🛑 ካብ 200 ሰባት 17 ዝተረፍናሉ ኲናት ነይሩ | Gedli Plus | Wez Tube | TDF

  Рет қаралды 24,401

Wez Tube

Wez Tube

Күн бұрын

ካብ 200 ሰባት 17 ዝተረፍናሉ ኲናት ነይሩ | Gedli Plus | Wez Tube | TDF
Welcome to Wez Tube...
Like, Share, Comment, and Subscribe to our Channel
Other Videos:
• 🛑ፀላኢ ኣብ ጉድጓድ ኣሲሩ ዘሳቐዮ ...
• 🛑ሻዕብያ ትግራዋይ መሲሉ ሸዊዱና ነ...
Video Topic:
gedli
gedli plus
traditional kuda tigrigna
TDF

Пікірлер: 75
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 7 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካልና TDFይ ጅግና👑💛❤️🦁
@RedaireduRedairedu
@RedaireduRedairedu 4 ай бұрын
የቅኔልና የኽብረልና ጀጋኑና ስለ ዘፍቐርኩምና ንዓና ስለ ተቃለስኹም
@eteneshyosef1052
@eteneshyosef1052 7 ай бұрын
ዝወደይ ገና እንድዩ ገና ዘይሗወት እምበር ንዓካትኩም ድአ እሞ ወርቂ እንትትንፀፈልኩም እኻ ክንእሰኩም እግዚአብሔር ሙሉእ ሰላም ይግበረና ንቨል መንእሰይ ፀሊ ምስ ፈጣሪካ ትዓረቅ ጭፈራ ይአክል
@user-iv1cc6gr5p
@user-iv1cc6gr5p 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ጅግና ዝሓወይ 💪💪💪💪
@VbNm-xo2pn
@VbNm-xo2pn 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ቸረፍካ ጅግናዋይ ❤ መራሕቲ ግን ንምንታይ ትክሕድዎም ካሕዳማት ግቦኦም ዘይትገብርሎም አብታ ቅርፂ እዋን ንዓኩምን ንህዝቦም ዘድሐኑ ጀጋኑሰ እዙይ ትፈድይዋም ሕጂ እውን ግቦኦም ይገበረሎም😢 ሓደ ሓደ አሎ አብ መንጎ ዘይተመለሰ ሕቶ ንቃፃሊ አሰታካክሉ መቅረብቲ አሕዋተይ❤
@aronyonas7563
@aronyonas7563 7 ай бұрын
ውፃእ ገልጣም ህግደፍ ትጭፍለቀሉ ምእራፍ በፂሁ ንዝንተ አለም ክትብላእ ኢካ ውፃእ ገፅካ ትርሀቅ
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 7 ай бұрын
Haftey natey tsubuk program eyu gin awedieyo aytekartsyo biterefe thanks for your service jeganuna ❤❤❤
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተሪፍካ ታሪኽካ ንምንጋር ኣብቀዐካ ጅግና🥰🥰
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተመለስካ ሓዊተይ🙏💜😇
@wedigermen2776
@wedigermen2776 14 күн бұрын
ጀግና መንእስይ ❤️💯
@user-zh7lo7sf7m
@user-zh7lo7sf7m 7 ай бұрын
ዕደለኛ
@hhshdhjdueiirh1923
@hhshdhjdueiirh1923 7 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካልና TDFy🙏
@marta_tube12
@marta_tube12 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ጀጋኑ ክብሪ ናዓኩም🥰❤💛
@sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret
@sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ug6wr8lb7u
@user-ug6wr8lb7u 7 ай бұрын
❤❤❤❤
@AwAw-qg7me
@AwAw-qg7me 12 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@biniyamberhe8530
@biniyamberhe8530 7 ай бұрын
ጅግና✊✊✊
@abadithagos
@abadithagos 7 ай бұрын
❤❤
@hailulabirtu936
@hailulabirtu936 15 күн бұрын
Jeganu
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 7 ай бұрын
❤❤❤
@user-ot4fc1cf3b
@user-ot4fc1cf3b 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@titigaltigray
@titigaltigray 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@weditigray8621
@weditigray8621 7 ай бұрын
Tdf wahis hizibi tigray segar tdf history will remain for ever
@user-hk4xk3sw4d
@user-hk4xk3sw4d 7 ай бұрын
እህ😢😢😢
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢
@user-qd2xq1ky6y
@user-qd2xq1ky6y 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rishanbitow3197
@rishanbitow3197 7 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 7 ай бұрын
ብዝኾነ ኳዕ ተረፍካ፣ ግን ንምንታይ? ንምሩኽ ግቡእ ክንክን እናተገበረሉ ንዉቑዓት ሰራዊት ትግራይ ዝለዓለ ክብሪ ይግበኦም ነይሩ።
@Seb15
@Seb15 7 ай бұрын
ንሱ እዩ እቲ ዝገርም ነገር።
@wediweyinking
@wediweyinking 7 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዝገርም
@user-bh6py3hq7o
@user-bh6py3hq7o 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@burnlies
@burnlies 7 ай бұрын
ኣብ ኹናት ከተጥቅዕን ካልእ ግዜ ድማ ክትጥቃዕን ንቡር ዘጋጥም ነገር 'ዩ. እቲ ዘሕዝን ግን ምሉእ ወትሃደራዊ ስልጠና ዘይወሰደ መንእሰይ ኣብ ኹናት ክሳተፍ ከሎ ከጋጥሞ ዝኽእል ልዑል ዘየድሊ መስዋእቲ ሓደጋ 'ዩ. ያኢ ኹናት ጸዋታ ጭራ ጭር ኮይኑስ ቲዲኤፍ ኣይርኣዩን 'ዮም እናበሉ ብመርበብ ሓበሬታት ንህዝቢ ናይ ኣእምሮ ሕጽቦ ዝገብሩ ዝነበሩ ገለ ተጋሩ ዘሕዝን 'ዩ. ውግእ በላዒ ህይወትን ንብረትን ወዲ ሰብ እምበር ኣብ ውግእ ኣቲኻ ንጸላኢኻ ዘይትርአ ደቂ ሕደርትና እትኾነሉ ስርሒት ተኣምር ኣይኮነን. እቲ ዓወት ዝበሃል ምስ ጸላኢኻ ክነጻጸር እንከሎ ናይ ኹሉ ውጽኢት ድምር ዝያዳ በሊጽካ ስለትርከብ ጥራይ 'ዩ እምበር ኹናት እንተድኣ ተጀሚሩ ዘይከሰርካን ህይወትን ንዋትን ግዜን ዘይከፈልካ ዝርከብ ዓወት የልቦን.
@yashikonju8805
@yashikonju8805 7 ай бұрын
እንኳዕ ብህወት ተረፍካ እስክ 🙏
@habtomgetachew1479
@habtomgetachew1479 7 ай бұрын
💔😭💔😭💔😭
@fderfeet7866
@fderfeet7866 7 ай бұрын
ኡፍፍፍፍ💔😭
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 7 ай бұрын
💔😭😭😭
@Tsige-zn7re
@Tsige-zn7re 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abrehettesfay9899
@abrehettesfay9899 7 ай бұрын
😢😢😢😢
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 7 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭
@bbrahnmrs7033
@bbrahnmrs7033 7 ай бұрын
❤❤😢😢😢😢😢
@alganeshmosazgi9158
@alganeshmosazgi9158 5 ай бұрын
😭💔😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔
@selamselam2754
@selamselam2754 7 ай бұрын
ማእኸላይ ዞባ እኮ መንእሰይ ኣይተረፈናን ግን ንምንታይ ንሕና ሕልፊ መስዋእቲ ኸፊልና? ናይ ኩሉ ግዘ ሕቶይ እያ
@zamzammohammed9789
@zamzammohammed9789 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢እሕሕሕ
@sisaykidane1154
@sisaykidane1154 7 ай бұрын
Hero
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 7 ай бұрын
✌️✌️✌️
@fikadugebregiorgis9597
@fikadugebregiorgis9597 7 ай бұрын
ክክክክክክ መንገዛ ዓደይ ደኣ ሰፋሕ ይብለሉያ😊
@kiduhumera1904
@kiduhumera1904 7 ай бұрын
ተኸታታሊ ሓሳብ ኣይኮነን ኣብ ሞንጎ ዝተቆራረፀ ሓሳብ ኣሎ
@hurthailueto7355
@hurthailueto7355 7 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔
@user-fi5ou9hs7l
@user-fi5ou9hs7l 7 ай бұрын
እረ ግደፉ ብወረቐት ሰኒድኩም ኣቕምጥዎ ዋይ ኝ
@tesfaabadi4991
@tesfaabadi4991 7 ай бұрын
Meswaeti neyru do ?zisiwuu neyrom do elka ayhtetn? Kuxri zitesewuu kithati ayneberekin
@aaabbb-xx1tq
@aaabbb-xx1tq 7 ай бұрын
ጓል ምሰሊ ዛሓፍተይ ምኽንያቱም እቲ ንይፀጉርኺ ስታይል ዓብዪ ትርጉም ኣለዎ። ውግእ ስለዘብቀዐ እምበር ኣብ ውግእ ከምዝጥዕመካ ኢኻ ትገብር።
@shashuhailu4830
@shashuhailu4830 7 ай бұрын
So sad menigsty tigray tay eka tigebr aleka ne tdf do eziy Edom zehzin eyu chkanat merahit
@yashikonju8805
@yashikonju8805 7 ай бұрын
ዓኽኽኽ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
@ftwi
@ftwi 7 ай бұрын
kndey menesey axnitom bsltan kbasu ktrei azu zehhzn merehhti tgray serekti
@filimonmebrahtu2812
@filimonmebrahtu2812 7 ай бұрын
Hiwetey mulue kunat ria ye mo ybl alo😅
@freweynigslassie2039
@freweynigslassie2039 7 ай бұрын
አረ ታይ ጉድዩ መፂና እኒኦ ዋ ስርዓትይዶ ግበሩ ታዓይነት ለይቋፅር ልፅወይ ለይፅወይ ለይፈሊ ኣቱም ሚድያ ትባሃሉለ ልሓልፊይ ለይሓልፊ ፈሊኹም ፍለጡ ናሀገር ናወታደራዊ ሚስጥር ልበሃል ነገረ አሎ እስቲ ቶም ኻልኦት ኽልላት ሓንቲ ነገር ልናገርዎ የለይ ዋ ጋህታፋት ልባዕልና ፀላእቲ ናትና ሰብኡ ሚሽጥር ዓቅቡ ልተፀወየ ኹሉ የተሕልፉ ኤዲት ግበሩ ለይትኽእሉ ተኾይንኹም ሚድያ የትኽፈቱ
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 7 ай бұрын
እዚ ሓርበኛ ወዲ ህዝቢ ዘገርም ዛንትኡ
@gimihaile354
@gimihaile354 7 ай бұрын
አይትቸኩሊ ቀስ ኢልኪ ጠይቅዮ ሞጥማጥ
@emteemte3985
@emteemte3985 7 ай бұрын
Kkkkk kitxaref kkk
@yonasgebremeskel2937
@yonasgebremeskel2937 7 ай бұрын
ኣነ ከማኩም ዝሕሱ ሓሰዉቲ ህዝቢ ኣብ ዓለም ፈጺሙ'የለን እታይ ትረብሕ ካብ ሓሶት ኣምላክካ ይቁጥዓካ'በር ንምታይ 'ከ ኣብ ህዝብኩም ሓያል ጽልኢ ከምንሕድር ትገብሩና ዘለኩም ሪኢናኩም ኢና ከተማታትኩም ህዝብኩም ራሓሪሕኩም ንበረካ ሃዲምኩም ዘይትስተሩ'ከ ገጽኩም ተከዉለ
@user-zh7lo7sf7m
@user-zh7lo7sf7m 7 ай бұрын
ናዓኻ ሓሶት ድዩ ኢረጥልያን
@InspireEritrea
@InspireEritrea 7 ай бұрын
100% ሓሶት..
@actnow590
@actnow590 7 ай бұрын
እንዳ ቦለኽሎኽ ሚሐታት መቓፀሪ ዘየብልኩም አብኡ ኩሉኹም ምፀነትኩም መሐሸ:::ሚስጢር ዘይዕቅብ ትውልዲ ምጥፍኡ አይቀርን:ንእሽተይ ካብቶም ኤርትራዉያን/ኢያዉያን ተመሀሩ እንዳ ሚሐ
@AkliluAklilu12
@AkliluAklilu12 7 ай бұрын
ጅግንነትና ዓወፅወፅ ኣቢልካ ዶ ቆንዳፍ
@Eritrea153
@Eritrea153 7 ай бұрын
እንታይ እሞ ክምሰብ መጠን ማራ እንዲኹም ተደንግጹ ስርዓት ወያኔ እዩ ዝጥፊኣኩም ዘሎ 🇪🇷
@astu195
@astu195 7 ай бұрын
😂😂😂Waa Mish Do Felati
@user-to2xs8op8t
@user-to2xs8op8t 7 ай бұрын
❤❤❤❤
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 7 ай бұрын
Jeganu
@ethiopiachenal
@ethiopiachenal 5 ай бұрын
❤❤
@ethiopiachenal
@ethiopiachenal 5 ай бұрын
😢😢
@vardamariyam7992
@vardamariyam7992 7 ай бұрын
❤❤❤❤
@raheldeata8542
@raheldeata8542 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@kahsaygra2742
@kahsaygra2742 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
Why Is He Unhappy…?
00:26
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 42 МЛН
Nastya and SeanDoesMagic
00:16
Nastya
Рет қаралды 35 МЛН
Sigma girl and soap bubbles by Secret Vlog
00:37
Secret Vlog
Рет қаралды 14 МЛН
ПРОВЕРИЛ АРБУЗЫ #shorts
00:34
Паша Осадчий
Рет қаралды 7 МЛН
БАТЯ И ЗОМБИ АПОКАЛИПСИС , МИРУ КОНЕЦ?
20:52
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 3,6 МЛН
Вся страна в очередях, а ты без очереди...
0:52
МиRRные Чувства
Рет қаралды 6 МЛН