ክስማዕ ዝግብኦ Hidray Feseha tells history of ELF Fedayin

  Рет қаралды 18,440

Gize ግዜ Media

Gize ግዜ Media

Күн бұрын

Пікірлер: 26
@semaineshtewolde4360
@semaineshtewolde4360 3 жыл бұрын
ተጋዳላይ ሕድራይ ብታሪኽካ ተሐቢነ ጅግና ኤርትራዊ
@teameneguse9717
@teameneguse9717 Жыл бұрын
Eskum teserqu.esayas kea Hager amxiwa.sereqtti
@Habtegafreeman
@Habtegafreeman 3 жыл бұрын
Naybehaki kemzie gerkum tarikna aflutna deki za halali meryet admen teanan zeydgem tarik
@eliaslondon7738
@eliaslondon7738 3 жыл бұрын
Jebha abay jeganu nerkum si ni shabia kind thanks tiblu
@nigistigebrezgiher8555
@nigistigebrezgiher8555 3 жыл бұрын
Amlak Tiinan edmen yhabka Jigna Eritrawi hawey.
@berhane999
@berhane999 3 жыл бұрын
ሰላም ብሩኽ ሕድራይ አብ ሰካውት አጋዝያነ ምስተፈላለና ኢና ኩሉ ግዜ በጠባካ ይዝኸረካ እየ ተባዕ ተቃላሳይ
@mohamednebarai1661
@mohamednebarai1661 3 жыл бұрын
Well done. Keep it up
@AbrehetAbai
@AbrehetAbai 6 ай бұрын
👍👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽❤️❤️❤️
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 жыл бұрын
Mahaber Kidane kifulu tekue yihdego welday gdey welday kahasay ms bxotom eyom jemerti sawra eritrea
@berhetensea451
@berhetensea451 3 жыл бұрын
Excellent program and conversation. indeed YESDEMEM, thank you.
@tsegaibarak762
@tsegaibarak762 3 жыл бұрын
Giza eye awetstabolsbgn Selomun arefe eu
@teklemarimbekit116
@teklemarimbekit116 10 ай бұрын
ብዛዕባ ስውእ ተኽላይ መዘንግዕ አብ ማእከል ሕምብርቲ አስመራ ንብጻዩ ከውጽእ ቡዙሐት ዑሱባት ወታሃደራት ደጊ ቀቲሉ ከምተሰውኤ ኢዩ ተሐቢሩና እስከ ንስኻኸ ብዛዕባ አገባብ መስዋእቱ ገለ በለና።
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 жыл бұрын
Idres Awet Entay zbl Manifesto eiu xihifu?
@teklemarimbekit116
@teklemarimbekit116 10 ай бұрын
ሞባይል ቻርጅ ወዲአ ልዋም ለይቲ
@adikeyh7770
@adikeyh7770 10 ай бұрын
ከዳዓት.ደመኛታት ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ብዛዕባ ስውኣት ክትዛረቡ መሰል የብልኩምን
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 жыл бұрын
ፈዳይን ጀብሃ መሰክሕ እዮም ነይሮም ን ሃይለስላሰን ደርግን ዘጸለሉ ፈርፈር ዘብልዎ ዝነበሩ ጀጋኑ
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 Жыл бұрын
SUQ BELI HADAMIY DENQORO
@misghinakidane4097
@misghinakidane4097 3 жыл бұрын
Dmxi hatati si awwww...mara ybl
@amanandemariam9476
@amanandemariam9476 3 жыл бұрын
ዝረሳዕካዮ አሎ ንሱ ድማ ብዛዕባ እቲ አብ ባር ቶሪኖ ዝተቀትለ ፈዳይን ምሳኻትኩም ዝነበረ ከመይነሩ ከም ዝብልዎ ብጸቱ ቀቲለሞ ይባሐል እታይ መልስኸ
@tareketesfamicael4793
@tareketesfamicael4793 3 жыл бұрын
ዝኸበረ ሰላምታይ ይብጻሕኩም የሕዋት ብጣዕሚ ክትአምኖ ዘገርም ኩነታት እዩ:: ሕድራይ ንመጀመርታ ስምካ ዝሰማዕኩዋ ካብ ስዉእ ፍጽሃጼን እዩ:: ስዉእ ፍጽሃጼን እብ ስሙቲ ሰሜን ደንከል እዩ ተሰዊኡ:: አብ ደንከል ወኪል ክፍሊ ዕዮ ዜና እዩ ነይሩ:: ሓደ ግዜ ብዛዕባ ስዉእ አብርሃም ናይ ፊዳይን ከነድንቅ ከለና እዩ ካልኦት ከም በዓል ሕድራይ ዝብሃሉ ብርቱዓት ፊዳይን አለዉና ኢሉና:: ሕጂ አብ ኤድመንቶን ካናዳ ይነብር አለኹ:: ነዚ ዝሓለፈ ታሪኽና ከምዚ ጌርኩም ምስናድኩም ብጣዕሚ የመስግነኪም::
@mengiogba8584
@mengiogba8584 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ፡ጹቡቅ፡መደብ፡ኢዚ/ መደብ፡ኢዚ፡ዕዉት/ ክከውን፡ግን ።ምሽ፡ናይ፡ኤርትራዊ/ ሪኢቶ፡ኣይኮነን።ዋላ፡ከማን/ ኤርትራውያን፡ዘይኮኑ/ ሪኢቶኦምን- ሓሳብን / ክገልጹ- ዕድል፡ምስ፡ትህቡዎ፡ኢዩ ። ሓቂ/ ዲዩ ፡ሓሶት፡ናይቲ፡ሰብ፡ሪኢቶ/ ዩኩን- ሓሳብ / ኢቲ- ዝሰምዕ፡ሰብ፡።ክሕስበሉን/ ክመራመረሉን፡ክክእል፡ኣለዎ። ንሱኩም/ ስብ፡ንብረት፡ክኣ ። ንዓኩም፡ዝመስለኩም/ ክትቅበሉዎን/ ክታዎሙዎን- መሰልኩም፡ኢዩ ። ብጭራሽ- ሪኢቱኡ- ከየቅርብ/ ትክልኩሉ- ምስትኮኑ- ግን ።ናይ፡ገለ፡ንረብሓ፡ከተገልጉሉ፡ዝተወደብኩም፡ኢኩም፡ክትኮኑ፡ትኩኡሉ ። ዕላማኩም፡ኣነ፡ተስፋ፡ዝገብሮ፡ንህዝቢ፡ኤርትራ፡ሓቀኛ፡ታሪኩ፡ክፈልጥ፡ክምዕብል/ ክሱጉም።ጸላኢኡን/ ፈታዉኡን፡ከለሊ።ኩሉ፡ዝእለም፡ሓሶትን/ ሽግርን፡ናብ- ረብሑኡ/ ክቅይሮን - ክትጽዑሩ- ተስፋ/ ይገብር። ሓቀኛ/ ታሪክ - ኢቲ- ዝጥዓመ- ምግቢ- ኢዩ ። ንህዝቢ፡ክኣ ፡ሓቀኛ/ ይገብሮ። ኤርትራ/ ካብ፡ዓለም/ ዝሃፍተመት፡ኢያ ። ህዝባ፡ካብ፡ዓለም/ ዝበለጸ፡ኢዩ ። ከስታናይ- ዩኩን።ኣስላመይ- ዩኩን። ፍትሓዊ/ ሙሁር/ኢ ያ፡ሲኢና፡ዘላ ። ህዝብና/ ብሓይሊ፡ኢዩ፡ዝነብር፡ዘሎ፡ኢምበር/ ንከይፈልጥ/ ንከይምዕብል/ንከይጸግብ / ንከይሰማማዕ/ ዝጽዑሩ/ ሙሁራት- ዉሑዳት - ኣንፈቱ- ኣጥፍኦሙሉ- ኣለዉ ።ካብዚ/ ከተገላግሉዎ/ ተስፋ/ ይገብር ። ሰብ/ ኣይነብርን/ ኢዩ ፡ታሪኩ- ኢዩ - ዝነብር ። [ ኣርኣያ- በላይ ። መጠንቀቅታ- ተዋሂቡ- ካብ- ፈዳይን ።ሰለ-ዘይሰምዖኦም/ ቀቲሎሞ።ናይ- ሹዑ- ኣብ፡ፈነዎ- ሪድዮ- ኢትዮጵያ- ዝሰሪሕ/ ዝነበረ፡ኢዩ ። ምስ፡ቀተልዎ/ ግን- ዘመሓላለፋ፡መልእክትይ። ሰብ- ከም- ዕንጨይቲ- ተሰባራይ- ኢዩ ።ታሪኩ/ ግን- ኩሉ፡ጊዜ- ሁሉው- ኢዩ ።ኣርኣያ፡በላይ/ ኤርትራዊ፡ዘይኮነ/ ትግራዋይ፡ኢዩ፡ኔሩ።ዕላሙኡ/ ክኣ፡ኣንድነት፡ኢዩ ፡ኣተሓሳስቡኡ፡ኔሩ ] ። ዝኮነ፡ኮዩኑ፡ጹቡቅ፡መደብ ። መደቡኩም/ ሓቀኛ/ እንተኮዩኑ/ ክዕምብብ- ኢዩ ። 21/ ክፍለ፡ዘመን።ፈትካ፡ጸልእካ / ብሓሶት፡ክትነብር፡ኣይትክእልን- ኢካ ። ዋላ/ ናይ፡ሓሶት፡እንተ፡ጀሚርኩሞ- ከማን ።ናይ፡ሓቂ፡ቀይሩዎ። ሓቀኛ፡ኢዩ፡ዝዕወት።ከመይ፡ናብ፡ሓቂ፡ቀይሪካ።ናብ፡ረብሓ፡ህዝቢ/ ትቅይሮ።መንእሰይ/ ኣንፈቱ/ ጠፉኡዎ፡ዘሎ/ ሓቀኛ/ ታሪክ/ ዘፍልጦ/ ኢዩ/ ሲኢኑ/ ዘሎ ።
@yoseftsehay2418
@yoseftsehay2418 3 жыл бұрын
ኣብ ዘይገብራ ይነግራ፥ ሰውራ ኢሎም ሱር ወልዶ ኣብኪኖሞ፥ ጀብሃ መረትን ህዝብን ኣሪትራ ከምዚ ህጂ ህግፍደፍ ዝገብሮ ዘሎ ዝዋዳደር አካ አንተዘይኮነ፥ ጀብሃ ምቅንጻል ሃራካት ኣብኢላጻአዳ ዝፈጸመቶ፥ ናይ 228 ተጋደልትን ኣብ ሱዳን ዝነበረ ጂግና ብጻይ፥ ምቅንጻላ፥ ጀብሃ ኣቢ ታሪክ ዝገልጾ ወንጀል ፈጺማ አያ፥ ይኩን አምበር ኣብ ኣሪትራ ማንም፥ ውዱብ አየ ዝብል፥ ዝውንኖ ህዝብን መረትን ክነብሮ መሰል ይኩን ህጋዊ ዋንነት የብሉን፥ አንተኮነ ህግደፍ ይኩን፥ ጀብሃ መረት ኣሪትራ ካብ ሃደ ዉድብ ናላአሊ ክጸውር ኣይክአልን አዩ፥ ብዝብል ዝቡል፥ ኣብ ድቁርና መራህቲ ጀብሃ አዩ፥ አንተኮነ፥ አዞም ፈጸምቲ አከይ ተግባር ኣብ ዝሃለዉ ሃልዮም፥ ዝፈሰሰት፥ ደም ኣሪትራዊ ተሃተቲ ከምዝኮኑን፥ ደም ደቂ ሃገር ናብ ውሉድ ወልድኦም ክከፍልዎ ከምዝኮኑ፥ ክርድኡ ኣለዎም፥ አዚ ዝብሎ ዘለኩ፥ ኣብ ጀብሃ ዝነበሩ፥ ይኩን መአንቲ አዛ ሃገር በጃ ዝሃልፉ፥ ጀጋኑ ኣሪትራውያን ዘለኒ ኣክብሮት ወሰን የብለይን፥ ሃደ ካብኩሎም ድማ ምስ ብኣል ጂግና ወዲ ኮሮነል ኣብራሃምን፥ ንስካ ጂግና ፈዳይን ነበር ህድራይን ብጾትካን ክብሪ ይግባኣኩም፥
@mebrahtupawlosgebrezgei8392
@mebrahtupawlosgebrezgei8392 3 жыл бұрын
ውድብ ማለት እንታይ እዩ?ሕዝቢ ኤርትራ ብታሪኩ ዝፍለጥ ብናይ ገዛ ርእሱ አነባበብራ ዝተወደበን ዝተማሓደረን እዩ።ሰለምንታይ እዩ ውድበይ ውድብካ ዝብል ስነ ሓሳብ አብ ቃልሲ ተፈጢሩ??????
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 жыл бұрын
ምዓስ እዮም ጀብሃ ሰውራ ኤርትራ ካብ ሓደ ውድብ ንላዕሊ ክጸውር ኣይክእልን ኢሎም ኢልካ ክምለስ ዘለዎ ሕቶ እዪ ። ጀብሃ ኣብ ቀዳማይ ውድባዊ ጉባኤ ኣብ 71 እዪ " ኣብዚ ጉባኤ እዚ ፣ እቶም 1ይ ወገን ህዝባዊ ሓይልታትን' ዑበልን ዝብሃሉ ሰልፍታት እዚኦም ብብረት ክህረሙ ኣለዎም ጸረ ቃልሲ እዮም ተባሂሉ ተወሲኑ ። 1ይ ወገን ህዝባዊ ሓይልታት ብዓል ኢብራሂም ዓፋ ፣ ሳልሕ ጠጠው ፣ ሮሞዳን ፣ ዝነበርዎ ሰልፊ እዪ ። እቶም ሰልፊ ናጽነት ዝብሃሉ ዝነበሩ ብዓል ኢሰያስ ፣ ኣስመሮም ገ/ዝጊሄር ፣ ተወልደ እዮብ ፣ ሰለሙን ወልደማርያም፣ ዘለውዎ ሰልፊ ክ'ኣ እዚኦም ደቂ ከበሳ ተበዲሎም ስለ ዝኮኑ መፍለዪኦም ምክንያት ኣለዎም ኣብ መስርሕ ክንሰምር ኢና እቲ ሽግር ብዘተ ክፍታሕ እዪ ዝብል ውሳኒ ኣብቲ ጉባኤ ወጽዪ ። ብድሕሪ እዚ ጀብሃ ን 1ይ ወገን ህዝባዊ ሓይልታትን ዑበልን ክትሃጅሞም ጀሚራ ኣብ ከምዚ ኩነታት ሰልፊ ናጽነትን ህዝባዊ ሓይልታትን ክሰምሩ ኪኢሎም ። ዑበል ግን ኣይሰመረትን መራሒ ዑበል ኣቡጥያራ እዪ ነይሩ ፣ ድሓር ግን ጀብሃ ን ዑበል ምስ ኣጥቀዐታ ዳርጋ ተደምሲሶም እቶም ዝተረፋ ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ሰሚሮም ። ብድሕሪ እዚ ኣብ 2ይ ውድባዊ ጉባኤ 1975 እቲ ዝነበረ ሰውራ ኤርትራ ካብ ሓደ ውድብ ክጸውር ኣይክእልን ዝብል ተቀይሩ ን ህዝባዊ ሓይልታት ከም ሃገራዊ ምንቅስቃስ ክኣምኑሉ ኮይኑ ብልዝብ ክ'ኣ ክልቲኦም ውድባት ክሰምሩ ተወሲኑ ብከምዚ ጽቡቅ ይከዱ ኔሮም ከተማታት ኣብ ምሕራር ብሓደ ሰሪሖም ዕውት ስርሒት ኮይኑ ኣብ 78 ዳርጋ ኩሉ ኤርትራ ሓራ ወጽዪ ነይሩ ከምዚ ይመስል እቲ ታሪክ ።
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 Жыл бұрын
SUQ BELI HADAMIY Europe ZSEFRULIKA NBER GEXKA TRHAQ
@berekettesfai3604
@berekettesfai3604 4 ай бұрын
I I I am a very good person and I am a good person and CD
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
00:28
Nicocapone
Рет қаралды 9 МЛН
Каха и дочка
00:28
К-Media
Рет қаралды 3,4 МЛН
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 41 МЛН
መን እዩ ኢሰያስ-   ሓቐኛ ታሪኽ
43:06
Gize ግዜ Media
Рет қаралды 32 М.
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
00:28
Nicocapone
Рет қаралды 9 МЛН