"ካብ 1977 ዓ/ም ጀሚረ ባዕለይ ይሓርስ ኣለኹ!!" - ጓል 75 ዓመት ኣደይ ማና

  Рет қаралды 149,646

Wushatena Media - ውሻጠና

Wushatena Media - ውሻጠና

Күн бұрын

Пікірлер: 519
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Жыл бұрын
መምህረይ ኣነስ ቃላት ስኢነልካ ንዓኻ ዝገልፅ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና ❤️🙏
@elsaniraya6745
@elsaniraya6745 Жыл бұрын
Me too people send me His telephone number thank you 🙏
@motherland1510
@motherland1510 Жыл бұрын
ኣነ ኤርትራዊ እየ! ኩሉ ንጥፈታት እተካይዶ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዘብል. ዓስብኻ ካብ ኣምላኽ ርኸቦ 🙏🙏🙏
@abrhaleydrar3529
@abrhaleydrar3529 Жыл бұрын
edanake atuyka ata schabya bsekkum eyen adetatna kemzi koynen schabyan Ertrawnetn keyetfana dkas yelon Ertrawyan lementi
@ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ
@ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ Жыл бұрын
@@abrhaleydrar3529 ዋይ ኣነ ሓወይ ጽቡቅ እንተተመነየስ እንታይ ጸገም ኣለዎ ። ከተጥፍእ ክትብል ከይትጠፍእ ተጠንቀቅ ፡ ከነጥፍኣኩም ኢና ትብሉ ፡ ምስ ተደሰቅኩም ክኣ ኡይይይ ትብሉ። ሰላም ግበር ስቅ ኢልካ።
@rit6091
@rit6091 Жыл бұрын
@@abrhaleydrar3529 ab 1977 eyen jemireneo malet ab zebene weyane!! Suk elika seb aytebaes!! Mihret yewurdelka!!
@motherland1510
@motherland1510 Жыл бұрын
@@abrhaleydrar3529 ዋላ ነቲ ስራሕ ኣምላኽ ዲኹም ምስ ሻዕብያ ትሓስብዎ? ኣይትጋገ. ሓውና!
@tdftdf5811
@tdftdf5811 Жыл бұрын
​@@motherland1510ሰላም ክንዲ ዝበልካ ድዩ ዝኹላ ጸርፊ🤔
@tsegaykidane2110
@tsegaykidane2110 Жыл бұрын
ብዙሕ ኢዩ ምንባር ማለት !😭ንሕና ኩሉ ከለና ነማርር:መምህር ሙሉ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏ሓፍትና ሳራ ኪዳነ ኣምላክ ዘውጽኣክዮ ይተክኣልኪ🙏❤
@dawitmedhane7050
@dawitmedhane7050 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ከብድካ ዝበልዓ ኣደ ።ዝሃብኪ ሓፍትና ከኣ ዘይውዳእ ይሃብኪ ዓስብኪ ካብ ኣምላክ ርከብዮ። ስለዚ ፖለቲካ ኣይጠቅመናንዪ ፥ ከምዚ ዓይነት ሰናይ ተግባታት እግዚኣብሄ ዝፈትዎ ንሳተፍ ፥
@እግዝአብሔርእረኛዬነውድን
@እግዝአብሔርእረኛዬነውድን Жыл бұрын
ተጋሩስ ናደርጊ ጠባሳ ከይ ሓወይ ሻዕብያ መፂኡና ናሻዕብያ በሰላ ከየሕወና ናብልፅግና እዋይ ብሰንኪ ደርጊ እዮም ናብ ሱዳን ተሰዲዶም በዓልገዝአን እዚ ከይሓለፈ ክንደይ ከምዚ ሓድሽ ሂወት ገጢሙ ኣሎ አብ ትግራይ ፈጣሪ አክእሉክን አደዋይ ጥንካረክን ገሪሙኒ መምህር ሙሉዋይ ንዓካ ቃላት የብለይን ንሓገዝቲ አሕዋትና ፈጣሪ ገንዘብኩም ይባርክ
@tirhasadane8906
@tirhasadane8906 Жыл бұрын
እንተሂብካሰ ዘይኮአል ዘየለ ሓፂን አዶ ናይ ባሓቂ መዘና አልቦ!!🙏💔😥 እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ያዓድለልና መምህርና ብራሃን ውፁዕ ህዝብና!!🙏💙
@ኣነእየ-ቐ5ኰ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ Жыл бұрын
ኣደይ መዓረይ ሸከም በዚሕክን። ኹሊና ተጋሩ ኣደና ንሓግዘን። Thank you❤
@solomongebrekristos3370
@solomongebrekristos3370 Жыл бұрын
መምህር ሙሉ ሰብ ሕልና ዝምስገን ስራሕ ኢዩ። ፈጣሪ ንወሓባይን ንኣብፃሒን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናንን ኣብዚሑ ይሓብኹም። 🙏🙏🙏
@mhretgebru8657
@mhretgebru8657 Жыл бұрын
Meryam Ayrefeda ms weda msakn tkun 🙏 🙏 🙏.
@Yonas-21
@Yonas-21 Жыл бұрын
ዕድመ ይሃብካ መምህር ብጣዕሚ ከቢድ ፀገም ኢኻ ኣቃሊልካ ቀፅለሉ ውዕለታኻ ፈጣሪ ይኸፈልካ
@michaeltedla7034
@michaeltedla7034 Жыл бұрын
እዘን ኣደይ ማና ሓያል ሓርበኛ እየን እግዚኣቢሄር ጥዕና ዪሃበን ስልኪ ቁጽሪ ጻሓፈለይ እሞ ኣነውን ዓቕመይ ክሕግዝ መምህር ትጽዕሮ ዘለኻ ንሱኡናት ብኣምላኽ ተፈድዮ ብደቅኻ ተሓጎስ።
@MikiMiki-fw2hq
@MikiMiki-fw2hq Жыл бұрын
ዘገርም እዩ ኸምዚ ኣይተራየን ኣቤት ትብዓት ኣደ ኣምላኽ ብኽሉ ነገር ይሓልኪ ዓደይ ምዓረይ 😢v
@KisanetBrhane-f3e
@KisanetBrhane-f3e Жыл бұрын
መዳረግቲ ኣልቦ ዝኮና ሰበይቲ አየን የጽናየን ኣምላከን ዝሃበን ኪለን ዝከዳ ጠካረ ኣደ ናይ ብሃቂ ኣምላክ ይሃግዝክን ምህረት የውርደሎም ይካሎ ዘይሳኖ ፈታሪ ኩሉ ኣለም
@hfhf526
@hfhf526 Жыл бұрын
አደደ አዶ ፀዋርት ኹሉ ጀግና መዘና ዘደብላ አደ ጰብድኻ ደበልዕ አደዋደ ❤️❤️❤️💔💔💔😥😥😥😥
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉❤❤
@IdiAmanxaxa-no1og
@IdiAmanxaxa-no1og Жыл бұрын
Good grand mother farmers good videos Documents I Love to watch I will support this video 📸📷 good 💯💯💯 share ❣️❣️❣️ Tigarya grand mother farmers market is good I Love it's good videos I vote 👍👍👍 for this strong grand mother farmers Tigarya mother video
@IdiAmanxaxa-no1og
@IdiAmanxaxa-no1og Жыл бұрын
I Love this video Tigarya mother farmers we called Tigarya mother farmers market we support this video I am Oromo I support Tigarya grand mothers ILove this
@IdiAmanxaxa-no1og
@IdiAmanxaxa-no1og Жыл бұрын
Thanks to Help Tigarya mother farmers strong Not like Fanoo black 🖤🐈‍⬛ nazii Finxalelye killer instinct people killer
@AlenAlen-jh3rh
@AlenAlen-jh3rh Жыл бұрын
የኔናት ስታዛዝን ለልጆች ጤና ምረት ይላክ እናታችን እድሜ ጤና ይስጠወት ይችናት ህሌና ያለው በሙሉ እርዳታ ይደረግ ከችግሯ ትውጣ ፀበል ይጠመቁ ልጆችንም አምላክ ይጠብቀወት ጠንቃራ እናትናቸው ትርጉሙን ብዙውን ባላውቀውም አሳዘኑይ አንድ ሌሚ ለአንድ ሰው ሸክምነው ለአምሳ ቀሰው ቀሊልነው
@fairoozfairooz3607
@fairoozfairooz3607 Жыл бұрын
ወለተ ማርያም አሜን አደደዋይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጢዒናን የሀበልና ንደቅክን ምሔረቱ ይለአከሎም ንሐገዝቲ አምላከ ቅዱሳን ይሐግዝኻትኹም ሙሉ ብርሃን ከሞ ሽምኻ አምለክ ይመለአልኻ
@getahagos
@getahagos Жыл бұрын
ዋዕሮ ኣደዋና እግዚአብሔር ሙሉ ጥዕና ይሃቦም😇😇😇
@ምንባርንሓቂ
@ምንባርንሓቂ Жыл бұрын
ኣደይ ኣብ ኩሉ ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤ መምህርይለ ሸሕ ዓመት ንበረልና ❤
@ሻሎምተዋህዶ
@ሻሎምተዋህዶ Жыл бұрын
Ufffff bitame lbka yesebr Ane eritrawit ye 🇪🇷 gn Nezen adena kihigzen yedeli ye🙏😭
@ሙሉእሰላምይግበረልና
@ሙሉእሰላምይግበረልና Жыл бұрын
እዋይ ኣተዓባብያይ ክዝክር ይጭነቅ ከምዝይ ክርኢ ተመስገን ንሕና ነሐሽ ይብል ኣነ ኣቦይ ብንኡሽተየይ ኣባይ ዓሪፉ ሓውቦይ ይሕግዙና ነይሮም ንሶም እውን ኣይፀንሑን ዓሪፎም ብድሕሪኦም ብጣዕሚ ፀጊሙና ብገንዘብ ከይነሕርሶ ቅርሺ የብልናን ኣነ ክላመድ ደልየ ኣበዑር ማሕረሻ የውግኦም ብጣዕሚ እዩ ከቢድ
@kasechteklay4118
@kasechteklay4118 Жыл бұрын
መምህር ሙሉ ናይ ፅጉማት አቦ እግዚአብሔር 1000 የንብርካ ❤❤❤❤❤❤
@zayednegashe7681
@zayednegashe7681 Жыл бұрын
አነ ኤትራዊት ባሓቂ ንፈዕቲ አዳ ዐደመን ጥዕናን ያሃበከን
@ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ
@ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ Жыл бұрын
አይይ አዶ ፀዋርት ኹሉ ጀግና መዘና ዘይብላ አይ ከብድኻ ይበልዕ አደዋይ😭
@tomassankara644
@tomassankara644 Жыл бұрын
ተለፎን እባ ኣሃቡኒ ዓቅመይ ክሕግዝ ❤
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia Жыл бұрын
0914722907 Mulu
@Tv-si9oe
@Tv-si9oe Жыл бұрын
ኣደየ እንታይ እሞ ክብል ኢየ ግን ናይ ብሓቂ ኣደነት ኣቦነት ኩሉ ዘማለአት ኣደ በቃ ቃላት የብለይን።
@NegasiKesete-tc9yp
@NegasiKesete-tc9yp Жыл бұрын
ፈለማ ንዓኻ ኣበይ ኣለዉ ጽጉማት ኢልካ ኩሉ ግዜኻን ሰዊእኻ ንኽሕገዙ ደሊኻ ብእትገብሮ ሰናይ ተግባር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ከም ማትሶላ ይሃብካ ፈጣሪ ነዘን ዘይጻዓዳ ጅግና ኣብነታዊት ኣዴና ድማ ዘዕርፋሉ ዕድመ ሕጂ ኢዪ እሞ ኩሉ ገባሪ ሰናይ ኢደይ ኢድካ ኢሉ ክሕግዘኔ ይላቦ
@jonnati89
@jonnati89 Жыл бұрын
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ። ብሓቂ ከምዚይ ከማኻ ዝበሉ ተጋሩ ክበዝሑ ይግባእ ንሓዋሩ እውኑ ሰፊሕን ገፊሕን ተትገብሮ ኣብ ወጻኢ ዘሎ ሰብ እዉን ወርሓዊ ዝኸፍለሉ ተዝህሉ ብኡኡ ኣቢሉ ከኣ እቲ ብጣዕሚ ዝኸፍኦን ዝጸበቦን ሰብ ካብቲ ዝተዋህለለ ዝውሃበሉ ተዝግበር ጽቡቕ ኢዩ። ኣብዛ ናይሎሚ ውህብቶ ርእይቶ ክህብ ንግዜኡ ጽቡቕ ኢዩ ኣነ ግን እንታይ ይብል ኣነ ብወገነይ ኣቦዑር እናገዛእኻ ምሃብ ዋላኳ ንግዜኡ ኣማራጺ ኣይሃሉ ንሓዋሩ ግን እንስሳ እናገዛእኻ ካብ መሃብ ኣማራጺ ተዝህሉ ምኽንያተይ እንታይ ኢዩ እንስሳ ብዙሕ ኣጸጋሚ እዩ ምግቢ የድሊ ሓለዋ የድሊ ንኽትጥቀም እዉን ጉልበት የድሉ ስለዚይ ኣማራጺ ተዝህሉ ማለት ንሓረስታይ ትግራይ ካብዚይ ዝሓሸ ነገር መጠነኛ ዝኾነ ብሞተር እናተሓገዛ ዝሰርሓ ኣናእሽቲ መሕረሲ ሞቶራት ናብ ትግራይ ዝመጽኣሉ ኣንፈት ተዝህሉ ክልተ ሰልሰተ እናኾንካ ምግዛእ ይከኣል ይመስለኒ ስለዚይ ኣብ ትግራይ ንሓዋሩ ዝጠቅም ከምኡ ዓይነታት ኢዩ ዝብል ግምት ኣሎኒ። ንግዜኡ ግን እዚይ ዝተገብረ ሓገዝ ብጣዕሚ ዝንኣድን ዝምስገንን ኢዩ ካብቲ ወሃቢ እቱ ተቐቢሉ እምነት ተየጉደለ ዝህብን ዘብጽሕን ኢዩሞ እታ ዝሃበት ሓፍትናእዉን ዕድመን ጥዕናን የሃባ። ኣታ ብእምነት ተቐቢልካ ወገንካ ትዕንግል ዘለኻ መምህርና እዉን ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ምስኩሎም መሳርሕትኻን ስድራ ቤትካን የሃብኩም ተኣማኒ ኮይንኻ ንበር ናይ እርዳት ኣብ ዝሸጠሉ ዓዲ እናነበርካ ተኣማኒ ከይንኻ ምርካብ ዕድሎት ኢዩ እስካዕ መጨረሻ እሙን ኮይንኻ ንበር።
@myownoasis
@myownoasis Жыл бұрын
ከም'ዚ ዝበለ ንህዝቡ ዝጓሲ ሰብ! እዋይ መምህር ኣምላኽ ይባርኽካ!
@mebrihat5349
@mebrihat5349 Жыл бұрын
መምህር ሙሉ ኣቦ ኩሉ ህዝቢ ❤❤ ኣደዋይ😢
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Жыл бұрын
አዶ ዘይትኽእሎ ነገር የለን መምህረይ ንስኻ እውን ፀግኡ ይወስኸልካ
@ትምኒትጓልቀሺ
@ትምኒትጓልቀሺ Жыл бұрын
መምህረይን ንዛ ሓግዛት ሓፍትናን እግዚኣብሄር ዉዕለታኩም ይክፈልኩም 🙏አዶ ኩሉ ትኽእሎ እዚ ፀግም እዙይ ክንደይ ከቢድ ሙኻኒ ኾ እህ 😭💔እንካንዶ ሙሉኡ ዕያለን ሓንቲ ቆላዓ ኣላትና እእሙራኣ ቡዙሕ ዘይኾንት ማራ እዩ ከቢድ በኽካ ሓርቅካ ትርጉም ዘይብሉ 😭ወዲ ጓል እናበልና ንማርፅ ከምዚ ከም ዘሎ ንዝንግዒ ዝተባረካ ዉላድ ኣማላኽ ክህበና እንከሎ ተመሰግን ንብለ ኣሕዋተይ 🙏
@brhaneye
@brhaneye Жыл бұрын
ምሕረት የውርደላ 😢
@ትምኒትጓልቀሺ
@ትምኒትጓልቀሺ Жыл бұрын
@@brhaneye ኣሜን መዓረይ 🙏♥️
@Akele534A
@Akele534A Жыл бұрын
ኣምለኽ መሳኪን ይኩን ኣደዋንይ ማዕረይ 😍😍🥰🥰🥰🥰🥰❤️🥹🥹🥹🥹🥹🥹🥹ኪዳን ምሕረት ጻላ ትበረልክን ኣደዋንይ 😢😢😢😢😢😢🥹🥹🥹🥹🥹🥹🥹
@ነብያትጓልተዋህዶትግራይ
@ነብያትጓልተዋህዶትግራይ Жыл бұрын
አደዋይ ማዓረይ አዶ ፅንዓት 😢መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብሪ ይሃቦካ
@sabethiopian4657
@sabethiopian4657 Жыл бұрын
አደይ ማና ናይ ትግራዋይ ሐቦን ጽንዓትን ምሳሌ እየን ሕድመን ጥዕናን። 🙏🏾
@ሜሪጓልተዋህዶYouTube
@ሜሪጓልተዋህዶYouTube Жыл бұрын
መምህረ መሉዋይ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልውልና እና መምህረይ ናብ መንጭልት እንተተክዱሰ ክሕሹ ዶ ነይሮሞ ይኩን እዞሞ ድቀን😢
@misginaabraha9834
@misginaabraha9834 Жыл бұрын
ኣንታ መ/ም ሙሉ ዝብልኻስ ኣብ ቲሕት እግዝኣብሄር እዚ ኩሉ ትገብሮ ዘለኻ ጹጉማት እንዳነደኻ ናብ ህዝብ ምቅራብ እዚ ኣ ያ እታ ናይ እግዝኣብሄር መንገዲ ሞ እግዝኣብሄር ባዕሉ አጋኻ የብዝሓልኻ ኣዴና ድማ ብጣዕሚ ዘገርም ሞራልን ሓቦን እዚ ብኣፍ ጥራሕ ተዛርብኻ ዝሕለፍ ኣይኮነን ተጋሩ የሕዋትና ኣብ ታርክ ክትጽሕፍው ይግቦኦ ኣዴታትና ማዕረ ክንደይ ጸገማት ተዛውረን ከምዝሓልፋ ድማ መምሃር ይኮውን ብዝተረፍ እቶም ኣብ ጹጉማት የእዳውኩም እቲዝርጉሑ መመልሱ ይወስኮልኩም ኡምኑ ሰብ ከም መ/ም ሙሉ ድማ ይብዙሑልና ካብ ተካታታሊ ናይዚ ምደብ ሓውኩም ኤረትራዊ ሰላም ምዓልቲ ።
@awetyohannes5784
@awetyohannes5784 Жыл бұрын
Btami zehzen zanta ! jegna zkonet ade egziabher amlak edmen tenan yehbki 🙏.
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 Жыл бұрын
😢😢😢ኣሕ! ልበይ ሕማቕ ተሰሚዑኒ ነቢዐ ብሓቂ😢😢😢
@ry5tgyh982
@ry5tgyh982 Жыл бұрын
ኣዶ ትፀሮሰ መን ይፀሮ ሓመድ ትብለዐኒ😢😢😢😢😢
@tsgagurum5677
@tsgagurum5677 Жыл бұрын
ኣነስ ቃላት ሲኢነልካ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ👏👏💖💖💖
@alulaalula9344
@alulaalula9344 Жыл бұрын
ፅኑዕ ርገፅ መምህር ሙሉ አቦና
@Tigray122
@Tigray122 Жыл бұрын
ዘሕዝንን ዘሕብንን ታሪክ ክብርቲ ኣዴና ልዑል እግዚኣብሄር ይኣክል ይበልክን 💔💛🙏🏼🙏🏼🙏🏼እውይይ ናትካ እሞ ናይ ኩቡር ሓውና ኣቦና መምህርና ወድና ክንዲ ኩሉ ዝኮንካ መምህር ሙሉእ ብምንታይ ኢና እሞ ክንገልጸካ ❤ ተመስገን ኢና ክንብል ንክእል ንሳ እያ ዓቅምና እንኳዕ ናትና ኮንካ ብሓቂ 💛❤️💛🙏🏼🙏🏼🙏🏼ክብሪ ይሃብካ ልዑል ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ 💎❤️💛🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@amnaslama4484
@amnaslama4484 Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ጠንካራ ኣዶ እየን እግዚአብሔር ኣምላክ ጥዕና ያሃበን ደቀን እውን እግዚአብሔር ይማሓሮም እፍፍፍፍፍፍፍፍፍ😥😥😥😥😥
@TesfitMhreteab
@TesfitMhreteab 4 ай бұрын
መዳረግቲቲ ኣልቦ ዝኮና ክብረት ኣደ አዋይ ጽንዓት ኣምላክ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኪን ምስ ደቂኪ ቃላት የብለን፡ኣደ ዶ ክምዚ ምረክበት ዋላ ዘበን
@titichannel8465
@titichannel8465 Жыл бұрын
ኣዴዋይ ክብረተይይይይ 💔💔💔💔💔
@ጓልትግራይዓደይ
@ጓልትግራይዓደይ Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ሓጋዛካ ይሃበካ ክብር መምህረይ
@ማርያምጽዮንኣደይብርሃንና
@ማርያምጽዮንኣደይብርሃንና Жыл бұрын
ኣዶ ፀዋር ኩሉ ት ክትእሎ ኣይይይ ሓጋዚ ሰለዘይብለን እምበር እዞም ቆልዑ ፀበል ተትሕፀቡ እግዚአብሔር ምሕረት የዉርደሎም
@danitekeste7277
@danitekeste7277 Жыл бұрын
መርአያ ፅንዓት ❤
@megedihewet
@megedihewet Жыл бұрын
ነዘን ኣደ ዝሕግዝ መንግስተ ሰማይ ተራሕያ ክትጸንሖ እያ
@nawanawa6775
@nawanawa6775 Жыл бұрын
ብሓቂ😢😢😢😢
@azmeruderdar4540
@azmeruderdar4540 Жыл бұрын
መግለፂ ሰኢነልኪ ኣደይ ...ኣመላክ ነዊሕ ዕድመ ይሃብኪ....ደቀኪ ፀበል ደሒኖም ክትረኢ ኣመላክ ታይ ይሰኣኖ
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 Жыл бұрын
ኣደዎይ ፀዎር 😢😢 መምህረይ ነዋሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🤲❤
@WediGurum
@WediGurum 3 ай бұрын
መምህር ሙሉ ናይ ፅጉማት ኣቦ ኢኻ እሞ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ
@capitaltesfay
@capitaltesfay 2 ай бұрын
መምህር ሙሉ ብምንታይ ቃል ክገልፆ ቃላት የብለይ።
@brhanebb1960
@brhanebb1960 Жыл бұрын
ኣዋይይ ኣዶ 😢😢😢😢😢 ብዛክን ጂግና ብዘካ ስሊክኻ ሊኣከለይ ክሕግዘን ከም ፍቃዲ እግዚአብሔር ብጀካ ብጃካ ስልክ ሊኣከልይ 👏😥😥😭
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia Жыл бұрын
0914722907 Mulu
@brhanebb1960
@brhanebb1960 Жыл бұрын
@@WushatenaMedia እግዚአብሔር ይሃብለይ 👏🙏🥰
@yohannesgobezay2250
@yohannesgobezay2250 4 ай бұрын
ዕዲመጥዕና ይሃብካ መምህረይ እቶም ዝሃቡእዉን እግዝኣብሄር ህብካ ዘይዉዳእ ይሃቦም
@BnmktBmnkj
@BnmktBmnkj 4 ай бұрын
ዕደመ ጥዕናን ይሃብኻ ፈጠረ ❤❤❤❤❤❤❤
@saliem88
@saliem88 Жыл бұрын
ዕድመን ጥናን ይሃብክን❤
@seluselu3925
@seluselu3925 Жыл бұрын
Bejaku ab mlualem zelna nab ketema kewexa alon bejaku yehwatey bejaku yehwatey ezen adena nehagezen bejaku yehwatey 😢💔😭💔😭💔
@ኣሕፎሮም
@ኣሕፎሮም Жыл бұрын
በምከንይት እና እኮ ዓደና ብኣደና ንፅወዓ እግዝአብሔር ኣምላክ ዕደመና ጥዓናን ይሃበሰክን ክብረት ወለደትና ናይ ብሓቂ ጀግና ኣዲ እክን ክብረ ይግበሰእክን እዩ ❤❤❤
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Жыл бұрын
ጅግና ወላዲት ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን አደይ እውን ባዕላ እኳ እንዘይሓረሰት አብዑር ትጸምደልናን ቁጥቋጥ ትቑጥቁጠልናን ስለ ዝነበረት እዘን አዶ ካአ ንወላዲተይ አዘኪረናኒ
@rahelasmerinabelalifestyle5566
@rahelasmerinabelalifestyle5566 Жыл бұрын
አደዋየ ተመስገን ስለኪ እግዚአብሔር ሰናዩ ጽንዕቲ አደ ሐየት ጅግና ከምዚ ተሰሚዑን ተራእዩ አይፈልጥን ክንደይ ጀጋኑ አዴታት አለዋ እሞ አደዋይ ከማክን ግን ብፍጹም አበደን የለን ዝተረፈ ዘመንኪ ዘመን እረፍትን ሐጉስክን ይኩነልክን ምስ ደቅክን እኖዋይ ውህበት ፀጋጊ አመስጊንኪ ዝነበርኪ ኢኪ እሞ ሂወትኪ ይባረኽ ። አትን ዝሀብክን ብዘልዓልክንኦ ይተክአልክን ቁዱስ ፈጣሪ
@fretadesta7328
@fretadesta7328 Жыл бұрын
Adena egziabher edemen tienane yehabken Amen Amen Amen 🙏 🙌 👏 ❤️
@mitublealey6524
@mitublealey6524 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣደይ ማዓረይ 😢❤❤❤❤❤❤❤
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs Жыл бұрын
ተባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@simonnegassi2589
@simonnegassi2589 Жыл бұрын
መምህር ጅግና ሕልናዊ ሰባእውነት ትዉንን ደስ እትበል ሰባይ ኢካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነዴና ክኣ ንደቀን ዝዕቅቡ ሕልናዌን ሰብ ይፍጠርለን
@TemesgenFetari
@TemesgenFetari Жыл бұрын
ኣደ ለዋህ ጽላል ናይ ገዛና ንከይንጠሚ ተብልዕ ጺዒራ ፍጽም የለን የለን ከም ኣደ ዝያዳ በጃ ትሓልፍ ንስለ ውላዳ 😢😢😢😢😢😢
@kbromkalayu2452
@kbromkalayu2452 Жыл бұрын
ጠንካራ ኣዶ
@beyenechandarge5058
@beyenechandarge5058 Жыл бұрын
GOD bless you SARA KIDANE,and thank you wushatena media
@ወይኩንፈቃዲከ
@ወይኩንፈቃዲከ Жыл бұрын
አደዋይ 67ዓመት እያ ሓሳብ ትዝክረኒ ሓሳብ ትርሰዐኒ እሞኻዓ ምስ ሓገዝታን ምስ አቴታት❤አደዋይ ብርኪ ሓጭን😢❤
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ Жыл бұрын
ኣደዎይ ፀዎር 😢😢 ምህረይ ዕድመ ይሃብካ❤🙏
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 Жыл бұрын
ሙሩቕ ብሩኽ ወዲ ብሩኻት❤ ኣምላክኽ ምሳኻ ይኹን
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl Жыл бұрын
ኣሜን ❤እግዚአብሔር ታይ ይሰኣኖ
@milashmilash3881
@milashmilash3881 Жыл бұрын
እቲ ብዕራይ ክሳብ መስቲ ብዕራየን ክፀምዶኦ ከለዋ ከይወገአን መምህረይ ድሕሪ ሐዚ ክሓሪሳ የብለንን ንሓረሳታይ ገንዘብ ክክፈሎ ኩላትና ተልንሕግዝ ሰናይ
@ሂወትታደሰ0531
@ሂወትታደሰ0531 Жыл бұрын
ብትክል ክዓርፍ ይግባኢ
@rit6091
@rit6091 Жыл бұрын
Xubuk habereta!!
@gigifissaha2859
@gigifissaha2859 Жыл бұрын
fetari kulu yahagzen
@አሰኻል
@አሰኻል Жыл бұрын
ማማዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን🙏
@saladcadceed7175
@saladcadceed7175 Жыл бұрын
Adey mearey....ajoki amlak msaki alo😢😢😢❤❤❤
@qal.bitaw.nezkar8437
@qal.bitaw.nezkar8437 Жыл бұрын
Edman tenan yhabeki fetari ady mana nedqki ka amlak mehrat yewrdlom
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl Жыл бұрын
መምህር ሙሉ ኣቦ ውፅዓት እግዚአብሔር ስደተይ ኣሕፂሩ ብኣካል ክሪአካ ይምነ ኣደዋይ ፀዋሪት ኩሉ 😢ዕድመን ጥዒናን ይሃበን 😢🎉
@mikealetesfahans
@mikealetesfahans Жыл бұрын
ኣዶ ከኣሊት ኩሉ በዚ ዕድመዝይ ክተዕርፉ እዩ ዝግበኣኩ ነሩ መ/ር ሙሉ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዝሃብክን እግዚኣብሔር ይመልኣንኪን
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 Жыл бұрын
ኣደይ ወለላይ!!!
@marwamoh6194
@marwamoh6194 Жыл бұрын
እግዛብሄር መፍትሄ ይፍጠርልሽ እናቴ😢😢😢
@samiramir6719
@samiramir6719 Жыл бұрын
ኣደይ ማና ፅንዕቲ ኣዶ ትግራይ
@QeeAdd-u5c
@QeeAdd-u5c Жыл бұрын
Mama tebareki❤❤❤😢😢😢😢
@goitomhalemchl7151
@goitomhalemchl7151 Жыл бұрын
መምህር ሙሉ ዕድመ ያሃብካ ፈጣሪ ናዓካ ዝሃበ ንመን ሂቡ ልቦና ተባረክ ❤❤❤
@ትግራይዓለመይእያናዓይ
@ትግራይዓለመይእያናዓይ Жыл бұрын
ኣደዋይ ፀዋር ፈጣሪ ሓይሊ ይሃብክን መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ 🙏 ❤❤❤❤
@Selam-ib3zu4io1f
@Selam-ib3zu4io1f Жыл бұрын
ኣደዋይ ፀዋር ፈጣሪ ሓይሊ ይሃብክን መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤😢😢
@mebrahtomalem7939
@mebrahtomalem7939 Жыл бұрын
ዕድመ ይሃብኪ ኣደይ ማዓረይ
@Mamiye_alemey_21
@Mamiye_alemey_21 Жыл бұрын
አዶ ትግራይ ፀዋር ጠንካራ ኡፍፍፍፍ ብምንታይ ክገልፀክን ቃላት የብለይን ኣምላኽ ምሳኽን ይኹን ንደቅክን ካኣ ምሕረት ይላኣከሎም🙏🙏🙏
@IaiaYaya
@IaiaYaya 4 ай бұрын
አጆኽን አደየይ ደቅኽን ደሞ ፈጣሪ ምሕረት የዉርደሎም
@sarakidane2931
@sarakidane2931 Жыл бұрын
Hey Memeher Muluey ! Thank you 🙏 ajohy Mammaye ❤️❤❤
@ተኪኤጎይትኦም
@ተኪኤጎይትኦም Жыл бұрын
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ውፁዓት
@efremwelday1327
@efremwelday1327 Жыл бұрын
ካብ ኣምላኽ ርኸቦ ዓስብኻ ዕድመን ጥዕናን ከኣ ይሃባ ኣዴና ምሕረት ከኣ የውርደሎም ንደቃ ኣምላኽ
@asefashgebreweldi8948
@asefashgebreweldi8948 Жыл бұрын
Tebarek slett agelglotka ybarek ane gn deqen ab nay megsti meqibi entezaatwu eyu zhash ezen Ade aqmi ysna alewa 😢😢😢
@BrhanHeile-iz2zj
@BrhanHeile-iz2zj Жыл бұрын
Mamaye edmen tenan yhabkin dew bela Mamawitey
@brihinhabtu3938
@brihinhabtu3938 Жыл бұрын
ናይ ብሓቅ ኣደ መዋዳዲርቲ ዘይ ብላ ኣምላክ እድመን ጥዕናን ይሃብክን በጃኩም እዳይ እድኩም በልዋ
@tdftdftigray2695
@tdftdftigray2695 Жыл бұрын
መግለፂ ኣልቦ ኣደዋኒ ኣኮእሎ ይሃብኺ🙏❤
@semhaldrar9389
@semhaldrar9389 Жыл бұрын
O Egiziabiher Amlak ab kemzui tsebeba zelewu bimiheretkan biredietkan hadera🙏🙏🙏 Memhir mulu dima asbika kab Fetari rikebo.❤❤❤
@johannesafeworki2433
@johannesafeworki2433 Жыл бұрын
ከምዚኤን ጅግና አደ ሪኤን ሰሚዔን አይፈልጥን 75 ዓመት ዕድሚኤን ❤✋🌹🙏
@alemeyimewdatazeyebela6428
@alemeyimewdatazeyebela6428 Жыл бұрын
❤❤Ado tegrayi jigna ❤❤❤❤kemxian ayisemakun ayireakun. Mezeker nayi tatik iyen 🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🦁🦁🦁🦁
@tesfayguolay6562
@tesfayguolay6562 Жыл бұрын
አነ ግን መፍትሒ ዝብሎ ንሰለስቲኦም ደቀን ተኻናኺኑ ዝጥውሮም ዝኾነ ኣጀንሲ እተዝረኽባ ፅቡቕ ነይሩ።
@kebramsalman953
@kebramsalman953 Жыл бұрын
የኔ እናቴ ዕድመን ጥዕናን ይሃበክ ፈጣሪ እናቴ ለዘለዓለም ትኑር 🙏🙏🙏
@ብዓልቲተስፋ
@ብዓልቲተስፋ Жыл бұрын
ኣይይይ ዛወላዶ ዝተሕልዞ መከራ መምህረይ ጸኑዕ የርግፅካ ❤❤🎉
Sigma Kid Mistake #funny #sigma
00:17
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 30 МЛН
Каха и дочка
00:28
К-Media
Рет қаралды 3,4 МЛН
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
00:11
Toshleh
Рет қаралды 22 МЛН
"ወዲ ሻቑር ዘይፈልጥ እንተሎ . . .!"
28:57
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 10 М.
እምነትን ፅንዓትን ዝትንፈሰላ ምዉቕቲ ገዛ!!
26:17
Wushatena Media - ውሻጠና
Рет қаралды 180 М.
Eritrean New comedy ማግኔት 2 BY DAWIT EYOB 2020
28:51
Ediyat Entertainment (እድያት እንተርተይመንት),
Рет қаралды 872 М.
Sigma Kid Mistake #funny #sigma
00:17
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 30 МЛН