#Jstudio

  Рет қаралды 51,957

Jstudio

Jstudio

Күн бұрын

Пікірлер: 185
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 жыл бұрын
ስንዑፈይ ዓዲ ጀጋኑ ዓዲ ባህሊ ተቐበልቲ ኣጋይሽስ መጽደፊ ኤረትራዊ ጌረምዎ እቲ ታሪኻዊ ቦታ እዋይ ህግደፍ መንደፍ ናይ ኢድኩም ኣይትስኣኑ።
@ደላዪሰላምኢየ
@ደላዪሰላምኢየ 4 жыл бұрын
ያ ናይ በሓቂ ስርዓት ህግደፍ አንታይ ገዲፍልና ስንዓፈ ከኣ ምስጢር ናይ ታሪክና ኢዩ ሰንዓፍ አንተ ዘየላ ኤርትራ የላን ማለት ኢዩ ስንዓፍ ኩሉ ዝሓቆፈት ኩሉ ጭዋ መክበርቲ ባህሊ ኣጋይሽ ኮታ ኩሉ ዘማልአት ኢያ ኣነስ ክፈትወኩም መዓት ኢየ
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 4 жыл бұрын
My brother it's sad what is happening to our nation Eritrea but no matter how long it takes in the end we Eritreans shall prevail no matter how bitter it gets now we shall prevail...
@ሳሚመኽሰብ
@ሳሚመኽሰብ 4 жыл бұрын
@@ደላዪሰላምኢየ ክብረት ይሃበልና ወገነይ ንሕና ከማን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ
@senaytmisgina7356
@senaytmisgina7356 4 жыл бұрын
ስንዕፈይ ዓዲ ጀጋኑ
@kibrommaharena2299
@kibrommaharena2299 4 жыл бұрын
ብግዜ ሻዕብያስ ዘይተሰምዐ እበር ዘይተገብረን የለን። ዓወት ንውጹዕ ህዝብና!!! ውድቀትን ሕፍረትን ንህግደፍን ንሰዓብቱን ይኹን። ብሓቂ ጆሲ ሓወይ ትርኪ-ምርኪ ጉጅለ፡ ኣህባይ
@ጸጋዝጊ
@ጸጋዝጊ 4 жыл бұрын
ኣብ ከባቢ ደንበላስ ዘጋጣመት ተመሳሳሊት ዛንታ ኣላ ። ረሽኖሞ ብድሕሩኡ ሬሳታቱ ኣብ ባዓቲታት ሓቢኤቦ ከይዶም ። ኣዝዩ ዝስደምድም ታሪኽ ።
@mgm4286
@mgm4286 4 жыл бұрын
እወ
@chakuchaku6648
@chakuchaku6648 4 жыл бұрын
Habib ata link ba sdedeley abey krekba ykl ata interview tanks
@berhanefitsum8227
@berhanefitsum8227 4 жыл бұрын
ኣሕ እዞም ባዓለገታት ካብ ውሻጠና እንጀራና ጸባና ላጋና ኣንቃዕሪሮም ከምዛ ዘይ በልዑን ዘይ ስተዩ ሕማቅ ክፈድዩካ ብጣዕሚ ዘደንጽወካ ግን እቲ ሕማቅ ኢዶም ኣብ ደቆም ክፈድዮ የ እግዛኣብሄር ኣምላክ ኣብርሽ ሓወይ እግዝኣብሄር ኣምላክ ኣብ ገነት የንብርካ
@dhakebdhruke8056
@dhakebdhruke8056 4 жыл бұрын
ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ ንኡሰይ ዕድልና ዲዩ ዕጫና ምርዳእ ኣብይና
@hawistevengerrard4620
@hawistevengerrard4620 4 жыл бұрын
ዓሕ ኣነ ብኡየ ሰጊረ እንዳተፈሓኽኩ ኣምላኽ ኣሕሊፉ ኣይሃበንን ናብዞም ኣራዊት ኤህ ድኣ ንስኹምስ ኣብቲ ኣፃድፍ ዝተረፉ ኣሕዋትና ብዙሓት ዮም መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ 4 жыл бұрын
ሰንዓፈ ዳኣ ዘይረከብናዮ ዶ ሃልይና ኢልኩሞ ኢኩም ንገለ ካብ ኣዴታተን ፈልዮን ይቀትልወን ሓደ ወዲ ዓደይ ኣሎ ኣብ 2017 ወዲ 13 ዓመት ተቀቲሉ ወሊዲ ሬሳ ወዶም ከማን ኣይረከቡን ብፍላይ እዜን ኣብ ወዳባት ሰንዓፈ ዘለዋ ዓድታት ሰርሓ ኣረሞ ክሳድባ ዓቅብ ጊርዞ መገዲ ዕርፊ እምባለኻ ዓደጣል ግያስሕ ዓደባጊዒ ወዘተን ዝከፋኣና ኢና ክሳብ ሕጂ ካኣ ቅሳነት ከሊኦምና ሳዓትት ናብ ትግራይ ከይደን ከይዶም ዘሸመትዎ ኣዴታትን ኣቦታትናን የራግፍና ኣለዉ ሃገር ኩላ ባዲማ ሰብናን ጸጋታትና ተወዲእና እኮ እንታይ እንተገበር ኢና ፍትሒ ንረክብ።
@ogbssolomon2803
@ogbssolomon2803 4 жыл бұрын
ኣታ አዞም ጨካናት መዓስ ኢዮም ዝጠፉልና
@erisun1278
@erisun1278 4 жыл бұрын
ጓል ደቀምሓረ የ ደቂ ሰንዓፈ ክተሓላለዮ ምዓት ዮም ጽጉም ሓዎም ምሕጋዝ ይፈትዉ ዮም
@abebagabre4389
@abebagabre4389 4 жыл бұрын
naybhaki
@Habrom
@Habrom 4 жыл бұрын
ነዞም ጨካናት ወተሃደራትሲ ኣብኣ ደኣ ግድፍዎም ይእረጉ በሪሖም ክድርበዩ ኢዮም ።
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 4 жыл бұрын
ሕደጎም ጥራይ ምስ ህግደፍ እንዳነበርካ ኣይኮነን ከምዚ ግፍዒ ሰሪሕካ ጽቡቕ እንዳገበርካ ከማን ጋዳ ኣምላኽ ሓያል ልኢኹ ነቶም ደም መናእሰያትና ዝድረሩ ዘለው ዕሱባት ደቂ ሃገርን ካሑልኦትን ብኸምታ ናይቲ መስኪን ኣብራሃለይ በብሓደ ክጠፍኡ ምዃኖም እመነኒ ግፍዒ ኣይሰዴድን እዩ ይንዋሕ ይሕጸር
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 4 жыл бұрын
TY brother J-Studio..yes you are there to inform us Eritreans and we are here to hear the sad truth of our beloved nation Eritrea but then it's our fate and we need to accept it but then not be complacent it but keep fighting to make life easier for the next coming generation...we sacrifice today to let others have a place to live...
@diesawi4576
@diesawi4576 4 жыл бұрын
ወታሃደራት ህግደፍ ዶናቁር።
@amoremio6tu
@amoremio6tu 4 жыл бұрын
Welcome back josi bro. ብርግጽ ክወግሕ’ዩ!!!
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 4 жыл бұрын
ዓክ ዋይ ሃገረይ መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ደምሕዋተይ
@teklemariammebrahtom2941
@teklemariammebrahtom2941 4 жыл бұрын
ስለምንታይ እና ግን ዘይንከትት?????? ህጂውን እቲ ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ይሃልኽ እዩ ዘሎ።
@dhakebdhruke8056
@dhakebdhruke8056 4 жыл бұрын
ወልካም ብሮ ጆሲ
@meracolorado
@meracolorado 4 жыл бұрын
ስጋብ ምዓስ 'ዩ ደም ንጹሓት ዕሸላት ኣሕዋትና ክዘሪ.... እዚ ኩሉ ዳኮነ ኽኣ ዓድና ጽቡቅ ኣላ ህዝብና ሰላም ኣሎ ዝብሉናስ ቃንዛ ዲዩ ዘይስምዖም ኮይኑ ዋላስ ካብ ፍቅሪ ሃገርን ህዝብን ፍቅሪ ውልቀ መላኺ እዮም ዘቀድሙ..... ኣምላኽ ብ ዓይኒ ምሕረቱ ይተምተና
@hadgurediet8379
@hadgurediet8379 4 жыл бұрын
ብሰራዊት ህግደፍ ቀይራ እታ ኣርእስቲ ወሪዱዋ ኤርትራ ሰራዊት ተዝህልዋ ደኣ ድቃ ፋሕ ኢሎም
@habeschawitebaysenafe2590
@habeschawitebaysenafe2590 4 жыл бұрын
Kulu hade eti siriat u Ygdef sumu eber Eritreawiyan deykonu etom serawit darga Kab nefsi wekef sdra. Ansti tiray sle zeytehawesao eber siriat Eritreawiyan yu
@hermonberhe1889
@hermonberhe1889 4 жыл бұрын
እቲ ብህወሓት ዝተሃንደሰ ናይ 1998 - 2000 ውግእ: ኣብ ሞንጎ ተጋሩ ንኢትዮጵያ ዝተቖጻጸሩን: ኣብ ሞንጎ ህዝቢ ኤርትራን እዩ ነይሩ:: ደርጊ ንንጉስ ሃይለ ስላሴ ገልቢጡ ስርዓት ኢትዮጵያ ዝተቖጻጸረ ብቐንዱ ንቃልሲ ኤርትራውያን ንምድምሳስ እዩ:: ደርጊ በቲ ናይ 3000 ዓመት ጽጽዋይ ስለ ዝሰኸረ: እቲ ሙሁዝ ጽጽዋያት ናይ ብሓቂ ጌሮም ወሲዶም: ነቲ ዝተረፉ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብልቢ ክኣመንሉ: እዚ ዝይብሃል ጎስጓስ ብምድያታቶም ኣካየዱ:: ህዝቢ ኢትዮጵያ ኤርትራ ናትካ ናይ ኣቦታትካ እያ ነይራ ኢልና ምስ ነእምኖ ጥራይ እዩ እቲ ህዝቢ ደው ኢሉ ክዋጋኣልና ዝኽእል:: ስለዚ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ነዚ ናይ 3000 ዓመታት ታሪኽና ብግብእ ክመሃርዎ ኣለዎም መታን ኣትኪሎም ኣንጻር ህዝባዊ ግምባር ክዋግኡልና:: ሕጂ ከኣ ህውሓትን ካድራት ህውሓትን ነቲ ደርጊ ዝፈሸሎ ጽጽዋይ: ኣብ ዝጥዕሞም ግዜ መታን ክጥቀምሉ: ኣወንዝፎሞ ነይሮም:: ኣብ ምንታይ ግን ኣድሃቡ ኣብ ታሪኽ: ንብረት ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ከም ሰላሕታ ወራር ክሰርቁ: ንህዝቢ ትግራይ ከኣ ከም ናቱ ደቁ ታሪኽ ምኻኑ ክምህርዎ ጀመሩ:: ውጽኢቱ ከኣ እዞም ንርእዮም ዘሎና ህወሓት ዘፍረይቶም ብሓሶት ታሪኽ ዝተሃነጹ ዕሰለ ዝኾኑ ድጅታል ወየንቲ እዮም:: እዚኦም ካብ ደርጊ ዝኸፍኡ ሓደገኛታት ምኻንኖም ኣብዚ 27 ዓመት ብግብሪ ህዝቢ ኤርትራ ተፈቲንዎ እዩ:: እዞም'ውን ካብ ደርጊ ንላዕሊ ነቲ ናይ 3000 ዓመታት ጽጽዋያት ንዓና ተጋሩ ይብጽሓና ብምባል: ንኤርትራ ህዝባን መንግስታን ደምሲሶም ዓባይ ትግራይ ንምፍጣር ኩሉ ግዜ ምስ ሓለሙ እዮም:: እታ ናይ ልቦም ንኽገብሩ እዮም ኣብ 1998 - 2000 ሰለስተ ዓብይቲ ወራራት ዝኸፈቱ:: ሕጂውን እታ ናይ ልቦም ከመይ ጌሮም ከም ዝገብርዎ ኣብ ጻሕተርተር ይርከቡ ኣለዉ:: እቲ ሕቶ ህዝቢ ኤርትራ ነዚ ብምዕራባውያን ጸዓዱ ዝተመሃዘ ጽጽዋያት: ንደርጊ እካ ኣይጠቐሞን ሓንሳብ ንሓዋሩ ከም ዝደምሰሶ እዩ ጌርዎ:: ነዚ ናይ ሕጂ ወለዶ ተጋሩ ብናይ ህወሓት ናይ ሓሶት ታሪኽ ዝተሃንጹ ግን: ብሕልሚ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ትግራይ ኣትያ ምርኣዮም ኣጸሊልዎም ስለ ዘሎ: ሓደገኛታት ምኻኖም ህዝቢ ኤርትራ እካ እንተ ኣስተብሂለ: ክሳብ እዞም ሰባት ሓቀኛ ታሪኾም ዝፈልጡ: ብሸለልትነት ክርኣዩ የብሎምን::
@segenm950
@segenm950 4 жыл бұрын
Kulu wetahader eko hgdef iyou
@BhHb32
@BhHb32 4 жыл бұрын
እትዝገርመካስ እዝንዳሰማዕና ዳርኣና ኣብ ዓድጓና ኴና ኣክንዲ ብኸመይ ንገትኦ ኢልና ክንድንመያየጥ ኣንጭዋ ጸደፈት ድሙ ጠረጠት ክንብል ንውዕል ምህላውና ኢዩ።
@erimusic1808
@erimusic1808 4 жыл бұрын
ክሳብ ሕጂ የ ዘይርስዓ ዋላ ንአሽተ ብምንባረይ ዓመጽን ጎንጽን ዝበዝሓ ርሸነ ኣብ ሰንዓፈ ማአለያ የብሉን ኣሕሕሕ
@ወዲበርሀA
@ወዲበርሀA 4 жыл бұрын
ዓኽ ኽ
@shewithaileslase8932
@shewithaileslase8932 4 жыл бұрын
እዋይ ሓወተይ ማዓረይ😭😭😭
@Azmarino-c1l
@Azmarino-c1l 4 жыл бұрын
Tigrigna live forever ever 😘😘😘😘 thank you josi wedi tigrina
@alwayshopeful2614
@alwayshopeful2614 4 жыл бұрын
ሰላም ደቂ ኤሬና ኣጆና እስከ ሓላፊ'ዩ እዚግዜ ክሓልፍዩ ንምሃር ጥራሕ ሃገር ናባናያ ጽባሕ josi ka kexlo
@amannuguse3691
@amannuguse3691 4 жыл бұрын
ኣሕ ዋይ ሓወይ ጎድነይ ኣዘፀካዮ ሃይ ይጥዓመካ
@binyam1578
@binyam1578 4 жыл бұрын
ኢዋይ ኢዋይ ደቀየ 😭😭😭🧸🧸🧸😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🏼💙✝️🙏🏼💙✝️🙏🏼💙✝️💔🌻💔🌻💔🌻💔🌻💔🌻💔
@Eruna1993
@Eruna1993 4 жыл бұрын
Eway Hawey Amlak Abta Zeytehalef Semayawit Betu Yekbelka 😢😥😭 . Senufey Amlak Tehgoselu Zemen Yemxelki . Adi Jeganu Tekebelti Gasha . 😭😭😭
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 4 жыл бұрын
ጆሲ ግደፎም ጥራይ ምስ ህግደፍ ተቀሚጥካ ኣይኮነን ግፍዒ ሰሪሕካ ጽቡቕ ጌርካ ከማን ንጋዳ ኩሎም እንተዘይበልና ርብዖም ዝኾኑ ሰሚዕና ብኸመይ ከምዝጠፍኡ ነዞም ነብራሃለይ ዝቀተሉ ዕሱባት ደቂ ሃገር ይኹኑ ባዕዳውያን ወተሃደር ናይ ኢዶም ከምዝረኽቡ ኣይትጠራጠሩ እንተኾነ ወተሃደር ህግደፍ ምዃን ንባዕሉ ሓደ መርገም እዩ እዚ ክብል ከለኹ ነቶም ህዝቦም ክኑብዕ ንብዓቱ ዝሕብሱ ክቅንዞ ዝቅንዞው ገዲፍካ ማለይ እዩ መቸም ለውጢ ዘይተርፍ እዩ ግን ክንደይ ህልቂት ክህሉ ስለዝኽእል እሳቶም ካብቲ መዓት ካብ ብሱል ጥረ ኮይንም ክወጹ ምዃኖም ኣይጠራጠርን እየ ወይልኦም ደም ዝድራሮም ኣረማውያን ኣብኣ ትደኹም ። ጆሲ ሓውና የቀንየልና ይሕሰም ይጥዓም ክንሰምዖ ኣለና ሎሚ ሰማዕቲ ጽባሕ መስከርቲ ይግበረና ፈጣሪ 😂
@MusluyAykonkun
@MusluyAykonkun 4 жыл бұрын
ሰብ ምርሻንሲ የኣዪ ጅግንነት ገይሮሞ- ጆግናናት።
@awetnegasi1815
@awetnegasi1815 4 жыл бұрын
ኣብ ከባቢ ዓዲ ዃላ ብዘስካሕክሕ ብእንዳ 16 ሰራዊት ዝተቀተሉ ልዕሊ ዓሰርተ መናእሰያት ኣለዉ በዞም ጥቡሓት ትግረ ዝተቀተሉ ኢዮም ።
@jstudio1
@jstudio1 4 жыл бұрын
Call me 004745556674
@hermonberhe1889
@hermonberhe1889 4 жыл бұрын
እቲ ብህወሓት ዝተሃንደሰ ናይ 1998 - 2000 ውግእ: ኣብ ሞንጎ ተጋሩ ንኢትዮጵያ ዝተቖጻጸሩን: ኣብ ሞንጎ ህዝቢ ኤርትራን እዩ ነይሩ:: ደርጊ ንንጉስ ሃይለ ስላሴ ገልቢጡ ስርዓት ኢትዮጵያ ዝተቖጻጸረ ብቐንዱ ንቃልሲ ኤርትራውያን ንምድምሳስ እዩ:: ደርጊ በቲ ናይ 3000 ዓመት ጽጽዋይ ስለ ዝሰኸረ: እቲ ሙሁዝ ጽጽዋያት ናይ ብሓቂ ጌሮም ወሲዶም: ነቲ ዝተረፉ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብልቢ ክኣመንሉ: እዚ ዝይብሃል ጎስጓስ ብምድያታቶም ኣካየዱ:: ህዝቢ ኢትዮጵያ ኤርትራ ናትካ ናይ ኣቦታትካ እያ ነይራ ኢልና ምስ ነእምኖ ጥራይ እዩ እቲ ህዝቢ ደው ኢሉ ክዋጋኣልና ዝኽእል:: ስለዚ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ነዚ ናይ 3000 ዓመታት ታሪኽና ብግብእ ክመሃርዎ ኣለዎም መታን ኣትኪሎም ኣንጻር ህዝባዊ ግምባር ክዋግኡልና:: ሕጂ ከኣ ህውሓትን ካድራት ህውሓትን ነቲ ደርጊ ዝፈሸሎ ጽጽዋይ: ኣብ ዝጥዕሞም ግዜ መታን ክጥቀምሉ: ኣወንዝፎሞ ነይሮም:: ኣብ ምንታይ ግን ኣድሃቡ ኣብ ታሪኽ: ንብረት ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ከም ሰላሕታ ወራር ክሰርቁ: ንህዝቢ ትግራይ ከኣ ከም ናቱ ደቁ ታሪኽ ምኻኑ ክምህርዎ ጀመሩ:: ውጽኢቱ ከኣ እዞም ንርእዮም ዘሎና ህወሓት ዘፍረይቶም ብሓሶት ታሪኽ ዝተሃነጹ ዕሰለ ዝኾኑ ድጅታል ወየንቲ እዮም:: እዚኦም ካብ ደርጊ ዝኸፍኡ ሓደገኛታት ምኻንኖም ኣብዚ 27 ዓመት ብግብሪ ህዝቢ ኤርትራ ተፈቲንዎ እዩ:: እዞም'ውን ካብ ደርጊ ንላዕሊ ነቲ ናይ 3000 ዓመታት ጽጽዋያት ንዓና ተጋሩ ይብጽሓና ብምባል: ንኤርትራ ህዝባን መንግስታን ደምሲሶም ዓባይ ትግራይ ንምፍጣር ኩሉ ግዜ ምስ ሓለሙ እዮም:: እታ ናይ ልቦም ንኽገብሩ እዮም ኣብ 1998 - 2000 ሰለስተ ዓብይቲ ወራራት ዝኸፈቱ:: ሕጂውን እታ ናይ ልቦም ከመይ ጌሮም ከም ዝገብርዎ ኣብ ጻሕተርተር ይርከቡ ኣለዉ:: እቲ ሕቶ ህዝቢ ኤርትራ ነዚ ብምዕራባውያን ጸዓዱ ዝተመሃዘ ጽጽዋያት: ንደርጊ እካ ኣይጠቐሞን ሓንሳብ ንሓዋሩ ከም ዝደምሰሶ እዩ ጌርዎ:: ነዚ ናይ ሕጂ ወለዶ ተጋሩ ብናይ ህወሓት ናይ ሓሶት ታሪኽ ዝተሃንጹ ግን: ብሕልሚ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ትግራይ ኣትያ ምርኣዮም ኣጸሊልዎም ስለ ዘሎ: ሓደገኛታት ምኻኖም ህዝቢ ኤርትራ እካ እንተ ኣስተብሂለ: ክሳብ እዞም ሰባት ሓቀኛ ታሪኾም ዝፈልጡ: ብሸለልትነት ክርኣዩ የብሎምን::
@meronmarro5217
@meronmarro5217 4 жыл бұрын
@@hermonberhe1889 tkkl kbur hawey dhan ajoka hade b hade kknxelu iyom mhret zbhal yelen
@mgm4286
@mgm4286 4 жыл бұрын
ጆሲ ኣብ ደበላስ ዘጋጠመት ብኣማኒኤል እያሱ ቃለ መሕትት ዝተገብረሉ ሰብ ኣሎ ኣብ እንግላድ ርኸቦ በጃኻ በቲ ዝቀረበ ሕቶን መልስን እኹል እኳ እንተ ነበሩ ብዝያዳ ክትብርብረልና ግን ንምሕጸን:: እቲ ዘገርም ነቲ ኣብኡ ዝሞተ ኣብኡን ኣዲኡን ኣብ ዳስ ህግደፍ ጻዕዳ ክዳን ተኸዲኖም ዳስ ህግደፍ ከማዕርጉ ምርኣይ እዩ::
@galhakir4173
@galhakir4173 4 жыл бұрын
Josi ሓወይ ኣባና ዝወረደ መዓት ማእለያ የብሉን እዚስ ሰዳዲ ወረ እካ ረኪቡ ኽንደይ ኣለዉ ዘይፍለጡ ኣብ መገዲ ናይ ኢሮብ ረሺኖም ዝቀበርዎም 😭 ኑጹሃት ዜጋታት
@samueltsehaye930
@samueltsehaye930 4 жыл бұрын
ኣሓ እዋይ ኤርትራውያን ካብ ዝከፈአ ናብ ዝከፈአ
@loveeri9121
@loveeri9121 4 жыл бұрын
Betami zegrem u ezome kuruhat
@ghirmamogos9374
@ghirmamogos9374 4 жыл бұрын
ዋይይይይይይ
@amanmichael7352
@amanmichael7352 4 жыл бұрын
Welcome back josie
@barihadhanom4527
@barihadhanom4527 4 жыл бұрын
ኣዳለውቲ Jstudio ንኹሉ እትገብሩዎ ዘለኹም ፡ንኹሉ ምስጢራት ሽፍታ ስርዓት ፡ብሓቂ ክትምስገኑ ዝግብኣኩም ኢኹም። ነቶም ነቲ ንኹሉ ዝፈልጥዎ ዝልእኩን ዝጽሕፉን ዘለዉ ክኣ ክብሪ ይስማዓዮም፡ ሓደ ማዓልቲ ገበነኛታት ኣብ ፍርዲ ዝቐርቡላን ሱሮም ዝብተኹላን ኣይክትነዋሕን ኢያ።
@ትምክሕቲውድቀትትሕትናክብ
@ትምክሕቲውድቀትትሕትናክብ 4 жыл бұрын
ንምንታይ ነስረዲን ኣንድህር ምስቶም ኣህዱ ነይሩ ንምንታይ ነቶም ዝፈጸሙዎ ኣባላት ስሞም ስም ኣቦኦም ዘይገልጾም ነዕና ቀንዲ ዝገድሰና ፈጽምቲ ግበን ፊትብፊት ምግላጽ ኢዪ
@ትምክሕቲውድቀትትሕትናክብ
@ትምክሕቲውድቀትትሕትናክብ 4 жыл бұрын
ዘከበርካ ጆሲ ሓውና ክብለካ ደልየ ዘለኩ ብዝያዳ ፈጸምቲ ክትረክብ ይመሕጸነካ ኣቲ ዝበለጸ ክብሎ ዝከኣል ብወገነይ ካብ ብዱብዱቡ ክምዚ ገይሮም ክምዚ ፈጺሞም ምባል ኣቶም ዝነግሩካ ኣቲትሪክ ምሰኦም ዝነበሩ ከም ኣብነት ካፍቶም ኣባላት ነበር ሙሱኦም ተንጊረምካ ምን ሱሙ ኣባይ ዓዱ ጹቡቅ ገሮም ይፋለጡ ኢዮም ኣንድህር ካብ ሰገርቲ ዝነበሩ ኮይኖም ክፈልጡዎም ስለ ዘይ ከኡሉ ይሳማማዕ ኢይ ብዝያዳ ኣጥቅሊለ ክብለካ ዝደሊ 99 ሚኢታዊት ግን በቢ ወገና ነቶም ቀንዲ ፍጽምቲ ክንረክብ ንጸዓር ንሳቶም ተረኪቦም ተተቃሊዖም ግን ምቃልስና ሓጋዚ ኢዪ
@daniman5721
@daniman5721 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ እቲ ሓድሽ ኮይኑ ተወዚዑ ዝነበረ ማለት ነስረዲን ኣብ ደኒማርኽ ኣሎ ዝበልካዮ ስሞም ተዝገልጾም ጽቡቕ ኔሩ ስሞም ተዘይ ተላዒሉ እዞም ሰባት ክሳብ ሕጂ ደም ሰብ ይሰትዩ እንተ ሃለው መን ዶ ይፈልጥ እዩ። ስሞም እንተዝግለጽ ጽቡቕ ኔሩ።
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ 4 жыл бұрын
😭😭😭😭 ኣሕ ሽመጃና ዓደይ እዚ ኮይኑ ዕድልኪ ብህግደፍ ብሰራውት ህግደፍን ፡፡
@Mera.habeshawi
@Mera.habeshawi 4 жыл бұрын
እታይ እሞ ክንገብር ተዓዲልናይ እዚ ዝገብርዎ ዘለዉ እባ ከምዛ ፍናን ዝበላ ኣብታ ግጥሚ ትጽበዮም ኣላ ቀጣን ፍርዲ ሓፍ ዘይትብል
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ 4 жыл бұрын
Merhawi Abebe nay baki goney ajona eske ..
@yonasaraya1226
@yonasaraya1226 4 жыл бұрын
Welcom jegna jose haben eritrawe ajoka ygdaf ztefolo gze kareba eyo nay brgadel jeneral habtexen kea aytresana nxbeyeka alena
@sabamosazghi7799
@sabamosazghi7799 4 жыл бұрын
ዘሕዝን ፍጻመ እዋይ የሕዋተይ እዚ ኮይኑ ዕጫና እቲ ዘሕዝን መመሊሱ ዝቅጽል ምኻኑ
@gebreandemichael8975
@gebreandemichael8975 4 жыл бұрын
HGDF AB HZBNA THEY FETSEMUWO GEBEN (GIFE’) YELEN ENTAY NTSEBE ALENA.DEKI ABAT HABIRNA NLEAL THANKS J STUDIO GREAT JOB.
@teseyob5844
@teseyob5844 4 жыл бұрын
ኣሕ ኣታ ኣብ ሰንዓፈ ዘይተፈጸመ ገበን ዶ ኣሎ ኢዩ ብህግደፍ ብፍላይ ምስጦፋ ኣማሓዳሪ ኮይኑ ምስ መጸ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡሰይ ናይ ኢድኩም ኣይትስኣኑ።
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 4 жыл бұрын
ዘይተርፍ እዩ ንግዜ ጥራይ ግደፎ ኣበይ ኣሎ ሙስጠፋ መድሃኒት ናይሽክር ከሊኦሞ ተሳቅዩ ከም ደርሆ ፈርፈር እንዳበለ ሓሊፋ ትንፋሱ ኣሰይ ኣይንብሎን ኢና ግብሩ የሰንዮ ፈጣሪ
@hermonberhe1889
@hermonberhe1889 4 жыл бұрын
@@tiebeghebru2649 እቲ ብህወሓት ዝተሃንደሰ ናይ 1998 - 2000 ውግእ: ኣብ ሞንጎ ተጋሩ ንኢትዮጵያ ዝተቖጻጸሩን: ኣብ ሞንጎ ህዝቢ ኤርትራን እዩ ነይሩ:: ደርጊ ንንጉስ ሃይለ ስላሴ ገልቢጡ ስርዓት ኢትዮጵያ ዝተቖጻጸረ ብቐንዱ ንቃልሲ ኤርትራውያን ንምድምሳስ እዩ:: ደርጊ በቲ ናይ 3000 ዓመት ጽጽዋይ ስለ ዝሰኸረ: እቲ ሙሁዝ ጽጽዋያት ናይ ብሓቂ ጌሮም ወሲዶም: ነቲ ዝተረፉ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብልቢ ክኣመንሉ: እዚ ዝይብሃል ጎስጓስ ብምድያታቶም ኣካየዱ:: ህዝቢ ኢትዮጵያ ኤርትራ ናትካ ናይ ኣቦታትካ እያ ነይራ ኢልና ምስ ነእምኖ ጥራይ እዩ እቲ ህዝቢ ደው ኢሉ ክዋጋኣልና ዝኽእል:: ስለዚ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ነዚ ናይ 3000 ዓመታት ታሪኽና ብግብእ ክመሃርዎ ኣለዎም መታን ኣትኪሎም ኣንጻር ህዝባዊ ግምባር ክዋግኡልና:: ሕጂ ከኣ ህውሓትን ካድራት ህውሓትን ነቲ ደርጊ ዝፈሸሎ ጽጽዋይ: ኣብ ዝጥዕሞም ግዜ መታን ክጥቀምሉ: ኣወንዝፎሞ ነይሮም:: ኣብ ምንታይ ግን ኣድሃቡ ኣብ ታሪኽ: ንብረት ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ከም ሰላሕታ ወራር ክሰርቁ: ንህዝቢ ትግራይ ከኣ ከም ናቱ ደቁ ታሪኽ ምኻኑ ክምህርዎ ጀመሩ:: ውጽኢቱ ከኣ እዞም ንርእዮም ዘሎና ህወሓት ዘፍረይቶም ብሓሶት ታሪኽ ዝተሃነጹ ዕሰለ ዝኾኑ ድጅታል ወየንቲ እዮም:: እዚኦም ካብ ደርጊ ዝኸፍኡ ሓደገኛታት ምኻንኖም ኣብዚ 27 ዓመት ብግብሪ ህዝቢ ኤርትራ ተፈቲንዎ እዩ:: እዞም'ውን ካብ ደርጊ ንላዕሊ ነቲ ናይ 3000 ዓመታት ጽጽዋያት ንዓና ተጋሩ ይብጽሓና ብምባል: ንኤርትራ ህዝባን መንግስታን ደምሲሶም ዓባይ ትግራይ ንምፍጣር ኩሉ ግዜ ምስ ሓለሙ እዮም:: እታ ናይ ልቦም ንኽገብሩ እዮም ኣብ 1998 - 2000 ሰለስተ ዓብይቲ ወራራት ዝኸፈቱ:: ሕጂውን እታ ናይ ልቦም ከመይ ጌሮም ከም ዝገብርዎ ኣብ ጻሕተርተር ይርከቡ ኣለዉ:: እቲ ሕቶ ህዝቢ ኤርትራ ነዚ ብምዕራባውያን ጸዓዱ ዝተመሃዘ ጽጽዋያት: ንደርጊ እካ ኣይጠቐሞን ሓንሳብ ንሓዋሩ ከም ዝደምሰሶ እዩ ጌርዎ:: ነዚ ናይ ሕጂ ወለዶ ተጋሩ ብናይ ህወሓት ናይ ሓሶት ታሪኽ ዝተሃንጹ ግን: ብሕልሚ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ትግራይ ኣትያ ምርኣዮም ኣጸሊልዎም ስለ ዘሎ: ሓደገኛታት ምኻኖም ህዝቢ ኤርትራ እካ እንተ ኣስተብሂለ: ክሳብ እዞም ሰባት ሓቀኛ ታሪኾም ዝፈልጡ: ብሸለልትነት ክርኣዩ የብሎምን::
@adiamokbay5279
@adiamokbay5279 4 жыл бұрын
ጆሲ ሐወይ እዎይ ጉድ ረኪብና እዚ ጨካን ስርዓት ንመንእሰይ አይገድፍ ንዓበይቲ ከጥፍአና ታዓጢቁ እንድዩ እዎይ ኤርትራዊ ትረክቦ አክክክክክክ
@asmeromasgodom9991
@asmeromasgodom9991 4 жыл бұрын
ዝኣሕዝን ፍጻመ ካን ኣብ ነንሕድሕድና ንምጭክካን ኢና ኣሻሐት ሂወት ከፍልናና ዛሀገር
@ሕግናሕጊሙስየ
@ሕግናሕጊሙስየ 4 жыл бұрын
ዓሕሕሕ ወይ ኣነ ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ናይ ህግደፍ ጉድ ግን ለሚድናዮ ኢና
@galtigrinyatigrinya33
@galtigrinyatigrinya33 4 жыл бұрын
Hi 👋 J.stuio good job keep.From Eritrea 🇪🇷 Jewish
@segenk.6926
@segenk.6926 4 жыл бұрын
God bless you josi hawey keribna ena
@titititi2598
@titititi2598 4 жыл бұрын
Ewayyyyyy hawey Ahhhh 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@segenm950
@segenm950 4 жыл бұрын
😪
@Kemsebay96
@Kemsebay96 4 жыл бұрын
Omg anta amlak abey mery ezi kulu mekra nay mentay mergem eyu 😭😭😭😭
@filimontesfamichael6456
@filimontesfamichael6456 4 жыл бұрын
ኣሕ እዋይ ሰንዓፈ እዚ ኮይኑ ዕጫኪ ዓዲ ጻድቃን መጠራ ኔርክስ ህጂ ደኣ እንታይ ኮይንኪ ዓዲ ሸፋቱ ኬንኪ እውይይይይይ???
@mamma2732
@mamma2732 4 жыл бұрын
Uffff ezuys ms mntay ykuxer eza Eritrea bzhu mstir eya hza zela.
@simonsemere9926
@simonsemere9926 4 жыл бұрын
ዋላ እቲ ሰራዊትና ሕልና ኣልቦዩ፡ መሬቶም ብሕውሓት ተደፊሩ ከሎ ንጸላእቶም ዘይተኮሱስ ጅግንነት ተባሂልከይ ኣብ ዝተጸገሙ መንእሰያት ብጥይት ምዕላው ፍሹል ስርዓት።
@SuperMobly
@SuperMobly 4 жыл бұрын
ዝገርም እዩ ሎሚ ሎሚ ንሰምዖ ዘለና ካኣ ህግደፍ ስጋ ሰብ ምብላዕ ዝለመዱ ኣዛብእ ካብ ኬንያ ኣምጺኦም ኣብ በረኻታት ኤርትራ ፈንዮሞም ኣለዉ፡ ክንደይ ሰባት ካኣ ቅድሚ ሕጂ ሰሚዕናዮ ዘይንፈልጥ በዛብእ ተበሊዖም ንሰምዕ ኣለና። እቲ ብሚኒስትሪ ሕርሻ ዝቐረበ ዕባራ ምኽንያት ምምጻእ ናይዞም ኣዛብእ ናብ ኤርትራ ካኣ ምምላስ ዝጸነቱ እንስሳ ዘገዳም ናብ ሃገርና ዝብል እዩ። ብተወሳኺ ውን ዝኾነ ሰብ ነዞም ኣዛብእ ከይቀትሎም ኣጠንቂቖም ኣለዉ።
@merhawieshetu7103
@merhawieshetu7103 4 жыл бұрын
ከመይ ዚበሉ ጭካናት ይዮም ።ሰብ እዮም ክትብሎም ዘጠራጥረካ ኣረሚናት
@woredeimam6966
@woredeimam6966 4 жыл бұрын
ካብ ህግደፍ ብጀካ ቅትለት. እንታይ ትጽበ
@samabraha3833
@samabraha3833 4 жыл бұрын
I can not believe that someone what do this to their own people
@merabeyney9710
@merabeyney9710 4 жыл бұрын
ሰንዓፋ ዓዲ ጀጋኑን ባህሊን ዘይኢዱ ዝረከበ ህዝቢ ዩ ኣብ ግዝየ ህግ ትካሓሰሉ ግዝየ የምጸአልና ይከውን
@hannibalokbamichael7156
@hannibalokbamichael7156 4 жыл бұрын
Ah
@Yehdego
@Yehdego 4 жыл бұрын
ኦፍፍፍፍ እዋይ
@niabsharif5267
@niabsharif5267 4 жыл бұрын
thank you
@ghebreyonasbahre3910
@ghebreyonasbahre3910 4 жыл бұрын
Haqi iyu kulu anbesa hswey
@yirgaalemwoldu9572
@yirgaalemwoldu9572 4 жыл бұрын
Ak eway hawey 😭😭😭😭😭😭😭
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 4 жыл бұрын
Ahhhh eway ana haway mearey 😭😭😭😭😭how can you do this to your own people? very heartless people 😭😭 😭hgdaf mendef
@eman4242
@eman4242 4 жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት
@abebaeyasu8785
@abebaeyasu8785 4 жыл бұрын
😭😭😭😭😭
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ 4 жыл бұрын
ኣበት ኣበት ይግደፍ ኢድኩም ኣይትስአኑ ኣነ ዝገርመኒ ኢዘም ኣሃዱ 29 ሰብ ድዮም ወላ ኢቲ ስርአት ጨካን ይኩን ኢምበር ኢቶም ኣገልግሎት ንምንታይ ነህዋቶም ይጭኪኑ ይገርም ኢዩ ከብድካ ይበላአካ ትርኪ ምርኪ ኢወ ሰታውንቲ ደሃን ኪሉ ኪሃልፍ ኢዩ ብሃይሊ ኣምላክ ኢድካ ኣይትሳአን ይግደፍ
@ደላዪሰላምኢየ
@ደላዪሰላምኢየ 4 жыл бұрын
ስርዓት ህግደፍ ሲ ናይ ኢድካ ኣይትስኣን ኣጽኒትካና አባ
@nobha2552
@nobha2552 4 жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢
@amineawet5622
@amineawet5622 4 жыл бұрын
J.estidyo bmejemerya Selma vitamin does zbil medeb teqribu alekum qexiluwo ybil
@selinaalena4453
@selinaalena4453 4 жыл бұрын
Amen!!!
@ሰላምሰላም-ወ4ዀ
@ሰላምሰላም-ወ4ዀ 4 жыл бұрын
ኣብየት ጭካን ዝኾነ ስርዓት
@eruskor7811
@eruskor7811 4 жыл бұрын
Besmam entay aynet chkane eyu ezi ke bahwatkas knzi eway antafetari ayni lbonom kfetelom eway hawey hxan kolas kndzi ezgyo maharena krstos😭😭😭😭😭
@brhaneftwi8846
@brhaneftwi8846 4 жыл бұрын
ጂሲ አጅኩም ጽሕይና ክትብቅረ ቅረባ አያ
@merhawimera292
@merhawimera292 4 жыл бұрын
Etom sebat zexdefu akalahayom josi hawuna gebari ekey bdfunu kkeyd yeblun
@selinaalena4453
@selinaalena4453 4 жыл бұрын
Listening to your voice is like an addiction, my dear Joseiye!!!
@teweldeeyob8180
@teweldeeyob8180 4 жыл бұрын
ጆሲ ሃወይ ምዛ እንዳ 29 ሃደ ዑሉል ገበነና ሰብ ዘጽነተ ወዲ ዓላ ዝበሃል ሽሙ ሃብተኣብ ንጉስ ይበሃል ጊን ከንዲ ወዲ ሃውበኡ ን ኣብረሃ ካሳ ወዲ ሰሳሕ ኢዩ ሰብ ዝወደአ አዩ ብሃኪ ይብለካ ኣለኩ ወዲ ሃውበኡ ከረባ ዘመድ ን ኣብረሃ ካሳ ህተት ክትኣምን ሰባት
@segenk.6926
@segenk.6926 4 жыл бұрын
Ajoka fnan hawey hzbi eritrea abgonka eyu awet nhafsh
@tsiongeber3628
@tsiongeber3628 4 жыл бұрын
ኢዋይ ሓወይ ናተይ አዝ ኩሉስ ንዓካ ኡፍፍፍፍ
@genetg-23
@genetg-23 4 жыл бұрын
Hawey ahhhhhhh 😭😭😭😭😭RIP
@solomonbeyen5747
@solomonbeyen5747 4 жыл бұрын
ገዛእቲ ዝሕሽላ እዋን ብጽሕና ኤረትራውያን፡ነንሕድሕድና ክንጣፍእ ምካና ዝእምት እዩ፡ንኪድ ጥራይ ሕልና አልቦ ናብ መግዛእቲ ክትምለስ እያ እዛ ጣልያን ዝረገማ ሃገር!!!
@sababahta4635
@sababahta4635 4 жыл бұрын
Eway hawey mengste semay Ahhh
@mex1579
@mex1579 4 жыл бұрын
Very sorrowful!
@ዮናስዮናስ-አ1ዸ
@ዮናስዮናስ-አ1ዸ 4 жыл бұрын
ኣብ ኤረትራ ዘይተነግረ እንበር ዘይተገብረ የለን ናይ ኢድኩም ኣይትሰኣኑ ህግደፍ ተከላት ፍጥረት ካብዚኦም'ሲ መግዛእቲ መሓሸና
@ኩሉዝሓልፎንሰናየይኢዩ
@ኩሉዝሓልፎንሰናየይኢዩ 4 жыл бұрын
እውእይ ኣታ እዚኦም እኮ ሰብ ኣይኮኑን እዋይ ህዝበይ
@ልዋምጋልለይ
@ልዋምጋልለይ 4 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏
@almazweldu3914
@almazweldu3914 4 жыл бұрын
እዋይ ጀይሲ ምጽዋር እንበር ሲኢናዮ ዓድሜና ሙሉእ በዚ ዘረባን መከራን እንታይ ክንገብር ኢና እዋይ
@bergednhameduqawqaw7701
@bergednhameduqawqaw7701 4 жыл бұрын
nmntay eyu gn kndzi gfi xbah gn mwghu zeyterf eyu etom abu zneberu serawit bxfuf msnadom yedli nenay edom kea krekbu eyom !!!
@hiwetghebreab5796
@hiwetghebreab5796 4 жыл бұрын
Welcome Jose🙏🏿 ❤️
@selamngusse8519
@selamngusse8519 4 жыл бұрын
Btami zehzn gfi😭
@amanyoni8458
@amanyoni8458 4 жыл бұрын
Ahhhhhh wey good tay zhzn ftsame yu
@bashayyehdago1230
@bashayyehdago1230 4 жыл бұрын
Nay h
@niatberhe3117
@niatberhe3117 4 жыл бұрын
Willkommen mein bruder
@furtnakiros2023
@furtnakiros2023 4 жыл бұрын
እዚኦም ጨካናት ኢዮም ኣብ 2005 ኣብ ሓልሓለ ተኣሲሮም ዝነበሩ ናይ ስግረ ዶብ ክሸኑ ምስ ወጹ ሃዲሞም ሓደ ልብሲ ናይ ተምሃሮ ለቢሱ ክላስ ኣትዩ ሒዞሞ እቲ ሓደ ግን ኣብ እንዳ ምሓሪ በርሀ ዝብሃል እንዳስታላ ኣብ ሓሰር ኣትዩ ስለ ዝረኣይዎ ግን ብሓዊ ኣቃጺሎሞ ኣውኡ ከሎ ማለት ኢዩ እዚኦም ዘይገበርዎ እንታይ ኣሎ
@meharitesfamriam9010
@meharitesfamriam9010 4 жыл бұрын
Welcome josi
@samjungemann8063
@samjungemann8063 4 жыл бұрын
Hah nmegemera gze tarika delfo seb ysemi aleku abti gze ane ka wele shigze gola inteneberku deytrsa hmak gifi dsemakula gze dneberet iya mengste semay yewarso
@gowildcats3295
@gowildcats3295 4 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@tesfayabraha5895
@tesfayabraha5895 3 жыл бұрын
Ahhhhhh abrehale arkey newih ketin xubuk wedi eu neru etay emo alem godolo endo koyna eber bdhri abrahale arkeys ayteamenan josi hawey kea kexlo kulu tekrbo mdebat haki eu::
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 60 МЛН
How I Turned a Lolipop Into A New One 🤯🍭
00:19
Wian
Рет қаралды 12 МЛН
SISTER EXPOSED MY MAGIC @Whoispelagheya
00:45
MasomkaMagic
Рет қаралды 17 МЛН
Kluster Duo #настольныеигры #boardgames #игры #games #настолки #настольные_игры
00:47
ዘ-ኤርትራ ብ ኣወል ስዒድ / THE- ERITREA BY AWEL SAID
1:25:50
EMN - ልዕበት |  ሰሎሙን ድራር  - Eritrean Media Network
33:02
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 11 М.
oct 27/2024 መሪር ሓቂ እዋናዊ ሓቤረታ
28:20
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 2,8 М.
ERi-TV መደብ ኒሚጎዕ: How Did SenAfe/ሰንዓፈ Get Its Name
12:32
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 71 М.
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 60 МЛН