"ምልክት ሃቡኒ" ኢያ 2፥12-13

  Рет қаралды 9,358

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Күн бұрын

Пікірлер: 89
@dfhf8186
@dfhf8186 2 ай бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃልህይወት የሰመዐልና ክብር መምህረይ✝️💒🕊🙏
@SofiaHh-le3lj
@SofiaHh-le3lj 2 ай бұрын
ቃል ህይወት ያስመዐልና ፅጋኡ ያብዘሓልኻ ክብር ሓውና ስልጣን ይቅር ለ እግዚአብሔር ይኹን
@ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ
@ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዕልና ናይ ቅዱስ ቃል ወንጌል ጥዕም እዩ ንዝጥብቅ ኣብሉ ዝክርበ ከንደይ ድንቅ እዩ ንራሃብ ዝማዊት ዝባርክ እግዚኣብሔር ይድሕነና ይሓልወና ኣምላኽና ብቅዱስ ወንገልካ ንኣምን ኣለና ኣድሕነና ናይ ብሓቂ ቃል ብርክት የስመዕልና ስልጣን ሓውና ኣነስ ብሓቂ ፍትወ እየ ዘብልካ ስለ ክርስቶስ ኣምላኽና ክናኣት ሃይማኖትካ ኣጀካ ብርትዕ ዓስብካ ካብ ስብ ኣይትርክቦይ ካብ ስማይ ጎይታና ኣምላኽና ልዕል ክብልካ እዩ ምክንያቱ ናይ ደቂ ስባት እልታዊ እዩ ዕልት ይውድሱካ ዕለት ደማ ይጻርሩካ እዮም እሞ ኣብ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዘተወክለ የለይ ዝሓፍር ዕድመካ 28 እካ ብዓይን ሓቂ,ንስካ ህጻን እካ ገና ኣምላኽ ኣብቱ ዘዕበየካ ክብር መስጋና ይኩኒ ማህጽን,ኣደካ ዝርእ ኣቦካ ቅዱስ እዩ ምክንያቱ ህጻን ብዙ ሕዚ ግዜ ድያቆናትን ካህናትን ክንድዙይ ኣይስብኩይ ዘለወ ክምዚ ሰለዝኮነ፡ እዩ ክሳብ ክዚ ክርስትያን ሃይማኖትና ዘይምፍላጥና ኣነስ ገር ዝሓዝን,ዘለኩ😢 ክሳብ ክዚ, ናይ ክርስትያን ሃይማኖትይ ዝይ መፍላጥይ ክዚ ስደት ምህርና ኣብ ቅድስት ሃግርና ዝይ ርክብናዮ ኣብ ዓዲ,ኣህዛብ ገና ተማህርና እግዚኣንሔር ኣምላኽ የመስገን ሰለ ኩሉ ነገር ስልጣን ሓውይ ሕደገት ደማ ዓብይ ዓስብ ኣለወ ኣብ ኣምላኽ 32መዝሙር ዳዊት ክምዚ ይብልና እቱ ሓጥያቱ ዝተሓደግሉስ ልግብ ዝበል ስብ ብጹኢ እዪ ይብልና ንብርክቱ እየ ሰለ ትምህርትካ ደስ ዝብልኒ እዩ ብዕደመን ብጥዕናን ኣምላኽ ይሓልውካ ስልጣን ሓውይ
@ምሰኩሉብፍቅሪ
@ምሰኩሉብፍቅሪ 2 ай бұрын
ኣስሰይይይይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና መምህር ሱልጣን ❤❤❤❤❤❤❤ ይቅርርር ንፈጣሪ ካዓ❤❤
@Ssss-k2u
@Ssss-k2u 2 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር መምህረና ድስ ክብልካ ጥዑም ትምህርቲ❤❤❤❤❤❤
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡር መምህርና ፀግኡ የብዘሓልካ ስልጣነይ 🙏♥️
@GhFg-i2z
@GhFg-i2z 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ስልጣን ሓውና እወ ኩሉ ይርዶኣናዩ ብውሽጢ ስለ ዛኣበይካ ኢካ ድማ በዚ ትመፅእ ዘለካ ስቅ ትበልካውን መልሰሉ ክብሉካ እዮም ብዝተረፈ ፀግኡ የብዘሐልካ❤❤❤
@mihretsolomon1696
@mihretsolomon1696 Ай бұрын
Kalehiwet yesmalna Amlak ybarka zihawey.
@اريامعبدالله-س3و
@اريامعبدالله-س3و 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰
@Dinan-m7w
@Dinan-m7w 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ሰልጣን ሓወይ ብሓቂ ትምህርቲካ ብጣሚየ ዝባረከሉ
@kidanetewelde2838
@kidanetewelde2838 2 ай бұрын
Amen Amen Amen qle hawet yesmalena amlak xega yebezhalaka
@ሰሉጓልድንግልማርያም
@ሰሉጓልድንግልማርያም 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወይ የስመዐልና መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ስልጣኑየ❤❤
@tigraweytieyegalzomjeganuz676
@tigraweytieyegalzomjeganuz676 2 ай бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmeana🙏
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 ай бұрын
እግዝአቢሄር ይኽበር ይመስገን ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስምዓልና አሜን ✝️🙏💟✝️🙏💟✝️🙏💟
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z 2 ай бұрын
ዋይ መምህረይ ስልጣን ሓወይ ንነብስካን ንህዝብካን ብዝሰበክኻዮ ኣዞም ዕንክልል ላበሉ. ጩቡጥ ዘይቡሉ ዘረባ ክዛረብ ዝዉዑሉ ሓቅ ተኸይና ቃል ብቃል ዘይ ዛረቡ😢 ሐዝስ ኣሕዝንኻን ናይ ሂወተይ ምንጪ እግዝኣብሀር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባሪክ ወዲነይ🎉
@medhini7477
@medhini7477 2 ай бұрын
ኣስይይይይ ድስ ክብል ቃል ህይወት ህይወት የስመዐልና መምህረይይይይይ❤❤❤❤❤
@Sara-m8w
@Sara-m8w 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዕልና ስልጣነይ❤❤
@TsegaTewelde-u4f
@TsegaTewelde-u4f 2 ай бұрын
Kal hiwet yesmealna memherna❤❤❤❤❤❤❤
@Hhhhhhb53
@Hhhhhhb53 2 ай бұрын
Amen kale hywet yesmalna tuum tmhrti❤❤❤❤
@ገኒየድንግልማርያምልጅ
@ገኒየድንግልማርያምልጅ 2 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዓልና ክቡር መምህረይ❤❤❤🎉🎉🎉
@brhankiros
@brhankiros 2 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ፀጉኡ የብዘሐልካ ሰልጣን ሓወይ ከምዚ ዳእ ጥዑም ትምህርቲ ማሃረና እምበር ቅድም ኢሉ ስ ተናዊፅና ነይርና ኢና ዋ ብጣዕሚ ደስ ይብል ለባም እዩ ዝሓድጎ ክሳብ ምስ ጊዜ ትራዳድኡ❤❤❤
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይ ወት ቃለበረከት የስምአልና
@BerheAmare
@BerheAmare 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡር ሓወይ ለሚ ዓንዲ ጽንዓት ዝኮነና ትምህርቲ ኢካ ምሂርካን ብጣዓሚ ደስ ዝብል ትምህርት ኢዩ ቀጽሎ
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 2 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና መምህር
@ሂዊጋልአሕፎሮም
@ሂዊጋልአሕፎሮም 2 ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ይኽበር እንካዕ ብስላም መፃኻ ኩቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና አሜን አሜን አሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️
@BiniamYemane-y9j
@BiniamYemane-y9j 2 ай бұрын
መምህረይ ናይ ብሓቂ ርሑቅ ኣይክከውንን ኢዩ ትምህርትካን ትሕትናካን ኣርኢካና፤፤
@MidoMiu
@MidoMiu 2 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤❤
@MerhawiZienawi
@MerhawiZienawi 2 ай бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna memhrna❤❤❤
@soligualagame
@soligualagame 2 ай бұрын
ኣሰይይይይይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስለቁዱስ ቃሉ ስም ኣምላክና እግዚአብሔር ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ደስስስ ክብል ሰብከት ስለዝማሃርካና እግዚአብሔር የክብረልና ስልጣነይ ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልካ🙏🙏🙏😍😍😍❤❤❤❤😍
@trhasmedhanie5521
@trhasmedhanie5521 2 ай бұрын
Kallahiwet yesmalna kbur memhray tsegueu ybzehelka🙏🙏🙏🙏🙏
@ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ
@ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ 2 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዝሕ መምህረይ❤
@muhurzgi4251
@muhurzgi4251 2 ай бұрын
Lomi nay behaki xbuk tmhrti kal hiwet yesmealna
@aaaabbb9044
@aaaabbb9044 2 ай бұрын
ፀጉኡ የብዘሐልካ ኩቡር መምህርና ❤🙏
@ambesajirtesheme980
@ambesajirtesheme980 2 ай бұрын
QALE HIWET YESMEALNA EGZIABHER SLTAN HAWNA ❤❤❤❤❤❤❤
@NateyHiyabey
@NateyHiyabey 2 ай бұрын
Amen Amen Amen nay bhaqi qal hiwet yesmealna siltan hawey teradadu👌🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@__-wj7zq
@__-wj7zq 2 ай бұрын
*_Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna memherey☺️😊_*
@MebrhitGebrhiwet-go7xb
@MebrhitGebrhiwet-go7xb 2 ай бұрын
Amen kale hiwet ysemana memhrey ❤❤❤
@zerihannestesfay8478
@zerihannestesfay8478 2 ай бұрын
ብጣሚ ጽብቕ እዚ መንፈሳዊ ኢዩ
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py 2 ай бұрын
ኣሰይ መምህረይ ቃለ ሂወት የስመዐና❤❤❤
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c 2 ай бұрын
ሰላም ስልጣን ሓወይ እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ብሩክ ሰንበተ ክርስትያን ይግበረልና ኣሕዋተይ❤😊
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ 2 ай бұрын
Amennn kale hiwet yesmalna hawna ❤
@ibrahimalsharif9013
@ibrahimalsharif9013 2 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kbur hawuna egzabiher tsegueu ybzehelka ❤❤❤❤❤
@AbielTesfay-p8g
@AbielTesfay-p8g 2 ай бұрын
ሓጎሰይ ምቁጽጻር ሲኢነ ስልጣን ሓወይ❤ካባኻ ዓቢ ትምርቲ ኢና ተማሂርና ትሕትና ንሱ ኢዩ ድሌትና ተፋቀሩ መሃሩና❤ሰይጣን ጋሕ ይበል ሕጂ😂
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 2 ай бұрын
ኣሜን😂ጋሕ ይበል ንዘልኣለም ኣሜን❤
@BiniamYemane-y9j
@BiniamYemane-y9j 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጋሕ ይበል ሓቅኪ
@soligualagame
@soligualagame 2 ай бұрын
ኣሜን ጋሕ ይበል ዝርደኦን ዝሰምዖን የለን እምበር ስልጣን ክራዳዳኡ ካብዝደሊ ነዊሕ ኢዩ
@legesedenesayteklehaymanot9128
@legesedenesayteklehaymanot9128 2 ай бұрын
Bhaki qale hiwet yesmealna kibr hawina egzeabhar amlak Sego yebzehalka
@kbromtesfay7100
@kbromtesfay7100 2 ай бұрын
ሰላም እግዚኣብሄር ምስ ኩልና ይኩን ኣነ ክብለካ ደልየ ዘለኩ ሕልና ንእሽቶ ኣምላክ እዩ እሞ ብሕጽር ዝበለ ንሕልናካ ስምዓዮ ! ልዕሊ ሰዓብትካን ደገፍትካን ሕልና ብዘየወላዉል እቲ ቕኑዕ ክመርሓካ እዩ፡ እግዚኣብሄር ኣምላክ እሳተ ሂወት ይልኣከልና፡፡
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ 2 ай бұрын
_እግዚአብሔር ይመሥገን እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ረቡኒ💐💜_
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 2 ай бұрын
❤❤❤🙏
@yafetyaf-I
@yafetyaf-I 2 ай бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ ዝነኣድ እዩ ❤❤❤
@SadsLscy
@SadsLscy 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@bereketbere4809
@bereketbere4809 2 ай бұрын
Qal hiwet yesmalna sltan hawna ❤ahwat habirom knebru des zeblu❤azi azi ab meatewi ztezarbkayo toam zereba eu mo bfkri anda teredadakum meharuna please 🙏🏼 👏👍💐⛪️
@tgrayadey-j1x
@tgrayadey-j1x 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና👏🥰
@פייבןגאיים
@פייבןגאיים 2 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 2 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና❤
@HaytAs-v7w
@HaytAs-v7w 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@Mhretabkdusan
@Mhretabkdusan 2 ай бұрын
Kale hiwet yesmalna❤❤❤
@ኣቤጓልማርያምፅዮን
@ኣቤጓልማርያምፅዮን 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ዛፉጓልክርስቶስ
@ዛፉጓልክርስቶስ 2 ай бұрын
ስልጣነይ ፀጉኡ የብዘሐልካ✅🥰🥰🥰🥰
@HabtomFishale
@HabtomFishale 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ሓውና ሓውና በጃኩም ኣነ ኣነ ኣይትበሉ ብዉሽጢ ተዛራረቡ ኣነ ኣነ ምባል ናይ ቤተ ክርስትያንና ስርዓት ኣይኮነን
@alemdesta454
@alemdesta454 2 ай бұрын
ኩሎኩም ስለ ፍቅሪ እግዚአቢሔር ክሳብ ዝኮንኩም አምላከ ቅዱሳን ናብ ሓድነቱ የምጽእኩም አሜን🤲🥰😢
@RShaN-kiki
@RShaN-kiki 2 ай бұрын
ፅቡቅ ገበርካ መምህረይ በዓል ሕልና ቃለ ህይወት የስምዐልና 🙏♥️♥️♥️
@Godolyas657
@Godolyas657 2 ай бұрын
ክቡር ሰብ ኢካ የቀንየለና ዓቢ ሰብ ከምዚ እዩ መንፈሳውነት ❤❤❤❤❤
@nigistitekle3519
@nigistitekle3519 2 ай бұрын
Qale hiwet yesmalna sultan hawnan memhrnan n ykreta zetgbez mkanka azyu des zbln zmsgenn u. Orthodox tewahdo habira deqa ternifa ktgaaz amber ab mongo mflaly keyhlwa wetru n Amlak nxeli. Sle thtnaka azye yemesgneka xegau yebzhalka ab hzbka zeleka fqrn kbrtn u zgelx.
@elifreentertainment
@elifreentertainment 2 ай бұрын
መምህር ስልጣን፡ ኣምላኽ ጸጋኡ የብዛሓልካ። ኣብታ "ካብ ሎሚ ንደሓር ምስ መርጌታ ኣማኑኤል ዝገብሮ ዝነበርኩ ምልልስ ንዓኹም ክብል ገዲፈዮ ኣለኹ" ዝብ ዝበልካዮ ብወገነይ ዝድግፎን ዝቃወሞም ሓሳብ ኣለኒ። እቲ ዝድግፎ፡ ኣብቲ እትገብሩዎ ምልልስ ኣብ ሓሳብ እምበር ኣብ ሕድሕድ ንሓድሕድ ዘነኣእስ ብዘይኮነ ቃል ስለ ዘይትገብሩዎ፡ ነዚ እንተ ኣቋረጽኩሞ ይድግፎ እየ። ኣብቲ ዝግበር ናይ ጌጋ ምትእርራም ግን ግድን ክቕጽል ኣለዎ። ምኽንያቱ ኣገልግሎትኩም ቃል ኣምላኽ ስለ ዝኾነ፡ ምእመናን ከኣ ነቲ ቅኑዕ ሰሚዖም በቲ ቅኑዕ መገዲ ክጓዓዙ ስለ ዘለዎም እቲ ምብኅኃል ክቕጽል ኣገዳሲ እዩ። እሞ ነቲ ጌጋዶ ተቐቢልናዮ ንኺድ፧ ኣእዛን ምእመናን ጫውጫውታ በዚሑወን ኢልካዶ ቃል ኣምላኽ ብጌጋ እናተሰብከ ስቕ ይሓይሽ ኮይኑ፧ መልሲ ንዓኻ ይምልከት። ሰላም ኣምላኽ ንዓኻን ንቤትካን ይኹን
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 2 ай бұрын
ምስ ሓሳብካ /ኪይስማዕማዕ እየ
@LuwamHabteab
@LuwamHabteab 2 ай бұрын
Qale hiwet yesmelen haw seltene Kulu tgebro b mestir Ajokum.
@HarfeyaHayle-dv7qh
@HarfeyaHayle-dv7qh 2 ай бұрын
🙏🙏✝️✝️🙏🙏💚
@merhawitkeleta5905
@merhawitkeleta5905 2 ай бұрын
ኣጆካ ክቡር መምህርና ንኣካ ይህሸካ ይቅርታ ከኣ ናይ ለባም ሰብ እዩ እሞ ኣምላክ ኣይነ ልቦናና ይክፈተልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@aleneykealo7234
@aleneykealo7234 2 ай бұрын
selam m/m siltan tsibuk lomi tsibuk gerka = kab selam zeyhib kitie wal hanti tikmi yelen = silezi = dew mibalka = bitaemi tsibuk = GOD BLEES YOU KULU GIZE = nab simimie zemitsie godni tirah eyu kithiz zeleka
@hagosmeasho3569
@hagosmeasho3569 2 ай бұрын
ይቕረ ወይ ስቕ ምባል ጽቡቕ ኢዩ። ምልልስ ግን ጽቡቅ ኣይኮነን እዚኣ ግና ነብሰ ምልዓል ኮይኑ ምምልላስ በዚሑ
@BinyamOkbazgi-gj3yt
@BinyamOkbazgi-gj3yt 2 ай бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ሓወይ ስልጣን ከምዚ እንተ ጌርካ ከኣ ዝበለጸ እቲ ጉድኣቱ ህዝቢ እምበር ንስኹም ባዕልኹም ኣለኹሞ እቲ ኣብ መንፈሳዊ ሂወት ጽቡቕ ርድኢት ዘይብሉ ግን ኣብ ክንዲ ቃል ኣምላኽ ምክርኻር ክሰምዕ ከሎ ሕማቅ ትምህርቲ ስለ ዝኮነ ነቲ ዝተፈጠ ክርክር ብፍቅርን ብትሕትናን ኣብ ሓደ ማዕልቦ ከተብጽሕዎ ድማ ልዑል እግዚኣብሂር ብጸግኡ ይደግፍኩም ።
@Nebirm
@Nebirm 2 ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ክቡር መምህር፡ እወ ንስኻ ትሓይሽ እሞ እንተገደፍካዮ ይሓይሽ ካብ ኣብ ህልኽ ምእታው፡ ኣነ ዝብል ሰብ ክዕወት ኣይክእልን ኢዩ፡ መርጌታ ከኣ ብልቦናኻ ተማሪኹ ካብ ዘለዎ ትዕቢት ከምዝወጽእ ርግጸኛ ኢየ።
@1234fssalu
@1234fssalu 2 ай бұрын
Good job bro may God bless you
@LindaGirmay-i3v
@LindaGirmay-i3v 2 ай бұрын
Qal hiwet yesmealna memherna .degim degagim hto keqreblka iye ab zehalf Hatite gn melsi ayrekbkun hji wen hanti gual anesteyti ketmunkus wey ketbhet entdeyla entay ketgeber alwa.kem fqad amlak kexebe iye
@ጽቡቅኣሎበልዋነደይ
@ጽቡቅኣሎበልዋነደይ 2 ай бұрын
መርሓባ ዝሓፍተይ ንዓበይቲ መምሃራን እንተ ትሓቲ ጽቡቅ ኒሩ ማለት ተመክሮ ደለዎም ኣቦታትት ሓጋዚ ምክሪ ምረከብኪ
@TomasMehari-c9g
@TomasMehari-c9g 2 ай бұрын
Selam seltan hawey ane gn zkone haseba aleni kab ab masmedia wexika mzrab bwshti ms megabie hadis entetrakebu des yblen coz ezi wela neti menafqan ahwatna bota mhab koynu ysmani bwshti terakibkum gn ezi kemzi iyu ezi enabelkum entetzarebu des mebeleni..xelot emebietachn ms kulatna ykun..
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 2 ай бұрын
ተመስገን❤ፈጣሪ❤ከምዙይ ኢና ደሊና❤ሓንትን ቅድስትን እምነትና❤ብሓደ ኣስተምህሮ❤ተሓጋጊዝኩም❤መሃሩና❤ቃለ❤ህይወት❤የስመዐልና❤ፈጣሪ❤ኩሉ ኣለም❤ሰላም❤ንመላእ❤ዓለም❤የዉርድ❤ንዘልኣለም❤ኣሜን❤❤
@User-e1p8c
@User-e1p8c 2 ай бұрын
Ezi eyu eti mistir etom diakonat zireayuwo “hiruch gerka hinbasha misrah kem siga kirstos mmsal, weyni gerka dima kem dem kirstos mimsal. Kab betelhem tesekimkayo nab wshti bete mekdes tiatu Kal awad enda dewelka. Abti wshti betemekdes enda kolelka ab seleste tizewir/ triangle tikewim kitkdis keleka.
@Samuel-tl6ut
@Samuel-tl6ut 2 ай бұрын
እዚ ናይ ለባማት ዘረባ እዩ። ምክንያቱ ሰብ፡ ንስኩም ብምክታዕኩም ሰብ ይጠፍእ እምበር ሰብ ኣይረብሕን እዩ ከምቲ ኣቀዲመ ኣብ ዝሓለፈ ዝበልኩካ። እዚ ሕጂ ዝብልካዮ ዘረባ ግና ቆንጆ እዩ። ስለዚ ካብዚ ሓሊፍኩም ብሰላም እንተ ትጽዕሩ ኣገዳሲ እዩ።
@rufta25
@rufta25 2 ай бұрын
Nskum ktkasesu kndey seb tetfiu kem zelekum fletu kabakum seb tay eu kimehar medhanie alem mhretu yleakelna ember seb bbzuh mkniyat ytefie alo nskum kea zehezn eu tay kngebr ezi hzbi yedengxeka gasa zeyblu megase koynu .
@ኣቤጓልማርያምፅዮን
@ኣቤጓልማርያምፅዮን Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GolWejerat
@GolWejerat 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@goggo5414
@goggo5414 2 ай бұрын
💒✝️🙏🙏🙏🙏
መጻሕፍትና ንፍለጥ
32:21
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 3,6 М.
ህጹጽ መልእኽቲ ናብ ኩሉ ( ሰሚዕኹም ሼር በልዎ)
20:57
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 9 М.
А я думаю что за звук такой знакомый? 😂😂😂
00:15
Денис Кукояка
Рет қаралды 5 МЛН
Why no RONALDO?! 🤔⚽️
00:28
Celine Dept
Рет қаралды 95 МЛН
One day.. 🙌
00:33
Celine Dept
Рет қаралды 56 МЛН
ገድሊ ቅዱሳን 12 ሓዋርያት 1ይ ክፋል ብመርጌታ መሓሪ
36:50
🛑 || አጥብቀህ ልብህን ጠብቅ | እጅግ ድንቅ ትምህርት በርእሰ ሊቃውንት አባ ገብረኪዳን ግርማ  Aba Gebrekidan New Sibket  2024 #viral
1:51:18
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 845 М.
ኦርቶዶክስ ኮይኑ ዘይሰምዕ ከይህሉ! ንንቃሕ ንበራበር ንተንስእ
46:22
ግድን ክንሰምዖ ዝግባእ!
23:11
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 7 М.
А я думаю что за звук такой знакомый? 😂😂😂
00:15
Денис Кукояка
Рет қаралды 5 МЛН