ክሕደት ዓሲምባ!! ኣሕሊፉ ዘይህብ ጅግና ህዝቢ ኢሎም ዝመረፅዎ ንወረርትን ጨፍጨፍትን ኣሕሊፎም ሂበምዎ!

  Рет қаралды 18,820

Zantana

Zantana

Күн бұрын

ክሕደት ዓሲምባ!!
ኣሕሊፉ ዘይህብ ጅግና ህዝቢ ኢሎም ዝመረፅዎ
ንወረርትን ጨፍጨፍትን ኣሕሊፎም ሂበምዎ!
ቃለ መሕትት ምስ ካሕሳይ ኣብርሃ
ፋርማሲስት/ደራሲ
#Zantana Is A TV/KZbin Show, Produced By Zantana Media.
Inform, Entertain, Inspire [IEI]
Email: mediazantana@gmail.com
Twitter: home
Instagram: / berhane_negussie

Пікірлер: 52
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 2 жыл бұрын
መን ዝብልዎ ዓዋን ዳኣ 'ዩ 'ዚ ። ምስ ህዝቢ ኣምሓራ አሕዋት ኢና ዝብለና ዘሎ
@awegeny6875
@awegeny6875 2 жыл бұрын
The Same Questions Here.
@getayferdal8827
@getayferdal8827 2 жыл бұрын
Awan kinieso eyu,Hawi yblaayo
@moneygoals3817
@moneygoals3817 2 жыл бұрын
ክቡር አቶ ካሕሴይ አብርሃ ብጣዕሚ ብቁዕ ትግራዋይ ክብሪ ይሃብካ ክንዲ ጽቡቅ አነ ኤርትራዊ
@TewldebrhanTafese
@TewldebrhanTafese Ай бұрын
Ny hawna mekabr ewn mdrirba slase betekrtyan mkanu flite btaemi yemegn
@aregaitedella7917
@aregaitedella7917 2 жыл бұрын
ዛንታና ንካሕሳይ ኣብርሃ ምቕራብኩም የቐንየልና። 'የኣሲምባ ፍቅር' አንቢበያ ብጣዕሚ ዝድነቕ አፀሓሕፋን ትሕዝቶን ዘለዋ መፅሓፍ እያ። ሕዝውን ከይንዕሾ፣ ገለ ነበር ኣባላት ኢህአፖ ዝቃወሙ ኣለው ዝበልካዮ፣ ንህዝቢ ትግራይ ከምበርክኹ ከምዘይኽእሉ ምስፈለጡ ጥራሕ እዩ ክኾን ዝኽእል። ኢልት አምሓራ ስትራተጂካዊ ፀላእትና ምዃኖም ንደቒቓውን ዝኣክል ክንጠራጠር የብልናነን።
@ትግራይናትዕወት100
@ትግራይናትዕወት100 2 жыл бұрын
ዛ ቆርፋጭ ውድብ መኻኽትና ዝወደአት ውዱብ።
@sophiamengesha2928
@sophiamengesha2928 2 жыл бұрын
ትክክል አለኻ ክቡር ሐው አብ ዘሕዝን ግዜ እና በፅሕና ክቡር ህዝብ ትግራይ ሑሉፍ ገብሩ ካሕሳ ዘይሐተተ ዕዳ ዘይቡሉ ባዓል ድርብ ዋልታ ታሪክ ወናኒ እታ ካሐዲት ዓድውን ዝቅ እርቆርቆረን ንዘመና ደጀን ኮይኑ ዛሐለወ መርአያን መምህር ህዝብ እዩ እምበር ዘይሽሙ ተዋህቡዎ ካም ባዕድ ዝወረር ህዝብ አይነበረን አይኮነንውን ህዝብ ትግራይ ካ4 ምእት ሺሕ ንላዕሊ ዘቁፀረ ታሪክ ዘሎዎ ህዝብ ሐቃፍይን ወድ ሰብ ብማንነቱ ዘይደፍእን ዘይገፍዕ ሐላል ህዝብ እዩ ሎሚ ፀላእትና ህዝብ ትግራይ ክቡር መስዋእትነት ክፍሉ መስረተ ልማዓትን ኩሉ ዝዳነየሉ ስርዓት ተክሉሎም ማዕረ ምስ ቀደምት ዓለም ዝሰርዓ ሀገር ተመልሶም ዘሪእ ትግራይ ከጥፉ ብኩሉ መዳይ ተዋድዶም ምስ ፀላእት ኮላይ ተመሳጥሮም ብሰማይን ብምድሪን ንከጥፉኡና ዘይፈንቀሉዎ እምኒ ዘይነዝሕዎ መርዝ ዘይፈፀሙዎ ናይ ወንጀል ዓይነት የለን እዝኦም ሰረኛታትን ትምክሕተኛታትን ቅመኛታት ካብ መጀመሪያ አብ ልዕሊ ህዝብ ትግራይ ጦርነት ክኸፍቱ ማዓልት እዩ ተዋርዶም ዕላም እምበር ዓላማ ዘይብሎም ፍሽሽታዊያን ብዝወለዑዎ ሓዊ መልሶም ክነዱ ሙኻኖም ዘይተርፍ ሐቅ እዩ ትግራይ ስዕራ እያ አጆና ክቡራተይ
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 2 жыл бұрын
አብ ዓለምና አብዛሓ ህዝቢ ዘዕሰለ ግዳ ብኽሕደት እተመልኤን ፀረ ተጋሩን መናእሰይ ኢትዮጵያን ዘወደኤን ዘሕረደን ዓሌተኛን ብኽሕደትን ብጭካኔን መዳርግቲ አልቦ ብሉፃትን ምሁራትን መደርግቲ አልቦን ምሁራት ተጋሩ ዘወደኤን ዘሕረደን ርሶም ዘድነነን በላዒ ተጋሩን ፍረ አልቦ ዝመኸነ ውዱብ ኢህኣፓ/ኢህአሰ ዋላ ሀይዚ እውን ብኒ አዳርጋቸው ፅጌ ብርሃኑ ነጋ ታዬ ዓንቀ ስላሴን አረሜኔው ክፍሉ ታደሰ ወዘተ ንቲ ጀግና ህዝቢ ትግራይ ካብ ምድረ ገፅ ከጥፍእዎ ድቃስ ስኢኖም ሓርኮት ይብሉ አለዉ እሞ ዝሓሰረን ፍረ አልቦ መኻንን ብኸዳዓትን ዓሌተኛታትን ብደም ህዝብን ብፀቱን ዝጠልቀየ ርኩስን ውድብ እዩ እሞ ካብ ናዚን አናርክን መኤከቢ ሕሱርን ታሪኽ አልቦን ውድብ እዩ !!!🥶👽👹💀👺💀🤮🤮🤮🤮🤮
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 2 жыл бұрын
ኣይተ ካሕሳይ ገና ኢትዮጵያ ኣይተረዳኣን ዝመስል ኣብ ዓለም ከምዚ ትግረዋይ በጺሕዎ ዝኒሀ ጥፍኣት ዘርኢ ምጥፋእ ፅላኣት ህዝቢ ፈታዊና እዩ ይብለና ዳርጋ ብጎቲም ካራ ዝሓረደና ድሕሪ ሕዚ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ኢትዮጵያ ኤርትራ ጥራሕ ዘይኮናስ ከምዚኦም ዝበሉ ተጋሩ እዮም ሓደገኛታት ኣነ ኢህኣፓ እፈልጣ እየ ኣብ ትግራይ ንተጋሩ ትቐትል ዝነበረት ሰብ እንተይሞተ ዓይኑ ፀውፀአት እያ ማኣዝ ሕዚ ጀሚራቶ ካብ ቐደማ ፋሽሽቲ እያ ኢህኣፓ
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi Ай бұрын
ህዚቢ ኤርትራ ካቢ ሃይለሲላሴ ኪሳቢ ሎሚዓሊቲ ተንቤናዊ ተጊሪዋይ የጢፍአናሎ ኢትዮጲያዊአቶ ኢሰያሲየጢፍአናሎከመይ ይሲምዓካ።❤❤❤።
@ESU05
@ESU05 2 жыл бұрын
አምላኬ ሆ ሀገራችን ሰላም አድርግልን :ሰላም ፍቅር መተሳሰብ መከባበር የሰፈነበት ዓመት ያምጣልን!:!"!
@Embaynesh1083
@Embaynesh1083 2 жыл бұрын
ኣሜን ሰላመይ
@TasyRama
@TasyRama 5 ай бұрын
Gawna
@יגחתככחכםגי
@יגחתככחכםגי 2 жыл бұрын
ቀንዲ ጸላኢ ትግራይ ህዝቢ ትግራይን ጦብያን ቶብያውነትን ዩ 44::ክቃጸሉ ድማ ዩ ዘለዎም....
@bestemusic2480
@bestemusic2480 Ай бұрын
Hswti Agame gohf Lemani Eritrea Aynrson Ina
@ብጂግኑኡሰነፍ
@ብጂግኑኡሰነፍ Ай бұрын
👌
@sophiamengesha2928
@sophiamengesha2928 2 жыл бұрын
የኢሮብ ህዝብ ብዙ ከመጣው ድርጅት በመታገልም ሆነ በማታገል ብዙ መስዋእት የከፈለ አቃፊ ህዝብ በሁሉም የሚገባውን እውቅና ይሁን መስረተልማት የምገባውን ያላገኘ ክቡር ህዝብ ነው በተለይ በዶብ አካባቢ ያለ ህዝብ ከመጀመሪያ ጀምሮ እስከ ዛሬ የጦርነት ሰለባ የሆነ ህዝብ አሁንም በሚገባ በህዝብ ዘንድ እየደረሰ ያለ ችግር ምዲያዎቻችን ተገቢ ቱክረት ሰጥቶ ልሰሩበት ይገባል በተለይ የኢሮብ ህዝብ ባህልን ቓንቓው አደጋ ላይ ወድቆ እንዳለ መገንዘብ ይኖርብናል የሄ ህዝብ ዛሬ በጦርነቱ ምክንያት በአገር ውስጥና ውጭ ተበታትኖ የህልውና አደጋ የመከላከል ሀላፍነት የሁላችንም ነው
@tsegayasghedom5700
@tsegayasghedom5700 2 жыл бұрын
ምስ ህዝቢ ፀገም የብልናን ዝባሃል ቋንቋ እንታይ ማለት'ዩ? ሀዚ እንተዘይተረዲኡና ዳኣ ማኣዝ ክርደእና? እቶም ንጥፍኣትና ዝሰረሑ ካብቲ ንመበል 4ይ ግዘ ከጥፈእና ዝፅዕር ዘሎ ህዝቢ ዶ አይኮኑን ተወሊዶም?
@rahmamami3581
@rahmamami3581 2 жыл бұрын
እዋይተሕዝን እታምሕራድ ድአዘይትአምፆአ ትግራዋይእንዳተሐረደ እዚኢልካፈሪድካ የቅንየልና
@tseghayghebretsadkan9313
@tseghayghebretsadkan9313 2 жыл бұрын
Aziom dea wala Hji Ethiopiawyan yom kkonu zhasbu zelewu
@sisaykidane1154
@sisaykidane1154 2 жыл бұрын
Good job
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 2 жыл бұрын
JignaTebae Tigraway Kahsay edmen tiena yehabka nberelna
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 2 жыл бұрын
Yekenyelna zantana midya
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 2 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@dawitmesfin8867
@dawitmesfin8867 2 жыл бұрын
ፍቅሪ ዓሲምባ ።።ኩሉ ታሪክ ኢትዮጵያ ናትና እዩ
@annemariedavidson8094
@annemariedavidson8094 2 жыл бұрын
VIVA T.D.F. VIVA FREEDOM FIGHTERS TO FENFENEEEEE !!!
@MP-lu8mh
@MP-lu8mh 2 жыл бұрын
Wake up Kahsay .😴 Ehtopia wyan ahwatina ayikonun ketelitina hareditina ametsitina eyom . Tewediaaaa ❗
@siyummahmud438
@siyummahmud438 5 ай бұрын
ኣብ ወሎ ኣብ ጎንደር ሲ ህዝቢ ጨፍጪፍዎም እንታይ ከም ዘጥፎም እባ ንገር ህዝብትግራይከ ኣይንበሩን ድዮም ታሪኽ እኳ ኣይምሕርን
@TewldebrhanTafese
@TewldebrhanTafese Ай бұрын
Selam dika kahsay Ane hawu SOLOMON Tafesse eye btaemi nftweka mot hawna bnatka ztsehafkay fkri asinba beteseb enk txyfelete Anegn nyhawey merde tmtshafk Anbibe flite btaemi yftwekan zekbrekan haf eka emo slkka entlekley entnrakeb des mbeleni
@tseghayghebretsadkan9313
@tseghayghebretsadkan9313 2 жыл бұрын
Nhzbi Eritrea gn felalina knrio alena
@qidusmichael1897
@qidusmichael1897 2 жыл бұрын
እዛ ውድብ ኣብ ገዛና ነይራ። ዓባየይ ከምዝነገረተን ተኮይኑ ሓሶት ሰለዝሰምዑ ጥራሕ ከኣፃረዩ ብዙሓት ደቂ ኢሮብን ካብ ካልእ ኣከባብታት ትግራይ ዝመፁ ሰባትን ብፀልማት ይወሰዱ ነይሮም ። እቶም ሰባት ሕጅ ሃለዋቶም ኣባይ ከምዘለዉ ኣይፍለጥን ። ኣብዝ ውድብ ዝነበሩ ሰባት ቅንድ ናይ ህዝብ ትግራይ ቀዳማይ ደም ኣብ እዶም ዘለዎም እዮም ። እታ መፅሓፍካ ዕድል ተረኽበ ከንብባ እየ ተሰፋ ይገብር ከኣ እቲ ሓቂ ፅሕፍካዮ ትኸውን ።
@nigestteka6439
@nigestteka6439 2 жыл бұрын
Great job brother ❤️❤️💕
@Sam-ws3cy
@Sam-ws3cy 2 жыл бұрын
ብሐቂ ክብለካ ዝፈቱ ብምንታይ መልክዕን መምዘንን አቶ ካሕሳይ ናብዚ ሪኢቶ ከተቅርቦ ከም ዝኻአልካ ክርዳአኒ አይካአለን አነ ባዕለይ አቶ ካሕሳይ ብውልቂ እፈልጦ እየ ስነ ባህሪዩ ምንም ንሰብ ዝጎዳእ አይኮነን አብ ስርሑ ንጡፍ እዩ ኮይኑ ግን ከም ማንም ትግራዎይ አብዚ ሕጂ በጺሑና ዘሎ ወራር እብ ድሕሪት ኮይኖም ካብቶም ዝዛረቡ ሰብ ሐደ እዩ አብ ሰላማዊ ሰልፊ ይኹን አብ መከተ ዝግበር መዎጮ ዘየዎፅእ ሰብ እንከሎ እብዚ ሚድያኻ ምቅራብካ ብጣዕሚ እዩ ዘግርም ምናልባሽ ሰብ ካብ ሳአንኩስ ንካሕሳይ ከቅርብ ኢልካ ኢኻ ትኸውን ዝብል አረአእያ እዩ ዘለኒ ብጣዕሚ ዘግርም ዘይኮነስ ዘሕፍር እዮ
@mihretzeratsion6163
@mihretzeratsion6163 2 жыл бұрын
Yes he's the one on Derg time was keeling Eritreans our blood is on his hand.
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 2 жыл бұрын
እዋይ ግርህነት ተጋሩ ሕጅወን ዶ ቁርብታ አይስቆረናን ካ ሥድረኦም ተመሃርዎ ዶ አይኮኑን መናአሰይትና ከም በጊግ አጋዲሞም ዝሐድዎም ዘሎዉ አብ ማህጸን አሕዋትናን አዴታትናን ጎሐፍን ዘእተዊ በጃኻትኩም ታሪኽ እዉን እባ አንቡቡ ናይ ትግራይና ንግበር ብዛዕባ ኢትዮጵያ እቶም ብቁጽረ ቡዙሐት ኢና ንዝብሉ ንግደፈሎም ሕርያና ነጻ ትግራይ ኢዩ ምስ አምሐራን ካሎኦትን ሕውነትን ዝምድናን ዝደሊ ትግረዋይ እንተልዩ ድማ ሐመደ ይቅለሎ እናበል መርቅና ንሰዶ ምኽንያቱ ደማ "አህያ ብትቆይም የጅብ ናት" አምሐሩ ውጊሎም ሐዲሮም ካሊእ እንተዘይካአሉ አብጥቖኦም ንዘሎ ትግራዋ ከይ ሐረዱ አያዓርፉን ስለዚህ ክቡር ሐውና ዘይቆረጽልካ ኢኻ ትመስል እሞ ብሕጅኡ ሐመድ ይቅለልካ ክብለካ ይፈቱ.
@yohannesgezu29
@yohannesgezu29 2 жыл бұрын
Your connection Abiy and EPRP lower running dogs Berhanu nega and Andargachew to the current issue is luducrus and stupidity while the founder of TPLF Argawi Berhe is working for Abiy currently. How about Abiy Defence minister Dr Abraham Belay from Adigrat? Over all you haven't read anything on the issues as you suppose to before opening the discussion. EPRP love and respect the people of Tigray the issue was between TPLF and EPRP. EPRP lost Tigray or Asimba due to TPLF military overtaking. What is happening in Tigray today is absolutely different and tragic. The people of Tigray are suffering due to many reasons but will be free soon after unbelievable sacrifice. Don't be blind what is happening now. It is a very dangerous civil war and genocide needs thinkers not only military solution. Tigray is the land of many warriors and heroes but few political thinkers which is needed today more than ever. The end of this war or suffering of Tigrians will be polotical as well as military. Think!!!
@mengsteababrha150
@mengsteababrha150 Жыл бұрын
Wegenawi eka emo khaa iytemaharkan ab tgray do iykonen kab bus weridu my ksetu zeykalu megbi tekheliom nbretom tewerisu bzey kdan zsededom slzi haqi tezareb baal americaፃድቃን ድማ ንትግራይ ለኪምዋ ተርፉ ።
@tseghayghebretsadkan9313
@tseghayghebretsadkan9313 2 жыл бұрын
Eseyas Tigreway Aykonen Amharay yu seraki yu
@bbg8739
@bbg8739 2 жыл бұрын
Anyways Tigrey is free
@weditessenay5951
@weditessenay5951 2 жыл бұрын
ተጋሩ ዝርዶም ኣይመስለንን ነገር ክኹዕቱ እንበር ሰላም ዘይደልዩ. ብቶንኮል ዝተመልኡ ቅሩብ ሓቂ ኣይትዛረቡን ንኤርትራ በዓል ጽቡቅኩም መሪሕነትን ህዝቢ 20 ዓመት ምስ ምዕራባውያን ሓሶት ምህዞ. ዶብ ክሕንጸጽ ዝሓንገዱ ሕትዋሐጡ ኢኩም ግብሩኩም ክውሕጠኩም እዩ
@MP-lu8mh
@MP-lu8mh 2 жыл бұрын
Wedi Tessenay .👈 Anta wedi eza hifreta zikelat atarit dikala belae seb. Hasadatin hasewtins niskatkum da ember Tigray ezi ayinahtun antum kahdamat . 💛 Tigraway ❤ 👈 Eritrea mis bahra shelimu agzimu gojo awtsekum ember entay adikum gerkum antum resahat. Tahashkerti . Nay kedem hashakir Tilyan nay hiji hashker dergawyan Amharu barau tegonbahti kabu ayihilfkum antum megalat nay alemina rishat guhaf . Getskum tikewel duhulat .🤮
@ktabtegaru770
@ktabtegaru770 2 жыл бұрын
ናይ መቃብር ብፆተይ ብዓል መንኮን ኢኹም ዓወት ወይ ሞት ኢለ ክላለየ ምሳኹም.......
@mezgebgergis5775
@mezgebgergis5775 2 жыл бұрын
ካሕሳይ መንካስ
@tseghayghebretsadkan9313
@tseghayghebretsadkan9313 2 жыл бұрын
Nieru 100 percent Amharay xelae Tigreway yu
@lemlemwoldegerima4495
@lemlemwoldegerima4495 2 жыл бұрын
Selme selme
@biniamhaile1301
@biniamhaile1301 2 жыл бұрын
Fqri nay Amharu zeybeleyelom tegaru kea alew malet diyu?eti qendi shigr hzbi Tgray nmflat Tarik mwkas yedli yhwat hzbi Tgray kulu gzie hiwetu kkefl knebr yeblun ezi nay mechereshta kkewn alewo eza Ethiopia tbahal keytamnwa aynatkumn eya Amlak ms wsua hzbi Tgray ykun
@LemonsfreutEritra
@LemonsfreutEritra Ай бұрын
ዚዛረብ ህበይ ዓጋመ ዓጋመ ኣብ መኩብን ቁጠባን መንእሰያትን ኢትዮጲያ ኢርትራ ንምውራርር 25 ዉግእ ኣካይዱ ብይን ቢት ፊርዲ ኣብዩ ከም ኮንዶም ዝተጠቕመሎም ሰራዊት ፈደራል ብለይቲ ሓሪዱ ናብ ኢርትራ ሚሳይል ተኩሱ ኢርትራ ኣብ ዓዲ ዓጋመ ኣትያ ኣልሚሳ ንሓዋሩ ኣብ መረታ ኣላ። ስለዚ ዓጃውጀው ኣይጠቅምን ጌና ኣብ ርእስኽን ኣለና
@mihretzeratsion6163
@mihretzeratsion6163 2 жыл бұрын
Tegaru nAmharu merihkum nEritrawyan zetfaikumo hgy grm were gena xnhu alo zabeye kmezyu.
@elsaamha7497
@elsaamha7497 2 жыл бұрын
አንታይ ክገብር ወታደር ናይ ኤርትራ ናብ ዓድና ይመፅእ መጀመሪያ
Фейковый воришка 😂
00:51
КАРЕНА МАКАРЕНА
Рет қаралды 7 МЛН
The Joker wanted to stand at the front, but unexpectedly was beaten up by Officer Rabbit
00:12
هذه الحلوى قد تقتلني 😱🍬
00:22
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 105 МЛН
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 8 МЛН
መንፈስ ቁዱስ ሎሚ እውን ኣብ መንእሰያትና ይሰርሕ እዩ!
40:12
MaEzer Semay TV and Radio Network
Рет қаралды 4,4 М.
sep 17/2024 ሓዊ ተወሊዑ ሎምስ ተወዲእወን
22:31
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 7 М.
IQ Tigray with Alula Berhane
42:50
Zantana
Рет қаралды 6 М.
Фейковый воришка 😂
00:51
КАРЕНА МАКАРЕНА
Рет қаралды 7 МЛН