ካልኣይ መዓልቲ ሰላማዊ ሰልፊ

  Рет қаралды 3,441

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

Күн бұрын

Пікірлер: 43
@fthi3585
@fthi3585 15 сағат бұрын
ምስኻ ኹም ይውረደሉ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ 😢😢😢😢😢😢😢😢
@ህያብ
@ህያብ 15 сағат бұрын
እህህህ ህዝበይ😢💔
@alemdesta4923
@alemdesta4923 4 сағат бұрын
መድሃኒኣለም ይስማዕኹም!!! ይጠብርኩም!!! ይኽሓስኩም!!! ኣሜን!!!
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 15 сағат бұрын
እህህ ህዝበይ እግዚአብሔር ንብዓትካ ይሓብሶ 😥TDF በጃኹም ሕጂ ኢኹም ተድልይዎ ህዝብኹም ፍረ ቃልስኩም ንህዝቢ ትኮይኑ ዝኾነ ነገር ግበሩ ሕጂ ዋይ ጨንቁና እኮ 😥🙏
@AlemkaHSay-t9d
@AlemkaHSay-t9d 8 сағат бұрын
👍❤❤
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 14 сағат бұрын
አጆካ ሕዝበይ አብ ጎንኹም ኢና እወ ይአክል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FasilYohannes-l8b
@FasilYohannes-l8b 16 сағат бұрын
ተጋሩ ሃይሉኩም አበርቲኩ ምስ ,TDFኮይኑኩ ሃይሊ ጆኖሳድ ስጉምቲ ውሰዱ ።
@ጋልትግራይ-ቨ2
@ጋልትግራይ-ቨ2 17 сағат бұрын
ኣሕሕሕሕ ህዝብና እዝ ደኡ እድኻ 💔😭😭💔💔💔
@tamutafu528
@tamutafu528 14 сағат бұрын
YEAKELE. YEAKELE. YEAKELE. YEAKELE. YEAKELE. NE. ABE. 🇸🇩 SUDAN. ZELEWO. TEMEZABELETENA. YEAKELE. 💯 💯 💯 💯
@mezgebedesta2938
@mezgebedesta2938 16 сағат бұрын
Raise you right hand✊🏼✊🏼
@meharikahsay5916
@meharikahsay5916 14 сағат бұрын
ብብኽያትን ቁዘማን ዝምለስ መሬት የለን ። መንእሰይ ትግራይ ክሕርን ይግብኦ ። ብስም ሰላምን ውዕል ፕሪቶርያን መዝሙር ምዝማር ሰማዒ ኣይረክብን ። ኣካይዳ ጋንዲ ኣብ ትግራይ ኣይሰርሕን ። ብሓይሊ ዝተወስደ መሬት ብሓይሊ ጥራይ'ዩ ዝምለስ ።
@noahdray3565
@noahdray3565 11 сағат бұрын
አየኹም ጀጋኑና ቐፅሉ ከምዚ ዝበሉ ጀጋኑ ኢና ስኢና ነይርና ።ትክክል ዝኾነ አካይዳ እዩ በርትዑ።
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 16 сағат бұрын
እህህህህ😢😢😢😢😢💔
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 16 сағат бұрын
ድምፂ ህዝቢ ይሰማዕ ወይ ክስማዕ እዩ ኢሎም ናብ ሓዊ ዝጠቅጠቁና መራሕትና ለካ ንወንበሮም እዩ ነይሩ ሐዚ ድኣ ከመይ ኢሉ ድምፂ ህዝቦም ምስማዕ ኣብይዎም😭💔
@SurprisedChurros-df2pi
@SurprisedChurros-df2pi 14 сағат бұрын
ዘሕዝን ታሪካዊ ፈፃመ ዝኩሉ ዋጋ ዝተካፈለ ሕዝብና ከይነብዕ ነይሩ ግን መራሕቲ ሕዝቢ ትግራይ ባሃልቲ ተንብዕዎ አለኩም መንእሰይና ናበተንኩም መሬትና ብዘዴ ተሸጥዎ አለኩም ሐፍቲ ሕዝቢ ትግራይ ተዝርፍዎን ተዝርፍዎን አለኩም አብታራኪ መዝገብ ፀሊም ጠባሳ ተመዝግቡ አለኩም ደጋጋጊምኩም ሕዝብና አንቢዕኩምዎ ,,,,,,
@KIDANEMARIAMGard
@KIDANEMARIAMGard 17 сағат бұрын
ጌታቸውን ፃድቃን ጉጅልኡን ዲሞክራሲ ሪፎርም ካውንስል እንዳበሉ ስቃይ ህዝበይ ክነውህ ክፀንት ዝገበርዎ ወንጀል ይአክል ውሩዱ ይይብሀሉ::
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 16 сағат бұрын
ኩሎም ሓደ ኣብዚ ፃድቅ ፃድቅ ምፅዋት ኣየድልን ግዚያዊ መንግስቲ ይኩን ሕውሓት እዮም ጠንቂ😢
@AmirAmir-w9h3z
@AmirAmir-w9h3z 15 сағат бұрын
በርቱ እነዛ ለነሱ ሲሉ የተሰውት ህፃናትን ሊያስታውሱ ያልፈለጉ አመራሮችን አባርሩ እግዚአብሔር ከናንተ ጋር ይሁን።
@tamutafu528
@tamutafu528 14 сағат бұрын
YEAKELE. YEAKELE. YEAKELE. YEAKELE. YEAKELE. YEAKELE. YEAKELE. HIZEBEYE.
@aksum-b9b
@aksum-b9b 13 сағат бұрын
ናይዚ ኩሉ ስቃይ ህዝቢ ተጠያቂ ሀደ ሰብ ኢዩ። ንሱ እውን ጻድቃን ኢዩ። ሀደ ሰብ ጻድቅን ህጋዊ መንግስቲ ትግራይ ብይ ውልቁ ስለዘፍረሶ ኢዩ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ዝሳቀ ዘሎ ። ስለዚ መፍትሂ፤ 1። ኢ ህጋዊ መስለነ ፤ መስመጥ ፤መህብኢ ባንዳታት ግምት ይፍረስ 2። ህጋዊ መንግስቲ ብይ ሕጹጽ ናብ መንበሩ ምስ ኩሉ መሀውሩ ይመለስ ብይ ሕጹጽ 3። ደብረጽዮን ይቀየር 4። ጻድቃን ብይ ህዝቢ ትግራይ ተታሂዙ አብ ቅድሚ ህዝቢ ትግራይ ንይ ቁልቁል አፎኡ ተደፊኡ ይስቀል ብይ ገመን ክህደት። ስዳቅን ክስቀል ይግባእ። ናይዚ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ስቃይ ሀደ ውልቀ ሰብ ጻድቃን ጥራይ እዩ ተሀታቲ። ግምት 100% ተይፍረሰ ፤ ህጋዊ መንግስቲ ተይተመለስ ጸገም ትግራይ ፌጺሙ አይፍታህን። ጻድቃን አብ ቅድሚ ህዝቢ ትግራይ ይሰቀል ፤ይተሀንቅ ግምት ብይ ሕጹጽ ይፍረስ። ግምት ምፍራስ ኩሉ ጸገም ይፈትህ ህዝቢ ትግራይ ሃራ ይውጽእ አብ ደገ ዘለና ክንስርህ እይከአልናን ብስንኪ አረጊት ከይሲ ስይጣን ጻድቃን። ካብ ዓቢይ አህመድ፤ ካብ ኢሳያስ ፤ ካብ ኩሎም ጸልእቲ ትግራይ እትይ ዝከፍአ ጸላኢ ባንዳ፤ ከህዲ፤ ይሁዳ፤ ጴጥሮስ ጻድቃን እዩ። ስለዚ ግምት እንተይፍረሰ ፤ ጻድቃን ተይተሰቀለ ዝፍታህ ጸገም ትግራይ የለን። ንይ ጻድቃን ስቃይ ህዝቢ ትግራይ ሀጎሱ ኢዩ። ግምት ይፍረስ ጻድቃን ይስቀል
@tamutafu528
@tamutafu528 14 сағат бұрын
BEKA. BEKA. BEKA. BEKA. BEKA. BEKA !!!!!!!!!!!!!
@May-vt1jq
@May-vt1jq 15 сағат бұрын
ብቢክያት ዝመፅእ መሰል የለን
@noahdray3565
@noahdray3565 12 сағат бұрын
ተመዛበልቲ ጥራሕ ዘይኮነስ ሙሉእ ትግራይ ክወፅእ አለዎ። የአክል ክንብሎም አለና ።ህዝቢ ትግራይ ክንዲ ጭራፍ ፅፍሪ ስለ ዘይሪእዎ እዮም። ንንባዕሎም ንመንበር ዝባልዑ ዘለዉ።ናብ መቀለ ምስአተዉ እዮም ናብ ሓንቲ መኹባዕቲ አትዮም እዚ ኹሉ መክራ ህዝቢ ረሲዖም ናብዚ ዝኒሀናዮም አብፂሖምና። ሙሉእ ህዝቢ ትግራይ የአክል ንበሎም የአክል ፣የአክል ንድሕረት የአክል ንድንቁርና የአክል.........
@tamutafu528
@tamutafu528 15 сағат бұрын
Ere. Hizebe. TIGERAY. Bejakatekume. Kulena. Nelaele. Hizebena. Eko. Eyome. Ere. Sele. Ezegabehere. Wetsu. YEAKELE. YEAKELE. YEAKELE. YEAKELE. NEBELE. DEASEBORA. AHEWATE. EWENE. YEAKELE. NEBELE. . JUSTICE FOR TIGERAY JUSTICE FOR. TEMEZABELETE. AHEWATENA. YEAKELE. YEAKLE. AHEWATE. AYENECHEKAKE. AYENECHEKAKENE. YEAKELE. YEAKELE.
@FantaneshAbera-w2e
@FantaneshAbera-w2e 16 сағат бұрын
the IDP tagaru has suffered enough they need to return to their home win now.
@bererahwaesu3179
@bererahwaesu3179 15 сағат бұрын
እዚ ህዝቢ ስነ ልቦንኡ ሰሪቖም ንቡር ከይሓስብ ጌረሞ የደንግጸካ ።ምዕራብ ዘይከድኩ የጉርዕ ግን መቦቆልካ ካበይ ኢልካ ሓቲትካዮ ኣይምልስን ፡ሕጂ ውን ድፍኢት ውሑዳት እንታይ ክወልድ ዩ ጽባሕ ሳዕቤኑ ንኸይርዳእ ይስራሕ ።ጠንቂ እታ ኣብ ውሽጦም ማለሊት ሓኒቃ እንዳቐተሎቶም ምለሱና ክብሉ ትዕዘብ።መን ናበይ ክመልሶም ዝምልስ ግን የለን ።
@HussenAli-n8y
@HussenAli-n8y 16 сағат бұрын
እቶም ዘብኸዩና ኽበኽዩ 'ዮም አጆና ሰዓታ በፂሓ አላ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 16 сағат бұрын
ግን መዓዝ😢
@tamutafu528
@tamutafu528 14 сағат бұрын
HUMERA. TIGERAY. EYA, WELEKAYETE. TIGERAY EYA, ZALANEBESA. TIGERAY. EYA.SEKAYE. HIZEBENA. YESEMAE. HIZEBENA. YESEMAE. ADE. SEWETE. TESEMAE. !!!!!!!!!!!!!!
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 Сағат бұрын
ካሊፎርንያ፡ መቓዲሾን ካርቱምን ትግራይ ኢየን።
@tamutafu528
@tamutafu528 14 сағат бұрын
HUMERA. WELEKAYETE. ZALAMEBESA. EROBE,MEREBETU. MELESULENA. HIZEBENA. YEAKELE!!!!!!!!!!!
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 Сағат бұрын
ካሊፎርንያ ካይሮን ኒውዮርክን ምለሱልና።
@tamutafu528
@tamutafu528 14 сағат бұрын
HANETE. TIGERAY. HANETE. TIGERAY. HANETE. ADE. HANETE. TIGERAY ✌️
@tamutafu528
@tamutafu528 14 сағат бұрын
KABE. SELETANE. YEWEREDU.YEAKELE. YEAKELE. YEAKELE. YEAKELE YEAKELE.
@Rorra22Teddivo
@Rorra22Teddivo 15 сағат бұрын
Malqes waga yelewem ,Hewehat yemibal parti meqber becha ena becha new meft,hew.
@tamutafu528
@tamutafu528 14 сағат бұрын
HEZEBENA. HEZEBE. EROBE. HEZEBENA. ZALABESA. HIZEBENA. HIZEBE. SHEKETE !!!!!!!!!!!
@Gere-tt7dx
@Gere-tt7dx 14 сағат бұрын
የአክል
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 15 сағат бұрын
😂😂😂 ይኣክል ኣብ ትግራይ ተጀሚራ ኣብ ትግራይ ክትቅበር ኢያ😂😂😂 ዑሱባት ባዳታት ዓሲባ ኣንጻር ኣቦታትን ኣዴታትን ኤርትራ ዘውረድክሞ ገበን መን ይርስዖ ዘክርዎ እባ ኣብ ኢስራኤል 11 መንእሰይ ዝሳኣና ብየሕዋትኩም ምትህብባር ኢዩ ሕጂ እው ባድመ ትብሉ ኣለኹም ውዕል ኣልጀርስ ኣይቅበል ኢልካ ውዕል ፕሪቴርያ ይተግበር ክትብሉ ኣሙሱሉታት ኢኹም ብሓቂ።
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 16 сағат бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ውዕል ኣልጀርት ይተግበር ክንብል ከለና ህዝብና ዝተመዛበለ ይመለስ ክንበል ከለና ህውሓት ተባጭወልና ኔራ ሰላም የውርደልካ ህዝቢ ትግራይ ግን ሕጂ እውን ብሕጊ ተገዝኡ ከምታ ውዕል ፕሪቴርያ ይተግበር ትብልዎ ውዕል ኣልጀርስ እውን ተቀበሉ ትዝክርዎ ዶ ባድመ ትዓቢ ካብ ኤርትራ ክትብሉ? ትዝክሩ ዶ ኤሮብ ትዓቢ ካብ ኤርትራ ክትብሉ ወረ ብሕሰም መንእሰይ ኤርትራ ትላገጹ ኔርኩም ዶምክራሲ ስለ ዘየብላ ኤርትራ ትብሉ ኔርኩም እሞ ሕጂ ክልል ትግራይ ዶምክራሲ ስለ ዘየለ ድ?
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 Сағат бұрын
ኣትላንታ ቶሮንቶን ጀርመንን ቀደም ብራእሲ ኣሉላ ይመሓደራ ስለዝነበራ ናብ ትግራይ ምለሱወን። TDF ብቃልሱ ናብ ትግራይና ክመልሰን ኣለዎ። ትግራይ ትዕወት!!!
@husenkubie5840
@husenkubie5840 15 сағат бұрын
ሓሳዊ
@Tewelde-b8n
@Tewelde-b8n 16 сағат бұрын
ኛ ኛ ኛ ኝሕና መንግስቲ እኘኛ ክክክክ በከይቲ ሐሶትን ብኽያትን ገጽኩም ትርሐቕ
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН
So Cute 🥰 who is better?
00:15
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН
13 January 2025
30:25
ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔት ዎርክ= Way of Light Media Network
Рет қаралды 7 М.
ረዚን መልእኽቲ ዝተመሓላለፈሉ መድረኽ - #ይኣክል #ላዛትግርኛ
17:21