ካብ ፍትሒ ዝዓቢ | Kab Fthi ZÁbi | New Eritrean Song 2020 | Yowhannes Tquabo (Wedi Tikabo) | ዮውሃንስ ትኳቦ

  Рет қаралды 2,611,109

Ziemana

Ziemana

Күн бұрын

Пікірлер: 4 200
@azmarinosine2715
@azmarinosine2715 4 жыл бұрын
ባሕሪ ስደት እንተ ወሰዶም ጸጊቦም ክብሉ ዓቢዶም ፍትሒ ኣልቦ እናቀየዶም ገመድ 😭😭የቀብል ዘመዶም ይበል ጥበብ
@amanueldebesay2554
@amanueldebesay2554 4 жыл бұрын
💯✍
@fevenseltene8699
@fevenseltene8699 4 жыл бұрын
This is deep.
@mhrettesfay1863
@mhrettesfay1863 4 жыл бұрын
😭😭😭😭 Indeed
@erishikor1672
@erishikor1672 4 жыл бұрын
Junta agame
@azmarinosine2715
@azmarinosine2715 4 жыл бұрын
@@erishikor1672 🐕🐕🐕 kelbi Eseas
@wedicaptain3662
@wedicaptain3662 4 жыл бұрын
ንመበል 7 ጊዜ ይሰምዓ ኣለኩ መሰል+ ፍትሒ+ ሰላም=ሃገር!
@filimonyowhannes3148
@filimonyowhannes3148 4 жыл бұрын
Wihidu giena weregey hade 100 gzie ksema alewo
@wedimassawa1727
@wedimassawa1727 4 жыл бұрын
👍
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
Me too kopya
@mennmen4119
@mennmen4119 4 жыл бұрын
Me too bro
@wudiseraye5411
@wudiseraye5411 3 жыл бұрын
ISIAS IS NOT ERITREAN!
@اسدالغابات.اسدالغابات
@اسدالغابات.اسدالغابات 4 жыл бұрын
ዓሽ ተዓወት ኣብ ግዚኡን ሰዓቱን ረኪብካያ ። ኣነ ብወገነይ ኣብ ልበይ ከም ሓወልቲ ነዲቀካ ኣለኩ።
@nuguseberihu9649
@nuguseberihu9649 4 жыл бұрын
ካብ ገጠምቲ ገጣማይ ካብ ዘየምቲ ዘያማይ ካብ ከረርቲ ከራራይ ካብ ደረፍቲ ደራፋይ መን ከም ወዲ ቱኳቢ
@musaibrahim1380
@musaibrahim1380 4 жыл бұрын
barvo 4.🍓🍓🍓
@dawitm.841
@dawitm.841 4 жыл бұрын
ናይ በሐቂ አቦ ጥበብ...
@youngmob9966
@youngmob9966 4 жыл бұрын
ንሱ ባዕሉ ወዲ ትካቦ ጆኒ ንቕድሚት ❤❤
@azmerafikadu2316
@azmerafikadu2316 4 жыл бұрын
Mqdam eka yqdmeka ykewn ye brother ab mealti leali 14 gize ye zsemea keysemeakuwa aywealn neza derfi tezeysemeaya kechewchew eu zbleni gele zgodeleni koynu ysmeani
@Meleyentertainment2024
@Meleyentertainment2024 3 жыл бұрын
Natey wesido wedi tikabo jagna 😎
@ንሱእንክኣምነኒክሓዲየለን
@ንሱእንክኣምነኒክሓዲየለን 4 жыл бұрын
መጸ መጸ ማዕድን ሃገር መጸ ዌል ወዲ ትካቦ ኣስሊ ብሩኽ ሰምበት ይግበረልና ደቂ ኤረይ
@محمداحمد-ص3ف2غ
@محمداحمد-ص3ف2غ 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rahelmihretab3565
@rahelmihretab3565 4 жыл бұрын
🐜🐜🐜🐜
@RobelMukur
@RobelMukur 6 ай бұрын
​@rahelmi😅hretab3565
@RobelMukur
@RobelMukur 5 ай бұрын
😅​@@rahelmihretab3565
@RobelMukur
@RobelMukur 2 ай бұрын
​@@rahelmihretab3565😅
@meleskidane3
@meleskidane3 4 жыл бұрын
ኣታ ሕጂ ንዕዘሞ" ጽባሕ መን ዩ፥ ክቑዝሞ ጥበብካ ዘይበርስ ሓወልቲ ኢዩ።👑⚖️
@merhawi2328
@merhawi2328 4 жыл бұрын
Ata mele ab kulu enda xenahka ko mhlaf kelikani. Kurub eba wae 😟
@awetaweditekile1321
@awetaweditekile1321 4 жыл бұрын
Wedi Tkabo abo tibeb👏🤙
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
Nay bhaki bro
@mihretteklom54
@mihretteklom54 4 жыл бұрын
Endi teadilna knqnzo mesleni
@RobelMukur
@RobelMukur 6 ай бұрын
​@mihretteklom54😢
@efrem945
@efrem945 4 жыл бұрын
መን ኮም ወዲ ትኳቦ ጅግና 'ታይ ጉዳይ ኣሎካ ካብ ሓቂ ዝዓቢ' like
@ናቲሓዉኣቢ
@ናቲሓዉኣቢ 4 жыл бұрын
ኣብ ሰሙን 1 ሚልዮን ትበጽሕ ኣብሉ ዝገጹኑ😘☝️
@rasimakaveli1899
@rasimakaveli1899 4 жыл бұрын
men kem Yemane Barya zneberet men kem wedi Tkabo jgna ge'rnaya alena✊🏽💙
@wel4243
@wel4243 2 жыл бұрын
መዓልታዊ ኣእምሮኻ ተበራብር ደርፊ✊🏿🇪🇷 ፍትሒ ንህዝቢ ኤርትራ ❤️
@mulugetatsegay1127
@mulugetatsegay1127 4 жыл бұрын
Iam Tigraway I grow up on ur music, you are legend of the new Eritrean Generation, I have big respect for you
@tiktokeritrea292
@tiktokeritrea292 4 жыл бұрын
We all tigraway bro ajona
@eyobeltsegabirhan8033
@eyobeltsegabirhan8033 4 жыл бұрын
@@tiktokeritrea292 no we are not
@Surviver-e2o
@Surviver-e2o 4 жыл бұрын
@@eyobeltsegabirhan8033 Holla! Identity crisis at its best!
@erishikor8227
@erishikor8227 4 жыл бұрын
Agamie gone for good junta
@gomesta9113
@gomesta9113 4 жыл бұрын
atfayo ne melese kibel tesmo nerka ika imo qondaf.
@fadumedia5571
@fadumedia5571 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ካብ ፍትሒ ዝዓቢ ስራሕ እንታይ ኣለና ኤርትራውያን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ወዲ ትካቦ ጻማ እቲ ዝኸፈልካዮ መሪር ክብርኻ ዝተንከፈ ምንዳይ ፍትሒ ካሕሳኻ ክንከፍል ኣብታ ድሕሪ ዓማጺ ስርዓት እንርከባ ኤርትራና።
@filawimanunited9931
@filawimanunited9931 4 жыл бұрын
ኣብታ እትወግሕ ሓላል መሬት ፡ኣብ ፅርግያታት ኤረይ ስምካ ብዘይሃስስ ቀለም ክፅሓፍ ኣቦ ፍትሒ ፡ውፁዕ፡ድኻ ፡ደላይ ሰላም ።እንተ ጠላም ግን ክልተ ግዜ ክመውት ዩ ።#ጅግና ኢኻ በቃ።
@lolamigos2381
@lolamigos2381 Жыл бұрын
ድኻስ ኮይኑ ኣይፈልጥን ኣይንኸዝብ አንዶ😂
@filawimanunited9931
@filawimanunited9931 Жыл бұрын
@@lolamigos2381 Read it first. What i say.
@mussietn1966
@mussietn1966 4 жыл бұрын
1ደ ሚልዮን ምስ በጽሐት ዝረኣኻያ like ኣግርጭው
@timesoferitrea9
@timesoferitrea9 4 жыл бұрын
ኣታ ንዓካ ኣብ ናይ 90ታት ናይ 2020ታት ደርፊ ድየ ኩሉ ግዜ ዝረክበካ ሰላም ዲካ ኹሉ ግዜ አየ ዝማላለሳ አዛ ደርፊ ። ሰብስክርበኒ አስከ የሕጉሰኒ ከይዓጽዉኒ 1 ዓመት ቀሪባ ያ
@HL-ol3ni
@HL-ol3ni 4 жыл бұрын
ኣብ ሚልዮን ልክዕ ረያ
@wedimengs6891
@wedimengs6891 4 жыл бұрын
Meas eya tbexh eile texebayi ye niere ab seata kea rekibeya
@berihutekle3238
@berihutekle3238 4 жыл бұрын
Neza derfi ab malti kesmakuwa aywalin wedi tkabo jigna
@teddyande
@teddyande 4 жыл бұрын
መዓልታዊ ካብ ትወጽእ ይሰምዓ ኣለኩ ገና ውን ክቅጽል የ❤❤❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@Djmeshito
@Djmeshito 4 жыл бұрын
ንስመር ሞ ብሓባር ንዕየ የ.. ኣድናቂ ወዲ ትካቦ ኣብዚ ኣትክል 👇♥️
@fanielkidane2751
@fanielkidane2751 4 жыл бұрын
ወዲ ትካቦ ዘይፈልጥ ባዕሉ ይፈልጥ ❤️❤️❤️
@samueltesema1996
@samueltesema1996 4 жыл бұрын
Nska ke faniel lete dika
@robelmukur8982
@robelmukur8982 Жыл бұрын
@@samueltesema1996 k19
@k_5404
@k_5404 4 жыл бұрын
“ነዓ ኣርክባ ‘ዛ ሃገር ንጉየ የ ... ንስመር’ሞ ብሓባር ንዕየ የ...” 🙏🏽
@millionzerom1427
@millionzerom1427 4 жыл бұрын
ነዓ ኣርክባ ዛ ሃገር ንጉየ የ.. ንስመር ሞ ብሓባር ንዕየ የ..🙏💯 ✍️ብርዕካ ይሰስን ወዲ ትካቦ መምህር ስነጥበብ
@yonashailemichael403
@yonashailemichael403 4 жыл бұрын
You will be remembered forever like Yemane and Abrahm. You are the true Hero of your people. I like you not only you are fighting for justice but also your musics have deep meaning. Give me like in the name of WEDI TKABO if you agree with me.
@azisn45
@azisn45 4 жыл бұрын
He is a wonderful artist and do understand most of his songs.. but am having difficulty understanding this one
@debora30ful
@debora30ful 4 жыл бұрын
Really ? Please stop comparing this crackhead to our legends he’s nothing without Eritrean people. Zero
@rahase156
@rahase156 4 жыл бұрын
@@debora30ful Wedi Tikabo first
@kalMHe
@kalMHe 3 жыл бұрын
@@debora30ful Sarcastic !
@mahleta.kassie8193
@mahleta.kassie8193 3 жыл бұрын
@@debora30ful you don’t need to put him down in order to glorify the legends. They all have their place and respect shall be upon them.
@amoremio6tu
@amoremio6tu 4 жыл бұрын
Doctor Yohannes, xegem hizbu mermiru medhanit zedalu jigna DOCTOR 👨‍⚕️!!! Viva ✌️!!
@ጓልሸረኒ
@ጓልሸረኒ 4 жыл бұрын
ወዲ ህዚቢ ጀግና ጽብቅ ስራሕ ♥♥♥♥♥♥♥♥ካብ ትግራይ እየ ኣዚይ እየ ዝደንቀካ ምቅስን
@ሳይሞንኤርትራዊ
@ሳይሞንኤርትራዊ 4 жыл бұрын
ካብ ትግራይ ትብሊ ትግራይ ከምዚ ጸርፊ ኢዩ እኮ ንዓይ ትግራወይቲ ኢኺ ማለት እኮዩ ከምዚ ቖማል ረሳሕ ኦ ማይ ጋድ ክኣቱ ዶ ኣብ ጉድጋድ
@ጓልሸረኒ
@ጓልሸረኒ 4 жыл бұрын
@@ሳይሞንኤርትራዊ ኣንታ ህግደፍ መንደፍ ጋሕባ ስዲ
@ሳይሞንኤርትራዊ
@ሳይሞንኤርትራዊ 4 жыл бұрын
@@ጓልሸረኒ ሽርሙጥና ደኣ ኣበይ ድዩ ቦትኣ ተጋጊኺ ድኺ ሞሊቓትኪ ፡ ወያነ ጁንታ እኮ ንሳን ህዝባን ኣብ ሽርሙጥና ምስ ተዋፈረት እኮያ ተመሊሳ ርእይ ተበለት ማሲና ኩፉእ ነገር ድኣምበር ጽቡቕ ተሓረማ ስርዓት ጁንታ ሽበራ ኮይና ጸኒሓ ። ኣብ 17/ ዓመት ዝመስረተቶ ውድብ ወያነ ጎባዕ ኣብ 17) ምዓልቲ ፋይልኩም ዓጺኹም ኢልኩም ኣብይ ጅግና ። ኣንቲ ለማኒት ጋልቶም ተሰዓርቲ ብኣፎም ዝጅሃሩ ስዑራት ተጋሩ ሰብ መሰል ኢኹም ። ኻለም ጸዋር ጸርናኩም ነይርና ዕድል ሂብናኩም ጸጊብኩም ኣእጋርኩም ሰርናየን ኣለና ሕጂ ፈንጠር የለን ። ኣኸለ ።
@f07keren
@f07keren 4 жыл бұрын
@@ሳይሞንኤርትራዊ adeb gber hawey natey hdie bel tirah aytimelsulom
@ሳይሞንኤርትራዊ
@ሳይሞንኤርትራዊ 4 жыл бұрын
@@f07keren እሂ እንታይ ኢለካ ድየ ንዓኻ ? ንወያነን ተደናገጽታን እንተበልኩዎም ጸላእተይ ኢዮም ።
@temesgenande8717
@temesgenande8717 4 жыл бұрын
ሰይ ሰይ ወዲ ትካቦ ሓወይ ኣረስረስካዮ ልበይ። ዓቢ መልእኽቲ እዩ ሆ ንበል ደቂ ሪመይ።
@azmerafikadu2316
@azmerafikadu2316 4 жыл бұрын
Kisab hji ysemea aleku kabti wexie beka texelile bezi thzton ziemaun wedi Tikabo abo tbeb kab Haki ztewelde nsle haqi zmewt jigna ezi seb ezi enkae abti gedli aytesewe tray namlakey yemegno MAHDER Tigrinya eleyo aleku
@temesgenande8717
@temesgenande8717 4 жыл бұрын
@@azmerafikadu2316 ናይ ብሓቂ ኣብ ህዝበይ ምስ በለ እዚ ጅጋና። ጥራይ ፈጣሪ ጻምኡ ይሃቦ። ካባናስ ተሪፉ እዩ።
@asmeraxada226
@asmeraxada226 4 жыл бұрын
ጀግና ናይ ጀጋኑ ስጋ ወላዲተይ ንስካስ 1000 ዓመት ንበረልና
@galyesus4142
@galyesus4142 3 жыл бұрын
Yes yes
@bizubuzy
@bizubuzy 4 жыл бұрын
*ሕዱር ጽምኣት ጥበበይ ብዝግባእ ዘርወየት ድንቒ ጣዕመ ዜማ!*
@siku9753
@siku9753 4 жыл бұрын
ቀዲሙስ ከም ዝተቐደመ ኣብ ቤቱስ ከም ዝተዓደመ ብሓሪ ስደት እንተወሰዶም ጸጊቦም ክብሉ ዓቢዶም ፍትሒ ኣልቦ እናቀየዶም ገመድ የቐብል ዘመዶም ነዓ ኣርክባ 'ዛ ሃገር ጉየየየየ ንስመር'ሞ ብሓባር ንዕየየየየ
@zementigrinya8527
@zementigrinya8527 2 жыл бұрын
ቀዲሙስ ከም ዝተቐደመ ኣብ ቤቱስ ከም ዝተዓደመ
@حمدزينالعابدينالالعابدين
@حمدزينالعابدينالالعابدين 4 жыл бұрын
ወዲ ትኳቦ ብወገነይ ሳልሳይ የሙኑን ኣብርሽን እለካ ኣለኩ። ደላዪ ሰላም'ፍትሒ'ፍቅሪ.. ምሳይ ትሳማሙዑ ከምቲ ሉሙድ like
@dejenokubay7287
@dejenokubay7287 4 жыл бұрын
And kemu eye zebl kulu geze
@negasinani5665
@negasinani5665 4 жыл бұрын
Lol he’s better than both
@kennedywelday725
@kennedywelday725 4 жыл бұрын
I really love abraham’s song but Wedi tkabo is better than him
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
@@kennedywelday725 ኣብርሃም ዘርክብ የለን ልዕሊ ኩሎም ምኳኑ ኩሎም ናይቲ ዓውዲ ኪኢላታት ዝምስክርዎ እዪ '
@kennedywelday725
@kennedywelday725 4 жыл бұрын
ቀንዴል ሓርነት I respect your opinion but for me wedi tkabo is the best (after yemane barya)
@nkadu5537
@nkadu5537 4 жыл бұрын
100% ወዲ ትካቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!! ኣብ 2021 ፍረ ጻዕርካ ትርእየሉ ዓመት ይግበረልካ!!!
@elduAbraham
@elduAbraham 4 жыл бұрын
እዝኒ ኣካሊ ኣይኮነን ናይ ወዲ ትኻቦ ኪትሰማዕ።🤴👍
@meratv618
@meratv618 4 жыл бұрын
Tkkl
@اسدالغابات.اسدالغابات
@اسدالغابات.اسدالغابات 4 жыл бұрын
እውይ እዚ ኩሉ ስምዕ ሓዲረ ዊዒለስ ብኩቱር ስምዒት ላይክ ከይጠወቅኩ ጸኒሐ ሕጂ ረጊጸ ላይክ🇪🇷✝️☪️⛪🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐👏👸🏽👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@Menkem123
@Menkem123 4 жыл бұрын
ከመይ ዲካ ናትና መድሀኒት ፈዉሲ እዝኒ ኩሉ ጹብቅ ነዐካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Store-rh8rj
@Store-rh8rj 3 жыл бұрын
ወዲ ትካቦ ቃላት እኮ ተሳኢኑ ነዓኻ ዝገልጽ ኣታ ጅግና ወዲ መሬትና።
@ansebaanseba5995
@ansebaanseba5995 4 жыл бұрын
Welcome ዓለም ንዓኻ ተኽብር ጥበብ ትምጻእ ኣብ ኤረና ።
@yonastsegay8991
@yonastsegay8991 4 жыл бұрын
ንጉስ ጥበብ እንኻዕ ብሰላም መጻካ ወዲ ትካቦ መምህር ሓቂ
@benhurgeremeskel4273
@benhurgeremeskel4273 4 жыл бұрын
ኣታ,ዚ ሕጂ ንዕዘሞ ፅባሕ መን'ዩ ክቑዝሞ ኣለናልኪ ንበላ'ሞ ክንዮ ሓቅስ ንፋለሞ
@hailshabrha1818
@hailshabrha1818 2 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ሓወይ ካብ ፈታዊኩም ትግራዋይ
@tomaschanel4042
@tomaschanel4042 4 жыл бұрын
አታ አንኮ ደርፊ ናይ 2020 ህጂ መጺኣ አንቃአ ብደሃን መጻካ ወዲ ትካቦ ጅግና ወዲ ጂግና መወዳድርቲ ኣልቦ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@embabadrar473
@embabadrar473 4 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ከማይ ዶ ይህሉ ብወዲ ትካብ ጽሉል ኣምላክ ነሂሕ ዕድመን ጥእናን ይሃብካ ዮሃንስ ትካቦ ጎይታ ጥበብ ኩሉ ግዜ ከምቲ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ።❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@kudsanberaki1002
@kudsanberaki1002 4 жыл бұрын
ዓመት ተጸቢና ሕጂ ጥዑም ግሩም ልብና ዘረስርስ ደርፊ ሃገርና ሰማዕና። በርትዕ ጆን!
@anwarabdusemed7826
@anwarabdusemed7826 4 жыл бұрын
ይቅረታ ክይ ዛርብ ዓቅሚ ይብለይን ነግርግን ንስካ መትነይ ልብይ ደመይ ምግድልተይ ዒድምን ጥዕናን ናዕካ
@ሕያዋይጓሳ-ሠ6ቀ
@ሕያዋይጓሳ-ሠ6ቀ 4 жыл бұрын
መምህር ጥበባት ወዲ ትኳቦ ሐወይ ንበረልና አቦ ሐቂ ጅግና ጎኒ ዉጽዓት አምላክ ዓስብካ ይሃብካ ኩቡር ሐዉ
@Ben-xw3sp
@Ben-xw3sp 4 жыл бұрын
Wedi tkabo welcome፡🔊🎼🎼🎵🎶🎙🎙🎤🎤🎸🎸 ናይ ብሓቂ እታይ ጉዳይ ኣለካ ካብ ፍትሒ ዝዓቢ --------- መወዳታ ዘየብሉ ኣቦ ስነ-ጥበብ እካ ንስካ so ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ሰላም ክኣ የውርደልና🙏🏻❤🙏🏻❤🙏🏻
@abkalentertainment9761
@abkalentertainment9761 4 жыл бұрын
ጅግና ኹሉ ግዜ ኣብ ልብና ነባሪ ኢካ ኣያይ ማዓረይ።
@filimonchasete441
@filimonchasete441 3 жыл бұрын
June 2021, Let's see How many people are listening to this masterpiece...""
@selam8217
@selam8217 4 жыл бұрын
የቐንየልና ዘሐወይ ብጣዕሚ'ዩ ፀብቅ ወዲ ሐላል መሬት ቀጸሎ ንስራሕን ትምህርት ንቅድሚት ንስጕም ተጠርኒፍና ደቅ ዓደይ መዓረይ የቀንየልና ዝሐወይ ብጣዕሚ'ዩ ፀብቅ ቁምነገር ዘልዎ ግጥሚ እታይ ክዋጸ ድሚጸ እዉን እታይ ክብል 100 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kebromtesfa3324
@kebromtesfa3324 4 жыл бұрын
ያ ኩሉ ሰብ ከማኻ ደዝኽውን ዓልም ጠላም ወዲ ትካቦ ሺኮር ንበረልና
@Show-us4gb
@Show-us4gb 4 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻኣክና ወዲ ትኳቦ ጅግና ማህደር ጥበብ
@awetbrhane9531
@awetbrhane9531 2 жыл бұрын
"ፍትሒ ኣልቦ እናቐየዶም ገመድ የቐብል ዘመዶም"
@אינוםתקלה
@אינוםתקלה 4 жыл бұрын
ብኹሉ ጎደሎ ዘይብሉ ኣርቲስት ጅግና ወዲ ትካቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ!!!
@fishalekidane1225
@fishalekidane1225 4 жыл бұрын
ጆኒ! ግርማ ጥበብ እንቋዕ ብድሓን መጽኣካ, ጸግዒ ውጹዕ ህዝቡ.
@ኣነስመንኮይነየጎይታይኣነ
@ኣነስመንኮይነየጎይታይኣነ 4 жыл бұрын
ንበዓል ወዲ ትካቦ ንድሕሪት ንዘይጠቅሙ ንቅድሚት ኮይኖም የሕርቐካ ፡ ገለዓይነት ግጥሚ ጆኒ
@ygttv557
@ygttv557 4 жыл бұрын
Gdefoba
@m.y.g369
@m.y.g369 4 жыл бұрын
ሰማዓይ እዩ ተገምጢሉ ምበር፡ እምበር ካልእስ ከም ኣብ ጸጽፍሑ እዩ ዘሎ።
@realityishealthy.5850
@realityishealthy.5850 4 жыл бұрын
Really
@wedibaba143
@wedibaba143 4 жыл бұрын
ኣይትበከ እንድዩ ዘብክየኒ ዘሎ! እዚ ህዝብና ኣብ ቀንጠመንጢ እዩ ዘሎ ከምዚ እንዳ በልካ ከኣ ኣብ ሓደ ኽትጥርነፍ ከኣ ዘበት እዩ" ፈጣሪ ደኣ ሰላም የውርደልና እንበር 🙏🏻
@yemanegebrehiwet903
@yemanegebrehiwet903 4 жыл бұрын
Ezia kulu gize ms nebsey yzarebela eye kgermeka
@alleyesonme303
@alleyesonme303 Жыл бұрын
ኣበት ትግርኟ ብሓቂ ወድ ትካቦ ❤❤❤❤❤
@mebrhatomtukabo2873
@mebrhatomtukabo2873 4 жыл бұрын
Mein König du bis der beste🙏Großer Respekt🇪🇷
@mikieleasbu8828
@mikieleasbu8828 4 жыл бұрын
Einfach lengend von unsere land
@RobelMukur
@RobelMukur 5 ай бұрын
​@@mikieleasbu8828😂
@josieri8148
@josieri8148 4 жыл бұрын
King of eri ወዲ ትካቦ ኣቦ ጎይታ ሓቂ።ኣይንገማማዕ ደቂ ኤሪ ሓደ ነገር ኒወስን ሓንጎልና ከዕርፍ።
@Jaki197
@Jaki197 4 жыл бұрын
እቲ ሕጂ ንዕዘቦ ጽባሕ መን ኢዩ ክቁዝሞ!! ጆነይ ኣስሊ ግጥሚ 100%
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 4 жыл бұрын
እቲ ሕጂ ንዕዘሞ ዝባሕ መንዩ ክቁዝሞ
@yossiefmer733
@yossiefmer733 10 ай бұрын
ንዕዘሞ እንታይ ማለት ዩ እባ ኣብርሃለይ ክቡር ሓው
@scholarnahom
@scholarnahom 6 ай бұрын
If you’re still listening to this masterpiece in 2024 like 💙
@ykkmedia
@ykkmedia 20 күн бұрын
You damn right now.
@teweldetesfa8429
@teweldetesfa8429 4 жыл бұрын
ንስመር ሞ ብሓባር ንዕየ ! ካብዚ ዝጥዕም ጣዕሚ ዜማ የሎን ክህሉ ኣይክእልን ኢዩ።
@emminzokiyaroaf7949
@emminzokiyaroaf7949 4 жыл бұрын
Legend is back again🔥🔥 ኣቤት ጥበብ ግጥሚ 100% ዜማ 100% ድምጺ 100% ወዲ ትኻቦ ንስካ king eka we are respect of you ,🙏🏾✊🏾
@fivestar9170
@fivestar9170 4 жыл бұрын
Respect "of" you!
@yuaelmichaele6400
@yuaelmichaele6400 3 жыл бұрын
Respect of you not off
@emminzokiyaroaf7949
@emminzokiyaroaf7949 3 жыл бұрын
@@yuaelmichaele6400 thank you 😊
@natsnetnaizghi5690
@natsnetnaizghi5690 2 жыл бұрын
0
@emminzokiyaroaf7949
@emminzokiyaroaf7949 2 жыл бұрын
@@natsnetnaizghi5690 you shut the fuck** up ጠልዒ ካብዝ ጓልዛ ባርያ ህግደፍ
@abrahamteklemariam2356
@abrahamteklemariam2356 4 жыл бұрын
ሰሚካ ዘይ ሙኖ, ግትሚ ነፍሲ ወከፍ መሊአክቲ ዚሃዘለ ፉሉይ ናይ ዘመና ኣርቲስት👍👍👍💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samuelsemere5134
@samuelsemere5134 4 жыл бұрын
The best tigrinna song of 2020 in my opinion! Long live Wedi Tukabo ❤️
@dawitm.841
@dawitm.841 4 жыл бұрын
Agreed!!! 100% bro....
@ebenezerabrehaley2636
@ebenezerabrehaley2636 4 жыл бұрын
Agreed bro
@rahelberhe916
@rahelberhe916 4 жыл бұрын
Right 100% Abey emo redom konu
@habenemun5287
@habenemun5287 4 жыл бұрын
Yes bro Natay
@babiesandpets6902
@babiesandpets6902 4 жыл бұрын
❤❤kzbin.info/www/bejne/eGHbmn5qgaqtb5I
@abrahahailemariame2222
@abrahahailemariame2222 4 жыл бұрын
ኣታ ሕጂ ንዕዘሞ" ጽባሕ መን ዩ፥ ክቑዝሞ!!!!
@rachelhab1953
@rachelhab1953 4 жыл бұрын
ወዲ ትካቦ ብሉጽ ሰብ, ከምቲ ኣብ ጎኒ ህዝብኻ ዝነበርካን ዘለኻን, ህዝብኻ ከኣ ኣብ ጎንኻ ኣሎ... ኣጆኻ ቀሪብና ኢና. ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ. We love you so much, stay blessed ሐወይ ናተይ 👍👌🙏🙏🙏
@meronsat7665
@meronsat7665 4 жыл бұрын
እዚ ደርፊ ወዲ ትካቦ ብ መልክዕ መድሃኒት ኣብ ፋርማሲ እዩ ክሽየጥ ዘለዎ ኤሪትርይን ዓርከይ እዚ ተራ ደርፊ ዘይኮነ ፓናዶል እዩ
@HH-ix3mi
@HH-ix3mi 4 жыл бұрын
True!!!
@Yoni_Gere
@Yoni_Gere 4 жыл бұрын
ኣስሚረልካ ኣለኹ።
@estifnail1705
@estifnail1705 4 жыл бұрын
Yes
@bereketgoitom4485
@bereketgoitom4485 4 жыл бұрын
Nay corana mekn
@grmaycherhi2579
@grmaycherhi2579 4 жыл бұрын
Relil zarkey
@ኣቢራያጓልትግራይ
@ኣቢራያጓልትግራይ 4 жыл бұрын
ወዲ ትካቦ ኑፉዕ ደጀን ህዝቡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 4 жыл бұрын
,ዚ ሕጂ ንዕዘሞ፣ ጽባሕ ከይንቕዝሞ።✅
@ግዜስሓልፉንህግደፍገድፉ
@ግዜስሓልፉንህግደፍገድፉ 4 жыл бұрын
ወድ ትካቦ ብዓል መትከል ብዓል ክልተ ፍሪንጭት 🏃 ታ ዕላል ከምኣ'ዶ ኾነት ሰባ ሂባ ሰብ ሳኣነት .............. ትባሃል ኣላ ቡኡነት ............... ብሓራሳ ዝመከነት 💃💃💃
@okubitaraya1881
@okubitaraya1881 4 жыл бұрын
እቲ ቃንዛካ ቃንዛይ እት ራህዋካ ራህዋይ ቃልሰይን ቃልስካን ንክዕወት ንበል ኣለይ መለይ ኣስተውዕል ክልካ ህዝበይ ነስተውዕለላ እዛ ደርፊ ናይ ውድ ትካቦ ተቃላሳይ
@tomastesfamariam1933
@tomastesfamariam1933 4 жыл бұрын
ወዲ ትካቦ ጅግና ወዲ ህዝቢ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯❤️❤️❤️❤️
@robi7719
@robi7719 4 жыл бұрын
እንዲዕ ቡህወት እሞ ኪኣ ኣብዚ ናተይ ግዜ ምህላዉካስ ዕድል ዩ ንዓይ መክንያቱ ንስካ መጽሓፍ እካ ኣብ ዉሽጢ ቅሩብ ደቃይቅ ሓድሽ ስራሓትካ ተዘርግሑ ኣብ እዝነይ ክበጽሕ ምካኣሉ ዓቢ ህያብ እዩ ንዓይ ሙሉኡ ስነጥበባዊ ስለ ዝኮንካ ።
@teamemedia
@teamemedia 4 жыл бұрын
ይበል ጆኒ ከም ወትሩ ብሉጽ ሰራሕ ያላ የሕዋት shere ኣይንሕመቅ
@ተስፋጽባሕ-ጀ4አ
@ተስፋጽባሕ-ጀ4አ 4 жыл бұрын
ጆን❤ ❤ኣስሊ ኩሉ ግዜ ጅግና ሉሉ ሃገርና!🇪🇷 ኣታ ወዲ ህዝቢ like ንሃቦ ነዕብዮ ነዚ ኑጉስ ትግሪኛ!
@724-m8j
@724-m8j 4 жыл бұрын
ን Wedi tkabo ብንብዓተይ እምበር ብቃላተይ ክገልጾ ዓቅሚ ይስእን። ኣነ ኣብ ኤርትራ ከለኩ ወዲ ትካቦ ካብ ኤርትራ ወጺኡ ምስ ሰማዕኩ ኣብራከይ ጠሊመናኒ።
@ተዋህዶሃይማኖተይ-ዠ6ዘ
@ተዋህዶሃይማኖተይ-ዠ6ዘ 4 жыл бұрын
ማህደር production ተዓዘብዋ ምስ በለኩም ዝመጻኹም እስከ 👍
@ጓልትግራይ-ጘ2ቨ
@ጓልትግራይ-ጘ2ቨ 4 жыл бұрын
Ane Aleku
@rezenechaey6988
@rezenechaey6988 4 жыл бұрын
@@ጓልትግራይ-ጘ2ቨ kemey emo rekibkyo gal tigray suger
@selamaraya6069
@selamaraya6069 4 жыл бұрын
@@rezenechaey6988 100💪💪💪 eleya aleku wedi are shukor selam yewuredelna 🙏🙏❤❤❤
@rezenechaey6988
@rezenechaey6988 4 жыл бұрын
@@selamaraya6069 Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 merry Christmas 🎁🎄 and happy new year 2021 selu gal eru konjo .
@selamaraya6069
@selamaraya6069 4 жыл бұрын
@@rezenechaey6988 ruhus hadish amet ygberelka marey gal tigray eye zyaday
@ኣባሃምሒንጊዱለይትሓዝኢዱ
@ኣባሃምሒንጊዱለይትሓዝኢዱ 4 жыл бұрын
ትግራዋይ እየ ። የውሃንስ ትካቦ ብሉፅ ናይዞም ብሉፃት ኢኻ ዕድመ ይሃብካ
@filieri9056
@filieri9056 4 жыл бұрын
@@habenhabu6964 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@SHIKORENA1
@SHIKORENA1 4 жыл бұрын
@@habenhabu6964 🤣🤣🤣 እዋይ ልማኖ እንበር ኮይኑ።
@yemanebarya4644
@yemanebarya4644 4 жыл бұрын
@@habenhabu6964 ኪድ ጀልፋፍ ካብ ምዓስ እዩ ትግራዋይ ዝኾነ ነየናይ ህዝቢ ድዩ ተቃሊሱ ነየናይ ህዝቢ ድዩ ዘይሙ ገጢሙ ደሪፉ የማነ ባርያ ኣብራር ዑስማን ኣብርሃም ኣፍወርቂ ወዲ ትካቦ ካልኦትን ዕድሚኦም ምሉእ ንስለ ኤርትራ እምበር ንስለ ትግራዋይ ኣይተቃለሱን ኣነ ትግራዋይ እየ ክትብል ግን መሰልካ እዩ ሕማቕ ከይተዛርቡና
@MirabelElyon
@MirabelElyon 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/bpKvlZelm8ikppI 👏👍
@samsungsdaniel4708
@samsungsdaniel4708 3 жыл бұрын
@@yemanebarya4644 Ata denqoro! Yemane barya & Wedi Tikabo tegaru mqanom aytfelTn ? Yemane bediu Tigraway bfatheru kea Akeleguzetay eyu. Memhr Tikabo Tigraway eyom. Tbebawi Yohanes kea ab Eritrea tewelidu abyu. Tigrawnet kea kbur mennet nay kulatna tezarebti tigrgna eu. Entay ikum ketezarbuna delikum Xemamat Hibreteseb!
@wedieri2301
@wedieri2301 4 жыл бұрын
ትበሃል ኣላ ብኡነት ብሓራሳ ዝመኸነት ህዝበይ እናተ ኸርደነ ፈሕ ኢሉ እናተበተነ መን ክቕይሮ እዚ ቕነ ኣይንበል ንስኻ ኣነ። Wedi Tikabo jigna nay jeganu ❤️✊🏾🇪🇷
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 4 жыл бұрын
kulu nebska tibeb+jgnnet joney wetru ye zesmaa!wedi tkabo hawey Enkaae natna konka❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷✊✊
@sunrise8670
@sunrise8670 4 жыл бұрын
The legendry is came and people are woken up soon. We need you for democratic revolution
@johnsemere5717
@johnsemere5717 4 жыл бұрын
ንእምላኽ ኢሰያስ ስለ ዝሃበና ነማርሮ ንዓኻ ስለ ዝሃበና ድማ ነመስግኖ። ወዲ ትካቦ ሓቀኛ ጓሳ ህዝቡ።
@samuelabdu9794
@samuelabdu9794 4 жыл бұрын
Ateresea eka keabi kiros asefaha adeti kea mesu deqi hazebi haqenatat gasut hezebi 🇪🇷✌️✌️✌️
@erishikor8227
@erishikor8227 4 жыл бұрын
Isu anbesa Nakfa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿
@nyg2212
@nyg2212 4 жыл бұрын
@@erishikor8227 ❌
@filimonyowhannes3148
@filimonyowhannes3148 4 жыл бұрын
@@erishikor8227 ab nebsa zeytamn senef seb ( ቐሊል)
@F07066
@F07066 4 жыл бұрын
@@erishikor8227 can u pls tell me anything that Iseyas had done in Nakfa, any history. ኢሰያስ ብጅግንነት ብጾቱ ኢዩ ኣብዚ በጺሑ እምበር ወላሓንቲ ታሪኽ ይብሉን።
@Sunwhite-entertainment
@Sunwhite-entertainment 4 жыл бұрын
ንወዲ ትካቦ ማዕረየ እምበር ልዕለይ ዝፈትዎ ሰብ ይሁልዶ ይከውን? ኣነ ትብል like ኣብዚ ረገጽ
@dawitm.841
@dawitm.841 4 жыл бұрын
ግደፍ እባ Siዔ ወዲ ትካቦ ንበይንካ አይትግበሮ lol. መን ከም ወዲ ትካቦ አቦ ጥበብ.
@Sunwhite-entertainment
@Sunwhite-entertainment 4 жыл бұрын
ፍቅሪ ኢዩ bro ከመኡ ዘብለኒ ዘሎ፡
@hadgumedhanie8220
@hadgumedhanie8220 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkllllĺlllllllllllllllllllllĺ
@hadgumedhanie8220
@hadgumedhanie8220 4 жыл бұрын
Who listen this kkkk music 2021
@gabr3769
@gabr3769 4 жыл бұрын
Kkkk ane
@totorobel9835
@totorobel9835 4 жыл бұрын
ዋው ዋው👏🏼👏🏼👏🏼 ቓላት ሲኢነልካ ወዲ ትኻቦ ጂግና🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Footballer470
@Footballer470 4 жыл бұрын
my hero my idol my legend my teacher all respect.........
@ፍትሒይንገስ-ፐ1ፈ
@ፍትሒይንገስ-ፐ1ፈ 4 жыл бұрын
ወዲ ትካቦ አቦ ዜማን ግጥምን እንካዓ ደሐን መጻኻ ❤❤❤👍👍👍መስል ኣልካ ዘይተመልሰ 👍👍👍
@merhawi.G9
@merhawi.G9 4 жыл бұрын
"ኩሉ ወንዝፎ ሃገር ትዓቢ"❗️ሉል ባሕሪ ንሕናስ መን ኣለና ካባካ ዝዓቢ Wedi Tikabo ነብሲ!!!
@luwamt6479
@luwamt6479 3 жыл бұрын
ወዲ ትካቦ ጅግና ሕጂ ንደልየካ ኣለና more than ever!! 🙏🏽🙏🏽
@adhanomferejay657
@adhanomferejay657 4 жыл бұрын
ዳኒ ወዲ መምህር ዝዓደመኩም like#
@selamaraya6069
@selamaraya6069 4 жыл бұрын
Ane marey haftukum gal tgray
@awetawet729
@awetawet729 4 жыл бұрын
Beqa dani entezey ademeka aymmexakan malet du
@luwamab1113
@luwamab1113 4 жыл бұрын
እዚ ወዲ
@knowledgeispower8641
@knowledgeispower8641 4 жыл бұрын
@@awetawet729 kalie seb wey agatami ksab ziedmo mtexebeye !
@johnberihuhaile6373
@johnberihuhaile6373 4 жыл бұрын
@@selamaraya6069 መኒነት ትግራዋይ ስለ ድኮንኩ welcome sister ብ መኒነት ብ ባህሊ from senafe
@alsatsfay7277
@alsatsfay7277 4 жыл бұрын
አታ ንፉዕ ስነ ጥበባዊ ሐቂ ኢልካ ካብዚ ዝዓቢ ጉዳይ የብልናን ንንቃሕ👍
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 жыл бұрын
ወዲ ትካቦ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎኒ ህዝቡን ሃገሩን ጠጠው ዝበለ። ደርፉ ከም ኪኒና ኣብ ፋርማሲ ክሽየጥ ዝግብኦ ኣባካ ዘለና ክብሪ ብቃላት ክንገልጾ ይሓጽረና ኣብታ ናይ ጽባሕ ኤሪ ጻማካ ክትረክቦ ግን ናይ ኩልሻዕ ትምኒተይ እዩ።ናቱ ቻነል እያ ሳብስክራይብ ላይክ ኣይንረስዕ የሕዋት።
@shunumii7214
@shunumii7214 4 жыл бұрын
ትምኒተይ ኢዩ ዝበሃል ትንቢተይ ኣይኮነን።
@ዮርሲሰራቒትልቢቢሉ
@ዮርሲሰራቒትልቢቢሉ 4 жыл бұрын
ግድን ክኣ እምበር
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 жыл бұрын
@@shunumii7214 thsnks ስለ ምእራምካ ካብ ጽሕፈት እዩ።
@eliasahmed310
@eliasahmed310 4 жыл бұрын
ብሓቂ ወትሩ ምስ ህዝቡ ደው ዝብል ዓቢ ሰብ።
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
Nay bhaki bro
@Am-Rx173
@Am-Rx173 8 ай бұрын
Underrated artist....I can't believe only 2.3M views....This clearly shows the world we are living. Keep it up wedi tkabo
@meronzemuy7600
@meronzemuy7600 4 жыл бұрын
ትበሃል ኣላ ብኡነት.... ብሓራሳ ዝመኸነት. Astonishing as always!!!
@saron2163
@saron2163 4 жыл бұрын
That hits hard😭ብሓራሳ ዝመኸነት
@filawi9066
@filawi9066 4 жыл бұрын
ወዲ ትካቦ ጅግና እንካዓ ብድሓን መጻካና ❤🇪🇷❤
@tedrosteklab4856
@tedrosteklab4856 4 жыл бұрын
Eritrean legend who stands for the truth. The content of this song is fantastic. Well done John. Great singer.
@abdulganielkafi-dj6iw
@abdulganielkafi-dj6iw Жыл бұрын
It’s 💯 if you not strong 💪 forget it either we be mountain ⛰️ or we lean on mountain ⛰️ we decided to be one so we are paying the consequencesو🇪🇷❤🇪🇷
@RobelMukur
@RobelMukur 5 ай бұрын
​@abdulganielkafi-dj😢6iw
@tesfaiembaye7138
@tesfaiembaye7138 3 жыл бұрын
Mr. Yohannes Tikabo, very impressive what you have achieved with this political song, a really good job well done, especially impressed with your song lines. In particular, your comment that the educated and knowledgeable so called eritrean people in the diaspora, whom you call a silent majority, are silent and do nothing than observing , including myself, got me thinking. Thanks Wedi Tikabo
@jazerayberhane2529
@jazerayberhane2529 4 жыл бұрын
What a great song with a very urgent message for us Eritreans who want justice and freedom for our country!!
@legesesbhat780
@legesesbhat780 4 жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ናይ'ሓባር ድምጺ ምስ ኣምጻእኻ ወዲ ትካቦ ኣብ-ነፍሲ-ወከፍ ሰብ ቦታ ኣለካ!
@dawithabte3299
@dawithabte3299 4 жыл бұрын
Niskas enqae natna konka nieshetey Yemane Barya❤️🎤
@wedighebremeskel13
@wedighebremeskel13 4 жыл бұрын
Deqi Eri🇪🇷🤝yelekumn dikum, like whidwo alo nwedi tkabo
@put_god_fristnoh3549
@put_god_fristnoh3549 4 жыл бұрын
You are so special ever your words is so powerful!! I’m so glad that Eritrea’s is ❤️❤️❤️❤️🥰🤞🏾❣️💯💯💯
@eritrea1996-c9o
@eritrea1996-c9o 4 жыл бұрын
Am really enjoying this song because the lyrics gives 100 percent since and the melody doesn’t disturb wedi tikabo jigna ❤️🇪🇷
@erishikor1672
@erishikor1672 4 жыл бұрын
Junta endika
@changeman6774
@changeman6774 4 жыл бұрын
Naybihaki
@Benifer37
@Benifer37 4 жыл бұрын
@@erishikor1672 መዓኮርካ ዶ ኣቃጺልካ ?
@eritrea1996-c9o
@eritrea1996-c9o 4 жыл бұрын
@@erishikor1672 miskinay adekas hijis welide eya ko tibl tihlu sika kea donkoro ney donkorotat
@maekelekelati4548
@maekelekelati4548 4 жыл бұрын
@@erishikor1672 wuxae kabzi Geza qomshti Adi halew
@eritreanismisacultertitrea7526
@eritreanismisacultertitrea7526 4 жыл бұрын
Wedi tikabo +kiros =Living Eritrean Legends
@geralddeulofeu1459
@geralddeulofeu1459 4 жыл бұрын
Wedi Tikabo jigna iyu, mis kiros hasawi aytimasasilom
@ማጃዊሕጋዊ
@ማጃዊሕጋዊ 4 жыл бұрын
Sekt
@HaileabTesheme-gr4ob
@HaileabTesheme-gr4ob Жыл бұрын
Wedi tikabo +kiros= Living Eritrean Legends
@tesfanaable
@tesfanaable 3 жыл бұрын
This brother is so innovative. The only Eritrean singer I see working hard to help the music evolve. None can beat him when it comes to lyrics. Keep it up
@fanussey
@fanussey 4 жыл бұрын
‘ታ ዕላል ከምኣ ‘ዶ ኾነት ሰባ ሂባ: ሰብ ሳኣነት... ትባሃል አላ ብኡነት ብሓራሳ ዝመኸነት
@rasimakaveli1899
@rasimakaveli1899 4 жыл бұрын
😭for sure....bharasa zmekenet😁😏
@berihutekle3238
@berihutekle3238 4 жыл бұрын
ባሓራሳ ዝመከነት ኣንታይ ማለት አዩ ።ምክንያት ትሃሪሳ ብከመይ መኪና
@bellavibes668
@bellavibes668 4 жыл бұрын
@@berihutekle3238 እንታይ ንምባል ኢዩ መስለካ። ኤርትራ ከም ኣደ ሕሰባ ንሕና ኤርትራዊያን ድማ ከም ደቃ ኣብዚ ግዜ ግን ንሕና ኣብ ኤርትራ የለናን ኣብ ስደት ኢና ዘለና ማለት ነታ ኣዴና ንብላ ኤርትራ ገዲፍና ወጺና ኤርትራ ድማ በይና ኣላ፡ ስለዚ ኤርትራ ሓሪሳ ንዓና ወሊዳ ክንሳ ንሕና ግን ዋላ ሓንቲ ኣይገበረልናላን እዚ ከኣ ናትታ ሕመቕ ዘይኮነስ ብሰኪ ኣብ ሃገርና ዘሎ ጮካኒ ስርዓት ኢዩ።
@berihutekle3238
@berihutekle3238 4 жыл бұрын
Thenks zahawey sle ti kulu meredataka
@MirabelElyon
@MirabelElyon 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/bpKvlZelm8ikppI 👏👍
@behonest7199
@behonest7199 4 жыл бұрын
“Mesel aleka zeytemelese”, yes mesel alena zteabse, zeytemelese thank you
@negashabraham9405
@negashabraham9405 4 жыл бұрын
ወዲ ትካቦ አሰር የማነ ባሪያ , አብርሀም አፍወርቂ, ከምውን እድሪስ መሐመድ""""""""""" ጀግና ኢለኻ አለኩ
@wedikeshimekerkaadey8011
@wedikeshimekerkaadey8011 4 жыл бұрын
ቀሪብና ኢና ኣብ ዓወት thanks wedi tekabo edmen tenan yabley halal hawey l mess you
Kiros Asfaha - Emo Dema Sleki  (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
8:57
Kiros Asfaha
Рет қаралды 1,5 МЛН
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
01:01
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН
Menbar Aydgemnyu - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
11:25
Kemu Eyu Zelo tiWere  - Taniqo and Wedi Tikabo
6:58
EriJamz
Рет қаралды 1,9 МЛН
Klamodo Eye (Eritrean Music)
8:16
Thomas Alazar
Рет қаралды 6 МЛН
Eritrea  music  Abraham Afewerki  - Tmnitey/ትምኒተይ  Official Audio Video
8:21
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 13 МЛН
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.