KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
አዶ ክልተ ደቃ አብ ቅድሚ ዓይና ናተቃተሉ 😱 እትገብሮ ጨኒቅዋ🤔
18:21
"Rimna ሕቶታት" ሰብ ያ ፀውዐለይ ተበልኩስ...? መስሓቀቒ ሕቶታት ምስላ ትግርኛ ምስ ተዋሰእቲ ሰብ 2 ዓለም #reaction #question #ትግራይ
18:55
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
99.9% IMPOSSIBLE
00:24
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
It’s all not real
00:15
ካብ ክርስትያን ቤተሰብ ልተወለደ ግዴታ ድዩ ክርስትያን ክኮን?
Рет қаралды 27,510
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 30 М.
Yared Tsegay Smile
Күн бұрын
Пікірлер
@PanaJgs-kk9cf
4 ай бұрын
ብዝሓለፈ ሓውካ ዝሰርሖ ኣብ ሃይማኖት ዘለካ ክብሪ ሪኤካ ደስ ዝብል ቀጽለሉ❤😊ሓደ ሓደ ስብ ግን ብፍላይ አብ ሱዑዲ ዘለዋ ሕልፉ ሃይማኖተኛ እየን ዝኾና
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
4 ай бұрын
ኣረ ከምኡ እየ ኮነን ንምንታይ አብ እምነትና ዘለና ኣረኢአዮ ዝትሐተይ ይኩን እግዚአብሔር አምላክ የመሰገን ሰደት ዘወፀአና❤
@user-be40h4fg6d7
4 ай бұрын
አበት ኣብ ስዕድ ዘለዎ ደይታደቅሱወን 😎
@ጓልሃገረትግራይ
4 ай бұрын
ዝረከብናዮ አብ ስዑዲ ዘለና
@tube-de8eq
4 ай бұрын
አብ ስዑዲ ንዘለዋ ኣሕዋት ብደቢ ኢኹም ትኽእሉለን አብዙ ኮሜንት ዋላ አብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ እዩ ዝጽሕፍ ዘሎ / ገለ ገለ ሰባት ግን ስዑዲ ከየለዐልኩም ኣይኾነልኩምን ገለ እዩ ቀጨውጨው ዘብለኩም ሃይማኖት ንቱ ሓደ ሕልፊ ንቱ ሓደውን ትርፊ ዝኾነሉ ጎዳይ የለን መን ደኣ ይጥቀመላ እንተይልና እቱ አጽኒዑ ዝሓዛ።
@FunnyCap-lm4sg
4 ай бұрын
@@PanaJgs-kk9cf ስዕዱ ዓረብ ዘለዎ ክትብሉ ምድሪ መሽይኩም እንድያም ኣብ ዓዲ ኣህዛብ ዘይኣምኒ ኮይነን ብሃይማኖተን ጠንካራታት ኣነ ብጣዕሚ እየ ዘደንቀን፡፡
@Selugaltigray
4 ай бұрын
1ትዕቢት ትቅድማ ንውድቀት ✅አመና ፈላጥ ተኮይንካ አመና ድማ ትሑት ኩን 2 እቲ ልዕል ልዕል ዝብል ክወድቅ እዩ እቲ ትሕት ዝብል ግን አብ ቅድሚ አምላክ ልዕል ክብል እዩ✅ 3 ማዕተብ ንገይፂ ወይ ሰብ ንክርኤልና አይኮነን ንአስሮ ሓንቲ ሃገር ወይ ዝኮኾነ ትካል ናይ ባዕሉ ባንዴራ ወይ መፍለጢ አርማ አለዎ ማዕተብ ድማ ናይ ደቂ ተዋህዶ አርማና ምልክትና መለለይና እዩ። ሳብስክራይ ለ ግበሩለይ ደቂ ተዋህዶ አሕዋተይ ❤❤❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
4 ай бұрын
@@Selugaltigray ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ የመሰገን✝️⛪️❤🌹
@Selugaltigray
4 ай бұрын
@@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ ደምርኒ ዝሓፍተይ💝
@genetmekonen5070
4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@genetmekonen5070
4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@ጓልሃገረትግራይ
4 ай бұрын
ብሓቂ ክብረተይ❤
@Arsulove-ke6xd
4 ай бұрын
መስቀል ሓይልና መስቀል መድሃኒትና መስቀል ቤዛና እዩ ነቶም ዝኣመንና ኣድሕኑና እዩ 🙏♥️ወላ ናብ ጨወታ ክትከድ ተዉልቆ ያሩየይ ♥️♥️
@tsegatsega238
4 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ💚
@wnyenegesti4791
4 ай бұрын
ንመሰቀል ወይ ንማዕተብ ኢለን አብ እንዳ ዓረብ ክንደይ መሰዋእቲ ከምዝከፍላ አይፈለጠን
@WejeratAdey
4 ай бұрын
ደምርኒ🎉🎉🎉@@wnyenegesti4791
@assass8589
4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@TsegaGereziher-c1j
4 ай бұрын
ብሓቂ
@12-sn8tv
4 ай бұрын
ታይ ዓይነት መልሲ እዩ ማዕተብ ትርጉሙ ፍለጥ መጀመርያ ገታር ዝኮንካ ወዲ ንተካታተልትካ ክብር ይሃሊካ ትዕቢትካ ገዛካ ገዲፍካ ናዓ ከመይ ዝበለ ንግግር እዩ ዘይበሰለ👎
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
4 ай бұрын
ብሓቂ
@barackty826
4 ай бұрын
።ያ❤
@Samili-p4k
4 ай бұрын
ማርያምን bhakiy
@Grmaneshyoutube
4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
4 ай бұрын
@@Grmaneshyoutube እሸኒ ማዓረይ❤ገይረልኪ አለኩ
@Vgvcyy
4 ай бұрын
ምትካሉ ቆልዓ በስመኣብ ትሕትና የብሉን ብስሩ ክብር ትመለክት የብልካን😢
@tigraweytiQueen
4 ай бұрын
ሓቂ ቅልድሎ😮
@Grmaneshyoutube
4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@gdhfteucdgb8388
4 ай бұрын
እወ ገለይ ሰዲ አጉል ለይተማሃረ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
4 ай бұрын
ነስተውዕል እዚ ናይ ፀላኢ ሰናይ ስራሕ እዩ😢ማዕተብ ተራ ነገር የኾነይ 😢😢
@WejeratAdey
4 ай бұрын
ደምርኒ🎉🎉❤
@BduvdhdhdNdbvdhdh
4 ай бұрын
ንገርለይ እማ
@Grmaneshyoutube
4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@DswdFsdf
4 ай бұрын
ያሬድ ሓወይ ምስ ይቅሪታ ግን ትዕቢት እኒአካ ብትሕትና መልስ ማለት ናይ ሓደ ወዲ ሰብ መግለፂኡ ትሕትና እዩ ዝሓወይ👏
@Grmaneshyoutube
4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@mlientesfahney
4 ай бұрын
ኦ ኦ ማዕተብ ድዩ ታራ ክሪ ትብሎ ዘለኻ 🤔 ቅድሚ ኩሉ ማዕተብ ክህልወካ ኣለዎ ኣገዳሲ ኣይኮነን ኣይባሃልን ማዕተብ ማንነትና ናይ ክርስቶሳውያን ዩ ስለዚ ✝️✅
@tsegatsega238
4 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ💚
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
4 ай бұрын
@@mlientesfahney የገረመኪ እዩ🤔
@genetmekonen5070
4 ай бұрын
ብሓቂ ❤
@Ksaksa78ksaksaKsaksa78ksaksa
4 ай бұрын
ሓቂ ዋእ
@Samri16
4 ай бұрын
ብሓቂ
@ሶሊናጓልቶምጀጋኑ
4 ай бұрын
ቀዳምነት ኣዘራርባኻ ኣገባብ ግበረሉ ክቡር ሓው ከምቲ ሰብ ብትሕትና ዝሓተካ ብትሕትና ርግዕ ኢልኻ ክትምልሰ ፈትን ማዕተብ ምግባር ንማንም ኣይኾነን ንነብሰኻ እዩ ሰብ ዝሓተካ ከዓ ናትኻ ፅቡቅ ሰለ ዝደሊ እዩ❤❤
@tsegatsega238
4 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ💚
@whcgcvh7409
4 ай бұрын
ደምርኒ😍
@Mmm-bo2ns
4 ай бұрын
በትክክል
@fyrt342
4 ай бұрын
ብትክክል 🎉🎉🎉🎉
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
4 ай бұрын
በትክክል እንበረ ዘለካ ትዕበት ግን😢
@fyrt342
4 ай бұрын
ኣብ ዓዲ ሰለዘካ ግዴታ እዩ ማዕተብ ትገበር ሕቶ ክትምልሰ ከለካ ትሕት በል ኩሉ ሰብ ዝሓተካ ሰለ ዝፍትወካን ዘክብረካን እየ 👏 ገብዘ 👏
@EradaErada-hx7en
4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኣንደበተኛ ሰብ ንባዕሉ እዩ ❤
@HhBb-lr4tn
4 ай бұрын
_1ይ ነገር ማዕተብ ንምእሳር ምክንያት አየድልዬን"ማዕተብ ንሓደ ክርስትያን ልዕሊ ማንም እዩ "ሓደሓደ ሰብ እምነት ብልቢ እዩ ዝብል አሎ"ግን አይኮነንን"ብርሃነ አለም ቅዱስ ጳዉሎስ አብ መልአክቱ እቲ ብልቡ ዝአምን ብደገ ንምግባር አይሓፍርን አይስከፍን እዩ ይብለና"።ስለዚ እምነት ዉሽጥካ ተአሚንካሉ ብደገካ ማዕተብ ግበር። "_ _2ይ ክትዛረብ ከለካ ትሕት ኢልካ መልስ_ _3"ይ አብ ሃይማኖትካ ዘለካ አረአእያ ንባዓልካ ስለዝኮነ ፍለጥ_
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
4 ай бұрын
@@HhBb-lr4tn _ናይ ብሓቃ ስደትናኮ ንዓና ገዳምና እያ ተመሥገን ኣምላክ ስደት ኣውጺእካ ብዛዕባ ሃይማኖተይ ዘፍለጥካኒ_
@Grmaneshyoutube
4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@netsanethadush9850
4 ай бұрын
ከምዚ ከማይ ዘረብኡ ክርድኦ ዘይከኣለ 👍🙄 ካብ ሃጠው ቃጠው ትብል ብስነ ስርዓት እሺ ዘይትብል🙄
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
4 ай бұрын
ብሓቂ ዋላ ኣነ ዘይርደአኒ
@TdJj-d1o
4 ай бұрын
ኣነ ዝገረመኒስ ናታ ሓፍቱ ስቅላ ላሳሓቀት ትቆርፆ😢
@ፀባየ
4 ай бұрын
አነ ብጣዕሚ አየ ተናዲደ ገና መንአሰይ ድዩ ኮይኑ አንድዒ
@netsanethadush9850
4 ай бұрын
@@TdJj-d1o ይገርመኪ እዩ🤔
@dhrjfsjirf4437
4 ай бұрын
ዋይ ገረሙና መልሱ😢
@መርሂዋትጓልተዋህዶ
4 ай бұрын
መስቀል ሓይልና እዩ መስለቀል ፅንዕና እዩ መስቀል መዳሓኒ ነብስና እዩ ነስተውዕል እዚ ፀላኢ ስራሕ እዩ መዕተብ ተራ ነገር የኾነይ✝️🙏😢
@Grmaneshyoutube
4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@SaLa-vk9rc
4 ай бұрын
ያሬድ እሎም ኣውፅኦምልካ ቱርጉም ለይፍለጡ ምስክናይ ኣብ ትዕቢት እታ ቃዳማይቲ ጥበብ ፍርሓት እግዚአብሔር እዩ. ኣብ ዕድመ ንእስነትካ ንእግዚአብሔር ካ ኣክቡር 😢😢😢😢😢
@Grmaneshyoutube
4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@selamgebre303
4 ай бұрын
@@Grmaneshyoutube እሺኒ ዝያዳይ
@SaLa-vk9rc
4 ай бұрын
@@Grmaneshyoutube እሺኒ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
4 ай бұрын
ኩዕሾ ብድሕሪ እምነት እዩ ኣገዳስይ ፍርቅይ እዩ 😢😢😢 መስቀል ሓይልና እዩ መስቀል መድሓኒትና እዩ መስቀል ቤዛና እዩ ኣይሁድ ይክሕድዎ ንሕናግን ነኣምና ዝኣመንና ደማ ደሓንና
@tsegatsega238
4 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ💚
@fyrt342
4 ай бұрын
ብሓቃ 👏
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
4 ай бұрын
ብሓቂ
@Grmaneshyoutube
4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@assass8589
4 ай бұрын
ብሓቂ ❤
@AAa-ln7cd
4 ай бұрын
ክብሪ የብሉን ድዩ ባዓልክን ትፈልጣ ትብል ሕጂ ዉን ማዓተብ ግበር
@jghghh63
4 ай бұрын
ኣብ መጨረሻ ገይርካ እበር ኣዛራርባካ እኮ ስድነት ዝተመለኦ እዩ ህዝቢ ሰለዝፈትወካ እዩ ዝሓተካ እበር ናይምፅሓፍ ወልፊ ስለዘለዎ ኣይኮነን ኣክብሮት ናተዓዘብትካ ይሃሊካ ሓወይ❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
4 ай бұрын
እወነት ሓዘነ ኣነስ እዚ ቆልዓ ዘለዎ አብ እምነት ዘለዎ ኣረአአያ ዘትሐተ እዩ ሰብ እካ እክብሩ እዩ ዝሕተካ ዋ ክዕስ ድዩ ዓብዩ ካብ እምነትካ እግዚአብሔር አምላክ የመሰገን ሰደት ዘዎፃአካን ንሰብ ኢልካ ዝአሰረካይ እዩ ዝመሰለ መሰቀል ሓይለኒ መሰቀለ ፅንዓትና መሰቀል በዛና እዩ እወን ኣብ ክዕስ ከምልቅ እየ ያ ኣነ ካ ዝገረመኒ እምነትነስ መቀለዲ ኮይኑ😢😢😢
@Sara-hm6q
4 ай бұрын
ያሬድ ሓወይ ከም ሓፍትካ መጠን ዶ ሓደ ነገር ክነግረካ ብርግፀኝነት ሐደ ሰብ ካብ ፍቅር እግዚአብሔር ፍቅሪ ገንዘብ ወይ ንዋይ ዝፈቱ ተኮይኑ ከይዲ ከይዱ መጨረሽኡ ውድቀት እዩ ::ስለዚ አብ ዝከድካ ክድ እምነትካ አቅድምካ እንበይ እምነትካ ሸለል ኢልካ ዝርከብ ገንዘብ ንምንታይ ገደል ዘይአቱ ገንዘብ ምድራዊ እንበር ሰማያዊ አይኮነን እወ እማንካ አሰርካ አይ አሰርካ ትርጉም የብሉን ትርጉም መስቀል ወይ ማዕተብ ተዘይ ተረድእካ😢 አሕና ደቂ ተዋህዶ ❤ መስቀል ሓይልና እዪ ❤መስቀል መለለይና እዩ መስቀል ክንአስር ከለና ገንሸል ፋስጋ መድሃንአለም ክርስቶስ ንዓና ንሓጥያተኛታት ክብል አብ መስቀል ዘረከበ መከራ እና ዘከርና ኢና እናአስሮ አብ ቅድስት ቤተ ክርስትያን ከይድና ውልድነት ስላሴ ክንረከብ ከለና ድማ 3 ዓይነት ክሪ ወይ ማዕተብ ይእሰረልና ❤ቀይሕ አብ መስቀል ዘፍሶ ክቡር ደሙ ❤ፀልም ናይ መከርኡ ❤ፃዕዳ ናይ ትንሳየኡ እምነት ብዘይ ግብሪ ባዶ እያ ይብለና ቅዱስ ጳውሎስ እና ናይ ግብሪ ሰባት ንኩን😢 ስነ ስርዓት ገይርካ ድማ ተዘረብ ዝሓወይ😢 እዚ ክንዲ ዚ ከ ምዓዝ ጥዕምና 😢 ማርያምን ከም ክርስትያን ግን ብአዛራርባካ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ዘሕፍርን ንገንዘብ ክትብልስ እዚ ኩላይ ዋእ😢
@-cm2jp
4 ай бұрын
ፀግኡ የብዘሐልኪ ጓል ተዋሕዶ ❤ብሓቂ ንፍዕቲ እመ ብርሃን ኣብ ቤቱ ተፅንዕኪ✝️🥰
@Zafu.Welete.Maryam.21
4 ай бұрын
❤❤❤
@ኣዶሬብየል
4 ай бұрын
ናፃነት ማለት ኣብ ዓዲ ዓረብ ኾይንኻ ማዕተብ ኺ ፍትሕዮ ዝብላ ኣዕራብ ኣለዋ መስቀል ኣስርኻ ዘስሩሑ ኻ ዉን ኣለዉ ግን ዓድኻ ጥዕም🥰🥰🥰🥰❤
@tsegatsega238
4 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ💚
@ጓልሃገረትግራይ
4 ай бұрын
ብሓቂ ዝያዳይ❤
@Grmaneshyoutube
4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@assass8589
4 ай бұрын
❤❤❤
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
4 ай бұрын
_“ጥበብ ጠቢባን ከጥፍእ እየ፡ ምስትውዓል እቶም ኣስተውዓልቲውን ከፍርስ እየ፡ ዚብል ጽሑፍ እዩ እሞ፡ ቃል መስቀል ነቶም ዚጠፍኡ ዕሽነት እዩ፡ ንኣና ንንድሕን ግና ሓይሊ ኣምላኽ እዩ።”_ -1ይ ቆረንቶስ 1፥18-19_
@HhBb-lr4tn
4 ай бұрын
ብሓቂ።
@RozaRoza-jr1pl
4 ай бұрын
ካባካ ምንም ት,ቲ የብልይ ገታር ክብሪ ወድሰብ ይሃሊካ 😢😢😢
@bsvdhhmanshxh7945
4 ай бұрын
ዋይ ኪር ታራ ነገራ አዩያ አናጋግራካ አስታካክል ዝሓወይ ብሃይማኖት ቀልዲ የለን እሺ
@tsegatsega238
4 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ💚
@gojsgood4345
4 ай бұрын
ሓቁ እዩ ዋና ነገር ዘድሕን እምነት እዩ እምበር ማዕተብ አይኮነን
@bsvdhhmanshxh7945
4 ай бұрын
እምነት ምስ ግብረ እዩ እነበይ እምነት ጥራሕ አይፅድቀካ
@GenetGebrekidan-n1t
4 ай бұрын
ያርየድ ሓወይ ካብ መጨረሻ ተንባ ብትሕቲና ይሓትቲ ትሩግም ማዕተብ ምፍላጥ ኣድላይ ስለ ዝኸነ ንሕናውን እግዚአብሔር ይመስገን ኣብ ስደት እና ፈልጥና ዮ ስለዚ ክላ ኣንብብኻ ትጠቀም ክርስትያን መለለይና ማዕተብ እዮ ጰንጠ ደኻ ኣስላማይ ድኻ ዝበሉኻ /ኻ ከዓ ሓቆም እዮም ክሓቱኻ ኣና ብወገነይ ኻልእ ሃይማኖት ተኾይንኻ ክኽተለካ ኣይኽእልን መጀመርታ ክብር ንማዕተብ ንክር ተራ የኸነይ 😢 በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱሰ አሃዱ አምላክ አሜን/፫/ 👉ማዕተብ ተራ ነገር ኣይኾነይ ድትህቦ መልስ ናስተወዐልኻ ሓወይ ኣነ ንባዕለይ ብኻሳድኻ ርአ እየ ዝኽተለካ ኣይትጋገ ጰንጠ ተኾይንኻ ንምንታይ ይኽተለካ ስለዝ ሃይማኖተኻ የኽርዕ እንበር ኣየሕፍርን 👉ብምቅፃል ብውሽጥ እምነት እዮ እምበይ ናይ ላዕል ዋጋ የውሉይ ልበለካ መን እዮ ንምንታይ ኩሉ ክርስትያን ይኣስሮ ዋላካ ግበር ፅቡቁ ተኾነ መስቀል ንዓና ካብ ባርነት ነፃ ዘውፀአና ስለዝኸነ ጎይታና መድኃንና እየሱሱ ክርስቶስ ኩቡር ይግብአ 👉ገበርኻ ኣይገበርኻ ንባዕልኻ እዮ ንነብስኻ ናይ ተኻታተልት መራል ግና ከይትነክእ ዝሓወይ 👏 #ማዕተብ_ማለት_እንታይ_ማለት_እዩ? ማዕተብ ማለት “ዐተበ” ካብ ዝብል ግእዛዊ ግሲ ዝወጸ ኮይኑ ኣመልከተ ባረኸ ካብ ፍርሓት ሃድአ ዝብል ትርጉም ዝሐዘ እዩ። ማዕተብ ከኣ ምልክት እምነት ወይ ዕላመት ማለት እዩ። ነዚ ከረድእ ሓዋርያዊ ቅዱስ ጳውሎስ “ኣነስ ዕላመት ኢየሱስ ኣብ ስጋይ እጸውር ኣለኹ” በለ፡ (ገላትያ 6÷17) መከራ ክርስቶስ ንኽቕበል ድልው ስለ ዝነበረ እዩ። ማዕተብ ኣብ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን፡ ምልክት እምነት እዩ። ማዕተብ ኣብ ብሉይ ኪዳን ደቂ እስራኤል ኣብ ክሳዶም ይኣስሩ ከም ዝነበሩ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ይግለጽ። ታሪኽ ይሁዳን ታማርን ምስ እንርኢ፡ ድልየቱ ንምፍጻም ትሕጃ ክህባ ኣብ ዝለመነትሉ፡ ምስ ሰኣነ፡ ቀለቤትካን ማዕተብካን እታ ኣብ ኢድካ ዘላ በትርኻን ሃበኒ በለቶ። ኣብ መወዳእታ ከኣ ብማዕተቡን በትሩን ተረትዐ። (ኦሪት ዘፍጥረት 38÷12-23) ታማር ንማዕተብ ከም ትሕጃ ምቕባላ፡ ኣብዚ ክብሪ ማዕተብ ንግንዘብ። ማዕተብ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ንምጀመርያ ግዜ ዘእተወ ኣቦ ኣቡነ ያዕቆብ ዘኣልበረድእ እዩ። ብዘመነ ሰማእታት ክርስቲያን ከቢድ ግፍዒ ኣብ ዝወርዶም ዝነበረ እዋን፡ ከተማ ኣንጾኪያ፡ እታ ዝሓሸት ሰላም ዝለመልአ ከተማ ነበረት እሞ፡ ካብ ዝተፈላለየ መኣዝን ዝመጹ ክርስቲያን ኣብኡ ይእከቡ፡ ዝጥመቑ ሕጻናት ድማ ኣዚዮም ብዙሓት ነበሩ። ኣብዚ እዋን ነቶም ዝተጠምቁን ዘይተጠምቁን ምትሕውዋስ ንኸይከውን፡ ነቶም ዝተጠምቑ ጻዕዳ ፈትሊ ኣብ ክሳዶም ኣሰረሎም፡ በዚ ኸኣ መላለዪ ምልክት ኮነ። ካብ’ዚ እዋን ጀሚሩ ከኣ ኣቦታት ሊቃውንቲ ቤተ ክርስቲያን ንምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ካብ ኣህዛብ ፈልዩ መላለዪን፡ ከምኡ’ውን ብጥምቀት ዉሉድነት ስላሴ ዝረኽቡ ምዃኖም ዝምስክር ምልክት ምዃኑ ስለ ዝተገንዘቡ ንኹሉ ውሉድ ጥምቀት ክኣስረሉ ጀመሩ። ኣብ ሃገርና “ማዕተብ” ምእሳር ምስ ምእታው ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ዝኣተወ እዩ። #"ትርጉም_ማዕተብ_እንታይ_እዩ❓ ትርጉም ማዕተብ ካብ ኣህዛብ ፈልዩ ደቂ መዛሙርቲ ክርስቶስ ምዃና ይምስክር። ክርስቲያን ምኻንካ ዝኾነ ይኹን ሰብ ብማዕተብካ የለልየካ። ብዙሓት ናይ ዘመና እምነት ኣሎና በሃልቲ፡ እምነት ኣብ ልብኻ እምበር ኣብ ክሳድካ ማዕተብ ስለዝገብርካ ኣይኮነን ክብሉ ይስምዑ። እዚ ሓቂ እዩ፡ ግና’ኸ እምነት ዘለዋ ልብስ ንማዕተብ ኣይትጸልእን እያ። እምነት እንተ ዝህልዋ ኔሩስ፡ ዕላመት ክርስቶስ ክትጸውር ኣይምጸልአትን ነይራ። ሓዋርያዊ ቅዱስ ጳውሎስ “ቤተ መቕደስ ህያው ኣምላኽ ኢኹም”፡ ድሕሪ ምባል “ስለዚ ብስጋኹም ንኣምላኽ ኣኽብርዎ።(”1ይ ቆሮንቶስ 6÷20) ስጋና ናይ ክርስቶስ ምልክት ዝኾነ ማዕተብ መስቀል ክትጸውር ኣይግባእን ማለት፡ መሰረት ምልኣት እምነት ኣይኮነን። እምነት ምልኣት ክህልዋ፡ ብውሽጢን ብደገን ምስ ትትግበር እያ። ሓደ ሰብ ብውሽጡ እምነት ኣሎኒ እንተበለ፡ ኣብ ቅድሚ ሰብ፡ ብማዕተብ ክርስቲናኡ ክገልጽ ሓፋርን ፈራህን እንተኾነ፡ ከምቲ ጎይታ ዝበሎ፡ ኣብ ቅድሚ ሰብ እዩ፡ ዝኽሕድ ዘሎ። (ማቴዎስ 10÷32) ስለዚ ብማዕተብ ስቅለት ጎይታና ኣብ ስጋና እዩ ዝገልጽ። (ገላትያ 6÷17) ማዕተብ ንዶግማ ቤተ ክርስቲያን እዩ ዝገልጽ።ኣብ ክሳድና እንኣስሮ ሓደ ፈትሊ በይኑ ወይ 3ተ ብሓደ ዝፍተል ማለት (ብሰለስተ ሕብሪ) ዝቀውም እዩ። እዚ ጻዕዳ ምስ ዝኸውን፡ ብደም ክርስቶስ ከም ዝነጻህና የመልክት። ክምኡ’ውን ኣዕጽምቱ ክሳዕ ዝርአ ስለና ክብል ከም ዝተገርፈ የመልክት። ቀይሕ ብደሙ ከም ዝደሓና ከመልክት ከሎ፡ ጸሊም ድማ ስጋ ለቢሱ ኣብዛ ዓለም ከም ዝተገልጸን፡ ስለና ክብል ስጋኡ ክሳዕ ዝርግፉ ከም ዝተሳቀየን፡ ይገልጽ። 3ተ ፈትሊ ኣብ ሓደ ጠምጢምና ኣብ ክሳድና ምእሳርና፡ ናይ ሓድነትን ሰለስትነትን ስላሴ የመልክት። በዚ ኸኣ በቲ ሓደን ልዑል ብዝኾነን ብጎይታናን መድሓኒናን፡ ብምፍሳስ ደሙን ብምቁራስ ስጋኡን ድሕነት ከም ዝረኸብና ንኣምን። ንእምነትና ኸኣ፡ ኣርማ ክርስቲያን ብዝኾነ፡ ብማዕተብን መስቀልን ንገልጾ። “ወዘልፊ፡ ንጸውር ሞቶ ለክርስቶስ በስጋነ፡ ከመ ይትዓወቅ ሕይወቱ ለክርስቶስ በላዕለ ዝንቱ ነፍሳትነ፡ መዋቲ።” ትርጉም “ህይወት እየሱስ ኣብ ስጋና ምእንቲ ኽትግገድ’ውን፡ ኩሉ ሳዕ ሞት እየሱስ ኣብ ስጋና ንጸውር ኣሎና” (1ይ ቆሮንቶሰ 4÷10) ከምቲ ቃልና ምስክር ክርስቶስ ክኸውን ዝግብኦ፡ ኩሉ ኣካላትና ንኽብሪ ኣምላኽ እዩ ዝተፈጥረ፡ ክሳድና’ውን ክሳዕ ሞት እሙን ብምዃን ክምስክር ይግባእ እዩ። ማዕተብ ንኽብሪ ኣምላኽ ኢና ንኣስሮ። ክርሰቲያን ብቓሉ ብግበሩ፡ በካይድኡ፡ ንኽብሪ ክርስቶስን ምስክሩን ክኸውን ከም ዘለዎ ሓዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ብኸምዚ ይገልጾ “ንኽብሪ ኣምላኽን ምስጋናኡን እቲ ዝሓይሽ ክትምርምሩ፡ እቲ ፍቕርኹም’ውን ብፍልጠትን ብምስትውዓልን ዘበለ ኹሉን ኣዝዩ እናበዝሔ ኪኸይድ፡ እዚ እልምን ኣለኹ።” (ፊልጶስ 1÷9-11) ቅዱሳን ኣበው፡ እቲ ቅኑዕ ዝኾነ ስርዓት ኣምልኾ እንታይ ምዃኑ ብመንፈስ ቅዱስ ተመርሖም ገሊጾምልና እዮም። ማዕተብ ከኣ ሓደ ካብ ናይ እምነት ምስክርን ምልክትን ምዃኑ ፈልጥና ንመጋየጺ ዘይኮነ፡ ንሓቀኛ ውሽጣዊ እምነትና ዝገልጽ ምዃኑ ተገንዚብና፡ ክንኣስሮ ይግባእ። በታ ቅዱሳን ዘርኣዩና መንገዲ ድማ ንመላለስ። “ኣቱም ፍቑራተይ፡ ብዛዕባ ሕብረት ምድሓንና ብኹሉ ቕንኣት ክጽሕፈልኩም ምስ ደለኹ፡ በታ ሓንሳእ ንቕዱሳን እተዋህበት እምነት ክትጋደሉ ጽሒፈ ክመኽረኩም፡ ናይ ግዲ ኾነኒ። (ይሁዳ1÷3)። ምንጭ፦ መሰረተ እምነት ወስብሓት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር አሜን/፫/ 1//
@FiriHadad
4 ай бұрын
ዋውውውው ብሓቅ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡርት ሓፍተይ ወይ ሓወይ ኩላ አንበያ ደስ እሉን እውነት
@Mmm-bo2ns
4 ай бұрын
በትክክል መልሲ
@Sara-hm6q
4 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና መዓረይ❤❤😊
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
4 ай бұрын
ፀጉኡ የብዘሐልኪ ማዓረይ ብጣዓሚ እዩ ዘገረም ክዕሶ ክትፃውትስ መሰቀለ እውፀአዮ ዝበለ ሕጊ ካብ ማንታይ እዩ መፅኡ አይፈለጥን ነሰብ ኢሊ ዝአሰር እዩ ዝመሰለ😢 እግዚአብሔር አምላክ የመሰገን ሰደት ዘውፃአክኒ❤
@EyerusTsegay-yz7wt
4 ай бұрын
ፀግኡ የብዛሓልኪ ማዓረይ
@atopiatopi5602
4 ай бұрын
ክላ ላህማም ኣዲካ ተሰዲዳ እንተበለዐትካስ ፀግብካ መናእሰይ እኩም ነይርኩም ግን ንስዲራኩም ባዓልኩም መኣለኩም ነይርኩም ጀላዓት🤔🤔
@Mise713
4 ай бұрын
ዓፅዓፅ ኣይትበል ብስነሰርዓት መልስ ክብር ይሃልካ🤔
@salamaaa095
4 ай бұрын
ዋይ ያሩ ኣይትጋገ ሀዚ እውን ማዕተብ ምእሳር ትርጉሙ ዓበይቲ ጠይቅ ወይም መፅሓፍ ቅዱስ ኣንብብ ዝሓወይ
@Grmaneshyoutube
4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@GusonDasta
4 ай бұрын
@@Grmaneshyoutube❤❤
@Maheaberaha
4 ай бұрын
ኩሉ ካዓስ ተነግረካዮ ኢካ ዋይ አታ ሓወይ እንተይ ፈጥፈጥ ትበለካ ንበዓለካ ኮአዩ ከውኡከዓሰ ፅቡቅካ ሰለ ዝደለያ እዩ ሰብ ትሕት በለ ዘሓወይ በዛዕባ ሃይማኖት ኢካ ትንገር ኣለካ በልጠና አይምሰልካ ክብርር ሓወይ ማራ ግን የቅርታ 😢😢🙏🙏🙏🙏🙏🥰
@سارةهواياتي
4 ай бұрын
ማዕተ ማለት መንነትና እዩ ዘሓወይ❤ኩዐሽ ዱዩ ዓቡዩካ ከብ እምነትካ ኣነ ዘገሩመነ ግን ብማዓተበም ዘዳረደሩ ሰባት 🤐
@Tyty112-ij7qm
4 ай бұрын
ዋእ ማዕተብ መንነት ኣይኮነን እምነት እዩ
@سارةهواياتي
4 ай бұрын
@@Tyty112-ij7qm ማዕተብ መለለይና ናይ እምነትና እዩ መንነት ማለትለ መለለዪ ማለየት እዩ ኣብ ማዕተብ እምነት ዘይኮነ መለለዪ ናይ ቤተክረሰትየን እዩ
@Grmaneshyoutube
4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@Tyty112-ij7qm
4 ай бұрын
@@سارةهواياتي እሺ
@mulu-z2i
4 ай бұрын
❤❤❤❤@@Grmaneshyoutube
@hjii1398
4 ай бұрын
እውይ ያረድ ሓወይ ግብርኽ ከመ ስምኻ ዩኹን ማለተይ ናይ ቅዱስ ያረድ እኻ ሕዝኻ ዘለኻ ወድነይ እናማ ኣይትፍረድልና አብ ሰደት ዘለና ቡዙሕ ፈተና ስለዘለና ለሃይማኖት ግን እግዚአብሔር ይመስገን ኣይንብጥስይ መስቀል ሓይልና እና መታወቅያ እዩ 👏💖💚
@WejeratAdey
4 ай бұрын
ደምርኒ🎉🎉
@ሰሉጓልድንግልማርያም
4 ай бұрын
ምዕተብና ምለሊናይ ናይ ክርስትያን እዩ ታራ ኣይኮነን ኣስትውዕል ዋይ😢😳😳😳
@tsegatsega238
4 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ💚
@Grmaneshyoutube
4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@ሰሉየቅዱሰሚኻኤልልጅ
4 ай бұрын
ኣይይ ኣሃዛዉ ለተመልካትከሠ ክብር ይንሩኻ ብትሕትና መልሰ ሰምካ ሰ ሰም ቅዱሰ ያሬድ እዩ ነይሩ ፈዛዚ ንተመልካታት ክብር ይንረሐኻ ትሪጉሙ መሰቀል ሓይልና እዩ መሰቀል በዛና እየ መሰቀል መዳሓንና እዩ እና ማዕቴብ ምእሳሪ ትሪጉሙ ብታዉቅ ንሮ እዝ ኣትጃጀል እፉፉፉፉ😢
@WejeratAdey
4 ай бұрын
ደምርኒ🎉🎉
@LmAGLmm
4 ай бұрын
ደምርኒ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
4 ай бұрын
ንመሰቀለ ክብሪ ዘይቡሉዶ ንሰብ ክብሪ ክህቦ
@Grmaneshyoutube
4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@ራዕሲልዑልFaf
4 ай бұрын
ይህ ኮሜት የምታነቡ በሙሉ የነፃነት ኑሮ የረፍት እጀራ ፈጣሪ ይስጣቹ ኩፉ አይንካቹ❤❤
@GechGech-g9u
4 ай бұрын
ዝሮ ቁልዕነትካ ወድእ ቅድሚ ምድያ ምምፃእካ ኣነጋግራ ቃላት ኣጠቃቅማ ተማሂርካ ናዓ ገተርተር ተይልካ ትዕቢትካ እንተዘይ ኣጥፊእካዮ ርእስካ ክትምረዝ ትክእል ኢካ በቲ ዝፀርፉካ ፀርፍታት
@Dgdewgsg
4 ай бұрын
ተጋሩ አሕዋተይ አሕናለ ንክብር ዘይ ሃብና ክብሪ አይን ሃብ ሰለዚ ክብሪ ሃበና አሕና ንክብረካ ስጉምቲ ከይንወስደውልካ ተጠቀቅ ዙ ዙሓወይ 😊
@BduvdhdhdNdbvdhdh
4 ай бұрын
ኤጭ ኣነስ ሳብሰክራይበይ ኣልዒለ ዋኢ 🎉🎉🎉
@amitasmerom2676
4 ай бұрын
@@BduvdhdhdNdbvdhdhወላ ኣነ ቅጭ እዩ ዘምፀአልካ😢
@selamgebre303
4 ай бұрын
ብሓቂ
@seliseli3381
4 ай бұрын
ኣነ ዋላ ኣልዕለዩ😢😂
@Dgdewgsg
4 ай бұрын
@@seliseli3381 meto 😋😅😅 የቅርታ ይበለና ሆ መሰልና ይታሓሎ 💪😢😅😅
@FFj-x4p
4 ай бұрын
ትሕትና ዝበሃል ኣሎ ትሕት በል ክትዓቢ😮
@HadasTedros
4 ай бұрын
ኣብ ዓዲ ስለዘለካ ግዴታ እዩ ማዕተብ ትገበር ሕቶ ክትምልስ ከለካ ትሕት በል ኩሉ ሰብ ዝሓተካ ዘሎ ስለ ዝፈትወካን ዘክብረካን እዩ ገጨርጨር ኣይትበል
@SdJg-hx5fl
4 ай бұрын
ታይ ከ እዩ ከናድደካ ዘይከምኣሕዋቱ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
4 ай бұрын
ይገረመኪ እዩ ዘለዎ ትዕቢት😢ነሰብ ኢሊ ዝአሰር የመሰለ ክዕስ ዝዓበዮ ካብ እምነቱ😢
@genet3442
4 ай бұрын
ዋይ ማዓተብ ግበር ዝሓወይ ቱሑት ሙካን ትሕትና ፁቡቅ እዩ ታኣዩ ኪብሪ ስብ ዝይብልካ ዝሓወይ ቱሑት ኩን❤
@ሊሊየማርያምልጅ-አ5ፀ
4 ай бұрын
ቃህማም ታይዓይነት መልሲዩ እዙይ ክርስትና ኮ ዋላ ብልቢ ይኹን ማዕተብ ግድንዩ ምኽንያቱ ኣንገተይ ይህብየ ብሃይማኖተይ ማለትዩ ክነግረካ ግን ንዝሓተተካ ብትሕትናዩ ልምለስ መፅልኢ ደባሪ 🙄😏
@mጓልዓድጉደም
4 ай бұрын
አነ ብዝመልሱ ብርጨቆ ሰይረ መናደዲ😂😂
@tsegatsega238
4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ አሕዋተይ💚
@hdjf4
4 ай бұрын
😂😂@@mጓልዓድጉደም
@Madina-q1p
4 ай бұрын
😂😅ክክ@@mጓልዓድጉደም
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
4 ай бұрын
ብሓቂ😢
@mohdnoora5601
4 ай бұрын
ፋራ ክፅለኣካ እኳ ሃገረሰብ ዕፃፍ መልሓሱ ነዚ ትኽተላ ሰባት ኢኽን ተሕዝና ኣዋልድ ኢኽን ኸኣ መስለኒ
@MarymMa-i3i
4 ай бұрын
ትርጉም ማዕተብ አይትረደአካን መስለኒ እንበር ብሃይማኖትኻ ጠንካራ ክትኾን አለካ ክሪ ታራ ነገር አይኮነን ሓወኒ ካብ ብዙሕ ትዛረብ ውሕድ ዝበለ መልሲ ምሃብኻ ዝተረፈ ልብኻ ነፊሕኻ ተራ ነገር አይትብል ሓወይ ማዓረይ ❤
@titiy11
4 ай бұрын
ማርያምን ክሳብ መወዳእታ ዘይርኣኩዎ ሳብሰክራበይ ኣልዕለ ወጺየ ብሰም ማዕተብ ታይ ዓይነት ገታር ኢኻ ክብር ንተመልከቲ ካብ ሰሉ ተምሃር ልኾንኻ ቆልዓ ነገር😕😕
@እግዚአብሔርይመስገን-ሸ9ነ
4 ай бұрын
ዋይ መጀመርያ ሪስፔክት ይሃለካ🙏 ካብኡ ከኣ ልኣና ኢልካ ዘይ ኮነስ ንበዓልካ ኢልካ ግበሮ ። ተምሃራይ ነይረ ከኣ ይብል እንታይ ዘተሓሕዝ ኣለዎ 😢😢 ምሳሌ 6:20-24 ትመ15 [20] ወደይ፥ ንትእዛዝ ኣቦኻ ሓልዎ፤ ንሕጊ ወላዲትካ ኸዓ ኣይትሕደግ። [21] ኵልሻዕ ኣብ ልብኻ ዕቘሮ፤ ኣብ ክሳድካ እሰሮ። [22] ንሱ ኽትከይድ እንተለኻ ይመርሐካ፤ ክትድቅስ እንተለኻ ይሕልወካ፤ ምስ ነቓሕኻውን የነጋግረካ። [23] ትእዛዝ መብራህቲ፥ ሕጊ ብርሃን እዩሞ፤ ተግሳፅ ትምህርቲ ድማ መንገዲ ህይወት እዩሞ። [24] እዙይ ካብታ ኽፍእቲ ሰበይቲ፥ ካብታ ልዙብ ዝመልሓሳ ኣመንዝራ ኸናግፈካ እዩ .
@HhBb-lr4tn
4 ай бұрын
_1ይ ነገር ማዕተብ ንምእሳር ምክንያት አየድልዬን"ማዕተብ ንሓደ ክርስትያን ልዕሊ ማንም እዩ "ሓደሓደ ሰብ እምነት ብልቢ እዩ ዝብል አሎ"ግን አይኮነንን"ብርሃነ አለም ቅዱስ ጳዉሎስ አብ መልአክቱ እቲ ብልቡ ዝአምን ብደገ ንምግባር አይሓፍርን አይስከፍን እዩ ይብለና"።ስለዚ እምነት ዉሽጥካ ተአሚንካሉ ብደገካ ማዕተብ ግበር። "_ _2ይ ክትዛረብ ከለካ ትሕት ኢልካ መልስ_ _3"ይ አብ ሃይማኖትካ ዘለካ አረአእያ ንባዓልካ ስለዝኮነ ፍለጥ"ማዕተብ ዝወጽእን ዝአትን የኮነይ፡ተተበቲኩካካስ፡ንባት ንስሀካ ከይድካ እዩ እሰሩለይ ዝበሃል_
@MGT04
4 ай бұрын
ታይ እዮም እባ ብገዝኦም ደረቃት መፅላእቲ
@ርግኣትተስፋጽባሕ
4 ай бұрын
ትጋገለኻ ማዓረይ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣደታትና ከምሊ ሰማእት ቅዱስ ጊዮርጊስ እኮ ኢም ማዕተዎም ዝበትኹ እዮም ማዓተብና ካብ ንበትኽ ስኻድና ትበተኽ ኢሎም ብሰማእትነት ሓሊፎም ስለዚ ከምቲ ሓንቲ ሃገር ብባደሪ ትልለ ማዓተብ እዉን መለለዪ ሃይማነትና እበር ታራ ኣይኾነን እሞ ማዕተብካ እሰር ኩቡር ሓወይ 👏
@ተመስገንኣምላኸይ-አ8ዠ
4 ай бұрын
ልቢ እኔዎ ድዩ ዝወዲ 😂😂😂😂ትግረዋይ ብእምነቱ ኣይደራደርን. ብቻ ጠሪዕና ተሳኪዑልና 💪
@Wehazit564
4 ай бұрын
እቲ መልስኻ ገታር ከም ኣሕዋትካ ትሕት በል በጃኻ ፅቡቅ ኣይኮነን ብዝተረፈ ትሕትና ይሃብካ ፈጣሪ
@እመብርሃነይእያዋሕስነብሰ
4 ай бұрын
ናይ ክርስትያን መላለይና ማዕተብ እዩ ዝሓወይ እና ግበር ❤
@MeiloMile
3 ай бұрын
ዋ ኣታዮ ወድ ዓበይቲ ልምንታይ ድዩ ልንጥመቅ ዘለና ፈጣሪና ዋላ ሓንቲ ሰከንድ ትኹንሲ ብዘይ ማዓተብ ከይት ፀንሕ እዩ ዝበለና ስለዚ ኮስካ ምስወዳእኻ ተኣስሮ ኣለካ
@Ngstigeretsedk5001
4 ай бұрын
እቱ ኩዑሶ ዘፀውቶኩም መዕተብ መንጥሶ ተይሉካ ምስ ክሳደይ መንጥሰኒ በሎ ምፅዋት ተከሊኡካ ክዓ እምነትካ ይዓብየካ ፀወታ ኩዑሶ ትገድፎ ሞስ ኣስላም ኮይንና ኣብ ስዑዲ መዕተብ ገይርና ንከድ ኣለና ንሶም የክቡሩጠና ንሕና ነክብሮም 😢
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
4 ай бұрын
@@Ngstigeretsedk5001 ክዕስ እባ መአዘ መዕትበካ አውፅአካ ተፃወት ዘበለ ሰብ ከመይ ዘበለ ሕጊ እዩ ወለሰ ምሰ አሰለም ኢካ ተፃወት ይኮነይ አብ ወሸጢ ትግራይሰ አብ ወፃኢ አብ ዓለም ሙሉ እወን ብዝሕት ይፃወቲ እዩም መዕትብ ግን ኣይወፅኡን ሓደ ሓደ ይረኢ እየ እታም ፃዓዱን ማለተይ ኤየ የማዓተቡ ገፅም ዝርዝር እንካዕ አሰርካ ገን ንሰብ ኢሊካ ተይኾነከስ ንባዓልካ ነብሰካ አምንሉ ከከውን አልዎ✝️⛪️
@Mer123-b7l
4 ай бұрын
ኣታዮ ወደይ መጀመሪያ ነገር ጎደለካ ዝነግረካ ፈታዊካ እዩ ኣይብሃልን መሰቀል ካዓ ከም ታራ ኣይትሕሰቦ ዝሓወይ ብርግፅ ዋላ ባዕለይ ቀደም ናብ ሰደት ክመፅእ ከለኩ ኣብ መንገዲ ኣብ ለግነኩ በቲከዮ ዘይምፍላጥ ከቢድ እዩ ኣምላክ ይመሰገን ሐዚ ግን መሰቀለይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ሓደራ ደቂ ተዋህዶዋይ መሰቀልና/ ማዕተብና ዕሸሸ ኣይንበል ጎበዝ ዝሓወይ ኣሰርካ ❤❤
@የስላሴልጅነኝ-በ9ሸ
4 ай бұрын
ዋይኩሉ ግዜ መስቀል ግበር ዓሻ 😢ሰላመይ ምከርዮ በጃኪ ሃይማኖትና እዩ ክብረትና❤
@HyatHyat-kv4jz
4 ай бұрын
ታይ ክትመክር ዚኣ ዋ ሱቅ ኤላ ናቀረፀቶስ መናዳዴት ዝከነት ጋል 😢
@TsgeredaSeyfu
4 ай бұрын
ማንነትካ ንባዕሉ ትክክል ኣይመስለንይ.... እወ ማዕተብ ስለ ዘይብልኻ እዩ ጴንጠ ተባሂልካ 👌
@grmaneshberhe979
4 ай бұрын
መስተውዐሊ ልቦና ይዓድለና😢 ትርጉም መስቀል ተትፈልጥ ከምኡ ኣይምበልካይ, ዝሮ መስቀል ኣብ ዝደለካዮ ኣብ ዝደለካዮ ተውፅኦ ኣይኮነን
@KsaKsa-mw2pe
4 ай бұрын
ብሓፅሩ ሲ ክርስትያን እየ ዘይትብል ደረቅረቅ ትብለካ ብዝኳነ ከም ሓዉ ገይሩ እዩ መክርናካ ማዓረይ🥰🥰
@ወልዳት
4 ай бұрын
ክላ ሙትሩስ😢
@SdJg-hx5fl
4 ай бұрын
ይውሕዶ ከማን 😢
@dilanasar1567
4 ай бұрын
ሓቅኪ
@JgWd-u1y
4 ай бұрын
ኣይ መጁኑን ታይ እዩ ዝብሎ ደንቆሮ😢
@jdjjrj530
4 ай бұрын
🤣
@ማምየዓለመይ
4 ай бұрын
😢😢😢😂😂😂
@tdsrdf2918
4 ай бұрын
ያሬደይ ሓደ ነገር ክነግረካ ዝጎይታዋይ ማለተይ ልዕለካ ፈሊጠ ዘይኮንኩ ግን በዓብዩ ኣልብካ እንድዩ ኣልብካ ዘሎ ልምንታይ ኣብ ክሳድካ ዘይተኣስሮ መንነትና እንድዩ ግርማና እዩ ልኣና ክብል ኣምስቀል ዝዉዓለልና ጎይታና መድሓኒና ዘክር ኣማንም ጊዜ ከኣ ሃይማኖትካ ኣቀድም ኩሉ ድሕሪኡ እዩ ኣይኮን ኣብ ዓድካ ዓዲ ዓረብ ኮይንናዉን ካብ ክሳድና ኣይነምሉቅን ኢና ምክንያቱ ሃይማኖተይ ምስማንም ኣየወዳድሮን እየ ሶ ግን ካብዛ ክሳድካ ከይተምሉቃ ኢካ ዝሓወይ ይቅርታ ከኣ ኣብዚሐልካ❤
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
4 ай бұрын
መስቅል ምእሳር ሰብ ሰለ ዘበለካ ትኣስሮ እንተኮይንካ ንስካ ብስብ እምበር ብእምነት ኣይኮንካን ኣሲርካዮ 😮 ስለዚ መስቅል ምእሳርካ ዋላ ሓንቲ ትርጉም የብሉን ተውፃእካዮ እዩ ዘሐሸካ ክብር ሓው🙂
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
4 ай бұрын
ብሓቂ😢
@SlMh-ey1xq
4 ай бұрын
ማዕተብ ምእሳር መለለዪ እምነትና እዩ😢
@Ramzsn-x6p
2 ай бұрын
ያረደይ ፁሩየ ገበዝ እካ እምነት በለበካ እዩ ዝሓወይ ።❤❤❤❤❤
@alemdesta454
4 ай бұрын
ዋይ አነ ከመይ ዝበለ ውርደት እዩ😢አታ ያሬድ ሓወይ ብልብካ እተአምኖ እምነት ንደገ ከይወፅእ ዝገብር ዋላ ሓደ ነገር የለን ንሕና ክርስትያን ግን አምሰሉታት ብምኳንና እዩ ዘሐዝን😭እዚ ኩሉ ሕቶ ንሓደ አስላማይ ወይ ጴንጠ ከምተ ሓተተ መንዳንኡ እምነተይ ዳአ ኢሉ ምክንያቱ መቅረበ ንሕና ግን መውደቅቲ እምነትና ብጣዕሚ የሐዝን😢እወ ተዋህዶ እየ ትብል ተቢዕካ🤔መን ናይ መራሕቲ ሃይማኖት ሓቲቱካ እዩ እቲ ሰብኮ ነታ ሂወትካ ሓልዩ ብቻ እዩ ከመይ ዝበለ ሸለልትነት ከም ዘለካ/ና ግን ይገርም""አነ መሰረት ምንባረይ እምነተይ እዩ።።።።።።። ብአአ ተሓልየ ድማ እቲ ዘለኒ ስራሕ ይሰርሕ።።።። ካብታ ዝፈለጥኩላ ጀሚረ ተዘይኮይኑ ንሰብ ከሐጉስ ኢለ ነቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ አምላክ ክብሪ ይኩኖ ምስ ዘይአማልክቲ አየዋዳድሮን በታ ዓቅመይ😢Soት/ቲ የድልየናሎ ደቂ ተዋህዶ ንንቃሕ ሓደራ ምዕባለ ነቲ ዘድልየካ ምፍላጥ እንበር አብ በቢ ዘመኑ ዝመፀ አዘራርባን አከዳድናን ምስዓብ አይኮነን።።።።።።።።።።ኮመንተይ ብፍቅሪ ሪእኩም አንብብዋ🙏💙💦
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
4 ай бұрын
ፀጉኡ የብዘሐልከኪ ማዓረይ ናይ ልበይ ኢኪ ተዛረብከኪ❤
@asayyeebyo182
4 ай бұрын
ናይረ ኣይሰርሒ አለኩ እዩ መድሕን ሂወት ሰይጣ እዉን ኢኮ መልኣኽ እዩ ነይሩ ብትዕብት እዩ ወድቁ ስለዚ ማዕተብ ታራ ነገር ኣይኮነን ብልብካ እንተ ኣምንካ ብተግባ እዉን ክከዉን አለዎ ካብኡ እዉን ኩዕንሾ ስለ ዝጨወት እየ ድካ ዝብልካ ካብ ሓዉና ብኒያም ኤርትራ ተመልከት ብሃይማንቱ እዩ ክርስቲያን ምኳኑ መስክሩ ምስ ተዓመተ መስቀሉ አልዕሉ ዘርአየ ስለዚ ማዕተብ ትርጉሙ ፍለጥ ሃይማንትካ ብደንቢ ፍለጥ ያሬድ ሓወይ እታ ስምካ እዉን ዓብዩ እዩ ብዝተረፈ ሰላም ንዓኻ❤❤❤❤
@MaregAregawi
4 ай бұрын
ያረድ ሓወይ መስቀል ናይ ሓደ ክርስትያን መለለዪ እዩ እና ቅድሚ ኩሉ ነገር ሃይምኖትካ እዩ ዝቅድም ማዕተብ ተራ ነገረ እዩ ዝበልካዮ ኣይኮነን ኢና ንሰብ ኢለካ ዝይኮነስ ንባዕለካ ኢላካ ኢካ ተኣሲረ ካብ ጌጋካ ተአረም ዝሓወ❤
@ygffghdhjiig2044
4 ай бұрын
እዋይ ንኩዑሶ ኢልካሰ ማዕተብ ትብንጥሰ 😢😢 ዘይምፍላጥ ፀገም ብሃይማኖትካ ኣይትቀልድ ዝሓወይ 🙏 ካብኡ ዓሰ ትሕትና ይሃልካ ሓፍትካ ብጣዕሚ እያ ትሕተኛ ንሰካ ግ😘
@malataregawe8730
4 ай бұрын
ላግፂ ብማዕተብ የለን
@LiLiYRayawaሊሊየራያዋ
4 ай бұрын
ደሚርን ማዓረይ❤
@shashugebre8931
4 ай бұрын
መሰቀል ናይ ክርስቲያን መንነትና እዩ መሰቀል መድሕነትና እዩ ኢና ፅቡቅ ገይረኻ
@Maki38916
4 ай бұрын
ያሬድ ሓወይ ዝተሓተትካዮ ክትምልስን ጎዶለኻ ክተስተካክልን ግድን እዩ ካብኡለ ትዛረብ ተለኻ ትሕት ኢልካ ተዛረብ ትዕቢት ንኹሉ ኣይፅቡቅን ካብኡለ ቅድሚ ማዕተብካ ኩዕሶ ኣይዓብን ማዕተብ ተራ ነገር ኣይኮነን ንወለድኻ ነቦታትካ ሕተት ማዕተብ ንገይፂ ኣይኮነን ዝእሰር ዋላ ዒስራ ይበተኽ መሊስካ እሰሮ ዝሓወይ ጎበዝ እምበር ሰብለ ተፀሓፈልካ ሓቁ እዩ💙💜💙🙏
@MdBabull-m3h
4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏
@ጎልራያኩኩፉቶ
4 ай бұрын
ኣይባሃልን ኣይትበል ሰብ ሰለ ዘኽብረካ ብትሕትና ጠይቅካ ማዕተብ ደማይ ካብ ማንም ምኽንያት ኣያድልይን ሰለ ምንታይ ኳስ ማዕተብ ዘይ ግበር ግርም መስቀል ሓይልና ኡዩ መስቀል ኣርማ ክርስትያን ኡዩ
@tsegatsega238
4 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ💚
@Dani-v9l2b
4 ай бұрын
ዋእ ይበሀል ዮ ዝሓወይ ቁሙነገርን ቀልድን ፈላካ ፈለጥ ተተሓተትካ ጠይቅ ምሕታት ነውሪ የቡሉን
@ree-ji8vq
4 ай бұрын
እቱም ደቂለሚ እማ መስሚዒ የብልኩሚ ክሪ ትርጉም ይብሉይ ክትብል ተኮንካ መፅሓፍ ቅዱስ ትፈልጥ ተኮንካ እዩ እና ይቅር ይበለልካ 😢😢😢😢
@ሰብእንታይዘይበለ
4 ай бұрын
ትዕብት ውድቀት ፡፡👌👍 መስቀል ኅይልነ መስቀል ጽናዕነ መስቀል ቤዛነ መስቀል መድኃኒትነ ነፍሰ ኣይሁዱ ክሕዱ ንሕነስ ኣመነ ወእለ ኣመነ በኃይለ መስቀሉ ደኃነ🙏🙏🙏✝️🙏🙏🙏
@mezmurmariyam-ys7
4 ай бұрын
ኣይትላገፅ ብሃይማኖት ክፈትወካ ማዓት ኔረ ሕጂ ግን ብጣዓሚ ፀልእካ 😢😢😢
@SenuTube38
4 ай бұрын
ሃይማኖትካሞ ታይ ለሐፍር እንአካ ከምዚ እየ ኣነ ዘይትብ ሃለውለው🤔
@tsegatsega238
4 ай бұрын
ደምርኒ ማዒረይ💚
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
4 ай бұрын
ብሓቂ😢
@PanaJgs-kk9cf
4 ай бұрын
ኢሉ😏
@fanafani2638
4 ай бұрын
ግዛምዛዕያ😂ኣንብባ ኩላ ክርስትያን ብምካንናኮ ብመስቀል ክሳድና ኢና ንፍለጥ❤ሐዝውን ግበርርርርርርርርርርርርር
@ናቲ-03
4 ай бұрын
ማርያምን ከመይ ከምዘናደደኒ ዓሻ እዩ ብስሩ
@tsegatsega238
4 ай бұрын
ስብስክራይብ ግበራለይ አሕዋተይ💚
@AtsbhaKidane
4 ай бұрын
Hakki galey anes lebamat ygebrom nere kndi tmekros tkertso ala tahaftu
@Grmaneshyoutube
4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@ፍረጋልትግራይ-ሠ4ቐ
4 ай бұрын
👍👍🙏🙏🙏🙏💞💞💞💖💖😘😘
@hgf6568
4 ай бұрын
ያረደይ እንኳዕ ማዕተብ ገበርካ ለባምይ
@SalamSha-wl4tm
4 ай бұрын
ሓቀን እየን ያሬድ ሓወይ 🌺🌺🌺 Mark 16 ትግ - ማርቆስ 17: ነቶም ዚኣምኑውን እዚ ተኣምራት እዚ ኺስዕቦም እዩ፥ ብስመይ ኣጋንንቲ ኼውጽኡ፡ ብሓድሽ ልሳን ከኣ ኪዛረቡ፡ Mark 16 ትግ - ማርቆስ 17: ነቶም ዚኣምኑውን እዚ ተኣምራት እዚ ኺስዕቦም እዩ፥ ብስመይ ኣጋንንቲ ኼውጽኡ፡ ብሓድሽ ልሳን ከኣ ኪዛረቡ፡ ከምዚ ይብለና እቲ ቁዱስ ቃሉ መስቀል ግድን ትገብር ኣለኻ🌺🌺🌿🎋 መስቀል ሓይሉና እዩ መስቀል ቤዛና እዩ መስቀል መድሓኒት ነብስና እዩ 🎉🎉❤❤❤ ስለዚ ኩላትና በቢሃማኖትካ ኮይንካ ምክብባር ኣድላዪ እዩ ያሩየ ላፈታናካስ ታይኮይንካ ወደይ😂😂😂🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌿🌿🌺🌹🌹
@ነኝየተዋህዶፍሬ
4 ай бұрын
ናይ ቃሺ ተማሃሪ ከም ዝነበርካ ይዝንግዕሎ ያ ነይረ ዘይኮነስ አለኩ ተልካ እዩ ማዓረይ
@Amlisa19
4 ай бұрын
ንተመልከትካ ባ Respect ይሃልየኻ ዓፅዓፅ የትበል bro
@Grmaneshyoutube
4 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@tsarkangebremeskel6947
4 ай бұрын
በስምአብ 😢ማዕተብ ምልከትና ሳዓብቲ ክርሱቶስ ምኮንና የመልከትና መስቀልድማ ሓይልና ፅንዕና ቤዛናእዩ።ንፀላኢ ሰናይ ብምምዕታብ ብመስቀል ንስዕሮ።ስለዚ ያርየድ ሓወይ ምስሓቅ ሓዲግካ አስተውዕል አብልሞ ናብልብካ ተመለስ ምስትውዓል ይዓድለና ፈጣሪ😢የሕዝን
@HabenAh
4 ай бұрын
ብልብካ እምነት ተዝህልየካ ክሳድካ ማዕተብ ንክትገብር ኣይ ምኣበየት🤔
@سميرهسميره-ح5ظ
4 ай бұрын
መሰቀል ሓይልና መሰቀል ፅንዕና መሰቀል መደሐንን መሰቀል ቤዝና እየ እምነት ብቻ አይደሓንን እምነትን ተግበርንን እየ ዝደሓን እምነትን ተግበርን ሓደ እየን እነ ዝሐወይ ተርደእክ አሰረ ዝሓወይ ብመሰቀል በዝሐ ዋጋ እየ ትክፍለን ንሰወዕል እሕዋተይ😢😢😢
@SaraSara-zl1ss
4 ай бұрын
ገና ቁልዕነትካ ከይወዳእካ ናብ ሶሻል ሚድያ ምምፃእ ፅቡቅ ኣይኮነን ብሮ ዘረበካ ልባዕሉ ኣግባብ ኣይብሉን😢 ቱ ቢድዮ ልዓርሱስስ እስካብ መጫርሻ ኣይሰማዕክዎን ምክንያቱ ኣብ መጀመርታስ ክሪ ታራ ነገር እዩ ኣይብሃልን ፎእ😢
@ሰሰንጋልትግራይ
4 ай бұрын
ዋይ ማዕተብ ታራ እልካዮ መጀመርያ ሓደ ሰብ ብስራዓት መልስ ከብኡ ካዓ ገታና መዳሕንና እዮስስ ክርስታት ዝከፈለሉ ዋጋ ቀለል አተብሎ😢 ብዝተረፈ በርትዕ🙏
@GenetKahesay-so2vg
4 ай бұрын
ከፅልእ ቆልዓስ ቆልዓ ክብሪ ለይብሉ ከምቲ ኩዕሶ ትፃወት ተለካ ማልያ ዘድልየካ ኦርቶዶክስ ውን ማዕተብ መለለይና እዮ ብጣዕሚ ልፈትዮኩም ነይረ 😢😢😢
@TiTiYou-r5j
4 ай бұрын
ይቅር የበለልካ ኣምላከ እምበር ልኮስ እልካዶ መስቀልካ ብተከዋ😢 ኣበዛ ዓለም እኮ ንኡሹተይ እና ንቀመጥ ኣብ ሰማይ ፅበየናሎ እዩ ፍርዲ ካሓተካ እዩ ፈጣሪካ እና ቃል ኣምላከ ንማሃር ያሬድ ሓወይ ኮስ መንግስተ ሰማይ ኣይውርሲ ግን ሳኣን ፍላጥካ እካ ትኮን ሱሉ ግን ኣብ ስደት ኹሉ ተማሃሩ እዩ ንስኪ ከ ልምንታይ ዝይትነግርዮሞ ቃል ኣምላከ😢
@Helentadese1912
4 ай бұрын
እታይ እዩ ገተርተር እዚ ንዕቀት😉😅 ቀደማይ ነገር ንባዓልኻ ኻልኣይ ንተመልከቲ ክብሪ ተዝህልወኻ ነይሩ ካብ ሃለውለው መልሲ እዚ ብተግባር ኢኻ ኣስሪኻ ሕቶኻ ትምልስ ነይርኻ😉
@tsegatsega238
4 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ💚
@BduvdhdhdNdbvdhdh
4 ай бұрын
ከም ኣዘራርብኡስ ኦርቶዶክስ ኣይመስለንን
@Yordiye19
4 ай бұрын
ምስ ዕድመኻ ዘይኸድ ትዕቢት ኣለካ ዩቱበር ሙዃን ከምዚ ኣይኮነን ስነ ስርዓት ተምሃር መጀመርያ ብያንስ ካፍቲ ፅብቅትን ሓላልን ሓፍትኻ(ሰላም)❤ እንተ ንስኻ ግን መንገድኻ ፅቡቅ ኣይኮነን መልሲ ክትምልስን ክትገድፎን መሰልካ እዩ ግን ክኣ ከም ተጠቃሚ መጠን ዝተሓተትካዮ ከም ሰብ መልስ ትዕቢተኛ ኣይትኹን መርገም እምበር ጥቅሚ የብሉን ትዕቢት ፎእ ፀሊአካ ዘይ ከም ኣሕዋትካ ኣጠቃቅማ ሶሻል ሚድያ መጀመርያ ኣብ ርእስኻ ስርሓዮ ካብኡ ምፃእ🙌
@Hanan-mk6nh
4 ай бұрын
ሃይማንትካ የሕፍርካ ደዩ 😏ታማ ተግዋግውካ 😏
@rozar227
4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@JcId-ks6np
4 ай бұрын
ኣይ ኒአካ ዓሻ ታኢኩም ደረቃት ክትፅልኡኒ ክብሪ ንሃይማኖትካ ሃብ ንላይክ ናበልካስ ብሃይማኖትካ ክትስከፍ ገፅካ ትርሓቅ 😢ክብሪ ንኣዴኩም ❤ብቻ ንስካትኩም ግን ደስ ኣይትብሉይ
@solamsalma7429
4 ай бұрын
መስቀል ሓይልና እዩ መስቀል ፅንዕና እዩ መስቀል መዳሓኒ ነብስና እዩ ❤
@WejeratAdey
4 ай бұрын
ደምርኒ🎉🎉
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
4 ай бұрын
ብሓቂ❤
@titinotitino2910
4 ай бұрын
ያሩዋይ አጆካ ዘይጋገ ሰብ የለን ቅድሚ ኩሉ ግን ሃይማኖትካ ዝሐወይ 🥰
@Ørthodox-q9p
4 ай бұрын
ችድ ቆልዓ ታይ እዩ እዙይ ሃለውለው 😊ቅጭ መምፅኢ
@galdigsa3394
4 ай бұрын
Aybeseken
@HfjfGadget
4 ай бұрын
ንምንታይ ሓቂ መልሲን ቀጥታ መልስን ዘይትህብ ነገር ስካ ታገይርካ ሰሉ እእያ ትገድድ ኣነጋግራና መልሲ ንተከተልትካ ከመይ ብከመይ ኣፀቢቃ ናፈለጠት ግን ትመክረካ ነይሩዋ ብዝኮነ ግን ንዕቀት ትቅረ ውዴዋይ❤
@ImmuImrannn
4 ай бұрын
አሰይይይይይ ተመሰገን ፈጣሪ ያረደይ አበት መሰቀል ምስ ገበርኻስ ግርማ ፍስስስስ ጎታዋ🌹🌹🌹✝️🎉
@LiLiYRayawaሊሊየራያዋ
4 ай бұрын
ደሚርን ማዓረይ❤
@hksjkjzhzkzbzk6610
4 ай бұрын
ዝኮነ ነገር ምጥያቅ እኮ ፅብቅ እዩ ዝሓወይ እና ዝኮነ ሕቶ ተትምልስ ከለካ ትሕት እልካ መለስ ዝሓወይ ኮላይ መስቀል ማለት ትርጉም ፍለጦ ልቃደም ማለተይ ከይትጠፍእ ማለትካስ ወዕለት መድህናአለም ዘይምዝካር እዩ ዘርኢ ኮላይ ቅድሚ ማንም ነገር ሃይማኖትካ አቅድም ሸለል አይተበል ታሓታትነት ካም ዘለካ ዝኮር ዝሓወይ ኮላይ ተማሃራይ እየ ነይረ ለ ትርጉም የብሉይ ተነበርካሉ እዩ ፅብቅ ይብለካ ዝሓወይ ዋና ዋና አብ መልስካ ቀልዲ እና ቅምነገር ፍሎጦ ካባየይ ታይ ክማሃሮ እልካ ፅብቅ ስራሕ ዝሓወይ እና ብድፍረተይ ይቅረታ ❤ ❤
@bsigalwelday1077
4 ай бұрын
ሓወይ እውን ከምኡ እዝኑ ምስተቆርጠጠ ሓድግዎ ምምሃር እና ፅብቅ ገይርካ 🥰
@tsegatsega238
4 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ💚
@Mili-T-q7u
4 ай бұрын
እንታይ ጽቡቅ ገይሩ ዋላ ድኣ እኳ እቶም ኣቦ እንተተጋገዩ ንስካ ግን ተስፋ ክትቆርጽ የብልካን ንሶም እውን እኮ ከማና ስጋ ለበስ እዮም ኣይጋገዩን ኣይብሃልን🥰እስቲ ካብ ኣክሱማዊ ማህሌታይ ቅዱስ ያሬድ ንምሃር🥰
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
4 ай бұрын
@@bsigalwelday1077 ኮሞት ከንብብ ይፎቲ እንድየ ግን ሓፍተይ ተጋጊኪ ካብ ቤተክርስቲያን ምርሓቅ ማለትኮ ካብ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምርሓቅ ማለት እዩ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዘይብሉ ህይወት ግን ናይ ኸንቱ ኸንቱ እዩ😴ቅዱሥ ዮውሃንሥ ኣፈወርቅ ታይ ይብል መሥለኪ ናብ ቤተ ክርስቲያን ብምካድካ ንሰብ ንክተሐጉስ ዘይኮነስ ኣምላክ ኸተሐጉስ ምስኡ ንምርካብ ኢልካ ድኣ ኪድ ይብሉና ስለዚ መጀመሪያ ትሓውክውን ንሠብ ከሐጉስ እበር ምሥ እግዚኣብሔር ኣምላክ ንምርካብ ኣይኮነን😢
@MarabanaMarabana-v4l
4 ай бұрын
አብ መወዳእታ ንእሽተይ ሐሹኒ ርግእ በል ዝማዓረይ ወዲእክን ስምዐኦ አይትፍረዳ❤❤❤❤❤❤
@GffgVjjh
4 ай бұрын
ያረድ ሓወይ ኸዝ ብጣዕም ደስ ዋሃል አና ሃይማነትና ልዕል ኹሉ ነገር ሰለ ዝኾነ አዩበ ኻልእ የኾነይ ማዓረይ ኣሕዋተይለ ሰብ ትጋገ ተሎ ምፅራፍ ተይኾነይ ምእራም❤❤❤
@tsegatsega238
4 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ💚
@GrgyYet
4 ай бұрын
ገና ቆልዓ ኢኻ ዘለካ ኣይበሰልካን ኣይንሕዘልካን ኣጠቃቅማ ቃላት ዜሮ ብዝኸነ ንፍዕቲ ሓፍቲ ኣላትካ ካብኣ ት/ቲ ዉሰድ ❤
@samiaha6007
4 ай бұрын
ግደታ ኢዩ ማዕተብ ትዕብት ኢዩ እዝ ትማህረ ዘይኮነ አለኩ ኢዩ ምንም ሙኩንያት ይሃልካ ማዕተብ ግደታ 😢😢😢😢😢😢😢
18:21
አዶ ክልተ ደቃ አብ ቅድሚ ዓይና ናተቃተሉ 😱 እትገብሮ ጨኒቅዋ🤔
Yared Tsegay Smile
Рет қаралды 30 М.
18:55
"Rimna ሕቶታት" ሰብ ያ ፀውዐለይ ተበልኩስ...? መስሓቀቒ ሕቶታት ምስላ ትግርኛ ምስ ተዋሰእቲ ሰብ 2 ዓለም #reaction #question #ትግራይ
RIMNA
Рет қаралды 7 М.
00:26
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН
00:24
99.9% IMPOSSIBLE
STORROR
Рет қаралды 31 МЛН
00:22
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН
00:15
It’s all not real
V.A. show / Магика
Рет қаралды 20 МЛН
8:25
ሽሩጣ ተታሒዘ 5000 ክፈሊ ተባሂለ😥
ሓዱ ጋል ትግራይ
Рет қаралды 401
27:35
አደዋይ ዝሃበትኒ ስጦታ 💝የተሞቸየንይ 😱 አደይ አሕዚነያ
Yared Tsegay Smile
Рет қаралды 26 М.
50:54
"ኣደ ስውእቲ ኮይነ ቃል ስውኣት ከይተልዕሊ ተባሂለ!"
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 15 М.
44:56
ናይ ንግሆ ጸሎት
ኖላዊ ( NOLAWI)
Рет қаралды 636 М.
56:49
ማሕበር ፍቕሪ...
Hagos Tv
Рет қаралды 14 М.
15:23
ካብ ሞት ልተረፍኹሉ ኣጋጣሚ ረሲዖምዎ 😭😭 ኣዋሪዶምኒ🤔 ኣብ ሽንቲቤት ትዱንጊ ኢካ🙄ፓንቲ ትሰርቅ ኢካ😭😭
Afewerki Tsegay Smile
Рет қаралды 16 М.
10:45
ሃይማኖትና ተፃሪፈካ አእምን ድዩ ልብል ኮይኑ
Yared Tsegay Smile
Рет қаралды 22 М.
1:05:48
ደቂ ኣንስትዮ ክፈልጥኦ ዘለወን ብዛዕባ ደቂ ተባዓትዮ
Dahlak London
Рет қаралды 15 М.
3:05:07
ግራ የሚገቡኝ የክርስቶስ ስራዎች ተመለሱልኝ | ትንሳኤን ከዲያቆን ዘላለም ጋር!
Yonas Moh
Рет қаралды 1,3 МЛН
50:53
ፍቅርን ማሕበራዊ ሂወትን እተዘንቱ ሓቀኛ ዛንታ
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 70 М.
00:26
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН