ክብሮም ፀሃየ - ኮድ 111 - ላዛ ኣይዶል 3ይ ዙር ውድድር

  Рет қаралды 55,711

ላዛ ኣይዶል Laza Idol

ላዛ ኣይዶል Laza Idol

Күн бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 350
@medicolove19
@medicolove19 5 ай бұрын
ኣብ Tik tok ሰሚዑዋ ዝመፀ Like ንስካ ትፍለ ኢካ❤
@mosamohamed3674
@mosamohamed3674 5 ай бұрын
ኣብዚኣ ☝️
@fikregebre3746
@fikregebre3746 5 ай бұрын
Ane
@MehammedTrungi
@MehammedTrungi 4 ай бұрын
መነት ደረፍቲ ኤርትራ 2 ካብ ዓበይቲ የነን ትካቦን ተጋሩ ሙዃኖም ትፈልጥዶ አቦይ ገብረሚካኤል ንስራሕ ካብ ዐድዋሐጂ ዓብዱአምጺኦምዋምሳ የማነካ ከአንቀጽ አብሮ አስመራ ካብ ተጋሩ ቤተሰብ ተወሊደ 10:09 ነ
@NiyatHayle
@NiyatHayle 3 ай бұрын
yhew
@ااصتصتصتصتصت
@ااصتصتصتصتصت 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ድምፂ እዩ ተጋሩ ግን ንናይ ባዕልና ሰብ ኣይነተባብዕን ብዛሓት ጎቦዛት ተዋዳደርቲ ይመፁ ኣለው ናሓጎዞም ናይ ፅባሕ ተረከብቲ ዓዲ እዮም🎉🎉❤❤❤❤❤
@ODACOMPUTERANDRELATEDSERVICE
@ODACOMPUTERANDRELATEDSERVICE 5 ай бұрын
ታጋይ መሃሪ ገ/መስቀልን አስታውስበታለሁ በትግርኛ ያልፃፍኩት ትግርኛ የማልችል ተጋሩ ስለሆንኩ ❤❤❤❤❤
@user-zu3kg5sr4b
@user-zu3kg5sr4b 5 ай бұрын
ብጣሚ ንፉዕ መንእሰይ ኣብ ቲክቶክ ምስ ረኣኪዎ እየ ንዛ መደብ ብሽም እዝ መንእሰይ ኽርኣ መርጸ ተጋሮ ልቢኻ ዝትንኪፍ ደርፊ ኣለኩም ብፍላይ ናይ ቀደም ደርፊ ናይ ቀደም ደርፊ ድገምዎ መንእሰያት ትግራይ ናይ ብልበይ እየ ዝዛረብ ዘለኩ ንቢዓት መጽኒ ምሰመኪዋ ብደርፊ በኽየ ኣይፈልጥን እየ ለሚ በኽየ
@SfgjfNcdhh
@SfgjfNcdhh 5 ай бұрын
ኣያና ኢያሱ ደርጋ ዘይሞተ ብዝገርም ብቓዓት እዩ ተፃዊቱዎ ዕድመኻ ይንዋሕ❤
@HanivalHani
@HanivalHani 5 ай бұрын
bhaki eyasu aymoten
@TesfayHabteab-xr4os
@TesfayHabteab-xr4os 5 ай бұрын
ውውው ኢለ ክዛዝሞ 🎉🎉🎉 ድሚጺ ጥበብ ውሽጢ ዝምንጩ ዩ ሓውኹም በርጌድ ናሓመዱ🎉🎉🎉🎉🎉
@shewitgeremedhin6058
@shewitgeremedhin6058 5 ай бұрын
❤❤❤
@Sebkbur-chan
@Sebkbur-chan 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-xj3jv6iv6b
@user-xj3jv6iv6b 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@abadihaile123
@abadihaile123 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝግርም ልሳን እዩ።ሓደ ሓቂ ግን እቲ ደርፊ ባዕሉ ትግራዋይነትን ማለት ቃልሲ..ትብዓት..ሓቦ ነሕን ...ፅንዓትን ....ዓወትን ሰለዝትንትን አብ ተጋሩ ኣእምሮ ተጋሩ ዝተሓተመ ሰለዝኾነ እዩ መሰልኒ ...ብሂወተይ ኣዝየ ካብ ዝፈትዎም ደርፍታት ሓደ እዩ።ሓወይ ድማ ነመሰግን ብሙዑሩይ ኣንደበትን ስርዓት ን ኣቅሪብኻዮ። thanks to laza idol as wel ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 5 ай бұрын
ኣነ በይነይ ድየ ግን ናይ እያሱ ደርፊ ኹሉ ዘምበዓኒ ዋላ ኻሊእ ደጊሙ ዝደረፎ😢 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ዝሓወይ❤❤Tdf✊
@shabayybrah1914
@shabayybrah1914 5 ай бұрын
ዋላ ኣነ እያሱ ተሰሚዐ ሰሚዒተይ ኣይቆፃፀርን ኣብ ዘለክዎ ቦታ ይዳናገረኒ😢😢😢
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 5 ай бұрын
@@shabayybrah1914 ኩሉ ደርፍታቱ እዩ ከብደይ ሕብርብር ዝብለኒ🥺 ክራሩ ከይተረፈ
@kuflomangsom3880
@kuflomangsom3880 5 ай бұрын
ኣነባ ኣለኹ ካብ ምፍታው ኢያሱ ዝተበገሰ ካብ ካናዳ ከይደ ኩናት ዝገጠምኩ ዘይሪሳዕ ብክያት ይመጸኒ ብረት ሕዝካ ሜዳ ዉረድ ይመጸኒ ይኩርኮሐኒ በቃቃቃቃ
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 2 ай бұрын
ዋላ ኣነ ብፍላይ ናይ ገድሉ ደርፉ ብሰንኪ ሓወይ ምሳኣነይ ግዲ ኮይነስ💔😭
@NiyatHayle
@NiyatHayle 3 ай бұрын
ተጋሩዋይ በኣኹም ይኾርዕ እዚ ደራፊ ሰሚዐ መሓዙተይ ኣስታዊሰ ይነብዕ ❤❤❤
@Mussie_tesfamariam
@Mussie_tesfamariam 5 ай бұрын
ተጋሩ ብደርፊ ኣነ ይኣምነልኩም እየ!
@LifeofAbina
@LifeofAbina 5 ай бұрын
To everyone reading this Keep going. No matter how stuck you feel, no matter how bad things are right now, no matter how hopeless & depressed you feel, no matter how many days you have spent wishing things were different. I promise you won't feel this way forever. Keep going.❤️🙏💯
@gdeyfkr8926
@gdeyfkr8926 5 ай бұрын
😢😢😢እፍፍፍፍፍ ኬፍ ዘለዎ ወዲ TDF ያ እዩ ኢሎሞ ሽኮረይ ቀፅለሉ❤ ፅቡቅክእለት ብቅዓትእንሄካ
@RgbedawirltYohanes-fl3qd
@RgbedawirltYohanes-fl3qd 5 ай бұрын
ዝገርም ብቕዓትዩ, ብዝገርም ብቕዓት ኢኻ ተፃዊትካዮ, ቀፅለሉ
@RgbedawirltYohanes-fl3qd
@RgbedawirltYohanes-fl3qd 5 ай бұрын
ኮድ 111
@fafifan1219
@fafifan1219 5 ай бұрын
ጅግና tdf ኩሎ ዝክእሎ❤❤❤ ንዘተረፍኩም እድመን ጥዕናን ንዓናን ንዓድኩምን ክትብሉ እንኮ ሂወትኩም ዝሃብኩምና ክብርን ሞገስን ንዓኩም መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም
@shewitgeremedhin6058
@shewitgeremedhin6058 5 ай бұрын
ዝገሪም ብቃዓት 😢❤ ደጋግመ ኣብ ምሪኣይ ይሪከብ ጅግና Tdfሓዉና 100%❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hr7ne7vd6f
@user-hr7ne7vd6f 5 ай бұрын
❤❤❤
@FrezghiYebio-x8g
@FrezghiYebio-x8g 5 ай бұрын
ንሕና ኤርትራውያን ንምነየልኩም ተጋሩ ከምዚቆልኣ ናይ ሓቂ ታሪኽ ክተቃልሑ ኢና ንምነየልኩም ዘይናትኩም ኣይናትኩምን ኢዩ ሞ ንነብስኹም ምሰሉ ነዚ መንእሰይ ከኣ ብሩህ መጻኢ ይምነየሉ
@user-be6zm5ik8h
@user-be6zm5ik8h 5 ай бұрын
ንባዕልካ ንነብስካ ምሰል ባርያ ተጋሩ ብመንነትና ንኮርዕ እምበር ዘይናትና 1 9አይንኮንን ጨምላቅ
@user-bu8ce7cy1f
@user-bu8ce7cy1f 5 ай бұрын
💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊🌳🌳🌳🌳🌳
@user-bu8ce7cy1f
@user-bu8ce7cy1f 5 ай бұрын
👹👹👹🇪🇷🇪🇷👹🇪🇷👎👎👎👎
@destaadanew4
@destaadanew4 5 ай бұрын
ንሕና ታጋሩ አብ ጎጉል ታሪክ አለና ዓለም ዝፈልጦ ወዲ ሰደደተኛ ሰራሪ በጊዕ ታሪካ አብ ሸወደን በጊዕ እናሰረርካ ዓለም ሙልአ አብ youtebe አለካ ተወከፍ
@redaegebreyesus3671
@redaegebreyesus3671 5 ай бұрын
ቸድ ልዕሊ፡እያሱ ደሪፍካዮ ኬብሻ ጀግና በርትዕ❤❤❤❤❤❤
@habtomftwi6734
@habtomftwi6734 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ድምጺ 111
@SfgjfNcdhh
@SfgjfNcdhh 5 ай бұрын
ኮድ 111 ዕድመኻ ይንዋሕ ከመይ ድኻ መቕሰን 100%❤
@Michael-sp8lv
@Michael-sp8lv 5 ай бұрын
ዋዋዉዉዉ ድምጺ ምስ ኩሉ ስምዒታታቱ ብሉጽ መንእሰይ ኣጆኻ በርትዕ ካብ ሓውካ ኤሪትራዊ ❤❤🎉
@shabayybrah1914
@shabayybrah1914 5 ай бұрын
ሓመድ ትብላዓኒ ያሓተይን መማህርተይን ዘኪረ እየ ኣነ 😢😢😢😢
@user-km9dc1ue4l
@user-km9dc1ue4l 4 ай бұрын
ይበል ድምፂ ማርያምን አብ ዓብይ ደረጃ በፂሕኻ የርእየኒ❤❤❤❤❤
@genetraya9799
@genetraya9799 5 ай бұрын
እሰይ ትግራየይ ወላዲት ጀጋኑ 🎉❤
@QweTerr-nh5ty
@QweTerr-nh5ty 5 ай бұрын
ብቅዓት እዚ ሒዞም ኣብ ታሕቲ ከይቀርዩ ብኣትኩሮት ክነተባብዖም ኣለና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@akifunnystudio9143
@akifunnystudio9143 5 ай бұрын
ይበል ድምፂ ከፍ ባዕሉ ኣርቲስን ከያንን ነፍስሄር እያሱ በርሀ "ንሕበነልካ ኣጀኻ ቀፅለሉ መሸነፊ ከምእትኸዉን እውን ኣይጠራጠርን" ጀግና
@yjghgy6495
@yjghgy6495 5 ай бұрын
ኣሞተን እያሱ ❤❤❤
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k 5 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ TDfይ😍 ኩሎ ዝክእሎ ንዘተረፍኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ዋሕስ ህዝቢ ትግራይ ኢኺም ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና💔😭🙏
@user-ok6ow6if3l
@user-ok6ow6if3l 5 ай бұрын
Wawww btaemi nufueo i love tigrigna music from eritrean ❤
@JdjdHd-fj1lm
@JdjdHd-fj1lm 4 ай бұрын
ዝገርም❤ብቅዓት እዩ❤ዘለው❤❤❤
@user-dw5wn9dw8w
@user-dw5wn9dw8w 5 ай бұрын
ዝገርም በቕዓት እዩ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤
@yemanekasu9626
@yemanekasu9626 5 ай бұрын
ጅግና በርትዕ ብብቃዓት አንደኛ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉111አንደኛኛኛኛኛ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@user-tx8gh2yv1e
@user-tx8gh2yv1e 5 ай бұрын
ጅግና ከም ኣቦታትካ ብሓቂ ኮሪዕናልካ።🎉🎉🎉🎉
@jge7tye640
@jge7tye640 5 ай бұрын
ዓደይ ኩሉ ግዜ ወላዲት ጀጋኑ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@hdrdr1936
@hdrdr1936 5 ай бұрын
ዋውው ብጣዕሚ ዝገርም ድምፂ ኣብ ዓቢይ ደረጃ በፅሕካ ክርአካ ተስፋ ኣለኒ ሓወይ ናተይ❤❤❤
@abrehatgebrhansgebrhans9400
@abrehatgebrhansgebrhans9400 5 ай бұрын
ዋውውውውውውውውአሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ወድጀጋኑ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ✊💪✊💪✊💪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭😭😭
@MakiGalEmbrhan-kg8nv
@MakiGalEmbrhan-kg8nv 5 ай бұрын
እያሱ በርሀ ኣይምተን👑🥰 ጅግና ኣጆካ❤🙏
@ksheukeke5650
@ksheukeke5650 5 ай бұрын
wowww ብጣዒሚ ንፍዕ ♥️ ደቂ ዓደይ ኩሉ ኣባኩም ሓቦ ፅንዓት ጆግንነት ጥበብን ኪነትን ..... ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለሰለይ ♥️
@aahm1961
@aahm1961 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ልብል ድምፂ እዩ ንፉዕ!! ኣብ ዓብይ መድረኽ ክንሪአካ ድማ ተስፋ ይገብር::
@goalnegash5939
@goalnegash5939 4 ай бұрын
Beautiful voice ❤ you never get tired to listen
@zayid5204
@zayid5204 5 ай бұрын
ብልፅ ድምፂ አለኪ ዝሓወይ ዓብዪ ደረጃ በፅሕኻ ክርአኪ ተስፋ ይገብር❤
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 5 ай бұрын
ብሓቂ ኣያና ኢያሰ ዘይምተ ብዝገርም ብቓዓት ተፃዊቲዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ🤲❤😥
@amsalutsegaye2694
@amsalutsegaye2694 5 ай бұрын
Wow 😲😲😲
@user-fo9vz6qx2c
@user-fo9vz6qx2c 5 ай бұрын
ዋዉ ምስሊ ኣያና ጅግና እያሱ በርሀ ቀፅሎ ጅግና ሓዉና ዝገርም ክእለት❤❤❤❤
@mmhmd6043
@mmhmd6043 5 ай бұрын
ኣያና ዳርጋ ዘይሞተ👍😍😍😍
@user-vr6lx4uk8f
@user-vr6lx4uk8f 5 ай бұрын
ልሳን መረዋ እዩ። ጎብዝ ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤
@HeVenHeVen0
@HeVenHeVen0 3 ай бұрын
ገለዓይነት ድምፂ ዝሓወይ❤
@RihannaHayelom
@RihannaHayelom 5 ай бұрын
Ufffffff ayne abykum yedfen deki adey betam yenbeka ze derfi kesame kelku 💪jegna eka beka ❤️💛
@AberhetRezene
@AberhetRezene 3 ай бұрын
ደስ ዝብል ጉልበት ዘለዎን ቡሉፅ ቀፅለሉ ዝሓወይ በርትዕ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-yf7gg5ns4w
@user-yf7gg5ns4w 4 ай бұрын
ኣሰይይ ዝሓወይ ተባረክ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Oyaya594
@Oyaya594 5 ай бұрын
Oyaya ze arkeyy
@WTWM1234
@WTWM1234 5 ай бұрын
Metekaeta eyasu 😍🙏💪...
@jijpca
@jijpca 5 ай бұрын
Wow amazing voice bro keep it up ❤❤❤
@awetash6508
@awetash6508 5 ай бұрын
ዓደይ ኩሉ ግዜ ወላዲት ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤❤
@sabayoutube7945
@sabayoutube7945 5 ай бұрын
ዋው ዘገርም ድምፂ🎉🎉🎉🎉🎉
@fryattsegay
@fryattsegay 5 ай бұрын
ዝገርም ብቅዓት❤❤❤100%✅
@ezghayekassa4078
@ezghayekassa4078 5 ай бұрын
የቅንየልና ሓወይ ቀፅለሉ።ምንም ውህብቶ የብለይን ካብ tanksምባል በርትዕ።
@dhydfhdu-me6xg
@dhydfhdu-me6xg 5 ай бұрын
Minm kbl aykalkun❤❤❤❤❤❤❤
@user-gk6mr6gk8v
@user-gk6mr6gk8v 5 ай бұрын
ጅግናው❤
@sisicom-wk2il
@sisicom-wk2il 5 ай бұрын
ንኡስ እያሱ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@djbukingtube
@djbukingtube 5 ай бұрын
በስምኣም Talented Boy
@LifeofAbina
@LifeofAbina 5 ай бұрын
Wow 😮❤🥰😍
@msiltan8737
@msiltan8737 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ድምፂ እያሱ ዳርጋ ዘይሞተ ጎበዝ ዝሐወይ
@MerhawitFsaha
@MerhawitFsaha 5 ай бұрын
ዋውውውውውው ክብሮም ❤💛👍
@jge7tye640
@jge7tye640 5 ай бұрын
ጅግናዋይ ቃላት ስኢነልካ😢❤❤
@gheralta7171
@gheralta7171 5 ай бұрын
what an amazing voice and vocal
@SanteSante-i4n
@SanteSante-i4n 5 ай бұрын
እሰይጅግናወዲጀጋኑ👌👌❤❤❤😍😍
@user-kw5me6if4t
@user-kw5me6if4t 5 ай бұрын
ገሪምኒ ድምጺ ጎሮሮ ታዓዲልካ ታዓወት🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@user-hi8mz1eh9k
@user-hi8mz1eh9k 5 ай бұрын
Wowwww
@BurhanBurai
@BurhanBurai 5 ай бұрын
ድምፂ 100%
@Ssmn-cd1eo
@Ssmn-cd1eo 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ዝገሪም ብቃዓት
@user-vo9kv8ho6g
@user-vo9kv8ho6g 5 ай бұрын
ትፍለ ኢካ ማዓረይ my Hero tdf❤❤❤❤❤❤
@SelamDemewez-bx8pt
@SelamDemewez-bx8pt 5 ай бұрын
ጅግና
@Nahom_15
@Nahom_15 5 ай бұрын
I am from Eritrea but I like tegaru❤❤❤
@azmaraaazmara545
@azmaraaazmara545 5 ай бұрын
ጅግና ዝሓወይ 😍
@merawitshikor8475
@merawitshikor8475 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤ ጎበዝ
@asefaabrha8777
@asefaabrha8777 5 ай бұрын
Amazing voice ,great work
@user-kp7bp6bo2y
@user-kp7bp6bo2y 5 ай бұрын
ተጋሩ በቃ ሓይልኹም ኣብ ፌስቡክን ቲክቾክን እዩወዶ ኣሕ እዚ ልመስሊ ስራሕ ሒዙ ቀሪቡስ 900 ሚእቲ ላይክ ጥራሕ ኤይትረብሑይ 😢
@senihaylu111
@senihaylu111 5 ай бұрын
👍👍
@TesfayeHayleslase
@TesfayeHayleslase 5 ай бұрын
ጎበዝ🎉
@user-hj8zy7pg1x
@user-hj8zy7pg1x 5 ай бұрын
ዋው ጀግና❤❤❤❤❤❤
@Chef_Tsega
@Chef_Tsega 5 ай бұрын
እያሱ ተተኪኡ🥺❤👏👏👏
@AaAa-gi5kb
@AaAa-gi5kb 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤ጀግናሓወይ
@zemanjoker6293
@zemanjoker6293 5 ай бұрын
ፅቡቅ ዝኮነ ድምፂ 100%
@user-hf5qo9ew5k
@user-hf5qo9ew5k 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ድምፂ❤
@brhanugebre9344
@brhanugebre9344 5 ай бұрын
ዝገርም ብቅዓት በርትዕ ወዲ ዓበይቲ።
@selamgebrekidan6956
@selamgebrekidan6956 5 ай бұрын
ይበል ድምጺ 🥺🥰❤👌
@Men1109
@Men1109 2 ай бұрын
ኩሉ ሰብ ብዛዕባ ድምጺ መቀረት ሙዚቃ የስተማቅር ይህሉ እዩ እቲ መልእኽቲ ግን ቃንዛ ወላዲት እታ ምድርን ሰማይን ጸልሚትዋ ዝወለዶቶ ዉላዳ እዪ።
@freweynibekele9727
@freweynibekele9727 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ድምፂ❤️💛100✅👌
@marken3608
@marken3608 5 ай бұрын
ንፉዕ ተወዳዳራይ ኢኻ ቃዳማይ ክትወፅዕ ትፅቢተይ እዩ❤❤❤❤
@user-rr3pb2so9n
@user-rr3pb2so9n 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ያዕስ ድምፂ
@user-cy8pl2ft9f
@user-cy8pl2ft9f 5 ай бұрын
ጎበዝ ❤በርትዕ 💙
@JcS-ht1fo
@JcS-ht1fo 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ድምፂ ቀፅለሉ ብሮ❤
@barihahaila5742
@barihahaila5742 5 ай бұрын
ወው ይበል ድምፂ 100%❤😍
@user-hr7ne7vd6f
@user-hr7ne7vd6f 5 ай бұрын
ኣሰይ ደስ ክብል ድምፂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-sg6om9ev7t
@user-sg6om9ev7t 4 ай бұрын
ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Mko-ol5gp
@Mko-ol5gp 5 ай бұрын
ኣቢት ድምፂ 👌👌👌😘😘😘😘😘😘ጅግና 🎉💊💊💊💊💊💊💊💊💊💘💘💘💘💘💘
@yemane5221
@yemane5221 5 ай бұрын
ንእሽቶይ እያሱ በርሀ ብጥዕሚ ጎበዝ
@AbebaGuwalMekelle
@AbebaGuwalMekelle 5 ай бұрын
ብታሚ ጎበዝ ❤❤❤
@FaysalKsa-kc9vm
@FaysalKsa-kc9vm 5 ай бұрын
Wawww🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤Gigna
@user-bw5jy3yy51
@user-bw5jy3yy51 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ድምፂ😘😘 ❤❤ውሸጥካ ዝትንክፍ
@tsegatakele6605
@tsegatakele6605 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ጎቦዝ
ክብሮም ፀሃየ  -ኮድ 111 - ኣብ  4ይ ዙር ውድድር
4:44
ላዛ ኣይዶል Laza Idol
Рет қаралды 6 М.
Фейковый воришка 😂
00:51
КАРЕНА МАКАРЕНА
Рет қаралды 6 МЛН
GTA 5 vs GTA San Andreas Doctors🥼🚑
00:57
Xzit Thamer
Рет қаралды 27 МЛН
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 7 МЛН
Underwater Challenge 😱
00:37
Topper Guild
Рет қаралды 48 МЛН
ሂወት ኣብርሃ - ኮድ 070 - ላዛ ኣይዶል 3ይ ዙር - ጎበዝ ዓዲ
9:57
ሮሃሚ ሃይላይ - ኮድ 016 - ላዛ ኣይዶል 3ይ ዙር ውድድር
7:26
ላዛ ኣይዶል Laza Idol
Рет қаралды 43 М.
Фейковый воришка 😂
00:51
КАРЕНА МАКАРЕНА
Рет қаралды 6 МЛН