ካብ ናይ ሓሶት ኣሕዋት ተጠንቀቁ ! ሎሚ ቤተ ክርስትያን ብኸምዚኦም ዓይነት ሰባት ኢያ መሊኣ ዘላ ንቕሑ !

  Рет қаралды 5,173

Maranatha Tv / Mogos Nguse

Maranatha Tv / Mogos Nguse

Күн бұрын

Пікірлер: 31
@MaranataTv
@MaranataTv 11 ай бұрын
ግንሕዎም ደኣ እምበር፡ ነቲ ፍረ ዜብሉ ግብሪ ጸልማትሲ ኣይትሕበርዎ። ኤፈ 5፥11 Titus 1 (ትግ) - ቲቶስ 11: ንሳቶም ርኹስ ረብሓ ምእንቲ ኺረኽቡ ኢሎም፡ ዘይግባእ እናመሃሩ፡ ንብዘሎ ኣባይቲ ዚገላባብጡ፡ ምዕባስ ኣፎም ግቡእ እዩ። 2 Thessalonians 3 (ትግ) - 2ይ ተሰሎንቄ 6: እምብኣርስ፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ካብቲ በቲ ኻባና እተቐበሎ ምህሮ ዘይነብር፡ ብዘይ ስርዓት ዚመላለስ ዘበለ ሓዉ ክትፍለዩ፡ ብስም ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ንእዝዘኩም አሎና። 1 Timothy 5 (ትግ) - 1 ጢሞቴዎስ 20: ነቶም ሓጢኣት ዝገበሩ ውን፡ እቶም ካልኦት ምእንቲ ኺፈርሁ፡ ኣብ ቅድሚ ዅሉ ግንሓዮም።
@habtomteklay9803
@habtomteklay9803 10 ай бұрын
ጽቡቅ ጌርካዮ ሞጌ እዚ ሰብ ጥዑይ ህይወት ከማን የብሉን ሽጋራ የትክኽ መስተ ይሰቲ ተመሊሱ ድማ ንኣገልገልቲ ከጸልም ኢዩ ዝውዕል ጽቡቕ ጌረ ኢየ ዝፈልጦ ኣነ ብተደጋጋሚ ምዒደዮ ኣይሰምዕን ኢዩ ፡፡ ነዚኦም ምቅላዕ ፈውሲ ኢያ ቤላ ጌርካያ ጽቡቅ ጌርና ፈሊጥናዮ ኣሎና ሕጂ ፡፡ ከምዚ ዓይነት ደፋር ሰብ ርእየ ኣይፈልጥን ኢየ ብጣዕሚ ደፋር ሰብ ኢዩ ዘይተንከፎ ኣገልጋሊ የለን መዓልቱ ኣኺላ ኢያ ሕጂስ ጽቡቅ ጌርካዮ
@homehome9688
@homehome9688 5 ай бұрын
ጐይታ ይባርኽካ። ሰናይ ከአ ዝናዘዘሉ መዓልቲ ይሃቦ።
@KirosHadish
@KirosHadish 6 ай бұрын
እግዚአብሄር ሰለዝፈትወካ አዩ ዝሐወይ አጆካ ተሐጎሰ ተጠንቀቀ ነዓኦም ክተረድእ አልካ ሐጥያት ከይትአትው ነአምላክ ሀቦ አሱ ይፈልጦ እዩ
@semhartekle3642
@semhartekle3642 11 ай бұрын
Oh my God, ኣምላኽ ምሕረት ይግበረሉ ከሳሲ ኣሕዋት ተደርቢዩ እዩ ኣይሰምዐን ድዩ ወደይ.
@HenokBeyene-m4d
@HenokBeyene-m4d 11 ай бұрын
ዋው ዋው ዋው ሞጌ ብሩክ አዞም ብ ሽም ክርስትና ዝፍለቱ ናይ ሓሶት ክርስትያናት፡እዞም ከምዚኦም ዛመሰሉ ሰባት ናይ ክርስቶስ ውሽታዊ ሰላም ሲእኖም መንፈስክዱስ ዝሃደሞም ሰብ ክልተ መልሃስ እዮም።ሞጌ ሃወይ እዞም ከምዚእቶም ዛመሰሉ ሰባት ኣብ በተክርስትያን ሃለልያ ክብሉ ይውዕሉ ፡ኣብ ደገ ማስከርያታቶም የውጽኡ ስድነቶም ፡ነፋሒቶ ዝኮነ ባህሪኦም ኩሉ ሪኣናዮም ናይ በተክርስትያን ክርዳድ እዮም ኣምላክ ይምሃሮም ,።
@tsigiaredaaraya2615
@tsigiaredaaraya2615 10 ай бұрын
God have mercy upon them.God bless you brother.
@ebuyategai3110
@ebuyategai3110 10 ай бұрын
ሃሃሃ እንታይ እየ ክገብረኩም ጸጋ ፈሲሱኒ ሞጌ ሓወይ ጸልየሎምን ባርኮምን bless you beloved
@hannasequar2388
@hannasequar2388 10 ай бұрын
Kulukum ayteakum.gudlet sebat mizrab bereket yeblun.
@eyobteweldemedhin
@eyobteweldemedhin 6 ай бұрын
ክትረኽቡና ከለዅም ብሩኽ ትብሉና ብድሕሬና ብርክና ይሰብሩና ዝበልካያ ቃሌ ወሲደያ አለኹ
@manadaily-food.
@manadaily-food. 11 ай бұрын
Mogi hawey nska dea bruk nay Amlak seb eka. We love you so much ❤
@selamawitafeworki9057
@selamawitafeworki9057 11 ай бұрын
mogie haweyy enqah hagoseka🎉 mo des iluni adi selam tena ygberelka aytgedeslomm nay xlai wge yu aytzengee shaqo trayy❤ nqdmit buruk zeri
@samiteklsnbet8020
@samiteklsnbet8020 9 ай бұрын
Agoka mogos hawey amlak msaka ykun kexlo ❤
@homehome9688
@homehome9688 5 ай бұрын
አብ ሞንጎኻን አብ ሞንጉኡን ኰይኑ ዘዛርቦ ድለ። ወይ ዓለማዊ ኰይኑ ዓለማዊ ይኹን ወ ከአ አማኒ ኰይኑ አማኒ ይኹን። እቲ አብኡ ዘሎ መንፈስ አብቶም ዘገልግሎም ጽልዋ ክገብር ስለ ዝኽእል ነቲ ፓስተር ንዕኡ ዝጓስዮ ርኸቦ አዛርቦ ኸአ። ተባረኽ።
@bereketteklegebre9344
@bereketteklegebre9344 11 ай бұрын
blessed moge hawey
@Smmee04
@Smmee04 9 ай бұрын
Kristiyanat
@tesfaalo710
@tesfaalo710 11 ай бұрын
Amlak ybarka megos hawey amlak asbka yhabka ajoka berte wedi goyta naygoyta eyu zgebr❤❤❤💐💐💐🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@asmerettesfay1783
@asmerettesfay1783 10 ай бұрын
Anta moges eske pente Aytbel Amenti mlue wengel ttbl des mbeleni
@selamawitafeworki9057
@selamawitafeworki9057 11 ай бұрын
ewayy mgie haweyy haqi telewo zeyredadae amani aymeslenn
@bereketteklegebre9344
@bereketteklegebre9344 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Smmee04
@Smmee04 9 ай бұрын
aytbelom
@tesfaalo710
@tesfaalo710 11 ай бұрын
👍
@Fili12258
@Fili12258 10 ай бұрын
ሞጌ ሓውና እሞ ኣይጽሕፈልካን እየ ኢሉካ ፣ ንስኻ ውን ክትብኣሶ ደሊኻ'ዶ ኣይኮንካን ኣብ ለቡ ንራኸብ ኢልካዮ ? እዚኣ'ኸ መንፈሳውነት ድያ ? ተባረኽ
@MaranataTv
@MaranataTv 10 ай бұрын
ከዘራርቦ ደልየ ኢየ ንራኸብ ኢለዮ ባእሲ ድኣ ቀደም ገዲፍናዮ
@rehaboth203
@rehaboth203 10 ай бұрын
@@MaranataTvhadega agatimwo bzuh aytaayen nai aemro xegem alowo tibl nerka, Mogie Hawey. Why daa kemzi gerka tisahalo zeleka
@MaranataTv
@MaranataTv 10 ай бұрын
ኣብዚሕዎ እዚ ሑሙም ኣይኮነን ንሰብ የሕምም
@iseyastesfazion9370
@iseyastesfazion9370 10 ай бұрын
Bro i understand your situation but be careful you get tempted by fake Christians. And another point please use corect name or respectful words when you calling, believers such as A christian, a brother a believer... Anyway GBY bro.
@helenteklaygebremedhn4263
@helenteklaygebremedhn4263 11 ай бұрын
Moges hawye be ferom tefltwom tiethahefu eyu ne balu gededo berte ajoka
@dontleturdreams8184
@dontleturdreams8184 11 ай бұрын
Ygerm eu mogos hawey 🤔
@robielsolomon9390
@robielsolomon9390 11 ай бұрын
Lebu da addis abeba endeyu
@MaranataTv
@MaranataTv 11 ай бұрын
አዲስ አበባ ከለኹ ኢየ ሰሪሐያ እታ ቪድዮ ኣብ ይቱብ ኣቐሚጠያ ኔረ ካብ ክፍኣቱ ክምለስ ዘይክኣለ እታ ዓቂበያ ዝነበርኩ ቪድዮ ሕጂ ሼር ጌረያ፡፡
GERE EMUN PART 216 | ገሬ እሙን ክፋል 216
48:43
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 77 М.
"ጉባኤ ኣኽላባት"   5ይ ክፋል፡  ምቅላዕ ኣኼባ ህግደፍ
1:20:53
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Рет қаралды 12 М.
Try this prank with your friends 😂 @karina-kola
00:18
Andrey Grechka
Рет қаралды 9 МЛН
ዓገብ ተስፋየሱስ ተመለስ ወገን ውጹዕ ህዝብኻ ኩን !
26:44
እባክህ ክብርህን አሳየኝ Alemneh Jemberu - አለምነህ ጀምበሩ  ክፍል 2
30:22
Alemneh Jemberu - አለምነህ ጀምበሩ - Sermon Archive
Рет қаралды 1,2 М.
ን ፒራሚድ ዝሰርሑ ህዝቢ ተረኺቦም!
47:35
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 143 М.