ካብ መቓብር ዝፍልፍል ዘይቲ ዘለዎ ገዳም ኣቡነ ዮናስ፡ eritrean monastry abune yonas

  Рет қаралды 169,878

HIRUT TV

HIRUT TV

Күн бұрын

Пікірлер: 565
@datlove
@datlove 2 жыл бұрын
gofund.me/d6dddf95 ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ህዝበ እግዚኣብሄር። እዚ ፕሮጀክት ማይ ብዓወት መፈጸምታ ክረክብ ኩልና ዓቕምና ዘፍቅዶ ክንሕግዝ ቤተክርስትያን ሓደራ ትብል ኣላ። ጎ ፋንድ ሚ እዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ እዩ። ንዝኾነ ሓበሬታ ናብዞም ኣቦ ደውሉ ኣባ ገብረዮናስ፦07311862
@dengeleyadefekri8990
@dengeleyadefekri8990 2 жыл бұрын
eshi deyakon hawey Egzabher xegu yebzhalka kemzi gerka berket kenstefe hiwetna kenfeteshe tegber zelka Amlake asbka yekfelka hasabe lebka yesmlalka🙏🙏🙏
@merhawitgoje2967
@merhawitgoje2967 2 жыл бұрын
Eshi egziabher kale hiwet yesmekum nzelealem ab betu yenbrkum fetari
@1ቆሮንጦስ1614
@1ቆሮንጦስ1614 2 жыл бұрын
ኣምላክ ብጸጋን ጥበብን ይባርኽኩም ቃለ ሂወት የስነዓልና ።ብልቢ ብልቢ ነመስግን ብከምዚ ዝበለ ንጹር ብርህን ኣገባብ ብምቅራብ ንልበይ መሲጡ ናእምሮይ ማሪኹ ደስ እንበለኒ ኢዩ። ለቡ# ኣበ ምኔት ናይዚ ገዳም ብክልተ ስም ጸዊዕኩሞም ኣለኹም ኣየናይ'ዩ እቲ ቅኑዕ መጸዊዒዖም ኣብ መወዳእታ ናይዚ ቪድዮ ዘኣማኑኤል ኣብ'ዚ ጽሕፍኩም ከኣ ዘሚካኤል ተቢሂሎም ኣለው። ርኢቶኹም ኣይትብቆቁልና ስለዝብልኩም እንበር ስሞም ብግብሮምን እምነተሙን እኹል ኢዩ ነዓና። የቀኒየለይ
@datlove
@datlove 2 жыл бұрын
yqrieta aba zeamanueiel'yom zbehalu
@ዓወትናግድንዩብርጌደይ
@ዓወትናግድንዩብርጌደይ 2 жыл бұрын
Eshi Diyakoney egziabher xegeu yebzhalkum
@DanidaniNatey
@DanidaniNatey 8 ай бұрын
አሜን አሜን አሜንንን ጸሎት በረኸት ናይ አቡነ ዮናአስ አይ ፈለየናአ❤❤❤❤❤❤❤
@alem6980
@alem6980 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዓል ተባረክ ዝወደይ ነዚ ቅዱስ ቦታታት ተርእየና ዘለካ እግዛቢሄር አምላክ ጥዕና ነዊሕ ዕድመ ይዓድልካ ይባርካ አሜን
@andomtesfandrias6329
@andomtesfandrias6329 2 жыл бұрын
ኣብዚ ተናዋጺ እዋን ከምዚ ክትርእን ክትሰምዕን ከለካ ፡ ከመይ ተስፋ ንገብር ፡ ቃለ ሕይወት የስማዓልና።
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ይብል ክቡር ሓው ክብራት አቦታት ፀሎትን በረከትን ናይ አቦና አቡነ ዮናስ ምስ ኹላትና ይኹን አሜን አሜን አሜን 👏👏👏👏❤️
@mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ
@mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ 2 жыл бұрын
ዓስብካ ካብ እግዚአብሔር ርከቦ ድያቆን ሓውና ከመይ እግዚአብሔር ሓረየካ ነዚ ቅዱስ ስራሕ ክትሰርሕ ቅዱስ ኢኻ ብሓቂ በረከት ቅዱስ ኣቦና የነስ ምስ ኩላትና ኣመንቲ ክርስትና ይኩን አሜን አሜን አሜን
@tsehayesyum9190
@tsehayesyum9190 2 жыл бұрын
ata hawey dekon aybehaln eu aba eu zbehal
@Filipos610
@Filipos610 2 жыл бұрын
@@tsehayesyum9190 ነቲ ኣዳላዊ እዚ መደብ'ዩ ዲያቆን ዝብሎ ዘሎ፡ ዲያቆን እዩ ኸኣ።
@bravelove9638
@bravelove9638 Жыл бұрын
ኣሜንንን!!
@TesfitHadgu-m6k
@TesfitHadgu-m6k 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@shewitzemichal2259
@shewitzemichal2259 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መንፈስካ ዝህድእ ታሪክ ቅድስና ቃለ ሂወት የስምዓልና በረከት ኣቡነ ዮናስ ኣይፈለየና
@alonsmnsajha6344
@alonsmnsajha6344 11 ай бұрын
AmenAmenAmen♥️♥️♥️♥️♥️⛪🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏
@ርፍታልበይእኪድንግለይ
@ርፍታልበይእኪድንግለይ 2 жыл бұрын
አሜን ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓስብካ ይክፈልካ ክንደይ ደስ ይብልበረከቱኩም ይሕደረና ክብራት ኣቦታተይ ኣብፆሎትኩም ዘክርና ብስላም ዓድና ክንምለስ ናብቤቱ የብቀዐና ትዕድልቲ እዩ ተዋህዶ ምካን
@43058
@43058 2 жыл бұрын
ብትኽክል ትዕድልቲዩ ተዋሕዶ.
@danaiteyob7456
@danaiteyob7456 2 жыл бұрын
ፍትዋተይ ክንደይ ተዓዲልኩም ነዚ በረከት ዝተሳተፍኩም ዘሳተፍኩሙና ጸጋ በረከቱ የብዝሓልኩም ነቦታትና መፈጸምታኩም የጸብቅ ምሳኩም ብሓባር ገዳማትና ንምንጋድ ድማ የብቅዓና❤❤💒💒💒❤❤😥😥
@rishane9576
@rishane9576 5 ай бұрын
ጸሎት በረከትኩም ኣይፈለየና ክቡራት ኣቦታተይ ኣዴታተይ ኣምላክ ድሓረየኩም ኩሉኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጸጉኡ የብዛሓልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤
@ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ
@ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ 2 жыл бұрын
በረከት ቅዱሳን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ይሕደረና ✝️
@mihretefremand0m773
@mihretefremand0m773 2 жыл бұрын
Amen xelotkum bereketkum yekaflena hruyat nay fetari sdrabiet Odmen tenan xnatn yhebkum kburatey
@ዘይከውንየለንጥዕናእንኩሎ
@ዘይከውንየለንጥዕናእንኩሎ 2 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ቃል ህይወት ይሰመዐልና ፀጉኡ ይብዘሐልኩም ፍቁራተይ 💕💐👏
@rahwaberhe7474
@rahwaberhe7474 2 жыл бұрын
አቤት ትዕድልቲ አቤት ምምራፅ ናይ ኩልና መወዳዕታየፀበቅልናፀሎትኩም አይፈለየና በረኸትኩም ይሕደረና!!!
@asmeromghebremedhn3033
@asmeromghebremedhn3033 2 жыл бұрын
ብሓቅ ቓለሂወት የስምዓልና ጾሎቶምን በረከቶምን ይሓልወና ኦ ኣምላክ ከምት ኩፉኡ ግብርና ዘይኮነስ ብዓይን ምሕረትካ ጠምተና
@meriy6568
@meriy6568 2 жыл бұрын
ክብረት ያሃበልና ክቡር ሓውና፡ ከምዚ ጌርካ ክተምጸእ ሃረር እናበልኩ እየ ዝጽበየካ፡ ትዕድልቲ እዩ፡ ይትረፍ ገዳም፡ እታ ጽሓይ ቀትሪ ፡ውን ምርኣያ ሲኢና ዘለና ከምዚ ከማይ ብዙሓት ኢና፡ ቤት አምላክና ንዓመታት ከም ማይ ጸሚእናዮ፡ ቅዱሳን ኣቦታትና በረከቶም ይሕደረና፡
@ኩሉበኣካኮነ
@ኩሉበኣካኮነ 2 жыл бұрын
ኣጀኩም ስድራ ኣምካል በብግዜኡ ሰላም ከገብረልና ኢዩ እግዚኣብሄር
@merutsbkti3788
@merutsbkti3788 2 жыл бұрын
ሰላም ለኪ ቅድስቲ ቤተ-ክርስትያን ምስለ ኣምሳለ ሰማያዊት ኢዮርሳሌም 🙏🙏🙏
@Nunutubes
@Nunutubes 2 жыл бұрын
ene ethiopiawe negn gen yehenen gedan besalemew des yelegnal.e/r yabertachu amen
@abuneyonasaboybrhanalem9206
@abuneyonasaboybrhanalem9206 2 жыл бұрын
ኣቡነ ዮናስ ኣቦይ በረኸትካን ረዲኤትካን ኣይፈለየና ኩልኩም ኣብታትን ኣዲታትን ዕድመን ትዕናን ይሃብኩም ኣብጸሎትኩም ዘክሩና በሓቂ ደብረጻድቃን
@mihreteabandebrhan8615
@mihreteabandebrhan8615 2 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሕይወት የስመዓልና ኣቦታትና ቅዱስ እግዚኣብሔር በረከት ናይ ጻድቕ ኣቡነ ዮናስ ናይ ኩሎም ኣሰሮም ዝሰዓቡ ቅዱሳን ኣቦታትን ኣዴታትን በረከቶምን ኣማላድነቶምን ረዲኤቶም ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኹን ኣሜን።
@anbesaghebretnsa2639
@anbesaghebretnsa2639 Жыл бұрын
ኣሜን (3( ቃል ሕይወት ይስመዓልና ኣባታችን በረከት ኣቡነ ዮናስ ይኻፍለና ናይ ብሓቂ
@awetmihretab2827
@awetmihretab2827 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዓልና ዲያቆን ሓውና አምላኽ እስራኤል ጸጉኡ የበዘሓልካ+++
@tasfalstawled1591
@tasfalstawled1591 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስምዓልና ናይ ኣግልግለት ዘበንኩም እግዚአብሔር ይባርክ ኣብ ጸሎቱኩም ዘኪሩና ኣቦታትና ኣብ እምነትና ክንጸንዕ ካብ ስደቲና ናብ ታቅስት ሃገሪና ብሰላም ክንምለስ ምእንታ ቅዱሳ ገዳማትና ክንሪኦ ክንለም ናብ እግዚአቢሔር ለምንሎና ኣቦታትናዚተመዘ የኩን ነዚዘርኣይና
@mesigaltigray9656
@mesigaltigray9656 2 жыл бұрын
ፀሎትኩም ይማላለአና ኩቡራት ኣቦታትና✝️👏🥰
@ggeorge3563
@ggeorge3563 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይስጥልን ከአባታችን ከአባ ዮናስ በረከት ያድለን በቃልልድ ኪዳናቸው ይማረን አሜንንን
@ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ
@ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ 2 жыл бұрын
በረኸት ቅዱሳን ገዳማዉያን አቦታትና አዴታትና ያካፍለና ፣ ፀግኡ ያብዝሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ
@AbTs-d7h
@AbTs-d7h 2 жыл бұрын
ጸጋ በረከቶም ኣይፈለየና ሓውና እግዚአብሔር ይመስገን
@zelibarbarzeli2656
@zelibarbarzeli2656 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣባ እግዚኣብሄር ጸጋ በረከት ጥበብ ይዓድልኩም ንሕና ናይ መንፈስ ደቅኩም ድማ ናይ ኣባ ዮናስ ኣምላክ ምሕረቱ ክልእከልና ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ብኣማላድነታ ምሕረት ካብ ፍቁር ወዳ ትለምነልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን (3) ቃለ ሂወት ያሰማልን ክቡር ዲያቆን ወንድማችን አምላከ አቡነ ዮናስ ማረን ይቅር በለን ራራልን የቅዱስ አባታችን አቡነ ዮናስ በረከታቸው ይደርብን .በፀሎታቸው ይማረን
@bektiamdebrhan6628
@bektiamdebrhan6628 Жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ንእግዚአብሄር ይኹን ከምኡ ውን ንወላዲቱ ድንግል። ማርያም ወለ መስቀሉ ኩቡር አሜን በረኸት ናይ አቡነ ዮናስ የካፉለና አሜን አሜን አሜን⛪🙏🙏🙏🛐
@tesfutsegay3824
@tesfutsegay3824 2 жыл бұрын
Amen amen amen kalehiwet yesmealna abotatna breketomn xelothomn nay abune yonas ms klatna hzbe Christan ykun amen amen amen 🤲💚⛪
@amlshaamlsha
@amlshaamlsha 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ደስስ ክብለካ ክብራተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም ክብራተይ ከምዚይ ናገበርኩም ኩሉ ግዜ ኣፍልጡና በረከቶም ፆሎቶምን ናይ ኣባና ዮናስ ይሕደረና ፍቅራተይ
@nebunebu262
@nebunebu262 2 жыл бұрын
አሜን ካለ ሂወት የስማልና ንገዳማትና ንበጽሃሉ ጊዘ የምጻልና ጸጋ በረከቱ የብዝሃልኩም
@HK-rn8yx
@HK-rn8yx 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝደንቅ ታሪክ እግዚአብሔር ይመሰገን በረከቶም ናይ አቦታትና ይርደአና ኦዚ ኮፉእ ግዜ የሳጋግረና#😘😘
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 2 жыл бұрын
ቃል ህወት የስመዓልና አሜን። በረከት ናይ አቡነ ዮናስ ይክፈለና አሜን። አቦታተይ ኣብ ጸሎትኩም ንዓይ ንሓጥእ ሃብተማርያም ወድኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘክርን
@filmonhabtab4640
@filmonhabtab4640 2 жыл бұрын
ኣሜንንንን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦታትና ከምኡ ዉን ድያቆን ሓዉና ኣምላኽ ናይ ኣጎልግሎትካ ዕድመ ይባርኽ። ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ኢኻ ተምጻልና ዘለኻ ሓንጎልካ ዝሕድስ ል፡ የዕንትኻ ጽቡቕ ዝርእየሉ፡ ተስፋ ዘውህብ ተቅርበልና ኣለኻሞ ብድጋሜ ኣምላኽ ጽግኡ የብዝሓልካ። ጸሎት ኣቦና ቅዱስ ዮናን ከምኡ ዉን ጽሎት ቅድሳት መንኮሳት ይኽፈለና። ከምኡ ገርካ ከተምጻልና ከኣ ህረርርር እና በልና ንጽበየካ ።
@abaditkidane4396
@abaditkidane4396 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen xuluten xega bereketn nay abune yonas ms kuluna yukun qalehiwet ysmalna dyaqun hawena🙏🙏🙏
@khamisramadan6764
@khamisramadan6764 2 жыл бұрын
ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ጸጋ በረከት ናይ ኣብነ የናስ ምስ ክልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ንኣኩም ክኣ ብጣዓሚ ነመስግነኩም ኣብ ስርሓኩም ምሉእ ኣሳልጦ ወላዲት ኣምላክ ምሳኩም ትኩን
@ክብረትጋልትግራይ
@ክብረትጋልትግራይ 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና አአሜን አሜን
@YonatanokbaselaseAmine
@YonatanokbaselaseAmine 16 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@medasamufish1674
@medasamufish1674 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሩካት ኣቦታት እግዚኣብሄር ሓጥያትና ቀይጸብጸበ ነዚ ክንዕዘብን ክንሰምዕን ዘነቃቅሐናን ዘበራትዓናን ክብርን ምስጋናን ንዕኡ ይኩን ፡ መፈጸምታ ሂወትና የጸብቀልና🙏🏽
@michealeabrham6756
@michealeabrham6756 2 жыл бұрын
ግሩም ታሪኽ፡ በረኸት ኣቡነ ዮናስ የካፈለና።
@ማርያመይመዝሙረይ
@ማርያመይመዝሙረይ 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡራት ኣቦታትና ፀጉኡ የብዛሐልኩም በረከትኩም ይሕደረና ኣብ ፆሎትኩም ዘክርና ኣቦታትና ✝️✝️✝️
@gjtghhtu5526
@gjtghhtu5526 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሰናይ የስመዐልና በረከት ኣቦና ዮናስ ይሕደረና ብሓቂ ቃለ ሰናይ የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና
@goitomabrahale2621
@goitomabrahale2621 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦታትና ጸሎቶም ናይ ኣባና ዮናስ ይሕድርል
@nahomgabrhewat5319
@nahomgabrhewat5319 2 жыл бұрын
Amen 💒 Amen 💒 Amen 💒 abatataxan Qal hiwat yasmalna abona
@tiegistysium5099
@tiegistysium5099 2 жыл бұрын
amen amen amen xolot abotatena qudsan ayflayna qali hiwat yasmalna
@se4111
@se4111 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ዋላ ካ ብኣካል ክንበጽሖ ተዘይ ከኣልና ከምዚ ገርኩም ከተርእይና ናይ ዓድና ገዳማት ከተላልይናን ዓቢ ስራሕ ዩ ብሓቂ ዕድለናትት እና ኣምላክ ዘመንኩም ይባርክ በረከት ኣቦና ኣብነ ዮናስ ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን።
@samera7043
@samera7043 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከተም ኣይፈለየና ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስትያን ይኩን 🙏🙏🙏💛❤️❤️❤️
@astertzeggai1447
@astertzeggai1447 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ፡❤🙏❤🙏❤
@sofiateklezgi1832
@sofiateklezgi1832 2 жыл бұрын
እሰይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልል እንቓዕ ተወለድካ ብሩኽ ድያቆን ሓውና አሜን
@michealeabrham6756
@michealeabrham6756 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ፡ ጸሎት ናይ አበው ገዳማውያን ኣይፈለየና
@ሰላምጓልተዋህዶ-ተ9በ
@ሰላምጓልተዋህዶ-ተ9በ 2 жыл бұрын
አሜን፫ ቃለ ህይወት የስማዓልና ጸጋ በረከቱ የብዛሓልኩም ዓስቡ ይክፈልኩም ፈጣሪ ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል መንፈስካ ዘህድእ ቅዱስ ቦታ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኪናት ኣጥፊኡ ሰላምን ዕርቅን ወሪዱ እንሆ ናብ ገዳማት እንነግድ ይግበረና ፈጣሪ ክብረት ይሃበልና ክብር ሓወይ ❤🌿
@leltibrhan745
@leltibrhan745 2 жыл бұрын
Lolooooplllllloliplllp
@negasigebrehiwet2844
@negasigebrehiwet2844 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዛዝኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ዳት ሓወይ
@shaikhaalthani2822
@shaikhaalthani2822 2 жыл бұрын
አሜን እግዛብሄር ይመስገን🙏❤
@mehrethabteselassie5307
@mehrethabteselassie5307 2 жыл бұрын
Xolotomn rediatn abotatna ayfeleyena. Amen amen amen
@ghirmayandebrhan4060
@ghirmayandebrhan4060 2 жыл бұрын
ቃለህይወት የስሚዓልና ቅዱሳን ኣቦታት ብጸሎቶም ኣምላክ ይለመነና።
@ጽዮነይጸግዕይ
@ጽዮነይጸግዕይ 2 жыл бұрын
Egziabiher amlak edmen tenan yhabkum ,segakum yebzhayo bereket abune yonas ms kuluna ykun. Btaemi eina nemesgnegkum keslwo
@luwamgirmay7644
@luwamgirmay7644 2 жыл бұрын
Amen bereketom nay abona ayfeleyena 🙏🙏🙏
@letensaeokubazghi6327
@letensaeokubazghi6327 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen kalhiwet yesmana
@mareykiros3371
@mareykiros3371 2 жыл бұрын
አሜን በረከቶም ናይ አቦታትና ይሕደረና ✝️✝️✝️👏👏👏🤲🤲🤲
@MerhawiHaylemaryam-b1f
@MerhawiHaylemaryam-b1f 10 ай бұрын
ኣሚን በረከቶም ናኣቡነ ዮናስ ኣይፈለየና ቃለሂወት የስምኣልና❤❤❤❤❤❤
@E_Y_O_R_S_A_L_E_M
@E_Y_O_R_S_A_L_E_M 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስምዓልና ኣቦታተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልኩም በረኽት ረዲኤት ናይ ኣቦና ኣቡነ ዮናስ ምስ ኩልና ይኹን እግዚአብሔር ኣምላኽ ነዚ በረኸት ክንረግጽ ብምሕረቱ ይርድኣና ኣሜን።🙏
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና ሓወይ ዳታን ኣምላኽ በረከቶም ናይዞም ቅዱሳን ይኽፈለና!
@euegifhdhj4390
@euegifhdhj4390 3 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከትኩም ይሕደረና❤
@ikkmii
@ikkmii 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ
@keseteGoitomHawiAstir
@keseteGoitomHawiAstir 4 күн бұрын
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@selinahailetecle5564
@selinahailetecle5564 2 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN Qale hewete yesemalena 🤲🤲🤲😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@tuemayfitsum2619
@tuemayfitsum2619 2 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ዲያቆን ዳት ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ዕድመ ማትሳላ ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ እመ ብርሃን ትባርካ 🤲🤲🤲⛪️⛪️⛪️ ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን ናብዚ ቅዱስ ገዳም ክንበፅሕ በረከት ናይ ኣቦና የናስ ክንካፈል ቅዱስ እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት ፍቃዱ ይኩን 🤲🤲🤲✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏
@tdflove3582
@tdflove3582 2 жыл бұрын
ባሓቂ ቃል ህይወት ይስመዕልና ፀጉኡ ይብዝሓለኩም ክብራተ ኣቦታትና ስደትና ኣብቅዑ ናብ ቤትካ ኣብቅዕና ልዑል እግዚአብሔር ኣምላክ ኣቦይ 🙏🙏🙏
@temsgne7752
@temsgne7752 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሄወት የስመዐና ብረክቶም ናይ ኣቦና ዮናስ ይሕድረና ጸለትኩም ኣየ ፈለየና👏👏👏
@danielteklu4652
@danielteklu4652 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna bahaqi des zbl eyua
@yhhgi1597
@yhhgi1597 Жыл бұрын
ክብርን ምስሔር ንወላዲተ ቅድስት ጋናን ንእግዘኣ ድግል ማርያም❤❤❤❤❤❤❤
@dawithabtemichael242
@dawithabtemichael242 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም። በረከቶም ናይ ኣቡነ ዮናስ ኣይፈለየና።
@elensemere6817
@elensemere6817 2 жыл бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmealna bereketomn xelotomn nay abotatna ayfeleyena
@ደበናዩቱብ
@ደበናዩቱብ 2 жыл бұрын
ቃለ ሕይወት የስምዓና በረከት ረዲኤትን ናይ ኣቡነ ዮናስ ኣይፈለየና።
@merhawitmerhawit7681
@merhawitmerhawit7681 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዓልና
@banamesfin2171
@banamesfin2171 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmeana zeseteweile aiyenete lebone yeadelena egzeabiher amlake 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@teklekflay6880
@teklekflay6880 10 ай бұрын
አሜን ኣሜን ኣሜን እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዛሕልኩም ናይ ብሓቂ ቀጹልዎ ብዙሕ ተማሂርና ኢና እሞ እግዚአብሔር ፍረ ጻማኩም የብዛሓልኩም ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤
@untitled2834
@untitled2834 2 жыл бұрын
God bless you. all the World🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤝🙏❤️tselotkim ayfeleyena
@henokzekarias1309
@henokzekarias1309 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ናይ ኣጎልጉለት ዘብንኩም ይባርክ ዝሓወይ በረክት ናይ ኣቦና ዮናስ የካፍለና
@kisanetmeles5494
@kisanetmeles5494 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen kile hiwet yesmalina Dikun hiwena Admen tinan yhabka. Nbtitna ki Admen tinan yhabom Amlak 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@semeregebru8410
@semeregebru8410 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸት ቁዱሳን ኣቦታትና ይሓልወና
@nohhailu4651
@nohhailu4651 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጸሎቶምን በረከቶምን ረዲኦቶምን ኣይፈለየና ኣሜን
@ተዋህዶእምነተይትግራይማን
@ተዋህዶእምነተይትግራይማን 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዝሓልኩም
@TsiTsi1904
@TsiTsi1904 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመአልና አሜን
@amanuel5687
@amanuel5687 11 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ናይ አጻድቅ አቦና ዮናስ በረከቶም ይሕደረና እግዚአቢሄር አምላክ ንበረከት ነዚ ቁዱስ መሬት ንምርጋጽ የብቅዓና
@rahasiwediqeshi5516
@rahasiwediqeshi5516 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmana xelotkum ayfeleyen ab xoletkom zekuruna kburat abotat kubur hawu dyaqon nay agolgulet edmika ybark amlak.
@beti7996
@beti7996 2 жыл бұрын
Asey Ezgabhere xegeu yebzhskum abotatna bxelotkum zekrna
@zaritisayas
@zaritisayas 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen berketkum yehaderna
@awetlove8407
@awetlove8407 2 жыл бұрын
Bereket nay abona yonas yadlena amen amen amen
@EferomAfewerki
@EferomAfewerki 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና በረት ናይ ኣቦና ዮናስ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኩቡር ዲያቆን ሓውና ከምዝገርኩም ዘከርብክሙልና አዝጋብሄር ኣምላኽ ኣብ ትገብርዎ ተስልትኩም ይስማኩም ተባረኩ
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 2 жыл бұрын
Amen amen amen kalehiwet yesmealna egziabher amlak nebotatna edmen tenan yhabelna nana kea tesatefti nayzi bereket ybelena naka naka kea egziabher amlak asbka aezizu yhabka zhawey🙏🙏🙏❤❤❤❤
@tg6336
@tg6336 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም✝️✝️
@hanaghebremichael9734
@hanaghebremichael9734 2 жыл бұрын
ኣህዋተይ ፅሎት ብእፁኣኣ ኣቦታትና ን እደታትና ኣይንጋደፈና ንኣካትኩም ድማ ፅጋ ይወስከልኩም! ኦርቶዶክስ ትውስክ ቃለ ሂውት የብስመኣልና ብሩተይ💒💒💒🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@yeibyoyeibyo6894
@yeibyoyeibyo6894 2 жыл бұрын
Amen amen amennnn...🙏 🙏 Qeale hiwot yesimalena....Radatekomin berkatekomin tsagakom Ayefaleyana...Ab Tsaletkom Zakoreniy Neay hatatacha hawikom wadekom...
@menkemegzeabherkabfikiriam1918
@menkemegzeabherkabfikiriam1918 4 ай бұрын
Amen anen amen 🙏🙏🙏qale hiwet yesmealna nay agelglot edmekum egzeabher amlak ybarki
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 2 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦታትና
@keseteyohans8195
@keseteyohans8195 5 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምኣልና ኽብርን ምስጋና ንመድሃኒ ኣለም ኽርስቶስ ይኩን ናይ ማኣርክ ሂወትኩም ይባርከልኩም ❤❤❤
didn't manage to catch the ball #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 33 МЛН
НАШЛА ДЕНЬГИ🙀@VERONIKAborsch
00:38
МишАня
Рет қаралды 2,7 МЛН
1 сквиш тебе или 2 другому? 😌 #шортс #виола
00:36
Всё пошло не по плану 😮
00:36
Miracle
Рет қаралды 2,9 МЛН
መገዲ በለዛ ኳዜን/ካርነሽም
5:42
Quazen Carneshim
Рет қаралды 4 М.
DW TV  ታሪኽ ገዳም ማርያም ውቕሮ እምባስነይቲ
33:20
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 46 М.
didn't manage to catch the ball #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 33 МЛН