#Jstudio

  Рет қаралды 169,324

Jstudio

Jstudio

Күн бұрын

Пікірлер: 500
@jstudio1
@jstudio1 5 жыл бұрын
ተወሳኺ ሓበሬታ ክትህቡና ምስ ትደልዩ፡ ብ dhnethager@gmail.com ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፡
@asgedamana2251
@asgedamana2251 5 жыл бұрын
Hji kemue zhasb endhr halyu kem wedi ali baelu nebsektlet kfthm mkanu yflet
@ሎጎ
@ሎጎ 5 жыл бұрын
@@september626 👃👃👃👃👃👃👃🤮🤮😀😀😀
@badhomaxtihadunyale4684
@badhomaxtihadunyale4684 5 жыл бұрын
Nay behaqi kune zarba eyo tikikel keep it up brother ::
@rastalove8193
@rastalove8193 5 жыл бұрын
Eza nay tesa mother ab kedmi ayney ketferrm kola reya aleku josi
@arounadembele303
@arounadembele303 5 жыл бұрын
Good working
@salahabdela7156
@salahabdela7156 5 жыл бұрын
ኣግዲዕኩምና ክርስትና የሕዋት ኣስላማዊ ምንቅስቃስ እንተኾነ ውን ካብ ስርዓተ ህግደፍ ኣይገድድን ኢዩ ግን እስያስ ቡኮኹም ፈሊጡ ይጻወተልና ኣሎ እቲ 90%ብህግደፍ ዝጭፍጨፉ ግን ህዝቢ ክርስትና ሙካኑ ኣይትዘንግዑ ኤሪትራዊ ሙስሊም ደላይ ሰላም እዩ ሙስሊም ማለት ዓረብ ማለት ኣይኮነን ኤሪትራዊ ሙስሊም ናትኩም ናይ ኤሪትራዊያን ባህሪ ኢዩ ዘሎዎ ዓረብ ድማ ናይ ዓረባዊያን ባህሪ ኢዩ ዘሎዎም ስለዚ ምትእምማን ንፍጠር ደቂ እረይ
@yonasyoni6474
@yonasyoni6474 5 жыл бұрын
Tkkel nay bhaki ygrmekayu
@senugaljeganu
@senugaljeganu 5 жыл бұрын
ሓደ እንዲና ክፈላልየና ፈቲኑ ግን ኣይሰለጦን
@ISY-lf5tm
@ISY-lf5tm 5 жыл бұрын
Respect Bro we are brothers we are Eritrean Moslems and Christian God bless our people 🙏🙏🙏
@gergeyisak4598
@gergeyisak4598 5 жыл бұрын
yes bro ajoka ab mesmer alena.
@berhahagos3289
@berhahagos3289 5 жыл бұрын
Yes bro
@bebeihabibi8707
@bebeihabibi8707 5 жыл бұрын
ውውውውው ከምዚ ናይ ብሓቂ ጽፉፍ ጽሑፍ ሰምዐ ኣይፈልጥን ። ካልኣይ ክፋል ብ ሃንቀውታ ንጽበ።
@andomabrham9106
@andomabrham9106 5 жыл бұрын
ዋውው ብጣዕሚ ጽቡቅ ዘይፈለጥናዮ ታሪክ ፈትፊትካ ምቅራብካ ከመስግነካ ይፈቱ part two ብሃንቀውታ ክንጽበ ኢና ብሩክ ቅነ
@rahelmeasho7350
@rahelmeasho7350 5 жыл бұрын
ጆሲ ኣነ ብምንታይ ከምዝገልጸካ ጠፊኡኒ እዚ ኹሉ ንሰምዖ ዝነበርና ዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሩኸይ ።ብፍላይ ነዚ ን እሽተይ ወለዶ ዓቢ ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ ፡ ብናይ ህ ግ ደ ፍ ሓሶታት መሊኡ ዝነበረ ሓንጎሎም ትሓጽቦም ስለዘለኻ።
@dawitdawit9950
@dawitdawit9950 5 жыл бұрын
ጆሲ ናይ ንፁሀት ደም ንዘፍሰሱ ህግደፍ ድቃስ አስኢንካዮምስ ናይብሃቂ ጅግና አይገልፀካን ።
@amanuelhaile
@amanuelhaile 5 жыл бұрын
ጆሲ ብመደብካ 100% ህጉስ ኢየ ኢንተኪኢልካ አብ 2000 አመተምህረት ምፍሃር መካብር ሃርበናታት ነሩ ህግደፍ ኢዩ አፍሪሱዎ ከተክርበልና ብትህትና የሃተካ
@knowledgeispower9072
@knowledgeispower9072 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ እዚ ኩሉ ተዘንትዎ ዘለካ፡ ኩሉ ሓቂ ኢዪ። የቀንየልና ነቲ ሽዑ ንሰምዖ ዝነበርና እሞ ኽኣ ሓቅነቱ ዘይተራጋገጸ ብእስለማዊ ሞፋንቅሎ መንግስቲ ተካይዱ ተባሂሉ ኩሉ ሕዝቢ ኤርትራ ዝራዓደ ረፍዲ ዝነበረ ኢዩ። ብድሕር እዚ ውን ስለምንታይ ከምኡ ከም ዝገበሩ ብዕሊ ናብ ሕዝቢ ኣየማሓላለፍን። ግን ኣብቲ ግዜ እቲ ፕሮፖጋንዳ ኢዩ ተናዚሑ እስለማዊ ኢዩ ተባሂሊ ብዘለዎ ሓጢሙ። ያኢ መስልዎም ጽቡቅን ሕማቅን ዝተፈጸመ ተቀቢሩ ዝተርፍ ኩሉስ ምዓልትን ግዚኡን ሓልዪ ናብ ሰማዒ ሕዝቢ ከም ዝበጽሕ እንሆ ከማን ጀሚርካዮ ታሪክ ብታርክ ፈትፊትካ ትቅርቦ። እዚ ቀሊል ነገር ኣይኮነን እንተታካእሊ ተጻሂፋ ክስነድ ኣለዎ ከምኡ ውን ተጻሕፋ ምእንቲ ክንበብ ብደቂቅ ክስራሓሉ ዘለዎ ጉዳይ ኢዩ። ኣጆካ ብዘለካ ዓቅሚ ኣበርቲዕካ ክትሰርሕ ይላበወካ።
@amanuelpaulos2688
@amanuelpaulos2688 5 жыл бұрын
እቲ ዝገርም ኢሳያስ ግፍዒ እንተ ፈጸመ ዕላሙኡ ኢዩ።እቶም ተገፋዕቲ ግን ክሳብ ሎሚ ሲቕ ኢልና ምዕዛብና ዩ ዝገርም።
@emnetsion2
@emnetsion2 5 жыл бұрын
ኣባኻ ዘለኒ ኣድንቖት ኣቤት "" ጆሲ ሰሰነልና ናዓና ኤርትራውያን ክጥዕመና። ኣብ ግዜ ጸገምና ኣብ ጎንና ምስ ትኸውን ስምካ ኣብ ጽቡቕ ከብሒ ኤረትራ ንዘንቲ እለት ክነብር ዩ ።እቲ ምንታይ እተግብሮ ዘለኻ ቀሊል ስለ ዘይኮነ ብ ምቕጻል ኣነ ውን ኣብዛ ናተይ ቻነል 4700 ዝኾኑ ተኻታተልቲ ስለ ዘለዉኒ ናብ ናተይ time line share ምባል ኣይካሓምቕን የ። እዛ rozi production ውን ውላድ j studio ምኻና ኣይትስሓት ኣብ ጎንኻ ያ ኣብ ዝኾነ እወን ይጥዓም ይሕሰም ብዘይገድስ i hope ድማ ድሕሪ ሓጺር እዋን ኣፍ ውጹዕ ህዝባ ክትከውን ። we love you bro rozi production
@robiabraharobi9868
@robiabraharobi9868 5 жыл бұрын
T & U, J STUDIO🙏👍🙏
@filimongoniche700
@filimongoniche700 5 жыл бұрын
100% like 👍👍👍👍👍
@fishiktaameley9561
@fishiktaameley9561 5 жыл бұрын
rozi production welcome our sister nhnawn ab gonki alena hzbna kab mengaga haragx kwexie ajokum
@ማክዳሕሩይ
@ማክዳሕሩይ 5 жыл бұрын
ጆሲ ዕድመን፡ጥዕናን፡ ይሃብካ እቲ ልዑል ፍጣሪ እቲ ፍረ ጻማኻ ካብ ፈጣሪ ርኸቦ።
@Assoiy2
@Assoiy2 5 жыл бұрын
Wawaw i can’t believe Josi well done 👍🏻 can’t wait for part 2
@shumaytsegai2105
@shumaytsegai2105 5 жыл бұрын
***Welcome ኣስለይ ናይ ብሓቂ ጅግና ኢኻ ኣጆኻ ኮሙ ጌርካ ትሓቂ ኣዘንትወልና ብገዛእ ታሪኽና ተሓሪምና ጸኒሕና ፎርሳ ፎርሳ ወገነይ እዝ ውን ክሓልፍ እዩ ***
@meaditv2000
@meaditv2000 5 жыл бұрын
እንቋዕ ሰላም መጻካና ናይ ወትሩ ናይ ታሪክ መምህርና ኣዝዩ ድንቂ ዝኮነ ኣገላልጻ
@ruttateklezgy5666
@ruttateklezgy5666 Жыл бұрын
Thank you jstudio for the truth message GBU all keep going God bless Eritrean people and land
@ምሳኪእየክሳብግዜሞተይ
@ምሳኪእየክሳብግዜሞተይ 5 жыл бұрын
ፎርቶ 2013 ክሳብ እዚኣ መዓልቲ እዚኣ ናይ እስላም ጉጅለ እዩ ይብል ነይረ ጆሲ ሓወይ ሎሚ ግን ሓንጎልና ኣሲፊሕካዮ ትንክስ ብልቢ እየ ዘመስግነካ
@weysebdeqey2436
@weysebdeqey2436 5 жыл бұрын
Kndey seb ala risa zeysefehe zarkey
@michaelnatty43
@michaelnatty43 5 жыл бұрын
Woooow I can’t wait for part 2! Thank you J!
@tigrinya_nationalgeographi5708
@tigrinya_nationalgeographi5708 5 жыл бұрын
ይበል ዘብል ኣናብባ ጆሲ ።ብተወሳኺ ፡የማነን ዓብደላ ጃብር ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ምትህልላኽን ዘይድሊ ቃላት ይጥቀም ነይሩ እዩ ።
@afnesys5961
@afnesys5961 5 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒስ ልቢ ወለድ ዛንታ ኮይኒ እዩ ዝስምዓኒ ንክትሰምዖ ደስ እብለካ ብጣዕሚ ኳአ እግረም ካበይ ኢኳ ተምጾ እዚ ኩሉ ሓቅታት ምክንያቱ ናይ ቢዝሓት ሰባት ታሪኽ ትፈልጦ ስለ ዘለኳ።
@MohammedbrhanAbdila
@MohammedbrhanAbdila 10 ай бұрын
Wedi Ali jegna
@Ramino92
@Ramino92 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቃራርባ ዛንታ ቀጽሎ።
@ዘመን-ማህደር
@ዘመን-ማህደር 5 жыл бұрын
ጆሲ ኣና ኣስላማይ ኢያ ብጣዕሚ ኢያ ዝጸልኣካ ነይረ በቲ እከይ ስነ ሓሳብ ዓጋዝያን ሕጂ ግን ክብርይን ክብሪ ኣቦታተይ ንምፍላጥ ትግብሮ ዘለኻ ብጣዕሚ ኢያ ዘመስግንካ ወላ ደኣ ኣብ ኤርትራውነት ትኣምን ኣይትኹን ተምጽኦ ዘለኻ ታሪኽ ግን ከይመስጎንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ሽሕ ግዜ ንሰብ ዝልኣዮ ዘይናቱ ኣይትህቦን ኢኻ ናትካ ምርግጽኻን ዕላማኻን ውን ተትግልጽልና ጽቡቅ ነይሩ ።
@honeyshimet2136
@honeyshimet2136 5 жыл бұрын
ሓወይ ናተይ መርገጽኡ ደአ በቲ ዝህቦ ዘሎ መግልጺ እኹል እዩ
@amirzaki6068
@amirzaki6068 5 жыл бұрын
ዘመን - ማህደር Hawey niseb buzhu ayitnado dahary mihimayo key kefiaka Miqinay tum ....
@kalMHe
@kalMHe 5 жыл бұрын
Ab Eritrawinet zeyamin ente koyinu dea SILEMINTAY N dletin bahgin Eritrawinet yegawih alo ? Ayteredaekukan ! Elamiun Mergetsiun kigeltselna zbelkayo gin Ysemamae eye . Aytsilaen sile zkone .
@ፍቅርይኢዩመንገደይ
@ፍቅርይኢዩመንገደይ 5 жыл бұрын
ንሕና ዛንታ ሓቂ ጅጋኑ ይምጸአ ኣሎ ነመስግኖ ኣለና ብዝተረፍ ድማ ንረአዮ።
@edengebremikle6258
@edengebremikle6258 5 жыл бұрын
my uncle Abraham gebremichael in forto 😭😭😭😭😭😭😭😭😭 still we don't know is he alive or no
@alinasir6290
@alinasir6290 5 жыл бұрын
Eden Gebremikle Hantiii maalti kem jigna kutkeruluu ukom
@yaldasamaritan9710
@yaldasamaritan9710 5 жыл бұрын
Ab kulatna u marey ajoki wela nay akoy kisab hji abey kem zelo ay nfeltin Goitom hayelom u zbhal ufffffff😭😭😭😭😭
@abharish1773
@abharish1773 5 жыл бұрын
Thanks JStudio
@hubihubi2366
@hubihubi2366 5 жыл бұрын
ጅግና ኣይነብርን ኢዩ ታሪኹ ዩ ዝውረስ ጅግና ወዲ ዓሊ
@AbdellaMahmud
@AbdellaMahmud 5 жыл бұрын
Jossi, man of the year for 2019. Regardless of your background and hidden agendas you are supposed to be appreciated for what you are contributing. Get rid off the narrow ideologies and keep on what you are doing. Many thanks.
@romadi1777
@romadi1777 5 жыл бұрын
እቲ ዝገረመኒ ናይዚ ጉዳይ አላዬ ፊልም ፊኢሳያስ ብሙካኑ አይኮነን ገሪሙኒ ከምዚ ዓይነት አረሜን ጌርካስ አብቲ ብብዝሒ ህዝቢ ዝንቀሳቀሰሉ ቦታ አቶም ሓሰዉቱን ኮራኩሩን ሊኢኩ ሙስሊም ኢዮም ጌሮሞ ኢሎም ነቲ ህዚቢ ባሃይማኖት ገሩ ክቀታትና።አይ ኢሳይያስ ምዕምርካ ደአ ትሕጸር።
@ሰብሎሚ-ከ1ቀ
@ሰብሎሚ-ከ1ቀ 5 жыл бұрын
ሞስጦፋ ኑርሕሴን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግርኛ ናይ ሃይማኖት በደል ኣውሪዱ እዚ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈልጦ ሓቂ፡ እቲ ስሪሒት ፈርቶ ግን ናይ እስላማዊ ጥራይ ኢለ ኣይምንን የ !
@asternegasi7594
@asternegasi7594 5 жыл бұрын
tebarek
@ተስፋይኣብፈታሪዩ
@ተስፋይኣብፈታሪዩ 5 жыл бұрын
ናይ ብሃቂ ጆሲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንበር ደገፍቲ ህግደፍ 'ሲ ድቃስ ሲኢኖም ኣለዉ ። ድሕሪ ምስጢር ዝተርፍ የለን መጀመርያ ነንሕድሕዶም ከም ዓሳ ክባልዑ እዮም ንሱ ድማ እቲ እንኮ ፍታሕ እዩ ነዚ ሕዝቢ፡
@ichliebamama3480
@ichliebamama3480 5 жыл бұрын
Hero 100%
@akliluandebrhan4683
@akliluandebrhan4683 5 жыл бұрын
josi hawey thanks sleti kulu tegedasnetka
@tesfalemnegash3528
@tesfalemnegash3528 5 жыл бұрын
Thank you so much Josey bless you
@yonasghebre2411
@yonasghebre2411 5 жыл бұрын
ሲዒድ ዓሊ (ወድ ዓሊ) ካብ 1997-2005 ሓላፍየይ ኔሩ አዚየ ኻአ ይፈልጦ ህግደፍ ዘጸለሞ ኩሉ ሓሶት እዮ ካብ ማዓስከ ሐቂ ተዛሪቦም ይፈልጡ አምላኽ ይፍረዶም
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 5 жыл бұрын
ጆሲ ኑፋዕ ትራኸኻ ኣዚዩ ደስዩ ዘብል ብፍላይ ክሰማዓካ ደስ ዝብለኒ ኣብ ጎኒ ውጹዕ ህዝብኻ ምዃንካዩ ዘደስተኒ ገለገለ ዓቃፎ ኣጋኣዚያዊዩ ከም ሃገር ንኤርትራ ኣይ ኣምንን ዩ ተበሉኻ ከይ ሰልከኻ ቀጽል መትከላዊ ምዃንካ ብስራሕካ ኣእምኖም ኣጋዚ ዝብል ማሕበር ናትካ ከም ዘይ ኮነ ግለጸሎም በርትዕ እዛ ቸነልካ ድማ ካብዚ ዘላቶ ውሽጢ ሃገር ትኣትወሉ ጻዓር
@jamilasaaid1432
@jamilasaaid1432 5 жыл бұрын
Rebi. Alalemin. Awaso yhabom. Xedgmulu ygberom. Ete. Himaq zgebr zelo birebi ykefelo
@salihibrahim8614
@salihibrahim8614 5 жыл бұрын
ጅሲ ጅግና
@samabraha3833
@samabraha3833 5 жыл бұрын
Thank you I love your program
@desbelemicheal7519
@desbelemicheal7519 5 жыл бұрын
dhan memaltka eyu josi hawey ajona tray so qexlo korida ❤❤❤
@desbeletesheme4858
@desbeletesheme4858 5 жыл бұрын
ኣብ ኣስመራ ኣብ ገዛ እንዳ ዓርከይ ነይረ። ዘየቅልባ ዝመስላ ዝነበራ ዓባዩ የዕዳወን ናብ ሰማይ ዘርጊሐን" ኣታ ኣምላኽ ሕጅስ እባ ትወድኣልና ትኸውን" ቢለን ዘተስፍእኦ ፈጺመ ኣይርስኦን. እንታይሞ!
@johntesfamariam4262
@johntesfamariam4262 5 жыл бұрын
*ዋውው ኣቤት ይበል ኣገላልጻ ክትሰምዖ ምቹእ ካላኣይ ክፋል ክንጽበያ ኢና ንእግረ መንገደይ ንእሽቶ መአረምታ ሌ/ኮ ኣብርሃም(ገላዋ) መራሒ ብርጌድ ክ/ሰ 42 እዩ 49 ኣይኮነን
@selamgebrehiwet308
@selamgebrehiwet308 5 жыл бұрын
Good jobbbb jossi
@astershewit8168
@astershewit8168 5 жыл бұрын
ሰላም የውርደልኪ ዓደይ።ካብዚ ግፍዕኛ ስርዓት የገላግልኪ ኣምላኽ ።😭😭😭
@litisayiyaalemy8871
@litisayiyaalemy8871 5 жыл бұрын
Jose jigina ni jose zfatwu like yeduni
@vampire.-ama7308
@vampire.-ama7308 5 жыл бұрын
እዋይ ድምጺ ይሰምዕ እየ'ሞ ብፉጹም ኣይከምናትካን ብሓቂ ታሪኽ ሓይሊ ምኻኑ ክኣ ካባኻ ተመሂረዮ በርከ'ስ እዚ ኩሉ ካባኻ ዝሰማዕኽዎ ፉጹም ሓሲበዮ ዘይፈለጥ በቲ ህግደፍ ዝብልዎ ዝመስለኒ ዝነበረ'ዩ ዕሽነትን ዘይምፍላጥ ትዕቢትን ባይታ ኣውዲቅና ጆሲ ሓወይ ካብትና ናይ ኩቡር ዑንቂ ዝኾነ የማነ ምስ ሰማዕኩኻ ኩሉ ሰሚዐዮ'ሞ ብዙሕ ድማ ተማሂረ ብጣዕሚ የቄኔልና ሓንቲ ክተምጽኣ ዝደሊ ግን ብፍላይ ኣብ ጋሽ ባርካ ዘጋጥም'ዩ መካይን ይግምጠላ ብፈንጂ ይህረማ ከም ንቡር ተወሲዱ እዞም ወያነ ዝለኣኹዎም ኩናማ እዮም እዩ ዝባሃል ኣነ ሕጂ ኣታሓሳሲብኒ ባዕሎም ከም ዝገብሩ ጥራይ'የ ዝኣምን እስከ ገለ በለና ጆሲ ሓወይ ብዛዕባ'ዚ እዚ ከማን ብ ከፊል'ዩ።
@ሰልዒቡሬ
@ሰልዒቡሬ 5 жыл бұрын
ሰላም ኩቡር ሓው ዮስየፍ ኮረኔል ሳልሕ በኺት ዝበልካዮ ሳልሕ ዑስማን ኣዛዚ ክፍለ ሰራዊት 39 ነበር ዳሓር ክፍለ ሰራዊት 17 ዝነበረ እልካ ኣርሞ ብቀረባ ኣብኡ ዝነበርኩ ሓላፍየይ ውን ስለ ዝነበረ እየ ይቅሬታ ጆሲ ሓወይ።
@wediabdu6925
@wediabdu6925 5 жыл бұрын
Nay behaqi aeglalexaka reyheni xebuq vocal aleka aytefelyena josi hawena tnxxx
@kidanemeng5800
@kidanemeng5800 5 жыл бұрын
*u welcome great bro, azyu agedasn mharn tarik'yu, ab zkxl kfal hluwat ygberena, thank you so much great & great josi*
@aklilukesete2431
@aklilukesete2431 5 жыл бұрын
Jstudio bertiau bzuh zeynfelto teflituna sile zelekum yekenyelna. 💕💕💕💕💕💕 ⚘⚘⚘⚘⚘⚘
@titikeshi8216
@titikeshi8216 5 жыл бұрын
Ajoka josi hawey btami xbuk agelalixa bravo
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
Wedi Ali jigna eti lewah azu ab tegadelti fkri znebero nsdra swat bakal keydu aley meley zbl jigna merahi EU neru. Jena aynebrn EU tarik EU zwres
@yakobmogos7258
@yakobmogos7258 5 жыл бұрын
Thank you jossi for your great information keep it up a good job
@samueltesfagaber6454
@samueltesfagaber6454 5 жыл бұрын
Samsom Samsom Abedekae tifelito lekibat Hesawi Ezi zeyxeri kemshnfilae kab wefri Sgredob jemiru zmerheni saeb Eyae Hgi Eplef Dengayi Kem Gobyea sle zikone Ember Ezi shnifilae Damo Felaelaeyi Mestemaeseli Bekayis kindizi moges
@kebirst1485
@kebirst1485 5 жыл бұрын
ኣገዳሲት ኣምጺኻ፣ ሒጂ ኣብ ስራሕ ኣሎኹ ደሓር ክሰምዓ እየ !!!! Thanks
@salhromodan341
@salhromodan341 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ከምዚ ጌርካ ኩሉ ዘይፈልጥ ተፍልጥ ዘለካ ከየመስገንኩኻ ካሓልፍ ኣይደልን
@mickelemehari8578
@mickelemehari8578 5 жыл бұрын
Thanks ጆሲ ሓወይ
@mikemike5814
@mikemike5814 5 жыл бұрын
Thanks josi
@wedimeles5795
@wedimeles5795 5 жыл бұрын
ጆሲ ጅግና ኣጆካ
@hadishketema1545
@hadishketema1545 5 жыл бұрын
I don't have any word to describe your potential
@awelkeirkahsay9652
@awelkeirkahsay9652 2 жыл бұрын
Wedi ali hero 😭😭🙏🤙
@dolceabita8970
@dolceabita8970 5 жыл бұрын
Ewe yeak endamharku keleku bret hize class yeatu neyre unbelievable
@spesssss6773
@spesssss6773 5 жыл бұрын
ኣጆኩም ጀይ ስትድዮ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቃራርባ መንእሰይ ንህግደፍ ክፈልጦ ኣለዎ ክንቃለሶ ድማ ኣለና ዓወት ንህዝብና
@segensegen4242
@segensegen4242 5 жыл бұрын
Thanks hawey
@filmonangosom7336
@filmonangosom7336 5 жыл бұрын
ጆሲ ክንዲ ሽሕ ሓደ ሓደ ግዜ ኮመንት ከይጸሓፉኩ ይርስዖ እየ ሓቢቢ ብዙሕ ክንፈልጦ ዝግበአና መዋእልና ከይፈለጥናዮ ብሰንኪ ዚ ረሳሕ ስርዓት በንቁርሮ ኣጆካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@chakurmedia
@chakurmedia 5 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መፃካ ጆሲ ሓዉና ኣሻቂልካና ቀኒካ እንቃዕ ብሰላም ጥራይ መጻካና ላይክ ኮመንት ሸር ግበሩሉ ንምብርታዕ
@ሕድሪኣለኒ
@ሕድሪኣለኒ 5 жыл бұрын
ዓይነይ ንብዓት ብምቁፃር ፡ ሕርቃን ንምራቐይ ኣንቂጹ ፡ ንትርግታ ልበይ ብምውሳኽ ፡ ንፈጽ ንዓድ ሃሎ ሕኖቆ ይመጸኒ ፡
@fishiktaameley9561
@fishiktaameley9561 5 жыл бұрын
ክብሪ ኣዱሊስ me too bro . Ahhhhh iseyas nbur mot keymewt ferihe
@amanuelhaile
@amanuelhaile 5 жыл бұрын
ሃይ ጆሲ ትገብሮ ዘለካ መደብ ብታኢሚ ስቡክ ኢዩ መሃሪ ኢዩ ቡዘህ ዘይንፈልቶ ተፍልተና አለካ አነ ብመደብካ 100% ህጉስ ኢየ ኢንተኪኢልካ ኢውን አብ 2000አመተምህረት መካብር ሃርበናታት ዝተካኢተ ኒሩ አብቲ ግዝየ ኢቲ ህግደፍ ወያነ ኢዮም የኢንዮሞ ኢሉ ይሰብክ ነሩ ዋልውን ዝበዝህ ሰብ ብኮምኡ ኢዩ ዝፈልፎ ኢቲ ሃኪ ግን ህግደፍ ባኢሉ ኢዩ የኢንዩዎ ኢንተኪኢልካ ህዝብና ንክፈልቶ ከተክርበልና ብትህትና የሃተካ አብ ሂወትካ ሙሉኢ ት ኢና አብ ስራህካውን አወት ይምነየልካ ካብዞም ሰይታውንቲ ግን ኩሉ ግዘ ክትትንከክ አለካ ቻውውው
@frezerussom9382
@frezerussom9382 5 жыл бұрын
Thanks. Josy. New bdul woledo. Zey nfelto. Sinkisar. Hareg hgdef tebetika eya lomi. Azi. Nay haile slasie tezetegbr zelo gujle tfat anqa berhalom zwoldey gbu Josy.
@ፍቅሪምስኩሉፉጡር
@ፍቅሪምስኩሉፉጡር 5 жыл бұрын
josi ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢዩ ሓሳባትካ። ግን ሓንቲ ዘይትሃስስ ስንብራት ዝገድፎ ኣሎ ሙስጠፋ ኑርሑሸን ዘወርዶ ኣብ ህዝቢ ዞባ ደቡብ ኣደታት ኣቦታት ድቅኩም ኣስጊርኩም ኢሉ ስድራቤት ኣብ ጎዳጉዲ ዘሕቀቆም ብዙሓት ንጹሃን ዜጋታት መወከሲ ሆስፒታል መንደፍራ መምርቕታ ዓርቢ ማዓልቲ ዝገበረ ብእቅሽሽቲ ንኸይምረቅ ጁምዓት ጌሩ ሽኻትን ካልኦትን ንክሓልፍ ገሩ ነቲ ህዝቢ ሕንፍሽፍሽ ንክኣቱ ዝገበረ ኢዩ ነዚ ከምይ ንርስዖ ኣብቲ ዝነበረ ተበግሶ ዕልዋ መንግስቲ ወን ብ % ክገልጾ ካ ተዘይካልኩ ግን ምስልምና ጽልዋ ኔርዎ ኢየ ዝብል ኣነ ኢቲ ምኽንያት ከምዚ ኣብ ዞባ ደቡብ ዝወረደ ኣደራዕ ዝራእክዎ ኢዩ ። ሓሳባትካ የድንቆ የክብሮን ኢየ # thanks mor
@yamariamlijyamariamlij9664
@yamariamlijyamariamlij9664 5 жыл бұрын
Nay bahki
@arounadembele303
@arounadembele303 5 жыл бұрын
Isaias devel the head crime south Eritrea
@salhromodan341
@salhromodan341 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ እዚ ኩሉ ሓቅታት ትፍንዎ ዘለካ ናብቲ ውጽዕ ህዝቢ ክበጽሕ ናብ ሬድዮ ኣሰና እንተ ትዝርግሕዎ ጽቡቅ ኔሩ
@mihretekileab2266
@mihretekileab2266 5 жыл бұрын
Kiblti zerba mahsht jossi bro
@michaelnatty43
@michaelnatty43 5 жыл бұрын
Tedi Brhane : meskin Baham!
@michaelnatty43
@michaelnatty43 5 жыл бұрын
Bejaka Teseter!
@Afrostudio2
@Afrostudio2 5 жыл бұрын
@@tedibrhane3881 ይትረፍ ነዚኦም ንለዉቲ ንሕማቅ ይኩን ንጽቡቅ ዝተበገሱ ወላ ጸላኢካ ኣብ ኣፍ ሓርገጽ እንተ ኣሎ ከተድሕኖ ደኣ ተጋየ እምበር እንካዕ ኮነ ኣይትበል። ጌጋ ኢዩ ክቡር ሓዉና።
@ሳሚፈቃርኤርትራዊሳሚፈቃር
@ሳሚፈቃርኤርትራዊሳሚፈቃር 5 жыл бұрын
emo josi agazian sleznebere asena ayemxeawon mknyatu eta nay agazian nbzuh seb sletehrko bro ember hji xbuk tarik yemxealna alo ane gega habereta eyu nerni nay srhit forto
@ariamnoahamaniel3373
@ariamnoahamaniel3373 5 жыл бұрын
Super writer thank you
@emma6350
@emma6350 5 жыл бұрын
Josi kebaxitio you are ma men !sty blessed
@ghirmajtekie5187
@ghirmajtekie5187 5 жыл бұрын
Nice Jocci bro, keep it up & be more strong!
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 5 жыл бұрын
ህግደፍ ድባሃል ፓርቲ ካብ ገጽ ኤርትራ ከይጠፍአ ሰላም የለን እዞም ጋሐፍት ደቂ ኮማሪት
@mohammednurkelifa2226
@mohammednurkelifa2226 5 жыл бұрын
Wedi Ali hero. ጆሲ ከኣ ንፍዕ ኣጆካ እስከ ኣታ ወዲ
@biniamtesfay8725
@biniamtesfay8725 4 жыл бұрын
👍
@መንከምአደ
@መንከምአደ 5 жыл бұрын
Good job j-studio bro and part 2 ka aytdenguyena
@Bitewey_4Ever
@Bitewey_4Ever 5 жыл бұрын
Btaemi knfelton knmeharelun zelena srhit forto So amlak msaka ykun Josi hawey
@JesusChristismylife-w8r
@JesusChristismylife-w8r 5 жыл бұрын
JOSI GOOD JOB I REALLY 10Q V MUCH BUT I WELL NEED MORE ABOUT WEIA PRISION IT HAS MORE HISTORY GOD BLESS U BROTHER
@منصورمحمد-و3ن
@منصورمحمد-و3ن 5 жыл бұрын
Thanks josi hero
@habtomberlinkaskahy8520
@habtomberlinkaskahy8520 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደባት ኣለካ!!!!
@abrhamtesfay7545
@abrhamtesfay7545 5 жыл бұрын
ኢሰያስ ን ኤርትራውያን ከጥፍእ ዩ መጺኡ ሽዑ ንሱን ድቃላታቱን ክነብሩ ግን ደሃን ! ጆሲ ሓወይ ኣነ ብጥዓሚ የ መግለጺ ሲእነልካ ኣጆካ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ከምዚ ገርካ ነዚ ሓዱሽ ወለዶ ትምህርቲ ተስንቆ ዘለካ
@amirmahamed6052
@amirmahamed6052 5 жыл бұрын
Kgelxeka aykeln iye josi gn adnakika iye ajoka kexlo 👍👍👍
@fiqrieyumekseb9318
@fiqrieyumekseb9318 5 жыл бұрын
Josy ambesa ketsilo Lomi btami znead srah tserih aleka ketsilo bro
@eritreapapa291
@eritreapapa291 5 жыл бұрын
Faris dima yeneber tarku tu lanber fras welad aje abshero azema helena haty tegba edena whegyana agel naharera addna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@sesinatey150
@sesinatey150 5 жыл бұрын
Thank u...josi....nezi gizeika wefika thbena zelka keymesgenkuka ayhalfn......gn khateka.....sactizim nabey tefiu .....dehandu .....ab fb yenbb nere hji gn tefuu ....xbuk hlu tesfa ygebr....
@andehaymanot10mengis82
@andehaymanot10mengis82 5 жыл бұрын
you are hiting the nerves of all eritreans across the globe.briliant and couragous guy.go ahead
@kibromasgodom8818
@kibromasgodom8818 5 жыл бұрын
ዋውውውውው ጆሲ ሓወይ ኣገዳሲት ኣርእስቲ ካብ ልቢ የመስግን።
@mygod452
@mygod452 5 жыл бұрын
Abzi gezie ezi ab serah nera Tv Eri radio keytfnewe welu buzuh tebahelu Genralat fetne elwa gerom tebahelu dahr emo haknetu mes feltna keytweda tokolfu ahhhh elna dehri fexame buzuh seb taseru eu aye Hegdef mendef aby emo tnx josi.
@hermonhabte8922
@hermonhabte8922 5 жыл бұрын
ናዓና ዳኣ አዚ ኮ ኽውሕደና መስጣ ናቶም ካኣ ኾለል ንብል ኣለና ሽዑ ተንጥፎ ሕጂ ኣብ ፎቆዶ ስደት ኣይምሃለናን ናዓናስ አዚ ኮ ክውሕደና
@brhanegmichael5066
@brhanegmichael5066 5 жыл бұрын
Josi great keep it up
@afankelifa9379
@afankelifa9379 5 жыл бұрын
Ata nskas kemey dika teheguseni memhrey eske neza chanel zfetu laik
@geneamha7584
@geneamha7584 5 жыл бұрын
Ufffffff 😢😢😢 meantakayu zehrr. Shuu ztetehazu AHWATNA aserom sewiremom!!!
@peacenowar972
@peacenowar972 5 жыл бұрын
ዚኽበርካ ጆሲ ኣነ ዚገርመኒ አንተሃሊዩ ተኽዊልካ ታሪኽ ኢዩ ።መን ኢዩ ሳክቲዚም ክንፈልጦ ንደሊ አና ቕድሚ ኩነት ብታሪኹ ጀሚረልና ከምዚ ኽማካ ግሉጽ ዝኾነ ቓልሲ አየ ዝኣምን ። ፕልስ መን ኢዩ አንተተቕርቦ መልሲ ቓልሲ ምኾነ ።
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 5 жыл бұрын
ኢትዮጵያዊ ትግራዋይ ክኸውን ይኽእል ኢዩ ዝብል ዳርጋ ጭቡጥ ገምጋም ተወሲዱ ኣሎ። ኣብ ክፍሊ ድህንነት ዝሰርሕ ዝነበረ ምስ ርክብ ኢሳያስን ኣብይን ክእሰር ተገቢሩ። ምስቲ ምእሳሩ ከኣ እታ ፔጅ ተዓጽያ ስለዚ ትግራዋይ ኢዩ። ዘምጸኦ ዝነበረ ሓበሬታታት ግን ጭቡጥ ኢዩ ኔሩ።
@hermonelias1445
@hermonelias1445 5 жыл бұрын
Jose kulu teblo xebuk eu abza nay wade ali gen aygeden ,gega keyhulu asteweli ,thankes zarkey
@ابوصالح-ح5ن5ع
@ابوصالح-ح5ن5ع 5 жыл бұрын
ጆሲ(j studeo) ከመይ ትኸውን ፧ ኩሉ እቲ ትህቦ ጭብጢ ዘለዎ ኣብ ሓቂ ዝተሞርከሰ ከም መልክዕ ልቢ ወለድ ተቕርቦ ዛንታ ኤርትራ ይከታተሎ‘የ።ከም ትፈልጦ፣ካብ 91 ጀሚሮም ትርግታ ህዝቢ እንዳ ኣዳመጹ፣1992፣1993…ክሳብ 97 ናይ ሃይማኖት እስልምና መራሕቲ ተጨወዮም።ብሂወት ኣለውኳ ኣይብልን፣ግና ጭብጢ ዘለዎ ክዀነልና መታን ኣማውትኦምን ምኽንያት መጭወይኦምን እንተ ተቕርበልና ፋይልና ምዓጸነና ነይርና።አቐንለይ!
@awetyosief2605
@awetyosief2605 5 жыл бұрын
ጆሲ ከም ልበይ ኣቦ መንእሰያት፡ እንቃዕ እዞም ግናይ ስነሓሳብ ዘለዎም ኣግኣዝያን ከም ንኸስረካ ኣይገበሩልና!!!!
@helenrussom1320
@helenrussom1320 5 жыл бұрын
Willkommen josi abo tarik 💐💐💐
@chakuraraya6124
@chakuraraya6124 5 жыл бұрын
Mach weiter so Bruder
@mgychannel
@mgychannel 5 жыл бұрын
ወዲ ዓሊ ኣብ 2005 ኣብ ሰገነይቲ ኣብ ዝነበረ ናይ ክ/ስ ኣኼባ :ሰራዊት ዕረፍቲ ዘይሰደድኩምና :መሻርፍ ውሑድና ኢሎም ምስ ሓተትዎ : ንሕና ተቓሊስና ኢና ድልየትና ክንገብረኩም እና :ጥኒን ኣይትበሉ ስቕ ኢልኩም :ከፊኡና ትብሉ እንተኾንኩም ሃየ ብረት ሒዝኩም ተቓለሱ : ክብል ይዝከረኒ
@fabs7161
@fabs7161 5 жыл бұрын
Delay Selam 2016?
@habeshalove
@habeshalove 5 жыл бұрын
Josie hawey naybehaqi wexia hizbina tirdae abinetawi meniesey eika keep it up bro 👍
@abduali8652
@abduali8652 5 жыл бұрын
Josi habibe ብጣዕሚ አና ነመስግነካ ምክንያቱ ገልኦም የሕዋትና ከምት ህግደፍ ዝበላ ናይ አስላም አሎም ኣምኖሞ ነሮም so የቀንየልና ዓውትና ግድን አዩ
@tamzgitesfa6300
@tamzgitesfa6300 5 жыл бұрын
ቀጽሎ ጆስትድዮ ንህዝቢ ኣብ ምንቅቃሕ ዓቢ ኣበርክቶ ትገብሩ ኣለኩም
@loveyoueritrea2627
@loveyoueritrea2627 5 жыл бұрын
ዋውውውውውው ኣገላልጻን ንጹር መብርህን ብጣዕሚ ደስ ዘብል !ጆሲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ገበንን ሓሶትን ናይዞም ሸፋቱ ውድብ ኣሸበርቲ ህግደፍ ብጭብጢ ገሊጽካልናን ኣረዲእካናን !ኣንታ መንእሰይ ነዚ 50 ዓመት ብሓሶት ዘጥፍኣካ ሽፍታ ህግደፍ ካብ ሓንጎልካ ሓኺኽካ ከተውጽኦን ሙሉእ ብሙሉእ ከምጸላኢ ኣቐሚጥካ ኣብ ሓንጎልካ ፎእ ኢልካ ክትገጥሞ እዋናዊ ጉዳይ ይጽውዓካ ኣሎ ሰሚዕካ ጥራሕ ሱቕ ኣይትበል ተወደብ ከይተወደብካ እዚ ንሰምዖ ዘለና ሽግርን ደው ኣይብልን ኢዩ።
@meaditv2000
@meaditv2000 5 жыл бұрын
ኣብ 2013 ኣብ ብድሆ ዳርጋ ክልተ ወርሒ ኣብቲ ኣስካሕካሒ ናይ ትሕቲ መሬት ማእሰርቲ ተኣሲረ ኔረ ኣብ ሓንቲ ጸባብ ገዛ ልዕሊ 80 መንእሰያት ጸኒሖምኒ ንኣዋርሕ ብኣስካሕካሒ ማእሰርቲ ማሲኖም ምስ ቱካንን ቁንጭን ለይቲ ይኩን ቀትሪ ብ ኮርቴሎን ሰዓታትን ብሪጋ ዝድቀሶ መብሊዒኡን መሸኒኡን ኣብ ሓደ ክትገልጾ ዝክብድ ማእሰርቲ ዝረኣኩሉ ግዜ እዩ ብድሆ ኣብ ከባቢ ማይጭሆት ወይ ቤት ትምህርቲ ብድሆ እዩ !!
@elsabethelilta5121
@elsabethelilta5121 5 жыл бұрын
ቤት ትምህርቲ ፊላንድ ሚሽን ማለት ድዩ ? ብድሆ ማለት ብዝኮነ እንቋዕ ብሰላም ወጻኻ ሓወይ ናተይ ነቶም ካልኦትውን መዋጽኦ ይፍጠረሎም ኣምላኽ ይኣክል ይበለና።
@worshipembassy5508
@worshipembassy5508 4 ай бұрын
አዋይ ሓወይ ደሓን ናይ ኢዶም ረክቦም ኣለዉ እድርሰ አዮብ😢
GERE EMUN PART 211 | ገሬ እሙን ክፋል 211
52:15
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 93 М.
So Cute 🥰 who is better?
00:15
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН
黑天使被操控了#short #angel #clown
00:40
Super Beauty team
Рет қаралды 61 МЛН
ስርሒት ፎርቶን ጠንቂ ፍሽለቱን እንታይ'ዩ?
25:57
Fnan App Infotech
Рет қаралды 170 М.
So Cute 🥰 who is better?
00:15
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН