No video

🛑 ሰራዊት ሻዕብያ ደፊሮምኒ እየ ናብ ምግዳል ወፂአ -ተጋ መሰረት

  Рет қаралды 73,412

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

Жыл бұрын

ንተጋዳሊት መሰረት ኪሮስ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ +251992755240 ትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልቲ ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም
" ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን አድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ወይ ድማ ብናውቲ ንምሕጋዝ 0933263830//0987216972 ይደውሉ።
© Copyright: ገድሊ Plus Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
tiktok.com/@gedli.plus
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus
/ @gedli_plus
For More Videos / @lela_time
#TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna

Пікірлер: 675
@Gedli_plus
@Gedli_plus Жыл бұрын
ንተጋዳሊት መሰረት ኪሮስ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ +251992755240 ትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
@pascalpilgram6421
@pascalpilgram6421 Жыл бұрын
Nay bala slki diyu ezuy
@Only-true91
@Only-true91 10 ай бұрын
Cheap propagandist
@mebratgebre6573
@mebratgebre6573 Жыл бұрын
እዛ ዋዕሮ ኣነ ታይ እየ ኢለ ንነብሰይ ክሓትት ገይራትኒ ብጣዕሚ ጅግና ፅንዕቲ
@amleg1388
@amleg1388 Жыл бұрын
ዋዕሮ ጀግና ኽብርን ሞገስን ን ሰራዊት ትግራይ።ለባም ትግራወይቲ እንኮዕ ንዙይ ኣብቀኪ ።ምናዳ ናይ ጀግናና ኣቦኺ ተጎንፎ ፅንዕቲ ኢኺ ኣላማኺ ይድንቆ 💪 ።ወርቂ ጎልኺ ያዕብየል😍ኺ🙏💝💛❤
@binyam1578
@binyam1578 Жыл бұрын
ሓኪም ፈጣሪ ኣይኮነን😮 ስለምንታይ ሕማቅ ቃላት??ኣምላክ ንሙዉታን ከምዘተስኤ ባዕሉ ከም ዝፈጠረና 👏✝️💒☔️🥰
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray Жыл бұрын
ደጊምካ ስምዓዮ ዝሓወይ ብናይ ፈጣሪ ሓይሊ እያ ትብል ዘላ ሕማቅ ቃል የብሉን ምስቲ ቡዙሕ ቃል ኣምላኽ እንመሃር ክንወዳደር ከለና ከማን ሰማይን ምድርን ኣይንራከብን
@Merhawit2121
@Merhawit2121 Жыл бұрын
​@@tsegagaltgray❤❤❤
@gherimahalaley8409
@gherimahalaley8409 Жыл бұрын
Eske lebam lebam eyetixawet esa jigna eya eska tehabieka eka nerka esa ghon nmot eya keyda nera
@user-le4dq9iv9p
@user-le4dq9iv9p Жыл бұрын
ክብርተይ ጅግና እንኮዕ ናብዚ አብቀዐኪ እንተ እቶም ገበርቲ ክፉእ ናይ ኢዶም ይሃቦም 😢ንዘላአለም ዘይርሳዓ በሰላ
@mkm4736
@mkm4736 Жыл бұрын
ጅግኒተይ እንቋዕ ጥራሕ ብሂወት ተረፍኺ መርኣያ ፅንዓትና❤💛🙏
@Amber1919
@Amber1919 Жыл бұрын
መርአያ ጽንአትን መርአያ ሐሶትን አቦ እቲ ቆልአ መን እዩ አይነገረትናን መቼም ሻእቢያ አብቲ ሕክምና ከይዶም አይደፈርዋን ባእሎም ቲዲኤፍ ይደፍርዎን ዳሕረይ መከረኛ ሻእቢያ ደፊሩና ሐሰውቲ
@EagleEye4118
@EagleEye4118 8 ай бұрын
I can’t imagine what she went through. My beloved sister you are the sign of courage and heroism ❤
@user-ve5ej9gb8t
@user-ve5ej9gb8t Жыл бұрын
ክብርን መጎስን ንጀጋኑና ዋዕሮ ሓፍተይ እንካዕ ተረፍኪ❤ብጥበቡ የዕቢየልኪ ምቅርተይ❤❤🥰
@Lul_bahri
@Lul_bahri Жыл бұрын
መሰረት ሓፍተይ ተመስገን ኣምላክ እንኳዕ ብድሓን ተረፍኪ እንኳዕ ክኣ ንዓኪ ትመስል ጅግና ሃበኪ መሲየይ ትማሊ ኣብ ስደት ምሳይ ኔርኪ ሎሚ ንስኪ ጅግና ኮይንኪ ብኣኪ ኩርዕቲ እየ መሲየይ ዓይኒ ንዒይኒ ንምርኣይ የብቀዕና 💗💗💗💗💊💊💊💊💊
@fanafani2638
@fanafani2638 Жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ንመድህናኣለም ይኩን ታይ ይሳኣኖ ፈጣሪ ኣንኳዕ ፍረ ፃምእኪ ሃበኪ ፈጣሪ ዛሓወተይ❤❤❤❤❤❤
@user-mi3uc5tl3j
@user-mi3uc5tl3j Жыл бұрын
ከምዚ ኢልኪ ርእስኪ ኣቅኒዕኪ ደው ምባልኪ ኣምላክ ይመስገን 🙏ንኩለን ከምዚ ከማኪ ዘጠንክር ዘጽናዕንዕ መንፈስ ይልኣከለን🙏
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ፋን ፊልሞን ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መኣረይ
@user-mi3uc5tl3j
@user-mi3uc5tl3j Жыл бұрын
@@merigalmarye7051 ጌረልኪ😍
@salam12as56
@salam12as56 Жыл бұрын
_ኣርሚ 42 ሸለቃ 3 ተከዘ ሓይሊ 4ሰብ ዝተፎልጥዎ ተሓባቦሩኒ ተጋሩዎኒ💞💜_
@faithhopelove9325
@faithhopelove9325 Жыл бұрын
እንኳዕ እግዚአብሔር ምህረት ገበረልኪ:: እንኳዕ ብሠላም ተገላጊልኪ::😊 እንዳሰሓቅኪ ክትዛረቢ ብጣዕሚ ደኒቁኒ ህማቅ ዝገጠመኪ አይትመስሊን:: እግዚአብሔር ኩል ጊዜ ናብራኪ ሙሉዕ ጌሩ እናሰሓቅኪ ክትነብሪ ይግበረኪ::
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 11 ай бұрын
ናይ በሓቂ ፍልይቲ ዋዕሮ እያ ተጋዳሊት መሰረት ግልጺ ኮይና ምዝራባ ፍልይቲ ይገብራ።
@kiroskahsay1983
@kiroskahsay1983 Жыл бұрын
ጅግና ኢኪ ዝሓፍተይ ክብሪ ንዓኹሙ ኣሕዋተይ❤❤❤
@zewdihadera2132
@zewdihadera2132 Жыл бұрын
ሰብ ከም ዝሓሰቦ ዘይኮነስ አምላክ ከም ጥበቡ እዩ ንሶም ዘርኢ ከጥፍኡ አምላክ ድማ ማንም ክበፀሖን ክምርምሮን ዘይክእል ጥበብ አለዎ ጀግና ዋዕሮና ደማ መርኣያ ብዙሕ እያ
@user-hh3uo4cp2y
@user-hh3uo4cp2y Жыл бұрын
እሰይይ ጅግና ሓፍተይ ተመስገን እግዚአብሔር ኣምላክ እንታይ ይሳኣኖ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ፅብቅተይ❤❤❤❤🎉🎉
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k Жыл бұрын
እሰይ ተመስገን ዝሓፍተይ ጀግና ዋዕሮ ❤💛🤱😍😍
@fretadesta7328
@fretadesta7328 Жыл бұрын
Asey aden gualen shikorenatat jeganuna egziabher edme mes mulue tiena yehabken amen ❤❤❤
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 Жыл бұрын
ብሓቂ እግዚኣብሄር ይመስገን እዓዚኣብሄር ዕጹብ ድንቅ እዩ ስርሑ
@user-tg2cc5sj5n
@user-tg2cc5sj5n 5 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ ፈዳይት ሕነ
@Meberiht
@Meberiht Жыл бұрын
እግዘበሃር ኣምላክ እንተይ ይስኣኖ ❤❤❤❤❤❤❤
@user-qt1sp2hh4j
@user-qt1sp2hh4j Жыл бұрын
መግለፂ ሲኢነልኪ ዋዕሮ ሓፍትና 😢😢😢
@user-ww5on5jl6i
@user-ww5on5jl6i Жыл бұрын
መስገኖኡ ይበዘሐለኪ ፅሪቲ ዋዕሮና ❤🌹😍
@aziebabay9284
@aziebabay9284 Жыл бұрын
Grazierà che ca q grazierei che grazierà e non di tutto 😂 grazie😊😊❤😂 mille a grazie 24:41 per mille a😢😢😊😂
@medilove9633
@medilove9633 Жыл бұрын
ቕድመኺ ይስደደኒ😢😢 ዝሮ ተመስገን ዋዕሮ ❤❤❤❤
@FfsHggg
@FfsHggg 3 ай бұрын
❤እንቃዕ ንዚ አብቀዐኪ ጅግና ሓፍትና ብጣዕሚ እኪ በዓልቲ ፅንዓት
@tarhslove4629
@tarhslove4629 Жыл бұрын
ዋዕሮና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብረትና ኢኺ መርኣያ ፅንዓት ትግራይ♥️♥️♥️♥️♥️
@titigezaei138
@titigezaei138 9 ай бұрын
ጅግና ውዕሮ ኣምላእክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ጋልኪ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y Жыл бұрын
ንእግዚአብሔር እንታይ ይስአኖ ተመስገን ኤልሻዳይ አምላኸይ ጅግና ሓፍትና እንዃዕ ብሰላም ትገላገልኪ ❤💛
@gghhh7965
@gghhh7965 Жыл бұрын
እሰይይይይ እንኳዕ ወልድኽ ድምስዓም ኣብፀሐክ ሽኮረይፈጣር ታይ ይሳኣኖ🙏🙏🙏
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
አጀኺ ማዓረይ ውላድኽ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብየልኽ
@user-ji3mm8ge8k
@user-ji3mm8ge8k Ай бұрын
እግዚአብሔር ዝሰኣኖ የለን ብጥበቡ የዕብየልኪ
@sratasrata5383
@sratasrata5383 Жыл бұрын
እንኳዕ ካብ ሞት ኣትሪፉ ንሙውላድ ኣብቀዐኪ ልዑል እግዚኣብሄር ዋዕሮና ካኣ ቡርኽተይ ሽም ኣምላኺ ደጋግምኪ ተልዕሊ ኣምላኽ ዘርእኺ ይባር ። እንተባንዳ ግን ካብቶም ፀላእቲ ዝከፍእ እዩ። ካብባንዳ ምካን ይሰውረና ተጋሩዋይ
@user-kg7se4qf5c
@user-kg7se4qf5c Жыл бұрын
አሰይ ዝሓፍተይ ጅግና እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብይልኪ 👏❤ ንተም ገብርቲ ክፍእ እውን እግዚአብሔር ይፍረዶም
@Raki_Tigray
@Raki_Tigray Жыл бұрын
እታ ህፃን መን ስማ ግን ብባዓለይ ህያብ እለያ👩‍🍼♥️🥰
@popopepo3069
@popopepo3069 Жыл бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ ሓፍተይ ናተይ እግዚአብሔር ኣምላክ እንታይ ይሳኣኖ ተመስገን 💕🙏
@Amber1919
@Amber1919 Жыл бұрын
አቦ እታ ቆልአ መን እዩ ሻእቢያ ደፊሮምኒ ክትብል ኢና ሰሚእናያ ወያኔ ደፊሮምኒ ክትብል አይሰማእናያን እሞ ጓልና ስደዱልና ። ናብ ኤርትራ ።
@semirtekle6428
@semirtekle6428 Жыл бұрын
@@Amber1919 shaibya defrwa meitewit iko yea
@Amber1919
@Amber1919 Жыл бұрын
@@semirtekle6428 ማለት አይተረደአትንን ናይ ምንታይ መእተዊት
@semirtekle6428
@semirtekle6428 Жыл бұрын
@@Amber1919 shaibya defirni kem meitwi eyom ztkemula tegaru inte kerebkayom yrhku inte rhikayom nikomna yblu
@Amber1919
@Amber1919 Жыл бұрын
@@semirtekle6428 ንሱ እንዲዩ ጸገሞም
@user-fd6zs4lu7q
@user-fd6zs4lu7q Жыл бұрын
ሓቦ ፅንዓት ጀግንነት ኩሉ ዓዲሉኪ ዋዕሪተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምሰ ጓልክን ብፆትክን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩምን ንሕበነልኩምን
@user-hw8if6my4d
@user-hw8if6my4d Жыл бұрын
ጅግና ዋዕሮ ብናይሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ብጥበብ የዕበየልኪ❤❤❤❤❤
@tsigehailu1622
@tsigehailu1622 Жыл бұрын
ጅግና ሐፍትና ሐበን ትግራይ እዮም ዕድመ ይሐቦም ❤️❤️❤️
@abhaksa8070
@abhaksa8070 Жыл бұрын
ዋዕሮ ትግራይ እግዚአብሔር እንቃዕ ነዙይ ኣብቀዐኪ ።ኩራዓት ህዝብ ትግራይ እኺሞ ኣጆኺ ❤❤❤
@ydf203
@ydf203 Жыл бұрын
ብሓቂ ጅግና እኪ ዛሓፍተይ ማዓረይ ፀገምካ ምክንያት ሓይልካ ዳኣ ክከን አለዎ እበር ምክንያት ውድቀትካ ክከን የብሉይ እግዚአብሔር እንኳዕ ላብ ምውላድ አብቀዐኪ ስለ ሁሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን❤❤
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Жыл бұрын
መርአያ ፅንዓት ዋዕሮ ትግራወይቲ❤እንኳዕ ናብዚ አብቀዐኪ❤❤❤
@user-sb5se7qd3l
@user-sb5se7qd3l Жыл бұрын
ጅግና ዋዕሮ መግለጺ ሲኢነልኪ ፈጣሪ ንውላድኽውን ብጥበቡ የዕብየልኪ መሰረተይ ብሓቂ ኹሉ ናይ ፈጣሪ ሓይሊ እዩ ጽጋበይ ኣጆና ክሓልፍዩ❤❤❤❤
@Amber1919
@Amber1919 Жыл бұрын
እግዛብሔር እንኳእ ውላድ ሃባ ግን አቦ እታ ቆልአ መን እዩ አይነገሩናን አብቲ ሕክምና ከላ መን ደፊርዋ መቼም እቲ መከረኛ ሻእቢያ አይትብለናን ትከውን ባእሎም አብኡ ይደፍርዎን ዳሕረይ ሻእቢያ አይ ሐሶትኩም ከይወአለት አይሐደረት ትፍለጥ መን እዩ ደፊሩኪ
@hani6817
@hani6817 Жыл бұрын
ምስገናኪ ይብዛሕ ዋዕርና♥️🎉🥰
@zed-fw8xu
@zed-fw8xu Жыл бұрын
ጅግና ሓፍተይ 💛💛❤️❤️💪💪💪💛💛💛💛💛TDFey❤❤❤❤❤❤❤❤
@gghhh7965
@gghhh7965 Жыл бұрын
ተመስገን ፈጣር እንኳዕ ሰላም ወፃእኽ ጀግና ዋዕሮና🙏😘😘😘😘
@user-pb3hg1cm7q
@user-pb3hg1cm7q Жыл бұрын
ብሓቂ ብልፅቲ ዋዕሮና ምሰጋናኪ ይብዛሕ እግዚአብሔር ታይ ይሳኤኖ ተመሰገን ብጥበቡ የዕበየልኪ ዛሓፍተይ ኣጀኪ በርትዒ
@user-cu9by6cy3x
@user-cu9by6cy3x 9 ай бұрын
መርኣያ ፅንዓት ደቂ ኣነስትዬ ዋዕሮና😢❤
@user-uy3ce5hk1j
@user-uy3ce5hk1j Жыл бұрын
ጅግና እንኳዕ ምዝራብ በቃዕኪ
@fsedfsd-ch9fk
@fsedfsd-ch9fk Жыл бұрын
እንካዕ ፍረ ብርክኪ ርአኪ ማዓረይ ጅግና ክንደይ ኣሕዋትና አለዋ እየን ኩሉ ኣብ ክብደን ገይረን ዝከዳ
@AaAa-nu6gq
@AaAa-nu6gq Жыл бұрын
ኣሰይይይ ጅግና ዋዕሮ ንጋልኽለ እግዚአብሔር ኣምላኬ ብጥበቡ ያዕብየልኽ❤❤❤❤❤❤❤
@tigisttigist6743
@tigisttigist6743 Жыл бұрын
ኣብ ህወትና አግዛብሄር ዝበሎ እዩ ዝኽወን ክትብል ከለኽ እየ ትብዓትክ ዝርዳእን እሞ ሕጅውን ተስፋክ ይልምልሞ ፍጣር እየ ዝብለክ ጋል ርመይ 🙏 ኹን ዝተብሃለ ኾይኑ እሞ አምላክ ይመስገን 🙏🙏🙏 ናይ ብሓቂ ዋኣሮ እኽ በጃና 👌💛💖💫
@fderfeet7866
@fderfeet7866 Жыл бұрын
ጂግና እኺ ክብር ናዓኻትን ጀጋኑ ደቅ ትግራይ🥰
@user-qp7ku2yc7l
@user-qp7ku2yc7l Жыл бұрын
ዋዓረና እንኳዕ ብህወትኪ ወፃኪ😘ዋይ ወድነይ ተትህለኮ ክምዚ እልካ ክትነግረኒ ነርካ እካ ዘሐልፍካዮ ኣሕ ዓለም በድልክኒ😭😭
@HHy-hz1du
@HHy-hz1du Жыл бұрын
ኣይዞኪ ሓፍተይ ሓፍቲ ጅግና 😢❤❤❤
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v Жыл бұрын
ኣጆኺ መዓረይ😢😢😢❤
@AsAs-dy9jl
@AsAs-dy9jl Жыл бұрын
ኣይዘኪ ምዓረይ 😢😢🙏
@swsw3157
@swsw3157 Жыл бұрын
Ajka mkartay😥😥😥💔💔💔
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 Жыл бұрын
አጆኪ ዝሓፍተይ መዓረይ ሓፍቲ ጅግና ንኩሎም ሰማእታት ትግራይ አሕዋትና ገነት መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
@eduedu332
@eduedu332 Жыл бұрын
ጀግኒተይ ክብሪ ንዓኺ ይኹን ❤❤❤
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 Жыл бұрын
እሰይ ተመስገን ኣምላክ ዛሓፍተይ ጅግና ዋዕሮና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ro7xw8kc9r
@user-ro7xw8kc9r Жыл бұрын
ኣሰይ ጅግና ዋዕሮና እግዚኣብሔር ኣምላክ እንታይ ይሳኣኖ ክብርቲ ሓፍተይ እንኳዕ ተረፍኪ ንሚጣ ደሞ ብጥበቡ የዕቢየልኪ❤ተመሰገን ኣምላክ❤ምስገናኪ ይብዛሕ ማዓረይ
@ddsd2475
@ddsd2475 Жыл бұрын
ክብር ሞጎስ ንጀጋኑና ♥♥💛💛💊💊💊😢😢😢
@user-lh6pt7ts1i
@user-lh6pt7ts1i Жыл бұрын
ተመስገን እግዚአብሔር እንታይ ይስኣኖ እንኳዕ ደስብለኪ ዝሓፍተይ ጅግና ዋዕሮ ብጥበቡ የዕብየልኪ ክቡረተይ❤❤❤
@user-bp5ye2rh6f
@user-bp5ye2rh6f Жыл бұрын
ተመስገን እግዚኣብሔር እንታይ ይሳኣኖ እንኳዕ ደስስበለኪ የኔ ጀጋና❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💘💘
@nisanabraha366
@nisanabraha366 Жыл бұрын
ጆኖሳይድ ትግራይ እንተ ዘይተካሒሱ ሰላም ክህሉ እዩ ኢልካ ምሕሳብ ድንቁርና እዩ ተኣሚኑሉ ብኩሉ ዝበጽሖ ጸገማት ክክሓስ ጥራይ እዩ ዘለዎ ክሓዊ እንተ ኮይኑ።ብቓላት ሕውየት ዝብሃል የለን ብግብሪ ሕውየት እንበር ድያስፖራ ትግራይ ጆኖሳይድ ትግራይ ክጽዋዕ ከምዘለዎ ክትትስእ ጥራይ እዩ ዘለካ ጆኖሳይድ ዝፈጸሙ ክሕተቱ እንተ ዘይገርካ ቃልስካ ኮንቱ እዩ።
@kiflomshumbahri3194
@kiflomshumbahri3194 Жыл бұрын
ሃየ ካልእ ከ ሕጂከ እቶ ዝተረፉ ክጽንቱ ደሊኩም😅😅
@fevengirmay5910
@fevengirmay5910 Жыл бұрын
Mo haye adka atika tefalem weyleke tehabiekas fekera
@wht3158
@wht3158 Жыл бұрын
I'm from Iraq and I was working with Tigrinya-speaking people for about 2 years. I had some love for the Tigray people because they migrated to Abyssinia from the Tigris River and I believed you are our brothers n sisters.. but now when I heard that you are liers and bad people, I have to thank Allah that you are living outside of my country🤔🤔🤔
@user-jk3dt7nf6d
@user-jk3dt7nf6d Жыл бұрын
ጅግና ሓፈተይ እቲ ፅንዓቲኪ ገሪሙኒ❤
@user-ul3th3gc7e
@user-ul3th3gc7e Жыл бұрын
እንኳዓ ደስ በለኪ ማዓረይ አምላክ ንውላድኪ እውን ብጥዕበብ የዕብያ❤♥️♥️
@rg6495
@rg6495 Жыл бұрын
ዝገርም ሒወትኪ ክትስውኢ ኸይድኪ ሒወት ሒቡ መሊሱኪ አምላኽ ይመሰገን
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 Жыл бұрын
ጅግና መሲየ ዝሓፍተይ ንጓልኪ አምላክ ብጥበቡ የዕብየልኪ እንካዕ ብሂወት ተረፍክልና ዛእምበይተይ
@user-qb2tn8zx7c
@user-qb2tn8zx7c Жыл бұрын
ጅግና ዛመዓረይ ቦታ ግን እናመረፅኩም እዝንና ዝርብሽ ድምፅ እንሄዎ 🙏
@zafutesgay156
@zafutesgay156 Жыл бұрын
ምስጋናኪ ይብዛሕ ዝሓፍተይ ጓልኪ ብጥበቡ የዕብየልኪ እግዚአብሔር ምቅርተይ❤
@user-qq8of7vt7u
@user-qq8of7vt7u Жыл бұрын
ኣሰይ ዋዕሮና ኣነስ ከማኪ ዋዕሮታት ክርኢከለኩእየ ጋልሙካነይ ዘሐጉሰይ እንካዕ ደስበለኪ ማዓረይ💘❤❤🙏
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ቲቲ ጋል ወዲ ዕቡይ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ቲቲየይ
@user-qq8of7vt7u
@user-qq8of7vt7u Жыл бұрын
@@merigalmarye7051 እሺ ገይረልኪ ናተይ💘🙏
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@@user-qq8of7vt7u የቀንየለይ ዛምበይተዋይ❤🙏
@shaweetshoosho155
@shaweetshoosho155 Жыл бұрын
​@@merigalmarye7051❤❤❤❤❤❤
@YfSc-pc6nt
@YfSc-pc6nt Жыл бұрын
​@@merigalmarye7051 ገብረለኹ አነዉን
@genetkwt6461
@genetkwt6461 Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ልጀጋኑና
@user-zl1gb1dv3r
@user-zl1gb1dv3r Жыл бұрын
አስይ ምቅርተይ እንካዕ ናብዝ አብቀዐክ ጅግና ዋዕሮና
@user-zh2cw8rc5e
@user-zh2cw8rc5e 11 ай бұрын
God bless you and help you my hero sister throughout your life span...
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын
ጂግኒት እንካዕ ናብዚ በቃዕኪ😍💛❤💛❤✊✊
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Жыл бұрын
ፅሪተይ ተመስገን እስኪ እዞም ገበርቲ እከይ ናይ ኢዶም ኣይስኣኑ 😥🙏
@bri7094
@bri7094 Жыл бұрын
😢😢😢ኣቤት ካባኹምኮ ቡዙሒና ተምሂርና ትልገረመንስ ወላዲኺ ብማዕዶ ርኢኽዮም ለይምኻድኺ 😢😢ኣነግን ብኽያትለ ምወሰኩሉ😢😢😢😢😢
@temesgenamlakey4936
@temesgenamlakey4936 Жыл бұрын
ስለ ኡሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ይኽበር ይመስገን እንኳዕ ናብዚ አብቀዐኪ ብጥበቡ የዕብየልኺ ጓልኺዉን ክብርቲ ሓፍትና❤
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh Жыл бұрын
ተመስን እንኳን ብሰላም ወፃእክለ እንኳን ብሰላም ተገላገልክለ መርአያ ጅግና ዋዕሮ እግዚብሔር ምሕረት የውርደልኪ
@user-xf3vb4zu5v
@user-xf3vb4zu5v Жыл бұрын
ጅግና ዋዕሮ በቃላት ዘይትግለፅ መረአያ ደቂ ኣንስትዮ 💊💊💊💊
@rahel7771
@rahel7771 Жыл бұрын
ነኪር እዩ ስራሕ እግዚኣብሔር ግሩም እዩ ብሓቂ እንቋዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ መዓረይ
@abititesfay1086
@abititesfay1086 Жыл бұрын
ተመስገን ጅግና ሓፍተይ ኣጆኺ እምበይተዋይ እንኳዕውን ወሊድኪ ልምስዓም ኣብቀዐኪ🙏❤
@chbcdbgd997
@chbcdbgd997 Жыл бұрын
ጅግና ሓፍትና 🥰🥰
@fhfh1940
@fhfh1940 Жыл бұрын
ዋዕሮ ትግራይና እንኳዕ ናብዙይ ኣብቀዐኪ🥰💛❤️💝
@eseyasberhe7842
@eseyasberhe7842 Жыл бұрын
አጄኽዛ ሓፍተይ እንኳዕ ፍረ ንምርካብ አምላኽ አብቅዓኪ ፣ ንዘጓነፈኪ ወጽዓ ብግልጺ ምዝራብኪውን ከድንቐኪ ይደሊ ፣ ከማኺ ሽግር ንዘጓነፈንውን አብነት ኮይንክየን አለኺ ፣ እዞም አራዊት አብ ዓድውን ደቆም ተጋሲሶም ደቅደቆም ምሰምሓራይ ዝተጋሰሱ ብዕሉጋትዮም ፣ ብዝኾነ አምላኽ ሰላም የውርድ
@amanasmerom3669
@amanasmerom3669 Жыл бұрын
Hasawit
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv Жыл бұрын
ዝገርም ጅግነት እና ታሪክ እንካዕ ደስ በለኪ ዋዕሮና❤🎉
@edensolomun1894
@edensolomun1894 Жыл бұрын
እንዃዕ ደስ በለኪ ሓፍተይ ናተይ እግዚአብሔር ኣምላክ እንታይ ይሳኣኖ ተመስገን🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@user-ff4hc3bv9e
@user-ff4hc3bv9e 9 ай бұрын
ተመስገን♥️♥️♥️♥️🙏🙏♥️♥️♥️♥️
@lelugualadwa4781
@lelugualadwa4781 Жыл бұрын
Enkuae des beleki hafety egziabeher amelake entay yesano temesegen 🙏🙏🙏
@dgkj1203
@dgkj1203 Жыл бұрын
ተመሰገን ክብረተይ እንኻዓ ናብዚ ኣብቀዓኪ
@user-uv2yu8xj7k
@user-uv2yu8xj7k Жыл бұрын
ተመሰገንአሰይይይይይ❤💛💛💛💛
@raheelrahee9494
@raheelrahee9494 Жыл бұрын
ብሓቂ ተመስገን ብርኽተይ ዋዕሮ እንኳዕ ብሰላም ኣገላገለትኪ ኣደይ ማርያም እንዕ ብሂወት ተረፍኪ ንስኽውን ተመስገን ምስገናኡ ኣይጉደል ኣምላኽና።ንጒልኪ እውን ብጥበቡ የዕብየልኪ ምዓረይ
@YfSc-pc6nt
@YfSc-pc6nt Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ብሓቅ
@weynigaltigray1998
@weynigaltigray1998 Жыл бұрын
ዋዕሮ ✊️✊️
@FthawiHaileZewde-qe3zp
@FthawiHaileZewde-qe3zp Жыл бұрын
Aseyy jegna bhaki amlak meske yekun bhaki ❤️❤️❤️❤️
@frehiwettesfay8337
@frehiwettesfay8337 Жыл бұрын
Amen🙏🙏🙏♥🙏🙏🌹♥
@martamarta2074
@martamarta2074 Жыл бұрын
ጅግና ❤❤
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Жыл бұрын
ኣንበሲተይ እንኳዕ ዓይንኪ ብዓይንኪ ረአኪ ክብርተይ 💙💙
@nisanabraha366
@nisanabraha366 Жыл бұрын
እንታይ ማለት እዩ እንቋዕ እዚኩሉ ኣብ ሊዕሊኣ ዝወረደ ረሲዕኩሞ ማለትድዩ?
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Жыл бұрын
@@nisanabraha366 ኣንብቢ ተረድኢ ኣድምፂ ናብ ነገር ኣይትጉየዪ ልዕሊ እቲ ኩሉ መከራ ወሊዳ ሓቂፍስ ተሕዝኒ ድዩ ንብላ ወይም እንኳዕ ውላድ ሃበኪ🤔
@berryfamily2846
@berryfamily2846 Жыл бұрын
ኣጀኩ ጅግንት ምውላድክ ደስ አሉን አሞ ካብ ውድ ዓድክ ዕድለኛ አኪ
@Raki_Tigray
@Raki_Tigray Жыл бұрын
ተመስገን ማዓረይ ኣጆኺ ጅግና እኪ♥️🥰
@dgfggufu2914
@dgfggufu2914 Жыл бұрын
ዋዕሮና እይኳዕ ላብዚ ኣብፀሐኪ❤❤❤
@genet6293
@genet6293 Жыл бұрын
ጅግና ሓፍተይ❤❤❤
@sara236ss
@sara236ss Жыл бұрын
ጀግን❤❤❤ ❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤
MISS CIRCLE STUDENTS BULLY ME!
00:12
Andreas Eskander
Рет қаралды 19 МЛН
Stay on your way 🛤️✨
00:34
A4
Рет қаралды 23 МЛН
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42
🛑 22 ስኒ እየ ስኢነ ። ተ/ጋ ገነት ሓድሽ
35:24
ገድሊ Plus
Рет қаралды 59 М.
MISS CIRCLE STUDENTS BULLY ME!
00:12
Andreas Eskander
Рет қаралды 19 МЛН