#Jstudio

  Рет қаралды 113,348

Jstudio

Jstudio

Күн бұрын

#Eritrea #eritrean #jstudioyosief #Jstudio #yosiefgebrehiwet
contact us on !!
#facebook = / yosiefgebrehiwot
#instagram = jossi_gh
#snapchat = jeritrea

Пікірлер: 434
@jstudio1
@jstudio1 4 жыл бұрын
#contact us 004745556674 #email dhnethager@gmail.com
@segenk.6926
@segenk.6926 4 жыл бұрын
Jgna
@wintawinta542
@wintawinta542 4 жыл бұрын
Ufffffffff lbka tnded enber kelete hotel si humumat corona eyom teweshibom zelewu
@habtezgigebreysus2666
@habtezgigebreysus2666 4 жыл бұрын
እዚ መንእሰይ ገንዘብ ከዋጽእ ክእከብ ጽዝገም ወይ ዝውዕል ዝሓድር ኣይኮነን እንታይ ዳኣ ዘበግስ ነዚ ብትግሃት ክትሰርሕሉ ተስፋ ይገብር ገንዘብ ገርካ ዘይስራሕ የለን ንሓደ ኣይኮነን ነቲ ስርዓት ከማን ክቕንጠጥ ይካኣል ዩ ገንዘብ ውን ከዋጽእ ይኽእል ዩ ስለዚ ምድቃስ ይጽናሕ ደቂስና ኮ ንተስእ ኩሉ ይካኣል ዩ ምብጋስ ጥራይ
@user-qs2kp1nl9m
@user-qs2kp1nl9m 4 жыл бұрын
amawuta hagerawi bayto abdela ali ፈትሸልና abdela ali Abal hagerawi bayto ab ketema keren ab zdeqesu hotel nebsu qetilu tebahilu nzyada habereta ab kfle serawit 18 zneberu ab 2004 ምስ wedi tukul ab lemin leminey alo ዓብደላ ዓሊ ሃገራዊ ባይቶ ኤርትር
@user-qs2kp1nl9m
@user-qs2kp1nl9m 4 жыл бұрын
ንዝያዳ ሓበሬታ አንተደሊኻ ክህበካ አዬ
@user-up2bn3zb7o
@user-up2bn3zb7o 4 жыл бұрын
እታ እንኮ ሜድያ ድሕሪ ህግደፍ እዉን ትኩን ኩሉ ዝሓለፈ ግፍዕታት ከተጋልጾ ተስፋ ይገብር
@helensemere6204
@helensemere6204 4 жыл бұрын
ኣብ ስደት ኅንዘለዉ ኣብ ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ የመኅ ኣብ ሊብያ ንዘለዉ ኤርትራውያን ሰልዲ ኣዋጺእና ንሓግዞም
@amlesomkelati4750
@amlesomkelati4750 4 жыл бұрын
Netom ab yemen zelew komalat ahwatka hagizom
@fishalehadera56
@fishalehadera56 4 жыл бұрын
ኣታ ጅግና ን ህግደፍ ከም ሕማም ኮሮና ኣንፈጥፊጥካዮም ። ርሑስ ኣውደኣመት ።
@habtezgigebreysus2666
@habtezgigebreysus2666 4 жыл бұрын
ሓንቲ ሃገር ክህልዋ ዘለዎ ዶካትር እንጂነራት መማህራን ሰራሕቲ ህንጻ መካኒካት ሰራሕቲ መግቢ ማለት ሪስቶራንት እዚኦም ግን ብቕንዕና ዝሰርሑ ማለት ዩ እዚኦም እንተዘይብላ እታ ሃገር ዓንያ ማለት ዩ ይቕሬታ ደረፍቲ ምድራፍ ወላ ግደፍዎ
@romenreing3591
@romenreing3591 4 жыл бұрын
Nea ba ekul akmi wetehadern atswarn yu kedamay hager zewhs
@habtezgigebreysus2666
@habtezgigebreysus2666 4 жыл бұрын
@@romenreing3591 ናይ ሓንጎል ኣጽዋር እንተ በዚሑ ሃገር ውሕስቲ እያ
@negasiteklay840
@negasiteklay840 4 жыл бұрын
Lawyers journalists and politicians also as much needed
@habtezgigebreysus2666
@habtezgigebreysus2666 4 жыл бұрын
@@negasiteklay840 i agree with you
@manchesterunited3847
@manchesterunited3847 4 жыл бұрын
Hibtezgi arkey beka ab zkedkiwu ktxenhani hawika MEAMER 😋😋💋💞
@user-zz1mt5zo7y
@user-zz1mt5zo7y 4 жыл бұрын
ሰላም♥ ጀይ♥ እስትድዮ♥ ጥዕና ♥ ይምነየልኩም.
@enough1754
@enough1754 4 жыл бұрын
ጆሲ ደሱ ደቂ ህዝቢ ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኣለና። ጉጅለ ስርዓት ህግደፍ ተሓኺኹ ካብ ኣድና ዘልግስ ድቃስ የለን Covid91 Dictator Issayas Must Go!
@user-ep1sw5np6s
@user-ep1sw5np6s 4 жыл бұрын
ጅግና ናይ ጀጋኑ
@user-fn5lj8lw2w
@user-fn5lj8lw2w 4 жыл бұрын
Wawwwwww ጆሲ ሓወይ ናትካ ክሪኢ ከልኩ ተስፋ እየ ዝገብር ደቂ ኤረይ ከኣ ሳብስክራይብ ጌርና ነተባባዓዮ ኣምላክ ከኣ ብምሕረቱ ይጠምተና
@Balla291
@Balla291 4 жыл бұрын
Ata alna beluna bejakum (Nehna ab afe kata ena delna)😥✊
@selamnieritranaykun9142
@selamnieritranaykun9142 4 жыл бұрын
እሰያስ እንተጠፊኡ ኣነ ብስመይ 5000$ዶላር መበገሲ ሃገር ከወፊ የ ሓውኩም ካብ ካናዳ
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 4 жыл бұрын
አይጠፍእን እዩ ገና እዩ ዕምሩ
@habtomhagos2778
@habtomhagos2778 4 жыл бұрын
ኣብዛ ዓመት ኩመዉት እዩ ፋርቀን እተን ወፈያ ትሽልምኒ ዲኪ ሰላም
@slm1341
@slm1341 4 жыл бұрын
ምናልባት ነቲ ታሪኽ ኣያታቱ ዘይፈልጥን ዝኽሕድን ዘይንቁሕን ወለዶ ክጠቅም ዝኽእል (መጽሓፍ)። ኣታ/ቲ ኤርትራዊ/ት መንእሰይ ወለዶ ታርኽካ/ኪ ብግቡእ ኣንብቦ/ብዮ፡ ሓድነትካ/ኪ ገጥ ኣቢልካ/ኪ ዓቅቦ/ብዮ፡ጽባሕ ንግሆ ብታሪኽ ከይታሕተት/ቲ። ቀዳማይ ጸላኢ ላእላዊት ኤርትራን ኤርትራውነትን፡ ኣብ ትግራይ ተወሽቡ ዘሎ፡ ወያነ ዝባሃል ጉጅለ ምዃኑ ክስመረሉ ይግባእ። ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ግን ፍትሕን ሕግን ተጋሂሱ ፡ ተሓታትነትን ዘይግልጹነትን ዝገነነሉ ዘይንቡርን ዘይቅቡልን ኩነታት ከምዘሎ ግን ዳርጋ ኩሉ ዝሰማማዓሉ ክልወጥ ዝግበኦ ጉዳይ እዩ።ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና። "መጉሃር እግሪ መኸል" ፡ብ ዘርኢት ወልደየሱስ፡ 2018፡ እዛ መጽሓፍ ኣብቲ ታሪኽ ዝተሳተፉ ልዕሊ 500 ላዕለዎትን ታሕተዎትን ኣዘዝቲ ሰራዊትን ኣባላት ምክላኻል ኤርትራን ስድራቤት ስዋኣትን ዝሃብዎ ምስክርነት ምርኩስ ብምግባር ዝተጻሕፈት፡ ሓቀኛ ፍጻመታት ኣብ 2ይ ወራር ወያነ ኣብ ግንባር ዓሊተና-መረብ ከባቢ ጸሮና ብፍላይ ኣብ እግሪ መኸል ዝተፈጸመ ዓለም ዘደንጸወ ዘስክሕኽሕ ኩናትን ጅግንነት ኤርትራውያን ዘመስከረት ኣገዳሲት መጻሓፍ እያ። ኣብ ምዕራፍ 29፡ ገጽ 236፡ "ኣሃዱታት ብዝወሰድዎ ጸረ መጥቅዕቲ ንጸላኢ ኣሳጉጎም ኣብ ካናለ በጽሑ፡....ኣብ ቀዳማይ ሕጁም፡ ካናለ በጺሖም ዝተወግኡን ዝተሰውኡን ብጾት፡ ካብ ዝወደቕዎ ከይተላዕሉ ውዒሎም ዝሓደሩ ነበሩ። ናይ ጸላእን ወገንን ውጉኣት ኣብ ሓንቲ ኣንደር ኣትዮም ዝዕቆብሉ ኣጋጣሚ ስለ ዝተፈጥረ፡ ሓምድ መሓመድ ንኽልተ ውጉኣት ብጾቱ ሒዙ ምስ ጸላኢ ተጸንቢሩ ዝሓደረላ ለይቲ ትርጉም ሰብኣውነት ዘስተማቐረላ ፍልይቲ ዕለት'ያ ነይራ። ሻርባን ኣንሶላን ወያነ ተኸዲኖም ስለ እተመላለሱ ክልለዩ ዝኽእሉ'ኳ እንተዘይነበሩ፡ እቶም መጀመርያ ክጽምበርዎም እንከለዉ ዘስተብሃሉሎም ውጉኣት ጸላኢ ግን መንነቶም ኣጸቢቖም ይፈልጡ ነይሮም እዮም።ዘይከም ኣባጋግሳኦም ድሕሪ'ቲ ንመዓልታት ዝተኻየደ ውግእን ዘስካሕክሕ ህልቂትን ኩነታቶም ተቐይሩ ነበረ።ኣብዛ ዘይተመክሕ ኣጋጣሚ፡ "ግቡ ወንድማሞች ነን" ዝበሉ ናይ ጸላኢ ዉጉኣት ንሂወቶም ዝሓዙላ ከም ዘይብሎም ክገልጹ ተሰሚዕም'ዮም። ገጽ 237፡ ...ሓምድ ተሰዊኡ ተባሂሉ ዝተቐብጸ ብጻዩ፡ ፍርቂ ለይቲ ክቕንዞ ስለዝሰምዖ፡ በትግ ኢሉ ካብ ኣንደር ብምውጻእ ሃለዋት ብጻዩ ክፍትሽ ምስ ጀመረ እቲ ዝፈትዎ መራሒ መስርዑ ምንባሩ ኣረጋገጸ። "ሓምድ ሓወይ ኣለኻ፡ ኣይገድፍካንን?" ክብል ብትሑት ደሃይ ምስተዛረቦ ከኣ። ባሕሪ ከብዱ ግልብጥብጥ በሎ። ሓምድ ናጽላ ውላዳ ትረሩ ከምዘላ ኣደ ንብጻዩ ሓቑፉ ኣልዓሎ።... ኣብቶም ብሓባርን ብዘይ ኣፋላላይን ውዒሎም ዝሓደሩ ናይ ክልቲኡ ወገን ውጉኣት ስክፍታ ኣይነበሮን።
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 жыл бұрын
Welcome josi ሓውና ብዛዕባ ኢሰያስ ገለ በለና ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብ ዊልቸር ይጉተት ኣሎ ኢለምዎ ከመይ እዩ እዚ ጉዳይ
@sologrande2521
@sologrande2521 4 жыл бұрын
Abey emo 🙏🙏🙏🙏
@user-fk7zz6bh1e
@user-fk7zz6bh1e 4 жыл бұрын
#ምንባር ናይ ሓባር :-ኢሳያስ ኣብ ኤርትራ ብሂወት ኣሎ:: ዘረባ 03 ኣይትድገም: ከም ኣመሉ ኣብ ቀረባ እዋን: ኣለኹ ክብል: ከም ጀግና: ክመጽእ እዩ::
@romenreing3591
@romenreing3591 4 жыл бұрын
Hhhhh😂😂😂
@romenreing3591
@romenreing3591 4 жыл бұрын
Hhhhh😂😂😂
@user-vo3mq7zw1r
@user-vo3mq7zw1r 4 жыл бұрын
Anta wegeney haki diu
@ghenetwoldeiesusmenghistu923
@ghenetwoldeiesusmenghistu923 4 жыл бұрын
Santim Aynhbn nezom Tsereqti HGDF Mafiatat Medanagerti Qetelti
@onelove3641
@onelove3641 4 жыл бұрын
ዶክተራት ውልቀ ሰባት ዶ ኣይኮኑን? ከመይ ጌርካ ትወቅሶም? ኣብ ሃገርና ስለ ዘየለና'ሲ , ንኣብነት ኣብ EU ኢካ ዘለካ. ነተን ኣብ ደገ ዘለዋ ኢንባሲታት ግን ተቃዊምናየን ኣይንፈልን ኢና ብ ግብሪ. ናይ ኩላትና ብ ግብሪ ምቅዋም የድሊ ኣሎ. ውልቀ ሰባት ምስ ህግደፋውያን ርክብ ክህልዎም ይክእል'ዪ. ሃገር ግን ብናይ 1,2 ሰባት ምቅዋም ክትምለስ ዝከብድ ኮይኑ ይርኣየኒ.
@moses9882
@moses9882 4 жыл бұрын
Where is Mafia Eseyas?
@eduhaile5853
@eduhaile5853 4 жыл бұрын
He is in Saudi Arabia According to social media he had a stroke last Sunday
@Schnupsiable
@Schnupsiable 4 жыл бұрын
Dead
@wiseman2732
@wiseman2732 4 жыл бұрын
He's in 🔥hell👹🔥👈👀
@kirosghirmay6011
@kirosghirmay6011 4 жыл бұрын
Josi great work ,we all gonna wait for Artist Winta my high school friend ! one 2k likes .
@selambahta3571
@selambahta3571 4 жыл бұрын
ጆሲ ሐወይ ከመይ ፀባ ስተይ አሰይ። አሰካሰ ሐደን ክንድን 1000 ኢካ። 👍💯👍💯♥️🇪🇷🌹🙏
@teweldetukue5031
@teweldetukue5031 4 жыл бұрын
ኩልና ሞራል ንሃቦ ኩሉ ግዜ
@letinak4559
@letinak4559 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣድላዪ መልእኽቲ እዩ ::
@teweldemedhengebre
@teweldemedhengebre 4 жыл бұрын
Thanks josi hawwy Great job 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bahtagrmay1615
@bahtagrmay1615 4 жыл бұрын
ህዝቢ ነንሕዲኡ ከም ዝታሓጋገዝ ዘሎ በጺሒና ኣሎ ካብ ኣፍ ወለድና!
@nahomek3889
@nahomek3889 4 жыл бұрын
Jos best One 👉🇪🇷👈💪💪💪💪
@kudusgi9728
@kudusgi9728 4 жыл бұрын
100% ሓቂ'ዮ .
@tigrinyanation5065
@tigrinyanation5065 4 жыл бұрын
Thank you, I stand with you Winta Shikor🇪🇷
@tesfalemnegash3528
@tesfalemnegash3528 4 жыл бұрын
Thank you so much Josey ,Keep going God be with !!!
@ephi2471
@ephi2471 4 жыл бұрын
Amlak yhagzkum wexia hzbna yaklekum ybelena fetari 🙏🙏👏
@samielhussle2892
@samielhussle2892 4 жыл бұрын
አንቓዕ ብደሓን መጻኩም j- studio ንስድና ነዓናን ካብ ሕማም corena የድሕነና
@user-kj6fm4ed3g
@user-kj6fm4ed3g 4 жыл бұрын
ይበል ኣናብባ ክትሰምዖ ዘደስት ድምጺ ብሓቂ ኣምበሳ ኢኻ ወዲ ህዝቢ ኣጆኻ ኣለና ኣብ ጎንኻ ቀጽል ወነይ ።
@glorytogod4106
@glorytogod4106 4 жыл бұрын
ኣሕ እቲ ዝሕዝን ምሳኩም ብጀካ ሕማቅ ምዝራብ ወላሓቲ ዋጋ ዘይብልኩም ምካኑ እየ።ዓርኩ ብመልሓስካ ድሌትካ ምዝራብ ይካኣል እዩ።እዛ ሃገር ሰብ ኣለዋ ዓገብ ዓገብ ያኣክል ብህዝቢ ምሽቃጥ።
@eritreaforevereritreaforer7029
@eritreaforevereritreaforer7029 4 жыл бұрын
nmen eka ata leflafi dhul smae seba ezi tgraway isayas dyu mesilka
@glorytogod4106
@glorytogod4106 4 жыл бұрын
@@eritreaforevereritreaforer7029 ክትጻረፍ እበር ካልእ ክትገብር ዓቅሚ ስለዘይብልካስ ከምዚ ናይ ድሙ ድርዝ ኣቢለካ ክሓልፍ ኣታ ዕሱቡ።
@user-qp4ek6sg3f
@user-qp4ek6sg3f 4 жыл бұрын
ፈቃር እዩ ልበይ ንዘፍቀሮ ኣይትጻረፍ ዝሓወይ:: ንዝተጋገየ ብጌጋ ኣይትእርሞን ኢኻ:: ስለዚ ከተረድኦም ፈትን እምበር ናብ ደረጅኦም ወሪድካ ክትጻረፍ ኣይግድን:: ታሪኽና ውን ኣየፍቅደልናን እዩ:: የቀንየለይ
@robelwelday4171
@robelwelday4171 4 жыл бұрын
@@eritreaforevereritreaforer7029 ata hawey komu aykonen tarik hizbin hagerin ena akuasheshes tsbuk alo tbil nmukuanu mlue hasabu yrideaka do merzam kalet eyu tsbah tarikkan jigninetkan kidimsisu eyom zgoyu zelewu emberke ezom kulom haleftin tegadeltin ente bezi ziblwo zelewu meliu riesika tsbah bmen eyu eti tarikka kitshafin bimen kithibenin astewiel
@tirhasberhe8571
@tirhasberhe8571 4 жыл бұрын
Auenay tarik kitsehafelom izom metsineti. Itom abmaserti zelewu natom tarik kitsehaf iue. Inte nayziom imo nay bihak shim terekibilom alo Covid 91. Kimetsiu yitifiu. Ab alem zytegebren, zyterayen ...Ab Eritrea kulu tegaru.
@edentekleab2042
@edentekleab2042 4 жыл бұрын
Amen
@4stargeneral542
@4stargeneral542 4 жыл бұрын
Thanks
@afartube9684
@afartube9684 4 жыл бұрын
#J-STUDIO በርትዑ ጥራሕ ኩሉ ነገር ብጣዓሚ ሓርፍ አዪ;;
@teshemetesfay203
@teshemetesfay203 4 жыл бұрын
ኢሳያስን ደቁን ካብ ሂትለር ዝኸፍአ ኢዩ ወሸለ ኣብ በረኻታት ሳሕል ተሪፎም ነይሮ እንተ ዝኾኑስ ኣቤት ኣበይ ምተረኽበ ካሻ ዘሕዝን ዘረባ ሰሚዐ ንሕና ከይሓተትና ኣይንቅበል ክብል ተሰሚዑ ንምንታይ ደኣ ንህዝብና ገንዘብ ትሓቱ ሓገዝ ዘይደሊ ሰብ ዶ ገንዘብ ይደሊ ኢዩ ህግደፍ ሕማሞም ገንዘብ እምበር ሰብ እንተ ሓመመ ኣይግድኦምን ተፋሊጥና ኢና በሉ ሎሚሰ ህግደፋውያን ንህዝቢ ኤረትራ ከተጽንቱ ዝመጻኹም ባርኖስ ናይበረኻ ምኻንኩም ፈሊጥናኩም ኢና እቶም ናይደገ ደገፍቲ ባርኖስ ሓደ መዓልቲ ሕሳብና ክንገብር ኢና
@letishitewlde9929
@letishitewlde9929 4 жыл бұрын
Uffff josi hiwy hjka edmen tenan yhabka fetari takes more ❤❤❤❤
@temesgenlove4551
@temesgenlove4551 4 жыл бұрын
ጻዕርኩም ሞሳኩምን ዉጹዕ ህዝብኩም ኢዩ እሞ ኣምላክ ጥዕና ይህስብኩም ጀይ እስቲድዮ
@user-ks2fx7qb4k
@user-ks2fx7qb4k 4 жыл бұрын
Josi temexika bitaemi yihgos belo derguhayo Eti haki👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷 tawet
@standfortruth4788
@standfortruth4788 4 жыл бұрын
Yap joci the right man. Everything you prepare is so much amazing, evidence based and exposable to tyrant regime who was and is killing and suffering our people. Your Chanel is the one and only that can bring change but hopefully all of your videos are being broadcasted through asena tv or erisat. We were strictly following these channels while i was in Eritrea last year and all people are also interested in these channels
@solomonhaile3132
@solomonhaile3132 4 жыл бұрын
Thank you jossy hawna Amlak tetiumu yesmeana
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 4 жыл бұрын
ጆይስትድዮ ኣጆካ በርትዕ ንዓካ ክሰምዕ እንከለኩ ተስፋ ይገብር ከምዚ ንህግደፍ ዝሓዝናዮ ይመስለኒ እሞ ኣጆና ኢደይኢድካ ንበል። ህግደፍ መንደፍ ሓሰውቲ።
@natsennetnagasi9115
@natsennetnagasi9115 4 жыл бұрын
Merhaba josi hawna egziabehier yihagzka inber nay eritrea hagernas mewdaeta sienulo amlak awaxeo yifterelna🙏🙏🙏
@moses9882
@moses9882 4 жыл бұрын
The Revolution of 2nd?
@adiamokbay5279
@adiamokbay5279 4 жыл бұрын
አሜን ጆሲ ሐወይ አፍካ ይስዓር ህግደፍ COVID 1991
@samihani-cj8od
@samihani-cj8od 4 жыл бұрын
😂Hgedfin 😂kornani kabe gexe medran yatefialnan amen amen amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 so thank you so much ❤️ like you
@hopetub9858
@hopetub9858 4 жыл бұрын
Josi hawna amlak admen tanan yhabka tserhwo zelekum srah btami zmsgen ayuo
@samiraboehm2381
@samiraboehm2381 4 жыл бұрын
Iway tsenihnas gele knsemie ina.mesta witsue hzbi yewrdelom..thanks Josi.
@brhanemehari9570
@brhanemehari9570 4 жыл бұрын
መርሓባ ጆሲ
@michaelwowwwwelday7225
@michaelwowwwwelday7225 4 жыл бұрын
Powwwww አዋይይ ብቕዓት ኩሉ ኣቃራርባኻ ብጣዕሚ ዩ ዘሐጉሰኒ።
@muhurwlebanous3856
@muhurwlebanous3856 4 жыл бұрын
ብመጀመርይ ንኾልና አመንቲ ክርስትያን ርሑስ ቅነይት ጾም ሕማማት ይግበረልና ቀጺለ ድማ ኩልና ብሐደ ልቢ ንስራሕ ንውድቀት ህግደፍ ፡(ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና)
@tekliasmellash3289
@tekliasmellash3289 4 жыл бұрын
Welcome josi hawna jigna halay hizbu igziabher amlak nihzbna yihagz kabza himam awxiu adna nexa yewxialna.
@eduhaile5853
@eduhaile5853 4 жыл бұрын
Hi J studio Can you please clarify the news I mean there is an unconfirmed news Isaias is in ICU in Saudi Arabia's hospital. Is it true?
@samabraha3833
@samabraha3833 4 жыл бұрын
Thank you.
@tesfse7148
@tesfse7148 4 жыл бұрын
good job Jossi hawna 😍😍😍 just go for it👍👍👍
@habenkibreab2393
@habenkibreab2393 4 жыл бұрын
Thank dear brother for information
@elsakidane2201
@elsakidane2201 4 жыл бұрын
Hgdf corena bhade yetfealna amlak
@mastermaster8299
@mastermaster8299 4 жыл бұрын
Welcome Jose great job brother
@yordanosnegash4462
@yordanosnegash4462 4 жыл бұрын
Josiye hawey velkommen 🌹
@helenmokenen1700
@helenmokenen1700 4 жыл бұрын
Josi abi seb enqoa teweledka ata anbesa mulue teana yemenyelka .nekulom mesarhteka keman i Love you ❤💋❤💋💋💋💋💋❤
@user-ws8gh1xn7o
@user-ws8gh1xn7o 4 жыл бұрын
Nice but why do you put winta on your page
@ffkadumekonnen9032
@ffkadumekonnen9032 3 жыл бұрын
You well josie
@yonasokubay1370
@yonasokubay1370 4 жыл бұрын
Wellcome jossi hawey fetari edimen tenan yihabka
@solomonteame2036
@solomonteame2036 4 жыл бұрын
ኣጆኹም ኣባላት Jstudio ኣብ ጉድንኩም ኣለና
@Abiabi-bw9lc
@Abiabi-bw9lc 4 жыл бұрын
Eway higdef aby koynom iyom kbelewo ezi kulu damdam lekamiom ygbero
@shhs2113
@shhs2113 4 жыл бұрын
እቶም ገለኩም ኣብ facebook ተጠዊኩም ኣስልም እዮም ጸላእትና ትብሉ ዘለኩም እቲ ሓቂ ካብ ክቡር ሓው ጆሲ ብእዝንኩም ትሰምዕዎ ኣለኩም ። ጽባሕ ንግሆ ክስቶ እከለ ኣሃግይኒ ቀሚሽ ኣደይ ሓንኪልኒ ኣይሰርሕን ዩ ። ሓቢርና ንሓድነት ንቃለስ ህዝብና ነድሕን ። ንኣብነት #Fnanapp ንህዝቢ ኤርትራ እንተ ክኢልካ ሓድነት መሃሮ ኣብ ቅርሕንትን ጽልእን ኣይትእትዎ ምክንያቱ ጽባሕ ንግሆ ንስካን ከማካን ካብ ክልቲኡ ሃይማኖታት ( ምስሊም ይክን ክርስትያ ንኣፈላልይ ትሰርሑ ዘለኩም ብውልቅኩም ክትሕተቱሉ ኢኩም ) ክቡር ጆሲ ዓስብካ ጽባሕ ንግሆ ኣብታ ትምነያ ኤርትራ ከም ደስታካ ክትረክብ ኢካ ። #ህዝበይን #ንቃሕን #ንሓድነትካ #ድውበል #ብዘይኣፈላላይ።
@abiokuba7284
@abiokuba7284 4 жыл бұрын
Eway Studio welcome nafkenakum kenena aytefau eba bejakum so go on God bless you bro
@tesfayhaile2629
@tesfayhaile2629 4 жыл бұрын
HAKI JOSSI NAYZI KIZENA MODEL EKA NEZI NEW GENERATIONS.AMHALK SELAMIN TINAN YIHABKA.
@user-fk7zz6bh1e
@user-fk7zz6bh1e 4 жыл бұрын
Jstudio thank you
@teklunguse3124
@teklunguse3124 4 жыл бұрын
ፍፍፍፍፍፍፍፍ ደኪምና ሕጂስ ኢንታይ ኢካ ቲደሊ ላይክ ዎይ ሳብ ሳኪራይብ ክክክክ
@samueltesfaldet8196
@samueltesfaldet8196 4 жыл бұрын
ጆሲ ዝሰምዕ እዝኒ ይሃበና እምበር ከምዚ ኢልካ,ስ ናብራ ኣይኮነን ንኪድ ንዓድና ኣቱም ህዝቢ ሓዲኣ ክትወልድ
@mohammudibrahim9104
@mohammudibrahim9104 4 жыл бұрын
Abi godenka aleku
@user-xp5gl5qm2f
@user-xp5gl5qm2f 4 жыл бұрын
You are really smart boy Good bless you 🙏🙏
@arefealem3325
@arefealem3325 4 жыл бұрын
Thanks again
@adiamria2723
@adiamria2723 4 жыл бұрын
Pls Jesus protect our country 🇪🇷♥️
@dawitmesfun7913
@dawitmesfun7913 4 жыл бұрын
Forsa josi
@user-qp4ek6sg3f
@user-qp4ek6sg3f 4 жыл бұрын
ሕማቅ ከንኣእስ: ንፉዕ ይምልዕስ ክብሉ ሓቆም እዮም:: ንስኻ ክኣ ንፉዕ ኢኻ ምኽንያቱ ካብ ጻዕዳ ጸባ ጸሊም ከተውጽእ ከይደቀስካ ስለ ትሓድር::
@tesfahiwetmhretab5278
@tesfahiwetmhretab5278 4 жыл бұрын
Thanks more josi bro
@medhanieande9872
@medhanieande9872 4 жыл бұрын
Thanks you bro
@mletegebregergish6107
@mletegebregergish6107 4 жыл бұрын
Btami xbuk josi
@andesereke2041
@andesereke2041 4 жыл бұрын
Ajoka jstudio Aradom Eleka aloku god blles you
@kidanefilmon60
@kidanefilmon60 4 жыл бұрын
Welcome josi buruk tnx
@tesfittewelde2980
@tesfittewelde2980 4 жыл бұрын
Bravo josi
@hagerey672
@hagerey672 4 жыл бұрын
Corona ntkmna keykonet aytiterfn eya 2020👍🎆🎉🎈🏆!
@romenreing3591
@romenreing3591 4 жыл бұрын
Kab corona bzeyka gudeat rebha yelen bro
@hagerey672
@hagerey672 4 жыл бұрын
@@romenreing3591 kedawika mot alo lekamika meRia alo. Esseyàs bcorona gah tebeli corona tekimna do?
@shewityohannes4725
@shewityohannes4725 4 жыл бұрын
Hawey bmegesha ab Sudan kenu ab werhi 3 frki n Eritrea atyu 17 ms family kenyu dhri 17 malti xewiom weshibemo kenyom zeynebero hmam kemxlu enber dhri 17 malti emo ms kndey terakibu alo mechem mgramna wediena 🙏💒 amlak yhalwelna enber nay hagerna si yefrhana 😥
@weysebdeqey2436
@weysebdeqey2436 4 жыл бұрын
ያ ካብ ኤርትራስ በየን እዩ መልእክቲ መጺኩም ክክክክክ ኢንተርነት ዝታዓጸወ ሃገር ከላትናስ ብጃኩም እስኪ ዘየለ ዘይና
@samisasinos6679
@samisasinos6679 4 жыл бұрын
ክክክክክ ስቅልካ እዝንካ ኣስብሕ
@selamshikor9012
@selamshikor9012 4 жыл бұрын
Josi Anbesa Amlak misaka ykon
@yonastewolde1946
@yonastewolde1946 4 жыл бұрын
ጆሲ ኣጆካ ሓቂ ዳሕዳሓዮ ሓንቲ ማዓልቲ ኣላ ህዝብና ዝርህወሉ
@emnetweldezghi8922
@emnetweldezghi8922 4 жыл бұрын
ሰላም ዮሴፍ ክቡር ሓው፡ ብሓፈሻ Jstudio ብቀረባትክምን ትሕዝቶኩምን ኣዝየ ዕጉብ እየ ብጣዕሚ ድማ የመስግን። ኣብዛ ናይሎሚ ቪድዮ ግን ጆሲ ኣብ ንባብካ ኣብ 9ደቒቕን 38 ካልኢትን ምስ በጻሕካ፡" ፓስተር ኣቢ" ኢልካ ኣለኻ ። በቲ ኩሉ ዚፈልጦ ቅጽል ስሙ(መዓርጉ) ዶክተር ኣቢ ወይ ድማ ኣቢ ጥራይ ኢልካ ክትጽውዖ ትኽእል እናህሎኻ ከለኻ፡ ብ መዓርጉ ዘይኮነ ብማንም ዘይተዋህቦ ቅጽል ስም " ፓስተር" ምጥቃምካ ቁሩብ ቅር ኢሉኒ እሞ ክትእርማ ብትሕትና ይሓትት። ዘረባይ ብዛዕባ ኣቢ ኣይኮነን፡ ነቲቤተክርስትያን ን ጓሶታ (ኣገልገልታ) ትህቦ ቅጽል ስም ኣብ ኣቢ ለጢፍካ ምቁንጻብ ኮይኑ ስለዚተሰምዓኒ እየ።
@tekliatesfasion5986
@tekliatesfasion5986 4 жыл бұрын
Wel came hero
@lidyamengesteab3388
@lidyamengesteab3388 4 жыл бұрын
Great work deki erey . Keribu eyu awetna
@kalkidanyemane7951
@kalkidanyemane7951 4 жыл бұрын
Josiye no one kl gze eba nska anbb and lke kndey sebat telekifom alewu asmera 35 tray aymeslenn wala hade seb kea zhaweye yelen emo plssss bzaeba ezi glexelna jossoye pls ab sawa zelewu ke entay dehay aleka jossiye plsss negerena
@hanapawlos9683
@hanapawlos9683 4 жыл бұрын
ጅግና ሓው ጆሲ ኣቃልዓዮም ደኣ’ምበር እዞም እንንሕና ንሱስ ኣይርድኦምንዩ
@belisimatony3229
@belisimatony3229 4 жыл бұрын
Hello Jossy ,I am a big fan of your channel and what you stand for but when you guys call this doctors in Media telling how they should run their hospital 🤔 I just wonder is it giving away all the tips then the government will know and go after them meaning they are been watch with the dogs to really watch over them.If you guys have a means to contact those doctors personal with been fine also about the people from where the carnitine is happening the same just say we got it from source not the people who work there just been concern what might happen to them over there? Also why is Winta her pic there if the topic was about doctors ,I was just confused 😖
@user-xj2jd2gn1g
@user-xj2jd2gn1g 4 жыл бұрын
ጆሲ ኣንበሳ፡ ናይ ደኮቱር ሓይሊ ደኣ ልዑል ኔሩ ግና ከም ስርዓት እዩ ተቀጻጺርዎም እዚ ቅሩሕ ስርዓት
@givif5807
@givif5807 4 жыл бұрын
ጆሲ ኢዛ ቃል ሓካይም ቲብል ብጣዕሚ ሞራለይ ተኪፋቲን ምክንያቱ ኖቶም ክሊተ ሓካም ናቅፋ ዘኪረ ንዓሰርተ ክሊተ ዓመት ብዘይ ድሃይ ብዘይ ወረ ኢስኪ ብኸቢዲ ወላዲ ንርኣዮ ከመይ ይስሞዖ ጆሲ ኩሉ ኢቱ ተቅርቦ ብጽሞና ኢና ንካታተሎ ኣጆኻ ብርትዕ
@yordaethan652
@yordaethan652 4 жыл бұрын
Hi JStudio I am not sure about this post. Nothing to do with Winta pic
@zakiyemane5401
@zakiyemane5401 4 жыл бұрын
Wel come Josi jegena..
@meradedeart9949
@meradedeart9949 4 жыл бұрын
ክላእ ሎምስ ሰልቺና ኩሉ ናይ ማስሜድያ ጥራይ ኮይኑ ተሪፉ
@samisami6513
@samisami6513 4 жыл бұрын
Hawey ezi mstir eyu ezi entay kemtgebrn nmexai dma hagazi eyu
@meradedeart9949
@meradedeart9949 4 жыл бұрын
@@samisami6513 ኣየን ማለት ካ እዩ? ሰበይ
@merhawimengstou1511
@merhawimengstou1511 4 жыл бұрын
ኣጀካ ጅሱ ህዝቢ ይነቅሓ ኣሎ።
@negasiteklay840
@negasiteklay840 4 жыл бұрын
Y’all been ass on Josi for posting Winta’s pic on this post! Didn’t he also say it’s coming next
@ruthmen3382
@ruthmen3382 4 жыл бұрын
Tlagets aleka josi beletsa
@biniamtesfay8725
@biniamtesfay8725 4 жыл бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏
@hawistevengerrard4620
@hawistevengerrard4620 4 жыл бұрын
Welcome back josi jigna 👍
@samuelabraham8501
@samuelabraham8501 4 жыл бұрын
Selam Jossy Bzaeba Eza Ab Sweden Zela Weyto Hgdef Gual Esepa Monika Eba Gele Belena 🙏
@amanyoni8458
@amanyoni8458 4 жыл бұрын
Well come josi b aka kuruie indye so thanks
@wedieri9858
@wedieri9858 4 жыл бұрын
ዘቕረብኩሞን ስእሊ ናይ ኣርቲስት ዊንታን ደኣ እንታይ ኣራኺብዎ ዳሓር ሰብ ልቡ ኽትጠአይዎ ኣይትፈትኑ ኣይተሕርቁና
@Arsu10gunners
@Arsu10gunners 4 жыл бұрын
*ሓወይ ኣይሰማዕካዮን ዲኻ ብዛዕብኣ ብዛዕባ እዚ ዝቐነየ ኩነታታ መደብ ከነቕርበልኩም ኢና እኮ ኢሉ እዩ ኣስተውዕል ሓወይ።*
@meazaheabteb5511
@meazaheabteb5511 4 жыл бұрын
Hesawi koynu
@tirhaskeshi2502
@tirhaskeshi2502 4 жыл бұрын
Hii Josie well com izi tiblo delka bhaki kinu mkuanu hzbina kfelto alewo beboyn nideki adina ka wihdat abhade bet tmhrti akibemom alew n14 malti elemom hji ka n21 elemom kabatom habtamtin sebtikalatin wenenti awtebusin alew mkinyat aytefelten hji nezi natka mssemakus gerimuni
Люблю детей 💕💕💕🥰 #aminkavitaminka #aminokka #miminka #дети
00:24
Аминка Витаминка
Рет қаралды 1,4 МЛН
Новый уровень твоей сосиски
00:33
Кушать Хочу
Рет қаралды 1,4 МЛН