቦታ ስለ ዝነበርኩ ከዕልለካ በየን ክረኽበካ ሕቡእ መቃብር ኮርመናዕ ብድሕሪ ናይቲ መዓስከር ሓላፊ ዝኾነ ተኽለ ማንጁስን ወዲ ኣስፍሃን ዝርከብ ቦታ ኣማኢት የሕዋትና ብዘይንቡር ተቀቢሮምሉ ዘለዉ ኣሎ ናይ ኮርመናዕ እቲ ዝኸፈአ መደበር ታዓሊም ኣብ ውሽጢ ዚ 28 ዓመታት ኮይኑ ኣሎ ኣብ ኮርመናዕ ክሃድም ዝፈተነ ንላዕሊ ምቱካስ የለን ብሕጊ ተኽለ ማንጁስ ክልኩል እዩ ሹት ፊተ ፊት እዮም ዝትኩሱ ተሓሚምካ ክሳብ ብቃሬዛ ትኸይድ ናብ ሕክምና ምኻድ የለን፡ኣብ ሕክምና ውን እቲ ዝተሓተ ኣሞክስሊን ውን የለን ተኽለ ማንጁስ ኣብ ወርሒ ሓደ ዕለት ዋርድያን ትዓላሞን ኣኪቡ ክሃድም ዝሓሰበ ብጢት በልዎም ተዘይ ሃሪምኩሞም፡ እተን ጢት ናዓኹም እየን ኢልና ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ብድሕሪኡ ዘዝመጹ ሓደሽቲ ትዓላሞ ኣታ ካብ በጣሕ ወሪዶም ትንገሮም ሕጊ ክሃድም ዝሓሰበ ንሕና ዘይኮንና ጢት እያ ትጎዮኩም ዝብል እዩ ኣብ ወርሒ ክልተ ብ እኩም ክሃድሙ ዝሓሰቡ ሂወት 19 ንጹሃት የሕዋትና ዝረገፈሉ ኣነ ባኣካል ኣቡኡ ኔረ ናይ ኮርመናዕ ገሊጽካ ኣይውዳእን እዩ
@efremteshome2327
@efremteshome2327 2 жыл бұрын
😭😭🙏🙏
@Seare200
@Seare200 2 жыл бұрын
ዝሕዝን እዩ ተክለ ማንጁስ ዝባሃል ሰብ ድሕን 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Жыл бұрын
Ahhh azekirkani eko Eza zbelkana kab betah wrud ms belka dzarebka kemea eilomna kab Adarset eina mexina niarna kemeu ms beluna ayeamenayomn niara gn atfieomna eyom kab zur natna tray 11 sebat awdikomla kabzom tblom zeleka nhna dhrieom zneberna eina
@efremmeheri2691
@efremmeheri2691 5 жыл бұрын
ዌል ካም ጆሲ" ሃገረይ ዝበለ ተዚኪሩ ይነብር """""
@shefamohamed2173
@shefamohamed2173 5 жыл бұрын
Thak you brother you make it very easy to the narrow minded. It is very necessary of the dark time secret of the evil regime We have very negative and Narrow minded With all this explanation still people will not realize Our country is destroyed alread When our villages destroyed we don't realize we are lost every thing If we look to the all ertirean villages their is nothing left Country with out villages is nothing
@habenberhe9402
@habenberhe9402 3 жыл бұрын
ዓኽ ያ ክሳብ ማዓስ ኢዩ እዚ ኩሉ ፀገም ወረ እንታይ ኢና ጌርና ኦ ፈጣሪ በጃኻ ባ 😢😢😢😢
@naodbelai5325
@naodbelai5325 5 жыл бұрын
መቕዘፍቲ! Very Tragic! ኣብዛ ነጻ እንብላ ሃገርና ኤርትራ ኣቦ ኣደን ወድን ብስርቕ ምርቕ ዓሪቦም!!! ዘይተሰምዐ እምበር ዘይተገብረ ጉድ ይህሉ ዶኾን ይኸውን! ኣምላኽ የርህወልና!!! ስለቲ ውሕሉልን መሳጢን ኣቀራርባኻ Jstudio የቐንየልና። ኣስማት ምጥቃስካ'ውን ነቲ ዛንታ ክንኣምኖ ሓጋዚ ኮይኑ ረኺበዮ።
@habtomkiflay3247
@habtomkiflay3247 5 жыл бұрын
Kemti zbelkayo hade mealti edom teqofidom, riesom adninom ab qdmi ezi zebasabswo zelewu hizbi kiqerbu eyom.shiu kea ezi rekabi mekera hzbi bezi xyun tegbaratom ab gexom tsuf kblelom yu. Derho si zeywegh mesilwa ab bokura thari'e yu negeru! Mqnay tsray Jossi bro. Nska gn kexlo bravo ye zbleka.
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 5 жыл бұрын
My dear people of love, kindness, mercy and above all forgiving people..you have been abused and treated less than animals for just being what you are a loving and caring and law abiding people..but now it's time to stand for your rights for it's better to die fighting than dying standing and fear not for one cannot bore life without burying death..life comes after death my dear people..
@ወዲፍስሃየ
@ወዲፍስሃየ 5 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ከይትግረሙ ናይዛ ቻነል ስርሓት ንከይሓልፈኒ ኣዚየ ኢየ ዝጥንቀቅ ብጣዓሚ ኢየ ዝካታትሎ ብሓቂ ኩሉ ከብድኻ ዝበልዕ ኢዩ እሞ ካ ብከማኻ ዜጋ እዚ ኩሉ ሓስራን መከራን እንተ እዛ ናይ ሎሚ ግን ኣዝያ ከብድኻ ትበልዕ ዛንታ ዓሕሕሕሕሕሕሕሕ ግን ኣጆና ቀሪብና ኢና ነባሪ ሕጊ እምበር ነብሪ ስርዓት የለን ጆሲ ካኣ ኣጆካ ቀጽሎ ዓሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ
@arounadembele303
@arounadembele303 5 жыл бұрын
Josi well come. Freedom for Eritrea my LORD.
@megdelawitmhreteab8142
@megdelawitmhreteab8142 5 жыл бұрын
O goyta absanana hatiatna hadegelna hageran baraklnan azanka kefetelna aqere belelna awayatna semaeyo🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@romadi1777
@romadi1777 5 жыл бұрын
ኤርትራዊ ክንሱ ንኤርትራዊ ሓዉ ከመይ ጌሩ ይጭከነሉ አብዛ ጸባብ መሬት አንዲዚ ጭካነ ከመይ ጌሩ ይካየድ፧ንሕና ብሓቂ ሓይጣትና ቡዙሕ ኢዮ።
@tandemichael2572
@tandemichael2572 4 жыл бұрын
J.stido nuxur habereta kab zisemala do 1amat gera eza canel j.stido kitabi zelwa eya Thanks
@wedishikerwedishiker7690
@wedishikerwedishiker7690 5 жыл бұрын
ብካ ስጋብ ሕጂ ኣብ ሳሕል እንተዝህው ገጶም ከማን ኣይምርኣናዮምን ብኡኡ ገይሮም ክጠፍኡ ኔይርዎም ገንጣዮች እና ሽብር ፈጣሪዎች ኢልዎም መንግስቱ ሀይለማርያም ሐቁ እዬ
@mebrie8968
@mebrie8968 5 жыл бұрын
Sekit guhaf netih
@efremgebrekidan4291
@efremgebrekidan4291 5 жыл бұрын
ብህግደፋውያን ዝወርድ ዘሎ ግፍዒ ናይ ብሐቂ ንኽትአምኖ ዘሸግር እዩ
@ዓራግዓድሮሶ
@ዓራግዓድሮሶ 5 жыл бұрын
አቱምርሳሐት እዞምዲስላክ ትገብሩ ዘለኩም አብህዝብና ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን አደራዕን ኢድ አለኩም
@teklitbelay9542
@teklitbelay9542 5 жыл бұрын
Josi hawey bejaka natka program ab asena qexali zerghayo mknyatu ab Eritrea sle nasena zketatelwa kemzo m sereqti hdmona nrebha keyhasebka wala haguzni belena josi hawey weledna nedhn so keep it up!!!!❤️❤️❤️
@fikadutadese9633
@fikadutadese9633 5 жыл бұрын
I'm scare about mother with son but god accept them heaven (rest in peace) everytime has bad event in the world .
@lunafsahayelunafsahaye9924
@lunafsahayelunafsahaye9924 4 жыл бұрын
ኣንታ ኣምላክ ኣቦይ ንመከራ ኣሕሊፍካ ኣይትሃበና ይኣክለኩም በለና
@dinner7309
@dinner7309 5 жыл бұрын
ሰብ ንብዓታ ወዲኣ አያ ጆሲ ሓወይ ክንደየናይ ከይርከበና
@ቲቲጓልትግራይሓላል
@ቲቲጓልትግራይሓላል 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣብካትኒ ህግደፍ መንደፍ ዉግእ ትግራይ ምስ ተጀመረ እንዴ ሰሚዖዮ ህግደፈ ንዓናዉን ኣሪክብልና ኣብ መሬትና ኣቴም ህዝብና ኣብ ምቅታልን ምዝማትን ግፍዒ ብዝተመሎኣ መከራ የሳቅይዎ ኔዉ ፈጣሪ ባዕልካ እስኪ ቅልጥፍ ኢልካ ምሕረት ስደደል እዋይ ዓለም ጎዶሎ
@simonsemere9926
@simonsemere9926 5 жыл бұрын
ኣምበሳው ኣጆካ ታሪክ ፍራፊርካ ቀጽል፡ ብዓል ብሩህ መጻኢ ኢካ፡
@ሂውትዕድልደስታልበይ
@ሂውትዕድልደስታልበይ 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ዝሕዝን ታርኽ ዩ ሂወትና ዩ ዘይ ሓለፍ እንበር ኣብ ኮልና ዝወረደ ታሪኽ ዩ
@kgg7935
@kgg7935 5 жыл бұрын
እዞም dislike ኢልኩም ዘለኩም አንበር ናይ ሰብ ሕልና አለኩም እዩ ንነብሱኩም ከም ሰብ ዘይምሕሳብኩም ይገርም እዩ ስቃይ ህዝቢ ምሸክዕላል ብጣዕሚ ጽቡቕ አይኮነን .
@hussenmohammed2286
@hussenmohammed2286 5 жыл бұрын
ብመጀመርያ ሰላም ንዓካ ሓዊ ዮሴፍ ዕድመን ጥዕናን እና ተመነኩ ኣብ ስራሕካ ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ብምምናይ በዚ ተቅርቦ ዘለካ መደብ ምስጋናይ ደረት የብሉን እሞ እታ ብዓቅመይ ዝክእሎ ድማ ኣብ መዓልታዊ ሂወትካ ዓወትን ኣሳልጦን ሰላምን ቅሳነትን ዘለዎ ሂወት ይምነየልካ እሞ ኣጆካ በርቲዕ ቀጽሎ ይብለካ።
@shalkuentertainment5965
@shalkuentertainment5965 5 жыл бұрын
ኣይምኣኸለክን'ዶ እቲ በጃኺ ዝሓለፈ ዘርኡ ጸዲቁ ኣብ ምሕቋፉ ዝተኾልፈ ርሑ መኒኑ ንስለ ሓርነትኪ ዝሃረፈ ገንሸል ናጽነት ኮይኑ ኣብ ከርስኺ ዝዓረፈ!! እሞ'ኸ ደኣ ቀረጽ መስዋእቲ'ዶ ደኣ ኮይኑ ወዲ ጅግና ተቋምቲ ብህጻኑ ውሉድን ወላድን ብሓደ ክዓኑ ራህዋ ምምናይ ለካ ገበን ኮይኑ!! መስዋእቲ ወላዲኡ ኮይንዎ ንመርገም ህላው ናጽነት በኒኑ ኮይንዎ ጸላም ወዲ ስውእ ተስዊኡ በቲ ጠላም ንቡር ከይረኸበ ከይለበሰ ሓመድ ኣዳም ኣሚና ዝሰኣነት ተቋምት'ላ ኣብ ገበላ ከርሳ ዘፍረዮ ከተማዐዱ ወዲኣ ዓቅላ ብሩህ ዓይና ደኺሙ ኣውጺኡ ሓበላ ኣየ'ዛ ኣደ ሓላል ፍጹም ዘይሕለላ!! እንተ ሎሚ ግን ኣይከም ትማልን መንፈሳ ተዘሪጉ ንበይና ኣይከኣለትን ኩምራ እምኒ ፈንቂላ ዉልዳ ኣይረኸበትን ኣብ መሬት ቀቢጻስ ነቂላ ኣብ ሰማይ ክትፈትን!! እንተ እታ ናጽነት ሽዑ'ያ ምስቲ ገንሸል ናጽነት ተቀቢራ ብሸቃጦ ሓርነት ተተስኪራ ዝወለደት ማህጸን ኣቃዲራ እዛ መሬት ደም ህዝባ ኮይኑ ድራራ!! ስጋ መንእሰይ ትምገብ ኣላ ከም ኣሞራ! ግጥሚ፡ ናኦድ እዛ ግጥሚ ነዛ ቪድዮ ምስ ሰማዕኩ፡ ስምዒታተይ ከረጋግእ ምስ ንብዓተይ ዝጸሕፍክዋ ኢያ!!! እዛ መሬት እንታይ ኢያ ትኸውን ዘላ!!!
@abeilberhe9514
@abeilberhe9514 5 жыл бұрын
ዋውውውው ብሉጽ ግጥሚ ክቡር ሓው
@ሓዊእሱራት
@ሓዊእሱራት 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ልቢ ሰብ ዝትንክፍ ግጥሚ::🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@theganersbomb8955
@theganersbomb8955 5 жыл бұрын
Hakejna simietka biaziu tenkafi zkone tibeb eka gelixkayo mewedaetiu yexebkelna . kemiu mereit ab mrhawu eyu zxebib.
@pinkven4537
@pinkven4537 5 жыл бұрын
አንታ ጆሲ ሐወይ ቃልትካ መግለፂ ሲኢነሉ ዕድመ የሃብካ
@zaidsyum9706
@zaidsyum9706 5 жыл бұрын
ዋይዋይዋይዋይዋይዋይዋይዋይዋይዋይህዝበይ ዋይዋይዋይዋይዋይዋይ ደቀይ ደቀይ ደቀይ ደቀይ ደቀይ ደቀይ እዋይ ኣንታ እንታይ ኢና ንብሎ እዋይ ኤርትራ ማህጸን እንታይ ወሊድኪኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ
@haj90767
@haj90767 5 жыл бұрын
Eway eway woooooy
@Asi4394
@Asi4394 5 жыл бұрын
O my God . mhretka awrdelna. Hgdef mendef edka aytsean.
@ሳግምተሰነይሳግምተሰነይ
@ሳግምተሰነይሳግምተሰነይ 5 жыл бұрын
ደርግሓዮ ጥራይ ጆሲ ሓወይ እዚ ዩ ታሪኽ እዚ ዩ መግዛእቲ ናጽነት ኣምጺና እና በሉ ዕድመ መንእሰይ በሊዖም ምጽጋብ ኣብዮም
@sameeraasel7377
@sameeraasel7377 5 жыл бұрын
ኣይ ስቓይ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ።ጆሲ ሓወይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን።እዋይ ጭካነ ሰብ ርጉም ሎምስ ከርህወልና እዩ ፈጣሪ
@kalilrizkayebraheim4511
@kalilrizkayebraheim4511 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ክንድሽሕ ኩን ዓይኒ ኣባይካ ይደፈን
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 5 жыл бұрын
ጆ ክቡር ሀወይ ቅሳነት ሰላም ፍቅሪ ዝአሰሎ ናብራ ምስ ነዊህ እድሜ ይምነየልካ። U know what.....Jo ma dear bro ብሀንቀውታ ይፅበየካሞ ኩሉ ግዲፈ ይሰምአካ ንምንታይ ግን እንዳበልኩ ነብሰይ ይሀታ መን እዩሞ ክምልሰለይ አጆና የህዋት እዝውን ክሀልፍ እዩ። እግዚአብሔር አምላክ ይአክለኩም ይበለና።
@ዙርፈንቅል
@ዙርፈንቅል 5 жыл бұрын
ናይ 2019 ጽዕንቶ ፈጣሪ J-Studio
@adhanomgrimay6396
@adhanomgrimay6396 5 жыл бұрын
ኣሓ እዋይ ሓውይ እዝኹሉ ሽግር ከይ ጼዌሉ ዕርብ ጅሺ ናይ ብሓቂ
@ገጸ-ሰባኣጋዲስ
@ገጸ-ሰባኣጋዲስ 5 жыл бұрын
*በጃኹም* classic ቀይሩዋ እታ ናይ ቀደም ኣብ ተመስጦ ተእትወካ ስለዚ እታ ናይ ቀደም ትሓይሽ ይብል ብወገነ ከምዚ ኸማይ ከ ኣለኹም ዶ?
@satan6319
@satan6319 5 жыл бұрын
Gayla aykonen hzen ayu lbi weled aykonen ahhta Nay Hazen teref wshtna ayu
@sttklovemam2374
@sttklovemam2374 5 жыл бұрын
Sry yeqreta gebereley ezia tehayshe eta nay qedem clasical zeneberet nay menafqan derfi ya ane wen kemzi kemaka ye neyre mara ye zefetwa neyre seb mes negereni gn gedifeya selezi ezia tehayeshe behalaye ye gn yeqreta
@sttklovemam2374
@sttklovemam2374 5 жыл бұрын
@@abel8236 ya kebur hawey eza zela wela tehayshe eta nay qedem nay menafqan mezmur ya ane keman keyfeletku mesa yederf neyre ye dehar seb mes negerni ye gedifeya mo so ezia tehayshe mesleni gn yeqreta
@ገጸ-ሰባኣጋዲስ
@ገጸ-ሰባኣጋዲስ 5 жыл бұрын
@@sttklovemam2374 *ዶ* ክብረት ይሃበለይ ክቡር ሰብ ኣይፈለጥኩን ኔረ ኣፍሊጥካኒ እግዚኣብሔር የኽብርካ
@eriwedi2222
@eriwedi2222 5 жыл бұрын
ቆራጡ ቆራጡ ሐቅካ ኢካ እዚኣ ውን ኣማርኛ ኢያ ናይ ቀደም ደርፍታትና ክላሲካል ጥዑም ኣሎ
@firtunagerye7964
@firtunagerye7964 5 жыл бұрын
Ahhhhhhhh yhalf do ykewn Aye we ktkusu kelewu dekna kwshu nay eritrawis adAi nxelae tray aka kemzi gerka tkselu Amlak Aboy nezom hxanat rAka selam fterelna
@nomore5845
@nomore5845 5 жыл бұрын
መርመርትን ዓለምትን ነዊሕ ዕድመ ይሀብኩም ከምኩሉ ዓይነት ስቃይ ክትሳቀዩ!
@goitomteklu6681
@goitomteklu6681 5 жыл бұрын
Eza rgmti hager Eba hzba atfia. Dyablos zsefera hager. Josi god bless you.
@fretasmirnova8908
@fretasmirnova8908 5 жыл бұрын
Josi hawey selamn fikrin xinatn nkulu hzbe Eritrea kalat megletsi seni eqa hjis😭😭😭😭😭😭😭
@ኩብኩብታሳሕል-ነ2ኈ
@ኩብኩብታሳሕል-ነ2ኈ 5 жыл бұрын
ኦ ኣምላክ ን ህዝብና ሓይሊን ጽንዓትን ሃቦ።
@yrtu6591
@yrtu6591 5 жыл бұрын
ቡሩክ ቀነ ጆሲ ንሂዝቢና ዉን ባሉ የውጋሓሎም አምበር ሑሱም ሂወት ዪሓሊፍ ኣሎ
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ 5 жыл бұрын
ዋይ ኣህዋተይ ከብደይ ትበልኡኒ ኢዞም ከም ባኣል ዮሰፍ ዝባሃሉ ጽባህ ኪወግህ ኢዩ ደም ኣህዋትና ካብ ኢዶም ኪንደልዮ ኢና ኣህ ኢድኩም ኣይትስአኑ ኣመጽቲ ከተልቲ ኣህዋትና ማኣልትኩም ተጸበዩ ኣምላክ ይርአኩም ኣሎ ማኣልትኩም ተጸበዩ
@eskiasbayru2831
@eskiasbayru2831 5 жыл бұрын
Eziom siba nay edom ayseanue rugumat.... thanks more jossi
@ሰላምቤተይጥዕናንብረተይ
@ሰላምቤተይጥዕናንብረተይ 5 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ኣነስ ንጆሲ ክሰምዕ ክሰምዕ ኩሉ ግዜ ይነብዕ ኤርትራውያን'ስ እንታይ ኢና ኰንና ወደይ እዚ ኩሉ መከራ እንዳርኣናስ ይብል ! ሃገረይ ኣደይ የሕዋተይ መትዓቢተይ ናፊቐ ይነብዕ ስደት ክኣ ብዓቢኡ የንብዓኒ! ያ ጀምዓ ብፍላይ እዞም መንእሰያት በጃኹም ፍልልያትና ኣጽቢብና ነዞም በላዕቲ ሰብ ኣሊና ብሰላም ኣብ ሃገርና ይሕሸና ፍልልያትና ነጽብብ በጃኹም ኣሕዋት መጻወቲ ህግደፋውያን ኣይንኹን ኣዴታትና ብጓሂ ዘይንሰን መሲለን ደቀን ፋሕ ኢልናየን ገሌና ኤሮጳ ገሊኦም ባረቱ ገሊኦም ናቕፋ ዓሰብ ይኣኸ ሓቁ ኢዩ ኪሮስ ንኒኢሽተይ ሓውኻስ ብዙሕ ኣይትፈልጦን ኢኻ ኣብ ኤርትራ ክብለና ተወዲኢና ሎምስ !"
@Assoiy2
@Assoiy2 5 жыл бұрын
ኡንቃዕ ብሰላም መጽካ ሓወይ ::ኣቱም ህዝብ Subscribe shareኡቦ ንግበሮ ነዛ ቻነል
@alayfishale1985
@alayfishale1985 5 жыл бұрын
Ahhhhhhhh eway ane egziabher aboy kulih endo belena haftey megste semay yewarski ms wrdki
@Akamilat
@Akamilat 5 жыл бұрын
I cannot stop crying 😢
@senunoah1351
@senunoah1351 5 жыл бұрын
I can't stop crying thanks for your time Joss
@abrhaletame8955
@abrhaletame8955 5 жыл бұрын
Well cam ጆሲ ሃዉና በታሚ አካ እቢ ሰብ እሰኪ ነ ጆሲ ዘፋቱ lik ሃቡለይይይይ ኣሰኪ ዳኪ ኢራይይይይ
@azebhadish2568
@azebhadish2568 5 жыл бұрын
ዋይይይይይ ጉድ ጆሲ ሓወይ ኣምላክ ሓይልን ጽንዓትን ይሃብካ ሎሚ እየ ሰሚዐያ ብብክያት ክመውት ደልየ
@F-NG5
@F-NG5 5 жыл бұрын
😪😪😪ኤርትራ ዓደይ ደባሲ ሓዘን ይፍጠረልኪ ተካል ግዜ ኣደታትና ሓዘን ጥራይ ኮይኑ ዕጭአን 😷🤐🤐😪😪
@abdu-dj7hp
@abdu-dj7hp 5 жыл бұрын
ሎሚ ንድሕሩት 11 ዓመት ምልስ እለ ምስታ ክብርቲ ወላዲተይ ዝተፋላለናላ ህሞት ኣዛካክሩኒ ።ሕሳስ ልደ ገዛና ብሙካነይ ነቲ ሓረግ ኣቦናን ናይቶም ዓቅሚ ኣዳም በጺሖም ክንሶም ብሰንኪ እዚ ስርዓት ከይ መስሉ ድሮ ስድት ሰፊሮም ዝነብሩ ዓብይቲ ኣሕዋተይን መሲለ፡ሓረግ ስድርና ክቅጽለላ ዝነብራ ባህጊ ከም ዘይስምርላ ዝተርደአት ወላዲተይ ንነብሳ ከም ዘይ ዕድልኛ እንዳ ቆጸረት ዝወደይ ንስካ ብዓል በተይ ንስካ ቦክርን ሕሳስ ልደ ደቅይን እካ ነርካ ። ግን እንታይ ይግበር ኮይኑ እላ ብምስትንታን ምሕዛንን ?ናይ ከብዲ ወላዲት ዘለዋ ምርቃን ጽቡቅ ምንዮትን ድሕሪ ምግላጻ, ከም፡ምሕጽንታ ድማ ኣይተምሲ መስተን ሽጋራን ከይትቀርበን ዓርኪ ማሓዛ ኣይተብዝሕ ኣይተምሲ እካ እላ ጽኑዕ ርገጽ ዝወደይ እላ ዝተፋላናላ ህሞት ኣዛካክርክኒ ዮሲ ሓወይ እፍ
@habtualazar9506
@habtualazar9506 5 жыл бұрын
ግፍዒ ናይ ሻዕብያ ልዕሊ ደርግን ባዕዳውያን ገዛእትን ይኸፍእ
@اميالغاليه-ن4د6ض
@اميالغاليه-ن4د6ض 4 жыл бұрын
ኣይይይይ ዎይ ኣነ ኣሕዋተይ ኣንቢዕኩሙኒ 😭😭😭😭ተይ ዓይነት ፍትሒ ዘይ ቡሉ ሃገር ኣዩ
@weysebdeqey2436
@weysebdeqey2436 5 жыл бұрын
Josi habibi enkoe teweldka kabtom nayrebha chanelat ko tegelaglena finn ap & hdmona esiki like like habulna neza nay hzbi chanel like like like
@kukkak8125
@kukkak8125 5 жыл бұрын
Eway ezi hzbi rekibwo zelo.Jssi wdi hzbi eta nay kedem classical eba mlesa.We love you.
@senaittekie889
@senaittekie889 5 жыл бұрын
Oh my God have mercy upon us...please forgive us sin...this is so sad i could not stop crying.....
@pdcbigpdc7041
@pdcbigpdc7041 5 жыл бұрын
Yosief ጎይታ ኣብዚሑ ይባርክካ. ፍትሒ እኻ እተይዘይረከቡ ታሪኮም ተቀቢሩ ኣይተረፈን.
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ እድመን ትእናን ይሃብካ ፈታሪ ቆጽሎ ኢካ አብ ጎንካ አለና 🙏🙏
😜 #aminkavitaminka #aminokka #аминкавитаминка
00:14
Аминка Витаминка
Рет қаралды 2,1 МЛН
Mom had to stand up for the whole family!❤️😍😁
00:39
Ethiopia - በኢራን የተፈራው ሆነ
10:58
Feta Daily
Рет қаралды 91 М.
😜 #aminkavitaminka #aminokka #аминкавитаминка
00:14
Аминка Витаминка
Рет қаралды 2,1 МЛН