ከመይ ብሓባር ንሰርሕ ?

  Рет қаралды 5,916

EPSM_For_Justice

EPSM_For_Justice

Күн бұрын

Пікірлер: 9
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Ай бұрын
ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን ጸጋይ ነጋሽን ጀጋኑ ኣቦታትና ምኩራትን ንፉዓትን ብሱላትን ተንተንቲ ምናዳ ኣቦና ኪዳነ ሓያል ሰብ ኢኻ ክልቴኹም ብዘይ ኣፋላላይ ክትምስገኑ ይግብእስኩም ፈላይኹም ይፈለ ሓቢርኩም ከምዚ ጌርኩም ክትምህሩናን ኣርኣያ ሕብረት ትኾኑና ኣሎም እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተባረኹ።
@leakefecadu1284
@leakefecadu1284 Ай бұрын
ጸጋይ ሓወይ ይበል ግጥሚ ግጥምታትካ ንደረፍትን ኣርቲስትን ሂብካ ኣብ ኩሉ ህዝብና ምተዘርገሐ ብሓፈሽኡ ጸጋይን ኪዳነን ብእትገብርዎ ሃገርኩምን ህዝብኹምን በቶም ዝሓለፉ ስውኣትና መሰረት ብምግባር ቃል ኣቲኹም ሃአገርኩም ማንም ከይደፍራን ከይትክፋን ሓድነትን ብምምሃርኩም ምስጋና ይግባኣኩም እዋእ ደቂ መን ዲኹም እምባሕ በሉልና ደቂዛ ሓላል መሬትን ሓላልዝብን።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Ай бұрын
ሰላም ክቡራት ኣቦታት እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም።
@habteabraha610
@habteabraha610 Ай бұрын
ሰላም ሓወይ ጸጋይ ነጋሽ ጠዑም ደሃይ ዓወትን አሳልጦ ይምነየልካ ሓውካ ሃብተማሪያም አብራሃ ካብ Columbus
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Ай бұрын
ሓውና ሃብተማርያም እዛ ንኽልተ ከም ረጋቢት ሓቢሮምን ተፋቒሮም ስለ ህዝቦምን ሃገሮም ዝቕንዘዉን ዝምህሩና ዘሎዉን ንሓደ ፈሊኻ ዓወት ይሃብካ ኢልካ ምምናይን ምምጓስን ድኣ ቅኑዕዶ ትብሎ እምበርከ ብሓደ ትርከብ ዓወት ኣላ ኢልካ ብኸመይ ትሓስብን ትምነነ ዶስ ንስለ ወገንነትን ጸበትን ኢኻ ጽሒፍካያ፧ ኣዚኻ ኣዚኻ ጸቢብ ኣተሓሳስባ ትዉንን ግጉይ ምዃንካ ክገልጸልካ ባህ እመለኒ ክትእረመሉን ኣእሙሮኻ ክርተፍሕን ድማ እምነየልካ፥ ንቓልሲ ሕብረትዩ ፈውሱ ስኣን ሕብረት ኢና ኣብዚ ወዲቕና ካብ ቃልሲ ሶርያውያን ተምሃር።
@mehretabgoitom8404
@mehretabgoitom8404 Ай бұрын
ስላም ሃብተማርያም፣ - ከምዚ ናትካ ምስጋና አነ እውን ምስጋና አለኒ ከምዚ ናትካ። - እዞም 2-አቦታት ምዕዶ ዝህቡ አቀራርበኦም ፍልይ ዝበለ ዘቃራርብ እምበር ዝፈላሊ ዘይኩነ ከምዞም መንእስያት ብጸርፊ ዝጅምሩ ዘይኩነ። - ስለዚ እዛ ከመይ ጊርና ብሐባር ንስርሕ ዝብል አርእስቲ አገዳሲን፣ ዓብይን እዩ። - ስላም ንኤርትራ / ስላም ብሐባር ምስራሕ ንኤርትራውያን። ምስ ስላምታ
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Ай бұрын
መስኪናይ ትሕቲ ሃገራዊ ዝብሉዎ ዘሎዉ ስማዕ ኣይትነጻጽል፡ እሳቶም ሓድነት ይምህሩ እስኻ ትፈላሊ ብዘይሕንከት መስኪናይ ዉጹዕ ፍጥረት፡
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Ай бұрын
ስምዓዮ ንሓውኻ ተምሃር ብምፍልላይን ምሕሽኽሻኽን ዓወት ፍጹም ይለን።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Ай бұрын
ኣዚኹም ክትምስገኑ ዝግብኣኩም ጀጋኑ ዘይሕለሉ ዓበይቲ መማህራን ኢኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓና ክሕሸና።
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,1 МЛН
ሕቶ መሪሕነት
1:03:36
EPSM_For_Justice
Рет қаралды 11 М.
How To Speak Fluently In English About Almost Anything
1:49:55
EnglishAnyone
Рет қаралды 3,2 МЛН
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,9 МЛН