No video

ካብ ጌግኡ ክመሃር ዘይኽእል ስልጣን ሞተይ ዝበለ ጉጅለ ስርቅን ብሄራዊ ክሕደትን | July 10/2024

  Рет қаралды 15,137

Dedebit Media Official

Dedebit Media Official

Ай бұрын

ካብ ጌግኡ ክመሃር ዘይኽእል ስልጣን ሞተይ ዝበለ ጉጅለ ስርቅን ብሄራዊ ክሕደትን
#DedebiMedia #Tigraydaily #Tigraynews #Tigraytv #dimtsiweyane #TMH #Etv #ebs #eritrea #ዛንታገድሊ #TDF

Пікірлер: 152
@zafuzafu6588
@zafuzafu6588 Ай бұрын
ጅግና ቑኑዕ ትኽ ዝበልካ ትግራዋይ ባሻይ ሓውና
@LeltiHaileLeilte
@LeltiHaileLeilte Ай бұрын
አንታ ባሻይ ብደንቢ ስሩሕሉ በጃኩም ናይ ፀላኢ መሐጎስ ከንከውን በጃኩም
@user-ey4zb1uh6b
@user-ey4zb1uh6b 29 күн бұрын
ጀጋኑ 💪💪💪💪
@TilahunTarekeWeldu
@TilahunTarekeWeldu Ай бұрын
ባሻ ቅኑዕ፡ ብህዝባዊ ውግንንኡ ኣብነታዊ ተቓላሳይ መንእሰይ ትግራዋይ፡ እንኳዕ ናትና ኮንካ!!!!!!!
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 Ай бұрын
ሰላም ጀጋኑና ደ /ር ሃይሌ ባሻይ ሃውና በርትኦ ድምጺ ህዝብና ኢኩም እሞ አጀኩም 💪💪💪💪💪💪💪💪❤💛❤💛❤❤
@user-bc8hn4cn2d
@user-bc8hn4cn2d Ай бұрын
Network funfun😂😂😂
@user-kb4bw2bz3m
@user-kb4bw2bz3m Ай бұрын
ኡን ኳዕ ቡሰላም መጻኮ ባሻይ ጅግና👍
@saraabraham2202
@saraabraham2202 Ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ባሻ ሓየት ✊🏽💪🏾👏🏽
@KasaBerhe
@KasaBerhe 8 күн бұрын
አዞም መንግስቲ ከምዘየለ እንዳወፁ ብውልቆኦም ህዝቢ ዘዳናግሩ ሰራዊት ትግራይ ዓገብ ክብሎም ይግባእ
@user-om4fh1vg9j
@user-om4fh1vg9j Ай бұрын
ንስኻስ ብኸመይ መንገዲ ፈልጥኻ እዩ ከምዚ አይተብሀለን ከሚዚ እዩ ተባህሉ እትብል አለኻ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
❤❤❤❤ባሻ ወሓስ ትግራይ
@genettebeje1163
@genettebeje1163 Ай бұрын
ክብረት ይሃብካ ጅግና ሐውና ባሻይ ጀግና ❤❤❤
@haregugebremedhin8880
@haregugebremedhin8880 Ай бұрын
ኣጀኩም ጀጋኑ ❤❤❤
@zenebeberehe7257
@zenebeberehe7257 27 күн бұрын
ስጋ፡በፆት.........❤❤❤...
@user-dk7rp5fu8g
@user-dk7rp5fu8g Ай бұрын
ኣጆኹም ጥራይ ትግራይ ጽቡቕ ኣላ። ባሻ ሓወይ
@user-cp1sv2bq1h
@user-cp1sv2bq1h Ай бұрын
ባሻ ፁቡቅ ሓበሬታ ...... ኣይጨኒን ዝሕመዩ ዘለው ተጋዳላይ ፕሬዛንት ጌታችው , ፕሮፋ ክንደያ ,ደ/ር ሓጎስ , ኣይተ ረዳኢ ... ካልኦት እዩም ዝሕመዩ ዘለው እዞም ሰባት ዝኩላ ዝበሃል ዘሎ ካብ መን እዩም ተማሂሮሞ ምሕሳው ምስራቅ ሙጉጃል ስልጣን ምድላይ ተጋዳላይ ደ/ር ደብረፅዮን ወ/ሮ ፈትረወርቅ ኣይተ ኣለም ደ/ር ኣምባሳደር ባሌማ ደ/ር ኣብርሃም .... መን እዩ ንነዊሕ ጊዜ ኣብ ማእከላይ ኮሜቴን ስልጣን ዝፀነሓ ኩሉ ነገር ካብ ዚኦምን ቅድሚኦም ዝነበሩ ጎጅለ ህውሓት እዩ ንህዝቢ ትግራይ ብ ጀኖሳይድ ክውዳእ ልድሕሪት ክምለስ ልገበሮ መሪሕነት ንጎጅለ ሓዲካ ትማሊ ልቦቀለ መሪሕነት ምስ 30 ዓመትልዕሊኡን ዝጨነወ ፣ ልጠምበየ ምውድዳ ባእሉ ምስ ክዳንካ ዕብዳን እዩ ባሻይን ተከተልቲን እዩም እስኪ ህውሓት ልህዝቢ ትሓሊ ተኮይና ክሎም ስልጣኖም ይልቀቁ ልሓድሽ ወለዶ የረክቡ ስልጣንን ጥቅምን ዘይለልዩ ተኮይኖም ??? እቶም 30 ዓመት ህዝቢ ዘሰክሑ ነዚኦም ጠጠው ኢልካ ሙሙጋት ባዕሉ መሕፈሪ መሰከፊ እዩ ባሻ ካባካ ኣይፅቦዩን ።
@kirosalemtsehay9778
@kirosalemtsehay9778 Ай бұрын
እንስካትኩም ካብ አየናይ ጉጅለ እኩም ሚስጥር ትረክቡ ? ስለ ሐደ ጉጅለ ደገፍቲ ትመስሉኒ
@Shashemene
@Shashemene Ай бұрын
This is a good question 🙋
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Ай бұрын
@@Shashemeneወከልቲ ሕዋሐት እዩም ዝመስሉ አንጻር ግዝያዊ መንግስቲ ድዩም???
@okellobusha1351
@okellobusha1351 Ай бұрын
ጽቡቕ ኣገላልጻን ኣቀራርባን ኣልካ መቕረባይ እዚ ፕሮግራም። ክልተ ልቢ ዝሓዝካ ትመስል። ለወጢ እንተኾይኑ ጽቡቕ መሰረትዊ ለውጢ ክኾን ኣለዎ። እቶም ካድሬ ካድሬ እንድበልካ ትጽወዖም እኮ እዩም እዚ ኹሉ መእለያ ዘይብሉ ዕንወትን ጽንተትን ኣብ ትግራይ ክፍጠር ገይሮም ዘለዉ። ኸማኻ ዝመሰሉ ተስፋ ዘለዎም እኮ እዮም በዚ ሕዚ ትግራይ ክመርሕዋ ዘለዎም እምበር ካድሬታት ኣይኮኑን። ካድሬ ዝባሃል ናይ ኮሚኒስት ናይ ደማውያን ስርዒት እዩ። ዕላምኡ ድማ ንህዝቢ ኣግሩን ኢዱን ብምእሳርን ኣፉን ዓይኑን እዝኑን ድማ ብምሽፋንን ብሓድ ንሓሙሽተ (1፡5) ሞቒሕ ግኡዝ/ለዋስ ኮይኑ ክግዛእ ምግባር እዩ። ኣንብብ 1984 and Animal Farm. ንመረሕቲ ህወሓት ኣባሪርካ ንካድሬታቶም ይትርረፉ ማለትካ ፕሮግራምካ 50:50 እዩ ዝኸውን። ዝገረም ግና ህወሓት እንተዘይላ ህዝቢ ትግራይ ዳርጋ የለን ኩለይ ኣልካ። ካልእ ውድብ ፖለቲካ ሰላማዊ፡ ዲሞክራሲያዊ፡ ግልጺ፡ ተጠያቒ ፡ ህጋዊ ብህዝቢ ዝተመረጸ ክፍጠር ዶ የብሉን እዩ። ኣልዎ ብዘየጠራጥር። እዙይ እንተኾይኑ ህወሓት ቦታ የብሉን ተሓታቲ ድማ ይኸውን። ብዝተማተአ ኣቀራርባ (Double Standard) ኢኻ ቀሪብካ። ኣየዋጽእን።በዚ ዕድሜኻን ናይ ዘረባ ክእለትካን ንሓንቲ ሓቂ ደው በል። ህዝቢ ዝፈትወካ ወደ ህዝቢ ድማ ትኸውን። ከም ዶ/ር ፋልሶ ሃይለ ካብ ምዃን ዳሓን። መረሕቲ ህወሓት ባዓል ደብረጽየን ደብረሰይጣንን ፈትለ ጉዲትን ዘየድሊ ዘየዋጽእ ኩይናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ከውላዕ ገይሮም ናይ 1 ሚልየን ህዝቢ ክጠፍእ ገይሮም። ህቢና ህዝቢ ራያን ወልቃይትን ሑመራን ብሰላም ብኽብሪ ካብዝነብረሉ ገዛን መሬትን ንብረትን ብዓደምዎም ፅላእቲ ተባሪሩን ተመዛቦኢሉን ፎቖዳ በረኻን ከተማታት ትግራይ ክብተን ክሳቐን ክጠምይን ክጸምእን ገይሮም። ነዚ ኹሉ ወሰን ዘይብሉ ገበን ባዓል ሂትለርን ሙሶሊኒን ስታሊንን ከምተሓተትዎ ክሕተቱን ክዳነዩን ዝግበኦም ናይ ዘመና ፋሺስት እዮም። ዝፈጸምዎ ገበን ምንም ከይተሰመዖም ህዝብና ነድሕን ገዲፎም “ውድብና ነድሕን” ዝብል ጭርሖ ጨሪሖም ከምልማዶም ህዝቢ ከይመረጾም ዳግም ናፍታ ዝለመድዋ ባዓልቶም ገበነኛታት ባዓልቶም ዳኛታት ስርዓት ክድይቡ ኣብምጽዓር ይርከቡ። “ናይ ላዕለዎት ኣበራርሓ (ናይ ካድሬ) ” ኣኼባታት እንዳበሉ ህዝቢ ተረጋጊኡ ናብርኡ ከይምስርት ኣብ ምዕንቃፍን ኣብ ምሕንፋሽን ይርከቡ ገበኖም ብህጊ ከይሕተት ንምግባር ጉዶም ክዓባብጡ። ሕዚ ህዝቢ ትግራይ ምስ ውሉዱ ሓይሊ TDF ኮይኑ ህወሓት ን50 ዓመት ዝኣክል ካብ ሓደ ደማዊ ኩይናት ናብ ካልእ ደማዊ ኩይንት እንዳእተወት ናብ ሞትን ጥምየትን ጽምእትን ውርደትን ስለዘእተዎቶ ምስቶ ርጉማት ፋሺስታት መረሕታ ካብ ቅድሜና ይጥፉልና ኢሉ ክዕምጸን ክለዓልን ኣለዎ። ካልእ መማረጺ የብሉን ዘለኣለማዊ ሰላም፡ ምርግግእ፡ ደሕነነት፡ ልምዕእት፡ ኩርዓት ክረክብ ምእንታን። ህወሓት ን50 ዓመት ሙሉእ ‘ሓርነት” “Liberation Front” እንደበለት ህዝቢን መሬት ትግራይን ኣጥፊኣ እያ። ደማዊ ጥፍኣታ ክቕጽል ካልእ 50 ዓመት ሃቡኒ ትብል ኣላ ክወሃባ የብሉን። ክትውገድ ኣለዋ!!!
@ZemichealGahs
@ZemichealGahs 27 күн бұрын
❤❤
@seidedris3325
@seidedris3325 Ай бұрын
በርትዕ
@brhanhailu1143
@brhanhailu1143 Ай бұрын
❤❤❤
@fisshabelay6364
@fisshabelay6364 Ай бұрын
ባሻይ ንኹሉ ትግራዋይ ዘስማምዕን ህዝብን ህወሕት ንምድሓን ኩሎም ማእከላይ ኮሚቴ ብጉባኤ ውሳነታት ኣሊኻ ብሃዱሽ መሪሒነት ክትክኡ ብምግባር እዩ ፀገም ትግራዋይ ዝፍታሕ።
@brhanhailu1143
@brhanhailu1143 Ай бұрын
ጅግና ❤❤❤❤
@BerhaTsehay
@BerhaTsehay Ай бұрын
ባሻ ዉግንናካ ምስ ህዝብን ምስ ሓቅን ክኸዉን ኣለዎ ምኽንያቱ ከይዱ ከይዱ ሓቂ ዩ ዝስዕር
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@birhan9280
@birhan9280 Ай бұрын
Thank you Dedebit Media for disclosing the weaknesses and hypocrite deeds of the interim Transional Government of Tigray. Its sad how cowards overrule the hero people of Tigray
@weykefetek3020
@weykefetek3020 Ай бұрын
ስኒ ነኺሶም ንጉባኤ ዘምፁኡዎም ሒደት ማ.ኮ. ክብሪ ይግቦኦም።
@AbrehaleyArku
@AbrehaleyArku Ай бұрын
እንጀራ ናይቶም ለያቡ ኸይትኾኑ ንፈሪሕ ኣለና ምኽንያቱ ኣብ ጌታቸው ፀሪፊ ስለ ዝተፀመድኹም ምኽንያቱ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝበፀሐ ፀገም ናይ ፀላኢ ጥራሕ ኣይኾነን ናይ ውሸጥና እዩ።
@user-sc4ni2zg9x
@user-sc4ni2zg9x Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-bc8hn4cn2d
@user-bc8hn4cn2d Ай бұрын
Nefez hula
@t.b4065
@t.b4065 13 күн бұрын
ደደቢት መድያ እስኩምን ከማኩም ዝኣመሰሉ መዲያታት ብሓሶት ተንኮል እዮም ሽግር ትግራይ
@tsiontareke3279
@tsiontareke3279 Ай бұрын
Anta Hasawi
@tsigetesfaye8940
@tsigetesfaye8940 11 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉🎉
@habenhabtu6214
@habenhabtu6214 Ай бұрын
ዶ/ር ሃይለ ሓደ ካብቶም ሚስጢራዊ ሰነድ ኣብ ኢድና በጺሑና ኣሎ። ከነቃላዓኩም ኢና እናበለ ዝምካሕን ዘፈራርሕን ሰብ ኢዩ።
@user-bc8hn4cn2d
@user-bc8hn4cn2d Ай бұрын
Haile dedeb
@egzabihertalaknew3508
@egzabihertalaknew3508 Ай бұрын
Denakur dedeb
@IsacAbera
@IsacAbera Ай бұрын
ሰላም ባሻ ደስታ። በል ቀፅለሉ ኣኬባ ካደረ እማ ሒዛ ኣላ እያ ሓቂ ፈጢጣ ወፂኣ እያ መምለጢት የላን። ብህዝብና ቀልዲ የለን ውድብውን ክትድሕን እያ።እቲ ጉጅለ ግልፂ ኮይኑ እዩ ሓቅኻ ኢኻ።
@kakiko-fm5gu
@kakiko-fm5gu Ай бұрын
አነ ብውልቀይ ዝርኣይኒ ዘሎ ነገር አሎ። ዓቢይ ጸግም አጋጥምና አሎ። ህዝብና ዝግብኦ ደብስ እምበር መውዳእታ ዝይብሉ ዕንክልይልይን ህትኩትኩን ዋዕላይ አይኮነን። ብቀዳሚነት አጋጢምና ዘሎ ጸግም ርእይቶ ዓለማዊ ዓለም ለካዊን ኢዩ። አነ ብውልቀይ ህዋህትን ሻዕብያን እና ሃለው ህዝቢ ትግራይ ዘላቂ ስለም ክረክብዩ መላት ህልሚ ኢዩ። እሞ እዝይ ፈልጥና ኩሎና ከም ቀድምና ንህብር። ንጊዚኡ ስራውቲ ትግራይ ( TDF ) ስላጣን ይረከብ። ንይ አብነት ንይ ክለተ ዓመት። ኣብስለስተ ዓመት ናይ ባዕልና ርእይን ስርዓት ንህነጽ ሀገር ንመስርት። ጊታቸውን ህዋህትን ኩሎም ካብ ሃልፍነት ይወገዱ አው ይተጋገዱ ሃፍ ዝይብሉ ናይትግራይ ዕዳ ኮይኖም አለዎ። መህፈርቲ ዝለዝኮኑ። ነጋራት እና ክፍኣ እዩ ዝከድ ዘሎ። ብገንኡ ንይ ጊታችውን ህዋህትን ካብ ሃልፍነት ይታአገዱ ብይ ሃይሊ ትግራይ። ንግዚኡ ለቀ ዓቀቢ ሰራዊት ትግራይ ምግበይ ንትግራይ ይምረሃያ። ንህና ናይ መጻኢ ትግራይ ግልፈት ፍኖት ( road map) ስርዓትን ንፍጠር። ካብድሪ ሂዚ ውደባ አይድለየናን። ዘድለያን ቀዋሚ ስርዓት ኢዩ። ካብ ኩሉ ዓለም ዝጸበቅ ተመኩሩ ዓጽኒዕና ናይ በዕልና ትርክን ስልጣነን ህግን ባሕልን ወግዕን ተርዲና ናይ ባዕልን ባይቶ ንፍጠር። ካብ አመሪካ፤ ካብ ቻይና፤ ካብ ጃፓንዶ ካብ እውሮፓ ዶ እናበልና አብዝይ ዳስና አይንሳስዕ። ንባዕልና ንታሪካን ንምስል። ኩሉም ውዳባት ይፍረሱ። ንኩሎን ዝህዝ ዝሓቁፍ ባይቶ ንፍጠር። ኩሉ ዱህረትና ንወግዶ። ንድብሶ ህዝባና። ሕዋህት ግና ቃንዛ ህዝና ኮይኑ አሎ። እዚ ሳካራም ሌባ ጊታቸው ረዳማ አብ ርእሲ ሃዘናን ሃዘን ደርቡልና። ጊዝያዊ መንግስቲ ዝበሃል ናይ መን ዩ? ንትግራይ ብሃቂ አይውክል። እስካብ መዓዝዩ ጊዝያዊ? ተወካልነቱ ንመን ኢዩ? ንተጋሩ ወይስ ንዓቢይ አህመድ? እዝይ ጊዝያዊ መንግስቲ ንርእሱ ናይ ተጋሩ አይኮነን።
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 Ай бұрын
ግልፂ ግበሮ በጃኻ ❤❤❤
@user-zf7cz6sp5q
@user-zf7cz6sp5q Ай бұрын
እዋይ ጉድ ረኽቡ ህዝብ ትግራይ ሐውና ዚበልዎ ጋና ኮይኑ ንአብይ አህመድ ፈክስ ኢሎም ወየ መሽረፈት ዚበልዎሲ ንዚገደደ በልዑ ዘይፀግብ መልኡ ዘይመልእ ንጌታቸው ረዳን ዓሻክሩን ጊባቦ አቀምጥልኩም በሉ ሐይልን ጥበብን ትግስትን የውሪደልኩም ነዚ ዘይመልእን ዘይፀግብን ዓለቅቲ ህዝቢ ትግራይ ጊባቦ ንምግሐፍ አምላኽ ይሐግዝኩም አሜን አሜን
@user-sw8mv6in1y
@user-sw8mv6in1y Ай бұрын
TPLEF is dying organization .
@searegebrekidan
@searegebrekidan Ай бұрын
መንዩ ኣብርህዎ እንደታ ህዝቢ መንዩ ጹርይ መንዩ ሕማው ክፈልጥ
@TafereBerhe
@TafereBerhe 13 күн бұрын
ደደቢት ምድያ ተv chanel freqouncy ጠፊእና በጃኻትኩም ሓብርልና
@andemariam1763
@andemariam1763 Ай бұрын
You are smart. Welcome
@user-sw8mv6in1y
@user-sw8mv6in1y Ай бұрын
Dedebit media is mouth piece of Alem gebrewhid
@equarenderta7521
@equarenderta7521 Ай бұрын
መደብ ካባይ ናባኹም ።
@user-mu8zb5gk4e
@user-mu8zb5gk4e Ай бұрын
እቲ መስርሕ ናይ ውድብና ንምታይ ረሲዖምዎ?
@tirhaswelu
@tirhaswelu Ай бұрын
Welcome Basha 🙏❤️‍🔥
@drgayimAsefa
@drgayimAsefa Ай бұрын
ንትፍልጥዎ ውድብ ከምዚ ግርግር ምዝንጣል ዓገብ
@t.b4065
@t.b4065 13 күн бұрын
ትግራይ ክትድሕ እንተኮይና ዶብ ኤርትራን ትግራይን ክሕንፀፅ ኣለዎ ብድሕሪኦ ትግራይ ድላያ ከተሳልጥ ሽግር ኣይክህልዋን እዩ። ትግራዎት ኣርሒቅኩም ሕሰብሉ መፍትሒ ሽግርኩም ቅኑዕ መንገድኩም ድለዩ
@tsegatsega1930
@tsegatsega1930 Ай бұрын
At a denez mahyme eshei meind ybkialu
@AsmelashAregawi-lc6ym
@AsmelashAregawi-lc6ym Ай бұрын
❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤
@ZemichealGahs
@ZemichealGahs 27 күн бұрын
Meredaeta kemey knlekolkum
@kahsaygesesew5132
@kahsaygesesew5132 Ай бұрын
ረዳኢ ሓሎፎም ክንደያ ገብረሂወት ኣለም ገብረዋህድ ሓጎስ ጎዲፋይ ሹሻይ መረሳ እዚኦም ክወገዱን ጥራሕ እዩ ዘሎዎሞ በተለይ ረዳኢ ሓለፎሞ እና ክንደያ ናይ መጨረሻ ቀጣፎ እዮሞ
@degafigodifey1264
@degafigodifey1264 29 күн бұрын
ንህዝቢ ተለይኾነስ ሓደ ጎጅለ ጥራሕ ንክታሓጉስ ክትብል ካብቶም ልዛረቡ ዋና ተጠቃሲ ንስኻ ኢኻ።
@luelabay833
@luelabay833 Ай бұрын
Wey wuridet Ata seb do yeley. Zeregna eka
@sabafekadu911
@sabafekadu911 Ай бұрын
እሞ ህዝቢ እኮ ጨነቆ በጃኻትኩም እንዶ ግልፂ ግበርዎ
@user-xk8sw5lo8o
@user-xk8sw5lo8o Ай бұрын
ንስኻ ኩርኩር ናይቶም ነባራት መራሕቲ ኢኻ ንዘይፈልጠካ በሎ
@SolomonGebrekidan-fx3mj
@SolomonGebrekidan-fx3mj Ай бұрын
ንስካከ ናይትውድብ ውዕሎ መን ይሕበካሎ ንዐኹም ፅድቂ ንኻልእ ኩነነ ዘገበሮ መን እዩ ።
@girmayyohannes
@girmayyohannes Ай бұрын
ሓሳዊ ንስኻ ኢኻ ምክንያቱ ውድብ ምድሓን ህዝቢ ምድሓን እዩ ዝብል ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ሕውሓት ቅድሚ ምፈጣሩ ህዝቢ ትግራይ ነይሩ እዩ። ኣነ ዝገርመኒ መንእሰይ ኮይኑ ሓደ ውድብ ጥራሕ ክህልወና ምሕሳብ ናይ ውርደት መንገዲ እዩ።ካብ ርእሲ ኮብዶም ዘቀደሙ እዮም።
@gebreslassiekasa461
@gebreslassiekasa461 Ай бұрын
ንሰኻውን ተደናግር ኢኻ ዘለኻ
@user-bc8hn4cn2d
@user-bc8hn4cn2d Ай бұрын
Nea baelka ho bel dinzuz
@fsahayeberaki9042
@fsahayeberaki9042 Ай бұрын
ህዋሓት ደኣ ናይ ከደምታ ሉኡኽ ኣሳላጢት አምበር ኣየናይ ባዕላ ሓሲባ ርእሳ ኪኢላ ፕላና ኣተግቢራ ትፈልጥ ኮይና አያ ሰነድ ዶ ምስጢር ዶ ኣምሊቆም ትብል
@HaftusurafelGebretekle
@HaftusurafelGebretekle 26 күн бұрын
አለም ወይ መንጀሪና እንድዮም ዝብኹም ናአካ ንደደቢት
@user-bc8hn4cn2d
@user-bc8hn4cn2d Ай бұрын
Nisika habereta men yihibeka denkoro
@haileatsbeha5697
@haileatsbeha5697 Ай бұрын
Why are talking around the bush . If you have the knowledge about the corrupters from the central commute of TPLF lets know who they are.
@haftuzbelo1922
@haftuzbelo1922 Ай бұрын
Kabakum nlaeli tgray zsheta alo???bashay kadre
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf Ай бұрын
ደደቢት!! ብግልፂ name and shame ክግበሩ አለዎም ካብ ብሽፍንፍን ከምዚ ጌሮም ከምዚ ተዛሪቦም ባዓል መንዯም? እቲካልእ እንመንከ እዯም ናዚኦም ከደምቲ እዚኦም ውን እንመን እዯም?? ክቕልዑ ክኽእሉ አለዎም!
@iam4all2
@iam4all2 Ай бұрын
ጊዜይ መልሱለይ፡ ክትኮልል ውኢልካ፡ ጊዜይ፡ ወዲኢኻዮ Get to the point, Who did what What is rhe case What is the problrm, ፈስ
@ZemichealGahs
@ZemichealGahs 27 күн бұрын
Tsbuk endyu ezi sle wura zyhgawi maedn ewn yehlfulna
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 Ай бұрын
ተጋሩ ከም ተጋሩ ተኸቢርናን ሰላምናን መንነትናን ቋንቋናን ታሪኽናን ባህልናን ዓቂብና ካብ ዕስለ ፀላእትና ዝወረደና ፅንተትና ስዒርና ናብ ሕዉየትን ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ብራኸን ክንበፅሕ እንተኮይናን ህዝቢ ከም ህዝቢ ክንቅፅል እንተኮይና እንኮ ዋሕስና ኒኹሌራዊ ሓይልና ብዘየፈላላይ ሓቢርናን ሰሚርናን ተሰጣጢምናን አብቲ ከም ወርቂ ተፈቲኑ መስተንኽራዊ ስራሕቲ ዝሰርሐ ውላድ ህዝቢ ትግራይና ዝኾነ ህዝባዊ ዉድቡ ከም ቐደሙ ዓሲሉ አብ ውሽጥን ግዳማዊን ፀረና ዝኾኑ ሓይልታት ሓቢርናን ከይተሰኮናን መኪትና እዛ እኸይ ግዘ ክንሓልፋ እንኽእል ብሕታዊት መድሕና ሕብረትና እያሞ ህዝባዊ ውድብካ አድሒንካ ተበለፅትን ካሕዳማትን ንኽብዶም ሓደርትን ተኳኑ አወጊድካን ገሊፍካን ሲዒርካ እንተ ወፂእካ ጥራሕ እያሞ አያም በል ህዝበይ ???🤝💪✌️✌️✌️✌️👌👌👌
@user-ck8jo9on4j
@user-ck8jo9on4j Ай бұрын
Hasawiii
@moderbirhanu8922
@moderbirhanu8922 29 күн бұрын
ክንደይ ከ ተፅልእ ናትካ ክድምናን ጎጠኝነት ዝገርም እዩ መንከ እዩ ስልጣን ኣይለቅን ዝበለ ብዜጋ ናይጎጠይ ካሊእ ትግራዋይ ቦታ የብሉን እናበልካ ብሽም ህወሓት እናለዘኻ ትነብር ሌባ ሓሽከት ሌያቡን ሓደ ማዓልቲ ዋጋኹም ትረኽቡ ኢኹም ህወሓት ናይ ተጋሩ እያ ናይ ዓሌት ኣኮነትን
@user-bc8hn4cn2d
@user-bc8hn4cn2d Ай бұрын
Ewe bikiat ni network
@user-qd5tc2iv4v
@user-qd5tc2iv4v Ай бұрын
ባሻ ደስታ ስማዕ ብፍላይ ንስኻን ሃይለማሪያም ሊያይ ሃይለ ኣርፋይነ ህዝቢ ትግራይ የኣምነኩም ነይሩ አዩ ብፍላይ ኣፍቲ አዋን ጠርኖት አትህውዎ አፈርሞሽን ሃህ ቢሉ ይስምዕኩም ነሩ አዩ ኸዝውን ሓቀኛ መሲልኻ ተንታኒ ፖሎቲካ ክትዛረብ ግን ተጋሊጽኹም ትግራይ ዕድዋን ሽረን ገሪኻ ክትሰልዋ ጺዒርኹም ግን ንስኻን ሃይለ ኣረፋይነን ለያቡ ምኻንኹም ፈሊጥኩ ህዝቢ ፈሊጥኩምስ ተፌኩም አዝሃዎይ አቶም ኣዝማድኹም ከም አናለም ገብረዋህድ ዝመስለልይ ገንዝብ ደጎምትኹም ሓብሓብትኹም ተዋሪዶም አዮም ኣብዝኸዚ አትዛረቦ ዘለኻ ናያዓረግረግ ናይ ሃተፍተፍ ዘረባ ምኻኑ ተፈሊጥኩም ማንም ዝስምዕካ የለን ዓሚ መሲሊክንስ ውሕጅ የውስደን ተባሂሉ ዘሓደረ ኢዩ
@user-ck8jo9on4j
@user-ck8jo9on4j Ай бұрын
ባሻይ ቦሽባሽ ምስ ደደቢት ተፀጊዕኻ ኸ እንታ ፅቡቅ ክትዛረብ ደደብ
@FitiwiCanaan
@FitiwiCanaan Ай бұрын
ንዓካከ መን ይበካ ነበረ?
@user-ek9th4le3k
@user-ek9th4le3k Ай бұрын
መን ኣቀብሉካ ዚ ኹሉ ትቅደድ ዘለኻ ለቁማፅ ካብ ዕስለ ዕንክልል ድዩ??? ዕድል ዘይብሉ ህዝቢ ኡፍፍ 😢😢😢 ኣታ ሞትኩም ፈልጥኩም ድኹም ክትመላኡና ደልኹም??
@ContentColourfulShirt-tw1il
@ContentColourfulShirt-tw1il Ай бұрын
basha haqegna Bert e dedebit midia hizbawi midia eu berteu tplf yewet kehadon telamatn felitnaiom alena
@YvFg-p6i
@YvFg-p6i Ай бұрын
ሓሳብ ኣለኒ ባሻይ
@tirudesta444
@tirudesta444 29 күн бұрын
Eni bael nska malet eyu
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 Ай бұрын
Do you think it would be good to be Emotional in this present Tigray situation?
@user-tr6mg3gr7f
@user-tr6mg3gr7f Ай бұрын
ጉጅለ ስብሓት ህወሓት እትሰርቅ ከም መስል፤ ጉጅለ ጎይትኦም እንትሰርቅ መርገም ዝኾነሉ ዋላ ሓንቲ ምኽንያት የለን እዩ።
@AsmelashTesfu-bl7sk
@AsmelashTesfu-bl7sk Ай бұрын
ጉጅላ ረዳ 1ይ ክንደያ ወይ ክንዱ 2ይ ሓጎስ ወይ ጎደፋይን አብ እዋን መኸተ ናይ በራሕለ ጨው ዝሰርቂ ዝነበሩ ጉጅለ ንፈልጦም ኢና
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 Ай бұрын
ሰላም ሰላም ባሻ ሓውና ወል ረዳኢ ሓለፍም ሚስጥር ምውጻእ ከባቢያውነት ኣብ ከምዙይ ካብዛኣቱ ጸኒሑ ኣሎ ምስቶ ተጋሩ ባንዳታት ኽጻሓሓፍ ኢዩ ዝውዕል ቡዙሕ ሚስጥር ኣሎ
@user-sw8mv6in1y
@user-sw8mv6in1y Ай бұрын
Dedebit media is reflection of Alem Gebrewhid
@shumuyebelayteklebrhan8466
@shumuyebelayteklebrhan8466 Ай бұрын
what a boring speech is this? Come to the logic. Don't rotate around the bush.
@nowa504
@nowa504 Ай бұрын
ኣታ መርዛም ጎጠኛ ሰታይ ደም! ንመን ክትዳናግር እዩ ሐዚ ከ ምስቲ ፀቢብ ጉጅለ ዓሌትካ ሓደ ሚልየን ሰብ ኣወዲእካ ሐዝ እውን ቅዱስ መሲልካ ምዝራብካ ኣይትሓፍርን
@ba00200
@ba00200 Ай бұрын
ባሻ ደስታ ፈሽኳል። እዝኒ ምሃብ ምስከልኡኻ ትማዓቶም ኣሎኻ።ንስኻ ተትኸወንከ ታይ ኮን ምገበርካ? ተልኘዴን ፖለቲከኛ ኣይተጽመና።
@mengistuabasgedom9330
@mengistuabasgedom9330 Ай бұрын
ተሽካሚ. ስነጣ. ብጻይ ስብሐት. ነጋ. ባራዩ. ህግደፍ ጉሱሳት. ህግደፍ ክክክክ።
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Ай бұрын
ከምኡ ድዩም እንታይ ትብል ወደይ ሐቂ ድዩ እንታይ ክረኽቡ ሕጂ ካብ ትግራይ ዝመጹ ካብ ማእከል ሐገር ብ ቁጠባ ይኹን ወዘተ ትግራይ ዘሐሸ እዩ ዝብሉ እንታይ ይግበሩ አውስትራልያ አራጢጥካ አብ ዝምቸኤካ ኮፍ ኢልካ ዝገረመኒ ሰታሊን ድማ ኣማሐሪሒሩ አብ ጎድኒ ፍኖ ኮይኑ ተጋሩ ጸይቅልኩም አብ ክንዲ ን ጎይቶኦም president ኮይንኻ ትግራይ ምሕደራ ሕውየት ቁጠባ አብ ወጻኢ ኮይንካ ምውርዛይ ሸቀጥ አንኮራ ኩናት ምውላእ እምበሪ ጣቋ ዘይብሎም እዩም አብ ጎድኒ president ጎይቶኦም ካብ ዝኸፍኤ ክባ ሐዊ ሳላ ክእለት Diplomacy ግዝያዊ መንግስቲ ጀነራል ጻድቃን ጀነራል ወዲ ወረደ እምበሪ ሕዋሐት 10 ሺሕ ዘይሐዘት ሕዝቢ ትግራይ አብ መጋርያ ሐዊ ብኽቢ አለቢሊቦምው ቅንጮ ሕግደፍ ከማን ኮሊፎምና ክብል ዝሐንሐለሉ Diplomatic እዩ ተጌሩ እዚኦ ደደቢት አለቅቲ ሕዝቢ ትግራይ እዩም ሕስድና እሞኻኣ አራጢጥካ ብ ሕዝቢ ጸወታ.
@user-cx4du8vn7m
@user-cx4du8vn7m Ай бұрын
​@@toyotaw2500ጦብላሕላሕ።ኪድ ናብ ኢሳያስካ።
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Ай бұрын
@@user-cx4du8vn7m ብኸመይ ብሩኽ ዘሪ ካብ ተጋሩ ንላእሊ Genocide ዝተገብረ ብ ሰለማዊ ሰልፍ ድዩ ብ ገንዘብ ብ ጀካ ኤርትራዊ መን ሐጊዝኩም ግደፎ ናይ ሕግደፍ ሐዚልው ዝመጸ ኤርትራዊ ዘይማሐረ ንትግራይ ክምሕር ኢልካ ምሕሳብ ዘይሕሰብ እዩ ክሳብ ሕግደፍ ዘሎ ኤርትራዊ ይኹን ልክእ ቆልቋል ከም ምስ ቆንጠፈ ግረበት ዳንበኤት እንዳቆሰለ ዝነብር ሕዝቢ እዩ ሐድነት ትግራይ & ኤርትራ አገዳሲ መሰረታዊን እዩ.
@Shashemene
@Shashemene Ай бұрын
The last 50th years TpLF has played the game 😢
@girmayyohannes
@girmayyohannes Ай бұрын
ፀልማት ኣታሓሳስባ ሒዝካ ፀልማት ርእሲ ሒዝካ መፂኻ ኣለኻ።ካብ ጋዜጣ ወይን ድኻ ተንብብ ዘለኻ፡ የህ ኣይ።
@user-bu8iw5eh3g
@user-bu8iw5eh3g Ай бұрын
#StopFascistTsadkan.
@getachewtadesse4521
@getachewtadesse4521 Ай бұрын
Kubur Basha you keep repeating the same thing over and over. Tay eyu nabdege wetsiuu? Negerena.
@user-ck8jo9on4j
@user-ck8jo9on4j Ай бұрын
ንስኻ ንባዕልኻ ተዛረበልና ኢኻ ተባሂልካ ኢኻ ለማኒ
@user-gq6cq9jh5g
@user-gq6cq9jh5g Ай бұрын
ዕንክሊል ኣይትበል ቀኒዕኻ ንዓ ብግልፂ ኣቕርቦ
@user-oi5pb1jv2r
@user-oi5pb1jv2r Ай бұрын
ፈራሕ ነሓቲ ዘረባ ዝኾኑ ይኹን እናበልኻ ትኻሪም ዝተረአየኻ ቶግ አብልኻ ዘይትዛረብ
@okellobusha1351
@okellobusha1351 Ай бұрын
PART TWO MESSAGE ኣንብብዎ ስጋብ መወዳእታ ጉዳይ ትግራይ ዝምልከተኩም ኩሌኹም ብፍላይ ድማ ሓይልታት TDF. ክፋል-1 ቀዳማይ - ከምዝራኣይ ዘሎ ኣብ ቅድስተ ገዳም ኣኽሱም-ትግራይ ቦቒላ ኣብ ሙሉእ ኢትዮጵያን ዓለምን ዝተተኸለትን ዝዓምበበትን ንሓንቲ ታቦተ-ፅዮንን መንበረ-ፓትሪያሪክን ዝፃረርን ዘፍርስን (SCISM) ኣብ ትግራይ ኣብያተ ክርስቲያት ብዝተኸልዎም ደቂቀ ኣሪዮስ (Followers of Arius) ዝኾኑ ካድሬ “ካህናት” ተጎልቢቦም ቀዳሞት ኣቦታትንነገስታት ትግራይ-ኢትዮጵያን ዝመስረትዋን ዝተሰወኡላን፥ ን1,690 ዓመታት ፀኒዓ ኣብዝፀንሐት ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ኣንፃራዊን መፍረሲን ሽርሒታትን (Conspiracy) ክሕደትን (HERESY) ብዕሊ የካይዱ ኣለዉ። እዙይ ድማ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ክልተ ተመቒሉ፥ ኣነ ኢትዮጵያዊን ኦርቶዶሳዊን ተዋህዶኣዊን እየ ብዝብሉ ጽኑዓት ኣመንቲን ብኣንጻሩ ድማ ብካድሬታት ብዝውነኑ ካሓድቲ ሓሻኽሮምን ኣቢሎም ደማዊ ግጭት ክፍጠር ዝገብር ብኒ ክልተ መልሓሶም ውላድ ኣሪዮስ “ኣቡነ/ኣባ” ኢሳያስን ካፍቶም ደመኛ ፀለእቲ ህዝቢ ትግራይ ሓደ ዝኾነ ብፀጋይ በርሀን ዝምራሕ ኣብ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን እምነት ውሽጢ ርኹስ ምንቅስቓስ ምፍጣር ኣዩ። ክፋል-2 ካልኣይ -ድማ ፖለተካዊ ኮይኑ ተመሳሳሊ ትሕዝቶን ዝኸፍአ ግጭትን ደም ምፍሳሳን ኣብ መንጎ ህዝቢ ትግራይ ዝፈጥር እዩ። ቀይሕ ንብዓቱን ደሙን ገና ከይነቐፀ፥ ንህዝቢ ትግራይ ነንርእሱ ዘዳሚይ ሰይጣናዊ ሕልሚ “ትግርይ-ትግርኚ’ ንምትግባር ባዓል ክልተ ኣፍ ዝኾነ ቅድመ ዝግጂት “መጻኢት ትግራይ” ዝብል ጭርሖን መዝሙርን ናብ ምግዋሕ ኣትዮም ይርከቡ በዓል ደብረጽየንን ሳዓብቱን ጨካንን እኩይን ልቢን ርእሲን ዘለዎም መረሕቲ ህወሃት። እዙይ ድማ “ንሕና ቀዳሞት ኣቦታትና ብዝፈጠርዋ ሓንቲት ኢትዮጵያ ንኾርዕ ኢና ብዝብሉ ሓቀኛ ተጋሩን፥ ተመነይቲ መረብ ምላሽ፡ ሓሻኽር ሻዕብያ ብዝኾኑ “ሓላምቲ ትግራይ-ትግርኚ” ባንዳታት ደቓሉን ማእኸል ዘይተርፍ ደም ምፍሳስ ዘምጽእ እዩ። ሕዝቢ ትግራይ እዙይ ንቕድሚት መምጻኢ መዘዝን ሲኦልን ዝኾነ ትልሚ ሰያጥን ተረዲኡ ካብ ሕዚ ካብ ብንግሁኡ ጀሚሩ፥ ነዙይ “ክፉእ ትምኒትኩምን፡ ሽርሒኹምን፡ ተግባርኩምን” ሒዝኩም ብዘየዳግም ገደል እተዉን ጥፉን ክብሎም ይግባእ። ደብረጽየን ገ/ሚ ነቲ እኩይ ኢዱ ጓንቲ ሸፊኑ እንዳወጣወጣ “ትግራይ መቓብርኩም ክንገብራ ኢና” ዝፈከሮ ብትኽክልን ብተዘዋዋሪን (Ironically) ክምርመር እንተሎ “ንትግራይ መቓብር ትግራዋይ ክንገብራ ኢና” ማለቱ እዩ ነይሩ። ኣፍቲ ኩይናት ትግራዋይ ብኹሉ ፀላኢ ተኸቢቡ እንድረገፈ እንዳሃለወ ጭርሖ “ትግራይ ትስዕር” እንደበለ ይፍርምን ይደርፍን ዝነበረ ኣብ ትግራይ ዝቦቖለ ፋሺስት እኮ እዩ። ንዘምፀኦ ሳዕቤን ብዘይግድሽ፥ ዝሞተ ይሙት ትግራዋይ ኢሉ “ንሕና ንኣቢይ ኣሕመድ ኣውሪድና ስልጣን ፌደራል ደጊምና ክንሕዝ ኢና” ኢሎም ንህዝቢ ትግራይ ናብ መእለያ ዘይብሉ ብርሰትን ዕንወትን ክኣትው ዝመርሐ ጋኔን እኮ እዩ። ሰብ ዝኾነን ህሊና ሰብ ዘለዎ ዘየዋጽእን ዕንወት ዘምጽእን ገበን ኩይናት ኣብ ልዕሊ ህዝቡ ክካየድ ዝሓስብን ዝትልምን መሪሕነት የለን ብጀካ ግልባብ ህግደፍ (ሻዕብያ) ዝተኸደነ ደማዊ መረሕነት ህወሓትን ቀዳሞቶም ናዚያውያንን ፋሺስታውያንን። እዘን ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘራ ውሑዳት ገበናት ዘተኻየዳሉ ምኽንያት ንናይ ህግደፍ (ሻዕቢያ) ኣብ ኢትዮጵያ ተነሓናሒን ዕንቅፋትን ዘይብሉ ወረራ ተፈጥሮኣዊ ሃፍቲ ንምክያድ ዘኽእሎም ቅድመ ኩነታት ንምምችቻው ተተለሙ ዝተሸርሐ እዩ ብዘየጠራጥር። ህወሓት ንሰሜናዊ እዝ ከጥቅዕን ክወርርን እንተሎ ኣብ ኤርትራ ጥዕም ዜና ዓቢይ ቦናንዛን መና ምውራድን እዩ ነይሩ። ሰሜን እዝ 80% ናይ ኢትዮጵያሓይሊ ሰራዊት ኮይኑ ናይ ኤርትራ ዲክታተራት ወጠምጠም ንምምላስ ዝተተኸላ ፍሉይ ሓይሊ እዩ ነይሩ። እዙይ እንዳፈለጡ ብደብረጽየንን ናይ ቀረባ መማኽርቱን ዝምራሕ ሓይሊ ሰራዊት ግና ንናይ ኤርትራ ሓይሊ ሰራዊት ዝጠቅም ምዃን እንዳፈለጡ እቲ እኩይን ቕሉዕን መጥቓዕታ ፈጺሞም። ሰለዙይ ናይ ህወሓት ላዕለዎት መረሕቲን ተሓባበርቶምን ቁልፊ ወሳኒ ኢድ ዘነበሮም ኩሎም ዝፈጸምዎ ገበናት ክጻረይ ክእረዩን ናብ ቤትማእሰርቲ ክኣትዉን ይግበኦም እምበር ናጻ ኮይኖም ዝካየድ ዘሎ ሰላም ከዕንቅፉን ሽርሒ ክፈትሉን የብሎምን ። ኣብ ልዕሊ ሓፋሽ ህዝቢ ትግራይ ዝፈጸምዎ ገበን ወሰን ዘይብሉን ተመሳሳሊን ስለዝኾነ ኣብ ልዕሊ ናዚያውያንን ፋሺስታውያንን ዝተፈጸመ ፍርዲ ዓይነት ይግበኦም። ብመረሕቲ ህወሓት ዝተወለዐ ኩይናት ትግራይ መዘዙን ረብሕኡን ውጽኢቱን መዘዙ ኣብ ልዕሊ ንጹሃን ጅምላ ጭፍጨፋ ምፍጻም ሠፊሕ ምፍንቓል ህዝቢን ዘርኣዊ ስጉምቲን ብተናን ምክያድ ኣብ ዘይግቡእ ኩይናት ኣእላፍ ህይወት ትግራዋይ ክጠፍእ ምግባር ኣሻሓት ጉዱኣት ኩይናት ምግጣም ሰፊሕን ዓሚቑን ውድመት መሰረተ ልምዓትን ንብረትን ኣረመኔያዊ ድፍረት ደቂ ኣንስትዮን ወሰን ዘይብሉ ዝርፊያን ሠፊሕ ጥምየትን ጽምዕእትን ድኽነትን ሞትን ክፍጠር ምግባር ፀረ ሰላምን ዘይምርግጋእን ምፍርራሕን ክክትራንን ወንጀልን ኣብ ከተማታት ትግራይ ክፍጠር ምግባር ረብሕኡ ዋላ ሓንቲ ብዘይ ፍፁም ውድቀትን ዕንወትን!! ፍፁም ዜሮ ረብሓ እምበር!! ውጽኢቱ ፍፁም ብርሰትን፡ ዕንወትን ትግራይ - 50 ዓመት ሙሉእ መስዋእቲ ዝተኸፈለሉ ኩሉ ገደል ምእታው። ሞትን፡ ቁስሊን፡ ሕማምን፡ ጥምየትን፡ ጽምኣትን፡ ክባን-ዕጽዋን፡ ጭንቀትን ውርደትን፡ ህዝቢ ትግራይ መጠቓለሊ እዙይ ላዕሊ ዝተጠቐሰ ግፍዒን ገበንን መረሕቲ ህወሓት ፈፂሙ ፈፂም ሻላ ተባሂሉ፡ ተሸፋፊኑን ተረሲዑን ዝስገር ኣይኮነን። ታይ ድኣስ ብቕሉዕን ብናጽነትን ዝተመረጸን ዝትጣየሽን መርማሪ ኮሚሽን ተመዲቡ ናይቲ ኩይናት ምፍጣርን፡ ከይዲን፡ ውጽኢትን ብስፍሓትን ብዕምቖትን ናጻ ብዝኾኑን ተቐባልነት ብዘለዎምን ሰብ ሙያ ህጊን፡ ፖለቲካን፡ ማሕበራዊ ጉዳያትን፡ ኢኮኖሚን፡ ቴክኒክን ወዘተ ተጻርዩ ናብ ፍርዲ ክቐርብ ኣለዎ። ናይ እቱይ ተመሪጹ ዘሎ ጊዜያዊ ምሕደራ ክልል ትግራይ ሓደ ዓቢይን ህጹጽን ሓላፍነት ድማ እዙይ ጉዳይ ኩይናት ብወገን መረሕቲ ህወሓት ዘሎ ተጠያቕነትን ሓላፍነትን ክጻረይን ክምርመርን ገይሩ ናብ ህዝቢ ትግራይ ሪፖርት ምቕራብን ብህጊ ክራኣይን ምግባር እዩ። እዙይ ክርሳዕን ክሸፋፈንን ክስገርን ምግባር ክም ልሙድ ተግባር መረሕቲ ህወሓት ታሪኽን ጊዜ ዘይርሰዖን ይንዋሕ እምበር ዝኸፍ አ ተሓታትነት ዘኽትል እዩ። መተሓሳሰቢ ጎኒ ንጎኒ ነዚይ ናይ መረሕቲ ህወሓት ገበናት ድማ እቶም ካልኦት ሓይሊታት ማለት ናይ ፌደራል፡ ኣምሓራ፡ ኤርትራ ሓይልታት ዝፈፀምዎ ገበናት ኩለይ ሙሉእ ዓለም ከይተረፈ ኩሉ ትግራዋይ ዘይድቅሰሉ ጉዳይ እዩ። ብሰላማዊን ብህጋዊን መንገዲ ብኹሉ መድረኽ ዝፍፀም ይኸውን።
@habtommebrahtu8283
@habtommebrahtu8283 Ай бұрын
ዶክተር ነበር ሃይለ ናበይ ከይዱ? አይ ደደብ ሚድያ እዚ ኹሉ ግዒርኩም መጨረሽትኡ ዜሮ። ታሪኽ ብምጥዋይን ብሓሶትን ዝመጽእ ለዉጢ የለን።
@WoldeM-jf9yc
@WoldeM-jf9yc 26 күн бұрын
No one denied the problem the party has faced. But your way of criticism is unhelpful and out of the ordinary. You think you know better than them but you are helping the enemy! Are you free from narrow thinking and or any other interest? Please choose words to criticize others!
@saraabraham2202
@saraabraham2202 Ай бұрын
"ኣታ ሞቱ ፈሊጡ ድዩ ክመላለአና ደልዩ" ዶበለ ዝለባም ተጋዳላይ
@gabrlibanostaklu6313
@gabrlibanostaklu6313 Ай бұрын
ሓድ ሓደ ግዜ ዓድሙና ሓሳብ ክንህብ
@okellobusha1351
@okellobusha1351 Ай бұрын
PART ONE MESSAGE ኣንብብዎ ስጋብ መወዳእታ ጉዳይ ትግራይ ዝምልከተኩም ኩሌኹም ብፍላይ ድማ ሓይልታት TDF. መረሕቲ ህወሓት ዘይሕባእ ገበን ኩይናትን ኢሰብኣዊነትን (WAR CRIMES AND CRIMES AGAINST HUMANITY) ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ፈፂሞም እዮም!! ብደብረጽየን(ደብረጽንተት) ገ/ሚ መሪሕነት ዝምራሕ ዘሎ ሠይጣናዊን ፋሺስታዊን ዝኾነ ጉጂለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ደማዊን መበረሲን ዝኾነ ኩይናት ክውላዕን ክባራዕን ብምግባሩ ብዘየጋግይ መንገዲ ዋና ተጠየቕቲን ተሓተቲን እዮም። ብደብረፅየን (ደብረብርሰት) መሪሕነት ኣባላት ጉጂለ ህወሓት ብንኡሱ እዘን ዝስዕባ ዘለዋ 15 መስደምመቲ ገበን ኩይናት ኣብ ትግራይ - ኢትዮጵያ ፈጺሞም እዮም፥ 1) ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ መዘዝን ጠንቂን ከምዘምጽእ እንዳፈለጡ ንናይ ፌደራል ኢትዮጵያ ሰሜን እዝ ኮነ ኢሎም ምውቃዕን ምውራርን ፡ 2) ህገ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘይፈቕዶ ኣብ ትግራይ ጠቕላላ መረጻ ምግባሮም፡ 3) ንዓለም ብሙሉኡ ዘንቀጥቀጠ ኮቪድ-19 እንዳሃልወ እቲ ኩይናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ንዘምጽኦ ሕማቕ ሳዕቤን ግዲ ዘይምሃብ፡ 4) ትግራይ ብኣንበጣ ተወሪራ ህዝቢ ኹሉ ዝዘርኦ እኽሊ ከድሕን እንዳተዋደቐ እንዳሃልወ፥ መረሕቲ ህወሓት ንዘይረኽብዎ ናይ ኣዲስ ኣበባ ስልጣኖም ቅድሚያ ምሃቦም፡ 5) 2.0 ሚልይን ተጋሩ ክፋል ሲሶ ናይቲ ህዝቢ ኣብ ኢድ ሰብኣዊ ረዴት (Safety Net) እንዳሃለዉ፥ ርህራሄን ሓላፍነትን ዘይምርኣዮም 6) ኣብ ክልል ኣምሓራን ካልእ ኢትዮጵያ ከባቢ ንዝነብሩ ተጋሩ ዘፈራርሕን ዘጭንቕን ናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳ በቲኖም፥ ትግራዋይ ወሊዱ ማእሪጉ ካብዝነበረሉ ብሰይጣናዊ ስብከት ኣፈናቒሎም ናብ ዝኸፍአ ናብራ ምእታዎም 7) ንገድሊ ዘይበጽሑ ህጻውንቲ ትግራይ ብጭካነ እንዳገደድካ ናብ ሓዊ ኩይናት ክኣትዉን ፈንጂታት ኣረይቲን ዓሩር ጥይት ተቐበልቲት ምግባር 8) ብጥምየት ዝሳቐይ ንዘሎ ህዝቢ ትግራይ ህይወት ምድሓኒ ዝተመደበ ናይ ዓልምለኽ ረድኤት እኽሊን፡ ነዳዲን፡ መጓዓዚያ መኻይንን ብህወሓት ዕጡቓት ክሰረቕን ክዝረፍን ምግባር 9) ኣብ ከተማታት ትግራይ ብፍላይ ድማ ኣብ ከተማ መቐለ ኮነ ተባሂሉ ህጊን ስነ-ስርዓትን ምሕደራን ክፈርስ ተገይሩ፥ ኣብ ትሕቲ ህጊ ቁጽጽር ዝነበሩ ከበድቲ ወንጀለኛታት ናጻ ወጺኦም ወሰን ዘይብሉ ስርቂን፡ ዝርፊያን፡ መጥቓዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ክስፋሕፋሕ ምግባር፡ 10) ኮነ ተባሂሉን ተሓሲብሉን ኣብ ትግራይ፡ ኢትዮጵያ ዝርከባ ብክንደይ መስዋእቲ ዝተረኸባ መሰረተ ልምዓታት ንእብነት ናይ አኽሱም ከተማ ዓለምለኸ ኣውሮፕላን መዕረፊ ካብ ጥቕሚ ወጻኢ ገይርካ ምፍርራስን ንህዝብኻ ኣብ ፀግምን ስቓይን ምእታው 11) ነቲ መረሕቲ ህወሓት ዝጀመርዎ ኩይናት ተወሳኺ ገበነኛ ንምውሳኽን ከስቢ ናይ ዓለም ፖለቲካ ንምሽቃጥን ኮነ ኢሎም ንኤርትራ ሰለስተ ጊዜ ብሮኬትን ብካልኦት ነዊሕ ተጓዓዝቲ ከብድቲ ኣጽዋራትን ክትውቃዕ ገበሩ። ኣብ መበል ሳልሳይ ጊዜ ናይ ኤርትራ ሰራዊት ነዙይ ግብረ መልሲ ንምሃብ ሙሉእ ሓይሉ ናብ ትግራይ ኣእትዩ ብፍላይ ኣብ ቅድስት ስፍራ አኽሱምን ኣብ ማርያም ድንግላት ዓዲግራትን ቅሉዕ አረመኔያዊ ጨፍጫፍ ንከካይድ ቅድመ ኹነታትን ምኽንያትን ንፀላኢ ምዝግጃው። እዙይ እኩይ ግብሪ ናይ መረሕቲ ህወሓት ፀለእቲ ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ምሁራት ኤርትራ ባዓል ፕሮፌሰር ተኪኤ ፍሥሃጽየን ኣብ ትግራይ ዝጣየሻ ዘለዋ መሰረተ ልምዓታት ጽባሕ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያን ካኦት ምብራቕ ኣፍሪካን ንትገብሮ ናይ ኢንዱስትሪን ንግዲን ዕድላት ዝዕቅፋ ስለዝኾና ቀልጢፍና ክነዕንወን ኣለና ዝበልዎ ጥጡሕ ባይታ ዝፈጠረን ኣብ ተግባር ዘውዓለን ብወገን መረሕቲ ህወሓት ዝተሸርሐ ዓብይ ናይ ኩይናት ወንጀል እዩ 12) ኣብ ኣጋ መጀመርታ እቲ ኩይናት ኣብ ማይ-ካድራ ሑመራ ዞን አብ ሕርሻ ልምዓታት ተቖጺሮም ንምስራሕ ዝጽበዩ ኣብ ዝነበሩ ንፁሃን ኣምሓሩ ሓይሊ ህወሓት ኣረመኔያዊ ጨፍጫፍ ምስ ፈጸሙ፥ ዳሓር ድማ ግብረ መልሲ ንምሃብ ሓይልታት ኣምሓራ ኣረመኔያዊ ጨፍጫፍ አብ ንጹሃን ተጋሩ ክፍጽሙ ክኢሎም። እዙይ ትግራይ ግልብጥብጣ ንኽትወጽእ ዝተሰረሐ ሽርሒ መረሕቲ ህወሓት እዩ። ናቶም ገበን “ቅዱስ” ገይሮም፥ ናይ ጸላኢኦም ገበን ድማ “ጄኖሳይድ” እንዳበሉ ናይ ሓርገፅ ንብዓት ምብካይን ኣውያት ፕሮፓጋንዳ ምብታንን ንዝፈፀምዎ ቅሉዕ ገበን ኩይናት ክሽፍኖ ኣይኽእልን። ናይ ወፃኢ ዓዲታት ጎይተቶምን ዜና ማእከላትን ኩለይ ከምኣቶም ኢሰብ ኣዊ ኣውያት የእውዩ ነይሮም 13) ንፖለቲካ ሸቐጥ ተባሂሉ ዘይለ (Imaginary) ፀላኢ ምፍጣርን ብደቡብ ኣምሓራ፡ ብሰሜን ድማ ኤርትራዊ ከጥፍአካ መፀካ እንዳበሉ ኣጉል ፍርሒን (Phobia) ናይ ኣእምሮ ሽበራን (Psychological Terror) ብምፍጣር፥ ህዝቢ ትግራይ ክደናገርን ክፈርሕን ኢሉ ድማ መማረጺ ሲኢኑ ምስኣቶም ክስለፍን ምግዳድ። ብተወሳኺ ዘይዓርፍ ግጭትን ኩይናትን ጊዜ እንዳራኣዩ ብምፍሓስን ብምጽሓርን ንኹሉ ትግራዋይ ኣብ ዓዲ ይኹን ኣብ ወጻኢ ዘሎ ሰላምን ዝተረጋገአ ሂወትን ከይረክብ ድቃስ ምኽላእን ኣብ ናብርኡን ጉዳዩን ከይጥምት ዕንቅፋት ምዃን 14) ረብሓ ጂኦፖለታካ ዘለዎም ናይ ወጻኢ መንግስታትን ሓይልታትን ኣብ ኢትዮጵያ ንምክያድ ዝደልይዎ ናይ ውክልና ኩይናት (Proxy War) መረሕቲ ህወሓት ምችው ኩነታት ምፍጣርን ተግባራዊ ምግባርን። ናይ ወፃኢ ሓይልታት ተሓባበርቲን ሽርሐኛታትን ብምዃን ንህዝቢ ትግራይ መጋበሪያ ገይርካ ናብ ሓዊ ክኣትው ምግዳድ 15) እዚ ኹሉ ገበን ዝፈፀምዎ ምንም ከይተሰመዖም፥ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዳግም ሕውየትን ህንፀትን ኣብ ዝረባረበሉ ኢዋን፥ ንሓዋሩ ደው ዘይብል ኩይናት ኣብ ትግራይ ውሽጢ ኣብ መንጎ ተጋሩ ንምፍጣር፥ ሎሚ ድማ ሰይጣናዊ ሕልሚን ግብሪን ኣብ ምጥያሽ ይርከቡ ንህዝቢ ከጥፉን ካብ መረበቱ ከፈናቕሉን ኮነ ኢሎም እንዳፈለጡ ኩይናት ወሊዕም ኣብ መጨረሰታ ብስሩዕ ተሳዒሮም ተንበርኪኾም ለሚኖም ናይ ሰላም ውዕሊ መርዚ እንዳጣዓሞም ፈሪሞም እዮም። ተመሊሶም ናብ ከተማታት ትግራይ ምስኣተዉ ግና መጥፍኢ ትልሚታት እንዳሓንፀፁ ንህዝቢ ትግራይ ዳግም ዕረፍቲ ከሊኦሞ ይርከቡ። ትልሚ-1 ማለት PLAN- A ገይሮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ርኹስ ሕልሞም ስለዝፈሸለ ንህዝቢ ትግራይ ዝብጽባጽን ህራስ ዝኽልእን ናብ ሃይማኖታዊ ትልሚ ሰይጣን ኣትዮም ይርከቡ። እዙይ ድማ ናብ ኣዲስ ኣበባ መንገዲ እንተዘይኮይንሎም ትልሚ-2 ማለት PLAN- B ኢሎም ዝመደብዎ እዩ። እዙይ ሰይጣናዊ ትልሞም ኩለይ ብኽልተ ገጽ/ክፋል ክትግብርዎ ድቃስ ሲኢኖሙሉ ዘለዉ እኩይ ተግባር እዩ።
Are Russian forces getting surrounded?
12:54
NEXTA Live
Рет қаралды 475 М.
Comfortable 🤣 #comedy #funny
00:34
Micky Makeover
Рет қаралды 16 МЛН
A little girl was shy at her first ballet lesson #shorts
00:35
Fabiosa Animated
Рет қаралды 22 МЛН
Вы чего бл….🤣🤣🙏🏽🙏🏽🙏🏽
00:18
Why UK 🇬🇧 is going Bankrupt? : Detailed Economic Case Study
20:37
Think School
Рет қаралды 1,3 МЛН
ቅድሚ ጉባኤ ሱባኤ -ትሕቲ ሰማይ ትግራይ -  ላዛ ትግርኛ
58:16
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 9 М.
Tigray Media Network ቀንዲ ነጥብታት ጌታቸው ረዳ Jul 30, 2024
46:25