Tigray Media Network ብፃይ ኢሰያስ//ጌታቸው ረዳ //ስብሓት ነጋ Aug 17, 224

  Рет қаралды 30,655

Tigray Media Network

Tigray Media Network

Күн бұрын

Пікірлер: 113
@HaftomAshagrie
@HaftomAshagrie 2 ай бұрын
ስላም ስላም ናቲ ጅግና
@wediere2238
@wediere2238 2 ай бұрын
ናቱ ጂግና ሓላዪ ህዝቢ ❤ ኣንባሳደር ሰላም፡ስየ ኣብርሃ ሓሳዊ ከይዘተየ ወግእ ባድመ ዝጀመሮ ብናይ ክንደይ ኣሽሓት መንእሰያት ትግራይ ተሓታቲ ኢዩ።
@katie462
@katie462 2 ай бұрын
❤ ❤ ❤ Natu Jegna 🎉🎉🎉
@amanmeko
@amanmeko 2 ай бұрын
ናቲ ሽኮር። ! ዓቢ ሰብ ጅግና !! ❤❤❤❤
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 2 ай бұрын
ህወሓት ዋላ ምሒሎም ውግእ ንኸይገብሩ ፍጹም ዘይእመኑ እዮም
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 2 ай бұрын
ብወገነይ ህወሓት ንኤርትራ ይትረፉዋ እዚኦም ክውዕዮም ምኣንካ ክዝሕሎ ብኢዶም እዮም
@bsratokube3617
@bsratokube3617 2 ай бұрын
Natu jgna ❤❤❤❤❤
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 2 ай бұрын
ናቱ ጅግና ሓቅኛ ንሰላም ኤርትራን🇪🇷 ኢትዮጵይን 🇪🇹ትጽዕር ከማኻ ይብዝሑልና♥️💪♥️👍♥️🙏♥️🌿💯♥️
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 2 ай бұрын
ኩሽ! መቸም ብልሽዋት ብልጽግና ፓርቲ ንኣቶ ገታቸው ቮድካ፡ ራያዊ ኦሮሞ ስለዝኮንካ መጻኢት ንግስነትና ዓባይ ኦሮሞ፡ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከተስፋሕፍሓልና መሪጽናካ ኣለና፡ ብስቱር ከምዘማከርዎ በፍጹም ዘጠራጥር ኣይኮነን ይሕዋት😀 🤝❤🕊
@romatela7057
@romatela7057 2 ай бұрын
Please ናቱ ሐወይ ንሻዕብያ አብዚአ አይተእትዎ
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx 2 ай бұрын
Sye Abreha, azyu rgum sebay, Tigray Adkum eya eritreawian endabel yelagts neru. Natu ❤
@nohweldeslassie
@nohweldeslassie 2 ай бұрын
ናትናኤል ኣነ ከም ሓደ ኤርትራዊ ኣብ ዉሽጢ ኢትዮጽያ ክስዋእ ኣይድለየናን ንረብሓ መን ምማት ይኣክለና ሻዕብያ ፡ፋኖ ወያነ ኮይኑ 4 ኪሎ ንመን ረብሓ ጉዳይኩም ባዕልኩም ድ ኣ ሰራዊትና እረፍቲ ይግበር በጃካ ከመይ ነሕልፎ ከምዝነበርና ኣንርስዕን ኢትዮጽያ ፋሕፋሕ ትብል ዋላ ኻ ጽቡቕ ፋል ኣይኩን ኣይምልከተናን ንሰላም ዘምር ኣይትሃዉሰና
@berhaneftwi468
@berhaneftwi468 2 ай бұрын
ብሕቂ ስብአይ ኢኻ
@rorasabur-u5t
@rorasabur-u5t 2 ай бұрын
ሰላም ናትናኤ ። ሰላም ጽቡቅ እዩ ብፍላይ ምስ ኮይነ ጎረባብቲ ። ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ንሰላም ክብል ንወያነ ዘይሓገዞ ኣይነበረን ። ድሕሪ ናጽነት ህዝባዊ ግንባር ወደብ ማሳዋ ብቀዳምነት ንትግራይ ተባሂሉ ኩሉ ናይ ኤርትራ መካይን ከይተረፋ ደው ኢልና ነሕልፈን ነርና ንሰዓታት ። ኣተሓሳስባ ሀወሓት ኣዝዩ ሕማቅን ተንኮል ዘለዎ ከዳዕ ጠላም እዩ ። ስለዚ እዚ ትብሎ ዘለኻ ሰላም ኤርትራ ክልል ትግራይን ጽቡቅ ነይሩ ግን ኣተሓሳስባ ህወሓት ከሎ ዝኸውን ኣይክእልን እዩ ወያነ ከዲምካ ምንባር ኣኸደምቲ ወያነ ዝበልዎ ስለዝገብሩ ምስ ኤርትራ ሰላም ክገብሩ ኣይክእሉን እዮም ምናልባት ዝብኢ ክሳብ ዝደልዎ ይሕንክስ እዩ ሰላም ዝገብሩ ። ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ንወያነ ኣዝዩ እዩ ኣቃባጤኡ ፈቲንዎ እዩ ወያነ ኻኣ ብሓሶትን ምትላልን ዝኻሓነ እዩ ።
@bqse6142
@bqse6142 2 ай бұрын
ናቱ ሓወይ ከም ሓሳብ ልብኻ ሰላምን ፍቕርን❤ ንኹልና ይኹን "ኣሜን" 🇪🇷🙏🇪🇷🌺🇪🇷👏
@tekleredie9259
@tekleredie9259 2 ай бұрын
Selam yewrdelna nkulu Alem ❤
@A.T.AEritrea
@A.T.AEritrea 2 ай бұрын
ኤርትራ ዝምጽእ ብፍላይ ትግራዋይ ክህሉ ኢዩ ኢልካ ኣይትሕሰብ !!! በቃ በቃ በቃ !!! ዋላ መንግስቲ እንተፈቀደ ኣይትሕሰቦ ብዛዕባዚ ጉዳይ ትግራይን ሕዝባን ሓንቲ ጌጋ ምስዝፍጽም ሕዝባዊ ግምባር ኪኖ ሓጹር ክድርበ ምኻኑ ፍለጥ !! ንሕዝቢ ኤርትራ ምትላል ክሳብ ዓንቀሩ ልክዕ ጥራይ ኢዩ ! ካብኡ ምስ ዝሓልፍ ግን ተጸዋርነቱ ትሕቲ ዜሮ ምኻኑ ፍለጥ ትግራዋይ ናትናኤል !! ሜዲያ ረኺበን ኣስመራ በጺሔን ምስ ኣወል ተራኺበን ዝብል ቋንቁኛ ኣብ ኤርትራዊያን ኣይሰርሕንዩ !!! ኤርትራዊ ብምስትውዓል እንተዘይኮይኑ ካብቲ ናትኩም ንላዕሊ ዝተጠዋወይ ልቢ ሰብ ይርዳእን የምክንን !!! መንግስትን ሕዝብን ሰራዊትን ኤርትራ ኣብ መሪሕነቱ ጥራይ ዝእለን ዝማሓደርን ከይመስለካ !!! ኢትዮጲያውነትካ ኣሚንካ ዶብካ ሒዝካ ኣብ መሬትካ ኮፍ በል። ህብትም ድኸ፡ ስራሕ ኣይትስራሕ ንሕዝብካ ይምልከት ኤርትራዊ ዘገድሶ ኣይኮነን !!! ብዉሑዱ ካብ 74 ጀሚሩ ብበዓል ትግራዋይ ጸጋልዑልን ነጨለባሽ ሃይለ ኣባይን ዝጀመረ ጽንተት መንእሰያት ኤርትራዊያን ብተጋሩ ኣይረሳዕናዮን ንትውልዲ'ውን ክሰጋገር''ዩ ቀጺሉ በቲ ግናይ ለገሰ ዜናዊ (መለስ) ካሳብ ውድቀቱ ዝተገብረ ፈተነ ልዑላውነትና ንምጥፋእ ዝኸፈልናዮም ሓቂቅ ውልዶ ጀጋኑ መንእሰያትና ዝንተኣለም ኣይንርስዖምን ኢና !!! ስለዚ እዚ ናትካ ትንተና (ኣነኳ ዓጀውጀው ኢየ ዝብሎ) ደረት ግበረሉ !!! ኤርትራውነት ኣይትመነ !! ስለዘብቅዔ ።
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 2 ай бұрын
@@A.T.AEritrea 🙏🏽🇪🇷💖
@teklayghirmay9404
@teklayghirmay9404 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@teclemariamdebretsion515
@teclemariamdebretsion515 2 ай бұрын
ቁሩ ድምጺ ሃባ ናቱ
@fecredesta3582
@fecredesta3582 2 ай бұрын
Weyane Adwa ,Faratat Eyom .
@solomontewelde3520
@solomontewelde3520 2 ай бұрын
Thanks
@eritrea576
@eritrea576 2 ай бұрын
Peace for Eritrea and Ethiopia
@essayasaraya8350
@essayasaraya8350 2 ай бұрын
How can we trust TPLF Natu? Because of what they did in the past!
@حافظ-ه9ط
@حافظ-ه9ط 2 ай бұрын
ሰላም ሰላም ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@meleykidane838
@meleykidane838 2 ай бұрын
Thank you for sharing my bro 🙏
@michalemichale5880
@michalemichale5880 2 ай бұрын
Keep it up !
@meleykidane838
@meleykidane838 2 ай бұрын
Thank you for sharing 🎉🎉🎉
@tsegaygebru
@tsegaygebru 2 ай бұрын
እቲ ዘሕዝን ተጋሩ ፖለቲካ ብህልኽ እምበር ብፍልጠት ከምዘካየዱ እዩ
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk 2 ай бұрын
ናቱ ጀግና❤❤❤
@eritreaweymot
@eritreaweymot 2 ай бұрын
Nathu nayta qdsti may asmereyti setika zabekaya: nxuh hyaway haqena tebae qorax💪🇪🇷💪🦁🦸‍♂️👍😇👏👌💯✅️
@nomore4404
@nomore4404 2 ай бұрын
Sebay natu habibiy
@SamsomAraya-mc4lg
@SamsomAraya-mc4lg 2 ай бұрын
Nati
@anna-mariaasfha9264
@anna-mariaasfha9264 2 ай бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏽👍🏽
@goblel327
@goblel327 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@robimehrteab3477
@robimehrteab3477 2 ай бұрын
ናቱ በሊሕ ሰብ ❤❤
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 2 ай бұрын
ሙሽሙሻት ክልል ካንሰር ቀርኒ ኣፍሪቃ: ሽም ሻዕብያ እቲ ክቡር ታቦት ብምልዓል ኣይተራኽስዎ ዉራይኩም ግበሩ ካብ ሕልሚ ሻዕብያ ተበራበሩ: ኣንቱም ጠላማት ሓስውቲ ሓሳዳት ይርዳእኩም ሻዕብያ ኣብ ስራሕ'ዩ ደሎ 4:
@BB1991friday
@BB1991friday 2 ай бұрын
ሰላም ናቱ , እቶም ጀነራላት ናይ ወያነ ምስ ኣየናይ ጉሩፕ እዮም ወጊኖም ዘለዉ ?
@RonetKemalemey
@RonetKemalemey 2 ай бұрын
Yes you are right kubuer haw Natnal ❤🎉
@Debreizen
@Debreizen 2 ай бұрын
Nati ሐዉና ምቅናይ ጥራሕ ምቅናይ
@kelifahmed
@kelifahmed 2 ай бұрын
nati hawena kamey hadirka
@ተጀምረንስ
@ተጀምረንስ 2 ай бұрын
ኣይቀንኡን ድዮም ወደይ ሓቢርካ ምዕባይ እንታይ ጸገሞም ንምንታይ ነብሶም ዘይክእሉ ኣቱም ሰባት ካብ ኤርትራዊ ተማሃሩ ካብ ኢመሪካን ጀምዓታት ውጹኡ
@samuelsolomon4700
@samuelsolomon4700 2 ай бұрын
ናቱ ሽዓብያ ን ሕዋት ክሕግዝ ኣይክእልን ንምንታይ ጠላም ምኻኑ አፍልጥ አዪ ስለዚ ተዓዘብት አና
@timketuargaw861
@timketuargaw861 2 ай бұрын
I pray for Peace ☮️
@mengstewldi7378
@mengstewldi7378 2 ай бұрын
ሰላም ናትናኤል ብዛዕባ መረብ ዲጋ ከይኸውን ዝተሓስበ ኤርትራ ውን ከይትጥቀም ዝተአልመ ሓሳድ ሽርሒ መራሕቲ ወያነ ሓሳዳእ ዝተፋሕሰ ተንኰል ብኽፋእ ዝተቀመረ ንህዝቢ ትግራይ ውን ዝለከመ ዘሕዝን ተግባራትኩም እዩ ?
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 2 ай бұрын
ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘውረድዎ ግፍዒ ቆጺርካ ዘይውዳእ እዩ እዚኦም ካብ ናይ ኢትዮጵያ ፓርላማ ፈጺሞም ምስ ክጠፍኡ ጥራይ እዩ ኣብ ኢትዮጵያን ከባቢኣን ሰላም ዝረኽባ
@BereketJr
@BereketJr 2 ай бұрын
It's a war strategy abiy ahmed wants war
@efremtewelde5052
@efremtewelde5052 2 ай бұрын
Natu tigebro zelloka ni tegaru etti zeyfeltuwo kiteflitom astemhiro mikri zidinek u ketsillo Ab gonika allona.
@zzeeyib3009
@zzeeyib3009 2 ай бұрын
I hope wedi Afeworki have relationship again if does they must have put MEDENZEZI.
@asratmebrahtu
@asratmebrahtu 2 ай бұрын
Abesa natu ademen tenan eyhabka
@Hareg-u8p
@Hareg-u8p 2 ай бұрын
Hi Natu I Yor page is locked fot ”all subskribera” do something
@eyobhabte3595
@eyobhabte3595 2 ай бұрын
ኣወል ስዒድ ተራኪቦም ኣይበለን፡ ኣወል ነቶም ተቃወምቲ ናይ ምርካብ (ኣቦ ሕልሚ ዘሎ) ምርካብ እዩ ዝቃወም ዘሎ፡ ስለዚ ኣይነዳናግሮ።
@OsmanDembela
@OsmanDembela 2 ай бұрын
ናቲ ኧረ በጣም ተመቸከኝ በቀኝ የደፂ በግራ የሞንጆሪኖን ፎቶ ነዉ የማደርገዉ ያልከዉ
@elsyelias3887
@elsyelias3887 2 ай бұрын
Good for you regardless right or wrong you stand with ur belief . I respect that
@syumnelo4525
@syumnelo4525 2 ай бұрын
Entay mo hiwehati mearqomi xbuki enidu geni bEthiopa zmexie hayli kulu gze degfi Eritrea ydeliu mo abti zdle bota mis abxhanayomi temelisomi nEritrea kiweru ymexu bzcoke zhalefe yakili elomi mikad u
@biniamsolomon45
@biniamsolomon45 2 ай бұрын
Ata wedi subscribe wen xubuk nekeyed alena.behansab 70k bexihna alena.yala forsa 100k nebxahaya.
@jamalalideen8636
@jamalalideen8636 2 ай бұрын
ሰላም ናቱ ሰላም ድዩ ?ናቱ ጉዳይ አምቡላንስ አብ ምንታይ በጺሓ ??? ዳሃይ አለካ ዶ???
@WeerWwer-pc5ix
@WeerWwer-pc5ix 2 ай бұрын
ጁቢቲ በጺሓ ኣላ 🤣🤣🤣
@TesfuTesfu-dx4hm
@TesfuTesfu-dx4hm 2 ай бұрын
ተስፋ ይገብር ክልቲኡ ህዝቢ ተራኺቡ ክርእዮ፡ እንተ እቶም መሪሕነ ንምግባት ዝባልዑ ዘለዉ ግን እንሻላህ ገበል ይውሓጦም
@kibromzeru671
@kibromzeru671 2 ай бұрын
ክልተ ህዝቢ ኣይኮነን ዝርእዮ ክረኤ እንትኾይን ብምንግስቲ ኤርትራን ምንግስቲ ኢትዮጲያን እዩ።
@MIKIboy84
@MIKIboy84 2 ай бұрын
Natu samrt man
@naninani-wx5eo
@naninani-wx5eo 2 ай бұрын
ነሶም ኸሎሎም ሕዘም ናይና ኸለለ ገነ አፈረሶም አሰም ገወዛት አዮም
@zereslaseweldemaryam3770
@zereslaseweldemaryam3770 2 ай бұрын
ናቱ ሓሳብካ ጽቡቅ ኔሩ ግን ህዝቢ ኤርትራ ንእሽቶይ ሰላም ተሓሪምዎ ይርከብ ከም ህዝቢ ከም ሃገር እቲ ዘወጻኣኩም ግበሩ ኩሉ ወዮ ኮይኑና ኣሎ ንዓናስ።
@eyobamine3557
@eyobamine3557 2 ай бұрын
ነዚ ሻዕብያ ካብ ርእሱ ውረዱ ከይትኽንዱ ከይትስጎዱ ሕጂ ብተብተብ ሻዕብያ ምባል ትርጉም የብሉን ሻዕብያ መን የርብሖ ኣዳዕዲዑ ይፈልጥዩ ንመን ይሓቁፍ ንመን ከም ቆጽሊ የርግፍ ንዕኡ ይምልከት እንተ ጻድቃን ርእሲ ብርጭቕ ጌታቸው ጀምቢል መይክሃመር ወዲ ወረደ ዕደ ዕጫ በዓል ሰዮም አባይ ነፍሶ ኣብ ርእሴኹም ኣላ ብስም ኮንፈረንስ ትብልኦ ዘለኽን ንሰምዖ ኣለና እንተተ ህዝቢ ትግራይ ኣጀኹም ጽንጽያ ዓይኒ ዘንፍረልኩም የለን ወዲ በሻሻ ተንከስ ጥራይ ትበል ብሰማይ ብባሕሪ ብመሬት ክንሰሃላ ኢና ኣይሂ ኣጽዋርና ከም ማይ ከነዝንበሉ ኢና ዒም ዝበለን ንህዝቢ ትግራይ ሕማቕ ዝሓሰበን ኮቶ ደቂሱ ኣይሓድርን ኢዩ
@guancheferede4770
@guancheferede4770 2 ай бұрын
Hi
@helufkbede4016
@helufkbede4016 2 ай бұрын
ትፈልጦ ንህግደፍ ምስ ኣብዪ ኾይኑ ጌታቸው ክዱኳዓ እዩ
@andayaman4097
@andayaman4097 2 ай бұрын
ናትናኤል ኣስመላሽ ብሮግጽ ፖለቲካ ብዓንቶቡኡ ፖለቲካ ዝርኣየካን ብንጉሁኡ ማሓዉር ፖለቲካ ኣንፈቶም እትህንድስ መንእሰይ ሙዃንካ ምስጢር ቅርዓት እናኾነ ይጋሃድኣሎ።
@zzeeyib3009
@zzeeyib3009 2 ай бұрын
Natu what does it tells tplf are not trust worthy all the time they change their mind about Badime about relationship with Eritrea 1998 these are HASSEWTI.
@MIKIboy84
@MIKIboy84 2 ай бұрын
Natu jigena
@Hadgudesta
@Hadgudesta 2 ай бұрын
አተሐሳስባካ ቅቡልነት 🎉የብሉን :ትግራዎት ናይ ኤርትራ ዊያን ዕድል ወይድማ ዘለውዎ ኩነታት ብዕሊ ይፈልጡ'ኢዮም::እዚኣ ዝቅበል ትግራይ ዋ ::እዙይ ትግራዎትን ትግራይ አብ 2 ዝመቃቅል መርዘኛ ሐሳብ ኢዩ
@MohammedAbrar-d8u
@MohammedAbrar-d8u 2 ай бұрын
wedi shuk
@Zegenfo
@Zegenfo 2 ай бұрын
መቸም ሻዕቢያ ነዚኦም ንከጥፍእ ኣብ ዘይዓዶም ከይዶም ክዋግኡ 70 ሽሕ ስዉኣት ከፊላ ሕጂ ድማ ግልብጥ ኢላ ምስ ህወሓት እንተ ወጊና ዘያሓላፍነታዊ ባዓለገ ዉሳኔ ኢዩ።
@menghisteabhaile6349
@menghisteabhaile6349 2 ай бұрын
Aye zereba Siye Abreha ab 1998 ho elu antsar Eritrea wuge zelale men dyu nskatkum teresaekmo nhna gn aynrson ena Gebru anjal eko gelitswo eyu Natu hawuna
@WeerWwer-pc5ix
@WeerWwer-pc5ix 2 ай бұрын
ንሕና ክንሓርር ንስኹም ክሳብ ትበስሉ ጫካ ኣማዞን ተባድሙ እወ ናቱ ጅግና 🤣🤣
@mulugetazewde2458
@mulugetazewde2458 2 ай бұрын
Kem Afeka yegberlna pease for Eritrian, Tigeryan and Northern Ethiopia
@HareguEmam
@HareguEmam 2 ай бұрын
Natuye enqae des beleka
@bemnetsbhatu976
@bemnetsbhatu976 2 ай бұрын
Natu ajoka ketslo abo haki
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 2 ай бұрын
You want playing with in old stadium with your old approach. No more .....enough is enough gojely lebabo.
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 2 ай бұрын
ፖሎቲካ ቁማርዩ ፡ከምቲ ምስ ኣብይ ኮይና ንወያኔ ዘመርከኽናያ ፡ሕጂዉን ኣድላይ ኮይኑ ተተረኺቡ ንወዲ በሻሻ ምስ ወያኔ ኮይና ካብ ,4 ኪሎ ከነንከባብሎ ኢና
@Abraham-zy7df
@Abraham-zy7df 2 ай бұрын
Common Asmelash! Getachew is not only a brialliant politician , but also a sensational diplomat . A diplmat speaks diplomatically and hence, Getachew is right by not mentioning in public whoever is in his mind.
@essayasaraya8350
@essayasaraya8350 2 ай бұрын
My friend, Getachew is not brilliant politician! He is stupid spy who works for the prime minister of Ethiopia. Who do you think was telling the Ethiopian army where the TPLF leaders and army were hiding? Think bro😢!
@eyobhabte3595
@eyobhabte3595 2 ай бұрын
ሻዕብያ ምሰ ህውሐት እንታይ ጥቅሚ ሃሊዎ እዮ ዝራከብ? መሬትና ስጋብ ሎሚ ዕለት ኩሎም ተጋሩ ኣይኣምኑሉን እዮም፡ ሰለዚ ስለምንታይ ምሕዝነት ንገብር ? ንዘይ እሙን ጉጂለ።
@tesfaygebru6712
@tesfaygebru6712 2 ай бұрын
ወገኛ ቀበሮ የበግ ለምድ ለብሳ ገበያ ወጣች እንድሉ ነወ ።
@andayaman4097
@andayaman4097 2 ай бұрын
ጉጅለ ኣለም ሕጅዉን ዳግማይ ንህዝቢ ትጎራይ ይብድሉ ኣለዉ። ብመንግስቲ ፌደራል ኣፍልጦ ኣይተዋህቦን። ተፈልዮም ኣፍልጦ ዘይተዋህቦን ኣብ ውሽጦም ከይተረዳድኡ ባዕለውሳነ ወሲዶም። ሕጅዉን ኣብ ልዕሊ ዝተመርጹ መሪሒነት በይነ ስጉምቲ ወሲዶም። ደብረጽዮንን ሰዓብቱን ካብ ተዋጋኢት ላም ከድሕኑዎ ኣይኮኑን ንህዝቢ ትግራይ የግዳስ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓደጋ ዳግማይ የእትዉዋሎዉ።
@Selam-u7w
@Selam-u7w 2 ай бұрын
Afoot zeiblu zeitezerebe bizeba Eritrea itizateb
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 2 ай бұрын
ውድብና ንምድሓን😂
@astermogos3105
@astermogos3105 2 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 2 ай бұрын
ክልላውያን ሕውነት ምስ ኤርትራውያን ዝብላ ቃላትኩም ወሓጥወን ይኣክል ኮይንና ኣይንፈልጥን: ካብ ንጥፍኣት ኤርትራ ከይሓለምክሙላ ዝሓደርኩም ለይቲ ትህሉዶ?
@fitsumkelati8552
@fitsumkelati8552 2 ай бұрын
ዶ/ር አብይ ንምዕራባውያን ከዳሚ እንድሕር ኮይነ ክሳደይ ንካራ ኢሉ ነይሩ ምዕራባውያን ድማ ከዳሚ እንድሕር ክትከውን ዘይደለኻ ኢሎም ክጉሕፍዎ ምስበሉ ሳላ ኤርትራ ድሂኑ ሕጅውን ምዕራባውያን ከይደቀሱ ንህወሓት ምድላው ምስቀጸሉ አነ ይሕሸኩም ኢሉ ናብ ክድምና አትዩ አነ ግን ዝብል መለስ ከዳሚ ኮይኑ ትግራይ አድቂቅዋ አሜሪካውን ተገልቢጣ ምስ ወዲ በሻሻ ወጊናላ እሞ ተጋሩ ምስ ኤርትራ ተኣሪኩም ሀገርኩም አማዕብሉ ሀገርኩም እንተ ልሚዕኩም እምበር ብምኽዳም ሕዝቢ ትግራይ ክሓልፈሉ ኢልኩም ኣይትሕሰቡ
@berhanesamson7327
@berhanesamson7327 2 ай бұрын
Ezom niashtu weyanen hizibi tigray nibretom zerifu zebarerom gobizom ab 3 werar zelu niertrawi niketifiu kab amirika akibom ziqeberiwo niserawitom tihisom kab maekel tigray kekab ziteqebro fihirom nieritra zitemelzu gekanu warsay eyom eziomsi mis emnet zeyblom weyaneom tdfom biltzigneom mengisti ertra kiereq zidigifwo do yimesleka ezi tiamin koyka tihalm eka zeloka tirah eye kibleka zideli mehar ankih hizbika kabzi Brainwashing weyane zigebero aberabro haqi nigero zihashe kemzi eyu wedi haweboy arbaete netbo....
@medhanealemeritreaybark3478
@medhanealemeritreaybark3478 2 ай бұрын
ኩሉ ግዜ ስእሊ ናይ ክቡር ፕሬዝዳንት ኢሰያስ አፍወርቂ ስለምንታይ ኢካ መዞም ድርባያት ትሕውሶ ከመይ ዝበሉኻ ስዲ ረሳሕ ባዓለገ ኢኻ ንነገሩ ትግራዋይ ዶ አይኮንካን እቲ መርዛም ጠባይኩም ካብ አባሓጎታትኩም ወሪስኩሞ ኢኹም ርኹስ ብስብስ
@mehretsolomon6562
@mehretsolomon6562 2 ай бұрын
natu with all do respect, eri govern. ምስ ሕውሐት ሐቢራ ንውግእ ክትሕግዞም ማለት #ጸሐይ #ሞይታ ከም ማለት እዪ፣፣ አብናይ ኢትዬ ትግራይ ውግእ 70 ሺሕ &up( ካብ ብዙሐት ዝሰማዕናዬ) ዝኾኑ ሰራዊት ኤሪ ሞይቶም፡፡ ሕጂ ግን never again, eri አብ ልምዓት ተጸሚዳ ትርከብ፣ ኤሪስ ግድፍ ድአ አብላ፡ ፣!!!!!!! እታ ደርፍኻስ "ልዓረር አይተወለድናይ ትብል፡ መንእሰይ ኤሪውን ተተወሊዱ ልዓረር not fair.
@kibromzeru671
@kibromzeru671 2 ай бұрын
70 ሽሕ ሙዃኖም ኣበይ ኮኢንኪ ቆጺርኪዮም ወይስ ኣብሕልምኺ ከምኡዩ ተራእዩኪ ወይስ ጥንቆላዩ።
@mehretsolomon6562
@mehretsolomon6562 2 ай бұрын
አሽንኴይዶ አነ ክፈልጦስ ወለዶም ከማን አይተረድኡን፡ እታ ሐቂ ሐቂ ምባል ንፍቶ ​@@kibromzeru671
@d.republicofgreattigray6256
@d.republicofgreattigray6256 2 ай бұрын
ነዳፍ ኣምሓራይ... ኣብ ፅንተት ህዝቢ ትግራይ ዓብዪ ኢድ ዘለዎ ድቓላ ሓማሴንን ጎንደርን
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 2 ай бұрын
,,😂😂😂😂😂
@kibromzeru671
@kibromzeru671 2 ай бұрын
ሓማሴን ድኣ ኣብሊዑ ኣስትዩ የዕቢዩካ እንድዩ ወዮ ዳኣ ራዛ ናይ ኣቡኡ ሓዛኾይኑ እቲ ጥልመትካ።
@astermogos3105
@astermogos3105 2 ай бұрын
1111111
@Meiry756
@Meiry756 2 ай бұрын
PRETORIA Zibehal Ayneberen Nay’AMERICA Melan + Siltin N’Weyane Kab’MIDIMSAS Midhan’iyu’neyru , izi’slle’zikone ‘’’ WEYANE ‘’’ B’Hiweta Ab’Tigray Kem’Amela ‘’’ HALEWLOW ‘’’ Tibil’Ala Kem’qedema !!! Iti WEYANE Mis SHABIYA Terakibu’neyru Zibil Were Kabey’ika Amxikayo Halew’low. ??? Kemey’si ‘’’ WEYANE ‘’’ Ab ERITREA Bota Yebilan !!! Nezi’dma WEYANE Kem’u’win Hizbi Tigray Xibuq Geyru Zifelit’iyu ,, Ab Hito Zeatu Aykonen “””” Kemey’si N’sika Tebelka , Wey’dma Awel Sid ‘’ METKEL ‘’ SHABIYA Mis Gize Zilewawet Aykonen !!!
@helufkbede4016
@helufkbede4016 2 ай бұрын
ናቲ ወረዳ ናይ ህግደፍ ጓሓፍ ኢኻ ጨምላቅ
@tsegaygebru
@tsegaygebru 2 ай бұрын
ኤርፖርት ንብሸፍቱ ምስራሕ ማለት መጻኢት ኦሮሞ ትምስረት ኣላ ማለት እዩ።ኣምሓራን ተጋሩን ቀሰይ ኢሉ ካብ ጸወታ የውጽኦም ኣሎ ወዲ በሻሻ
@berhanesamson7327
@berhanesamson7327 2 ай бұрын
Hawina aytiqeltif simayo selam tzibuq endiyu eritrawian gin hiwhat entay elom neti 13 mesayl nihizbi ertra ketfiu nab eritra zitekosiwos entay eyom kibliwo hisebelu nisika ab asmera abilka tebay hizbi eritra tifelto aymeslenin ezi zereyeka dima ab bizuh negerat etiblo nihizbika ketedhin etigebro yidigifo eye bieritrawiayan gin rigitzegna keykonka aytizareb bini kab asmera nab wedi taba dewilu zizarebo zereba nay bizuh eritrawi rieto eyu kzbin.infoIe8rdIfS9w0?si=2Kj4DVZ2_t_G-EFc
@berhanesamson7327
@berhanesamson7327 2 ай бұрын
Himaq sifetzeme ab nebzu silezey betzehe yirisio eti ab riesig zitefetzemo Gin nizu kirisio aykonen Kem Hitler niyihud zigeberon nizimetzie Eritrea Generation nizelalem kab mitihililaf ayeqaritzin eyu silezi ezi sisedelka zeleku nihizibi tigray kab mimihar aytiqoteb zihawey kzbin.info/www/bejne/lWLXcp1nmtuJeposi=OxB8vWnCaiUa53dh
@JhonLivan
@JhonLivan 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@haqiwalatmrer7739
@haqiwalatmrer7739 2 ай бұрын
❤❤❤
@lulieymekseb531
@lulieymekseb531 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
Family Love #funny #sigma
00:16
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 3,4 МЛН
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 30 МЛН
Миллионер | 2 - серия
16:04
Million Show
Рет қаралды 1,7 МЛН
Alemneh Wasse # ትኩስ ዜና # በበላይ በቀለ #
10:24
Alemneh Wasse
Рет қаралды 27 М.
Family Love #funny #sigma
00:16
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 3,4 МЛН