"ከኳኵኒያቶም ተሪፎም ዓዲ ጥርሓ ተሪፋ" ኣይተ ገብረሚካኤል ግደይ [ኣባ ሓዊ]። Interview with Aba hawi

  Рет қаралды 5,101

lilaytv

lilaytv

Күн бұрын

"ከኳኵኒያቶም ተሪፎም ዓዲ ጥርሓ ተሪፋ" ኣብ ምሕዋይ ሃብቲ ተፈጥሮ ብዝሰርሖ ስራሕ ዓለም ለኻዊ ናእዳ ዝረኸበ ኣይተ ገብረሚካኤል ግደይ [ኣባ ሓዊ] ኣብ እዋናዊ ፖለቲካዊ ዛዕባታት ዘድሃበ ቃለ መሕትት እነሆ።
ካብ ግዜኹም ሓንቲ ደቂቕ ወሲድኩም ንዩቱብ ቻናል ሊላይ ቲቪ / @lilaytv ሰብስክራይብ ክትገብሩ ንላቦ።
ምሉእ ትሕዝቶኡ ሎሚ ምሸት ተፀበዩና።
Facebook: / lilaytv
KZbin: / @lilaytv
Twitter: / lilaytv1
Website: lilaytv.com/

Пікірлер: 50
@جميلهابراهيم-ب1ن
@جميلهابراهيم-ب1ن 8 ай бұрын
❤❤እህህህም ትዛረቦ ዉድእ ዉድእ ይብል ከትዛሮቦ ቐሉል ብትክክል እዩ ኣያይ ማዓረይ ❤❤❤❤ ዓይኖም ይገስም ዞም ቡዳታት ፀላእቲ ትግራይ የለዉን ከቡሉና ከንቦቅል ኢና ገና ከም ተኽሊ ፈጣሪ ኣለና
@mihretsemere8704
@mihretsemere8704 8 ай бұрын
Hasewtiy kithisue abadime zetfakimom meniseyat eritrea ke. miss wetahader Ethoiopea lieli 21amet ab badme meretna kofff elkum gena ❤Eritrea nay Eritreawyan . ya schabeya kitblu . Schabya absrah you zello 😂 temaharu kab Eritrea tv
@amannguse
@amannguse 8 ай бұрын
Zerebaka adbo hji wn qeenat keymexaka shabya ente akibirkayp ktnebr eka xelaetka Ethiopian weyanen eyom
@tslalegebretsadk2956
@tslalegebretsadk2956 8 ай бұрын
❤❤👍
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 8 ай бұрын
ካብ ምህሮስ አእምሮ ዝበሃል ብአባ ሓዊ ተራኢያ ! ካብ ናይ ምሑራት ተጋሩናን ዓላማን ዓቅምን አልቦታት ተናሓናሕቲን ሊሂቃንን ድግሪታትስ 101% ድጉሪ አባ ሓውን ሓረስታይ ትግራይና አፀቢቁ ይበልፅ ብኩለ መለክዒ !! ☝️✍️👌🤝💪✌️👏👏👏
@جميلهابراهيم-ب1ن
@جميلهابراهيم-ب1ن 8 ай бұрын
ጂግና ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 8 ай бұрын
ወርቂ ንዝሃበ ፋንድያ ዝብሉ ከዳዓትን በላዕቲ ሕድርን ሞራልን ህሊናን አልቦታት ካብዚኦምስ ይገላግለና አባ ሓዊ አቦ ልምዓት !!👌🤝💪✌️👏❤
@amannguse
@amannguse 8 ай бұрын
Aye mskina abona nska ab Srah nierka weyane kea tenkol ab lieli eritrea yhasbu nierom hji wn ms eritrea selam hsebu selam Kab melhasna eya tjmr ..shaebya fetawikum eu nieru gn tenkolkum aynrsiom 27 amet ab badmet kof elkum nierkum Beal welkayt natkum ayneberen gn Haki haki eya mskinay gebaray hzbi lekimkumom hji wn shabya wey badme elkum entehasibkum zterefekum kxeniet eu selam hsebu
@genetgebrewahid5344
@genetgebrewahid5344 8 ай бұрын
ትኽኽል ኢሎም ኣያ😢
@beletu7041
@beletu7041 8 ай бұрын
አባ ሐዊ ፀኢ ቀቲሉኳ ከይኸውን ስግአተይ ዓብይ ነይሩ ድፅኻ ምሰ ሰማኹ ተመስን ብሂወት መህለውካ ስለእዞም ሞጃላት ክትጎትት ጊዜና አብርእሲ ምቅፃሉ ሐዚ በትሮም አታሐባቢሮም ክወቅዕና መፂኦም ።
@user-cp1sv2bq1h
@user-cp1sv2bq1h 8 ай бұрын
ኣባ ሓዊ ሞዴል ዘመናዊ ሓረሰታይ ትግራይ ናወ ሕወሓት መሸቀጢ ዝተጠቀሙሉ ሓደ ኣባ ሓዊ ፃዕራም ሓረስታይ ኣብ እንዳ ኣርብሃ ኣፅብሃ ተረኪቡ ትግራይ ተናጊዓ ጎሮባብቱ ልኣባ ሓዊ እኮ ሞዴላት የለው
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 8 ай бұрын
ኣነ ተሓጉሰ ንኣባሓዊ ምርኣየይ ደሃዩ ጠፊኡ ነሩ ኣባ ሓዊ ጅግና ሰብኣይ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ
@ferewoyanitsegazeab7631
@ferewoyanitsegazeab7631 8 ай бұрын
እምበር ኣባ ሓዊ ! ተባዕ ወላዲና : ብርእሱ እምበር ብኽርሱ :ዘይሓስብ ትግራዎይ :
@robelkidanu48
@robelkidanu48 8 ай бұрын
ኣባሓዊ ይበል ኣገላልፃ!! 😭😭😭😭😭
@haileseged1124
@haileseged1124 8 ай бұрын
ዝገርም ሐሳብ ዝገርም ሐቂ እዚ ህዝቢ ዶ በዞም ሐሳዳትን ለማሳትን መራሕቲ ምስተመርሐ ???? መሕዘኒ !
@alemefem5459
@alemefem5459 8 ай бұрын
እወ ኢትዮጵያዉያ ድሕር ሕጂ ኣሕዋትና ይትረፍ ኣምሃራ ምዝራብ ኣይኮነን ዋላ ሙዚቃ ዉን ኣይምልከተናን። ብርግጽ ካባይ ጀሚሩ ምስ ኣምሃራን ኣምሃረይቲ ዝምድና መሬት ዘቢጡ እዩ። ኣጆኻ ኣያና ኣለና ሓዱሽ ወለዶ ክንሰርሃሉ ኢና ድህር ሕጂ ሸለል መለል የለን ስጋ እቶም ብሉጻትን መታዓቢተይን ይሕዋተይን ኣምሃራ ዘይንለቆም መኣልቲ ይነዉሕ እምበር ዘይሓስስ በሰላ ኣሎ ኣብ ልቢ ነብሲ ወከፍ ትግራዋይ
@mass-media6445
@mass-media6445 8 ай бұрын
ሓቂ ዝኾነ አባሃህላ ናይዞም ኩቡር አቦና፣ መራሕቲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ጨኰኖም ረጊጾም ትግራይ አዝያ ከይትለምዕ ከይትምዕብል ንሳቶም አብ ስልጣን ንኽጸንሑ ዝጥቀሙሉ ዝነበረ ጉርሕን ተንኮልን እዩ፣ ሕጂውን ህወሓት ብሱሩ ንህዝቢ ትግራይ ኢሎም አይተቓለሱን ንነብሲ ወከፎም ጥቕሚ ዝተሞርኮሰ እዩ።
@selomongabiregzabiher575
@selomongabiregzabiher575 8 ай бұрын
ቡሱሩ ባ ህወሓት ማለት ገበን ማለት እዩ ንበል!
@AtakltiG.tensay
@AtakltiG.tensay 8 ай бұрын
ብዘይ ማይ ዝወሓጥ ዘረባ ዝገርም ኣገላልፃ
@user-dc1jz3mh9s
@user-dc1jz3mh9s 8 ай бұрын
መን እሞ ሰማዒ 😢😢😢😢😢😢😢
@shumaibirhane5681
@shumaibirhane5681 8 ай бұрын
ንሰላ ስበኹ ንቅድም ምስ ነብሱኹም ተዓረቁ ነብሱኹም ፍለጡ።
@user-rb5uy5hd9x
@user-rb5uy5hd9x 8 ай бұрын
ሕወሐት አብ ትሕቲ መሬት ክትቅበር እዩ ዘለዋ ሕወሓት ሻርሙጣ ሰራቂት ቀታሊት ዓሌተኛ አሸባሪት ጎሓፍ ደደብ እያ።
@HageryMedia3368
@HageryMedia3368 8 ай бұрын
😭😭😭😭😭
@ውሽጡሑሩር-ዸ1ሰ
@ውሽጡሑሩር-ዸ1ሰ 8 ай бұрын
ይበል እዩ አገላልፃ
@negasiberhe9513
@negasiberhe9513 8 ай бұрын
@anisaany6039
@anisaany6039 8 ай бұрын
😢😢😢💯✅✅✅
@EskyasTesfay
@EskyasTesfay 8 ай бұрын
ሊላይ ትቪ ነመስግን ነዚ ጅግና ኣቦና ደሊኹም ምቕራብኩም ክብረት የሀበልና ኩሉ ግዜ ኣብ ጭንቅላተይ ዝነበረኒ ሕቶ እዞም ጅግና ብህወት ዶ ይህልዉ ይኾኑ ዝብል ጥያቔ መልሲ ረኺበ ትኽክል ኣቦና ምስ እዚኦም ምንባር ማለት ?
@ForoIngal
@ForoIngal 8 ай бұрын
አዳምፁ ተሸለምቲ ውርደት
@haileseged1124
@haileseged1124 8 ай бұрын
ካበይ ሐዊ ህወሐት ናጻ አውጺአትኩም ??? አነ ግርም ዝብለኒሲ አብ ልዕለና ዝወረደ ኩሉ ሕመቃት ክገልጹ ንድሕሪት አይብሉን አብ መዘውሳነ ወይ ፍርዲ ክቀርቡ ግና ምስላ ህወሐት ይብሉ እዚ ኩሉ ጸገም ብስንካ ዝበጸሐ ምኻኑ ድሕሪ ምግላጽ
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 8 ай бұрын
እቲ ዘደንፁ ነገርስ መከራን ፀበባን ድቃስ ዘስእንን አብ ትራማን ሓዘንን ጥምየትን ዘሎ ህዝቢ ተሸኪምካ ስልጣን ምብሃግንስ ዘይ መዓት እንታይ ክርከቦ እዩ ትስልጣን ? ናይ ህዝብካ ሽግርን መከራን ተወፊካ ዘይተድሕነሉ ሓጥያት ህዝቢ ተሸኪምካ ናብራስ ናብራ ተባሂላስ ምሁር እየ በሃሊ ኩሉ ዝብህጋ አይርደኣካን ? አሎ ተባሂሉ ዝእመነሉ ሲኦል አብ ምድሪ ምምናይስ ሓፂር እዝኑ ወዲ ሰብ ክንደይ ስሱዕ ምኳኑ የግርመልካ ???? ይገርመና አሎ በዘመነ አውሬ እንክነብር ስሱዕ ወዲ ሰብ ?????😮💀💀💀😭😭😭
@tekiaegebremichaelhantal3158
@tekiaegebremichaelhantal3158 8 ай бұрын
ሓቂ ዘረባ
@shumaibirhane5681
@shumaibirhane5681 8 ай бұрын
ሓሰውቲ ዘይ በትከላ ክልል ሻዕብያ ይድክሮኩም እምበር ዋላ ሓንቲ ማዓልቲ ሱምኩም እሊዒሉ ኣይ ፈልጥን ምኽንያቱ ዕላማን ራእን የብልኩምን ኣገልገልቲን ከደምትን ናይ ካልእ ሓይልታት ኢኹም ምስ ላኣኽትኹም ኢዩ ዝታሃላለኽ።
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 8 ай бұрын
ተጋሩ ቶጒራት ሓሶትን ትምክሕትን ቅንእን ጾርኩምዩ
@mirafeyonase9779
@mirafeyonase9779 8 ай бұрын
Tkkl elka hewey 💔💔💔
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 8 ай бұрын
ሻዕቢያ አይሕሱ አይጃሐር ሒዙዩ ዝገርፍ ሰጥ ሰጥ ዘብል ።አቢ ሰብአይ ክሕሱ መአት በጃ ሻዕቢያ ጋሕ በል ለማኒ
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 8 ай бұрын
እዋይ እዚ ሰብአይ ክሕሱ ፎእ አንዳፍ ሐሶት ፈኸራ ጃሕራ መግለጺኹም ኮይኑ ተጋርዋኒ ሐሶት ነዉሪ
@ForoIngal
@ForoIngal 8 ай бұрын
ምንባር ማለት ሐቂ ተናጊርካ ሐቂ ሰርሕካ ምንባር ጥዑም እቶም አብ መቀለ ዝተአከቡ ሐሰማታት ካብ አባ ሐዊ ይማሀሩ
@gebremedhinhadera4652
@gebremedhinhadera4652 8 ай бұрын
አቱ ሐቂ አዙይ አዩ! ብሔር ብሄረሰብ አናተብሃለ
@kibrommegos1946
@kibrommegos1946 8 ай бұрын
ኣታ ስምዕዎም ኣባሓዊ ብዘይማይ ዝወሓጥ ዘረባ
@abebekesete
@abebekesete 8 ай бұрын
ንስኻ ንትግራይ ዘልኣለማዊ ጅግናኣ ኢኻ ክብሪ ይግበአካ ናይ ተግባር ሰብ ኢኻ ኣጋጢሙና ዘሎ ሕማቕ ኩነታት ድማ ሕዚ እውን በቲ ልሙድ ዘይጸዓድ ቅልጽምናን ኣተሓሳስባናን ክንስዕሮም ኢና
@hfhfggfhgh1447
@hfhfggfhgh1447 8 ай бұрын
ኣየኹም ኣቦ ዋይ ግን ምስኣ ኤርትራውያን ኣህዋትና ትበሃል ቃልውን ክጠፍእ ኣለዋ ካብ ህልና ኩሉ ትግራዋይ!!!!!
@negasiberhe9513
@negasiberhe9513 8 ай бұрын
ሓሳዊ ፈስፋስ ክልልካ ዘየምሃርካስ ብሄር ብሄረሰብ ኣሚሂረ ክትብል ጀልፋፍ ፅልኢ ዝነዝሕ ሰብ ክውገድ ኣለዎ ህዝቢ ትግራይ ምስ ወዲሰብ ከይቃረብ ዝገብሮ ዘሎ ናይ ፅልኢ መርዚ ዝነዝሕ ዘሎ ምናልባት አፍቲ ኦም ሰይጣን ረኺቡዎ ከኸውን ይኽእል እዩ ነቲ ጋዜጠኛ ግን ክእለሽ ኣለዎ ተኣሊሹ ስጉምቲ ክውሰደሉ ኣለዎ ፓለቲከኛታት ይንቀፍ ከም ህዝቢ ግን ኣይፍረጅን እዩ ዓቅሚ እንተዝረክብ ነይሩ እዚ ሰብኣይ እዚዩን እዚ ጋዜጠኛ እዙይን ፍርዲ ክወሃቦም ኣለዎ እንተዘይ ኮይኑ ግን ናይ ርዋንዳ ጆኖሳይድ እዮም ዝሰብኩ ዘለዉ ንምንታይ እዩ መንግስቲ ሕጋዊ ስጉምቲ ዘይወስድ ህዝቢ ከምህዝቢ ፀላኢ ዝገብር ወንጀል እዩ ልዕሊ ሓደምልዮን ህዝቢ ኣብ ኢትዮጵ ተበቲኑ እናሃለወ ወድዎም ማለት እዩ ኣባ ሓዊ ዝበልዎ ስሙ ይመርሆ ለግብሩ ይብል መፅሓፍ በጃኹም መናእሰይ ስጉምቲ ውሰድሉ ህዝቢ ከጨርሽ እዩ እንተኾይኑ ደሞ ማጨለት ውሰድዎ በጃኹም
@robelaraya7139
@robelaraya7139 8 ай бұрын
Kid wetsa Ata lehasi meakor nay sheabiya .wedi lemani resah borko
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 8 ай бұрын
ሐሳዊ ቀጣፊ
@kibrommegos1946
@kibrommegos1946 8 ай бұрын
ከም ኣባ ሓዊን ናይ ሕርሻ ባዓል ሞያ እንተዝህልው ትግራይ ሐዚ እውን ቀልጢፋ መሓወት
@selomongabiregzabiher575
@selomongabiregzabiher575 8 ай бұрын
ለዋህ ብሱሩ ብዛዕባ እንመን መራሕቲ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ ? ብዛዕባ ካብ ዓለም ቀዳማይ ዝኾነ ስለላ ሓላፊ ? ብዛዕባ ዝለመሰን ብዓለየትን መዎስቦን ዝተኣሳሰረ መሪሕነት ? ወይስ ብዛዕባ መሬትን ፣ስልጣንን አኑሽቲ ዘፃሎኦም መራሕቲ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ?
@user-gt9ud8wi6w
@user-gt9ud8wi6w 8 ай бұрын
😭😭😭😭
小丑妹妹插队被妈妈教训!#小丑#路飞#家庭#搞笑
00:12
家庭搞笑日记
Рет қаралды 35 МЛН
Как подписать? 😂 #shorts
00:10
Денис Кукояка
Рет қаралды 5 МЛН
Touching Act of Kindness Brings Hope to the Homeless #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 19 МЛН
Minecraft Creeper Family is back! #minecraft #funny #memes
00:26
Sep 19/2024 ህጹጽ ሓቤረታ ግብረ መልሲ መልሲ
30:26
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 33 М.
小丑妹妹插队被妈妈教训!#小丑#路飞#家庭#搞笑
00:12
家庭搞笑日记
Рет қаралды 35 МЛН